ናታንያሁ ንእስራኤል ናብ መዓሙቅ ዝመርሓ ዘሎ ኣብ ታሪኻ ዝሓመቀ መራሒ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 38

  • @dc8625
    @dc8625 25 วันที่ผ่านมา +3

    ፍኒን ኣብ ገለ ገለ ተምጽኣስ ኣብ ሰርች ኢልካ ዘይትረክቦ ኣይተምጽእ እስራኤል ዓለምና ሙሉእ ቁጠባ ናቶም ኢዩ

  • @dahlak3739
    @dahlak3739 25 วันที่ผ่านมา +3

    ከም ቢቢ ጌሩ ንእስራኤል ዘሐየላ መራሒ የለን ቅድሚኡ ጎደናታት ቦንባታት ክትኮስ ዩ ዝዉዕል ኔሩ ፋኒ ንሱ ምስ መጸ ግን ነዚ ክሉ ሰጥ ኣቢልዎም ሰለዚ ፍቱው መራሒ ዩ ኢዚ ዘሎ ትንተና እስራኤል ትወድቅ ኣላ ዘብል ዉጹእ ሃሶት ዩ

    • @dsegtjioojgvvfv
      @dsegtjioojgvvfv 24 วันที่ผ่านมา

    • @user-dq4ts4id8h
      @user-dq4ts4id8h 24 วันที่ผ่านมา

      Eway natkum hasot si ne deqeka kemo aymneylomen eye gen Naka hemaq mot yemnileka

  • @israelloveisraellove125
    @israelloveisraellove125 21 วันที่ผ่านมา

    ናዓና ዘይተራእየና ሽግር ከመይ ኢሉ ናዓኹም ተራኢኩም ካብቲ ዝገርም እስራኤል ኣብ ውሽጢ ኪናት ከላ ወሰኽ ደሞዝ ንሰራሕተኛታት ጌራ እስራኤል ብወታሃድራዊ ይኹን ብቁጠባ ክትወድቅ ኢልካ ዘይሕሰብ ኢዩ

  • @weldaytefade9934
    @weldaytefade9934 25 วันที่ผ่านมา +1

    Finan Tarik tirahi anibi
    Eiza eya Model natika

  • @nohmehari5499
    @nohmehari5499 25 วันที่ผ่านมา

    Bravo finan xbuq agelalxa eu

  • @user-pf6tc7tv6r
    @user-pf6tc7tv6r 25 วันที่ผ่านมา +1

    Abza hagere znebreni areaeya kalie endu neru lomi gin kem hager kit hilu keman aydelen shame Israel free Palestine ✌️🇵🇸

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv 24 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብ እስራኤል ዘለኻ ኤርትርን ኩልኻ ኣንፃር ዓካር ትኻዳን ብጃማ ዕጠቕ እዞም ጀለብያ ክድከሩ ጥራይእዩ ዘለዎም ኣብ ልብያን ስሃራን ኣዋልድ ዘሳቕዩ።😅

    • @omersiraj1695
      @omersiraj1695 24 วันที่ผ่านมา

      beqa ketfekeru xeray amelkum koinu

    • @user-dq4ts4id8h
      @user-dq4ts4id8h 24 วันที่ผ่านมา

      Omer arkey fekera teray eyom eziom Hayley sienom mber eziom da kale megbero 😂 ab Eritrea mexa shu kemzia elka tezareb

  • @tedrosvaluescare
    @tedrosvaluescare 25 วันที่ผ่านมา +2

    Fesfas,bzaba natanyahu intay tifelto aleka,afari

    • @bettygebru2975
      @bettygebru2975 25 วันที่ผ่านมา

      I am sure he did his research, but I don't understand why you rushed to insult him? Because you can not do even a fraction of what Fnan is doing right now.

  • @teklenguse6007
    @teklenguse6007 25 วันที่ผ่านมา

    Hasawi konka

  • @user-gf9rw1sy6f
    @user-gf9rw1sy6f 25 วันที่ผ่านมา

    Tererorist.elkayom.nihamas.ninasineto.zikalesu.zelewu?

