YoniSosi -ቀርነይ -New Gospel Song |Tigrinya (Official Video)2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 609

  • @charmainefaith
    @charmainefaith ปีที่แล้ว +56

    hie from south africa ,i bumped into this video ,and im enjoying it even though i
    dont understand the words but all i know is there is praise ...i love it ,may someone please translate for me

    • @Fthawikun
      @Fthawikun ปีที่แล้ว +11

      Psalms 92 (KJV) - ዳዊት
      10: But my horn shalt thou exalt like the horn of an unicorn:
      I shall be anointed with fresh oil.

    • @Fthawikun
      @Fthawikun ปีที่แล้ว +5

      The song begin with this verse as its main message. Meditate the Psalm 92:1 , God the Holy Spirit may be wants u to read that message. Love you Mzanzi from Eritrea.

    • @charmainefaith
      @charmainefaith ปีที่แล้ว +3

      @@Fthawikun thank you 🙏

    • @ghennettewelde4208
      @ghennettewelde4208 ปีที่แล้ว

      @@Fthawikun 1q

    • @yordanostukue2930
      @yordanostukue2930 ปีที่แล้ว

      @@Fthawikun by

  • @merrygt1956
    @merrygt1956 ปีที่แล้ว +79

    ቀርነይ ኸም ናይ ጎባይ ኣልዕልዎ
    ባሓድሽ ዘይቲ ቀቢእዎ
    ኣፈይ ናብ ጻላእተይ ሃህ እሉ ኣሎ/2/
    ልበይ ብእግዝኣብሄር ይሕጎስ ኣሎ/4/
    ዘይነፈሰ ኣይኮነን ዘይዋሓዘ ኣይኮነን
    ዘይደፍኣኒ ኣይኮነን ዘይፈተነ ኣይኮነን
    የለን ማዕበል ቤተይ ዘፍርሳ
    ኣብቲ ኸውሕ እያ ተሰሪታ/2/
    ኣብ ክርስቶስ'ያ ተሰሪታ"/4/
    ዘይጎዘም ይኮነን ዘይፈተነ ይኮነን
    ዘይከበበ ይኮነን ዘይፈከረ ይኮነን
    ኣይክእልንዩ ክትንክፍ ንዓይ /2/
    ቐጽሪ ሓዊ ኣሎ ኣብ ዙርያይ/4/
    ዘይረገመ ይኮነን ዘይደገመ ይኮነን
    ዘይጠንቆለ ይኮነን ዘይሰረየ ይኮነን
    ኣይሰርሕንዩ ስራዩም ኣባይ /2/
    ኣጻብዕ እምላኽ እያ ዘላ ምሳይ/4/

    • @helen-zl1mq
      @helen-zl1mq ปีที่แล้ว +2

      Thank u

    • @merrytsegezab232
      @merrytsegezab232 ปีที่แล้ว +2

      TNX

    • @selamawitdawit7809
      @selamawitdawit7809 ปีที่แล้ว

      Amen nbereket kunu bmezamurkum tebarikna kulu gzie GBU

    • @tsigemengstu4193
      @tsigemengstu4193 ปีที่แล้ว

      ተባረኩ

    • @semehardaniel4785
      @semehardaniel4785 ปีที่แล้ว +1

      can you please tell me what it means in Amharic or English my tigrigna is limited but I love worshiping Jesus with song

  • @mihrettesfaychannel
    @mihrettesfaychannel ปีที่แล้ว +88

    ክትዝምሩ ከተምልኹም ዝተፈ፟ጠርኩም ብሩኻት ስድራቤት ፡ መዛሙራትኩም ካባና ሓሊፉ ናብ ደቅና በጺሑ ፡ ❤ ❤❤ኣምላኽ ትዉልዲ የዉርስኩም ተባረኹ

  • @freebythebloodofjesus8373
    @freebythebloodofjesus8373 ปีที่แล้ว +51

    ከመይ ዝበለ ትዕድልቲ'ዩ ብክብሪ እግዝኣቢሄር ብሓዊ ተኸቢብካ ክትነብር፡ ኩሉ ክብርን ምስጋናን ነቲ ብሩኽ ተበጃዊ ህዝቡ ዝኾነ ፡ ቅዱስ ጅግና እግዝኣቢሄር ጎይታ ሰራዊት🙏

