Tv Sened 2ይ ፍሉይ መደብ ሕቶን መልስን ተኻታተልቲ ቲቪ ሰነድ ምስ ብጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 32 መስከረም 5 - 2021

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 168

  • @aklama5279
    @aklama5279 3 ปีที่แล้ว +16

    እዚ ብዛዕባ ዉልቀ ሰባት(ተራ ተግደልቲ ) ትፈልጦ'ዶ ኢልካ ምሕታት. ኣብ ባሕሪ ክንደይ ዓሳ ኣሎ እዩ ዘምስል.
    ብዛዕባ ኣብ ታሪክ ገድሊ ዉርያት ሰባት ምሕታት ግን ኣገዳሲ እዩ ክፈልጦም ይክእል ወይ ኣይክእልን ፡(ኣብ ባሕሪ ክንደይ ዓይነታት ዓሳ ይህሉ ) ክትግምት ስለዝከኣል።

  • @omexhabeshawi6337
    @omexhabeshawi6337 2 ปีที่แล้ว +1

    Bzuh netom smitawyan aytismayom baba hayle, thank you so much kexl

  • @anbetekle2665
    @anbetekle2665 3 ปีที่แล้ว +12

    ንዓይስ ድምጺ ማራ ትሒቱ ብዝኮነ እንካዕ ብሰላም መጻእካ

  • @samiaraya627
    @samiaraya627 3 ปีที่แล้ว

    General Tekeste: You are our hero and a national treasure. I hope one day Eritrea will bestow the recognition you and your fellow heroes deserve. Thank you for taking your time to prepare and share your part of our history. Everyone needs to learn from you on how you base your narrative on facts and facts alone. I admire you for being forthright and refuse to speculate on all points where you don't have first hand information. Please keep it up and may God give you health and time for the sake of Eritrea.
    One question I have for you is around Asmelash Goitom and Berhane Teklay (last name I am not sure). They were part of Ethiopian strike force (Comandis) and later I believe joined ELF and ultimately at least to
    my knowledge Asmelash joined EPLF. They had a reputation as courages worriers when they were member of Comandis. What can you tell us about both. Did they survive the armed struggle and what are they doing now?

  • @araedombahram4150
    @araedombahram4150 3 ปีที่แล้ว +18

    እዚ ሕቶን መልስንሲ ብዙሕ ትርጉም ኣይረኸብኩሉን እሞ ክፋላት እንተ ትቕጽሉ ጽቡቕ ምበልኩ

    • @ጀጋንተወዲሰርሓ
      @ጀጋንተወዲሰርሓ 3 ปีที่แล้ว

      Des entay zeylka gedidu smae zbeleka yelen

    • @araedombahram4150
      @araedombahram4150 3 ปีที่แล้ว

      @@ጀጋንተወዲሰርሓ ዓፋፍ

    • @ጀጋንተወዲሰርሓ
      @ጀጋንተወዲሰርሓ 3 ปีที่แล้ว

      @@araedombahram4150 dembya dika ferfae meakoru

    • @araedombahram4150
      @araedombahram4150 3 ปีที่แล้ว +1

      @@ጀጋንተወዲሰርሓ ሕሙም ዲኻ ቕድም ኣነ ዝበልኩ ኣንብቦ ቀስ ኢልካ። ጽቡቕ ምኾነ እየ ኢለ

    • @meronsimon7049
      @meronsimon7049 3 ปีที่แล้ว +1

      @@ጀጋንተወዲሰርሓ ጃና ዲካ ርእይቶ ኮ ዩ ሂቡ ጃዕባብ ዋሂድ

  • @michaelgaim8436
    @michaelgaim8436 3 ปีที่แล้ว +1

    Dear Anteno tesfay please correct NGuSE GEBREMiCHAEL MASHO instead nguse gebremeskel masho

  • @ramadanmohamed8176
    @ramadanmohamed8176 3 ปีที่แล้ว +6

    ሰላም ዝኸበርካ ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ!አነስይ ብሽሞም ንዘይትፈልጥዎም ሕቶም ኢንተዘይትምልስ ምሓሸ ምበልኩ።

  • @ayobmuzzollo478
    @ayobmuzzollo478 3 ปีที่แล้ว +5

    Dear Antonio I have opinion. I do appreciate the way you handling this program. As a journalist I believe please try to guide the questions. I do understand every one has the right to ask any question . But Wedi Haile can not know every tegadalay, I do I have respect for their question and it's their right to know about their loved once and heroes.

  • @yk6260
    @yk6260 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ብ.ጀነራል ወዲ ሃይለ
    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ታሪኽ ክብረት ይሃበልና
    ሓንቲ ከነረጋግጽ ዝደሌኹሲ
    35,000 ደቂ አከለጉዛይ ተሰዊኦም ዝበሃል
    ሓቂ ድዩ::

  • @bashailema9043
    @bashailema9043 3 ปีที่แล้ว +1

    Thank you for all the information, but the sound quality is poor.

  • @semeremichael1224
    @semeremichael1224 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ እዩ ጽቡቕ ንከታተሎ ኢና ዘሎና። ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ብዛዕባ ኣለም ተስፋልደት ታእዛዝ ዝበሃል ካብቶም ናይ ተመሃሮ ቤ/ት ቀሃዝ ዝነበረ ኣብ 03፡1973 ናብ ሜዳ ዝተሰለፈ ኣብ በርጌድ 76 ዝነበረ ኣብ ዒራቕ ከይዱ ናይ ከቢድ ብረት ዝተመሃረ እዩ ኣብ 07-1977 ኣብ ከረን ዝተሰወኣ ትፈልጦ ተልዩካ ክሓትት ምደለኹ የቐንየለይ።

  • @JY-pz7ju
    @JY-pz7ju 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣቶ ተኸስተ ኩሉ ገድሊ ዝወፍረ ክፈልጥዎ ኣይካሉን ኢዮም ሰለ ዚ '
    ሕቶን መልስን ዝብል መባኻኒ ግዜ ኮዩኑ ረኺበ ዮ፧ ኣነ ንባዕለይ ብዛዕባ ኣብ ዕርድታቶም ኣቲኪሎም ና ተዋጋኡ ኣብ ዓምጺ ብታንክታት ደርጊ ዝትረግጹ ሞ ህዝብዊ ሓየልታት ኣብ ዛግር ና ተለሃዩ ዩ ሓቴት ኔረ ከማኡ ዉን ብዛዕባ 2 ግዜ ምዉጻእ እሱራት ካብ ሰምበል .፥
    ደሓር ግን መልሲ ኣየተጽበኹን ምኽንያቱ ዚ ስብእይ ከም ዝተረዳኣኒ ኣብ ዘየዕርፍ ክርተት ዩ ኒሩ ኩሉ ድማ ክፈልጥ ኣይ ኣይክእልን ዩ ዋላ እፈልጥ ተነብረ ክርስዕ ግድን ዩ
    ሰል ዚ ኣቶ ተኽስተ ቶም ንኾንቱ ዝጠፍኡ ውገናትና ግድን እ እፈልጦም ዩ። ኢልካ ምሕሳብ ምሕታት ጉጉይ ኮዩኑ እስማዓኒ
    ምስ ኣኽብሮት ፧

