SAMI SHIKOR - ሩሱን ሞጎተ ተጋዳላይ ድራር ምስ ዕባይ ቤት ትምህርቲ ሰዉራ ተስፋይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 210

  • @mebrahtufessehazion4473
    @mebrahtufessehazion4473 หลายเดือนก่อน +2

    ዋና'ዛ ሜድያ ናይብሓቂ ኣድኒቀካ። ናይ ብሓቂ ግዜን ኣፎም ዘሳሕዮም መዝሚዝካ ነንሕድሕዶም ክባልዑ እናገበርካ ግርም እንጌራኻ ትምእርር። ብራቮ

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 หลายเดือนก่อน

      ይገም ኢዩ እሞ ከኣ ገጹ ዘይ ፈልጥዎ ሕቅቅ ኢሎምሉ ጸርፊ ከስምዑ ኣብ ዘይ ኣትውዎ የብሎምን።

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zj หลายเดือนก่อน +2

    ኣንታ ሳሚ ንምንታይ ኢኻ ሓደገኛ ጽርፍን ንሕዝቢ ዝፈላልዩ ኣተሓሳስባታት ኣብዚ ንኽስፍሕፋሕ ብዙሕ ጊዜ ዕድል ትህቦም፡ ጽቡቕ ዝዛረቡ ሓሳብ ዘለዎም ክብሪ ናይ ሰብን ክብሪ ሕብረተሰብን ሓልዮም ዝዛረቡ ዘይተምጽእ።

  • @metkels2327
    @metkels2327 หลายเดือนก่อน +4

    ግመል ትመስል ማለት ጌጋ 🐪.
    ድራር ዝበሀል ሰብ ወዲ ዓዲ ጣል
    ናይ ባሓቂ ጸሊም ሙኩት ጤል እዩ ዝመስል ኣብዚኣ ዝሰማማዕ like ግበሩ ...🐺.

  • @tsigeasfaha9942
    @tsigeasfaha9942 25 วันที่ผ่านมา +2

    ወይ ጉድ! Social Media ኢሉ-ኢሉ ስ፡ ኣብ መደበር ሃታፋት ኣእትዩኒ!

  • @salmanabdalla217
    @salmanabdalla217 22 วันที่ผ่านมา +1

    ሒጂ ካብዚ ሞጎት ኢንታይ ኢዩ ክማሃር ኢዚ ማንሰይ ?

  • @BiniamTeklemariam1
    @BiniamTeklemariam1 29 วันที่ผ่านมา +3

    ድራር ብኣውራጃውነት ዝሳቐ ዘሎ ድሑር ሰብ
    ምኽንያቱ ከምዚ ዓይነት ጽበት ሽክና ርኢና ኣይንፈልጥን

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 25 วันที่ผ่านมา +1

    ግመል ለባም ኢዩ።።። ❤❤❤❤❤❤❤❤።።።

  • @ThomasTwelde-ep4kg
    @ThomasTwelde-ep4kg หลายเดือนก่อน +3

    Aya drar jigna wedi akele ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kibreabgebremeskel3220
    @kibreabgebremeskel3220 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ራአሲ ምሃሮ አስከ ነዚ ገልጣም ተስፋይ

    • @teweldenegusse1345
      @teweldenegusse1345 หลายเดือนก่อน

      ድራር ጻዕዳ እዩ፡ብኣውራጃ ተጠርናፍና ንቃለስ እዩ ዝብለካ፡ኣነ ብኣውራጃ ምጥርናፍ ኣይድግፎን እየ፡ግን ናይ ድራር እምነት ብከምኡ ተጠርኒፍና ኢና ለውጢ ነምጽእ ባሃላይ እዩ። ተስፋይን ሰመረን ግን ንዝኮነ ሰብ ምዝንጣል ጥራይ እዩ ስርሖም። ሓደ ግዜ ብድሕሪት ኮይኖም ዘማክሩና ሰባት ኣለውና ይብሉ ኔሮም ኣብ ተፈታዊ ሾው፡መንዮም ኣማከርቶም ዝፍለጥ የለን። ሓደ ግዜ ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ተቆሪሳ ከይዳ ኣላ ንሕና ከኣ ኣብ ዝነበረቶ ቦታኣ ክንመልሳ ኢና ይብሉ ኔሮም ብተምሳል ሕምባሻ ኣሰንዮም። ስለዚ ንሳቶም ኣንድነት ንኩን በሃልቲ እዮም፡ትክ ኢሎም ኣይዛረብዎን እዮም እቲ ቃል ምክንያቱ ተቀባልነት ከምዘይብሎም ስለ ዝፈልጡ። ተስፎም መሓሪ ኣነ ኤርትራን ትግራይን ሓቢረን ክርእየን እየ ዝደሊ ይብል ኔሩ ኣብ ዘለናዮ ሾው።ስለዚ ንመን እዩ ክሰምዕ ዝውዕል እቲ መንእሰይ ኣነ ኣይርድኣንን።