    • @tititesfay3092
      @tititesfay3092 ปีที่แล้ว +1

      Ygerem eyu bereket nay hagerna eyom ezom ❤

    • @mikalmicheal
      @mikalmicheal ปีที่แล้ว

      amen ❤❤❤

  • @fevibeki945
    @fevibeki945 ปีที่แล้ว +35

    ዘይጎዘም ይኮነን ዘይፈተነ ይኮነን
    ዘይከበበ ይኮነን ዘይፈከረ ይኮነን
    ኣይክእልንዩ ክትንክፍ ንዓይ
    ቐጽሪ ሓዊ ኣሎ ኣብ ዙርያይ
    ዘይረገመ ይኮነን ዘይደገመ ይኮነን
    ዘይጠንቆለ ይኮነን ዘይሰረየ ይኮነን
    ኣይሰርሕንዩ ስራዩም ኣባይ
    ኣጻብዕ ኣምላኽያ ዘላ ምሳይ👉👊 💪💥 🔥

  • @habtomhadgu2219
    @habtomhadgu2219 ปีที่แล้ว +88

    "ዘይነፈሰ ኣይኮነን ዘይዋሓዘ ኣይኮነን
    ዘይደፍኣኒ ኣይኮነን ዘይፈተነ ኣይኮነን
    የለን ማዕበል ቤተይ ዘፍርሳ
    ኣብ ክርስቶስ'ያ ተሰሪታ"
    God bless you beloved 😍!!

  • @YonisosiTubeOfficial
    @YonisosiTubeOfficial  ปีที่แล้ว +48

    / Check Out New Mezmur Video Clips for you blessed;- Official Video Subscribe share Comments today for latest gospel songs: now to get notification for new videos daily. Many Blessings!

    • @helenmehari4637
      @helenmehari4637 ปีที่แล้ว +1

      Done✅️

    • @merrytsegezab232
      @merrytsegezab232 ปีที่แล้ว +1

      BEJAKUM XAHAFULUNA EZA MEZUMUR YONI EN SOSI BLESSD FAMILIE BEREKETNA EKUM.

    • @chopinsonatas606
      @chopinsonatas606 ปีที่แล้ว +1

      Yoni, thank you so much for the awesome song, but one constructive comment: the track feels a bit untightened in terms of music especially the second half part of the song needs a bit of variation from the first half ( i am talking about the music), Generally the mix sounds excellent, consider this on your next work. Blessings

  • @merrytsegezab232
    @merrytsegezab232 ปีที่แล้ว +9

    ቀርነይ ኸም ናይ ጎባይ ኣልዕልዎ /2/
    ባሓድሽ ዘይቲ ቀብእዎ
    ኣፈይ ናብ ጸላእተይ ሃህ እሉ ኣሎ
    ልበይ ብእግዝኣቢሄር ይሕጎስ ኣሎ/4/
    ዘይነፈሰ ኣይኮነን ዘይዋሓዘ ኣይኮነን
    ዘይደፍኣኒ ኣይኮነን ዘይፈተነ ኣይኮነን
    የለን ማዕበል ቤተይ ዘፍርሳ
    ኣፍቲ ኸዊሕ እያ ተሰሪታ
    ኣብ ክርስቶስ'ያ ተሰሪታ"/4/

    ቀርነይ ኸም ናይ ጎባይ ድልዕልዎ
    ባሓድሽ ዘይቲ ቀቢእዎ/2/
    ኣፈይ ናብ ጸላእተይ ሃህ እሉ ኣሎ
    ልበይ ብእግዝኣብሄር ይሕጎስ ኣሎ/4/
    ዘይጎዘም ይኮነን ዘይፈተነ ይኮነን
    ዘይከበበ ይኮነን ዘይፈከረ ይኮነን
    ኣይክእልንዩ ክትንክፍ ንዓይ /2/
    ቐጽሪ ሓዊ ኣሎ ኣብ ዙርያይ/4/
    ቀርነይ ኸም ናይ ጎባይ ኣልዕልዎ ብሓድሽ ዘይቲ ቀቢእዎ /2/
    ኣፈይ ናብ ጸላእተይ ሃህ እሉ ኣሎ ልበይ ብእግዝኣብሄር ይሕጎስ ኣሎ/4/
    ዘይረገመ ይኮነን ዘይደገመ ይኮነን
    ዘይጠንቆለ ይኮነን ዘይሰረየ ይኮነን
    ኣይሰርሕንዩ ስራዩም ኣባይ /2/
    ኣጻብዕ እምላኽ እያ ዘላ ምሳይ/4/
    ቀርነይ ኸም ናይ ጎባይ ኣልዕልዎ
    ባሓድሽ ዘይቲ ቀብእዎ
    ኣፈይ ናብ ጸላእተይ ሃህ እሉ ኣሎ
    ልበይ ብእግዝኣብሄር ይሕጎስ ኣሎ/4/