  • @petroszerezghi7381
    @petroszerezghi7381 3 ปีที่แล้ว +1

    Selam neakum kubur general Tekeste haile bzaeba wedi arbaete gebremicheal gele belena

  • @yohannesyemane8701
    @yohannesyemane8701 3 ปีที่แล้ว +2

    ሰላምታ ብምቕዳም፥ እዚ 'ትገብርዎ ዘለኹም ስምዒት ሰባት ንምሕላው 'ኳ እንተኾነ ብዙሕ ግን ኣገዳስነት ዘለዎ ኮይኑ ኣይርኣየንን።ግዜ ምብኻንን ነቲ ክዝንቶ ዝጸንሐን ዘሎን ታርኽ ህዝብን ሃገርን 'ውን ጠቓምነት ኣለዎ ኣይብልን። ከመይሲ ታሪኽ ውልቀ ሰባት ወይ ዕለተ መስዋእቶም ኣብዚ ምሕታት እንታይ ኣገዳስነት ስለ ዘለዎ ኢዩ ክርድኣኒ ኣይከኣለን። ብቀጥታ ምስቲ ዝትረኽ ዘሎ ውዕሎታት ክስመዩ ዝኽእሉ ሰባት ክህልዉ ይኽእሉ ይኾኑ። እዚ 'ውን እቲ ታሪኽ ታሪኽ ሰባት ስለዝኾነ ኢዩ ዝለዓል ዘሎ።
    ካብዚ ወጻኢ ግን እቶም ታሪኽ ኣቦታትኩም ኮነ ኣሕዋትኩም እትሓቱ ሰባት ኣብ ካልእ ኣጋጣሚታት እንተትሓቱ ምሓሸ እብል። ክንሓትት ከለና 'ውን ብምስትውዓል እንተ ንሓትት ጽቡቕ ኢዩ። ህዝባዊ ግንባር ሰፊሕን ዓብን ውድብ ኢዩ። ናጽነት ክኣቱ ከሎ ክሳብ 90 ሽሕ ኣባላት ዝነበርዎ ውድብ ኢዩ። ስለዚ እቶም እትሓቱ ሰባት ወዲ ሃይለ ክምለሶ ወይ 'ውን ክፈልጦ ይኽእል ኢዩ ኢልኩም ምስዝኸውን ተመራጺ ምኾነ። ካብዚ ወጻኢ ግን ሃልኪ ጥራይ ኢዪ ዝኸውን።
    ወዲ ሃይለ ክፈልጦም ዝኽእል ሰባት ከኣ ብፍላይ ድሕሪ ኣዛዚ ብርጌድ ምዃኑ ናይ ተራ ተጋደልቲ ታሪኽ ንኽፈልጦ ዘለዎ ዕድል ጽብብ ዝበለ ኢዩ። ካብ መርሕቲ ሓይልታት ንላዕሊ ንዘለው ምናልባት ክፈልጦም ይኽእል ይኸውን። ገለገለ ስሙያት ኣዘዝቲ ጋንታት 'ውን ክፈልጥ ይኽእል ኢዪ።ግን ምስቲ ዘሎ ጋግ ናይ ሓላፍነትን ብዝሒ ኣባላት ኣሃዱን ንምዝካሩ ክብድ ክብል ኢዩ።
    በዚ ኣጋጣሚ ንወዲ ሃይለ ዘለኒ ኣድናቖት ልዑል ኢዩ። ከመይ ኢሉ ይዝክሮ ይገርመኒ ኢዩ።
    ኩሉ ሰብ ከምዚ ናይ ብ/ ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ከዘንቱ እንተዝኽእል ተዓቢጡ ዘሎ ታሪኽ ብረታዊ ተጋድሎና ክዝንቶ ምኸኣለ ነይሩ።
    ኣንቶንዮ 'ውን ምስጉን ስራሕ ኢኻ 'ትሰርሕ ዘለኻ 'ሞ ድፍኣሉ ክብለካ እደሊ።
    የቐንየለይ!!!

  • @mohammednurrehany5397
    @mohammednurrehany5397 หลายเดือนก่อน

    Please accept my best regards and wishes dear B.G.W.Haile l would like to give back history of Shala Al hadi he was with Handsa passed away during approximately 1977

  • @OmarOmar-mk1yy
    @OmarOmar-mk1yy 3 ปีที่แล้ว +2

    General Wedi Haile tell us about Adem Ali nickname dergi.

  • @OmarOmar-mk1yy
    @OmarOmar-mk1yy 3 ปีที่แล้ว +2

    General wedi Haile tell us about Adem Ali ( Dergi)

    • @asterh3793
      @asterh3793 3 ปีที่แล้ว

      Last.week.I.was.listening.about.Isayas.wedi.finansa.tv.sened.when.thoy.explain.his.name.Isuyas.Teweldemedhin.wedi.finasa.His.last.name.musted.be.corected.to.Tewedeberhan.thay.must.be.corrected.TKS.Andeberhan.G/mussie.

    • @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
      @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ገሊጽዎ ነይሩ ደርጊ መራሒ ቦጦሎኒ ነይሩ ኢሉ ገሊጽዎ ኣሎ ደጊምካ ረአየን እዘን ዝሓለፋ 5 ክፋላት

    • @OmarOmar-mk1yy
      @OmarOmar-mk1yy 3 ปีที่แล้ว +1

      Thanks kendel

  • @mulubrehanhaile4372
    @mulubrehanhaile4372 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ወዲ ሃይለ ን ኣንቶንዮእቲ መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ኔሩ ግን ክንደይ ተጋደልቲ ክፈልጥ ይክእል ኣብ ዝነበሮ ኣሃዱታት ክፈጥ እዩዝክእል ሕቶታት ኣብሓላፍነት ዝነበሩ ካብ መፋርቅ 70ታት ዝነበሩ እንተኮነ ምሓሽ እብል።

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 3 ปีที่แล้ว

    Selam selam
    Nay kidane kfulu tikue yihdego welday ghidey welday kahasay mussie Tesfamicale okbagber doctor Rusom doctor eyob zemikal ketema
    Yewahans
    Sbahatu Goitom Berhe bxay temesgen Haile () kemu wun Nay sweti alem kedameyti eritrean sweti ab war hdhd ztesewet eya Entay aleka ?