  • @thanksgodforeverything8949
    @thanksgodforeverything8949 25 วันที่ผ่านมา

    Kla seq bel denqoro serno afenchaka xereg antay aflituka bezaeba Israel beteneh

  • @Yonas-f9h
    @Yonas-f9h 25 วันที่ผ่านมา

    Fnan dudue kabzi memhr beyene kmhr zemsyos tirash aytmharn dika zenas ente terefeka yhsheka

    • @user-dq4ts4id8h
      @user-dq4ts4id8h 24 วันที่ผ่านมา

      Haqey ndio zazareb zelo fara Chekan eyu ni bahaqi 😢

  • @desbelezewde1815
    @desbelezewde1815 25 วันที่ผ่านมา

    Hamas gbresberawi qetali SEB SEB eyom kulen kebabi Israel zelewa Hagerat kemti mexhaf qdus zblena ktefa eyen Israel zwagala egziabiher eyu

  • @tesfayberhane78
    @tesfayberhane78 24 วันที่ผ่านมา

    Adu ktAnu ski elu sle zeyreaya du hmak zeblo,hmeku isrealawuan yfeltu

  • @Hope.Chanel
    @Hope.Chanel 25 วันที่ผ่านมา

    Kndey kkefie yu dmxu dey shbeka

  • @yemanezewde4344
    @yemanezewde4344 25 วันที่ผ่านมา

    Fithi nhzbi Eritrea

  • @MeMe-c6p
    @MeMe-c6p 25 วันที่ผ่านมา +4

    እመነኒ እስራኤል ወዲቃ ኣይክትወድቅን እያ:: ስጋዕ ዓለም ትውዳእ ድማ ከም ሃገር ክትቅጽል እያ:: እቶም ጥንታውያን እስራኤላውያን ነብያት ዝተዛረብዎ ቃላት ኣሎ: እሱ ኽኣ ኣብተን ዳሕረዎት ዘመናት ህዝቢ እስራኤል ካብ ኣርባዕቲኡ መኣዝናት ምድሪ ካብቲ ተሰዲዶምሉ ዝነበሩ ሃገራት ናብ ክነኣን ክም ዝምለሱ: ብድሕሪኡ ድጊም ከም ዘይ ስደዱ: ብብዙሕ ጸበባ ከም ዝሓልፉ ድሓር ግን ስዒሮሞ ከም ዝወጹ እዩ ዝነግር::

  • @LeixneringwakarShkreli
    @LeixneringwakarShkreli 25 วันที่ผ่านมา

    Bravo.

  • @michaelweldemicheal5081
    @michaelweldemicheal5081 25 วันที่ผ่านมา +2

    ነቶም ኣብኡ ዘለዉ ኤርትራውያን ዜጋ ሂቦም ብረት ዘየ ዕጥቅዎም ነዞም ዓካራት ብሓንቲ ለይቲ ከጥፍእዎም የሕዋትና ኣብ ሊብያ ሓርደሞም ዝደቀስና መሲሉዎም እዩ

    • @dc8625
      @dc8625 25 วันที่ผ่านมา

      ባች ንእስራኤል ኢሉ ኤርትራውያን ክሙቱ ግርም እባ ባዕልካ ኪድ

    • @mohammedyonus798
      @mohammedyonus798 25 วันที่ผ่านมา

      Michael kahdam. Emo yelen Israel ni Eritrawiyan kititselaana maat eya aytiaamnenan beletsegnatat kulu tegbaratna bi eriy kutsir eya tifeltena aytidelyenan eya tesfa kurets kedae hasawi kemti dilyetkan diliyet Esseyasin kedem atfiekumuna mihalekum gin bihayli Rebi alena kin nebir ena gena. Melhaska kitregtsa eka. Anta chenawi. Akar kitibil meret aribuka ab sidet wedi sebeyti.