  • @amlakeyselamey
    @amlakeyselamey ปีที่แล้ว +43

    What I love about Sosi is that she respects her body , which always wear a cloth that God's loves. Tebareku

    • @mikalmicheal
      @mikalmicheal ปีที่แล้ว +3

      haki me too❤❤❤😊

    • @Children_of_God545
      @Children_of_God545 ปีที่แล้ว +4

      Me three 😂❤. I wish all women our Gospel singer dress like Sosi. Sosiye and Yonieye we love you! God’s anointing is showering on you! Love ❤️ ❤❤❤❤❤❤ and respect for you! Our blessings

    • @michalyohanned4195
      @michalyohanned4195 ปีที่แล้ว +1

      Gual keshi selezekonet she knows what's she is supposed to be wearing ❤😊

    • @amlakeyselamey
      @amlakeyselamey 9 หลายเดือนก่อน +3

      yes indeed, gual aboy Keshi Samuel, .

    • @twahmshabesha
      @twahmshabesha 2 หลายเดือนก่อน

      Me four i respect the way she dress

  • @amanuelaregai3724
    @amanuelaregai3724 ปีที่แล้ว +8

    ዮንን ሶሲን፡ በረኸት ህዝብናን ህዝብታትን ኢኹም፡ እሞ መመሊስኩም ብኽብሪ ተገለጹ። ከምዚ ዝበለ ጸጋ ንቤቱ ዝሃበ ኣምላኽ ድማ፡ ኩሉ ምስጋና ንኹሉ ውሉድ ወሎዶ ብኽብሪ ብክርስቶስ የሱስ ይብጽሓዮ። ኣሜን።

  • @hanabereket6028
    @hanabereket6028 ปีที่แล้ว +33

    ኣይክእልን እዩ ክትንክፍ ነዓይ ቀጽሪ ሓዊ ኣሎ ኣብ ዙርያይ ሃሌሉያ ኣሜን ኣሜን
    yoni & sosi God bless u 🥰🥰 nskatkum bereketna ikum tebareku memeliskum wesku

    • @merrygebreyesus1929
      @merrygebreyesus1929 ปีที่แล้ว +1

      Aseyyy elelelelelelelrlelele zemenkum hadarkum weldkum yebarekk 💓💞💞❤💞💓💓❤❤💙

    • @victim3335
      @victim3335 ปีที่แล้ว

      Eeeeeellllllleeeeelllleeeeeeellllll Jeganu Asey xubukat Fitrrt Amennnn
      Nmezmur Ekum Tefetirkum

    • @bethelyemane8281
      @bethelyemane8281 ปีที่แล้ว

      @@merrygebreyesus1929 ju

    • @amlakeysenayu3453
      @amlakeysenayu3453 ปีที่แล้ว

      Elllllllllll fkr goyta kehasbe kelku yenbi eye😥 kbr ni.sum🙏❤

  • @sara-bw5gz
    @sara-bw5gz ปีที่แล้ว +3

    ቀርነይ ከምናይ ጎባይ ኣልዒልዎ ብሓድሽ ዘይቲ ቀቢእዎ ልበይ ብእግዚአብሔር ይሕጎስ ኣሎ ኣሜን ተባረኹ በረኸት ና ኢኹም

  • @RoziGerie
    @RoziGerie ปีที่แล้ว +11

    ኣሜንንንንንንንንንን ዬኒ ሶሲ መዛሙራትኩም ልቢ በሲዑ ዝኣቱ ዘዐርፈ ዘናግፈ ኣነስ መዓትየ ክፈትወኩም መመሊስኩም ተገለጹ በረከትና ኢኩም

  • @angosomtsegay2436
    @angosomtsegay2436 ปีที่แล้ว +9

    ❤❤❤ ኦሪት ዘሁልቊ 6
    24፤ እግዚኣብሄር ይባርኽካን ይሐሉኻን።
    25፤ እግዚኣብሄር ገጹ የብርሃልካ፡ ጸጋ ኸኣ ይሀብካ። bezi kal kbarkekum yhsheni. ❤❤❤❤

  • @nebiatghebremariam51
    @nebiatghebremariam51 ปีที่แล้ว +3

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን
    ዮናታን ሶሲና ካብ ንእስነትኩም ኪሳብ እዚ ጸጋ ዝሃበኩም ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኩን። ኣሜን
    እግዚኣብሄርን ሓይሉን ድለዩ ፤
    ኣዘውቲርኩም ገጹ ድለዩ ።
    መዝሙር ዳዊት (105 -4-) ✝️💕

