ዘርእሰናይ ኣምበሳ ታሪካዊ ብሉጵ ስነጥበብ አበርኪትካልና።የቐንየልና ። Ich bin stolz auf dich zerisenay bro. Danke dass du uns einen schönen Eritreans Musik verschenken hast. Du bist einfach prima !!!!!!!!
Zeresenay you are unique artist you have your own style I love how you are telling the stories and the stragglers of Eritrean people well done this is on the top on 2024 we proud of you,please keep singing 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌺👍🏾🙏🏾❤️🌺🇪🇷
ዘርአሰናይ ወዲ ገብሩ ተኪኡ 100/100 ዋውውው ሱሑል ድምጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
L)
Kemza ke'maka y'bel nere..Haqi.
Bhaqi❤❤❤
መርሓባ ወዲ ሓላል መሬት ❤ ጅግና ወዲ ግርማይ እንቛዕ ናትና ኮንካ ኩሉ ግዜ ተቅርቦ ፖለቲካዊ ትን ክምእውን በቲ ጥዑም ድምጺካ ንህዝቢካ ትገብሮ ክብረቴ ይሃብካ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Proud Eritrean artist ዘርእሰናይ ግርማይ ኣጆካ ወዲ ኤርትራ ጻዕዳ
100 ግዜ ስሚዐያ ምርዳእ ኣብያትኒ ...
❤❤❤
ክብር ሐዉና ዘርሰናይ. ጅግና. ተኬና. ወዲ ገብሩ. ተኬና. የማነ. ባርያ ጀጋኑ. አያታትና. አዉርሶም ኤረትራ ሃገርና. ዕድለና እያ ዘዝተወለደ. ንዐአ ዘኽብር ዕድመን. ጥዕናን ይሃብካ. ፈጣሬ. ዘርኤሰናይ ሐዉና ቀጽል አበሳ ዐወት ንሐፋሽ
ዝሪኢት ውድህዝብ 👍👍👏👏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤ብሉጽ ስራሕ ወዲ ግርማይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ናይ ብሓቂ እዋናዊትን ገላጺትን ደርፊ፡ ከም ናይ ኩሉ ግዜ ስራሕካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘርኢት ሃብሮማይ👌✊🏽🐪🇪🇷
Nay bshki gelitkayo wedi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
ቡሉጽ ስራሕ ስነጥበበኛ ዘርእሰናይ ግርማይ ልክዕ ብማና ዘይኮነት መጺኣ ብደምና ኢያ መጺኣ እታ ክብርቲ ሃገርና ሃገረ ሰማእታት።❤❤❤
Girim meseret zelewo melikti 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘርኢት ጅግና ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮም እዞም ደቃሉ ዕሱባት ማለሊት።
ጽቡቅ ኣቀራርባ ይበል ጥበብ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🌼🌼🌼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌼🌼❤️❤️❤️❤️
ኩቡር ሐወይ ጅግና ወትሩ ጅግና ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🏾❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🌹🌹✊🏾✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘርኢት ተውለ ኩሉ ዘይእግሞ
ምሩጽ ኣርሓ ጎላጉል ሃዘሞ
ብሓደ ወስ ንኩሉ ዝዓሞ
ዲንቂ ተውህቦኻ ንኩሉ ዘ'ገርሞ !!
"እንቋዕ ናትና ኮንካ" ወድሓወቦይይ.......
❤❤❤
ዋው ተዓወት ጅግና ዘርኢሰናይ
መግለጺ የብለይን ሐወይ ናተይ
ብዙሕ እዩ ትጽቢተይ በርትዕ
እልልልልል 👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾❤❤❤❤❤🇪🇷💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏🏾
ግርም ገበርካዮም ጽቡቕ ጌርካ ገሊጽካዮም😂
ኣጆኻ በርትዕ ዘርኢት ጅግና 💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣንበሳ ጅግና ዘርኢት
ኣንታ ዘርእሰናይ ሓወይ ጅግና ነዞም ዕስባት ልቢ ይገብሩ ይኮኑ ሕጂ ❤🇪🇷🙏🇪🇷❤😍👌👍🌹🌹🌹🌹🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘርአስናይ🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
አታ ጅግን ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘርኢሰናይ አንበሳ
ዘርእሰናይ ኣምበሳ ታሪካዊ ብሉጵ ስነጥበብ አበርኪትካልና።የቐንየልና ። Ich bin stolz auf dich zerisenay bro. Danke dass du uns einen schönen Eritreans Musik verschenken hast. Du bist einfach prima !!!!!!!!
