#TDF

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 424

  • @dadadadadada9100
    @dadadadadada9100 ปีที่แล้ว +56

    እስመ ኣልቦ ዘይሳአኖ ለእግዚአብሔር ❤😢 ብሓቂ ብጣዓሚ ዝገርም ናይ እግዚኣብሔር ስርሑ ግሩም እዩ ጀጋኑና እንኳዕ እግዚአብሔር ሓገዘኩም 😢😢😢😢

    • @merykonejo
      @merykonejo ปีที่แล้ว +2

      ብሓቅ እግዝኣብሔር ይመስገን

    • @GirmaG-e9b
      @GirmaG-e9b ปีที่แล้ว +1

      ሓሳቡ ጥርኑፍ ተረዲእዎ ዝዛረብ ጀግናዩ። እዚ በቃ ናይዚወለዶ መግለፂዩ።

    • @GirmaG-e9b
      @GirmaG-e9b ปีที่แล้ว

      ሓሳቡ ጥርኑፍ ተረዲእዎ ዝዛረብ ጀግናዩ። እዚ በቃ ናይዚወለዶ መግለፂዩ።

    • @GirmaG-e9b
      @GirmaG-e9b ปีที่แล้ว

      ሓሳቡ ጥርኑፍ ተረዲእዎ ዝዛረብ ጀግናዩ። እዚ በቃ ናይዚወለዶ መግለፂዩ።

    • @GirmaG-e9b
      @GirmaG-e9b ปีที่แล้ว

      ሓሳቡ ጥርኑፍ ተረዲእዎ ዝዛረብ ጀግናዩ። እዚ በቃ ናይዚወለዶ መግለፂዩ።

  • @binyam1578
    @binyam1578 ปีที่แล้ว +21

    እዚ ብፊሊም ብመጽሓፍ ክሕተም ጹቡቅ ምኮነ❤እቲ ኣብ ገዳማት ዘሎዉ ጻድቃናት አምላክ ብእንስሳ ገበላት አናብስ ኣሎዉ ዝበሉና ኣቦታት ገዳም ብዓይኑኩም ዝራኣኩሞም እምነትኩም እዩ 👏🕊✝️💒☔️💊🌻🧸🌿🎉🌿🌿

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv ปีที่แล้ว +29

    ብሓቂ እግዚአብሔር ምሳና እዩ እዚ ኩሉ ጀጋኑዋይ ክብርን ሞጎስን ናዓኩም❤❤❤❤

    • @welditandebrhan6040
      @welditandebrhan6040 ปีที่แล้ว

      Hahahahaha kkkkkk tegaru fegeregir n mendelay gebel konom teraymom yigerim

  • @danielniguse5321
    @danielniguse5321 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ እዞም ገበላት ብኣምላክ ዝተላእኩ ኢዮም፡ ገበል ኣምሲሉ ሊኢኩልኩም ፈጣሪ። ኣንቱም ጀጋኑ፡ ❤ 🎉

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +21

    _ጀግና ወድ ጅግና አምላክ ምሳኹም ይኹን ሰራዊት ትግራይ ህዝብናን ዓድናን ሠላም ይግበረልና ትግራይ ሰብ አለዋ_

  • @ዕባይባርካዓድስብሓ
    @ዕባይባርካዓድስብሓ ปีที่แล้ว +15

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓዉና ኩሉ ሓሊፉ ንክተዉገዐሉ እንኳዕ በቃዕካ

  • @azmerabirahnu1415
    @azmerabirahnu1415 ปีที่แล้ว +3

    ዋይ ጅግንነት እኮ ግን እንኮዕ ካባኩም ተወለድኩ ❤💛💊🙏

  • @lemigaultigray505
    @lemigaultigray505 ปีที่แล้ว +23

    ደቂ ነይ ማዓረይ ክንደይሞ ዘይተፈተንኩም😢❤❤ሰለ ኩሉ ነገር አግዛብሄር ይመሰገን ካብ ዘፍርሐኒ ገበል😢

    • @DwerDwed
      @DwerDwed ปีที่แล้ว

      ብሓቂ ዝይዳይ 🥰

  • @FikirtGebiregZihabr
    @FikirtGebiregZihabr ปีที่แล้ว +9

    የኔማርየእናተእኮየእግአቢሔርእጅአለበትእንጂከወጪ 7ሀገራት ከኢትዮጵያ ዘጠኝክልልህዝብ ማሸነፈ ⛪የአክሱም ፅዮን ማርያም ሀይል ነው በእናተ እኛም ቀናአልን ወድነይ እድመን ጥኢናአምላክመሊኡይሀብካ❤❤🙏💪💊