  • @weldehiwettsegu
    @weldehiwettsegu หลายเดือนก่อน +2

    ገመል ለባም እዩ። ድራር ግን ጽላሎት ንግሆ እዩ።

  • @tukuberaki5397
    @tukuberaki5397 27 วันที่ผ่านมา +2

    ከም ህበይ ኣበራኻ ዝዓበዩ ምስ ድራር ክቐርቡ ኣይነበረን

  • @ብርሃን-መ9አ
    @ብርሃን-መ9አ หลายเดือนก่อน +2

    ተስፋይ ጽብቕቲ ስም ሂብካዮ ፣ ብኹሉ እንትንኡ ገመል እዩ ዝመስል ።

    • @venuduciel835
      @venuduciel835 หลายเดือนก่อน

      ተስፋይ ከኣ እኮ ከልቢ ኢዩ ዝመስል.

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 27 วันที่ผ่านมา +2

    Atum deki ceket detzarpu nay micaki adsabeb sele tewled ethiopiaw kepuluwo nyeman maki sekilica tsmu💪🇪🇷📚🖊🇪🇷

  • @Zegenfo
    @Zegenfo 25 วันที่ผ่านมา

    ድራር ሓቀኛ ኤርትራዊ❤❤❤❤❤

    • @Redseafish-x4u
      @Redseafish-x4u 25 วันที่ผ่านมา

      ዋእእእ 😂😂😂😂😂

  • @mahderfu
    @mahderfu หลายเดือนก่อน

    ኣታ እዚውዲ Sami shikor ዝባሃል ናይ ባሓቂ እዚ ኩሉ ድላይ ፍትሒ ክጥቀቐለን 😮😮😮ዘለዎሰብ ኢዩ። ብዛዕብእ channel TH-cam ከመይ ታዓብየሉ እበር ካልእ ዘገድሶ ኣኮነን። 😮😮😮 ምኽንያቱ ሰባት ዓዲሙ ክባኣሱን ክዛላለፉን ዝግበር ዘሎ ኢዩ😮😮። ስለዚ ብዘይካ እዞም ጥፋሽ ዝኾነ ኣታሓሳስብ ዘሎኦም ሰባት እቶም ጹኑዓት ተቓለስቲ ❤❤ ምስትውዓል የድልየና ኢዩ።

    • @TesfitYemane-e2z
      @TesfitYemane-e2z หลายเดือนก่อน

      Degal resah agame natka zeytgber

  • @samraawatta2484
    @samraawatta2484 หลายเดือนก่อน +1

    ደቂ ኣርባዓ ብጥዕሚ ሽግር እዮም

  • @EfremIsaias
    @EfremIsaias 29 วันที่ผ่านมา +3

    አቶ ድራር : ብፍልጠት : ብተሞክሮ :ብዓቅሚ : ብናይ መጎተ ብቅዓቱን ኣፍልጦ ታሪኽን መወዳድርቲ ብዓል ተስፋይን ሓንጨ መንጨ ኣይኮነን ::

  • @semere8059
    @semere8059 29 วันที่ผ่านมา +2

    Kolmast hasawi deki hager tebaes aleka antum aya drar, tesfay kea abzi smun adun zeyflet seb keydkum kindzi zereba kemau dma Adam please abeyty ekum nay abeyty srhu

