"ህየሳ"ድምጻዊ_ኣብርሃም_ኣፈወርቂ_መስተማሰሊ_ገጣማይ_ኣይኮነን!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @AbrahamFre
    @AbrahamFre 28 วันที่ผ่านมา +20

    """"ሰብ ጠፊኡኒ ልዕሊ ቡሩር ወርቂ
    መን ኢዩ እንተ በልካስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ"""""
    ""Kulom darafeti kam abraham serah entazesareh beal ama hariqom ay mehayasun!!!

  • @shewitboersma1435
    @shewitboersma1435 21 วันที่ผ่านมา +2

    Abrham was king 👑 and he will be forever king 👑 ❤❤❤❤

  • @Knrakebena
    @Knrakebena 25 วันที่ผ่านมา +4

    The legend Abraham is the best of all time👑❤️

  • @aman7077
    @aman7077 19 วันที่ผ่านมา

    አብርሀም ❤❤❤

  • @Rafa-xv9jy
    @Rafa-xv9jy 28 วันที่ผ่านมา +5

    Abraham is realistic artist who knows society and reality

  • @Tezetew
    @Tezetew 22 วันที่ผ่านมา +1

    Eima eima ❤❤❤❤❤ nay behaqi tentani gele aynet hyesa

  • @ዓባይሽባኻ
    @ዓባይሽባኻ 23 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ በሓቒ ኣስተብሂለሉ ዘይፈልጥ ጽቡቕ ህየሳ ናይ ወዲ ቱካቦ ድማ ኣብ ዝመጽእ ኣምጻልና

  • @SenuSenu-n6w
    @SenuSenu-n6w 22 วันที่ผ่านมา +1

    Ajok keep going brooo

  • @neaminmeskel3546
    @neaminmeskel3546 22 วันที่ผ่านมา +2

    Abraham afwerki professional artist eyu.

  • @SenuSenu-n6w
    @SenuSenu-n6w 22 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks again ❤❤❤❤ keep going ❤❤❤❤

  • @jorginho5....752
    @jorginho5....752 22 วันที่ผ่านมา +1

    Xbuq medeb thanks
    Barya
    Wedi tkabo
    Eng. Asgedom
    Ghrmay Andom
    Please amxelna

  • @EritreaGodbless
    @EritreaGodbless 19 วันที่ผ่านมา

    Abraham king❤❤❤❤❤

  • @ጆጋር_ትግርኛ
    @ጆጋር_ትግርኛ 23 วันที่ผ่านมา +1

    Meley 💙 Eritrea 🪻malytu yu

  • @efremefata8702
    @efremefata8702 25 วันที่ผ่านมา +3

    ብትንተና ናትካን ብግጥሚ ናይ ኣብርሃምን ትሕትና ይመሃር።

  • @SenuSenu-n6w
    @SenuSenu-n6w 22 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks ❤❤❤❤❤❤❤

  • @GoitomMekonnen63
    @GoitomMekonnen63 24 วันที่ผ่านมา +1

    Good job!welcome Ema.

  • @MidnightSunday2028
    @MidnightSunday2028 26 วันที่ผ่านมา +1

    Bitamie tsbuk gerka gelitsikayo.
    Thank you 🙏
    Iseyas ab deku yrkebo ni Liq liqan Abraham bkontu atifiewo.

  • @kubajalegese3833
    @kubajalegese3833 26 วันที่ผ่านมา +1

    የቐንየልና ኣማኑኤል በርሀ❤!!

  • @Hulufokbazgi
    @Hulufokbazgi 25 วันที่ผ่านมา +4

    ትሕቲናን ፍልጠትን ልቦናን ዝበዘሖ ህየሳ ኤማ ሓወይ የቐኒየልና ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 28 วันที่ผ่านมา +2

    Wellcome ema the great ❤

  • @howare9568
    @howare9568 27 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ሓያል መናእሰይ ሃያሳይ

