🔴👉"ንሕና ደቂስና ኢና ዘለና ንቅሑ ብጣዕሚ ክትነቅሑሉ ዘለኩም"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 243

  • @bemnetnkhu5423
    @bemnetnkhu5423  3 ปีที่แล้ว +30

    ፍትዋት ስድራና ካልኣይ ቸነልና እዩ subscriber ንግበሮ
    th-cam.com/channels/HJ3PGyuaR6515eIFmy5Ysw.html

  • @efffse4146
    @efffse4146 3 ปีที่แล้ว +22

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ኦ አምላከይ ዓይነ ልቦናይ ክፈተለይ😢😢😢😢😢

  • @loverich3368
    @loverich3368 3 ปีที่แล้ว +10

    ኣሕዋተይ እዚ ኩሉ ዝተባሃለ ሓቂ እዩ ። እግዚኣብሔር ኣምላክ ንጸሎትን ፡ ንቅዱስ ቃል ንምስማዕን የነቃቅሓና እንበር እዋኑ ምስትውዓል ዘድልዮ እዩ።
    ኣለና እንዳበልና ኢና ንወድቅ'ሞ ንጠንቀቅ ።
    እግዚኣብሔር ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን።
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @tigowedisamray8925
    @tigowedisamray8925 3 ปีที่แล้ว +22

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🏻 ቃለ ሂወት የስማዓልና ክቡር ሓውና☦❤ እሞ ኣነ ብኹለን በዘን ክትገልጸን ዝጸናሕካ ተታሒዘ ኣለኹ ማለት እዩ እዚ ስሚዒታት ኩሉ ኣባይ ኣሎ! እንታይ እዩ'ኸ ፈውሱ? ክረኽበካ ደልየ ኔረ ብኸመይ ክረኽበካ! ፍቓዴኛ እንተ ኮይንካ ቁጽሪ ተለፎንካ እባ ሃበኒ ክቡር ሓወይ🙏🏻 ኣብ ጸሎትካ ዘክረኒ ናዓይ ሓጥእ ሓውኻ🙏🏻 ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን☦🙏🏻❤

    • @nfreefqr9657
      @nfreefqr9657 3 ปีที่แล้ว +14

      Tigo wedi ሳምርኣይ ሰላም. ንዓኻ. ይኹን. ኩቡር. ሓወይ. ከም. ፍቃድ. ኣምላኽ. ኣነ. ድገብሮ. ከካፍለካ. ናይ. ድጠቀመኒ ቅድም. ውዳሴ. ማርያም. ኣውነደ. ሰማያት. በሰላም ቁዱስ. ገብር አል ደለዋ. ትጽሊ. ሽዑ. ናይ. ሰኑይ ናይ. ሰሉስ. በቢ. ማልቱ. ተንብቦ. ድርሳን. ቁዱስ. ምካኤል. ምሓዝ. ውን. ጽቡቕ. ኢዩ ሽዑ. ከምዚ. ኢልካ. ትሰግድ. ይሰግድለኣብ
      ይሰግድለወልድ
      ይሰግድ ለመንፈስ. ቅዱስ
      ሃሌሉያ ለአብ
      ሃሌሉያ ለወልድ
      ሃሌሉያ ለመንፈስ ቁዱስ
      ስብሓት ለአብ
      ስብሓትለወልድ
      ስብሓት ለመንፈስቁዱስ
      ቅዱስ. ቅዱስ. ቅዱስ
      ቁዱስ ኤ ልሻዳይ
      ቁዱስ አዶናይ
      ቁዱስ ያሕውየ
      ቁዱስ ጸባኦት
      ቁዱስ መለኮት
      ቁዱስ ኣማኔኤ ል
      ቁዱስ መድሃኒኣለም
      ቁዱስ ኢየሱስ
      ቁዱስ ኩሩስቶስ
      ቁዱስ ወልድ ኣ ብ
      ቁዱስ. ወልደማርያም
      አንዳ በልና. ኩላ. ግዜ. ንሰግድ. ብደይ. ምቁራጽ. ክሳብ. ደለና. ኣብዛ. ዓለም ወላ. ቀዳምን. ሰንበትን. ንሰግደን. ናይ. ኣምልኮ. ስግደት. ስለ. ድኾነ. ስእ ሊ ናይ. ድንግል. ማርያም. ኣዴና. ምስ. ወዳ. ገርካ. ኣብ ቅድሜኻ. ስገድ ንግሆ. ንግሆ. ምክንያት. ገርካ. ከይተቃርጾ. መኽንያቱ. ድያብሎስ. ከይ. ሕ ጎስ. ኣነ. ነዚ. ክሰግድ. ኢለ. ክቕረብ. ከለኹ ድኻም. ምስልቻው. ይመጸን. መኽንያቱ. ካብቲ. ጸሎትን. ስግዳንን ድያብሎስ. ከትርፈን. ስለ. ድደለየ አንታይ. ኢለ. ክጽሊ. ኢልካ. ኣይት ጭነቕ ጀምር. ጥራሕ. ሽዑ. ባዕሉ. ኣምላኽ. ክመርሓካ. ኢዩ. ብእምነት. ንቕሑ ተለፎን. 00254776367191. ኣብ. You tub. ካኣ. Efrem michel ilka. Serch. Belo አሞ. ኩሉ. ክመሰልካ. ኢዩ. Eti ትምህርቲ. ብዝባ. መናፍስቲ. ብሞቅሰርያ. እንታይ. ኢልና.ከም. ንሓርሞም. ኣለካ. ወይን. ኣብ. Face book sher ch. Efrem michael. ኢልካ. Life. ይኣቱ. ኢዩ. ቤውሮጳ 5:00