🇪🇷ሰላም ሰላም ዘርኤት ሓዉና ኣምላኽ ዕድሜ ጥዕናን ይሃብካ አንበሳ ወዲ እቶም ጀጋኑ ደቁ ሪመይ እካ ቀጽሎ 🇪🇷🇪🇷⛪️🕌⛪️🕌🇪🇷🇪🇷🦁💪🦁💪👍👍❤❤❤🌺🌺💯💯👌
ናይ በሓቂ ዘበነ ውበ ጸመሙ√√√
ናይ ባሐቂ ናቶም ሂብካዮም ዘርኢት አንበሳ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤❤💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷 አገናዕ ወዲኤረይ 4ግንባር
ዘራኢት ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋውው ዕድመን ጥዕናና ይሃብካ ዘርኢት ኣንበሳ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ብጣዕሚ ንፍዖ ነመስግን ወድ ሐላል መሬት የቀንየልና ብልፀት ግጥሚ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ኤረይ መዓረይ ሰብ አለዋ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🎉
ዘርኢት ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Thanks Wedi Eri Jegan ❤God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷❤🌺🌺
ዘርእሰናይ ሓወይ መቅሰን ዕድመን ጥዕናን ሰላም ሓጎስ ፍቅሪ ይሃብካ መታን ንዓና ክሕሸና ቀጽሎ ካባካ ቡዙሕ ኢና ንምሃር ዘለና ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ሰላም ወዲ ግርማይ ኣጆኻ ጂግና ቀጽሎ❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልካ ኣታ ጅግና ከም ኣበታቱ ዓይኒ ኣባይካ ይደፈን እግዝአኣብሄር ምሳኻ ይኹን ይበል ድምጺ ደርፊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ እዚኣ ደርፊ ጥራይ ክትብላ ኣይከኣልን። በርትዕ ዘርኢት❤❤።
አሰይ ኩሉ ጽብቅ ወዲ ሀገረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ወዲ ግርማይ ምሉእ ጥዕና ንምነየልካ
ዘርኢት ጅግና ወዲ ኢረይ በጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪🏽💪🏽💪🏽
ዋው!!👍🇪🇷❤️🌹ዘርእሰናይ ግርማይ ❤️❤️❤️❤️❤️you. 👍🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘርእት ጅእግና ወዲ መትከል 💪🏽🇪🇷❤️🇪🇷✊🏽🇪🇷🙏
ኣሰይ ጸባ ኣስተኻኒ ዘርኢት ሓውና ❤❤❤❤
ዝኸበርካ ዘርኢት ናይ ብሓቂ በሊሕን ተባዓን ኤርትራዊ ኢኻ ንኹሉ ስነ -ጥበባዊ ስርሓትካ። ስለ ኤርትራን ክብራን ብዙሕ ዋጋ ከምዝኸፈልናን ኤርትራውነት ክቡር መንነት ምኹኑ ብዋዛ ፈዛዛ ዘይተረኽበት ህያብ ስዋኣትናን ብሌን ዓይንናን ብሃገርና ንዝመጸና ሕድገት ከምዘይነፍቅድ ንኩሎም ጸላእትና ኣላሽ ኣቢልና ኣብ ንርከበሉ እዋን ብምድራፍካ ዝያዳ ተፈታዊት ከምዝኾነት ከረጋግጸልካ ይፈቱ በርትዕ ጥራይ እየ ክብለካ ዝደሊ እቲምንታይሲ ብሃገርን ርስትን ጸወታ ከምዘየለ ይቅረብ ይርሓቅ ቅልጽሙ የሕብጥ ደረቱ ይንፋሕ ወይከ ክምህ !