  • @rezuwedihagereseb1283
    @rezuwedihagereseb1283 23 วันที่ผ่านมา +1

    Please Ema nay Yemane Barya ka kemzi gerka amxalena

  • @GJ_HENOK
    @GJ_HENOK 28 วันที่ผ่านมา +18

    Nay wedi tikabo win amxelin ama hawina

    • @ksanethaile2624
      @ksanethaile2624 28 วันที่ผ่านมา

      ናይ ወዲ ትኳቦ እቲ ዝበለጸ ግጥምታት ኢዩ ኣብ ወሓዚ ሓሳባት ኣብ ኣገላልጻ ኣብ ስጥመት ዕምቀቱን
      ወዲ ትኳቦ እቲ ኾኾብ ጥበብ ኢዩ ኣነ ነብርሃም ኣፍወርቂ የማነ ባርያ እየ ዝፈቱ ኔረ ዳሓር ግና ናይ ወዲ ትኳቦ ደርፍታት ከስተማቅሮም ምስ ጀመርኩ ሕብእ ኾኾብ ሰሚየዮ
      ወዲ ትኳቦ ናብዞም ኣድጊ ንሓመዱ ብምጽግዑ ንሱን ጥበብን ጠፉኢና 😁😁
      ካብ ኣድጊ ንሓመዱ ከይትከውን ካስኮ መሊሰየ ዝጽሕፈልካ ዘለኩ 😁😁😁

  • @omerabdella8212
    @omerabdella8212 29 วันที่ผ่านมา +4

    Tsubuk sirah Emma
    Nay Abrar Osman
    Tsibah hayisa

  • @TomasTeklemariam
    @TomasTeklemariam 29 วันที่ผ่านมา +1

    Fetfitkayo nay bhaqi xubuq abehahla iyu ❤❤❤

  • @Solomonkiflay-t8w
    @Solomonkiflay-t8w 29 วันที่ผ่านมา +1

    Wel Come❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Ted_wolf_1
    @Ted_wolf_1 14 วันที่ผ่านมา

    Eske nay Abraham Gebremdhn eka aqrbellna ama abusheneb

  • @benniebb6877
    @benniebb6877 25 วันที่ผ่านมา +1

    ኤማ ጽቡቕ ሃይስካዮ!!
    ኣብ ትምጽእ ክልተ ደርፊ ኣለዋኒ... ሓንቲ ላሉማላሎ ትብል እታ ካልኣይቲ ውን ክላልማላሎ ትብል እያ....እሞ
    የዕሙቕካ ሓይሰና or ሕሰየና 😅....

  • @dahlak3739
    @dahlak3739 29 วันที่ผ่านมา +2

    Welcome ema

  • @Natnael-bv8ct
    @Natnael-bv8ct 28 วันที่ผ่านมา +1

    Welcom amawi nay hdema haxur eka❤❤❤ nay bahli ketri eka koxlo❤❤❤❤

  • @nebsey1401
    @nebsey1401 25 วันที่ผ่านมา +1

    Nay wedi tkabo next

  • @KimKimo-ek8iu
    @KimKimo-ek8iu 29 วันที่ผ่านมา +1

    Emawi ❤❤

  • @habtomhenok
    @habtomhenok 29 วันที่ผ่านมา +1

    Wel Come Ama

  • @naodie1855
    @naodie1855 29 วันที่ผ่านมา +2

    Mexialey do mexikaley do kxbeyeka 😊

  • @fitsumkidane6646
    @fitsumkidane6646 28 วันที่ผ่านมา

    Yeakleka eyu. . . Ente wediekayo eyu keman b nay abraham trah mxeana. abraham b lsanka kglex enkelo eta zserahkaya video mara eya tihaxreni thank you Ema

  • @MisgnaZaid
    @MisgnaZaid 23 วันที่ผ่านมา +1

    ኤማ ናይ ወትሩ ተኸታታሊኻ እየ ፡ ኣዝየ ዘድንቐካ ፡ ኣብራሃም ብጣዕሚ ሓያል ስነ-ጥበባዊ እዩ ፡ ከም ዝበልካዮ ፍቕራዊ ግጥምታቱ ኣብ ምፍልላይ እዩ ዝበዝሐ ።
    ከምቲ ናይ ኣብራሃም ከምኡ ውን ናይ ስዉእ ዕቕባጋብር ገ/ትንሳኤ ሓደ መዓልቲ ገለ ዘይትብለና ።

  • @asmayttesfay2355
    @asmayttesfay2355 17 วันที่ผ่านมา

    EMMA HEWEY KEMEY WETRU YEQENELNA KENESTEMAQRO TGEBRENA ALOKA

  • @DawitMebrahtom-br1ss
    @DawitMebrahtom-br1ss 28 วันที่ผ่านมา

    Tdegmwo alekum

  • @FilmonMeasho-w5r
    @FilmonMeasho-w5r 29 วันที่ผ่านมา +1

    Well came ama

  • @jemanejemane91
    @jemanejemane91 23 วันที่ผ่านมา

    በጃካ ኤማ ነዞም ስነ ጥበባዊያን በሃልቲ ዓገብ በለልና ወላ ይትረፍ አቲ ናይ ቀደም አኩልን ትሩፍን አዩ ቱርጉሙ ዘይርደኣካ ናይ ልባስ ጥራይ ወላ ሓንቲ ዘይብሉ ሳክት ኮይንና 👍

