ብ ባህልን ልምድታት ን ዝተሓቡኡ መናፍስቲ ሰሚዕና ህይወት ና ንፈትሽ....

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น •

  • @Freweynikahsu
    @Freweynikahsu 29 วันที่ผ่านมา +2

    ንዓይ ብዙሕ ሕማቕ ግይሩኒ ብመጭረሽ ነቂሐሉ አንበር 😭

  • @kiflegebrezgabher2090
    @kiflegebrezgabher2090 หลายเดือนก่อน +3

    ክቡራት ኣሕዋት ነዚ ንከታተልን ንሰምዕን ኩለ ግዜ like (ላይክ) ኣንረስዕ ዩቱብ ሪኮመንድ ክበሮ ናብ ካልኦት ብቀልል ክበጽሕን ክዓብን ንዓና ከኣ በረከት ኢና ንረክበሉ ንዓና ብዘይርድኣና እግዚአብሔር ይባርከና ምኳኑ ክርድኣና አለዎ ጽቡቅ ስራሕ ስለዝኮነ ብቀልል ከይንሪኦ እዚ ዘለናዮ ግዜ ብጣዕሚ ፈታኒ እዩ ክንቅሕ ከነንቅን ኣለና ንስድራናን ንህዝብናን ምስ ኩሉ ምስጋና ክቡራት ኣሕዋተይ

  • @selamgebremriam
    @selamgebremriam หลายเดือนก่อน +2

    ርኹስ መንፈስ እግዚኣቢሄር ይገስጾ

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 24 วันที่ผ่านมา

    ምብጣሕ ከመይ ልምዲ ወስድናዮ ለካስ ከምዚ እዩ ናይ መንፈስ ግብሪ እዩ አምላክ ይቅር ይበለና ስአን ምፈላጥ ወለድና መሳክን ምንም ዝፈልጥኦ ዘይ ብለን ለካስ ከምዚ እዩ አምላክ መስተወዐሊ ልቢ ይሃበና ተፃወትና ብሓቂ😢😢😢 ምልስ እለ ክሓስቦ ከለክስ መሕዘኒ😢😢

  • @robielrobi3273
    @robielrobi3273 หลายเดือนก่อน +2

    31ኛ የህይወት ገጠመኒ ብትግርና ኣቅርበልና ኣዚያ መሀሪት እያ መምህር ተስፋይ ከማን ሀበሬታ ሂቡ ኣሎ ተርጉሙዋ አሉ እግዚኣብሄር የሓግዝካ ካብ ወንጌል ዚበልጺ ናይ ሂወት መፍቲሂ አዩ አዚ ትምሂርቲ በሓቂ

  • @Freweynikahsu
    @Freweynikahsu 29 วันที่ผ่านมา

    ጎብዝ ሓወይ ቃለሂወት ይስመልና

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @freitahagos1591
    @freitahagos1591 หลายเดือนก่อน

    Edmen tenan yhabka fetari kexlo buzuhu nmhar.

  • @AsterKebede-m3b
    @AsterKebede-m3b หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤ዕድመ ይሃብካ ወድነይ መላእክቲ ኣብ ዙርያካ ይኩኑ❤ብትግርኛ ንክጋለፁ ናይኩልግዜ ትምኒተይ ኔሩ

  • @selamteka2751
    @selamteka2751 หลายเดือนก่อน

    Egazebehare yamesgane mareya zhawey ❤❤❤❤❤❤

  • @Hani-jy6cg
    @Hani-jy6cg 28 วันที่ผ่านมา

    የቅንይልና ዝውሕወይ ቤርትዕ

  • @yorkabelhbte
    @yorkabelhbte หลายเดือนก่อน

    edmen tenan yehabka fetari nanda ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @selamteka2751
    @selamteka2751 หลายเดือนก่อน

    Good job go hade ❤❤❤❤❤

  • @hageryowhans6539
    @hageryowhans6539 หลายเดือนก่อน

    Qalehiwet yesmalna xegeu yebzhalka

  • @selamteka2751
    @selamteka2751 หลายเดือนก่อน

    This is my life 😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @senaitbereketab8588
    @senaitbereketab8588 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen kubur hawey

