I command Mesele Abadi for his heroism and his pertinacious spirit during the seemingly insurmountable challenges of the war. On the other paramater, I say kudos to the host of Segudem Media for letting know us fascinating stories and societal concerns in timely manner. Forwarding my apology in advance if I cross a red line, it would have been a plus if the semi - discussion had been conducted in Rayan dialect since both Mesele and Kahsay are from Raya.
If you were in Affar area do you know Tegadalay (Sherefo) please find out for me And I thank you Sherefo is among one of the heroes of Tegadalay that arrived in Addis Ababa in 1983 he is Hero Thank you for your service keep it up the good 👍 work 👍
ቅድመኻ ይግበረን ሓወይ መዓረይ እንኳዕ ብህት ተረፍኻ ዓብይክብር ዓለን ንተጋደልት ትግራይ በሰላ እሱኹም ትግራይ ተርፋ ክብይግበኤኩም❤❤❤❤
ጅግና ወዲ ትግራይ ልዐድኻን ልሕዝብኻን ዝገበርካዮ ገድሊ ብጣዕሚ ነመስግን ። ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ።
ጅግናና እንኳዕ ብሂወት ተመለስኻ ኽብሪ የግበኣካ ንህዝብኻ ኹሉ ነገርኻ ሂብኻ ኢኻ ኾሪዕናልካ ጅግናና ❤❤❤❤❤
❤❤❤ አመስግናለሁ፣ የኛ፣ ጀግና
የኔ ጀግና አንኳዕ ብሰላም መፅአኩም ተጋሩዋ❤❤❤
ናተይ ጅግና
ክብርን መጎስን ንዓኩም ጀጋኑና💕💜👏
_ጀጋኑና ዕደመን ጥዕናን ያሃብኩም ሠላኹም እና ሠላም ረኽብና ኣምላክ ያሓልይኹም TDFይ ደመይ እንኳዕ ብህይወት ተረፍኻ_
ሰላምን ራህዋ ንጀጋኑ 🎉👏🕊🧸🌻🥰🗝🔔🔔
ጅግና እንኳዕ ብህይወት ተረፍኻ እዚ ሓወይ ክብሪ ይግብአኩም ጀጋኑና❤❤❤
የኔ ጅግና እንካዕ ብሂወት ተረፍካ
ጅግና ሓወይ
አየ ህዝበይ ኣምላክ ኣሎ😢😢😢😢💊💊💊💊❤❤❤❤
ጅግና ተጋዳላይ
በጣም ፡ እወዳቸዋለሁ ፡ ተጋሩ።
ጅግና ወዲዓደይ
ሳላ ቃልስኹምን መስዋእትኹምን ትግራይ ስዒራ።
ክብርን መጎስን ነኣኩም ጀጋኑ አያታትናን ደቅና አሓትና
Thank you so much ❤❤❤❤❤❤❤❤💝💝💝💯💯💯❤️❤️💪💪💪💪💪🌷💖💯💝🌹👍❤️💪
ጂግና ሓወይ እንኳዕ ቢሰላም ቲመለስኻ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ሰላም መጻእኹም #ጀጋኑና 💘❤
ጀጋኑና ንፈትወኩም ነኽብረኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀግናዋ እንኳዕ ብሰላም መፅአኩም ደቅ ትግራይ 💋💪💪🇻🇳🇻🇳
❤❤❤❤Menaesey Tgray nay selamn Rahwan yemxealkum😢😢
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናዋይ ነዊሕ ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤💞💞💞🙏👏
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኻ ዝሓወይ🙏❤ቀፅልሉ ጀጋኑና😘😘💚
ጅግና ሓወይ እንኳዕ ብህወት ተረፍካ ❤😢😢
አነውን ክሕግዞ እየዋ ስልኪ ሸር በለለይ
ጅግናና እንኻዓ ብሰላም ትመለስኻ❤❤❤ኾሪዕናልኻ 🥰🥰🥰🥰ጅግናና💋💋
ጅግና ኣምበሳ ትግራይ💪💪💪💪✊✊✊✊✊
ጀጋና እንዃዕ ብሂወቱ ተመለስኻ❤ 🙏ጭፍራ😢
ኣሕዋትና ትሰውእላ😭
አታ ጅግና 💪💪💪❤
ጀግና ሓውና ዕደመንጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ ኣምላክ🙏❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💋💋💋🐅🐅🐅🕊🕊🍀🍀💊💊💘💘💘💘💘💘😢😢
ጅግና ሓወይ❤❤
Kebrney mogsny ney jegnu sewatna bey selam temlska wednway tigray tser
❤ጅግና ትግራዋይ ወዲ ራያ❤❤❤🎉🎉
ዝገርም ጅግነነት❤ ካብ ኣሜሪካ ክሳብ ትግራይ ምሉእ ቤተሰብ ተቓሊሱላ ትግራይ ። ናይ ትግራይ ቴለቭዥናት ቋንቋ ዘጥፍእ ናይ ጸላእትና ቋንቋ ኣማርኛ ካብ ምምሕላፍ ናይ ጀጋኑና ጅግነነት እንተዘመሓላልፋ ክንደይ ሰብ ነኽብረንን ምተኸታተለንን ኔሩ። የቐንየልና ጀጋኑና ዘላለማዊ ክብሪ ሂወቶም ንዝኸፈሉልና ስውኣትና
እንኳዕ ብሰላም ወፃእኻ ጅግና
ክብረ ንዓኩም ጀግኑና❤❤❤❤❤
Thank you for your service 🙏 beloved brother tdf❤ and segudem media.
