Why did you get arrested? Did you comitt a crime? Have you served your country as much as the Eritrean freedom fighters who paid lifetime price for 50 years for your country? Don't you know that the "leaders" you are insulting went through the hardships more than you ever been through? Did you expect the Eritreans to baby sit the criminals who had commiting been committing war crimes against the Eritrean people? It's too bad, you ended up paying costly price for your crimes.
ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ እዚ ወለዶ ግን እቲ ሓቂ ክፈልጥ ይግባእ
Tefetawi talks show
ርእይቶኻ ፈትየዮ ንቓንዛ ድማ ኣዘኪርካና ሰላም ንዓኻ
ኢትዮጵያ ኣብ ሜዳ ብስም፡ሓርነት እምበር ብኢትዮጵያ ትጽዋዕ ኣይነበረትን።
Iziom seb aykonun umo ka nbxetom nhzbi ka kuhahilom ynegrwom mertamat atman mealtkum thxer izi nmexai bmexhaf nab hzbi kqerb alewo
Yes
ሓረጎት ፍርዙንሲ ስጋብ ሕጂ መሃይምነት ኣየጥፍአን ማለት እዩ ንዓዱ ዓዜን ኮዜን እኮእዩ ንኩሎም ጠርኒፉ መትከል ኣቤት ኣሲርወም መሳኪን ሽኮርያ ዝነበሮም ክልተ ሰብ ሞይቶም መሃይማት ጥራይ ኣይኮኑን ሸይጣውን እዮም 💙🌍💙🌍💙🌍💙😭😭😭
❤🤙
💙💙💙💪💪💪👍👌✌✌✌
ናይ ህዝቢ ኤርትራ ጉዳይ ኣዚዩ ከቢድ ጥፋት ኢዩ ገጢምዎ ዘሎ።
ሳዕስዒት ናይ እንዳ ከቢድ ብረት ክትስዕስዕ ኽ ክም ቀደምካ ዶ ኣለኻ?
ሎምስ ካብዘይስዕስዕ ዕስራ ዓመተይ የሕሊፈ እንበር ብሓቂ ሳዕስዔይ እየ ነይረ👍
ናይ በሐቂ ግን እዬብ ብጠዓሚ አብ ደምካ ዘአቱ ሂስትሪ እዪ አነ ዝብል ግን ሐደ ሕቶ አላትኒ እዚ ኩሉ ትዛረቦ ዘለካ ዘደንቅ ሂስቶርያ እንታይ ሐሳብ አለካ ንመጻኢ ብመልክ መጽሐፋ ማለተይ የ ሕቶይ ብትሕትና ክትምልሰለይ ይምሕጸን ሐዉካን አድናቂካን አሌክስ ካብ ስታቨንገር
Genuine human being!
Negash hdru du zbahel
እወ ነጋሽ ሕድሩ እዩ ዝብሃል
Sile minitay ashmato zeytgelsom
It’s better for your channel make part one. 30 part 2 40 minutes
እዋይ ህዝበይ መን ኢዩ አፍ ክኩነልካ አሕ አሕ ኩላ ንምህዳም ኩይና አሕ
ሩጉማት እዮም ናብዚኦም ዝኸድኩምላ መዐልቲ መርገም ወይ አብ መሬት ድዩ ፈጣሪ ወዲኢልኩም እታ ዐዲ ግን ርጉማት መስጣ ግን በፍፁም ሰላም አየምፅእን እዩ
ገለ ዐይነት ዐዲ ጨካናት
Ohh 😢nefate agame,
Bejaka rkebeni