  • @mebrahtomgebremariam4271
    @mebrahtomgebremariam4271 28 วันที่ผ่านมา +1

    አቶ ድራር ጅግና ግን ምስ ባሃይም አይትታረክ።

  • @AT2405-d4q
    @AT2405-d4q หลายเดือนก่อน +2

    ካራባታ ዝኣሰረ ከልቢ እዩ ድመስል።

    • @aklasiasolomon8317
      @aklasiasolomon8317 หลายเดือนก่อน

      Kelbi bkelbu etom mis gele zitedakelu. Aklabat da xbukat endyom kerabta tegerom 😂

    • @aklasiasolomon8317
      @aklasiasolomon8317 หลายเดือนก่อน

      Ane komzi koomzi koomzi ( kemzi)

  • @AT2405-d4q
    @AT2405-d4q หลายเดือนก่อน +1

    ድራር ነፋጥ ብዛዕባ የማነ ኸ ትፈልጦ ኣለካ ድዩ ብዘይካ ቤላቤለው?

  • @daniealteklemariam3622
    @daniealteklemariam3622 หลายเดือนก่อน

    Afari kab saesaekas tekotsatse eyu Negeru sami thanks bro lekaleka❤❤❤

  • @tsigewainiengman5131
    @tsigewainiengman5131 หลายเดือนก่อน

    To me you are a beauty Drar !!!people think differently about looks:: ❤️

  • @kubromyacob2948
    @kubromyacob2948 29 วันที่ผ่านมา +1

    ፕረሲደንት እሰያስ 80 ዓመት ገይሩስ ክሳብ ሕጂ ወዲ 40

  • @birhanebezabihambaye6636
    @birhanebezabihambaye6636 21 วันที่ผ่านมา

    Nice dialoge

  • @samki-rw6lt
    @samki-rw6lt หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ዘሕዝን ተስፋይን ኣዳምን ምስዚ ደንቆሮ ወዲ ሃይለ ኣውራጃዊ እዚ መወከሲኡ ክትዛረቡ ምምጻእኩም ኢዩ። ደንቆሮ ምስ ደንቆሮ ምሁራት ኣዳምን ተስፋይን ከኣ ምስኦም ዝዛመድ ሰብ ከተምጽእዎም ነኡርኩም

  • @Mehari-k4h
    @Mehari-k4h 21 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ንባዓል ድራር ተጋዳላይ ኢልኩም ምስልን ጅግንነትን ተጋዳላይ ህግ ኣይትደውንዎ ።ድራር ሽለት

  • @alonaeyob6648
    @alonaeyob6648 29 วันที่ผ่านมา +2

    Tesfay abo haqi

  • @alinorelinor2415
    @alinorelinor2415 หลายเดือนก่อน +2

    ተስፋይ ጋሓፍ ኣቦይ ዓልሙካ ክትብል ኣይትሓፍርን አላሚ እንተኔሩ ብደም ክትሕተቱ ምኻንኩም ኣጥዕካ ፍለጥ ንስኻ ብመልክዕ ሰብ ክትመዝኖ

  • @ሸዊትናይስገም
    @ሸዊትናይስገም หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ ሃይለ እዛ ኣከለ ጉዛይ ኣብ ገድሊ ትጸንት ኣላ!እታ ዘሕዘነትኒ ቃል ሕጂ ከኣ ኣብዚ መንእሰይ ወዲ ኣከለ ትድገም ምህላዋ ዝበኣሰ ትሕዝነኒ!!!

  • @edmontonalberta2257
    @edmontonalberta2257 27 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ድራር ዝብሉካ ሰብ ኣኮለጉዛይ ክትብል ከይትልክምና ወኪል ዝሃበካ ይአለን