  • @jonnyleo5355
    @jonnyleo5355 3 ปีที่แล้ว +1

    ባባ ሀይሌ🌷🙏❗️

  • @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
    @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 ปีที่แล้ว +4

    ፣እቶም ትሓቱስ ኣብ ጽፍሒ ዝነበሩ ሕተቱ ምበር ጀነራል ወዲ ሃይለ ንኩሉ ተራ ዝነበረ ክፈልጥ ኣይክእልን እዪ ስለዝስ ክንሓትት ከለናስ ኣመዛዚና ንሕተት ፣ከምቲ ልሙድ ምስጋና የቅርብ ጀነራል ወዲ ሃይለ ።

    • @alekueyezebl701
      @alekueyezebl701 3 ปีที่แล้ว

      ኣነ ሕቶ ኔራትኒ ሃይለ ሳምኤል ቻይና ኣዛዚ ግንባር እዩ ኔሩ ኣዛዚ ግንባር ክይኑ ዝመርሖ ኪናት ክ ነየናይ ቦታ እዩ በጀኻ ፈንቅል፡ካልእ ኣዛዚ ግንባር ኮይኑ ዝመርሖ ዝነበረ ኪናት ክፈልጥ ምደለኹ ኔረ ታሪኽ ኣያና ስለ ዝኾነ

    • @alekueyezebl701
      @alekueyezebl701 3 ปีที่แล้ว

      ካልኣይ ሕቶ ዕቁበ ኣብርሃ ክኣ፡ነየናይ ኪናት እዩ ኣዛዚ ግንባር ኮይኑ ይመርሕ ኔሩ በጀካ ውቅ እዝ ካልእ ክፈልጥ ደልየ ኩቡር ሓው

  • @eri-boy8727
    @eri-boy8727 3 ปีที่แล้ว

    B.G Tekeste Haile keep it up!
    heto aleni Ibrahim afa bi Esyas ab gobo agamet teketilu ybahal haki dyu?

  • @veronicaeyob3150
    @veronicaeyob3150 3 ปีที่แล้ว

    Is it just me or there is a lot of background noises is it raining outside? Just curious .

  • @chaytekle3918
    @chaytekle3918 3 ปีที่แล้ว +1

    Kifalat ka jemrulna kubur jgna tegadaley general tekeste haile I love you our hero ♥

  • @danielwater1321
    @danielwater1321 3 ปีที่แล้ว

    MerhabaE Arkanat Enkae Bdhan Mexaekum knxbeyekum qenina,
    Qenyulna Edmen Tienan yhabkum!

  • @kilogram5515
    @kilogram5515 3 ปีที่แล้ว

    Dimxi himak neru abza kfal, nimexai tenkake pls

  • @samitahama1278
    @samitahama1278 3 ปีที่แล้ว +1

    እንቓዕ ብሰላም መጻኻ ጀ \ወዲ ሃይለ ።
    ካብ ቀዳማይ ክፋል ኣትሒዘ ተኸታቲለኩም፡ ብዙሕ ግዜ ደጋጊመ ዝሓተትክዋ ሕቶ ኔራ ክትምለሰለይ ኣይክኣለትን ሓው ኣንቶንዮ ከይረኣኻያዶ ነጢርካያ ትኸውን? ብዛዕባ ሃብቶም በርሀ(ወዲ በርሀ) ናይ 71 ተጋዳላይ ኣብ ሓይሊ መሓሪ ዑቅባዝጊ መራሒ ጋንታ ኔሩ ኣብ 75 ኣብ ርእሲ ዓዲ ተሰዊኡ ይብሃል፡ ትፈልጦ ተኾይንካ ገለ ክትብለና ብኣኽብሮት ንጽበ ክቡር ጀ\ወዲ ሃይለ!! ሓው ኣንቶንዮ እዛ ሕቶ ከይትሕልፈልና።

  • @eritreaprotector3590
    @eritreaprotector3590 3 ปีที่แล้ว

    voice is not clear

  • @teddyoog3013
    @teddyoog3013 3 ปีที่แล้ว

    ዝከበርካ ብ /ጀ ተከስተ ንትገብሮ ዘለካ አበርክቶ አዝየ የመስግነካ ! ካብ ሕዝቢ ዝመጽካ ዘሎ ሕቶ ትምልስ አለካ ግን ገለገለ ሕቶታት ገሊጽዮ ኔረ ኢልካ ትሐልፎ አለካ እሞ ደጊምካ ብሕጽር ዝበለ እንተትምልስሎም thanks ቴድሮስ ሀ....

  • @eumungueush7209
    @eumungueush7209 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ኩቡር ኣያና ስለ እቲ ሄናጽን ማሃርን ስነ ሓሳብካን ታሪክካን እንዳ ኣድነቁካ ቀጺለ ኔብ ሕቶይ ክኣቱ
    1981/9/27 መሰከረም ብሃገራዊ ጸዋዒት ብሽማግለ ዝተሰለፈ ሓዱሽ ጉዑሽ ሳጉኡ ዓማ ኣብ ጀብሃ ስለ ዝነበረ ኣብ ፋሕ ተዓሊሙ ድሕሪኡ ኣብ ክፍለሰራዊት 96 ነይሩ እብሃል ገለ መስዋእቱ ዶ ትፈልጥ እንተ ኮይንካ ገለ በለና በጃካ ኩቡር ኣያና ተከስተ ሄይለ

  • @michelmebrahtom2795
    @michelmebrahtom2795 3 ปีที่แล้ว

    Abotat is better to continue the parts please 🙏until 2004

  • @henokyohannes9528
    @henokyohannes9528 3 ปีที่แล้ว

    Please tell about the great general Hayalom areaya with your greetings

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl 3 ปีที่แล้ว +1

    አንቃኦ ንሰላም ምሳኹም 🇪🇷❤️

  • @michaelgebre4522
    @michaelgebre4522 3 ปีที่แล้ว +1

    በቲ ተቅርቡልና ዘለኹም እንዳ አመስገንኩ ብ/ጀ ተኽስተ ሃይለ አፍልጦ ተሊካ ብዛዕባ ንህዝቢ ሽዕብ ዝህለቐ ስራዊት ደርጊ እቶም አየር ወለድ ድዮም ቀቲለሞም ዋላስ እቶም መካናይዝ ? ስለዘካታዕትና ኢያ የቐንየለይ

  • @tekhlehaimanotgebre5447
    @tekhlehaimanotgebre5447 3 ปีที่แล้ว +1

    ዘሕፍር ቃለመጠይቕ ሓደ ተጋዳላይ ንኹሉ ተጋዳላይ ብኸመይ ክፈልጦ ይኽእል ሕፈሩ በጃኹም
    እቲ ዕላማ እንታይ እዩ
    ገለኹምስ ትሕቲ ሃገራውንት ትሓቱ ዕሱባት ምኻንኩም ግጡማት

    • @salina324
      @salina324 2 ปีที่แล้ว

      Aykilkayo Aygedifkayo kfeltom aykilin eu nklom zeyakleka Teklehaymanot gsus barya hgdef

  • @bereketgebremichael9629
    @bereketgebremichael9629 3 ปีที่แล้ว

    Selam brigeder general tekeste Haile n tarik sewra eritrea hizib n kifelit etigebiro tsaeri keymesigenikuka ayhalifin hito aleni Akoy tesfazigi habtu yibahal gedim tegadalay ab certificate nay meswaetu 1970 teselifu yibil ab 1985 ab kush tesewiu yibil emo entay afilito aleka bizaeba ezi gedem tegadalay aberikitu halafinetu ab ክ/ሰ 96 neru thanks for your information.