ወደያይ ዝኾነ ሳውራ ደቃ እያ ትበልዕ ከምዚ ሕጂ ትዛረቦ ኣይኮነን ሓለፍትኻ ዝበሉኻ ክትገብር ኣለካ ::ግበር ኣይትግበር :::::ኮምኡ እንተዘይ ኸውን እዛ ሃገር ኣይምትረኸበትን ጹቡቕ ገርና ንፋለጥ ኢና ሃለውለው ኣይትበል ::: ጹቡቕ ገርካ ትሕዞ?? እንታይ ማለትካ እዩ? ሕጽኖት ኣይኮነን ሳውራ ሓሳዊ ከዳዕ :: ንፋለጥሞ ንማለጥ ክትቅንጸል ነሩካ ንስኻ ህበይ ::::
ግርማይ ካብዞም ሰተይቲ ደም ዲካ ጠለምቲ ህዝብና😂😂😂😂
ኣቤት ሻዕቢያ፡ ካበይ ኢዮም ኣምጺኦሞ ክንድ'ዚ ጭካነ ግን? ኩላ እታ ናይ ሳሕል ጭካነ ሕጂ ኣብልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ይፍጽምዎ ኣለዉ እዞም ኣረሜናት
Kabaka n' laeli chekan alo diu 💔??? B' emni qola sebeiti tichifchifu...💔💊
@@haregeweinihabte2483 ንበዓል ንስኺ ዶንጎላ ርእሳ ደኣ ብደንጎላ ጥራሕ ኢዩ ዝርደኣኩም፡ እንስሳታት ስለዝኾንኩም። ነዚ ብንእስነቱ ንሃገር ኢሉ ተጋዲሉ ክንደይ ግፍዒ ዝወረዶ ኣቦና ወዲ ጎጀላ እንዲኺ ተባጭውሉ ዘለኺ፡ ንሱ ኢዩ ርእስኹም ናይቶም ጉሓፋት ሸራሙጥ ናይ ኢሳይያስ።
ሓረገወይኒ ንስኪ ጓል ኣድጊ እንታይ ይምልከተኪ ናይ ኤርትራ ገስረጥ ኣመንዝራ😂😂😂😂😂@@haregeweinihabte2483
Bmntay krekbeka ykal kubr hawey bejaka adres ydeli alku
facebook.com/eyobgogela.bein
ሰላም ኣድራሻይ ኣብ መሰንጀር ወይ ፈይስቡክ Eyob gogela Bein ኢልካ ክትረኽበኒ ትኽእል ኢኻ
ካብዚኦም በላዕቲ ሰብ እግዚአብሔር እንኳዕ ኣውጽኣካ❤❤❤❤❤❤
ተጋደልቲስ ናጽነት ኣምጺናልኩም ክብሉ ከለውስ እንታይ ዓይነት ዓሽካዕላል እዩ በጃኩም. ብበትሪ ከም ባርያ እንዳተደሰቁ መጺኦምስ ንዓና ናጽነት ዶ ሓርነት ኣምጺናልኩም ክብሉና.
ናይ ሻዕቢያ ነገር ዘይምስምዑ ይሓይሽ ! ኣእምሮኻዩ ዝሰርቕ ፡ እዞም ሰባትዚኦም ዘምጽእዎ ናጽነት እዛ ንርእያ ዘለና ገሃነም ኮይና ።
Nmen xelihka eka thasu zeleka
ሱቅ በል ለክባጥ😂😂😂😂
ብሓቂ ሓቅቃ ክቡር ሓዉ
በል ተቢሂሉ ዝብል ዘሎ ብገንዘብ ዝተገዝአ ዑሱብ ታሪኽ ጅግንነት የብሉ ወላ ሓንቲ ኣብ ሜዳ ሃደምትን ፈራሓትን ዝነበሩ ሕመቖም ንምሽፋን ዝነዝሕዎ ጽውጽዋይ
ናይ ነገር ባርያነት ከይተርፈካ ዲዩ። ንሱ ዝወዓሎ ይዛረብ ኣሎ ካብዚ ንላዕሊ ውን ሰሚዕና ኢና ኣይትገረም
መን በል ክብለኒ ብገንዘብ ዝዕሰብ ሰብ ኣይኮንኩን ብፍርሒ ዝሕመን ዝኽሰስን ኣይኮንኩን ብሬነይ ተኺለ ስጋብ ቡንባ ናይ ኢድ ዝዳራገም ዝነበርኩ ተጋዳላይ እየ መስጣና ይውረድካ
ዘሕዝን ታሪክ እዩ ታሪክ ኤርትራ ናይ ሓደ ኢሰያስ ኮይና ተሪፋ
ሰልም ክብሩ ሓው
ብዛዕባ ወዲ ሕድሩ በዓል ደቂሻሓይ
ሽፍታ ዲዩ ኔሩ ወለስ ተገዳላይ ። ድሕሪ ናጽነት ከ ኣቲዩ ዲዩ ወላስ ኣቲዩ?
ተጋዳላይን ሽፍታን እንታይ ፍልልይ ኣለዎ.
@@bltblt2473 ሽፍታ ርእሰ ማል ክረክብ ኢዩ ሸፊቱ
ተጋዳላይ ካኣ ናጽነት ከምጽእ ሸፊቱ
@@BranaGaym-zq5zt
ኣበይ ኣላ እታ ናጽነት?