  • @iyfh9131
    @iyfh9131 ปีที่แล้ว +12

    ጀጋኑ ኣሕዋተይ መግለፂ የብለኒይ ነዓኩም ❤❤❤❤❤❤ፈጣሪ ዕድሜ ጥዕና ይሃብኩም

  • @ትግራይዓድይ
    @ትግራይዓድይ ปีที่แล้ว +14

    እሕዋተይ መን ከማኩም እእዳውኩም ካብ ቤሮን ድብተርን ናብ ጥይትን ታንክን ጅጋኑ ኢኩም ባሓቂ ታሪክ ስሪሑኩም ኢኩም ❤️💛🐆🦁

  • @sojoh9j904
    @sojoh9j904 ปีที่แล้ว +1

    ጀግና አይገል ጽውም በጣም ድንቅ ታሪክ እንኳንም እግዚአብሔር አተርፊህ ልጅ

  • @yordi676
    @yordi676 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ መድሃኒአለም ምሳና እዩ ነይሩ ንብዓተይ ምቁፅፃር ስኢነዮ😢😢😢 ተመስገን ፈጣሪ ❤

  • @mkm4736
    @mkm4736 ปีที่แล้ว +22

    ፈጣሪ ኣይተሓደገናን ጀጋኑ ኣሕዋተይ❤❤ንሓቂ ዓጢቅኹም ኣምላኽኹም ኣሚንኹም ዝወፃኹም ቁዱስ መሬት ትግራይ ሓጊዙኹም💛💊🙏

  • @tdfhoney9161
    @tdfhoney9161 ปีที่แล้ว +4

    _ብሓቂ ጀጋኑ የሕዋተይ እዞም __#tdfሰራዊት__ ትግራይ ምስ 7ተ ሃገራት ገጢሙ ስዒሩ ዝወጸ ብሓይሊ ፈጣሪ ከምቲ ንዳዊት ሓይሊ ብርተዐ ሂቡ ዝሓገዞ አብዚ ዘመንና ውን ዳግማዊ ቅዱስ ዳዊት አብ tdf ተፈጺሙ እዩ ንዘልአለም አይርሳዕን እዩ ተጋሩ ሰነድና ንሰንድ ገድሊ ጀጋኑ የሕዋተይ ንሰንድ♥♥_

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 ปีที่แล้ว +2

    እዋይይ ስራሕ እግዚአብሔር ድንቅ እዩ❤እንኳዕ አትረፈኩም አሕዋተይ ጀጋኑ ❤😢

  • @syena-ph8fs
    @syena-ph8fs ปีที่แล้ว +6

    ናይ ገበል ነገር ይገርም እዩ ብሓቂ እግዚኣብሄር ይመስገን 🙏

  • @MenetsgabaHaylu
    @MenetsgabaHaylu ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር ከድሕነና ከሎኮ ብምኽንያት እዩ ክብሪ ንዓኹም TDyደቅነይ😢❤💛❤

  • @tigrayadey5959
    @tigrayadey5959 ปีที่แล้ว +10

    ቃደማኩም አሕዎተይ😢ክንደይሞ ለይረእኩም ሕማቂ ፅቡቅ❤

  • @yebitgraweyti8489
    @yebitgraweyti8489 ปีที่แล้ว +6

    ምእንታይን ምእንተ ትግራይንዩ ዝኩሉ🥺ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና❤🥀💙

  • @GalTigrayhaftiTdfmeley
    @GalTigrayhaftiTdfmeley ปีที่แล้ว +2

    ተመስገን ኣምላከይ እስመ አልቦ ነገር ዘይሳአኖ ልእግዚአብሔር ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ እንታይ ይሳአኖ ታአምር እዩ ምላእኩ ሊእኩሎም🙏♥
    Tdfy wahes hzbey💊♥

