This song will bring millions to Christ! I only know what it meant to me and never forget this day in my life. What a wonderful song. God Bless You more.
Yes. Sudan kulu gize ab lbey iya zela'mo i will always remember Sudan in my prayers. Nhzbi Sudan dma mxnanae Menfes Qdus ms'om ykun 🙏🏻 Bless you sister.
ኣይጥምቶን`የ ንጎዳጒደይ
ክብርኻ ርእዩ ዓሪፉ ልበይ
ቅድሚ ኹሉ(2)ዓቢ ኢኻ ክብል ልበይ ኣንቂዱ
ቅድሚ ልማኖይ፡ ቅድሚ ምህለላይ ከምልኸካ`ዩ ሓሊኑ ልበይ
ኣነስ ኣይርእዮን ንነገራተይ መቕደስ ኣቲኻ ምዕጣን`ዩ ግደይ
ኣነስ ኣይርእዮን ንዂነታተይ በገና ኣልዒልካ ምምላኽ`ዩ ስርሐይ
ቅድሚ ኹሉ(2)ዓቢ ኢኻ ክብል ልበይ ኣንቂዱ
ቅድሚ ሃበኒ እባ ግበረለይ ከምልኸካ`ዩ ጨኪኑ ልበይ
ኢደይ ኣልዒለ ብዘምለኽክሉ
ኣሎካ ክብሪ ዘረስዕ ኲሉ
መልሲ`ዩ ንዓይ ህላውነትካ
ሕቶይ ይጠፍእ ካብ ቅድሚ ገጽካ
ኣምላኽ ከማኻ ብእንጽውዖ
መን`ዩ ዚቐርብ ንዝደልይዎ
ኣይርከብን`ዩ የለን ከማኻ
ኣእላፍ መሥዋዕቲ ይሠውኣልካ
እንተ ዘመርኩ መዓስ በዚሑ
እንተ ኣምለኽኩኻ መዓስ በዚሑ
መዘና ኣልቦ ኣዚኻ ዓቢ
ቋንቋ ኣይርከብን ንዓኻ ገላጺ
ኣቤት ክብርኻ የብሉን ስፍሪ
እግዚኣብሔር ዓቢ ዘይተመርማሪ
ክዛረብ`የ ከዘንቱ ዕቤትካ
ክነግረሉ ከውሪ ስራሕካ
ዓቢ`ኻ እግዚኣብሔር ኣይትምርመርን ዓቢ`ኻ እግዚኣብሔር
ቅዱስ እግዚኣብሔር መንቅብ የብልካን ቅዱስ እግዚኣብሔር
GBU❤
❤❤❤❤ ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ገለ መዝሙር እኮ ትንቢታዊ መዝሙር እዩ ንዓይ እዩ ተባረኹ ክብሪ ንስሙ ክብሪ ንስሙ
Amen Amen 🙏 🔥🔥🔥
"ኢደይ ኣልዒለ ብዘምለኽሉ
ኣሎዃ ክብሪ ዘረስዕ ኹሉ
መልሲ እዩ ንዓይ ህላውነትካ
ሕቶይ ይጠፍእ ኣብ ቅድሚ ገጽካ
ኣምላኽ ከማኻ ብንጽውዖ
መን እዩ ዝቀርብ ንዝደልይዎ
ኣይርኸብን'ዩ የለን ከማኻ
ኣእላፍ መስዋእቲ ይሰውኣልካ"
Our precious ones we love you so much ❤❤❤❤Yoni Sosi😇😇😇❤❤❤
Tebareki
Amennnnnnnnnnn❤🎉❤🎉❤🎉
🙏 🙏 🙏
Ma fav mezmur mulue edimey ywukeleka amlakey❤
ኣየ እንዳ ዮኒ ሶሲ❤🎉፡ኣቱም ብሩኻት በረኸትና ዝይንጽፍ ዓይኒ ማያት በረኸት ኣሎ ኣብ ቤትኩም ።ስብሓት ንጎይታ ነቲ ምንጪ ኩሉ በረኸትኩም ዝኾነ ጎይታ ይኹን።❤🎉😂😊🎉❤
ወሓዚ ጸጋ በርኸት ህዝቢ ኣምላክ ዮኒ ሶሲ። ብመዝምርኩም ምድረበዳ ሰጊርና። ኣምልኽ ብምሉእ ጥዕና ተባረኹ ብዙሕ መታን ክትሰርሑ።❤
Hallelujah. Amen. God bless your future in Jesus mighty name ❤❤❤
This song will bring millions to Christ! I only know what it meant to me and never forget this day in my life. What a wonderful song. God Bless You more.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
God bless you
Amen Amen Amen🙏🙏🙏
ዮኒ ሶሲ ሰብ ጽኑዕ ቃል ኪዳን ጣዕምን በረኸትን ናይ መዝሙርኩም ፍረ ቅድስናኹም ስለ ዝኮነ ኣብ ልቢ ብዙሕት ሰባት መዛሙራትኩም ተሰሪቱ ካብ ወለዶ ንወለዶ ይቅጽል ኣሎ፣ለምልሙ ተባረኹ !ክብሪ ነቲ ካብ ዘልኣለም ንዘልኣለም ብቅድስና ዝነብር እግዚኣብሄር ኣቦ ብጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ጌሩ ይኹን ኣሜንን!!❤