  • @Dan5639_
    @Dan5639_ ปีที่แล้ว +7

    ሙሉእ ሓጎስን ሰላምን ካብ እግዚአብሔር ጥራይ ኢዩ :: ❤️🙏

  • @abrehamberhe6957
    @abrehamberhe6957 ปีที่แล้ว +11

    ዕልልልልልልልልልል ሃሌሉያ
    እንካዕ ብሰላም መጻእኩም ቡሩካተይ
    ጎይታ የሱስ ሱሙ ይባረክ 🙏🙏🙏

  • @mbrakgebresilasie
    @mbrakgebresilasie ปีที่แล้ว +8

    Our blessing from the most high God. እቲ ተኣሚንኩም ተገልግሉዎ ጎይታ ዓስብኹም የብዝሓዮ ኩሉ ግዜ ብመዝሙርኩም ምስ ተባረኽና ኢና። Mega blessings Pastor yoni and Sosi.

  • @Nice-k5j
    @Nice-k5j 2 หลายเดือนก่อน +1

    ይሄ የመሰለ መዝሙር እስካሁን ኣለማየቴ በጣም ይቆጨኛል! Y.M.TEWELDEMEDHIN USA

  • @tesfaldetdesbele376
    @tesfaldetdesbele376 ปีที่แล้ว +4

    እንቃዕ ደሓን መጻእኹም ናይ እግዝኣብሄር ብሩኻት ሕጂ ውን ብመዝሙር ክንባረኽ ኢና ክትዝምሩ ንበሩ ንበረኸት ኩኑ

  • @hermalacoma5555
    @hermalacoma5555 ปีที่แล้ว +9

    እልል እልል እልል ሀሌሉያ ሀሌሉያ ሀሌሉያ ሀሌሉያ ሀሌሉያ ሀሌሉያ ሀሌሉያ ልቤ ሁልጊዜ በእግዚአብሔር ደሰ ይለዋል ጌታየሡሰ ፈፀም ይባርካቹ ❤❤❤❤❤

  • @bayretekle6463
    @bayretekle6463 ปีที่แล้ว +17

    በቲ ዘይነጽፍ ዛራ መዝሙኩምን ኣምልኾኹምን ህዝቢ ኣምላኽ ተባሪኹ'ዩ እሞ ጎይታ መመሊሱ ጸጋ የብዝሐልኩም ብሩኻት ኢኹም ።

  • @tsigeredaestifanos3595
    @tsigeredaestifanos3595 ปีที่แล้ว +4

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እወ ይሕጎስ ኣሎ ልበይ ብእግዝኣቤሄር ተአባረኩልና ንስኩም በረከትና ኢኩም።( ሞደል ናይ ሰማይ)🙏❤🙏

  • @isaackiflai4481
    @isaackiflai4481 ปีที่แล้ว +4

    ጎይታ ይሱስ ይባርኩም ብመዛሙራትኩም ተባሪክና ኢናሞ መመሊስኩም ተገለጹ ዮኒ& ሶሶ ንምድርና በረከታ ኢኩም ጎይታ ይባርኩም

  • @natzretyetbarek4937
    @natzretyetbarek4937 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን እወ ቀጽረይ ብሓዊ ቀጺርዎ!!! ኣንቱም በረኸትና ዮኒን ሶሲን ተባረኹ!ኩሉ ናትኩም ዘበለ ይባረኽ!

  • @7niyatteklu
    @7niyatteklu ปีที่แล้ว +3

    Yoni &sosi ንስኩም በረከትና ኢኪም ንምድርና መመሊሱ ይፈልፍ ይውሓዝ መዛምርኪም ኣምላክ ይባርኩም❤❤❤

  • @simretkahsay2961
    @simretkahsay2961 ปีที่แล้ว +9

    OUR BLESSING TO ALL ERITREAN AND NATIONS ,WE LOVE U

  • @Nice-k5j
    @Nice-k5j 2 หลายเดือนก่อน +1

    Y.M.T 8/7/2024 what a nice song God bless you abundantly.USA

  • @yolandaghebre8494
    @yolandaghebre8494 ปีที่แล้ว +7

    We love you yoni and sosi. I m one of the many who come to know the lord through your songs 15 years ago. Bhaqi you are our gift from God. We love you tebareku memeliskum freyu

  • @hadasbereketab6672
    @hadasbereketab6672 ปีที่แล้ว +3

    ልኡኻት ኢኹም ሰሊሆም ጸበል ካብ ሰማይ ዝወርደ ጠሊ ሄርሞን ንህዝቢ ኣምላኽን ብፍላይ ነዓይ አዚ ቅብኣትኩም ኣብ ወሎዶና ክሓልፍ ይጽሊ ከምዚ ብሙዃንኩም ንጎይታ ክብሪ ይህቦ ተባረኹ ብ መዝሙርኩም የ ናብ ምድሓን መጼ።

  • @dorikahsay524
    @dorikahsay524 ปีที่แล้ว +9

    my all time blessed singers from childhood ...ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ❤❤

  • @fretachannel
    @fretachannel ปีที่แล้ว +4

    ኣሜንንንን እናዘመርኩም ንበሩ ፍቁራተይ!