  • @VgFy-h5z
    @VgFy-h5z ปีที่แล้ว +1

    ናይ እግዚኣብሄር ሰራሕ ድንቂ እዮ❤

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ዝገርም እዩ እግዚአብሔር አምላክ እንታይ ይሳኣኖ ብእንስሳ ብዝፈትዋ ሰብ ገይሩ ካብ ሞት የድሕነካ እዩ ተመስገን ፈጣሪ ትግራዋይ ኣብ ኢድ ፈጣሪ ኮይኑ እምበይ ጸለእትና ከምዝሓሰብዎ ምከነማ መን ክተርፍ ነይሩ ተመስገን ክብሪ ንዓኩም ተጋደልትና መድሕን ህዝብና❤❤❤

  • @tgraytgray9067
    @tgraytgray9067 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ታይ ይሰኣኖ ኩሉ ብምኽንያት እዪ ዘርእየና 🙏🙏ኣብ ኣምላክ ዝኣመነ ንስለ ሓቂ ደው ዝብል ኣይሓፍርን ዉዒለ ሓዲሩ እዩ ዝዕወት ብሓቂ 🙏🙏ክብሪ ይሃብኩም ሂወትኩም ከፊልኩም ሂወት ዝሃብኩምና ቃላት የብለይን ንዓኹም ዝገልፅ TDF ጀጋኑ ኢኹም ብሓቂ 🙏🙏🙏🙏

  • @L.Nuguse
    @L.Nuguse ปีที่แล้ว +1

    ጎብለል ናይዛ ምድሪ ኢኹም ጀጋኑ ቲ ዲ ኤ ፍ ናታትኩም ጅግንነትን ታሪክን ዓለም ጺሒፋ ኣይትውድኦን ንዓለም ኢኹም ሲዕርኩምዋ ይበል ጅግንነት ክም ኣቦታትኩም ደቂ መን ድኹም እቶም እራይ ወዲ እራይ ሰራዊት ኢርትራ ማይ ኣቢልኩምዎም ኢኹም ንሶም ናይ ኣቦታቶም ንስካትኩም ካዓ ናይ ኣቦታትኩም

  • @ርብቃጓልተዋህዶ
    @ርብቃጓልተዋህዶ ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ስራሑ ድንቂ ግሩም እዩ ክብርን ምስጋናን ንስሙ ይኹን👏👏👏 ❤❤

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 ปีที่แล้ว +8

    ብምንታይ ቃላት ንግለፅኹም ጀጋኑና ሰጋር ክብርን ሞገስን ንዓኹም 💛❤️🙏🙏

    • @tsegayteklehaimanot1619
      @tsegayteklehaimanot1619 ปีที่แล้ว

      ሰጋር ሰጋር መንእሰይ ትግራይ ተመልሱ ብዘይ ይእጋር 😂😂😂😂😂😂😂

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 ปีที่แล้ว +1

    I hope no more war, God bless you our people Tigray. War is very bad so peace for you.

  • @seblefekadu1898
    @seblefekadu1898 ปีที่แล้ว +1

    Egzabher Amlake Yekber yemasgan Dikyi Jeganu Tigray 👏👏👏

  • @mebri1822
    @mebri1822 ปีที่แล้ว +7

    እግዚአብሔር ይመስገን ካብዚ ኩሉ መከራ ወፂኩም ንዚ ዘብቃዓኩም 🙏🙏🙏😍

  • @meriLoveLove
    @meriLoveLove ปีที่แล้ว +1

    እስመ አልቦ ነገር ዘይሳኣኖ ለእግዚአብሔር ታአምር እዩ❤️❤️🥰🥺🥺😢

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 ปีที่แล้ว +27

    ዝገርም ዛንታ ጀጋኑና ክብሪ ንዓኩም ኩሉ ትክእልዎ ንስለ ህዝብኩም💛💊✊🙏

    • @mlaytakele7018
      @mlaytakele7018 ปีที่แล้ว

      That not truly

    • @Servingthetruth24.
      @Servingthetruth24. ปีที่แล้ว

      Ayeyyy gorebetachin entay dea terekibu axwarka hibka😅😅😅1

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 ปีที่แล้ว +15

    ይገርም እዩ 😢ናይ አረይ ምድሪ ነገር ግን ኣብ ሕዱድ ክንሸግር ሓያል ተኩሱ ከፊቶምልና ዞም ሹርጣ ሱዑ ኣብዘለናዮ ከፍ ኢልና ድሕሪ ክንደይ ተኩሲ ጠጠው ምስ አበሉ ክንብገስ ክንዲ ገለ፣ዝከውን ገበል ረኪብና ምንም ኣይበናን ካብ ብድሪኣ ኣይተተኮሰናን ብሰላም ሓሲፍናያ ሓዳሓዳ ግዜ መልኣክ ኮይኖም ይመፁካ እዮም❤❤ ናትኩም ጀጋኑና ግን መግለፂ ኣልቦ ጅግንነት እዩ በይዛኩም ጀጋኑና😢❤❤❤❤❤