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ዛሓወይ❤❤❤❤
💛❤️🐅👑🙏
አየ ህዝበይ 😢😢😢😢
አጆና 💞💞💞💞💞
ክብረ ንዓኩም ጀግኑና❤❤❤❤🏖🏖🏖🏖🏖🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🐆🐆🐆🙏🙏🌷🌷
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጀግናዬ እንካን ተረፍህ ለማውራ ት አበቃህ 🌹🌹
ለተሰውትጀኖች ወንድሞቻችን መንግስተሰማያት ያውርሳአቸው😢🙏🔝
የኔ ጀግና❤❤❤❤❤❤❤
segudem media የቀንየልና ብትገብርዎ ዘለኹም ስራሕ ከምዚ ንተጋድልትና ክትሓትዎም ከለኹም ግን ናብ ደገ ዝወፅእን ዘይወፅእን እናፈለኹም ኣቅርብዎ ሓደራ ገና ኣብ ቃልሲ ኢና ዘለና
እንካዕ ሰላም መፃእኻ ጅግናና
ሰጉዶም ሚድያ አብቲ ፅንኩር እዋን ናይ ጠርጣራው ደርፊ ተድርፋ ዝነበርካ እባ ጋብዘና እባ ንይ ቀደም ደርፉ እያ አባ ብልሐቱ እያ ትብል🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤
I command Mesele Abadi for his heroism and his pertinacious spirit during the seemingly insurmountable challenges of the war. On the other paramater, I say kudos to the host of Segudem Media for letting know us fascinating stories and societal concerns in timely manner. Forwarding my apology in advance if I cross a red line, it would have been a plus if the semi - discussion had been conducted in Rayan dialect since both Mesele and Kahsay are from Raya.
💪💪💪😭☝💔💔
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Good morning my friend 👬🌸👨❤️👨🌅⛱️
ናእሳይና😭
ወንድሜ ጀግናነህ ኮራውብህ ❤❤❤❤
Egziabher melieu❤yimharka wednewa maryam msaka tkun
Jegna mestewuali ❤jegna wedhzbi
I am so happy you are life 😢🙏🏾🙏🏾
❤❤❤❤❤❤❤
💪💪💪🥰
Jgnay ❤
Jgnna wedi tgray
Enqae awxeaka hawey meary❤❤❤🙏🙏😭😭😭😭😭
Mary enka bselam tmlska zahwy ❤❤❤
ጭፍራ ኣበይ እዩ😢
ሰራዊት ትግራይ (TDF ) ልዕሊ ቃላት 💛❤️🙏
🥰🥰🥰🙏🙏🙏
ጂግና
እዋይ ብውሑድ መስዋእቲ 1. 8 ሚልዮን ውሑድ መስዋእ 😅😅😅😅
ወዲ መይዳ ዓፅላ ጂግና❤❤❤
Deki rayuma ❤❤❤❤❤kemey dkum jeganuna ayni tigrayina eikum ❤we love you
Kahsay.way.wed.berhe.amtshelena
ሰጉደም ሚድያ ብጣዕሚ እትድነቅ ሰብ ኢኻ!!!አነኸ ብሓደ ነገርዶ ከሽግረካ!!እቲ ሕቶይ ናይ ዕሽነት ይመስል ግን ነዚ ሰብ እዚ ክረክቦ ካብ ዘሎኒ ዓቢ ትጽቢት'ዩ!! መዓርግ (ሓልፍነት) አለዎ'ዩ ወዲጋሉ እዩ ዝብሃል ሳጏ እያ ክትከውን እትኽእል!! አብ ትሕቲ እግዚአብሄርሕጂ ብህይወት ናይ ምንባረይ ምኽንያት እዩ'ሞ በጃኻ ክረኽቦ ተሐጋገዝኒ
ተጋደልቲ ኣናብስ❤ ግን ንዞም ክሳብ ሕጂ ዳሃይ ዘይገበሩ ዘለው ኣሕዋትና በጃኩም ድሃይ ግበሩ በሉልና😢
ንሻአላህ እድመን ጥናን ያሐብካ viva Tdf
ጠየቃያን መላሳይን ጀጋኑ ኢኹም የቅንየልና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘😘😘👌👌👌👌👍👍👍💊👌👌💊👌👌👌👍❤❤❤❤❤❤
አሰይ አንቱም ጀጋኑ ደቅና እንኩእ ናብዚዩ አብጻሐካ አብጻሐኩም. እንታይ ድአ ኽትገብሩ ናይ ትግራይ ህዝብን መንእሰይን ወደቃ ወዲቅዎ ፎቲዩ አይኮነን ናብዚኹሉ ዘይተሓሰበ ጭፍጨፋን መሰናኽልን አካል ጉድአትን ጭካነ ብተመልኦ ጥፍአት ዘይርሳእ አብጺሆምሉ እዮም ናብትውልዲ ዝሓለፍ ዘይርሳእ እዩሞ ባእኹም ንኾርእ ንህበን ጀጋኑና.