  • @Eripost379
    @Eripost379 ปีที่แล้ว +1

    ኣሚሃ ፍስሃ መልኣ አፋነ ወተሃስየት ልሳንነ ኣሜሃ ይቤሉ ኣህዛብ።

  • @Hanuna324
    @Hanuna324 ปีที่แล้ว +17

    My all time childhood favorite singers, still shining 😍🙏🏽 You are always blessing us with your beautiful songs 💚💚

  • @awotaraya6590
    @awotaraya6590 ปีที่แล้ว +1

    የተባረካቹ ልበይ ብእግዛብሔር ይህጉሰ አሉ አሜንንንንንንንንንንንንንንንንንንንንንንንንን

  • @senay-tium-eka
    @senay-tium-eka ปีที่แล้ว +14

    What a miracle. God has just sent this gospel song to encourage me. Halelujah God bless Yoni & Sosi abundantly💓💓💫💫

  • @sabasereke4504
    @sabasereke4504 ปีที่แล้ว +1

    Yoni sosi burukat zebenkum ybarek enda hadere menfesna zehiyl mezmur yfelfil mezamuratkum Gbu ❤❤❤❤❤❤❤❤ መጽሓፍ ነህምያ 13
    2፤ ከመይሲ ኺረግሞም ደኣ ንበላዓም ተሻየጥዎ እምበር፡ ንደቂ እስራኤል እንጌራን ማይን ሒዞም ኣይተቐብለዎምን። ኣምላኽና ግና ነቲ መርገም ኣብ በረኸት መለሶ።

  • @jesusthewaythetruthandthel3442
    @jesusthewaythetruthandthel3442 ปีที่แล้ว +5

    ጎይታ ዘመንህይወትኩም ይባርኽ ብሩኻት ዮኒን ሶስን ብሓቂ ጎይታ ቀጽርናን ዋልታናን ኢዩ ክብሪ ነቲ ንጸላእትና ዝስዕረልና ብርቱዕ ንጉስና የሱስ ክርስቶስ ይኹን፡፡

    • @banunahadgu988
      @banunahadgu988 ปีที่แล้ว

      Asey ellllll ellllllll zemankm ebarek berkaty🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍😍😍😍🎇🎇🎇🎇🎇

  • @bahriharegot8498
    @bahriharegot8498 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣጻብዕ ኣምላክ እያ ዘላ ምሳይ ጎይታ ይባርኩም ዮኒ ሶሲ ብሩካት በረከትና ኢኩም።

  • @cookingwithroza7181
    @cookingwithroza7181 ปีที่แล้ว +3

    እወ ልበይ ብእግዚአብሔር ይሁጎሳ ኣሎ እልልልል ተባረኩ እህዋተይ ኩሉኩም ብሩካት ኢኩም ❤❤❤

  • @paulscholes2516
    @paulscholes2516 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዮኒ ሶሲ ክትዝሙሩ ኢኩም ተፈጢርኩም ንሱኩም በረከትና ኢኩም❤

  • @issaismerese1498
    @issaismerese1498 ปีที่แล้ว +3

    ዕድሜክም ህወትኩም ንእግዛብሄር ዝሃብኩም በረከትና እኩም እሞ እግዛብሄር መመልሹ ይባርኩም !!!!

  • @zionbrhane8378
    @zionbrhane8378 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን!!!ሓቂ እዩ ዘይፈተነ ኣይኮነን ግን ኣይኮነሉን የሱስ ምሳይ ሶለዝኾነ እዩ።ተባረኹ ከምቲ ነፍሲወከፍ ቃሉ ብዜማ ትድርድሩዎ ዘሎኹም፣ኩሉ ሓሳብ ኣምላኽ ይደርደር ኣብ ህወትኩምን፣ናብራኺምን፤ዘርእኹም።

  • @ElsaMedhanie
    @ElsaMedhanie 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዕልልልል ደስ ዘብል መመሊሱ ይውሓዝ መዛሙርኩም ተባረኹ ❤❤❤❤❤