    • @abrahakonjo9830
      @abrahakonjo9830 ปีที่แล้ว +1

      ዋላ ንሕናዉን ኣብ ሕዱዱ ዓብዩ ገበል ረኪብና ብጣዕሚኢና ፈሪሕና ነይርና

  • @Tigray122
    @Tigray122 ปีที่แล้ว +1

    ንሓቂ እንተ ትቃለስ ኮይንካ ልዑል እግዚኣብሄር እውን ብተምሳል ፍጡራቱ ምሳካ ይቃለስ እዩ ክብርን ምስገናን ንልዑል እግዚኣብሄር ይኩን ንዘልኣለም ዓለም ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻ምዓረይ ኩቡር ጀግናና እንኳዕ ብሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ወጻኩም ኩልኩም ብሰላም ዝወጻኹም ካብቲ ኩናት ኣራዊት ልዑል እግዚኣብሄር ይመስገን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @galbeyene3328
    @galbeyene3328 ปีที่แล้ว +5

    ኣሕዋተይ ቂድመኩም ዳኣነ ኣብ ኑኡስ ዕድመኩም ክንደይ ከርተት 😢ኣሕሊፍኩም እዝጋቤሄር ብርኩኩም ይፅናዕ❤🙏

  • @ጓልትግራይ-ሠ8ሐ
    @ጓልትግራይ-ሠ8ሐ ปีที่แล้ว +4

    ናይ እግዚአብሔር ውዕለቱ ዘይውዳኣ tdf ጀጋኑ❤❤❤

  • @sarayan525
    @sarayan525 ปีที่แล้ว +1

    ተመስገን እንኳዕ ካብዚ ኩሉ ወፂኢካ ንምስክር አብቀዕካ ጎይታዋይ❤❤❤❤

  • @fyerihaftu3914
    @fyerihaftu3914 ปีที่แล้ว +6

    እግዚአብሔር ኣይተሓዳደገናን ተመስገን ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🙏

  • @rahewmiks4143
    @rahewmiks4143 ปีที่แล้ว +2

    ዝሓወይ ማዓረይ እንኻዕ ብሰላም ተመለሰካ❤😢

  • @HdHdh-v4v
    @HdHdh-v4v ปีที่แล้ว +2

    😢😢😢😢😢ጀጋኑና. ብሳላ ፈጣሪ. ተፃዊርኩምዎ ኩሉ ሙሉእ ሰላም ኣዉርደልና ኣምላክ ኣቦይ😢

  • @Alem___01-u2o
    @Alem___01-u2o ปีที่แล้ว +3

    ናይ እግዚኣብሄር ስራሕ ድንቂ እዩ ናይ ኣቦ ንመን ንሃቦ ጅግናዋይ❤

  • @galzomweyenti129
    @galzomweyenti129 ปีที่แล้ว +7

    ኑኡሳተይ ጀጋኑኑና ክብሪ ነዓኹም❤🎉

  • @Brhan-u1s
    @Brhan-u1s 5 หลายเดือนก่อน

    ታእምር እዩ እግዚኣቢሔር ታይ ይሳኣኖ ኣምላክ ይመስገን ሰላምን ፍቅርን ስኒትን የውርደልና

  • @hhshdhjdueiirh1923
    @hhshdhjdueiirh1923 ปีที่แล้ว +2

    ደቅነአይ ወለላ ክንደይሞ ዘይተፈተንኩም😭😭 ቅድመኻትኺም ዳአነ😢 ክብርን ምሰጋናን ይኩን ጀጋኑና🙏🙏😢😢

  • @avielavi990
    @avielavi990 ปีที่แล้ว +3

    I'm speechless to describe TDF heroism Jeganu deky Jeganu anavir TDF the lions🦁🦁of the horn..thank you brothers and sisters for defending to Tigraian people God bless Tegaru 🙏🙏

  • @zed-fw8xu
    @zed-fw8xu ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ጁጋኑና TDF 💛💪💪💪💪❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛

  • @hiwilove7088
    @hiwilove7088 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ መን ከማኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤

  • @sophiaali3933
    @sophiaali3933 ปีที่แล้ว +4

    ኣዚዩ ዝገርም ጅግንነት ፈጣሪ ዝተሓወሶ ግና እሻዕ ማኣዝ ኢና ከምዙይ ኢልና ዘዝተወልደ መስዋእቲ እናኸፈለ ዝነብረላ ትግራይ

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም ปีที่แล้ว +17

    ዝገርም ጀግንነትን ቆራፅነትን ናዓኹም ዝገልፅ ቃላት ይሓፅርና ጀጋኑና ናይ እግዚኣብሄር ምሕርትን ሓለዋን ኩሉ ግዜ ምስ ውፅዕ ህዝቢ ስለ ዝኾነ ኣብዚ ተበፅሑ ተመስገን ኣምላኽ ብፉጡሩካ ገርካ ትሕልወና 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️

    • @uuuu9708
      @uuuu9708 ปีที่แล้ว

      ኣታ ጉደፉና ዶ ኢድን እግርን ዓይንን ደይብልኩም ተሪፍኩምስ ሕጂ ናይሓሶት ጅግንነት ኣተመዝግቡ ከዛባት

    • @genetkiros8170
      @genetkiros8170 ปีที่แล้ว

      ​@@uuuu9708kkkkk ane zegrmeni ab kulu nay tegaru atika jegnenet ketseme natka tarik zeytsereh hadami 🤮🤮🤮🤮🤮🤮

    • @lemigaultigray505
      @lemigaultigray505 ปีที่แล้ว +2

      ​@@uuuu9708 አሞ የለን ኣይራካዬምን ዲካ ጀጋኑና ምሰ ክንደይ ሃገራት ተዎጊኦም ኣሸኒፎም ኣዲሰ ኣበባ ኣትዬም መሰዋአቲ ዳኣ ግድን አዩ

    • @elsaberhane1370
      @elsaberhane1370 ปีที่แล้ว

      ​@@uuuu9708 shimkan geskan kelieka tezareb/ tezarebi hasewti

  • @alemathaftu
    @alemathaftu ปีที่แล้ว +1

    ❤ ፈጣሪ ሰ ለካ ብምክንያት እዩ ዘድሕነካ

  • @SelamSeluye-v4i
    @SelamSeluye-v4i 6 หลายเดือนก่อน

    ጀጋና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AhmedAli-zo2sx
    @AhmedAli-zo2sx ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዒና ን ያሃብኩም ፈጣሪ 🙏🥰ጀጋኑና 💪🇻🇳

  • @thdhyggeh8027
    @thdhyggeh8027 ปีที่แล้ว +1

    ድንቂ ስራሕ እግዝኣብሔር ብሓቂ 🙏

  • @Rshanmebrahtom
    @Rshanmebrahtom ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ዝገርም ጅግንነት እግዚአብሔር ይመስገን

  • @AAAA-tn1ny
    @AAAA-tn1ny ปีที่แล้ว +1

    ጀጋና ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኹም ኣሕዋተይ እግዚብሔር እንታይ ይሳኣና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @JlakksAa-cs4ip
    @JlakksAa-cs4ip ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤ mukuratey begeze adkum eba kertet belkum

  • @ihdf4175
    @ihdf4175 ปีที่แล้ว +3

    ተመስገን ዘም እሕዋተይ እምነቱክም እዩ ዝክሉ ፅንዓተ ጅጋኑ TDf♥️❤️💊

  • @gfgfddyfd-xk1kj
    @gfgfddyfd-xk1kj ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤ tdf .ጀጋኑ መድሕን ትግራይ