  • @chifachifa4146
    @chifachifa4146 3 ปีที่แล้ว

    እንቅዕ ብሳላም መጻካ ብ/ጀ/ ተኽስተ ሃይለ
    ኩቡር ጋዜጠኝናን ሰናድን ኣንቶኖ ተስፍይ ።

  • @leleygilay3002
    @leleygilay3002 3 ปีที่แล้ว

    ሰላምን ጥዕናን ናዓካ ይኩን ጅግና ኣቦና ወዲ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቲቪ ሰነድ ድማ ታሪክ ጀጋኑ ናብ ህዝቢ ክተብጹሑ ትጽዕርዎ ዘለኩም ቀሊል ኣይኮነን እሞ ክብረት ይሃብኩም ። ሓንቲ ነገር ግን ድምጺ ኣብ ገለ ክፋላት ብጣዕሚ ሕማቅ ኣሎ ገለ ምምሕያሽ እንተ ትግብሩ ተመራጺ እዩ ነዛ ቻነልኩም ንምዕባይ ዉን ገለ ጻዕርታት ክትገብሩ ይምሕጸን ኣብ ዘለክሞ ሰላምን ጥዕናን

  • @mebrahtumehari3475
    @mebrahtumehari3475 3 ปีที่แล้ว

    ወድ ሃይለ ብትህቦ ዘለካ ሓበሬታ ብታዕም ሑጉስ እየ እሞ ብዛዕባ መስዋዕት ተስፋ በየነ ማለት መራሒ ጋንታ ዝነበረ ኣብ እንዳ ዜና 1975 -76 ከባቢ ብዛዕባ መስዋዕቱ ክፈልጥ ደሌ ኣለኹ፣

  • @meharidawit4248
    @meharidawit4248 3 ปีที่แล้ว +1

    Mejemrta tiena ymeneylka B / G/ wedi haile.
    Izi hito bealkum summary gerkum ity agedasi itblowo wey ka wulkawi zey kone. wey ka kisger yeblun itblwo. Da akirbu inber agedasi zey kone hitotat xibuk aykonen neti zinebre xibuk agalalixa key kiyro hadera...........

  • @Tec217
    @Tec217 3 ปีที่แล้ว

    ይቅረኢታ ብዝስዕባ ሓብተይ ዝብልኩዋ ኣገዳስነት ኣይነበሮን ብጌጋ ዝሓለፈትኒ ጽሕፍቲያ ምስ ሞኬ ባርያ ይዕሊናሉ ኢና ይቅረታ ብሽለልትነት ዝጸሓፍኩዋ ኢያ
    ካልእ ሓቅካ ኢካ ንበዓል ትሪንዳድ ክሕተት ዝግበኦ እየ ሓቲተ እንተኮነ ዝሃብካኒ መልሲ እንዳኣክበርኩ ግን ኣብታ ቀዳመይቲ ኳናት ከምታ ዝበልካያ ኔራ ኣብታ ዳሐረይቲ እስካ ዝነበርክላ ግን ዝተማረከ ቅድሚ፡ሕጂ ኣይሰማዕኩን ካባካ ይሰምዕ ኣለኩ እንበር ብእግሪ ኣያ ዑቁባይ እዩ ተረሺኑ

  • @zerhansdebesay6525
    @zerhansdebesay6525 3 ปีที่แล้ว

    ኣቦና ብ/ጀ ተከስት ሃይለ ጂግና ። ከመይ ዝበለ ኢዩ እቲ ናይምዝካር ኪእለትካ ምስ እዚ ኩሉ መዉጋእትን ዝሓለፍካዮ መሪር ገዲልን ሓያል ኢካ ኣምላክ ጥዕና የሃብካ እታ ትፈትዋ ሃገርካ ዲሞኩራሳዊት ኮይና ኪትርእያ።

  • @nakurayagheli1846
    @nakurayagheli1846 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ጀነራል
    ገሊጽካዮ ትኸውን እኳ እንተኾንካ
    ናይ ሰሎሞን ወልደማርያም
    በራኺ ፈንቅልን
    ወልደንኪኤል ሃይለ ኣብ ሰገነይቲ ተሰዊኡ ዝባሃልን ዝተሰለፉሉን እተቐትሉሉን ዋላ'ውን የሕጺርካ ድገመልና።
    ምስ ኣኽብሮት'ዩ። ዕድመን ጥዕናን ድማ!!!!

  • @habtumshambok5886
    @habtumshambok5886 3 ปีที่แล้ว

    Atum. sebat nkndey tera tegedelit kzikr ezie general emo dima nay 30 amet please 3kifal kemzi keykerb axififkum amxula please

  • @dendengebrengus289
    @dendengebrengus289 3 ปีที่แล้ว +2

    Wel come eritrean hero General Tekeste Haile.

  • @aalonado1773
    @aalonado1773 3 ปีที่แล้ว

    gebrebrhan zerie wedi keshi eba gele belena wedi keshi ተ.ሓ. ኤ

  • @habenbahta3910
    @habenbahta3910 3 ปีที่แล้ว

    ግርም ቃለ-መጠይቅ፣ ታሪኽካ ምፍላጥ ዝመስልዎ የብሉን እንድዩ፣ ነዚ ከይትሓለልኩም ትቅርቡልና ዘለኹም መደብ ብጣዕሚ ነመስግን። ንብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። በሉ ኣብ ንፈልጦ ቅሩብ መኣረምታ ክንህብ፣ ኣብ (52-54minutes) ዝዘከርኩሞም ተጋደልቲ፣ ማኦ፣ ተወልደመድህን ተስፋማርያም ግርሙ ይብሃል፣ ወዲ ድግሳ እዩ፣ ግን ብዙሕ ኣይ ከድኩምን፣ ብሽም ሓወብኡ ኢኹም ጸዊዕኩሞ። ከምቲ ዝበልኩሞ ሕዳር 2002 እዩ ናይ ሓደራ ኢሎም ካብ ቦትኡ ጸዊዖም ኣሲሮሞ።

  • @mahamannayali8011
    @mahamannayali8011 3 ปีที่แล้ว

    Bizaba Tegadalay Ahmed Hilal
    Tezaaribena. Kamey texewi u
    Ende gena bizaba Tegadalay Idris Gumhed

  • @eumungueush7209
    @eumungueush7209 3 ปีที่แล้ว

    ኩብር ኣያና ተከስተ ሃይለ መጀመርያ ኩቡር ሰላምታይ ንዓካ
    ቀጺለ ሓወይ ሓዱሽ ጉዑሽ ሳጉኡ ዓማ ኣብ 1981 መሰከረም ብሃገሬዊ ጸዋዒት ተሰሊፉ ካብ ወረዳ ጭዓሎ ሄዳዲም ኣብ ፋሕ ተዓሊሙ ኤብ ክፍለሰራዊት 96 ነይሩ እብሉና መስዋእቲ ናቱ ጥፈልጥ እንተ ኮይንካ ወይ ሓቲትካ እባ በጃካ ተሓበበረኒ ዓወትን ኣሳሉጦን እምነየልካ

  • @amanbahlbi4397
    @amanbahlbi4397 3 ปีที่แล้ว

    Kulom Tegadelti ksab 1991 jeganu niero hji gn ? Nai Ali ebrahim gn wala generalat Derg eyom bkatu zmskrulu... abzia ms wedi haile aleku.

