እዋናዊ ሓበሬታ! ናብ መላእ ኤርትራዊ:-ኣብ ዲያስፖራ!
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
- Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf
#taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021
#AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic
#NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham
#MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong
#EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong
#NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic
#Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla
#besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020
#Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic
#OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong
#Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy
#Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic
#Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia
#EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie
#Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms
#Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi
#TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi
#HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna
#TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020
#TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016
#TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic
#Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf

🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሳሕል ፕረስ ብጣእሚ ጽቡቅ ተበግሶ እዩ ኩሉ ማሕበረ ኮም ጠበቃ ጌሩ ኩሉ ነገር ብሕጊ ክተሐዝ አለዎ እዚ ሸለል ኢልካ ዝረአይ ጉዳይ አይኮነን ነቲ ናይ ጠበቃ ወጻኢታት ክአ ሕዝቢ በቲ ዝክፈተሉ ጎፈንድ ሚ ብምውጻእ ክሽፈን አለዎ ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዝመጸ እንተመጸ ንንሕናን ዕላማናን ዝኻኣለ የለን ብዉሽጢ ይኹን ብወጻኢ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪
ኣገናዕ ጔል ኤረይ
ክብሪ ንመራሕትና❤
ክብሪ ንምክልኻል ኤርትራ❤
ክብሪ ነቲ ዘይጻዓር ህዝቢ ኤርትራ❤
ክብሪ ን4ይ ግምባር
ኩሉ ድሕሪ ሃገር🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ሃገረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪
እንቆዕ ደሓን መጻኺ ብርሃን ገጻ ❤❤❤❤❤❤❤
የቀኒየልና ሳሕል ፓረስ አንበሳ ሐፍትና አምላክ ይባርኪ .🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽
I believe we have to form an Eritrean Defense League all Eritreans in diaspora in the Western world, to protect Eritreans from antiEritreanism or any other forms of violence against any individual or organization in any region by this aimless ruffians . It might be expensive, but our lives is more valuable. Legal means is mostly desirable.
ምሕረት የውርደልኩም ንርስኩም ይግበረልኩም ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ አምላክ ምስና አሎ 🇪🇷
ብጓሶት ተዋሪድና
እዋይ እሞ ኣም ጎልጎል ሆላንድ ዶ ንራኸብ ፈሳፍስ ዓፈርፈር ኣይትበሉ በኸይቲ
Merhaba sahel press 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
ብስም የሱስ ኩሩስቶስ እንታይ ሰይጣናዊ ዝኾነ ሓሳብ እዩ እዚ .ብስም የሱስ ሓሳብኩም ዘበለ ይፍረስ ቃላትኩም ዘበለ ይዳባለቅ ከምቲ ማይ ንንፉስ ዝብትኖ ከምኡ ሓሳብኩም ይበተን . ሰይጣናዊ ዝኾነ ስምዕኩ ም ኣይስመር .ንነፍሲ ወከፍ ቆልዑት ካኣ ብቀጽሪ ሓዊ ይቀጽሮም ብደም የሱስ ኩሩስቶስ ካኣ ይሽፍኖም ኣለኹ ኣምላኸይ ስለ ትሕልዎም ተመስገን ተባረኽ ኣመን::
Amen
ኢህ ተቀዘፉ አብ ነብሱኹም ይመለስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራ ናይ ኤርትራዊ ጥራይ እያ ብሸም ኤርትራ ትሸቅጡ ዘለኩም ናይ ኢድኩም ክትረክብ ኢኩም ወይለኩም
🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷
Amlak nab deqkumn nab nebskumn ygberelkum seytawunti baantebuu kab weyanie ztlaek entay tsbuk kserh denaqur.
ሳሕለይ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደስ ዘብል አቃራርባ ። ቀጽሉ 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
❤
🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷
This is serious threat we need to report this ,thank you sahel press 👍🏾❤️🇪🇷❤️💪👍🏾❤️🇪🇷💪👍🏾💪🙏🏾🙏🏾
ዎፈጣሪ ካብ እዚኦም ጨካናት ሐልወና እዝግዮ መሐረና🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amlake ERITREA 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 Ndekom ygberelom🎉
Selamat Deqi Eerey halalat🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪💪💪💪
ስምእዎም እዚኦም ተጋሩ እዮም ኩሉኩም ኤርትራውያን ኣበይ ኣድራሽኦም ጥራይ ኣጽኒእኩም ላኣኩሎም ነቶም ዝምልከቶም
I agree with you they're not from Erittrea, they are from Tigray tried to get revenge but isn't going to happen ever. They just talk to talk
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን በዚ ትገብርዎ ዘለኹም ሓበረታ ቐጽልዎ
🙏🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷✊️✊️✊️
አምላኽ አብኩሉ ከይበጻሕኩም ይቀድምኩም
Ete Vedio nab Police zelenayo. Hager NIHABOM ab kulu Hager Zelewu Police entehininyaom Kirekibiwom eyom
እዋይ ዝገርሙ እዮም ይስሕቁ ከማን ዘይዉዳእ እሽነት
We need more information (names & address) so we can inform police.