  • @letenigustekeste1055
    @letenigustekeste1055 28 วันที่ผ่านมา +1

    ሙ ጹ ጹ ላ ይ 😮😮😢😢😢😢😢

    • @michaelbeyene7442
      @michaelbeyene7442 26 วันที่ผ่านมา

      ንሳ ናይ ሻዕብያ ሕጊ ንህዝቢ ኤርትራ ኣይውክሎን እዩ።

  • @AT2405-d4q
    @AT2405-d4q หลายเดือนก่อน +1

    ድራር ረሳሕ ሳሕሳሕ ብዛዕባ የማነ ክትዛረብ ብቕዓት የብልካን ቆንዳፍ።

    • @goitomteklu6681
      @goitomteklu6681 หลายเดือนก่อน

      ማንኪ ካብ ህንዲ ምኻኑ ወሓጦ ኣታ ረሳሕ

  • @hiwanzerea4725
    @hiwanzerea4725 17 วันที่ผ่านมา

    ተስፋይ ደንባር ኢሳያስ አፈወርቂ ይሐ እዩ ዓዱ ዖሎት መሽፈጢ እዩ ኢሳያስ እንዳቡኡ ተምቤን እዩ እዳዲኡኻአ ይሐ ሐቂሕቂ ውሐጥዎ

  • @karlekenkarleken1574
    @karlekenkarleken1574 หลายเดือนก่อน +1

    ድራር ገጽ ገመል

  • @amanuelteame-pr3bm
    @amanuelteame-pr3bm หลายเดือนก่อน +2

    ኣያ ርድራር ምስ ቆልዑ ዑንጋሮም ዘይጽረዩ። ጌና ብጫ ሓርኦም ዘይጽረዩ ስ ኢንታይ ምስ እዚኦም ዘዛርብ ኣለካ ።

  • @gebremedinyohannes6145
    @gebremedinyohannes6145 14 วันที่ผ่านมา

    ተስፋ ወዲ ኣኮለጉዛይ ኣይኮነን ቦጅቦጅ ዝበለዕ ዝዓበየ ኢዩ

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 29 วันที่ผ่านมา +2

    አንታ እዚ ዐቢ ሰብአይ ገመል ዝመስል አይሐፍን ድዩ እዚ ገጽገመል እቲ ቀንዲ ኤረትራዊ ብኤረትራዊ ነቱ ዝአምን እንተኾሽግር የብሉን ድራር ገጽገመል ከዳዕ ትግራይ ትስዕር ኢኻ ።ቀደማይ ነገር የማነ ማንኪ አቡኡ ሽከቲ እዩም ደቂሐወቡእ አለዉ ከይሰምዑኻ።ንትግራይ ንጸልኦም ካብቀደም ጥቅምቲ ጸላእቱና እዮም ትማሊ ከአ ደጊሞሞ ስለዚ ብዛዕባ ትግራይ እንተኾይኑ ሽግርካ ዘግነት ትግራይ ዉሰድ።ፈደረልዚም እንታይ እዩ ገይርዋ ንኢትዮጵይ የጨፋጭፋ አሎ ብዛዕባ ኤረትራ ክትዛረብ መሰል የብልካን ድራር ከዳዕ።

  • @Selihom123
    @Selihom123 หลายเดือนก่อน +2

    ኣያ ድራር ጅግና

  • @tesfaslasiewelderufael94
    @tesfaslasiewelderufael94 หลายเดือนก่อน +2

    ዕስለ አኽላባት

  • @FTSUMHadgu
    @FTSUMHadgu 28 วันที่ผ่านมา +1

    ሓሳብ አይትዛረብ ዝብል የደንቆሮ ደንቆሮ እዩ

  • @PelloRodriguez
    @PelloRodriguez 29 วันที่ผ่านมา +1

    Drar may derho 😂🪿🪿

  • @ShalomGebere
    @ShalomGebere หลายเดือนก่อน +1

    haqo akele ani eritrea ey

  • @Abera854
    @Abera854 หลายเดือนก่อน +1

    ድራር ገመል.....ከከከከ

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab หลายเดือนก่อน +3

    ድራር ተጋዳላይ ኣይኮነን ናይ ወጋሕታ 1991 ዩ ጠምዩ ባኒ ክበልዕ ምስ ተጋደልቲ ኔሩ ነብሱ ቁሩብ ዕኹኽ ምስ በለ ወተሃደር ጌሮሞ

