EMN - FERADAY SHOW PART ONE - Eritrean Media Network
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 21 ก.ย. 2024
- ሰላም ተኸታተልቲ EMN | ህያብ ኣደን ካሊእ ተወሳኺ ፍርያት EMN STORE ንምዕዳግ - ብቐረባ ኣብዚ Link ክትረኽብዎ ትኽእሉ › emn.store/
EMN - FERADAY SHOW PART ONE - Eritrean Media Network
/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.
ዶክተር ተኸስተስ ድምጹ ምስ ናይ ድምጻዊ ነብስሄር ኣብርሃም ኣፍዎርቂ ይመሳሰል ።
Kbret yhabkum abotatna 🇪🇷🥰🇪🇷🥰
ወዲ ፈራዳይ ዕድመን ጥዕናን እንዳተመነና ንኹሉ ጻዕርኹም ክብሪ ይሃብኩም ።
ሰላምኩም ይብዛሕ ኣርካናት ኣያታትና ዕድመንጥዕናን ይሃብኩም ድክተር ተከስተ& ወዲ ፈራዳይ
ወዲ ፈራዳይ የመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።ዶክተር ተከስተ ኩሉ ነብሱ ታሪክ እዮ ወዲ ሰብ ነባሪ ኣይኮነን ኩሉ ታሪኩን ኣብ መጽሓፍቲ ስለ ዘስፈሮ ዕውት ኢካ ክብሎ እደሊ። ሙሉእ ጥዕና ይምነየልካ ዶክተር 😍💖
🌹❤🇪🇷🌹❤🇪🇷🌹❤🇪🇷🌹❤🇪🇷🌹❤🇪🇷🙏ንኽንአምኖ ዘጸግም ማእረ ርእስኹም ምልጻይ እዋይ ከም ናታትኩም ወሎዶስ አይድገምን ብሐቅነት ብኽብረት ብምትእምማን እድመ ጥእና ብኸምዚ ዘምጻኹማ ሃገር
ትግራይ ትእወት ንተሐወስ ዝብሉ ወሎዶ ብጥሕሎ ዝታለሉ መጺኦሙና በአል ጉሐፍ
እዋይ ኩሉ ግዜ አምጽአልና ከምዜአቶም 🙏
Thank you wawa you are my best my harowe wledane erterawe edma yhbeka Dr 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
Doktor Tekeste Fqadu edimen tienan yhabka tray Kinbil nay jeganu jeganu tariku etineger elka zihilef keynebalashwe ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷💖💖🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Dr.Tekeste ! I admire you!
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ዶ/ር ተኸስተ ፍቓዱ ገለ ካብ መጻሕፍትኻ ኣምቢበዬ ኣለኹ ንኣብነት ካብ ናቕፋ ናብ ናቕፋ፤ ካብ ኦሮማይ ናብ ኦሮማይ።ኣዝየ ተመሲጠ በቲ ምቕሉል ኣጻሓሕፋኻ ብዙሕ ከኣ ተማሂረ ከማኻ ይብዝሑ።
መርሓባ ኣርካናትና ሰላማትኩም 🇪🇷🌴❤
ገጠር እልኹም ጠራሕ ትሓልፍዎ ንምንታይ እቲ ዓዲ ዘይትገልጽዎ ዝተሰከፍኹም ትመስሉ ግን ብዙሕ ሰብ ክፈልጥ ዝደል ሰብ አሎ በቲ ሓደ ድማ ንናይ ሃገር ገጠራት ተላልዩና አለኹም ማለት እዩ ። ብዝኮነ ናትና ሓበን ነደንቀኹም ጀጋኑና እኹም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኹም።🙏🏽🇪🇷❤️
ዋውውውው ሓደ ካብቶም ኣለዉና ንብሎም ጸሓፍትን ተመራመርትን ኤርትራ ሃገርና ኢዛ መደብ ቀጻልነት ክህልዋ ንትስፎ♥️♥️🎄🎄🇪🇷 Merry Christmas and Happy New year 2023
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷👍🌸
👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ፈረዳይ፥ ምስ ኣዝየ ዝፈትዎ ዶ/ርን ጸሓፍን ተኸስተ ፍቓዱ ጥዑም ዕላል ኣስሚዕካና። መጻሕቱ ዳርጋ ኩለን ኣንቢበየን'የ። ኣነ ዕባይ ኣኽርያ ሪጋ-ሶማል ብምዃነይ ድማ ዕላልኩም ኣዝዩ መሲጡኒ። እሞ ካልኣይ ክፋል ጌርካ ተትዕድሞ ከመይ ጽቡቕ ኔሩ።
እንቃዕ ድሓን መጻዕኻ🇪🇷🇪🇷🐪🍓
Btaemi des zbil medeb 👍thank you wed feraday.