    • @asmerettesfay7930
      @asmerettesfay7930 3 ปีที่แล้ว +2

      Qalehiwet yesmealna zahawei xbuq mebrhi

    • @tigowedisamray8925
      @tigowedisamray8925 3 ปีที่แล้ว +7

      @@nfreefqr9657 ብስም ኣብን ወልድን ሓደ ኣምላኽ ይኣምን ኣሜን🙏🏻 ክቡር ሓወይ ተገዲስካ ስለ ዝመለስካለይ ብጣዕሚ እየ የመስግነካ🙏🏻 ሐራይ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ክፍትን'የ እግዝኣብሄር ኣማላኽ ሓይሉን ምስትውዓሉን ይሃበና ☦🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @MuLuHayLu-f6h
    @MuLuHayLu-f6h 3 ปีที่แล้ว +8

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና ፀጉኡ የብዝሕ ነቶም አጋንንቲ ዴማ እግዚአብሔር ይገስፀሌና እንበር ብዙሕ ግዜ የውድቁና አለው

  • @ሃንቆንጆ
    @ሃንቆንጆ 3 ปีที่แล้ว +2

    በስመስላሴ ኹቡራት ኣሕዋተይ ሓፍትኹም ፍቅርተ ስላሴ ኣብ ፆሎትኩም ሓስቡን ኣብ ግዜ ፀሎት ኣእዛነይ ይዓፅየን ሞ ማይ ዝመልአ መስሉ ይስምዓን እዝነይ ምስ ሓዘን ልበይ ይስወር ድኹምት የ ሞ ኣብ ፀሎትኹ ሓስቡን የሕዋተይ

  • @tthgh4257
    @tthgh4257 3 ปีที่แล้ว +6

    በሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና እግዚኣብሄር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ አሜን፫
    እንካዕ አብፀሐና አብፀሓኪም ንወርሓዊ በዓል ገብረ መንፈስ ቅዱስ ፆሎቶሙን በረከቶሙን የሓደረና ደቅ ተዋህዳ

  • @ትግራይየይሰላምንዓኪ
    @ትግራይየይሰላምንዓኪ ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን
    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና
    አምላክ ካብ ክፍእ መንፈስ ይሰውረና ይሓልወናን👏😢

  • @hayet6576
    @hayet6576 3 ปีที่แล้ว +3

    ብማርያም ሹም 5 ግዜ ደጋጊመ ሰሚዐዮ ግን ኩሉ ትኩረት ገረ ክሰምዕ ፈቲነ ግን ብሓሳብ እናከድኩ ሙሉእ ክርደኦ አይከአልኩን
    ፀልዩልና አሕዋት አሓት 😢🥺

    • @BirrrFinancialContents
      @BirrrFinancialContents 3 ปีที่แล้ว

      ሀሳብካ(ኪ) ዝብትኖ ሰሚዕካ ንኸይትትግብሮ'ዩ :: አጆኹም በርትዑ!