  • @MussieAndebrhan-r1z
    @MussieAndebrhan-r1z หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @luwanyahouza6683
    @luwanyahouza6683 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmaittsegay6300
    @asmaittsegay6300 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ንኣካ ይኩን ናኦድ ሓወይ፥መድሃኔኣለም ኣቦና ጸጉኡን የብዝሃልካ። ቀጺለ እዚ ናይ ኣብሾ መንፈስ ብደብተራታት ዚግበር ንፉልጠት ንትምህት ዚግበር ናይ እጸ በ መዓር ዚስተ ኣቁጽልቲ ብለይቲ ደርሆ ነቀው ዚውሰድ። ብፊላይ ኣብ ደቂ ተባዓትዮ ኣሕዋትና ኣዚዩ ቡዙሕ ኢዩ። ምስ ወሰድዎ እቲ መድሃኒት ሕልመ ለሊት እንተመጺእዎም ኣይሰርህን ኢዪ፥ እንተዘይመጺዎም ድማ ድሮ ኣብ ውሽጢ ነብሶም ሰሪጹ ስርሑ ይጅምር። ናአድ ሓወይ ብዝፈጠረካ ኣምላኽ እስራኤል ኣብ ዚሓጸረ ጊዘ ግልጽልጽ ኣቢልካ ኣሕዋትካን ኣሓትካን ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ከተድሕን ይላወበካ።

  • @furtunazemhret8188
    @furtunazemhret8188 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏❤❤❤💐💐💐💐

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️💕🙏🏾✝️✝️✝️😍😇🥰🥹

  • @kisanetkahsay4333
    @kisanetkahsay4333 หลายเดือนก่อน

    Ane azye resey yhamm emo ab gnbarey wey ab hangoley dem awseyo mhr ktbli eki zbel hasab azyu yrbsheni ayney khmeni kelo ka ab sefasftey admyo zbl hasab kolay

  • @egrgrr
    @egrgrr หลายเดือนก่อน

    Abizi nay awdamet da ke kemey malet da eyu

  • @alemkaygeza3458
    @alemkaygeza3458 หลายเดือนก่อน

    ወላ እዞም ዓረብ ማሕጎማ ይገብሩ እዮም ግን እቲ መሳርሒ ዘመናዊ እዩ ኣነ ዝሰርሓላ ሰበይቲ ኩሉ ግዜ ኣብ ገዝኣ ትመጽእ ኩሉ ግዜ እያ ትሕጎም

  • @Nddbdb-jp3sh
    @Nddbdb-jp3sh หลายเดือนก่อน

    በሰሩ አብ ገጠር ከምዚ አሎ ጠፈእና ኮእየና ሐዚ አደዋይ እዳ ተበጥሕ እየ 16 ዓመት ኮይኑ አሎ አነ ካብ ዘዘክሮ እኮ ሕደገዮ ተተብህላ ለ ዘይተሓደግ ተበጥሓቶ እማ ካብ ሕማማ ትሓዊ አቤት እግዚአብሔር ይገስፆ ግን ከመይ ገይራ ትሓድጎ አነ ጨንቀኒ ዘሎ ንሱ እዩ ሰገዱ ፀልዩ ተየለካዮም ለ ዘይሰምዑ😥😥😥

    • @SSAA-h1v
      @SSAA-h1v หลายเดือนก่อน

      ኣጀኪ እግዚኣብሔር ይመሰገን እዝይ ዝፈለጥና ንስኪ ገበዝ ስገዲ እሞ ናይ ኣደዋኪ ሸም ቀሺ ገይራኪ ኣምላክ ክሕግዘኪ እዪ

  • @munarussomaman
    @munarussomaman หลายเดือนก่อน

    እዛ ቻናል ሰድደልካ ዘለኹ ተኸታተልዋ።
    ( zara fltet/ዛራ ፍልጠት)
    ሓቀኛ ታሪኽ ዝብኢ ዝቅየሩ ሰባት፥ ታሪኽ ዝሰነዶ ሓቀኛ ዛንታታት ።