Ewe ezi u bekiate Eritreawyane abotatna xaermat nufuate texememti afirytie bhaki!!!
We thank you Dr!!🇪🇷💚
Yesssssssssssss❤❤❤❤❤❤❤
🙏❤🙏🇪🇷🙏
Entay daa dmtsi rebishi feraday show nice kulu elal dtaemi mesati neru thank u so much
ኤርትራዊ ምኻን ዓቢ ዕድል 'ዩ
ተሰዲድካ እኳ ተቐባልነት ትረክብ ክክክክክ
ኣገዳሲ ታሪኽ ዘዘንቱ መደብ። ይቐንየልና ወዲ ፈራዳይን ዶችተር ተኸስተን !!!
Thanks ወዲ ፈራዳይ ነዞም አርካናት ገድሊ ዘቅረብካልና
Niceee ferady d.zemxkalna
Love Dr. Fikadu! he is our hero, Eritrean hero
❤💚💙💛
Professor Dr.tekeste we really love you ♥️. ንስኻ ንባዕልኻ ዓቢ መጽሓፍ ኢኻ ንዓና። kab mexahiftka hanti anbibe aleku “ Kab Oromay nab Oromay “ tbl azya mesatitn flytn mexhaf ya neay. hiwet tegadelti bdeqiqu kemey ymesl kem znebere bzuh Felite. Amlak newih edme yhabka ♥️🙏
🎉 well come teacher 🎉
👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም , የመስግነካ ሙሱግን ,? ይፍቀድ ተኾይኑ ሕቶ ንዶ/ር ተኸስተ መጽሓፍቱ ዳርጋ ኩሉ ኣንቢበዮ ንዓይ ቡዙሕ እዩ ዶ/ር ስለዚ ሕልና ንዓኻ እንታዩ ትርጉሙ በለለይ የመስግን።
Long time Dr.Tekeste Fekadu Former Minister Health
Bksanetn hagosn tienan nberùlna halalat🇪🇷👍
❤️ 😍 💖 ❣️ 💕 💘 ❤️ 😍 💖 ❤️ 😍 🙏 🙏 🙏 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Dr. Tekeste than you for your countless contribution to our history. Kudos to you.
ጽቡቅ መደብ ኤርትርያን መድያ ነትወርክ
Edmen tienan yhabka Egziabher kbur doctar
Feraday!
ኣርካናት ገድሊ ኣርካናት ጥበብ ኣርካናት ደረስቲ ደስ ዝብል ዕላል፡ ወዲ ፈራዳይ ኩሉ ዕላልካ ሮማንቲክ ውንዲካ ሕጂ ድማ ዕምጺ እቲ ንፈትዎ ማይ ኣባጅጎ ተሓዊስዎ ኣቤት ክጥዕም ዕላል። ነዛ ረኪብኩማ (ረኪብናያ) ዘለና ማይ እንዳሃረመ ዕላል ኮነ ኢልካ ዝተጸበካዮ እዩ ዝመስል። ንሽሮ ጠስሚ ተወሰከታ ድዩ ዝበሃል፡፡ በሉ ኣይትደንጉይና እቲ ዝቅጽል ክፋክ፡፡ ብጣዕሚ ኢና ንፈትዎኩም፡፡
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🤺🤺🤺።
Thank you Eritrea media and happy New year
ወዲ ፈራዳይ ሙስጉን ፈጣሪ ይመስገን ትጽቢትና ነዊሑና እንበር Diamond 💎 ዝኮኑ ሰባት ሒዝካ ከምትመጽእ ኣይንስሕቶን
ናይ ብሓቂ መሃርን ኣዛናጋዕን ታሪክ ኤርትራን ኤርትራውያን ዝገልጽ መደብ
ኣዝመሪኖ ኢካ እሞ ከምዚኦም ዝበሉ ኣዝማሪኖታት ደቂ ሕምብርቲ ኤርትራና መሶብን ቆፎን ኣዝመሪኖታ ዝኮኑ ጀጋኑ በላሕትን እናምጸካ ምስ ታሪክናን ኣመጻጽኣናን ኣላልየና ::
እዞም ኩሎም ኣርካናት ገድሊ ጀምዓካ እዬም ግዚኡ እዩ ታሪኮም ታሪክናን ክነግሩና :: ታሪክና ከይነገሩና ይሓልፉ ስለ ዝለው ብትሕትና ክትሕኩዩና ንምሕጸን ::
ወዲ ፈራዳይ ኣስመራ ዘዕበየቶም ነከስቲ ጥብ ኣዲኦም ን ደቂ ኣዝመሪና ክወራዘይሉና ጀሚሮም ስለ ዝለው ብሽም ማርያም ኣስመራ እምሕጸነካ ::
ኣባሓጎታና ዝሃነጹልና ባህሊ ክሳብ ሎሚ ኣይጠፈእን እኳ ድኣ ዓወት ኣምጺኡስ ክሳዱ ከየድነነ ክሳብ ሎሚ መስፍናዊ ኣታሓሳስባን ገባትን ስርዓት ጫካን ኣይግዛእን እናበለ ከቢድ መስዋቲ ከፊሉ መርኣያ ዝኮኖሉ ኣብ ጫፍ ዓውት ዝበሓሉ ግዜ ኣሎና ::