Wedmesele slkka ba habeni beyzaka?
1,000,000,000 moytom sie be wuhud meswaetie, ata men kehafrelkum eyu
Thank you to all the TDF who served to protect the people of Tigray from the evil forces of Abiy and Afwerki.
ሰግዶም ሜድያ፡ ንእትገብርዎ ኹሉ ኣድናቕኹም የ።ከም ሓበሬታ ግን፡እታ ንመዐጀቢ እትጥቀሙላ ዘለኹም ደርፊ ፍራ፡ ግጥማ ዝፈልጥ እንተረኺብኩም ምስታ ጭራ ሕንሳብ ጥራሕ ነታጭራ ተቐቢላ እትደርፍ ድምጺ ጋልኣንስተይቲ እንተትገብሩላ ምፀበቐት።እቱይምንታይሲ ናይታ ደርፊ ግጥሚ ምስቲ ምስቶም ተጋደልትና እትገብሮ ቃለመሕትት ዝኸይድ ዩ። ንኣብነት ምስናይ መለስ ዝኸደላ ኩነትን ህሞትን።
"ቆልዑ ሃየ ገዛ ሃየ
ክጋደል እየሞ ገዛ ሃየ" ዓይነት እያ ትብል። እቲ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝፈረየ ስነጥበብ እውን ናብ ወልድ ወለዶ ይሓልፍ ኣብ ማህደር ልቢ ኩሉ ትግራዋይ እውን ይስነድ።
ነየናይ እዩ ኣሸኒፍና ታዓዊትና ወጺእና ዝብሎ ዘሎ? ክትስዕር ክትሳዓር ንቡር እዩ. ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሜትካ, ቆራጽ ትግራይ ኣብ ኢድካ ተሪፋ, ነብስኻ ምምጋብ ስኢንካ, መንግስትኻ ፈሪሳ,... ብዙሕ ምበልኩ ትግራዎት በጃኹም ካብ ሃለውለው ውጹ. ሰብ ኮንኩም ሕልና ይሃልኹም.
If you were in Affar area do you know Tegadalay (Sherefo) please find out for me And I thank you Sherefo is among one of the heroes of Tegadalay that arrived in Addis Ababa in 1983 he is Hero
Thank you for your service keep it up the good 👍 work 👍
TDF አንበሳ እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ❤❤️❤️❤️💛💛💛💛💊💊💊💊💊
እንቋዕ ብሂወትካ ተረፍካ ነቲ ምሉእ ስዕረት ትግራይ ይገልጾ። ዕላማ ናይቲ ዕንደራ ብሂወትካ ምትራፍ ኣይነበረን። እንታይ ከምዝነበረ ዝፈልጥ ሰብ ዘሎ ኣይመስልን። ብስምዒት ተላዒሎም መንእሰያት ትግራይ በቶም ብጀካ ህዝባዊ ማዕበል ካልእ ኣገባብ ኵናት ዘይፈልጡ ጀነራላት ኣብ ጓህሪ ተጠቢሶም። ሓደ ሚልዮን ድማ ተቐዚፎም። እዚ ሰብኣይ ግን ይሕሱ ኣሎ። ሓደ ሚልዮን ተጋሩዮም ጠፊኦም።
ብምታይ ኾን ውዕለትኹም ክምለስ ? እዚ እንትሓስብ ሱቕ እለ እየ ፀጥ እለ ውሽጠይ ዝበኪ? ንምታይ ግን ተጋሩ እዚ መስዋእቲ ወለዶ ዝሓትት ፓለትካ ዓድና ክንቕይሮ ዘይከአልና ድሕሪ ሕጅ ዝውለዱ ዝውለዱ እውን ዝተፈለ ዕጫ ከይረክቦም ትሰግእ ሓዘን ድማ ይስምዐካ።
ቡሱሩ እባ ታይ ብልሐትኪ ልልተወለደ ልሐልፈልኪ በቃ እባ 😭
Wuyyy wedmesele hawey mistr mistr yiteakeb tkalsi aytewedean
እዚ ወዲ ግን ናይ ደቂ ራያ ጥራይ ዩ ዘቅርብ ንምታይ ንኩሉ ትግራይዋይ interview ዘይገብረሉ
ሓበን ናይትግራይ ኢኹም!!
ዋይ ቅድማኻ ይግበረን ወድ ሓፍት እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤
ጠየቃያን መላሳይን ጀጋኑ ኢኹም የቅንየልና
😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏💐💐💐💐💐💊💊💊💊💊💒💒💒💒💒💐💐💐
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