  • @IrS-e1p
    @IrS-e1p หลายเดือนก่อน

    ሕቶይ መልሰለይ?
    አነ ውን ተሓጉመ ምስ አሕዋተይ ደቂ ሓፍተይ ንሳሃ ክንአትየሉ ድና😢😢😢

    • @kiflegebrezgabher2090
      @kiflegebrezgabher2090 หลายเดือนก่อน +2

      እወ ክቡር ሓወይ ወይ ሓፍተይ ንስሓ ይእተዎ እዩ ኣይነን ብግብሪ ዝሰራሕናዮ ብሓሳብ ዝሓሰብናዮውን ንስሓ ይእተወሉ እዩ እተዉሉ ወይ እተወሉ

    • @Fnot123
      @Fnot123 14 วันที่ผ่านมา

      ​@@kiflegebrezgabher2090selam zihawey qedimka terikayas pleas nay amete rufael telephon haben bejka

  • @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
    @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ หลายเดือนก่อน +1

    ኩቡር ሐወይ ሽንፋእ ካብ አልአልካ ሲ ሕቶ ክሐተካ ። ሐራስ አብ 12 ማአልቲ ሐዊ ትሳገር ሽንፈእ ድማ ይነጽጋ። ንቆልአ ድማ ይካሐል። እንታይ ሪኢቶ አለካ???

    • @kiflegebrezgabher2090
      @kiflegebrezgabher2090 หลายเดือนก่อน +3

      ክብርቲ ሓፍተይ እቲ ኣዴታትና ስለዘይፈለጣኦ እምበር ፍጹም ጌጋ እዩ ኩሕል ንርኩስ መንፈስ ይጠቅሞ እምበር ነቲ ዋላ ሓንቲ አይጠቅሞ ብንጻሩ እቲ ምስተኳለ ጓይ ይኩን ወድ ዓይኑን ገጹን ስለዝደምቅ ማለት ስለዝበር ብቡዳ ብጣዕሚ እዩ ዝብላዕ ሓደገኛ እዩ ክግበር የብሉን ሽንፋእ ጨናኡ ቡርቱዕ መርር እዩ ፈውሲ ተባሂሉ ዝንጸግ እዚ ቡዙሕ ኣገዳሲ ኣኮነነን እንታይ ደኣ ጽቡቅ እንተልና ቅባ ቅዱስ ንለክዮ ጸበል ማይ ደግሚ ማለት እዩ ንንጽገሎም ሰይጣን ጸበል ጥራይ እዩ ዝጸልእ እምበር እቲ ካልእ ናቱ እዩ ዝሓፍተይ

    • @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
      @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ หลายเดือนก่อน +2

      @kiflegebrezgabher2090 ብሐቂ ጽቡቅ መልሲ ዝሓወይ። እወ ጽበልን ቀባእ ቁዱስን እዩ መድሀኒትና🙏 እግዝአብሄር ይባርክካ🙏

  • @beesheep-h3u
    @beesheep-h3u หลายเดือนก่อน

    ሓኻይም ውን ብዘብረሃሎም ክምሕሩኻ ይኽእሉ እዮም ትምህርቲ ሃይማኖት ቀሊልአይኮነን አስተውዕል ክቡር ሓዉ

  • @azmera7161
    @azmera7161 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @sikosilo7487
    @sikosilo7487 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @MlenaFsehatsion
    @MlenaFsehatsion หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏❤❤❤

  • @Fnot123
    @Fnot123 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @habenuser-dn3dv5cq7v
    @habenuser-dn3dv5cq7v หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @mebrhitgaldestalovetgray5665
    @mebrhitgaldestalovetgray5665 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @RobitiAsli
    @RobitiAsli หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @tug628
    @tug628 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @nastnetabraham7988
    @nastnetabraham7988 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @nardoskidane9875
    @nardoskidane9875 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @ههههه-ن3س
    @ههههه-ن3س หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @fyry8481
    @fyry8481 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @የቅዱስጊዮርግስልጅ
    @የቅዱስጊዮርግስልጅ 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @medhanitberhane2543
    @medhanitberhane2543 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