    • @lovetruly6111
      @lovetruly6111 หลายเดือนก่อน

      Merhaba dergi

    • @AkliluKaleab
      @AkliluKaleab หลายเดือนก่อน

      @lovetruly6111
      ንደርጊ ክሳብ ሕጂ ጽቡቕ ዩ ነይሩ ዝብሉ እኮ ኣለዉ ዮም:: ኣነ ዝበልኩ ግን መፍትሒ ይኸዉን ዩ ዝብል ሓሳብ የ ሂበ:: ክዕረ ደይትደሊ እንተ ኬንካ/ኪ ኣብ ሓሸዉየ ንበር

  • @samtikokesete180
    @samtikokesete180 หลายเดือนก่อน +1

    Drar take a break

  • @JamalS-m7b
    @JamalS-m7b 21 วันที่ผ่านมา

    Tigringy need Jesus.

  • @Sat20190
    @Sat20190 หลายเดือนก่อน +1

    Why is Drar speaking here, he should go back and pick BELES.

    • @venuduciel835
      @venuduciel835 หลายเดือนก่อน

      What's wrong with that ኣታ ዕቡድ ከልቢ. Who let you out?

  • @faligali6690
    @faligali6690 หลายเดือนก่อน +1

    ኣያ ድራር ኣከለጉዛይ ዓዲ ቀይሕ ክብል ዓሪባቶ ጽሓይ።በጃኹም ነዚ ንእሽቶይ ወለዶ ኣይተባላሽውዎ።

  • @samraawatta2484
    @samraawatta2484 หลายเดือนก่อน

    ራስ ማል ኣግማል ይባሃል ፉጡር ሰብ ገመል ኣይባሃልን አዩ ዘረባ ኣቶ ድራር ጱቡቅ ኣሎ

  • @Kibrom-n8n
    @Kibrom-n8n 26 วันที่ผ่านมา +1

    ድራር ታኽክል ኣሎ እዚ ላህማም ጣይታ ስገም ቤት ትምህርቲ ሰውራ እየ ዝብል ካብቶም ቶኽላ ዘረግቲ እዩ

  • @gpmedia421
    @gpmedia421 28 วันที่ผ่านมา +1

    ተስፋይ ብቃልካ ተጠንቀቅ ሓሳዊ ቀዳማይ ተሓታታይ ንስኻ ተስፋይ እካ መዓልትኻ ጥራሕ ተጸበ

  • @berhaneburush7729
    @berhaneburush7729 หลายเดือนก่อน

    Tesfay lomi Aya Drar Aghalizuka nibeynika ab
    Hade zelenayo show timidir nerka. Ghegha 10000000 Tesfish

  • @HadishMehari-v3x
    @HadishMehari-v3x หลายเดือนก่อน +1

    ድራር ድርባይ መሰታ ቀዳሞት ዓርኪ ዳሕሮት።

  • @venuduciel835
    @venuduciel835 หลายเดือนก่อน +1

    ንሓደ ሰብ: ሰብ ኣይትመስልን ኢኻ ምባል ጸገም የብሉን ይብል ኣሎ ተስፋይ ሓተላ. ንሰብ Dehumanize ምግባር ጸገም የብሉን ብኣተሓሳስባ ናይ'ዚ ኣብ ሽፍትነት ዝዓበየ ዕቡድ ከልቢ.

  • @dawitghebremeskel552
    @dawitghebremeskel552 27 วันที่ผ่านมา +1

    ብዝ አብ ኢትዮጰያ ናይ ባህሪ ናይ ምግባት ህልሚ ንርእዬ ዘለና ፈዴራላዊ ሰርአት አብ ኤርትራ አይሰርህን።

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 หลายเดือนก่อน

    Sami shikor ❤🎉❤🎉❤🇪🇷🌹🪷✊💐🌷🪻🙏🌾🌺👍💯Niseka

  • @kidaneabraham5063
    @kidaneabraham5063 16 วันที่ผ่านมา

    ድራር ድሑር ዶንቆሮ ዱሑር ባህሊ ግደፍ ኤርትራዊ እንተኾንካ ብዛዕባ ኤርትራውያን ተዛረብ ኢትዮጵያዊ ትግራዋይ እቶኾንካ ኪድ ንትግራይካ