  • @Trhas-qx7jk
    @Trhas-qx7jk ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ቃል ህወት የስምዐና እግዚኣብሔር አምላክና ክቡር ሓወይ 💒💒💒👏👏👏👏

  • @samera7043
    @samera7043 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና
    ብሓቂ ዘሎክዎ ኩነታት እዩ😢😢
    ኦ ኣምላከይ ርደአኒ መስተዋዓሊ ልቢ ሃበኒ ጎይታየ🤲💔

  • @mussiemihreteab309
    @mussiemihreteab309 3 ปีที่แล้ว +4

    አሜን (((3))) ቃለ ህይወት ያሰማዓልና

  • @ተመስግን.ፍጥር
    @ተመስግን.ፍጥር 3 ปีที่แล้ว

    ቃልሕውት ይስምነ ተዳንተ ቅደስቲ ኮዳሳን ደንግልማርይም ምስኮላተነ ይኾን 🙏🙏🙏👏👏👏👏

  • @merhawitgebrhiwet2494
    @merhawitgebrhiwet2494 3 ปีที่แล้ว +5

    ቃለ ህይወት የስምዐልና ፍቱዋት ስድራና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ልዑል እግዚኣብሄር

  • @frehiwot1632
    @frehiwot1632 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር ሓውና እዝግኣብሄር ሓይሊ ኣጋንንቲ የትክመልና

  • @yodittesfagabr
    @yodittesfagabr 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @ውቤቴነሽማርያም
    @ውቤቴነሽማርያም 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቅ ቃለ ሂወት የስመዐልና ንዓይ በቃ ከምዛ ዝበሉና መምህር እዩ ዝገብረን ብፍላይ መፅሐፍ ከንብብ ከለኹ ይድቅስ ክፅል ክሰግድ ገና ክሓስብ ከለኹ እዩ ዝደኽመን ብፆሎትኹም ሓስቡን ኽቡራተይ

  • @SolomonArefe
    @SolomonArefe ปีที่แล้ว

    ኣሜን(3) ቃል ሂወት የስሚዓልና።

  • @غلبعلو
    @غلبعلو ปีที่แล้ว

    ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንን ቃል ህወት ይስመዕልና👏👏👏👏👏👏👏👏👏😢👏👏👏

  • @kokobweldat384
    @kokobweldat384 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስማዓልና በረኸቱ ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ

  • @yonatantsegay1539
    @yonatantsegay1539 ปีที่แล้ว

    እዚ ኩሉ ዝበልካዮ ምሳይ ኣሎ ታይ ክገብር ሓብረኒ ሓወይ ፡ ኣብ ጾሎትካ ከኣ ዘክረና ኣምላክ ምሕረቱ ይስደደልና

  • @sari_fqr6303
    @sari_fqr6303 3 ปีที่แล้ว +6

    ብሓቒ ቓለ ሂወት የስማዓልና ኹቡር ሓውና እቶም ዝገለጽኻዮም ምልክታት ጾሎት ኣብ ዝገብረሉ ግዜ የጋጥሙኒ እዮም ዝኾነ መንፈስ ኣብ ነብስና ከም ዞሎ እንተፈልጥና ብከመይ ከነወግዶ ኣለና እንተትምህረና ወይም ሕጽር ዝበለት #Video እንተትሰርሓልና ይብል ምስ ይቕሬታ

  • @hffgtt9869
    @hffgtt9869 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕና ኩቡር ሓዉና ፅጋ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብሓቂ ኩሉ እቲ ዝተጠቀሰ ኣብ ሰዉነተይ የጋጥመኒ ብተለይ ዝባና ገለ ጨቢጡ ዝሓዘኒ ይመስለኒ ክፅሊ ከለኩለ ካበይ ከምዝመፀ ሓሳባት ምልእ ይብለኒ እግዚአብሔር ኣምላክ ነዚ ርኩስ መንፈስ እዚ ክንከራከር ከነርሕቅን ይሓግዘና 🙏🙏🙏

  • @akberetberhane6521
    @akberetberhane6521 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስማዓኒ ኩብር ሓውንኣ ✝️🙏🏾💖

  • @liyafssihaye1512
    @liyafssihaye1512 ปีที่แล้ว

    ክቡር ሃዉና ካል ሂወት የሥመኣልና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብሀልካ
    ኣነ ክብለካ ደልየ ዘሎኩ ሠባት ብመቅጸርያ ኣይ ህረምን እዮ ይብሉ መተዊ ኣጋንንቲ እዮ ይብሉ በጃካ ኽቡር ሃወይ ትክለኛ ነገረኒ ❤❤❤