  • @rutaweldeyohannes1600
    @rutaweldeyohannes1600 ปีที่แล้ว +12

    ዘይቅየር ድምጺ እቲ ናይ ቀደም መዝሙርኩምን ናይ ናይ ሕጅን መሊስኩም እንዳ ደመቕኩም ኪዱ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hannagebreselassie4281
    @hannagebreselassie4281 ปีที่แล้ว +2

    አሜን ክብሪ ንአምላክ ይኩን ጐይታ የሱስ መመሊሱ ይባርኩም

  • @soluschristus396
    @soluschristus396 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ክብሪ ነቲ ኹሉ ዝኽእል ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ይኹን!!ዮኒ ሶሲ ተባረኹ መመሊስኩም በረኸት ኣምላኽ!

  • @loveking1389
    @loveking1389 ปีที่แล้ว +4

    Wow what a blessed mezmur kemey dye zfetwekum ❤🇪🇷🇪🇷🔥🔥🔥🔥🔥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 memeliskum tebarekeley ❤️❤️🌹🌹🇪🇷❤️🇪🇷🌞❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @berekettesfamkael6952
    @berekettesfamkael6952 ปีที่แล้ว +2

    ኣልልልልልልል ልበይ ብዝጋብሄር ይሕጎስ ኣሎ።

  • @tsigemengstu4193
    @tsigemengstu4193 ปีที่แล้ว +3

    ዘመናችሁ ይለምልም ዘማሪያን ዮኒ& ሶሲ❤❤❤

  • @yordanossimon9772
    @yordanossimon9772 ปีที่แล้ว +5

    ዋዉ ብሩኻት በረኸትና ኢኹም ❤❤❤❤

  • @LyDia-tk1qs
    @LyDia-tk1qs 10 หลายเดือนก่อน +2

    I’m from Tigray and we love your Gospel songs, God bless you more

  • @goodislove534
    @goodislove534 ปีที่แล้ว +2

    ዮኒ& ሶሲ ቡሩካት ኣዚያ ኢየ ዝፈትወኩም ካብ ቑልዕነተይ መዝምሩኩም እና ሰማእኩ ኢየ ዓብየ ኩሉ ግዝየ ኣብ ዝጭነቐሉ ብመዝምርኩም ኢየ ዝጸናናዕ ጎይታ ጸጉኡ የብዝሓልኩም

  • @sweetheart3383
    @sweetheart3383 ปีที่แล้ว +1

    Am orthodx, gn bnay beal yoni n sosi, mezmur btaemi zfetwekim

  • @bettysolomon888
    @bettysolomon888 ปีที่แล้ว +7

    Even though I don't know the language, I am blessed by your song I am very blessed, my beloved & blessed

  • @fisonrahwa4221
    @fisonrahwa4221 ปีที่แล้ว +3

    ዘመን ሂወትኩም መመለስ ይባረኽ መዋርሰተይ

  • @ወደቦይከ
    @ወደቦይከ ปีที่แล้ว +1

    Tebareku yonni and soሲ ፡ ተስፋይ ንስኻ ኢኻ ጎይታ እልልልልልልል

  • @dawitmebrahatu9950
    @dawitmebrahatu9950 ปีที่แล้ว +2

    አምላክ ይባርኩም አብታ ዝተወለድላና ሃገር ዝዓበናላ ብሓጎስ ንዝምረሉ ነምልኮሉ ህዝብና ነድሕነሉ ግዜ ይሃበና የሱስ።

  • @berhaneandeberhan1819
    @berhaneandeberhan1819 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑ ናይ ክርስቶስ ወትሃደራት ዘመንኩም መመሊሱ ይባረክ

  • @Hello-hj6kg
    @Hello-hj6kg ปีที่แล้ว +2

    Zeyedegeme aykonen zeytonqole aykonen zeysereye aykonen axabie amlak ya zela msay ygerm u Amlakna King of kings u kbri neamlak. ❤❤❤❤

  • @Fthawikun
    @Fthawikun ปีที่แล้ว +16

    What a calling and service to the Body of Christ, that is wonderfull, stay blessed. Praise to God who gave grace to you to bless us with your Gospel songs.