ዋጋ ናይዚ ድማ ሰብ ስብ ብምኮኑ ዝከብራላ ን ሓንቲ ዕላማን ሃገርን ደሙ ዝከፍለላ ሃገር ሃኒጹ ኣሎ :: ህዝብና ዘዋጽኦ ባህሊ ኣባሓጎታቱን ሳሕልን መሪጹ ነዚ ባህሊ ኣብ ምዕቃብ መስዋቲ ይከፍል ኣሎ ::
ህንጻ ምህናጽ ጥራይ ዘይኮነስ ባህሊ እዩ ክህነጽ ዘለዋ መጀርያ ባህሊ መሰረት ሃገርን መንነትን እዩ ::
ነመስግን ተ/ጋ ዶክተረ ገዲም ኣዝመሪኖ
ሰለስተ መጻሕፍቲ ነዚ ሓዲሽ ወለዶ ቃል አቲካልና ኔርኻ ካብ ናቅፋ ናብ ናቅፋ ካብ ኦሮማይ ናብ ኦሮማይ እታ ሳልሰይቲ ድአ አበይ በጸሐት ንጽበ አለና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Great conversation!
Pow dr ተኸስተ ፍቃዱ ኣዝዮ ረዚን ሰብ ኣምጽእኩምልና... ቀዲሕካ ዘይውዳእ ቀላይ ኢዮ:: ጌርኩምሉ ዘለኩም ቃለ መጠይቅ ንውሕ ክኸውን ተስፋ ኣለኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጉዕዞ ካብ ናቕፋ ንናቕፋ
Des Zibll Elalll Akiraya Malet
Fikr Asilamay Kirisitan Bihede
Abana Abzilenaya Sigab Hijiy
❤
Very interesting and this help us to understand the love of the youngsters in 1950s and 60s to thier country.Nowadays history is being told in a distorted way by many uneducated ppl.For example I heard that Woldeab Woldemariam was in suppprt of the "tigray tigrigni" nation building ideation.From this interview I can see he was proud Eritrean patriotic.Dr Tekeste Fiqadu is a very descent and well educated person.He was my professor in General Surgery in Orotta School of Medicine in 2010-2011.I hope to see more parts of this interview.
❤ ብሉጽ ዜጋ ኤርትራ፡ ዶር ተኸስተ
Selam kemey alokum
Alwena werkaweyan sebt
ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ። ቁርብ ግን ረብሽና እቲ ዝናብ።
Dr. Tekeste great man and author ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪
Wawwwwwwwwwww.እዚኦም ሲ ቅርሲ ሃገር እዮም።ዶክቶር ድማ ኣፍርዩ ደቁ ሙሁራት እዮም።
ገጠር ኢልካ ብዛዕባ ዓዲ ሸፈፍ ምባል ምሕናኽ ሓታታይ እውን ገጠር ኣበይ ዓዲ ክትብል ኣይሰማዕናን። ኩሉኹም ኣዝማሪኖ ክትኮኑ ዘሐብነኩም ትመስሉ።
እንቋዕ ገጽ ዝፈትዎን ዘድንቖን ካብ ትዘክሮይ ፈጺሙ ዘይስስ ጅግና ወዲ ፈራዳይ /መዓሉለይ/ኣርኣየና! ኩሉ እትገሮ ኢንተርቪው ካብቶም ተኸታተልትኻን ኣድናቒኻን'የ።ኣብ መዓልታዊ ንጥፈታትካ ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ሂወትካ ድማ ምሉእ ጥዕና እናተመነኹ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይምነየልካ።
ዕድል ጌርካ ናብ ገጠር ትኸይድ ኔርካ ሕጂግን ክረምታዊ ማእቶት ብዝብል መሪሕ የለን ናብ ሃገረሰብ ምኻድ 😢
ብመጀመርታ ልብኽ ዘንጠልጥል ሓቐኛ ታሪኽ ብምቕራብካ ምስ ዶክተር ተኸስተ ፍቓዱ ብጣዕሚ ከመስግን እፈቱ 4ይ ክፋል ክረኽባ ኣይከኣልኩን ብሕጂ ድያ ትወጽእ ወላ ውጽያ እያ ልብና ኣንጠልጢልኩምና ።
Geter slemntay hager seb ztblu aedug,
MIsgun Zerai wun abrktoka teresue aykonen everyone knows btaemi xubuq akerarba programme u & naaka wun nemesgneka
Ab Asmera tewelidu, ab Asmera temahiru, ab Asmera abiyu
Kab Asmera aywexen
Entay eka delika!?