  • @በረኸት
    @በረኸት หลายเดือนก่อน +1

    ተስፋይ ብጌጋ ድዩ ንኣያ ድራር ግመል ዝብሎ ዘሎ፡ ንጸሊም ህበይ ዝመስልሲ ግመል 😅😅😅 ኣያ ድራር ወላ ኣተሓሳስብኡ ኢዩ ህበይ ዝመስል ንኣብነት ኣብ ኣህባይ ደረጃታት ኣሎ ወዓግ ጋዉና ገለ እንዳበልካ ደረጃታት ኣሎ ሕጂ ኣያ ድራር ዉን ወደርብዓ፡ ኣዉራጃ፡ ወረዳ እንዳ በለ ኢዩ ሰባት ክኸፋፍል ዝፍትን።

  • @tedy-s9d
    @tedy-s9d หลายเดือนก่อน

    Ain't tigrigna but drar is the winner here!

  • @yessir9421
    @yessir9421 หลายเดือนก่อน +1

    1:12:36 😂😂😂😂

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 25 วันที่ผ่านมา +1

    መሲፍናዊ ሃጺያዊ ባህሊ ኢንዳታቲ ኢንዳባ ሒጊ ኢንዲባ በቢኸቢኸባቢኡ ሒጊ አለዎ ናይ ሓባር ቁዋም ኒደሊ አሎና ።።።ደቂ 40ኤርትራዋ መፍቲ ከተረኪቦም ከባዲይ ጡጢይ ሒጊን ምኒፊይ ጊቡሩኸ መንፈሱኸ ኤርትራዊ ዲኸ ።ሰቢስቢ ይምሲል ጊመል ጊመል በጊዒ በጊዒ ዒማሎ ።።በጃኹም ቢዛዒባ ቁዋም ዘይቲዒሊሉ በጃኹም ።።።።

  • @HaileTesfai
    @HaileTesfai 26 วันที่ผ่านมา +1

    Eway emrkum thxer mdre asha

  • @holyland9601
    @holyland9601 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዳም ኣምሰሉ

  • @gebremedinyohannes6145
    @gebremedinyohannes6145 14 วันที่ผ่านมา

    ተስፋይ ደቆሮ

  • @tesfasium3115
    @tesfasium3115 29 วันที่ผ่านมา +1

    እዞም 2 (ኣዳምን ተስፋይን) ይሕስዉ'ዮም። ልኡኻት ናይ ህግደድ ኮይኖም ልክዕ ከምቶም ቅድሚ ሕጂ ዝተዘርዘሩ ንደምበ ተቓውሞ ንኸይዕወት ንተቓለስቲ ኣብ ጓል መንገዲ ዕንክሊል ዘብሉ'ዮም። ይኹን ደኣምበር ቃልሲ ብኣውራጃ ኣየዕውትን'ዩ።

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 25 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቅኻ ኢኻ ዓዜን ፡ ኳዜን ' ውን ካብ ሓውዜን ትግራይ ኢዩ መጺ ኡ ኣቦኦም።

  • @ሚኬኤልሚኬኤል
    @ሚኬኤልሚኬኤል หลายเดือนก่อน +1

    ደቀባት ኤርትራዊ ሰላም ስዒኑ ።
    ዋላ ኤርትራዊ ኩን ደቕ 40 እንተኮንካ ክደንን ዝግባኣካ ንምንታይ ደቕ40 ኤርትራዊ ክትከውን ዝኣደለካ እቲ ኤርትራዊ ደቀባት ስለዝኮነ ።

  • @venuduciel835
    @venuduciel835 หลายเดือนก่อน +2

    ኣያ ድራር ዝብሎ ዘሎ ኩሉ ሓቂ ኢዩ.