  • @berhaneh7587
    @berhaneh7587 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ መሪር ውግእ ኳዓቲት ብኣካል ነይረ። መሓረና ድማ ኣብቲ ኩናት ተታሒዙ። ንምሸቱ ናብ ከባቢ ጾሮና ክውሰድ እንከሎ ኣብ ዘራእቲ ኣትዩ ጠፊኡ ነይሩ። ድሕሪ ክንደይ ገልራዕታዕ ተረኺቡ ናብ ጾሮና ተወሲዱ ተረሺኑ።

    • @kidanehagos7457
      @kidanehagos7457 3 ปีที่แล้ว

      እዛ ናይ ማኦ ኣብ ኡጋንዳ ኔሩ ዝበልካዮ...ኣብ ኬኒያ'ዩ ኔሩ

  • @danielnetsereab7527
    @danielnetsereab7527 3 ปีที่แล้ว +6

    ዚገርም ዩ አዚ ሰብ እዚ እንተ ድኣ ልዕሌኻ ዚግምግመካ ኮይኑ ከመይ ጋርካ ንቻይና ክትግምግሞ ኪኢልካ ።ካባኽ ክልተ ስቴፕ ንዚልዕል ካልእ ኣብ ታሪኽ ገድሊ ንፈለማ ግዜ ዘውዳድር ሰብ ኢኻ።ንወዲ ፍርዙን ወገናዊ ኢልካዮ ።ክባኻ ዚኣቢ ወገናዊ ሰብ ማለት ተገዳላይ ኣይረኣኹን

    • @ዳኒእየኣብተስፋዝነብር
      @ዳኒእየኣብተስፋዝነብር 3 ปีที่แล้ว

      Wedi denbya ayteegergr tarik abotatka kemuu eyu ni eseyas Edmiom mulue agelgilemo ab mewedaeta guhifwom

    • @rezenemedhanie9078
      @rezenemedhanie9078 3 ปีที่แล้ว +2

      @@ዳኒእየኣብተስፋዝነብር ቆማል መጅላግ ። ብጽብጽ ኢካ ድንቁርናካ ንተስፋካ ዝጻረር እዩ። መኣረምታ እንተለካ ተዛረብ።

    • @ዳኒእየኣብተስፋዝነብር
      @ዳኒእየኣብተስፋዝነብር 3 ปีที่แล้ว

      @@rezenemedhanie9078 gohaf adgi entaway ika nska ke

    • @abelkiflai6594
      @abelkiflai6594 3 ปีที่แล้ว

      ታይ ግድኻ ዳኒኤል ኣከለ ኢና ጀጋኑ ንምባል ኢዩ ኢዚኦም ቱሩፋታት ቡዙሕ ኣይትገደሰሎም መን ኢዩ ኣሳሳይ ኢሰያስ ከኣ ንሪኦ ዘለና ኢዩ

  • @tedrosbrhane3591
    @tedrosbrhane3591 3 ปีที่แล้ว

    Ezi medeb xibuk alo zegedelo gn alo
    1, demexi buzehi iyesmeane u zelo
    2, kndeye tegedeleti u emo kfelet qerbetley kbede tbele eya

  • @beloyal6588
    @beloyal6588 3 ปีที่แล้ว

    Bzaeba teklebrhann haxeynetn eba gele belena

  • @meharenahadgu9088
    @meharenahadgu9088 3 ปีที่แล้ว

    hi wedi haile i now tensew haile i will tell for those who ask about him ፡

  • @tesfomandemariam
    @tesfomandemariam 3 ปีที่แล้ว +1

    ንሕቶታት ብኣይፈልጦን ኣሰልቻዊ ኮይኑ

  • @chifachifa4146
    @chifachifa4146 3 ปีที่แล้ว +1

    ወረደ ዳኒኤል 100% ዓዱ ካንዶባ 'ዩ።
    ስለዚ ኩቡር ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ጹቡቕ ኣሎ።

    • @nakurayagheli1846
      @nakurayagheli1846 3 ปีที่แล้ว

      ዓዱ'ሞ እንታይ የገድስ!!! ብዝኾነ ግና ኣፍደዩ ኢዩ። ጓሉ ኣዲስ ኣበባ ኣላትኩም ምሕታታ ይካኣል ኢዩ።

  • @sinitbella672
    @sinitbella672 3 ปีที่แล้ว

    Aselchawi

  • @ከምኡዩህይወትናይምንባር
    @ከምኡዩህይወትናይምንባር 3 ปีที่แล้ว +1

    ሓንጎል ኣሎ ንሕና ከኣ ናይምርሳዕ ፈጢርና ኣቤት ጉድ

  • @masswaentertaiment
    @masswaentertaiment 3 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ብ/ጀረናል ተክስተ ሃይለ አቀዲመ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ቀጺለ ክሓተካ ዝደሊ አብዘን ተከታታሊ ቃለ መሕተት ዝገብርካየን ብዛዕባ ፍቅሪ ዉልቃዊ ሂወትካ አብ ገድሊ አይገለጽካን እሞ ከመይ ይመስል ኔሩ መጀመርያ ፍቅሪ ናትካ አብ ቃልሲ ? ኩናትን ፍቅርን ከ ከመይ ትገልጾ አብ ገድሊ ?
    #### ወዲ ባጽዕ #####

  • @tom109
    @tom109 3 ปีที่แล้ว

    Ezi zhatt kndey yexleaka eyu, qeyrwo bejakum

  • @flipos0548
    @flipos0548 3 ปีที่แล้ว

    Kebor bergder General semera habtemaryem adi Nefas entay naru helfnateu entay keun ne jabha salemu

  • @kifemisgina3217
    @kifemisgina3217 ปีที่แล้ว

    ኤረና ሕቶይ ብርጌት 80 ወዲ ሓይሊኪኤለል
    ዝተባህለ መራሕ ሓይሊ ነይ ኣብ መረታቀይሕ
    ትንቃሳቀሱ ዝነበርኩምሉ ግዝየ እዩ?

  • @negodatatselam443
    @negodatatselam443 3 ปีที่แล้ว

    Ezi Hiton Melsin Tirgum Yebilun Nay Sidreom Ziteseweu Si Ab Nay Swuat Certificate Alewom Silemintay Eyom Zihatu .Hito Bzaeba Eti Zihabo Meglexi Entezikewn Xibuk Neru .