  • @temesgenteklay54
    @temesgenteklay54 ปีที่แล้ว +1

    Geta eyesus zemenkum kulu yibarko....ms menfes kidus rkib zelewo mezmur eikum tzmru bnatkum mezmur beal betey goyta tekebilu goyta mrko hibuni

  • @michaelgemaliel7249
    @michaelgemaliel7249 ปีที่แล้ว +5

    Glory to God you are our blessings God bless your family we love you so much

  • @kikiforjesus7939
    @kikiforjesus7939 ปีที่แล้ว +2

    እሰይይይይይ እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልል, በረኸት ደቂ ህዝብና 🤗🤗🤗መመሊስኩም ለምልሙ 🙌🌹❤🌹❤🌹❤🌹❤🌹❤🌹❤🌹❤🌹❤

  • @harjotemnewo8892
    @harjotemnewo8892 ปีที่แล้ว +3

    AMEN GLORY TO GOD THE FATHER!!!, THANK YOU JESUS CHRIST FOR YOUR LOVE!!!, MORE BLESSING AND GRACE TO YOU AMBASSADORS OF JESUS CHRIST!!!❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @arontekle4461
    @arontekle4461 หลายเดือนก่อน +1

    I was listening this music the whole day... God bless u both... eti kulu dkiel amlak sdetna yehxirelna

  • @ermyasfitsum3949
    @ermyasfitsum3949 ปีที่แล้ว +6

    God bless you yoni and sosi I'm blessed by your spiritual songs

  • @ghenettekie6597
    @ghenettekie6597 ปีที่แล้ว +1

    Yoni sosi zeftwom zemwrti azkum tebareku

  • @mercikevin253
    @mercikevin253 ปีที่แล้ว +5

    My favorite blessed couple and singers

  • @amlakeamlake6188
    @amlakeamlake6188 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyyyy elelelelelel kibery ni Goyta yesus yikun❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🙏🙏🙏❤️

  • @tirhastekle5503
    @tirhastekle5503 ปีที่แล้ว

    Goyta yesus birikkkk yebilkum birukat nisikum bereketna ekum we love you

  • @haileengida4014
    @haileengida4014 ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር አብዝቶ ይባርካችሁ

  • @jery5884
    @jery5884 ปีที่แล้ว +6

    Sosi&yoni you are blessed and all your songs are a blessing to me and to all our generation May God increase you in his glory and his anointing more and more .
    Please I beg you your songs to find on iTunes please ❤

  • @yordamichael812
    @yordamichael812 ปีที่แล้ว +1

    Yoni sosi bleesed awarik awarik eikum bereketna eikum burukat eikum aseyyyyyyy

  • @solivansoli1645
    @solivansoli1645 ปีที่แล้ว +5

    Wow what kind grace,yoni and sosi tebareku we love u .

  • @habetamutsegaybiru9869
    @habetamutsegaybiru9869 ปีที่แล้ว +1

    ጌታ ይባርካችሁ ያባቴ ብሩካን። ልጅነት ስለሚበልጥ በአባት ፌት እንዲህ ማምለክ መታደል ነው። የተፈታ እንዲህ ይፈታል ኢየሱስ ጎይታ ዩ።

  • @teibetesfai4182
    @teibetesfai4182 ปีที่แล้ว +2

    አቱም ብሩኻት አሕዋተይ ጎይታ መመሊሱ ይባርኽኩም ትባርኽ መዝሙር ምሉእ ዕድሜኹም እናዘመርኩም ንበሩ

  • @seltesfaye482
    @seltesfaye482 ปีที่แล้ว +3

    Amen, Goytta zenedo seraph sele tserhu! Berukat!

  • @medachelim897
    @medachelim897 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልል ዕልልልል ደስ ዝብል መዝሙር ኣምላኽ ይባሪኩም።

  • @israel8104
    @israel8104 9 หลายเดือนก่อน +1

    Sey sey sey des kbuluka ane kea ms sebetey kemzi geyre n amlak abotatey kemlko eye❤❤❤❤❤❤❤

  • @manadaily-food.
    @manadaily-food. ปีที่แล้ว +4

    This is a message for me sure for many Goyta yesus abzihu yibarkummmm.

  • @ጥልመትቁስሊዩክሕደትግንቅ
    @ጥልመትቁስሊዩክሕደትግንቅ ปีที่แล้ว +1

    ዓለም ካብ ዝረኣየቶምን፡ በረኸት ነፍሳት ዝኾኑን፡ ቅብኣት እግዚ/ር ዘለዎም፡ ኣነ እውን ኣብ ምሉእ ዘመን ዕድሜአይ ካብ ዝረኣኹዎም ናይ በረኸተይ ዘመርቲ።

  • @ametuweldegebreil1149
    @ametuweldegebreil1149 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልል ኣመን ኣመን ጎይታ የሱስ ይባርኽኩም ኣሕዋተይ