Kabzia mezmur bfixum kfle aykalkun brukat yhwatey mukurat ❤❤❤❤❤ kuleste slekum n goyta yemesgno ❤❤❤❤
ኣሜን።ብሩኻት። መመሊስክን ተባረኻ /ተባረኹ። የሱስ ጎይታ ‘ዩ’። 🙏
እንተ ዘመርኩ ማዓስ በዚሑ
እንተምለኩካ ማዓስ በዚሑ
መዘና ኣልቦ ኣዚካ ዓቢ ቃንቃ ኣይርከቦን እቲ ናታካ ክብሪ ዋው ኣሜን ዘምንኩን ብሩክ የ ጀጋኑ
Neskatkum brkat ikum.
እዞም ጀጋኑ በረከት ህዝብናን ሃገርናን ዝኮኑ❤❤ ስሊኦም ንኣምላክ ከነመስግኖ❤❤ ይግብኣና ኢዩ፡፡ተባረኩ ንስኩም ብሉጻት ኣምላክ ዝሃበና ኣህዋት ኢኩም❤❤
Yes lord I need only your presence I listing this song more than 100 times it is so anointed song God
Ayitimiton eye ewe Ningratey halleluja tbarekuley 💙🧡🙏📖🙏🙌🏻🙌🏻🙌🏻❤
ኣሜን ቡሩካት ዕድሜና ምሉ ምስተባረክና ኢና ብመዛሙራትኩምን ኣጎልግሎትኩምን ጎይታ መመሊሱ ጸጉኡ የብዝሓልኩም።
ከም እቲ ናይ መዝሙር ሰማያትኩም ክፍቲ (ክፉት) ዝኾነ ከምኡ ድማ ናይ ኩሉ ይከፈተልኩም ብስም የሱስ ኣሜን
ተባሪኽኩም ኢኹም ኤፌ1:3: እቲ ብመንፈሳዊ በረኸት ዘበለ ብክርስቶስ ገይሩ ኣብ ሰማያት ዝባረኸና ኣምላኽን ኣቦ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ብሩኽ ይኹን።
ቡሩኻት ንስኹም ንምድሪና ብጎይታ የሱስ ዝተዋሃብኩሙና በረኸት ህዝብና ኢኹም፡ሓድርኩም ይባረኽ
ንልዕሊ ርብዒ ዘመን ንብዙሓት ንበረኸትን ንምድሓንን ዝገበረኩም ጎይታ ይባረኽ ።ዘገልገልኩሞ ጎይታ ዓስብኹም የብዘሓዮ። ኣምላኽ ብመዝሙርኩም ጌሩ ኣብ መንግስቲ ጸልማት ብዙሕ ዕንወት ኢዩ ዝገብር ዘሎ እሞ ኣምላኽ መመሊሱ መዝሙር ይወስኹም። ተባረኹ ዮኒ & ሶሲ
ኣነስ ኣይርእዮን ንኩነታተይ : ንነገራተይ ንጎዳጉደይ : ክብርኻ ርእዩስ ዓሪፉ ልበይ
ኣሜን ኣሜን ቅድሚ ኹሉ ንስኻ ክበር ኣብ ሂወተይ የሱሰይ 🙏🙏🙏
ንስኻትኩም በረኸትና ኢኹም ተባረኹ
"ኣነስ ኣይርእዮን ንኹነታተይ፡ በገና ኣልዒልካ ምምላኽ'ዩ ስርሐይ" ከመይ ሓይሊ ዝመልኦ መዝሙር! ኣብ ጸጽባሕ ንብዙሕ በረኸት ትኾኑ ዘለኹም ብሩኻት ዘርኢ ኣምላኽ፡ ስለቲ ኣምላኽ ኣባኹም ዘቐመጦ ብሉጽ ጸጋ ስሙ ብሩኽ ይኹን። እንቋዕ ተወለድኩም።❤❤❤
አሜንንንን❤❤❤❤❤❤❤❤
I don't understand but I follow yoni sosi and Samuel negussie sometimes
Eza mezmur elet 15 april 2023 wetsya, ezi wugie ab sudan zelo kea 15 april 2023 jemiru. Sidray abu yom zelwu 😔 neza mezmur sedide atsenaniayom. Bi flay "Eidey alele bzemlkelu, aloka kibri zersie kulu" kitbli keleki Sosi haftey. Bless you❤
Pray for sudan
Thank you sis me too ....ane wen Sudan eya nera hjie amielk yemsgn be selam wexia...eza mezmur endia semiku
@@saliemsolomon9364 bless you🙂
Yes. Sudan kulu gize ab lbey iya zela'mo i will always remember Sudan in my prayers. Nhzbi Sudan dma mxnanae Menfes Qdus ms'om ykun 🙏🏻
Bless you sister.