  • @ቆሓይቶከስከሰ
    @ቆሓይቶከስከሰ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብዛዕባ ተጋዳላይ ሻግራይ ተወሳኺ ሓበሬታ ክኾነካ ምሉእ ስሙ መሓመድኣድም ሻግራይ እዩ ዝብሃል ኣብ ደማስ ከባቢ ጊንዳዕ ተወሊዱ፡ ብ1968 ተሰሊፉ ኣብ ብርጌድ 4 ኣዛዚ ቦጦሎኒ ኮይኑ ምስ ተኽለ ማንጁስ ሰሪሑ፡ ካብ 1983 ክሳብ 1987 ተመሳሳሊ ኣብ ክፍለ ሰራዊት 61 ኣዛዚ ቦጦሎኒ፡ ጸኒሑ እውን ኣብ ክፍለ ሰራዊት 16 ብርጌድ 11ን ከምኡ እውን ኣብ ክፍለ ሰራዊት 70 ብርጌድ 20 ከም ኣዛዚ ብርጌድ ኮይኑ ዝሰርሐ፡ ጸኒሑ እውን ኣብ 1993 ኣብ ክፍለ ሰራዊት 85 ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት ኮይኑ ተመዲቡ ዝሰርሐ ገዲምን ውፉይን ተጋዳላይ ኮይኑ ኣዝዩ ምቕሉል፡ ህዱእ፡ ምስ መሳርሕቱ ልዙብ ዝኾነ ዝንኣድ ጠባይ ዘለዎ ተጋዳላይ እዩ፡ ብድሕሪ ናጽነት እውን ምክትል ኣማሓዳሪ ከተማ ባጽዕ፡ ኣማሓዳሪ ን/ዞባ ተሰነይን ኣፍዓበትን ኮይኑ ዝሰርሐ እዩ፡፡

    • @zeb2531
      @zeb2531 3 ปีที่แล้ว

      ጽቡቕ ኣለኻ ምዔ ምሓዛይ፡ኣብ ዝሓለፈ ቁሩብ ዓመት ተሰዊኡ። ኣብ ግንባር ደቀምሓረ ኣዛዚ ብርጌድ ነይሩ።

    • @ቆሓይቶከስከሰ
      @ቆሓይቶከስከሰ 3 ปีที่แล้ว

      እዋእ እንታይ ትብል መኣስ ድኣ ተሰዊኡ ኣነ እኳ ኣይሰማዕኩን

    • @zeb2531
      @zeb2531 3 ปีที่แล้ว

      ኣብ ሓዳስ ኤርትራ ርእየዮ ፡እንተረኺበያ ክሰደልካ እየ። ክደልየልካ እየ።ኣምላኽ ይሓግዝ።

    • @ቆሓይቶከስከሰ
      @ቆሓይቶከስከሰ 3 ปีที่แล้ว

      ሕጂ ኣብ ጎጉል ፈቲሸ ናይ ኤሪ ቲቪ ረኺበዮ ብጣዕሚ ሓዚነ ናይ ቀረባ ዝፈትዎ ሓላፊየይ እዩ ነይሩ ዓለም ጎደሎ፡፡

    • @zeb2531
      @zeb2531 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣብ 9/ሕዳር 2019 ተሰዊኡ። ኣብ ግንባር ደቀምሓረ ብሓንሳብ ነይርና። ኣነ ኣብ 74 እየ ነይረ።

  • @asmeromamine6490
    @asmeromamine6490 3 ปีที่แล้ว +1

    Selam bregeder General tekeste Haile. Ab 1974 ab kuazien etesewe tegedalay zeremariam andebrhan( weldahim) mnalbat Defere karneshm eyu Adu. Entay aflto aleka

  • @tigrayadijeganu7208
    @tigrayadijeganu7208 3 ปีที่แล้ว

    abnay veteran Tesfai Temnewo alatka bzaaba rashaida

  • @aalonado1773
    @aalonado1773 3 ปีที่แล้ว

    Kbur abona jeneral wedi hayle kehateka bi zeaba wedi keshi gebrebrhan zerie wedi keshi ተ.ሓ.ኤ

  • @amanuelgebrekristos3498
    @amanuelgebrekristos3498 3 ปีที่แล้ว

    ተጋዳላይ ብርጋደር ጀነራል ተክስተ ሃይለ ብመጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ብምቅጻል ናብ ሕቶይ ከኣቱ ኣቦ ዘካርያስ ገብርክርስቶስ ይባሃል ትውልዲ ዐድ ዐዘን ካርነሽም ዝተሰዋኣሉ ቦታ ጀንገሬን ክፍለ ሰርዊ 96 ዕለተ መስዋእቲ 11/5/1988 ኣብ ቃለ መጠየቅካ ብዙሓት ሰባት ኣብዛ ዕለት እዝኣ 1977 ተጋደል ተሰውኦ ኢልካ ነርካ እሞ ኣቦይ ኣብዛዕለት ስለ ዝተሰወ እየ ዝሓተካ ዘለኩ ንትገብረለይ ምትሕብባር የመስግን!!

  • @eritreaprotector3590
    @eritreaprotector3590 3 ปีที่แล้ว

    I wanna hear baba haile but the voice so bad

  • @abelteklehaimanot1327
    @abelteklehaimanot1327 3 ปีที่แล้ว

    Welcome back

  • @tomitesfeu7041
    @tomitesfeu7041 3 ปีที่แล้ว

    selam abona tekeste nab hutey kiatu tesfay tekle serea halafinet nerwo maj. tfelto do tegadalay eyu ab dihri naxnet 2004 2005 tesewieu

  • @kubromaraya5030
    @kubromaraya5030 3 ปีที่แล้ว

    Tewledmedhin gebremikael zbahal abal jebha ab 1975 teselifu ab 1981 ab erafaile ztesewe mebokol adu mesihal gele natu tarik ba beluni tnx

  • @meharenahadgu9088
    @meharenahadgu9088 3 ปีที่แล้ว

    you forget rashyda........he was in haili glig with you.

  • @habtuberhane5273
    @habtuberhane5273 3 ปีที่แล้ว +1

    Btaemi tsbuk medeb kbret yhabelna kbur g.Tekeste and Antonyo eza medeb kem tewesaki ewn maere eti tentena nayti tarik mseu zzamed kab decumentary gedli hzbi Eritra endaakanaberka entetekrbwo tsbuk nearu, spesialy ewn g.Tekeste serawitu endamerehe zwealo kunat bmelke video ztekertse entelyu tetekrbulna tsbuk nearu.

  • @Rocky-life518
    @Rocky-life518 3 ปีที่แล้ว

    Why hasn’t The generals lead the youth?