  • @azmeratamene7068
    @azmeratamene7068 ปีที่แล้ว

    ትክክል ዝወደይ ጸንዮንማሪያም ሐልያትኩም

  • @JdjdjJriffi
    @JdjdjJriffi ปีที่แล้ว +1

    TDF ጀጋኑ ኣምላኽ ምሳኹም እዩ🙏🙏❤️💛

  • @yeshialula3203
    @yeshialula3203 ปีที่แล้ว +1

    ኣቤት ናይ እግዚአብሔር ድንቅ ድራሕ ዝገርም እዩ❤

  • @እግዚአብሔርፍቅርነው-የ8ነ
    @እግዚአብሔርፍቅርነው-የ8ነ ปีที่แล้ว +1

    ዝገርም ታርኽ እስመ አልቦ ነገር ዘይስአኖ ለእግዚአብሔር አሜን አሜን አሜን

  • @AkezaGkirstos
    @AkezaGkirstos ปีที่แล้ว +1

    ኸዝለ ነቲ አንፀላልዩ ዘሎ ችግር ከምዚኦሞ ዝበሉ መላእክቲ ግን እንስሳት ገይሩ ትግራይን ህዝባን ይሐልዋ አሜን......አሜን

  • @allbaad6689
    @allbaad6689 ปีที่แล้ว +1

    አምላክ እንታይ ይስአኖ😢😢 ጀጋኑ አሕዋተይ

  • @BrenoGezgiabher
    @BrenoGezgiabher ปีที่แล้ว

    ዋው ዝገርም ፅንዓት

  • @جميلهابراهيم-ب1ن
    @جميلهابراهيم-ب1ن ปีที่แล้ว +2

    ትዉዖ ዉድእ ዉድእ ቓደማኹምእካዕ መዋፅእቲ ፈጠረልኹም ንኡሰይ❤❤❤

  • @ሰላምዓደይናፊቀ
    @ሰላምዓደይናፊቀ ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ጃጋኑና❤💞😘

  • @ludelude5691
    @ludelude5691 ปีที่แล้ว +1

    Thank you for your service our hero TDF🙏💪❤

  • @mbbmbbb7519
    @mbbmbbb7519 2 หลายเดือนก่อน

    ጀግና ተጋዳላይ እካ ህያበይ❤❤❤❤❤

  • @merideyasueyasu6126
    @merideyasueyasu6126 ปีที่แล้ว +4

    ፍሉይ ፅንዓት ተጋሩ መዐቀኒ የብሉን

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 ปีที่แล้ว +2

    Thank you for your service, dear TDF. May the Lord God bless you and keep you safe wherever you go, in Jesus precious name, l pray.

  • @alemabadi9107
    @alemabadi9107 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩ እግዚኣብሄር ምሳና እዩ።

  • @merrymerry2356
    @merrymerry2356 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ዝገርም እዋይ ኣሕዋተይ ክንደይ ካርተት ኢኪም ኣሕሊፍኩም ጀጋኑ ብሓቂ

  • @metslalaxum3939
    @metslalaxum3939 ปีที่แล้ว

    Enkae E. her Atrefekiy jegna 👏👏👏👏

  • @KsaKsa-mw2pe
    @KsaKsa-mw2pe ปีที่แล้ว

    መንገዛ ዓድኩም ከርተት ህፃዉንቲ ቆሉዕ ኣብ ንኡስ ዕድመኩም ዘኩሉ ተጋሩዋ😢😢😢 እግዚኣብሔር ኣምላክምሳና እዩ ተመስገን እንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ዛሓወይ ጆግና😍😍😘😘

  • @Tigray122
    @Tigray122 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክና ሓይልን ኣብ ልዕሊ ንጹህ ህዝቡ ዘለዎ ሓልዮትን ፍቅርን ፍጹም ኣይውድኣን ክብሪ ንልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክና ይኩን ❤️❤️💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻ክብርን ሞጎስን ንኩቡራት ጀጋኑ ሰማእታትናን ንኩሉም ምእንቲ ህልውና ህዝብኩም መጉዳእቲ ዝበጽሓኩምን ንኩልኩም ብሰላም ዝወጻኩምን ክብሪ ይግብኣኩም ልዑል እግዚኣብሄር የክብረልና ብሰማይን ምድርን 💎❤️💛🐆🐅💎🙏🏻🙏🏻🙏🏻ብሓቂ መን ከማኩም ፍጹም ከማኩም ዝበለ ጅግና የለን( 0 )ኣብዛ ንነብረላ ምድሪ ኩሉ ፍጥረት ::ክብሪ ንዓኹም 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @letaygebrehiwot9415
    @letaygebrehiwot9415 ปีที่แล้ว +2

    አየ ጀግንነት አየ ሓቦ አምላኽ ምሳኹም❤❤❤❤❤🙏

  • @yead9890
    @yead9890 ปีที่แล้ว +1

    እግዛቤሄር ታይ ይሳኣኖ ተመስገን🙏🙏🙏

  • @rahwara2651
    @rahwara2651 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ይመስገን ዋይ ደቀይ ወለድኹም ጀጋኑ ንስኻቱም ጀጋኑ ብጣዕሚ ይገርም እግዚኣብሄ ምስ ቑኑዕ ዩ ተመስገን