ወዲ ፈራዳይ ነብሲ ሚላኖ ኣብ ትመጸሉ ተስፋገብር ክንራኸብ ጸጽቡቑ ንዓኻ ፈራዳይ ነብሲ
ኩቡር ወዲ ፈራዳይ ነቲ ንጽበዮ ዝነበርና ድክተር ተከስተ ፍቃዱ ብዝቅረብናልካ ኣዚና ነመስግነካ ግን ብጃኩም ሰፊሕ ናይ መዳ ተምክሩኡ ከካፍለና ብሃንቀውታ ንጽበ
ን እምባ ብ ጎቦ ጎቦ አዩ ዝርከብ አሞ ጎቦ ጎቦ
ሕቶ ገርካ አቲ ታሪኽ ርኸቦ, እምባ አዩ ዶርክተር.
Hiyab ede yebey yrekba address hebuna ikum
ሻዕብያ ሰብ ረዚን ታሪኽ !
Feraday dimxi ygebr alo yrbish alo gele EBa gberwl
Advertize too long
How important is he asking him about Mezmur.He can't remember it.
ድምጺ ኣሎ ግን ምስቲ ምቁር ዕላል ኣይተረድኣናን
Hiyab ade delayed niere
ወዲ ፈራዳይ ፡ከምቲ ናይዞም ኣብ ጎዳጉዲ ዒራዒሮ ኣስፊርኩም ፡ታሪኾም ኪጠፍኡ ኩሉ ደኩመንታቶም ዘቃጸልኩሞ፡ንሕና ዊን ነዚ ኣብ ቅድመኻ ደርዲርካዮ ዘለኻ መጻሕፍቲ ከነቃጽሎ ኢና
Funny why he doesn't want to mention the village where he used to go with mother.
Because he believes in one Eritrea 🇪🇷. If he has the same awarja like you, you will like him, if he has not you will neglect him. We Eritreans have 9 tribes and 2 religious. God bless Eritrea 🇪🇷.
@@ak4ever818 Bro I support president Issias Afwerki for his open mindedness and for treating all Eritreans equally, but this guy is hiding something. This is a simple story about an individual, and stories can be visualized vividly if the narrator is eloquent. But this guy is purposely resisting to answer a question properly and politicizing the question unnecessarily. But my hunch is that his mother is Ethiopian, and the village is in Tigray. However, he should not be ashamed as long as he believes in his Eritrean identity. He fought for Eritrea and is serving his country. Nonetheless, one should not sacrifice history to suit current situation. Our straggle is against tribalist TPLF of Tigray not the people of Tigray. And educate yourself, there is a religion in Gash-barka that is neither Christianity nor Islam.
Wow sorry running neru so that 's why I can't listen so sorry not your fault
ምእቲ ኤርትራ ተሱኡ ተማሂርካ አይትገዛእ
ዝኾነ ኣይነት መፅሓፍ ካብ ደገ ናብ ኤርትራ ብmail ኽኣቱ ኩልኩል ኢዮ:: ምእንቲ ኢሳያስ ስልጣን ከይግምጠል ተባሒሉ:: ዘደንጹ
ደኩተር ተከስተ ብልቢ ደኩተር ኢካ ምክንያቱ ትምህርትካን ጉልበትካን ንሃገርካ ህዝብኩም ዝወፈኩም ወፍያት ኢኩም ነዚ ወሎዶ ኣቢ ትምህርቲ ኢዩ