  • @mnyawelday7759
    @mnyawelday7759 ปีที่แล้ว +1

    Brukat kulu gizie b mezmerkum ms tebarekna ❤❤❤❤

  • @romatesfaghzi6628
    @romatesfaghzi6628 ปีที่แล้ว +1

    Nay Egziabhier brukat mezmurkum dmxikum zeylwet azyu zbarkeka tebareku .mxgab sieineya neza mezmur God bless you 🙏 ❤ 💖 and yoni and sosi

  • @xalidaboba
    @xalidaboba ปีที่แล้ว +5

    I dont have word to say more. God bless you more 🙏 ❤️

  • @yohanaembaye9040
    @yohanaembaye9040 ปีที่แล้ว +1

    Goyta zemenkum ybark nskatkum jeganu ekum

  • @awetmihtsunhaile
    @awetmihtsunhaile ปีที่แล้ว +2

    ዮኒን ሶሲን እግዚኣብሄር ይባርኹም ጸጋ ኣምላኽ ይብዝሓልኩም።

  • @berhaneandeberhan1819
    @berhaneandeberhan1819 ปีที่แล้ว +1

    Jeganu nay amlak sebat nskum bereketna ekum

  • @godisthekey7326
    @godisthekey7326 ปีที่แล้ว +1

    Yesss Amennn Ameeen Ameeen 🤲🙏🏻🙏🏻🙏🏻sekulu amilakena yemsegn nisekatekum jeganu💥💥💥 luoki amilakena ikum tbarkuly burkat fitert naye Amilaki sebat 🤲🙏🏻🙏🏻🙏🏻💕💞💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @shidenhaile8838
    @shidenhaile8838 ปีที่แล้ว

    Memelisku tum mezmur felfelu neskstkum be goyta yesus brukat ekum nana.

  • @Immanuel302
    @Immanuel302 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ይባርኽኩም ብሩኻት ናይ እግዚኣብሄር ኣገልገልቲ መመሊሱ መዛሙራትኩም ይፈልፍል ካብ ቅብኣት እግዚኣብሄር ዝተላዕለ።
    ብሓቂ ንስኻትኩም በረኸትና ኢኹም እግዚኣብሄር ኩሉ ዘመን ኣገልግሎትኩምን ዝተረፈ ኩሉ ህይወትኩምን ንብዘሎ ስድራቤትኩምን ኣዕዚዙ ይባርኽ።

  • @yohanafesshaye1669
    @yohanafesshaye1669 ปีที่แล้ว +6

    Very powerful song! God bless you Yoni and Sosi!

  • @apostlesaymonteweldebrhan7026
    @apostlesaymonteweldebrhan7026 ปีที่แล้ว +3

    ቅድሚ 10 መዓልቲ እዛ መዝሙር ብሕልሚ ለይቲ ክዝምራ ሓዲረ ሲ ምስ ወግሐ ንቡዙሓት ሰባት ስደዱለይ ኢለ ሲኢነያ ሓደ ሓዊ ግን ኣብ ሞንጎ ወርሽብ ዝተዘመረት ሰዲድለይ ብኣኣ ክባረኽ ቀንየ ሎሚ ተሰሪሓ ምልእቲ ባዕላ እዛ መዝሙር ምስ ሰመዕክዋ ኸኣ መሊሳ ሓይሊ ሂባትኒ ስለኹም ኣምላኽ ይመስገን መመሊስኩም ቀጽሉ ዓወት ንዓኹም 1000 ግዜ ዉድቀት ንዑሩቃት መናፍስቲ 1,000,000 ግዜ ።

  • @amareeshetefasika417
    @amareeshetefasika417 ปีที่แล้ว +1

    እናንተ ብሩኮች ናችሁ ዘመናችሁ
    ይለምልም ሶሲ ዮኒ

  • @yerusalemhailezgi3486
    @yerusalemhailezgi3486 ปีที่แล้ว +4

    This mezmur is very blessing elelele 🙌🙌 GBU Y&S 🥰

  • @goitomghebremariam215
    @goitomghebremariam215 ปีที่แล้ว +6

    What a great News YoniSosi you are our blessing and amazing song!!!

  • @lovejesus2266
    @lovejesus2266 ปีที่แล้ว +2

    ተባረኩ በረከት ህዝቢ አምላክ ይብዝሐልኩም

  • @samrawitbelay1909
    @samrawitbelay1909 ปีที่แล้ว +2

    ጎይታ ኣብዚሑ ይባርኽም ብጣዕሚ እዩ ዝፈትወኩም🥰

  • @josephzeray4627
    @josephzeray4627 ปีที่แล้ว +8

    God bless you more abundantly Yoni and Sosi. What a blessed song!