በቲ ተቅርቦ ዘለካ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቀጽልዎ ይብለኩም
ሓሳዳት ናይ መን ዳኣ ክትወስዱ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9
♥️🇪🇷♥️🎇
ኤርትራዊ ክቡር መንነት ❤❤❤❤❤
ንኤርትራዉያን ዘባርርን ዝቀትል ዘጥምን ዘሎ ሰብ ዝመስል አራዊት እሰያስ አፎርቂ እዩ። 🌿💙🌿💙🌿💙💒🕌🇪🇷
ትም በል በትኪ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ! ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🙏❤🇪🇷🙏❤🇪🇷🙏❤🎉
Nezi abscreen zelo thizo bailu kea nkulom ketsiom u.
ምኽሪ ሸይታን።ምሕረት የውርድ።
በስማኣምምም ኣምላኸይ Colu ክትቀትሉ ኣይወለድኩምን ድኹም ኣንታይ ዓይነት ሰባት አዮኡም
በአል እዚኦም እዮም ሃገር ከነመሃድር ዝብሉ ደለይቲ ፍትሂ እዋይ ዕንወት እዚኦም አእምሮኦም ዝተናወፁ እዮም
Good job sahel press .
Abet dnkurna
ኤርትራዌ ክቡር መንነት
❤ merhaba merhaba merhaba ❤
ዕፈሩ ጌና ክትዓፍሩ እኩም ክልኩም ተቀልዑ
ኣንቱኝ ምሽካታት ተሓብእኩም ኣይትዕፈሩ
ክብርን መጏስን ንሀይልታት ምክልካል ኤርትራን መራህናን❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Tegaru ni Eritreawiyan Techekiniwin Alekum kkkkkkk
ሳሕል ፕረስ ብዝኮነ ሓትትኩኒ ኔርኩም መልሲ መጺኩም ክከውን ተስፋ ይገብር
IZY DIMXI ZISIMA ZELO NAY BEYENE AKLI DIMU IYU KALI AWET KARA ZIBAHAL NATU DIMXI YIMESIL
❤❤❤❤
ፉንፉናት ገበነኛታት። ሰብኣይ ኮይንካ ድኣ ገጽካ ከፊትካ ዘይትፍክር ኣታ ሸያኒ ቆማል
Hyab eyu shimu kemzisemanayo ajokum deki ere keltifna nab zmlketo akal kbexih mulu address nayzi seb nab sahl press nsdedelom pls pls deki ere❤❤❤
ኩሉ ዓላማ ናይዞም ግብረ ሽበራውያን ብሽም የሱስ ዝተአስረ ይኹን
ከመይ ዕደመኩም ትሕጸረ ናይ ስይጣን ግብረ ሒዝኩም ትንቃሳቀብሱ ዘሎኩም። አምላክ
በቲ ትብልው ዘሎኩም ባዕሉ ከጥፈአኩም ኢዩ ባዓል አከይ ግብሪ
ሰላም ሳሕል ፕረስ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓበሬታ ዩ አዚ መድያኩም ኩሉ ግዜ የ ዝከታተሎ ብዝኮነ አዚ ኣብ ቪዶ ገጹ ዝረአ ዘሎ ሰብ ኣብ ፈረንሳ ከተማ ናንተስ Nantes ዝበሃል ይነብር ኔሩ ክሳብ ዚ ቁሩብ ግዜ ሕጂ ግን ከባቢ ፓሪስ ኣለኩ ይብል ኔሩ አቶም ምስኡ ዝዛረቡ ዘለዉ ግን ስለ ዘይ ረኣክዎም ኣይ ፈለጥክዎምን ባዕሉ የም ጽኦም ስለቲ አትገብርዎን አትህብዎን ሓበሬታ ግን ብልቢ ነመስግን
ዓወት ንሓፋሽ።
ሰላም ንዓኺ ይኹን ብጸይቲ ክብራ ገብረሚካኤል ንስለ እቲ ሓበሬትታኺ ብልቢ ነመስግን። ኣብ ከተማ ናንተስ ይኹን ከተማ ፓሪስ ምሉእ ኣድራሻኡ ክትረኽቢ እንተትኽእሊ ጽቡቕ ነይሩ። ንምዃኑ ናብ ሃገረ ፈረንሳ መዓስ ኣትዩ? መንበሪ ወረቐት ናይ ፈረንሳ ኸ ኣለዎ ድዩ? ናይ እዚኤን ምላሽ ምደለና ነይርና። ሕጂ ውን ስለቲ ሃገራዊ ግዴታኺ ኮይኑኪ ዝገበርክዮ ምትሕብባር ደጊምና ነመስግነኪ። ሳሕል ፕረስ!!!