ብሓቂ ዘርኢሠናይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ነዛ ክብርቲ ሀገና ድማ ሰላምን ፍቕርን ቅሳነት ኲሉ ኤርትራዊ ብሰላም ብቅሳነት ብፍቕሪ ዝነብረላ ይግበረልና ፈጣሪ ። ዓወት ንሓፋሽ ክብሪ ንስውኣትና ።
እዋይ ድምጽ 100 ❤ምስ ትርጉም ማሃርን ቃላት ምግለጺ ሲኢኒነልካ ስርስናይ ወደይ ጅግና ❤❤❤❤❤❤ እስይይይይይይ
ዋዉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጂጋና ❤❤❤
ንኡድ ስራሕ ጥዑም ድምጺ ዋርሳይ ዘርኢት 🇪🇷💖🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹::
Greatt job! Thanks for your entertaining us
Wawwwwww ዘርኢት ❤🇪🇷ሓወይ ናይ ባሓቁ ገላጺት ኡፍፍፍፍ ደደጊምካ በቃ ሰሚዕካ ዘይምኖ ቀጽሎ ኣብጎንካ ኣለና ወዲ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wowow….beautiful music ♥️🇪🇷🙏
ዋው ይበል ብሓቒ መርዛም ዝኮነት ክሳብ ዝድንዝዙ ጌርካዮም ቪቫ ዘርእሰናይ ግርማይ ወዲ ኤረይ ጅግና 🇪🇷🌷🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌹🇪🇷💐
ዘርኢት ኣንበሳ ትርጉም ስነ ጥበብ ማለትሲ ኣብዚ ኣለካ❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ስራሕ🇪🇷💖💪👏👏👏
ኣየ ሃገረይ ካብ ወርቂ ናብ ሉሉ ይሰጋገር ኣሎ ሕጂ ኣትክልካ ናይ ኣቦታትና ነሓዝ ደቂ መንነት ሃገርይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Great patriotic Eritrean music Zerisenay hawey! አንበሳ ጅግና መስተንክር!!!!!! Keep it up brother!!
Nice job wedi erey 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉I am 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኤርትራዊ ኩሉ ግዜ ሰዓሪ❤
ወዲ ግርማይ ጥበብካ ይባረኽ ቀጽሎ ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩ ነብር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
❤🇪🇷🇪🇷 ተዓወት ዘርእት ኣብ እዋና 🇪🇷🇪🇷
ዘርኢት ጽኑዕ ወዲ ሃገር።
ረዚን ዝትሕዝቶኣ ነውናዊት ሓያል ደርፊ ናይ ብሓቂ።
ዝርስንይ ጅግን ውድ ኤርይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💕💕💕🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪ኤርትራውነት ከቡር መንነት
❤❤❤ ጠጥዕሙ ኣስመዓዮ ነቶም ዝገርዘሙ ፡በርትዕ
❤
ኤረትራዊ እየ በሎም ሰበይ በቃ ኣኸለ ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤️
The best song ever thanks zerit 👏👏👏👏🌹🌹🌹❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹❤️
ዋው ዘርኢት ጅግና ብጣዕሚ ደስ ክትብል ደርፍኻ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎵🎵🎵
ዘርኢት ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌺🌺🌺🙏🙏🙏
Wow! Proud Eritrean. I am proud of you, Zeresenay amazing voice and great music.