  • @tesfom7343
    @tesfom7343 ปีที่แล้ว

    ሓውና ቃለ ህይወት የስምዓልና ብምቕፃል እዚ ክትብል ዝፀናሕካ ዳርጋ ግር ይስማዕን እየ እንታይ ክግብር ይኽእል

  • @timnitzemariam4493
    @timnitzemariam4493 3 ปีที่แล้ว

    Amen amennn amennn kal hiwet yesmeana Egzeabher xega ab leali xega yeadlikum ni emnet nkhu kab kfueat menafsti yesewirena fetari bi Xelot knitegih libna ykfetelina fetari

  • @luwamfshaye1308
    @luwamfshaye1308 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen qale hiwet yesmalna nay bhaqi des zbl medo amlak lbi ldya zkefete lbna ykfetelna

  • @merhawitkidane9041
    @merhawitkidane9041 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen 🙏

  • @astersamuel5314
    @astersamuel5314 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kalehiwet yesmealna.

  • @zaidweldeyesus8969
    @zaidweldeyesus8969 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qale hiwet yesmalna hawina xegu yebzhalka fetari kulu alem

  • @yordimehari4589
    @yordimehari4589 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kal hiwet yesmana xegeu yebzhalka hawna

  • @ንበርለይትግራይ
    @ንበርለይትግራይ 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kbur hawna kal hiwet ysmalna

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im 3 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ኅይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ ክቡር ሓወና።✝️ ተኣስርና እና ኣምላኽ ይፈተሐና እንበር ኤፍታህ💐

  • @ykistudio44
    @ykistudio44 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ህይወት የስምዓልና።
    ግን እዚ ኹሉ ዝገለጽክሞ ስምዒታት ኣለኒ ብፍላይ ፡ናይ ውዳሴ ማርያም ክንብብ ከለኩ ፍርሕ ፍርሕ ይብል ብብዝሒ የንባሁቕ ነብሰይ ድማ ፈጥፈጥ የብለኒ ።

  • @filmonmedhanie549
    @filmonmedhanie549 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና አግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዕድመካ ይባርክ።

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ካብ ጸብኣ ኣጋንንቲ ይሰውረና

  • @kikidebesay48
    @kikidebesay48 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalana hawey

  • @melataskal9201
    @melataskal9201 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏❤

  • @angelikah.9131
    @angelikah.9131 3 ปีที่แล้ว

    amen amen amen kal hiwet yesmalena

  • @freweynighebremariam7770
    @freweynighebremariam7770 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egizabher kubor wedina nay agelgulet zebnka egizabher yebarka edmen teinan yehabka egizabher.
    Ane kemo xegem aleni bekemey kerkebeka yekil bejaka tehbebreni neay hatatena ab xeltkum zekrini egizabher xeguo yebzhalkum

  • @yerusalemasmelash2138
    @yerusalemasmelash2138 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna kbur hawna

  • @aziebyemane3601
    @aziebyemane3601 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡ ቃለ ሂወት የመዓልና እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሕ።

  • @asmeretandom8154
    @asmeretandom8154 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiweti ysemealne 🤲🤲🤲

  • @nfreefqr9657
    @nfreefqr9657 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን. ቃለ. ሂወት. የስመኣልና

  • @tesfukahsay2822
    @tesfukahsay2822 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen egziabihar amlak tsegau gbzhalka zhawey

  • @abieltadese5467
    @abieltadese5467 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @tesfitzerea4324
    @tesfitzerea4324 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kal hiwet yesmealna egzieabiher amlak tsegeu yebzehalka

  • @nigstygidey2855
    @nigstygidey2855 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen🙏🙏🙏kale hiwet yesmealna

  • @lave9644
    @lave9644 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር መምህርና

  • @seare448
    @seare448 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna Dyakon Hawna

  • @senaitweldeghiorgis3250
    @senaitweldeghiorgis3250 3 ปีที่แล้ว

    Amennn ! Sleqalu ykber ymesghen Egzeabhier Amlak
    Qalehiwet yesmealna Bruk Hawna kulu Haqi eyu ezi zibelkayo neay keman kemzi yeghatimeni eyu bflay nab tselot kihasib keloku behasab kab tselot mitsae: mbsichaw: huqo mhaz:Hatatey bmzikar Tesfa mqurats kulu ymerseni eyu
    Ab tselotkum " welteghiorgis " elkum kitzkurni bemebrhan Mariam ymhtsenekum.
    Tsineatn Habon rekibe kab rikusat Menafsti kilaqeq🙏🙏🙏