  • @filmonalem
    @filmonalem 3 ปีที่แล้ว

    ብዛዕባ ተኽሉ በርሀ (ወዲ በርሀ ) ድሕሪ ሳልሳይ ወራር ኣብ ከባቢ ጢዖ ብማኪና ሓደጋ ተሰዊኡ ኢሎምናሞ ድሕረ ባይትኡ እንተ'ተዕልለና !
    ምስ ሙሉእ ኣኽብሮት

  • @temesgenkidane9664
    @temesgenkidane9664 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ንዓኻ ይኹን ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ምስ ኣዳላዊ መደብ ቲቢ ሰነድ
    ክልተ ሕቶታት ክሓቶ ደልየ ንውዲ ሃይለ
    1: ወዲ ሃንስ መሳርሕትኻ ዝነበረ ወዲ ከተማ ደቀምሓረ ወዲ ሓኪም ድዩኣብ ክፍለ ሰራዊት 12 ኮር 2001 ዝነበረ
    2: ኣብ ኣየነይቲ ክፋል ከም ዝኾነት ኣይዝክራን እየ ብልክዕ ስሙ እውን ፍስሃየ እዩ ኢልካ ኔርካ እንተዘይ ተጋግየ መውጋእቲ ኣጋጢምዎ ምስ ናይ ኢትዮጵያ ወተሃደር ብሓደ ተሓብኦም ዊዒሎም ኢልካ ኔርካ እዚ ሰብ እዚ ብሂወት ኣሎ ዶ? እንተ ሃልዩ ኣበይ ኣሎ? ሓደ ናይ ኢትዮጵያ ወተሃደር ዝነበረ እብ ዩቱብ ልክዕ ክምዛ ናትካ ታሪኽ ከም ዘጋጦም ክዛረብ ሰሚዔዮ:: ኣቀዲመ ስለ መልስኻ የመስግነካ:: Much respect to you Sir.

  • @yohannessemereab7462
    @yohannessemereab7462 3 ปีที่แล้ว

    Kemaka ybzhu tarikom zezentwu tarik natka tarik hager eiyu eimo kbri ygbeaka B/jeneral Tekeste Haile btaemi eina nedinkeka ane gazietena Anteyo Tesfay xbuk srah kexilo

  • @abdusiad8729
    @abdusiad8729 3 ปีที่แล้ว

    Enkoha bdhin maxkom kebrat .agram tarike bhmkit nktatlkom alna edman tinain yehbkom👍❤👍💥💥💥

  • @benjaminfranklin4157
    @benjaminfranklin4157 3 ปีที่แล้ว

    ዝኸበርካ ጋዜጠኛ ኣንቶንዮ ምስ ጂግና ብ/ጀ - ወዲ ሃይለ እትገብሮ ኣዚዩ ኣገዳሲ ክሳዕ መግቢ ገዲፍካ ዝባሃግ ኢዩ እንተኾነ ኣብዛ ናይ ሕጂ ሕቶን መልስን ናይጀጋኑና ዝነበሮም ጂግንነትን ዝዋዕሉሉ ዓውደ - ኹናትን ሓልኪን ዋላኳ ክንፍርልጦን ክንሰምዖን ድሌት እንተነበረና ልዕሊ 65 ሽሕ ናይ 30 ዓመት እሞ ሕቶ ድሕሪ 30 ዓመት ፍለጠለይ ማለት እንድዒ ንወዲ ሃይለ ( ኦክያለ ) እንተገበርስ ኮፍ ዝበለት ኮምፒትር ሰርች ትብልዋ ዘለኹም ' ዶ ጥዒሙኩም እዚ ኸማን ኣነ ይገርመኒ ኣሎ ክንድየናይ ብሪላንት ሓንጎል ከምዘለዎ ስለዚ በጃኹም ኣይተህልኽዎ ዝኸውን ኣገዳሲ ሰብ ዝመሃረሉ ሕተትዎ ማለት ነብስና እስኪ ንፈትሽ ትማል ዝተደረርናዮ ንርስዕ ሰባት'ዶ ኣይኮንናን ዘለና ይቅሬታ ደቂ ኤረይ - ጻዕዳ

  • @ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ
    @ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ንዓኻ ብርጌደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ መሕደሪ 1000 ከምኡ ውን ጋዜጠኛ ኣንቶንዮ።
    ሕቶይ ንብርጌደር ጀነራል ምናልባት ዝፈትዎ ኣኮይን ንስደት ሓንጊሩኒ ዝተሰደን እዮ። ኣብ 1985 ከባቢ ወርሒ ሸውዓተ እዩ ካብ ፖርት ሱዳን ተሰሊፉ ስሙ ወልደኺዳን ዘርኦም ፍጡር ወድሓዉ ንስውእ ዓንዳይ ፍጡር እዮ። ኣብ ክፍለ ሰራዊት 85 ብርጌድ 16 እዩ ኔሩ ምናልባት ትፈልጦ እንተኾንካ። ድሒሩ ካብ ክፍለ ሰራዊት 85 ብተኽሊጥ ናብ እንዳ 16 ወይ 96 ተቕይሩ ኣብ ግንባር ዓዲ ሮሶ ተሰዊኡ። እንተ ተፈልጦ ኮንካ ገለ ብዛዕብኡን ኩነታት መስዋእቱን ክትብለና።

  • @zemikielhaile3932
    @zemikielhaile3932 3 ปีที่แล้ว

    Zkebrka keber nay kebrat zednko hagrawy jenral tekste hayle kebret yhabelna

  • @chaytekle3918
    @chaytekle3918 3 ปีที่แล้ว

    Enkae dahan mexakum azina nafkinakum kenina

  • @eyobeyob9914
    @eyobeyob9914 3 ปีที่แล้ว +1

    እቶም ትሓቱ ዘለኹም ገሪምኒ 50 ዓመት ንድሕሪት ተመሊሱ ክንደይ ሰብ ክዝክር ደሊኹም። ተመሳሕክሞ ዘይትዝክሩ ንባዕልኹም።

    • @philipnetsereab181
      @philipnetsereab181 3 ปีที่แล้ว

      እሞ ኣይ ትሕተቱ ኣባሃህላኻ ድዩ? ድዝክሮ ይነግረና ዘይ ዝክሮ ከኣ ኣይ ዘከርክዎን ወይ ኣፈለጥክዎን ይብለና ።እዚ ከኣ ቁቡል ዩ ፡ ንባዕልኻ ትዛረቦን ትጽሕፎን ዘይ ትፈልጥ ሃስስ ደንቆሮ።

  • @letinak4559
    @letinak4559 3 ปีที่แล้ว

    እታ ሕብቲ ሰልፊ እንተዘይትነብር ሽርሕን ጉርሕን ኢሰያስ ብቶም ብኢሰያስ ዝተጨውዩ ጀጋኑ ኤርትራውያን ምተቆጽየ ኔሩ:: ሎሚ ከኣ ኣብ ፍትሓዊት ኤርትራ ምነበርና::

  • @mikiyatlove9608
    @mikiyatlove9608 3 ปีที่แล้ว

    ኣብ ፈዳይን ከለኩም ፍጹም ሸቃ ወዲ ሸቓ ዝብሃል ኣብ ጽፍሒ ዝነበረ እንተዘይተግጊየ ክሳብ መራሒ ሓይሊ ወይ ቦጦሎኒ ዝበጽሐ ናይ ኣእምሮ ጸገም ጌሩ ኣብ ኤርትራ ኣሎ ሕጂ ወዲ ዓዲ ንፋስ ምክንያት ትፈልጦ ዶ ትከውን ናይ ኣእምሮ ጸገም ካበይ ይብገስ።