ናይ ብሓቂ ዝሰምዕ እዝኒ ኣይተዓደሉን
ብሉጽ ስራሕ
ወድግርማይ❤❤❤
ጅግና ኤርትራዊ ኣደ ወሊዳ ትምከን ዘርኢት ወደይ።ትርጉም ዘለዎ ደርፊ።
ዘርእሰናይ ጅግና ብሉጽ ስራሕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️
ጅግና ወዲ ኤረይ🎉🎉🎉🎉🎉
Btami stibuk sirah cabzi nilali kitesrih tesfa Nigebir ❤❤❤
ዘርኢሰናይ ገላጺት ደርፊ ነዞም በርጌድ ንሓማቱ ቀጽሎ ጎስጓስካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌❤️❤️❤️❤️❤️🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 🙏
ቤላ ጌርካ ተታሒሒዝካየን ኣለኻ ዘርኢት ኣምበሳ ጫካ❤❤❤❤❤
Zeresenay you are unique artist you have your own style I love how you are telling the stories and the stragglers of Eritrean people well done this is on the top on 2024 we proud of you,please keep singing 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌺👍🏾🙏🏾❤️🌺🇪🇷
I tried to say the same thing, but you said it was perfect,
መርሓባ ዘርኢት ጥዑም ድምጺ ብጣዕሚ ጥዑም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☪️☪️☪️☪️✝️✝️✝️👍👍👍👍🤝🤝🤝🤝👏👏👏👏🥰🥰🥰🥰
ዋውውውውው ዘርኢተይ ኣዝያ ደሰ ተብል ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷
👍👍👍 ኣጆኻ ዘርኢት love it one of the best
ናይ ባሓቂ ሰናይ ሓውና ንፉዕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wedi germay nic ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ kem arkant ayattak teba elka alku
❤❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘርኢት ሓውና
ሐወይ ናተይ ጸገም ረኪብና እሻካ ገረበት ረኪብና 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏💪🇪🇷❤️🇪🇷
ነዞም መንነቶም ብገንዘብ ዝተላወጡ ዝመስሉና ግን ከኣ ብዕላማ ተጋሩ ብናይ 🇪🇷 ታሴራ ዝተሰዱ ጨካናት ደመኛታት 🇪🇷ልክዕ 👌 ጌራ ትገልጾም ስራሕ👍 Thank you 🙏🏽 Zerit 👍
ሕቡን ኤርትራዊ ኩሉ ግዜ ካብ ዝካታተሉኻ ቀጽል ሓየት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀነራል ዘርኢት ጅግና ኣገናዕ ኮርዒዳ ጽቡቅ ስራሕ ናቶም ዓቀኖም፡ሂብካዮም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብራቮ❤
እንኳዕ ናትና ኮንካ ዘርኢት ጅግና ናይባሓቂ ቡሉጽ ስ ርሓት ኣቕሪብካልና ዕድመንጥዕናን ይሃብካ ናይወትሩ ተኸታታሊኻ እየ
ጅግና ወዲ ኤሬይ🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑
🎉❤🎉Amazing keep it up❤ wat a legend u r, thankyou
በሉ ጽቡቅ ገርኩም ሰምእዎ በአል ጎበጨረ ኤርትራዊ ረአይዎ ግርም ገይሩ ነግርኩም የቀንይልና ዘርኢት ክብረት ይሐብካ አምላክ
ኣገናዕ ቡሉጽ ስራሕ
ንበረለይ ዘርስናይ ኣበሳኣ ወድ ጀጋኑ ጅግናኣ እዲኻኣ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ደርፊ ዘሪኢት ሓውና
Zerit wedi Eritrea 🇪🇷 ♥ ❤
ኣጆኻ ዘርኢት ኣብ ጎነካ ኣሎና
Nice song.Wetru Hagery msbelka Zeret. Ajoka Anbesa 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️
Good bless you and your family ❤🇪🇷🇪🇷ካናሪ ወዲ ኤሬይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊
Eritrea live for ever god bless eritrea🇪🇷
ተሰሚዑ ዘይጽገብ ዘርኢት ሐዉና ❤❤❤👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💐💐💐💯💯💯👌
ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ዘርኢት ኣንበሳ💯💯💯😊😊😊😊😊👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
ዋው ናይ ብሃቂ አብከብድካ ዝአቱ ስነጥበብ:: ብሉጽ ስራህ ዘርኢት ሓወይ❤🎉
ዘርእሰናይ ሓወይ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ 🇪🇷💪....ሩዱኡን ውዱእን መልስ ንማንም ሓላፍነቱ ክዋጻእ ከምደለዎ መንሰይና ደንብኡ ክዓስል .... 🇪🇷ካብዚ ንለዓሊ ምኽሪ ሓዊ ክጽበ እንተ ከይኑ ብዕራይ ክወልድ ምጽባይ ዩ እሞ ሕሰቡ የሕዋተይ ኣጀኹም ድበዝሕ ጊዜ ኣለኩም ኣጀኹም 🇪🇷⛪❤🕌💪🐪
ወዲ ግርማይ ጅግና !
ኣስመራ የራኽበና! SOOON!
Axebo aykonen sidetey kemu koynu deamber yibel kitmi zema nitarik zisned sirah ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
Thanks zerit beteami ewanawit abgizean seatan ya wetsia nice job