  • @biniam9156
    @biniam9156 ปีที่แล้ว

    ኦ ጎይታይ ይቕረ ግበረልና ዓይነልቦናና ይኽፈተልና

  • @saran5030
    @saran5030 3 ปีที่แล้ว

    ትክክል ቃለሂወት የስማአልና መምህር

  • @natsnetgrmay9558
    @natsnetgrmay9558 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen

  • @shewitsium5514
    @shewitsium5514 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜንንንንንንን ዲያቆን ሃውና መፍቲሒኡ ከኣ ብሃቀውታ ንጽበ።

  • @ፍረጋልትግራይ-ሠ2ዐ
    @ፍረጋልትግራይ-ሠ2ዐ 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሄር አምላክ ክብረይይ
    ዉይ በስመአብ እዙይ ኩሉስ አብህወተይ አሎ ኦወላዲተ አምላክ ፀሎትኪ ምልጃኪ አይፈለየኒ ንአይ ደካማ ባርያኪ😭😭😭
    ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብና ይክፈተልና እግዚአብሄር አምላክ እህህ😭

  • @delina9715
    @delina9715 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ባሓቂ ቃለ ሰናይ ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጉኡ የብዝሓልካ

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 3 ปีที่แล้ว +3

    ብዙሕ እኮ ኣይኮነን ግን ክጽሊ ከለኹ የንባሁቕወይ ይፈርሕ እንድሕር መጽሓፍ ቅዱስ ይጽሊ ኣለኹ ከኣ ሓሳባት ይመጻኒ ደጋጊመ ክሳብ ዝርደኣኒ የንብቦ
    ኣምላኽ ካብዚ ይሰውረና 🙏🙏🙏 ግን ኣብ ገዛና ኮይንና ብጸሎትን ብመቑጸርያ ብምቕጥቃጥን ክንድሕን ንኽእል ኢና?

  • @adiamweldegergsh8309
    @adiamweldegergsh8309 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏 kale hiwet yesmaalna.

  • @misganagebreyesus7438
    @misganagebreyesus7438 3 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki kbur hawna kale hiwet yesmalna amen amen 🙏

  • @selamangesom3096
    @selamangesom3096 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣነ ንባዕለ ዓመት ጌረ ኣለኹ እዚኹሉ ሽግር ወሪዶኒ ኣብ ጸልትኹም ዝኩሩኒ የሕዋተይ

  • @missmekdas5548
    @missmekdas5548 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን

  • @aleksanderandbrhan2373
    @aleksanderandbrhan2373 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen bergex xebuq alka qeal hiwet yesmalna Egziabher yebareka

  • @divorahaftey708
    @divorahaftey708 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna tsega bereketu yebzehalkum 🙏🙏🌹💐💐

  • @elsatesfay2609
    @elsatesfay2609 3 ปีที่แล้ว

    AMEN kalehiwet yesmalna. Zgrem u kulu zbelkayo haki u kabzom zgltsekayom ab hiwetey slezgatmuni haki u EGZIABHER brdietu yedgfn.

  • @EritreaGodbless
    @EritreaGodbless 3 ปีที่แล้ว +1

    AMEN(3)ተባረክ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ፡ቃል ሂወት የስማዓልና ፡

  • @afdyhdghydd3155
    @afdyhdghydd3155 3 ปีที่แล้ว

    amen amen amen

  • @letekidanesefnosletekidane8866
    @letekidanesefnosletekidane8866 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን

  • @filmonalemshet1843
    @filmonalemshet1843 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen qal hwet yesmalna hawey 🙏🙏👍

  • @zebibgebiher1783
    @zebibgebiher1783 3 ปีที่แล้ว

    Amen kale hiwet yesmena.