  • @BeckhamGerie
    @BeckhamGerie 25 วันที่ผ่านมา +1

    Nay kiros asfaha

  • @danielneguse3363
    @danielneguse3363 29 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @jonethebreain2031
    @jonethebreain2031 29 วันที่ผ่านมา +4

    ኤማ! ሰላም ወሰናይ ናዓኻ? ኣስታት ርብዒ ዘመን ዝፈትዋ ስራሕ ናይ ኣቦና ኣብራር ዑስማን "ጽባሕ" ብዕሙቅ ዝበለ ኣቅርበልና::

  • @kinglio8947
    @kinglio8947 27 วันที่ผ่านมา +1

    ኤማ ሓወይ ናይ ቶማስ ኣልኣዛር በጃኻ ኣምጽኣልና።

  • @AbebeYohannes
    @AbebeYohannes 28 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @LoveForLover-d1l
    @LoveForLover-d1l 28 วันที่ผ่านมา +1

    መለይ ስያሜ ካብ አያና በርከት እዩ ወሲድዋ ገለ ውስጠዘ አለዋ ኢየ ዝብል😮😮

  • @erilove8083
    @erilove8083 28 วันที่ผ่านมา +4

    Ema the great 👍

  • @yohaneshaile4050
    @yohaneshaile4050 28 วันที่ผ่านมา +2

    "ኣይትተሓለሊ ዓለም ናይ ጸዕራማት ኢያ ናይ ሰብ ዓቅሊ" እዛ ኣበሃህላ ናይ ኣብ ኣብርሃም ኣፎርቂ ኣብ ናይ ከርተት ናይ ስደት ሂወተይ ስንቀይ ዝነበረት ኢያ።

  • @meadigezana27
    @meadigezana27 22 วันที่ผ่านมา +1

    NAy wedi tikabo ka aytresena ema nebsi

  • @rasrif1978
    @rasrif1978 26 วันที่ผ่านมา +1

    ሓደ ሓውና ናይ ወዲ ትካቦ ኢሉ ኣሎ እሞ ኣነ እውን ይድግፎ ኤ። ኤማ እንድሕር ኪኢልካ ናይ ወዲትካቦ ስርሓልና።

  • @Abiel-l5x
    @Abiel-l5x 25 วันที่ผ่านมา

    ካብ ልቢ ኢና ነመስግን ቀጽሎ

  • @TEKESTENegash-z5c
    @TEKESTENegash-z5c 27 วันที่ผ่านมา +1

    በይንኻ እንዲኻሞ ኮይንካ !!
    ኑፉዕ ሃያሲ ብሓቂ ።

  • @MulugetaMehari-w7d
    @MulugetaMehari-w7d 28 วันที่ผ่านมา

    Nezi hadish weledo dika tgelxelu zelaka walas channel keyrka

  • @መንደፈራ
    @መንደፈራ 28 วันที่ผ่านมา

    እሜ ወቀሳ ኣለና ናይ ወዲ ትካቦ ግን ሰለ መንታይ እካ መቅራብ ኣብኻዮ😢😮

  • @fyorikesete215
    @fyorikesete215 28 วันที่ผ่านมา

    🥹🥹🥰🫶

  • @bahsavi271
    @bahsavi271 28 วันที่ผ่านมา +1

    Ab Snetbeb Ba Entay Aberkto Geyru Ezi Sebay Mhyas Dyu Moya Geyrwo Blbu Zedamx Seb Hyesa Ayedlyon Yu Derftatna

    • @merateklay7984
      @merateklay7984 28 วันที่ผ่านมา

      Ab senetebeb zefereyo serah alewo du n mekanu ???? Key seraheka meheyas teray tekoinu pls mejemereya serah belewo

  • @Bysi8jj
    @Bysi8jj 26 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቕዩ ዋላ ከምቶ ኣመልካ ከተካፍእን ከተናእስን ተደለኻ ኣይትረኽበሉን ኢኻ።ባሓፈሻ ግን ንስኻ ሃያሲ ዘይኮንካ ሃሳዪ ኢኻ።