@@bltblt2473 ካናዳ ኣላ ኣደ 3 ቆልዑ ኮይና
Eyob ktgelx kytzker , adnkeka . Xelmat gedly enkyzento😂😅
Ttty
ታይ ብጅግንነት ተሰዊኡ መስኪናይ ስቓይ እንበር የሕሊፍኩሞ ገባብል ምስ ደቁ መፂኹምዎ ጃሱስ ህዝቢ ሰሪሕኩም
ትክክል
Betami nemsgnek.
❤ 36:57
ሰላም ክቡር ሓው ብዛዕባ ተጋዳሊት ኢትዮጵያ ትበሃል ኣብ እንዳ ዜና ተሰዊኣ ኢልካ ካልእ ኢትዮጵያ ሓጎስ ( መሪሕ )ትበሃል ተጋዳሊት እንዳ 23 ዝነበረት ኣብ 6ይ ወራር ዝተሰወኣት ትፈልጣዶ
ታይ ክተገብሩ ታይ ከፊኡኩም ከይድኩም
መሳኪን እዮም ስውአት ብዘይፈልጥዎ ብላሽ
Haku eyu lekbat kbleka nimntay eka shimom ktgelix zeydeka anewun lekbat eye zbleka
Kkkkkk ata merahi brged do esiwa eyu wey meshete eka aytsterin keman tegadalay nay 72 kia tibil aleka denkoro hmak mari tarik
መንካእ ኢልካ ጀሚርካያ ግን አይወዳእካያን አብ መጤረስታ ድማ ቆልዐ እየ ኔይረ ትብል ዑሱብ ከማካ ኤሪትራዊ ምካንካ ገሊጽካልና መታሊ ሸያጢ ዐዱ ደሞዝ እና ወሰድካ ካብቶም ጃሱሳት ዝባሀሉ ኔርካ ከመይ ገርካ ሱዳን ሀዲምካ ደአ መታለ ሊ ኢካ ቀደም መታለ ሊ ሕጂ ።
ኣልማዝ ኣመንዝራ ድፋዕ መጻወቲቶም ዲኪ ኔርኪ ብህዝብና ዘይትሓስቢ ገስረጥ😂😂😂😂😂😂😂
Ezis....sebeytu ade kilte dequ b' senku ab Bahri kem zitehalet ke yezenteela do..💔
.
ጸለመ ግደፊ፡ እዚ ትብልዮ ዘለኺ ዘይነበረን ዘይተፈጸመን ኢዩ። ወድጎጀላ ኣብ ባሕሪ ዝጠፍአት ሰበይቲ የብሉን፡ ኣብ ባሕሪ ዝጠፍኡ ካልኦት ኤርትራውያን ግን ማእለያ ዘይብሎም ኣለዉ፡ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ሃጽ ኢሎም ዓዶም ዝገደፉ።ክሳብ ሕጂ ንኽቕበሩ ከማን መቓብር ዝተነፍጎም።
👍👍👍👍
Aye eritrean kabzi zikfea hiji ab adarsir kebabi sasa alo
Kebabi sawa ane zetekw malet eyu klie alo
😂😂 emo ke sarden haway
ኣቤት ጭካነ! ንከማኻ ወድሰብ እሞ'ኸኣ ንሃገር ከቢድ ዋጋ ዝኸፈለ ብስቓዩ ምውርዛይ ንምንታይ ኣድለየ?
Why did you get arrested?
Did you comitt a crime?
Have you served your country as much as the Eritrean freedom fighters who paid lifetime price for 50 years for your country?
Don't you know that the "leaders" you are insulting went through the hardships more than you ever been through?
Did you expect the Eritreans to baby sit the criminals who had commiting been committing war crimes against the Eritrean people?
It's too bad, you ended up paying costly price for your crimes.
You are not the judge
@@tedgebregzi3832
You are NOT a prisoner, you are just making up the fake-story to qualify for political asylum in the Western world.
English is a language, not a knowledge
@@tedgebregzi3832
And you are NOT the jury.
@@teklezgitesfatsion256
It takes learning the knowledge to understand & speak the language.
Ezom geberti kgae ezom nay hgi nay isais generalatn coronelatn ab hagetawi tfat zelewu eyom knfeltom
👍👍👍👍👍👍