  • @slamslam766
    @slamslam766 3 ปีที่แล้ว

    ጎይታይ ፀላእትና ብሰማይን ብምድርን ይሰዉረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን በእዉነት አነካምኡእየ ክፅሊከለኩካሊእእየዝሓስብ ምንባብ ይኣብየኒ ይፈርሕ እሞ በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስኣሃዱኣምላክ ኢለ ይደግም እሞ ክሳብ መላእክቲ ዝፅዉዕ ይፈርሕ ምስፀዋዕኩ ይሓድገኒ እናኣሕዋተይ መልካዓ ኣሎዝንበብ ኣንብቡ ዋላ መልካኣ ማርያም{መልካኣ ገብርኤል}{መልካኣ ሚካኤል} ናዝከነ ይኩንኣምላክ ድገሙ ምንም ኣይዘረኩሙይ ኣሕዋተይ}👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @feven4545
    @feven4545 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen amen 🙏🙏🙏🙇

  • @aimanogebremdhin6212
    @aimanogebremdhin6212 3 ปีที่แล้ว

    Amen kale hiwet yesmaelna amlak zsemaenayo ab lbna yhdrelna.

  • @ተመስገንአምላክ-ፐ3ኸ
    @ተመስገንአምላክ-ፐ3ኸ 3 ปีที่แล้ว

    እሜን እሜን እሜን ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @sunshineprogramme6158
    @sunshineprogramme6158 3 ปีที่แล้ว

    Amen kale hiwet yesmiana

  • @ጓልትግራይለምለምግጀት
    @ጓልትግራይለምለምግጀት 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @selamgebremikael6780
    @selamgebremikael6780 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen.amen kal hiwet yesmana

  • @kulusebukulusebu7588
    @kulusebukulusebu7588 ปีที่แล้ว

    Amen (3) qal hiwet yesmana: kab hmaq hiwet yewxana fetari 🤲😭

  • @بسمالله-ف8س3ظ
    @بسمالله-ف8س3ظ 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane3275 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kal hewait yesmalna 🤲🙏🏽😪

  • @Gerie1998
    @Gerie1998 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰማዕናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ

  • @ልእልቲነጋ
    @ልእልቲነጋ 3 ปีที่แล้ว

    ኢዚ ኩሎ ክትብሎ ዝፀናሓካ ምሳይ ኣሎ ፆሎት ክገብረ ኢለ ምስ ሓስብኩ እጎዕይ ይፍስስ ካሊእ ሓሳብ ይምፃኒ ትብረኪክ ስቅ ይቡለ ኣታይ ኢለ ክምዝፀሊ ይጠፋኣኒ ይባሃቆኒ ስእሊ ኣደህኖ ክረኢ ከለኩ ኣብ ውሸጥይ ሽለልትነት ይራኣይኒ ብሓይሊ ይጥምቶ እሞ እቲ ዝዛሮቦ ለሳንይ ካብ ጎሮሮይ ንላዓሊ ይኩነኒ ብቃ ኣዳ ሸገረኒ

  • @aryamawetaryamawet5012
    @aryamawetaryamawet5012 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና

  • @hiwanwelegebriel6384
    @hiwanwelegebriel6384 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና ኣሕዋተይ አብ ፆሎትኩም ዘክሩኒ

  • @አብየጋልትግራይ
    @አብየጋልትግራይ 3 ปีที่แล้ว

    አሜንንንን 😢🙏🙏🙏

  • @ezgabiherymesgen214
    @ezgabiherymesgen214 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna, Ezgabiher n xelot zenaqaqh menfes yadlena Amen

  • @asmeretberaki300
    @asmeretberaki300 3 ปีที่แล้ว

    +++kal Hiwet yesmlna kexlo kemzi amxalna hzbi Eritrea plss ezi nsmayo ninkah nay ka yegsani bflay melka silase kenbb keleku wey melkae michael

  • @selewedisolo5508
    @selewedisolo5508 3 ปีที่แล้ว

    Aeme Amen Amen kale hiwet ysmalna nay bhik ezom menfsti yxwtlna alewu abey emo krdana eu amlak ayne lbnna ykftlna

  • @sofysofy515
    @sofysofy515 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን (3) ቃለ ህይወት የሰመዓና

  • @heranmulugeta1614
    @heranmulugeta1614 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen kbur hawna