  • @NaybGombot
    @NaybGombot 27 วันที่ผ่านมา

    ካልእ ስራሕ ሲእንካ ዲኻ

  • @wizGreat
    @wizGreat 28 วันที่ผ่านมา +1

    Lomi keycheremka mexika 😂

    • @johnnywalker133
      @johnnywalker133 27 วันที่ผ่านมา +3

      ኣብዚ ኣርእስቲ ብዛዕባ ግጥምታት ምህያስ እዩ ዘሎ: ካብ ኣርእስቲ ወጺኻ ንሓደ ሰብ: ብዛዕባ ውልቃዊ ሂወቱ ምውርዛይ ኣብዚ ቅኑዕ ኣይኮነን:: ንስኻ መጀመርያ ምሉእ ዲኻ? ሓደ ካብቶም ንዓለም ምልእቲ ከይትኸውን (ትሽዓተ) ዝገብርዋ ምኽንያት ንስኻ ኢኻ:: ተኽኢልካ ተማሃር: ብናጻ ይምህረና ኣሎ: ተዘይኪኢልካ ድማ ድንቁርናኻ ሒዝካ ደቅስ: ዝመሃሩ ሰባት ኣይትበጽብጽ::

    • @Ted_wolf_1
      @Ted_wolf_1 14 วันที่ผ่านมา

      ​@@johnnywalker133ewa algs gay wahid waza aytfeltn endika

  • @samuelmesfin406
    @samuelmesfin406 25 วันที่ผ่านมา +1

    ኣይትሓዘለይ ድኣ እንበር ኣማ ሓውይ ክትዛረብ ኣይትኽእልን ኢካ. Ktxhf ጥራይ እዩ ዘለካ

  • @musaelteme-ob2sf
    @musaelteme-ob2sf 28 วันที่ผ่านมา +1

    ኤማ መስተ ገሲፍካ እንታይ ይወጸካ ተባዕ ሃይሲ እሞ ድማ ኣብ ውሽጢ ሃገር

  • @pawlosgere088
    @pawlosgere088 28 วันที่ผ่านมา

    መለይ ዝይተፈተ ምስጢር ኢያ ኣብ ህዋ ግድፍልና ክይዱ ክይነገርና ግን መለይ ሓደ ማዓልቲ ክትርክብ ኢያ ኣብ ባሓቲ ምስከረም ክትወጽ ኢያ።

  • @טקלונגוסה
    @טקלונגוסה 28 วันที่ผ่านมา

    ኣማ ሰብኣይ 🇪🇷

  • @mussieokbe3607
    @mussieokbe3607 28 วันที่ผ่านมา

    ትግራዋይ አየስተማስልን እዩ ፣ ምክንያቱ ነጻ ናይ ምሕሳብን " ናይ ምዝራብን ሙሉእ ናጽነት ስለዘለዋ ፣ ስነጥበበኛ አብርሃም አፈወርቂ ድማ ነቲ ናይ ማሕበረሰብ ትግራዋይ ዝውክል ሆሞጅንስ ማሕበረሰብ ዘንጸባረቃ እዩ ፣ክከውን ዝነበሮ መስመር ስሒቱ አንፈቱ ንምትሐዝ ንማሕበረሰብና መልእክቲ ገዲፍልና እዩ ። ስለዚ መስተማሰልቲ ንስካን " ከማካል ዝአመሰሉ ስነቀንጠብጠብ ውልቃዊ ሃብቲ ዝድልቡ ብውድቀትን ሽግርን ማሕበረሰብና እዩ ሽግርና አብ ሃገርና ።

    • @BiniBini-j2c
      @BiniBini-j2c 28 วันที่ผ่านมา

      ምሕረት የዉርደልካ 😂😂😂😂

    • @hanibaldawit6163
      @hanibaldawit6163 28 วันที่ผ่านมา +2

      haqika👍 tigraway ayestemaselen eyu yesereq. Yelemen, yeemex nweladitu. Ayeedean eyu gudkum..😂😂😂😂😂😂

    • @shamabraham154
      @shamabraham154 28 วันที่ผ่านมา +1

      😂😂😂😂ዕድሜኩም ምሉእ ብነብሰ ምሕታትት ኤፐ

    • @sirakessayas3686
      @sirakessayas3686 28 วันที่ผ่านมา

      Wxae Ata kondaf tgraway

    • @Abiakal3rd
      @Abiakal3rd 28 วันที่ผ่านมา

      Ab hlmi aleka tebaraber 😂😂😂 abraham 🇪🇷eyu hlmka keyr 😂😂

  • @habtomtsegay6981
    @habtomtsegay6981 28 วันที่ผ่านมา

    ኣታ እንታይ ዓይነት መንካዕ ዝኾንካ ፍጥረት ኢኻ ትካል ወጅሃቱ ብዛዕባ ኣብርሃም ዓቅምካ ኣይኮነን

  • @BiniBini-j2c
    @BiniBini-j2c 28 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @sdetadigana1887
    @sdetadigana1887 28 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @aman7077
    @aman7077 27 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AmiteyAmitey
    @AmiteyAmitey 24 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