  • @AbenuAtnafu
    @AbenuAtnafu ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ጀጋኑ ኢኹም ትግራይ ሲዒራ እያ ገና ውን ክትስዕር እያ ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 ปีที่แล้ว +3

    ክብርን ምስጋናን ንዓኩም ይኩን ጀጋኑና❤❤❤❤

  • @roseadem6059
    @roseadem6059 ปีที่แล้ว +1

    God hand support to tigraians 😢😢❤❤❤very nice stories is we listening

  • @elengere2655
    @elengere2655 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናና
    ተመስገን ፈጣሪ 🙏🙏💊

  • @sabethiopian4657
    @sabethiopian4657 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ዓዲ ጀጋኑ
    ዓዲ ሐቂ
    ዓዲ ሀይማኖት
    እንኳይ ካብዝኹሉ መከራ መጻእካ ዝሐወይ🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @kewanetasresahegn3464
    @kewanetasresahegn3464 ปีที่แล้ว +1

    ጥዑም ዕረ እንትውግዕ ሓጺርዩ እዩ ዝሓወ መዒረይ እንኻዕ ብህወት ተረፍካ❤

  • @ቢኒወዲትግራይ
    @ቢኒወዲትግራይ ปีที่แล้ว +10

    ባሐቂ ጅግና ናይ መን ዳአ ክትሕዝ ናይ አቦታትካ እንበር✊✊✊

    • @dweldai04
      @dweldai04 ปีที่แล้ว

      ክክክክክ ሓሶት ባህላዉ ጸወተኦም ቅርኒ ዘለዎ ገበል ካክክክክክክክክክክክክ

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @-4587
    @-4587 ปีที่แล้ว +1

    ፈጣሪ ታይ ይሳኣኖ ንኩሉ መንገዲ ኣለዎ ፈጣሪ ንስዋኣት መንግስተ ሰማያት የዋርሰልና💔💔😭😭

  • @MereMere-wk2qr
    @MereMere-wk2qr ปีที่แล้ว +2

    አምላክ ምሳኹም አዩ ጀጋኑና 🙏🙏🙏🙏

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ዝገርም ጅግንነት እግዚአብሔር ምሳኹም እዩ ነይሩ ናይ እግዚአብሔር ስራሕ ድንቂ እዩ ብእውነት 😥❤️💛ሐዚለ ከምቲ ዝሓገዘኩም ምሉእ ሰላምኹም ይመልሶ ህዝበይ❤️💛

  • @yousfYousf-bq1ns
    @yousfYousf-bq1ns ปีที่แล้ว +1

    ጀግና

  • @smera-jw4cz
    @smera-jw4cz 7 หลายเดือนก่อน

    ተመሰገን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @a5ie412
    @a5ie412 ปีที่แล้ว

    ወይ ናፈጣሪ ሓይሊ እግዛብሄር ዝተመስገነ ይኹን💔😢🙏

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ ปีที่แล้ว +7

    ብሓቂ እግዚአብሔር ምሳና እዩ ኔሩን እንሄን ፍፅም ሰላም ይግበረልና ጀጋኑ የሕዋትና ለ ሓይልኹም ሓይሊ ሓጺን ይኹን 🙏❤️

  • @DawitAmare-s1l
    @DawitAmare-s1l 2 หลายเดือนก่อน

    እሰይ አምላክ ሓግዝኩም😢😢😊

  • @ምነትጓልትግራይ
    @ምነትጓልትግራይ ปีที่แล้ว +1

    ታአምር እዩ እግዚአቢሄር እዩ ተመስገን አምላክ😭❤

  • @berhanalami806
    @berhanalami806 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢

  • @BahranHadush-bs6iq
    @BahranHadush-bs6iq ปีที่แล้ว +1

    ዋዉ ልገርም ታሪክ

  • @goitomhalemchl7151
    @goitomhalemchl7151 ปีที่แล้ว

    ናአካን ብፀትካን ግን ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም አብ ፁቡቅ ደረጃ የብፁሑኩም

  • @suffug3996
    @suffug3996 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤ጀጋኑ ወዲ ትግራይ❤🎉