መርሓባ ሳሕል ፕረስ👍💪🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷❤
ብጣዕሚ የሕዝኑ ከምዚ ዓይነት ሰየጣናዊ ሐሳብ ምሕረት ይወርደሎም እዚ ዝተዛረብዎ ገበን ዩ ብሕጊ ከተሐዙ አለዎም የቐንየልና ደቂ ኤረይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ🙏🙏🙏👍👍👍♥️♥️♥️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wo amlaky Nezom halmti qufu hsdat telamat balka fedylna Hagerna hyab jeganu semitatna nezlalmmm tenberlna ayni hasdat ydfnelna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌷🇪🇷🇪🇷
ሕስውት ግሕፍት ጅንት ዓግም ስርቅት
ሰላም ሳሕል ፕረስ እዚ ድማ ናብ ዝምልከቶም ኣማሓላልፍዎ ብወገንኩም ሎሚ ሰብ ኣብ 11 ክፍለዘምን ኣኮናን ዘለና እዚ ተቶርጉም ኮምቢተር ኣላ
ሸለል ዝብሃል የለን ።ኣብ ጥቅኦም ፡ዘለኹም ሓቤሬታ ብቅልጡፍ ፡ ተጋሩ ድዮም?
😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔
asenaneka yergef yesehki🤑🤑🤑
setawente 666👹👹👹👹👹👹👹
Hiji🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብድርግ ዝደንዘዙ ኣጋንንቲ ትግራይ ረሳሓት ዓሌት
እዋይ ዕሽነት ካበይዮም ቦቒሎም እዚኦም ብዝቐልፈ ኣብ ሕጊ ይቕረቡ እምበር ናይ ሰብኣይ ድኣ አብታ ሜዳ እንድያ ኔራ
ኣንታ ዓፋፍ ኣይረን ኣይፍለጥን ኢልካ ምሰዓብትኻን ረሳሓት ውዱቃት ኢኹም።
ንመዋልካ ኣብጸልማ ከምእተሕልፎ ንስኻን ሰዓብትኻን ፍለጡ።
ኣብኩሉ ኩርናዓት መሬት ንሕልወኩም ከምዘለና ፍለጡ።
ኤርትራውነት ኩቡር መንነት።
🇪🇷ንዘለኣለም።
እዚ ግን ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ዓቢ ገበን ስለዝኾነ፡ ብህጹጽ ኣብ ቤት ፍርዲ ክቀርብ ይግበኦ፡ ኣብ ርእሲኡ ከኣ ክሲ ናብ ዩቱብ'ውን ከዕጽዎም ይኽእል'ዩ።
እረ ካበይ ዝተአረዩ ዘይተዳህሰሱ እንስሳ ናይ በረኻ ደናቁር እዮም በጃኻ ዓፋፋት ጀለጂል ሰብኡት እንተኾንክን ኬድክን ብረት ሕዝክን ተቃለሳ ህጻውንቲ አበየናይ ዝዋዓሉ እዮም ደቂ እምላኽ
ኩሉ ሰብ ወለዲ ብውሽቲ ተከታቲልኩም ነዚ ጉዳይ ክትሕዝዎ ኣለኩም ካብ ጽባሕ ንግሆ ብክያት ንነግረኩም ኣለና ኩሉካ እንታይ ገዲሽኒ ተይልካ ግን ጽባሕ ከምብደይ ከምዘይትበልዓኒ ኪነግረኩም
እንካዕ ብዳሓን መጻእሁም
ፈካሪ ተወጋሪ ሰብኡት ኮምኩም ምጹ ኣሎና ጀጋኑ ደቂ ሻዕብያ ህዝቢ አርትራ ኩሉ ሻዕብያ ኢዩ ጎሓፋት አራይ ምራይ ወካሩ ናይ ስደት ዋጋ የብልኩምን
ኣምልኽ ይከፍሎኩም ኣሎ ኣብቲ ዓዲ ኣጋንንቲ ትግራይ ኣምላኽ ምመልሱ የጽተኩም ኣሎ
ኣንቱም ቆማላት ዓጋመ መን ምሳኩም ፍንፋናት ክራዳዳእ ዶብና ዓጽና እና
ከብሪ ንዓኹም ሳሕል ፕረስ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አቲ ምስ ዚ ወዲ ዝዛረብ ዘሎ ውን ገጹ ሓቢኡ ዘሎ ዝዛረቦ ዘሎ ብጣዓሚ ሓደገኝ ነገር አዩ ካብዚ ገጹ ቀሊዑ ዝዛረብ ዘሎ ይገድድ 😢 መሳኪን ነብሶም ቀቢጾማ ናይ ምንባር ተስፋስ ዘይብሎም ጉድ ሪኤ 😢
Thank you sahel presse❤❤🇪🇷🌺🇪🇷🌺👍
ኣብ ጀርመን ወይ ስዊዝ ከም ዘሎ ዝሕብር ሓደሓደ ቃላት ናይ ዶች ከምሉቕ ሰሚዕናዮ ኣለና። ንኣብነት ነቶም ናይ ስትራሰ (strasse) ብዶች: መንገዲ ማለት እዩ።
What a shame, mantal health first aid they need.please 21century there's no mindfulness respect responsibility as all.words matter. Shammmmmm.😢