  • @ShalomGebere
    @ShalomGebere หลายเดือนก่อน +1

    adam wedi sheruta jasus hegedf

  • @destafsaha3172
    @destafsaha3172 27 วันที่ผ่านมา +1

    ኣያ ድራር ገመል ይመስል እንተኾይኑ
    ንስኻ ካኣ ሸይጣን እኻ ኣቦኻ ትሓንቅ

  • @michaelogbamichael4770
    @michaelogbamichael4770 หลายเดือนก่อน +1

    Denquoro entay aflitiqus adgi nhamedu😂😂😂😂😂

  • @HadishMehari-v3x
    @HadishMehari-v3x หลายเดือนก่อน +1

    ሳሚ እዛ ጣነልካ ጽባሕ መዘዝ ክተምጽኣልካ እያ ምኽንያቱ ንኣብ ልዕሊ ኤርትራውያ ጽልኢ ትነዝሕ ስለ ዘላ ጥንቃቐ ግበረላ።

  • @DjRobi43378
    @DjRobi43378 28 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂😂አዚ ባባ ድራር ጸገም ኣለዎ ወጃብ ርአሲ ደርሆ አንታይ ኢዩ ትጸገም፡ሰብ ዝጸርፎ ምባለይ ይገድድ ባአ

  • @Serendipity-2024-b8j
    @Serendipity-2024-b8j หลายเดือนก่อน +1

    በልዎ ደኣ ነዚ ጸቢብ ኣውራጃዊ ድራር ነፍጠኛ ይብሉ ዞም ኣምሓሩ፡ ነፍጠኛ ዓሌታዊ ሰብ ኢዩ ። ሕማሙ ንሓደ ኣውራጃ ጥራይ ኢዩ። ሓማሴን ፡ ሰራየ ፡ ንዕኡ ኤርትራውያን ኣይኮኑን። ቶም ካልኦት ኣውራጃ ኣብ ቁጽሪ ኣየእትዎምን ኢዩ። በቃ ኣብ ኤርትራ ኣውራጃ ኣከለ ጉዛይ ጥራይ ከንብሩ ኢዩ ጻዕሩን ድሌቱን ። ምስኪናይ ጸቢብ

  • @gebarhagos9391
    @gebarhagos9391 หลายเดือนก่อน

    We love aya dirar

  • @TesfagiorgisTesfazion
    @TesfagiorgisTesfazion หลายเดือนก่อน

    Samiel mekayoki media

  • @ShalomGebere
    @ShalomGebere หลายเดือนก่อน

    tesfay ameharay qeatali Abo

  • @mebrahtomgebremeskel5307
    @mebrahtomgebremeskel5307 24 วันที่ผ่านมา

    🦍🦍🦍🦍🦍😂😂😂😂🐪🐪🐪🐪ኣያ ድራር ምጅሉሕ

  • @venuduciel835
    @venuduciel835 หลายเดือนก่อน +1

    ተስፋይ ናይ ብሓቂ ምስሉ ኣብዚኣ ተጋሊጹ ኣሎ. ሎቕማጽ ድሑር.

  • @azmeraswet4933
    @azmeraswet4933 25 วันที่ผ่านมา

    ድራር ካብ ሰገን ናብ ገመል ካብ ገመል ከልቢ ሶማል😅😅

  • @solomonimesghen5959
    @solomonimesghen5959 28 วันที่ผ่านมา +1

    አዳም ዝባንካ ቀሊዕካ ንአከለጉዛይ ደጋጊምካ ብዶራር አመኽኒኻ ሕማምካ ተዉጽእ አለኻ አብተን
    ካልእ አዉራጃ : ናይ አዉራጃዉነት
    ስምዒታት ዘሎዎም ከተልዕሎም
    አይሰማዕናን :: እዚ ኸአ ንዓኻ መን
    ምዃንካ ዘነጽር ኢዩ ::

  • @yosiefaraya9975
    @yosiefaraya9975 หลายเดือนก่อน

    Beja Eseyas Gahhhhh Bel Anta gex Tekhula

  • @helentekie1137
    @helentekie1137 29 วันที่ผ่านมา +1

    Aya drar nay bahaki jgna

  • @SamuelHailu-h8i
    @SamuelHailu-h8i หลายเดือนก่อน +1

    Tesfay you have none respect 0%10

  • @HenokRobiel
    @HenokRobiel 29 วันที่ผ่านมา +1

    Ata eza Adam.sebay eyou ba

  • @KidaneGebregiorgis
    @KidaneGebregiorgis 28 วันที่ผ่านมา +1

    አንተ አባቅ ድራር ርእሲ ግመል

  • @wedimat7293
    @wedimat7293 หลายเดือนก่อน

    Why is it always about awraja in sami shkor's tik tok ?????