    • @omersiraj1695
      @omersiraj1695 24 วันที่ผ่านมา

      hadame

  • @Salh-wr5dq
    @Salh-wr5dq 24 วันที่ผ่านมา

    ክክክክክክክ ከመይ ዓይነት ዶቆሮ ሰብ ኢኻ መጀመርታ ኢስራኤል ብናይ ኣመሪካ ዕብለላ ጥራይ ትነብር ሃገር ኢያ ኣመሪካ ቀዲማ ዝወነነቶ ኒክለር ስለዘለዋ ብምፍርራሕ ጥራይ ኢያ ትነብር ኢስራኤል ማለት 30 ሺሕ ሰራዊት ፊሊስጠም ንምድምሳስ ዘይካኣለት ብግብጺ ብኣመሪካ ዱባይ ፈረንሳ ኢግሊዝ ጥሊያን ሓጊዞም እዉን ቆልዓ ሰበይቲይ ካብ ምቅታል ዘመዝገበቶ ወታሃደራዊ የለን

  • @FlimonEri
    @FlimonEri 25 วันที่ผ่านมา +2

    ውሽላኽ

  • @samixdeluye1414
    @samixdeluye1414 25 วันที่ผ่านมา +2

    ሓማስ ንስለ ህዝቡን ሃገሩን ዝቃለስ ህዝባዊ ተቃላሲ ሓይሊ እዩ።ንህዝባዊ ግንባር ምዕራባውያን ሀገራት ግብረ ሽበራዊ እንተዝብልዎ ቅኑዕ ድዩ።መጽናዕቲ ከይገበርካ copy and paste ናይ ምዕራባውያን media እይትድገም።

    • @hanihani3584
      @hanihani3584 25 วันที่ผ่านมา

      Yegrmaku kab gezay abrirkani nebsey tetekalakile terrorist tebhal 😢

    • @Music77910
      @Music77910 25 วันที่ผ่านมา +2

      ሓማስ ግብረ ሽበራ ዩ ምኽንያቱ ኣብ ቻብተሩ ባዕሉ ዘስፎሮ ኣሎ

    • @samixdeluye1414
      @samixdeluye1414 24 วันที่ผ่านมา

      ​@@Music77910 ኣብ ኣየናይ ቻርተር።ሓማስ እኮ ህዝቢ ቃዛ ብድምጺ ዝመረጾ ሕጋዊ ፓርቲ እዩ ።ንስቃይ ህዝቡ ብ ቃልሲ ኣንጻር እስራኤል ስለ ዝተቃለሰ እዚ ከኣ ኣንጻር ረብሓ ኣሜሪካን እስራኤልን ስለ ዝኾነ ግብረሽበራዊ ኢሎሞ።

    • @merhawigebrezigabher3217
      @merhawigebrezigabher3217 24 วันที่ผ่านมา

      ሓማስ ንስለ ህዝቡ ዝቃለስ ውድብ ኣይኮነን ኣሸባሪ ዑጡቅ ሓይሊ እዩ።

  • @nurddinelaj
    @nurddinelaj 25 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ዓርናስ ግብረሽበራዊ ትብሎም ኣለካ ንሓማስ ሓቆም እንድዮም ዳኣ ፎቶ ካፒ ናይ ምዕራባውያን ክብሉካ ሓማስ ናይ ናጽነት ተቃላሳይ ሙካሉ ባዕሎም እስራኤልውያን እን ኣሚነሙሉ እዮም ብዝኮነ እቶም ታኣምነሎም መራሕቲ ኣይሁድ ክልተ ቅነ ገሮም ኣለው ኣብጉድጋድ 😂😂

    • @SelumunBebene
      @SelumunBebene 25 วันที่ผ่านมา

      Nesom kelte qene Hamas ke ametat gerom ab gudgad kkkkkk

    • @SelumunBebene
      @SelumunBebene 25 วันที่ผ่านมา

      Niska hij muslim sele zekonka dika hamimka temles zelka