Reklam sile zeyebzahkum hasabna keytesereke kenemmlik kielna. aasbi yhabkum amlak
ኣሜን
ቅዱስ እግዚኣብሄር
ቅዱስ እግዚኣብሄር
ቅዱስ እግዚኣብሄር!!!
ኣሜን
ቁዱስ አ
ኣሜን
ቁድስ ኣግዚኣብሄር!!!❤
Awtaru yetebarekk neh ante ybzalh bezmaryh betam tebarkyalew❤❤❤❤❤❤
Yonisosi nskum bereketina ekum amlak memelisu ywesekelkum ❤❤❤❤
ሙቁራት ሰስኑልና ወስኹልና መመሊስኩም ! ኣዚየ እየ ዘፍቅረኩም ❤❤❤❤❤
Amen amen amen🎉🎉🎉❤❤❤❤
ሶሲ በረኸት ምድርና ከም ኩሉ እዋን ገላጺ መዝሙር "ቅድሚ ኹሉ ዓቢ ኢኻ ክብል" 🙌 ይብዝሓልኩም
ዋው ሃሌሉያ!!! ቅድሚ ኩሉ ንዑኡ ምምላኽ ይጨክን ልብና ሶሲ ብርኽቲ ነቲ ዓቢ ኣምላኽና ንምምላኽ መሊሱ መንፈስኩም ይቐባእ ቡዙሕ'የ ዘፍቕረኩም❤❤❤❤❤❤
ኣይጥምቶን ኢየ ንጎዳጉደይ ክብርኻ ርእዩ ዓጊቡ ልበይ ኣሜን እግዚኣብሄር ይባርኽኩም
Yes hnbs wielka abu ente haderka ayxgebni❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋዉ ብሓቂ መንፈስ ቅዱስ ዘልዎ ዝማሬ ካብ ኩነታትካ አውጺኡ ገጽ አምላኻ ክትጥምት ዝገብረካ ሶሲ ዝማሬኺ መመሊሱ ይውሓዝ ቤትኩም ናትኩም ዘበለ ኩሉ ይባረኽ❤❤❤
ዋውው ዬኒ ሶሲ በረኸት ኤርትራ ካብ ኣምላኽ ኢኩም ይብዛሓልኩም
I’m just speechless 🥹😭
This night of twilight this song sing it a voice came in my spirit lord all glory to you. I only sang it when it was new❤
Amennn Zemenkum yebarek
ኣሜን እግዚኣብሄር ዓቢ ዘይተመርማሪ።ተባረኪ ሶሲ ሐፍተይ
God Bless you sosi haftey
We're blessed by your song ❤️❤️🎉🎉🎉
ብርግጽ የዒንትና ናብቲ ካብ ዘየሎ ክገብር ዝኽእል ኣምላኽ ውዳሴን ምቕናይን ዝበለ ምልኣት ኩሉ ጽቡቕ ዝመስል የለን ... ሶሲ ብብዙሕ ቅብኣት መመሊስኪ ወስኺ
Sossiye briktiiii memeliski tebareki🙌❤️Semieka zeytsgheb mezmur🙌❤️Nsiki bereketna eki❤mezamuratki memelisu yiwhaz 🙌❤️We love u so much❤
ኣሜብ ኣሜን ኣሜን አልለልለለለለለለለልልልለልለለልልልል አልልልልልልልልልልልልለልለለለ
ኣሜን ሃሌልውያ ተባረኪ ሶሲ
ቅድሚ ኩሉ ንሱ ይመላኽ ኣሜን❤
ብመዙሙሩኩም ቡዙሕ ተሳጊረ ኣነ ንሱኩም ቡሩካት ኢኩም ❤❤❤
እይጥሙተን እየ ንኅዳጉደይ ክብርካ ራኡ ዓራፍ ልበይ ❤️❤️🙌🙏 Hallelujah God bless you more and more sosi blessed ❤️❤️❤️❤️❤️
ንበረኽቲ ዘደይብ መንፈስ ቅዱስ
ዝመልኦ መዝሙር ❤️
ዮኒ& ሶሲ ብሩኻት ኢኹም🙏