  • @SaidAboismail
    @SaidAboismail หลายเดือนก่อน

    Shikor.zeykonka.simi.ekha.silemintay.kabziom.entay.nimhar?

  • @Mulue-mk6mg
    @Mulue-mk6mg หลายเดือนก่อน +2

    Tesfay u lost at all points

  • @berhanamichael5519
    @berhanamichael5519 27 วันที่ผ่านมา +1

    Emo nay Ethiopia sirat federalawi silezikone ditu nenihadhidom zikatelu zelewu mealti mealti wedi seb kem ensisa zihred zelo federalism tiblo zeloka

  • @abrahamtekle8327
    @abrahamtekle8327 24 วันที่ผ่านมา

    What a hell to hear this Stupide things, 😂😂😂

  • @milen9741
    @milen9741 หลายเดือนก่อน +1

    Ayadrar jigna kexilo ambesa neklte seb tetew abilkayom Tesfay gex ferese dima be gex seb kitxaref gex feres koinue

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 25 วันที่ผ่านมา

    ንድራር ከም ሰብ ዲካ ትምጉቶ ዘለካ ወይስ ንኣታሓሳስባ ድራር። ስለዚ ብዛዕባ ደቂ ኣከለጉዛይ ኣይኮናን ንዛረብ ዘለና ኢልካ ብዛዕባ መን ድኣ? ኣከለጉዛይ ክትብሉስ መሬት ዓሪቡኩም። ኣብቲ ግዜ ሰውራ'ውን ኣከለጉዛይ እንተዘይሳተፍ'ስ ኤርትራ ካብ ደርግ ናጻ ኣይምወጸትን ማለት እዩ።

  • @efremzeray7991
    @efremzeray7991 28 วันที่ผ่านมา +1

    Beal adam ekfat ny kalisi eyom

  • @haben2709
    @haben2709 27 วันที่ผ่านมา +1

    Eway wrdet beka politica nay eritrea abzi wediku kem nay sirya knewet eina ka tblu ane n hgdef ykawomo eye ,gn kemzi natkum kolo ttko edmikum keman ayaklekumn eyu, ayeniti hager eya ke msakum diplomacy ktgebr ezi sne hasab hizkum abzi 21 century
    tehfru nskum mkankum tekawemti nay max midea 🫠

  • @HenokRobiel
    @HenokRobiel 29 วันที่ผ่านมา +1

    Adam kezrbe mahrt eyou ba

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 หลายเดือนก่อน

    Sami amro malelit keda eka n eritrea

  • @KelatiTeweldemedhin
    @KelatiTeweldemedhin หลายเดือนก่อน

    እዚ ተስፋይ ዝብልዎ ብመልክዕ ድራር ዝወራዘ እቲ መልክዑ ይፈልጦ ድዩ ህበይ ዝመስል ንድራር የክፍኦ

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 29 วันที่ผ่านมา

      Ayrdakan gemel eka tmesil elwo newih ksadu slezkone drar gn nay stwstway yifetu eyu hasab yeblun wstae kab stebibnet shue baemroka mermro bzaeba hji stbahn endahasebka shue tesfay nay lbey ktble eka kab atachment rhak

    • @KelatiTeweldemedhin
      @KelatiTeweldemedhin 29 วันที่ผ่านมา

      @abrhaleyrussom1718 ሰብ ሰብ ዝመስል ገመል ዝመስል ሰብ የለን ንሰብ ኣብ ሓሳቡ ዘይክትረዳዳእ ትክእል ኢካ እዚ ገመል እካ ትመስል ምባል ግን ጌጋ እዩ። ተስፋይ እውን እቲ ኣቦታትኩም ዓፊንኩም ቅተሉ ዝበሎ ኣራዊታዊ ኣዛራርባ ወይ ሓሳብ እዩ

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 หลายเดือนก่อน

    ነዚ ነስፋይ ዝብሃል ርእሲ ተመን ዝኾነ ሰብ ርእሱ ክጭፍለቕ ኣለዎ እዚ ፍሩስ ርእሲ