Eze atom saiten dibos kefuat tigaru weradatat hesurat. Tigaru halajat ab Eritrea kem adom Luxus, neyrom temaherom kab hji tigrawei be selam ab adena keneberu einedelyen emenet jeblenan. Tigru afta tigrai betimet ketmotu ehum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ነገር ቀሊል ጉዳይ ኣይኮነን ። ካብ ሕጂ ብዕቱብ ሒዝና ኣብ ሕጊ እንተዘይቕሪብናዮም ድሌቶም ክፍጽሙ ፈቒድናሎም ኣሎና ከም ማለት እዩ ዝቑጸር። እቶም ኣብኡ ዝነብሩ ኤርትራውያን ዓቲቦም ናብ ሕጊ ከቕርብዎም ከምዝግባእ ምኽሪ ዘድልዮም'ውን ኣይመስለንን። እዚኦም ዕሉላት ግብረሽበራውያን እዮም. ።
ሳሕል ፕረስ ስለቲ እትህቡና ሐበሬታ ነመስግን አብ ሶሎ መድያ እውን አቅሪቡዎ ነይሩ ከምዚ ዓይነት ሰይጣናዊ ሰሚዔ አይፈልጥን ዝኾነ ኮይኑ ብቀሊል ዝርኤ ሰሚዕካ ትሐልፎ ነገር አይኮነን አነ ብወገነይ እዚአቶም ኤርትራውያን አይመስለንን ብወገና ክንገብሮ ዘለና ሐብሩና ንክትሰምዖ ከማን የጸግም 🙏🇪🇷
Bitami zehfer please shelel aynbel yehwat neziom abtihti higi akiribna wagom kikeflu alewom
ባራዩ ኩሉ እዝን ከምዝን ናትኩም ድራማ እዩ።ኩሉ ምህዞ ጽልኢ ፈሺልኩም ትምህዝዎ ጠፊእኩም እንበር ክንድዚ ዝኣክል ገበን ክፍጽም ዝደሊ ኣብዚ መጽዩ ኣይኮነን ዝዛረበሉ።ንሕናስ ለሚድናኩም ኢና ነቶም ድሑራት ኣጣቃዕቲ ከመይ ጌርኩም ነቲ ክጽላእ ዝድለ ዘሎ ተሰይጥንዎ ኣብ ገዛ ህግደፋት እዩ ዝርከብ።ጎሓፋት ሓሶት ስንቆም
That shows their insecurities and worthlessness. They don't even care to talk openly about the crime they're going to commit. Purely ignorance of themselves. We, Eritrean, are not threatened by nonsens talk.There's a law that's observing them patiently, making a threat to kill innocent children. Only a crazy person makes that kind threat. Eritrean are protected by Almighty God. ❤️🇪🇷👍🙏
ንዓሞ እንታይ ከም ዝጽበየካ ፍለጥ
ንዓሻስ ከም ዕሽነቱ አይምልሰሉን
ገፋሕ ኢኪ
Eritrea wi net kbur menent wetru awet Nhafash
❤️❤️🌿🌿🇪🇷🇪🇷9️⃣✝️☪️6️⃣❤️❤️🌾🌾🇪🇷🇪🇷🌷🌷
እንታይ ዓይነት ሓሳብ ዲያቢሎስ እዩ ዘለዎም 😢
Anya eziomsi kabey eyom tefetirom nay bihaki dyom eritreawyan bitaemi tehzinu
ሰላምኩም ይብዛሕ ሳሕል ቢሬስ❤❤❤❤❤❤❤
Selam. Deki.erey. ertrawinet. Kubur.mininet. kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna..viva.erey. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪❤️🐪🇪🇷❤️❤️🇪🇷
Shelel aynebelom ezom tegray Meketal, meserAk bahelom eyu
It’s serious threat to Eritreans but Eritrea for Eritreans forever
"ERITREA BY ERITREANS IN ERITREA TO ERITREANS IN ERITREA ONLY 🇪🇷::"
"
Selam amlek neakume yekuna deki eriyy sehale pères jagna haftey ❤tsbuki agelalets keberet yehabkume ketsluwa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