  • @philipnetsereab181
    @philipnetsereab181 3 ปีที่แล้ว

    ኣንቶንዮ ንኽልቴኹም ትምልከት ሕቶ ኢያ ምኽንያቱ ንስኻ ተጋ.ጀብሃ ኢኻ። ተኸስተ ከኣ ፈዳይን ነይር ኢዩ። ኣብ ሕቶይ ክመጸካ ሓውቦይ ፈዳይን ናይ ጀብሃ ነይሩ ኣብ ኣስመራ ተሰዊኡ ይብሃል ኣፍልጦ ኣለኩም ዶ? ኣሰዋውእኡ ኸ ከመይ ነይሩ? ዓንዳይ ተኸስተይብሃል ወዲ ዓዲ ነኣምን ዩ።
    2ይት ሕቶ ኣብ ዝሓለፈ ምስ ደገፍቲ ስርዓት ቃለምሕተት ክትገብር ፍቓደኛ ዲኻ ኢለ ሓቲተካ ነይረ ሕቶይ ግን ኣብቲ ስርዓት ከእትወካ ዝደለኹ ኮይኑ ተሰሚዕካ ። ኣነ ግን ክብለካ ዝደሊ ጀ- ተኸስተ ብምንም ትኣምር ክንዳኻ ብቕዓት ዘይ ብለይ ከመይ ኣቢለ ናብቲ ስርዓት ከእትወካ ፡ ልዕለይ ንስኻ ትፈልጦ ፡ ደይ ባዕልኻን ብጾትካን ኣብ መሕነት ዘብጻሕክሞ ፡ኣብ ኣኣመራ ውን መሳርሕቲ ኔርኩም ሕጅስ በየናይ ኣቢለ የ እሞ ናብቲ ስርዓት ክመልሰካ? ልዕሊ ማንም ተቓዋማይ ከም ከም ዘኽብረካ ግን ክገልጸልካ ይፈቱ። ኣንተንዮ መልሲ ክጽበ የ።

  • @ሰንጋልሓወይኣይትዓሹ
    @ሰንጋልሓወይኣይትዓሹ 3 ปีที่แล้ว

    እንታይ ዓይነት ሕቶታት እዩ? ዳርጋ ኣጥ ቁር ( ምረጽ ) መልቀቂ ፈተና ጀነራል ኮይኑ መሰልቸው.

  • @alekueyezebl701
    @alekueyezebl701 3 ปีที่แล้ว

    ዝኽበርካ ብርጋደር ጀነራል ተኽስተ ሃይለ ቀዳምነት ንዓኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሕቶ ኔራትኒ ስውእ መራሒ ሃይሊ ገረዝጊሄር ተወልደ ሳጉኡ ገሬ (ዓማ) ዝፍለጥ ዓዱ ዓዲ ጣፍ ንፍስ ወረዳ ማይ ጫዕዳ ሰራየ እዩ ክፍለ ሰራዊት 85 እይ ኔሩ ዝተሰውኣሉ ኣብ 6 ወራር በዚ ትፈልጦ ተኾይንካ ታሪኹ ገለ በለና ክዝከር ሰምዒናዮ ኣይንፈልጥ ኢና

  • @yonasgebreslassei3155
    @yonasgebreslassei3155 3 ปีที่แล้ว

    ግራራሕ እንዳ 37 ክፍለሰራዊት እንተኾይኑ ? ስዲ መጉባዕብዒ ሕማቅ ኣተሓሳስባ ዘሎዎ ኣብ ልዕሊ ሰባት ሰባት ክርሽን ድሕር ዘይብል:ፈራሕ ድማ ኣብ 2000 ውግእ ትሰነይ ፈሪሑ ብፍላጥ ካብ ማኪና ወዲቁ ከምዝተሀሰይ ተመሲሉ ኣክት ይሰርሕ ኔሩ:: ሓበሬታ ከምዝረኸብክዎ ካብቶም ናይ መጀመርታ ኣብ ከባቢ ኢሰይያስ ዝነበሩ ቀተልቲ ሰባት እዩ::

  • @erimahray2843
    @erimahray2843 3 ปีที่แล้ว

    Bzaeba Habtu gebrendrias gele beluna, ab Shadushay werar entay eyu geru, general China an shadshay werar zgeberkayo Elu niedwo

  • @eritreanerena7332
    @eritreanerena7332 3 ปีที่แล้ว

    እዚ ሕቶን መልስን ሲ አሽማት ናይ ስውአት ተጋደልቲ ኮይኑ እዚ ዘረዳአካ ድማ ብዙሕ ሰብ አብ ኤርትራ ሑሙም ከብዱ ኮይኑ ከምዘሎ እዩ ብፍላይ ብምስምስ ላዕሎት ሓለፍቲ ዝተቀንጸሉ ተጋደልቲ ህዝበይ ናይ መቅርቦም ጀጋኑ ተጋደልቲ ብብላሽ ዝተቐንፀሉ ፍትሒ ንኽረኽቡ ሒኒን ትብል ከምዘላ እዩ

  • @teklekibrom8640
    @teklekibrom8640 3 ปีที่แล้ว

    Nguse gebremikael measho eiyu zibhal

  • @Wina_digsana
    @Wina_digsana 3 ปีที่แล้ว

    ወረደ ዳኒኤል ኻንደባ እዩ
    ዉጩ እዩ ኣፉደዩ እዩ
    ከልቲኤን ዓድታት ኣርዑት እየን ።

  • @anbes6646
    @anbes6646 3 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሃይለ ወትሩ ኣብ ልብና

  • @teweldetewe9034
    @teweldetewe9034 3 ปีที่แล้ว

    Wedi hayle kabtom arkabat geli eka edmen teman yhabka bzaeba mejer general brhane gerezgiher general okbe abrha gele belena kemey tgeltsom

  • @sailncermedia7904
    @sailncermedia7904 3 ปีที่แล้ว

    1፣ሰላምታ የቀድም tv sened & ወዲ ሃይለ ቐጺለ ብዛዕባ ተስፋይ ተስፋክረስቶስ ናይ 73 ተጋዳላይ ወዲ ሓዉ ን ኣያ ገብረክረስቶስ (ዘገንፎ) መስዋቱ ትፈልጥ አንተኮይንካ ክትንግረና።
    2፥ተጋዳልይ ዘሞ ገብርንሰአ(ጭማር) ን ወዲ ሊቀ ሃውቡኦ ኣፍልጦ ተለካ ገለ በለና።

  • @menkabmen5751
    @menkabmen5751 3 ปีที่แล้ว +1

    Wedi Haile.... Htoy ab lieli Hamasen zeleqa xlie kab mntay u zbges mknyatus bzaeba jeganu deki Atekelezan hto kmexeqa enkelo shetet abilqa thalfa....bzaeba mlsha srnay keteliel keleqa kea fsh fsh enda belqa ktzareb sle teazebkukaye

  • @kidanesertseyonas9095
    @kidanesertseyonas9095 3 ปีที่แล้ว

    Wedi Haile.Eta eda zhabet gual adi nefas Alganesh Tecleab eya sma.Abal Immigration koyna kea Tegelgil ala.Ezi eyu eti haki.