  • @tesfayohannesgebretsadik1861
    @tesfayohannesgebretsadik1861 ปีที่แล้ว

    ሰባት ኣብ ሞንጎ ጸለቶም ትክስ ክመጾም ከሎ ሰይጣን ስለዘለኒ ኢዩ ይብሉ ወይ ውን ብዙሕ ሓሳባት ምስ ዝመጾም ሰይጣን ስለዘለኒ ኢዩ ይብሉ። ሰይጣን ሰለዘለካ ኣይኮን።ሓወይ ! ኣይትሰንብድ ትጋደል ሰለዘለኻ ሰይጣን ብዝተፋላለየ ይፍትነካ ስለዘሎ ኢዩ። እሞ ኸ ቅዱሳን እዚ ኩሉ እዚ ይገጥመም ነይሩ ኢዩ ሞ ሰይጣን ስለዝነበሮም ድና ክንብል? ሰይጣን ይፍትኖም ነይሩ ኢና ንብል። ኣብ መንፈሳዊ ሂይወት ኣብ ግዜ ጾሎት ኣብራካ ረሸሽ ዝብሉካ፣ ሓሲብካዮ ዘይትፈልጥ ሓሳባት ዘምጸአልካ። ሰይጣን ጸሪፍ ዝገብረልካ። ሃንደበት ናይ ሰባት ዘቀይም ኣብ ልብኻ ዘቃጽለካ። ወይውን ካብቲ ትጽልዮ ዘለኻ ወጻኢ ካልእ መንፈሳዊ ከምትሓስብ ዝገብረካ፤ ርእስኻ ዝሕመካ፤ ባዱነት ዝስመዐካ፤ መልሓስካ ኮልተፍተፍ ዘብለካ ወዘተ ሰይጣን ስለዘለካ ኣይኮነን እሞ ኣይትፍራሕ፣ ትገደል ስለዘለኻን ሰይጣን ይፍትነካ ስለዘሎን ኢዩ። ሰይጣን ይፍትኖ ኣሎን፤ ሰይጣን ኣለዎን ምባል ይፋላለ ኢዩ። ሰይጣን ጸሪፍ ኣብ ገዳማውያን ነይሩን ኣሎን ግን ከ ሰይጣን ስለዘለዎም ኣይኮነን። ሓወይ ሰይጣን ስለዘላካ ኣይኮነን እዚ ኩሉ ፈተና ዝገጥመካ። ከምዚ ዝብሉ ሰባት ሰሚዕኻ ዶ ትፈልጥ፥ " ኣብ ኣእምሮይ ዘጸይፍ ሓሳብ ይመጸኒ፤ ኣብ ቅድሚ ስእሊ ቅድሰቲ ማርያም ክጽሊ ኣይክእልን፤ ንእግዚኣብሔር ዝፍትን ሕማቅ ሓሳብ ይመጸኒ፣ ንቅዱሳን ውን። ንዝኮነ ሰብ ክርኢ ከለኹ ኣእምሮይ ኣነ ዘይደለክዎ ኢዩ ዝሓስብ " ዝብሉ። ሰይጣን ስለዘለዎም ኣይኮነን ብዙሓት ኣቦታት በዚ ሓሊፎም ኢዮም። ዘዛጋጠመና ሰይጣን ስለዘለና ኢዩ ኢልና ንሓስብ እንተኮይና ግን ይጎድአናን የጨንቀናን እምበር ኣይጠቅመናን። ንኹሉ ነገር ሰይጣን ሰለዘለካ ኢዩ ምባል ናይ ቤተ-ክርስትያን ትምህርቲ ኣይኮነን፤ ሰይጣን ይፍትነና ኣሎ ግን ንብል።

  • @abaditkidane4396
    @abaditkidane4396 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen baheqi qalehiwet ysmalna 🙏🙏🙏

  • @fkreykahsay5641
    @fkreykahsay5641 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Qalhiwet yesmalna 🤲🤲🤲

  • @merhawiteklehaymanot2871
    @merhawiteklehaymanot2871 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna 🙏🙏🙏

  • @ተመሰገን-ጰ6ጠ
    @ተመሰገን-ጰ6ጠ 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሕልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ይባርኹም

  • @ኣማኒኤል
    @ኣማኒኤል 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን((3))ቃል ሂወት የሰመዕና👏👏👏👏👏👏

  • @edenasheber8273
    @edenasheber8273 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen ♥️

  • @henokzemuykil7540
    @henokzemuykil7540 3 ปีที่แล้ว

    AMEN AMEN AMEN qale hiwet yesmalna

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen 🙏🙏🙏Qale hiwet yesmealena 🙏🙏🙏💖♥♥💖kubur hawena