Entayyyyyyyyyyyy kbileeeeee beziiiii kibrinnnn haylinnnn.zelewoo. gorebet semayinnn. Melaktinnn zukonuuu. Sosiye youniye. Melai zemenkum kbriii beka ktiblu. Edineke biakum bogoyitan. Elllllllllllllllllllllllllllllllllllllll. I am hilllinggg
መንፈስ ቁዱስ ልበይ ተመሊኡ ኣምላኽ ኣዚዙ ይባርኪ ሶሲ ሓፍተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
My blessings ❤❤❤❤❤
Amennn aytemtonye ne godagudey kebreka riu arifu lebey wawww kebri neamlak
zemekum yebarek
ዕልልልል!!! ንስኻትኩም ብሩኻት ኢኹም።
Thank you❤❤❤❤
Nay Goyta Goytot Jesus Christus, Zebenkum Zerukum Ybark.
Memelisu tega amlak yazezelkum brunt ahwatey ❤❤❤
Aseyyyyy goyta memelisu xegue yebzehielkum bereketna ekum pastor&sosi
Sosi brkti ktzmr ztefetret whbetna temti dehay ebarkeki aleku bsm yesus ❤
Amenn Amelak zamen hewatki yebarek
አሜን ክብራ ንአምላክና ይኩን ተባረኩ
ኣሜንንንንንንንንንን ዬኒሶሲ ዘመንኪም ይባረክ ሶሲ ሓብተይ ኣለባብሳኪ ልዕሊኩሉ ዝሰሕበኒ ተባረኪ
zebzeb zebzenl fkri aleka nizteamrka. Really ❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ክብሪ ንአምላኽና ይኹን ብዕጽፍን ድርብን ተባረኹ ምስሙሉአት ስድራቤትኩም ክትዝምሩ ንበሩ ንበረኸትና ኢኹም በረኸት ንኤርትራ ኢኹም❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሶሲ ሓፍተይ ብርኽተይ ኣዴና እኺ ነዞም ሕጅ ዘለና
ብኹሉ ነገርኺ ብርኽተይ ተባረኽለይ ምስ ቤትኺ።
Sosey❤❤❤ tesagrni zela mezmur eya yebzihalki berkity
ቅብእቲ ሶሲ ሐፍተይ ኣዚና ኢና ንወጽእን ንባረክን ብመዛሙራትኩም , መመሊሱ ጸግኡ የብዘሐልኩም ጎይታ የሱስ ቡሩካት ህያባትና , ድመቁ መመሊስኩም 🎉❤❤❤❤🎉❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Amen amen ❤
Egziabhier aezizu yibarkikum!!Kbri neti abi sultun qudus Egziabhier ykun!!!!!!!
Wawwww kibri n Amlak zemenkum ybarek bereketna ekum ❤❤
Amen amen Egziabeher abi zeytemrmari!❤
መዝሙርሲ ዘምርዎ ድኣ ኩሉ ግዜ ቅብኣትኩም ሓድሽ የፍቅረኩም እየ
Semeka zytimino mezmur... ኣይትምቶን እየ ን ጎዳግደይ :ኩነታተይ :ንንገራተይ ክብርኻ ርእዪ ዓሪፉ ልበይ 💞🙏ኣሜን ኣሜን 🙏🙌
ኣዚና ኢና ነፍቅረኩም ስሌኩም ንኣምላኽና ነመስግኖ ብኣኩም ጌሩ ይመክረናን ፡ የበርትዓናን ፡ የጸናንዓናን ስለ ዘሎ መመሊስኩም ተባረኩልና we love you so much ❤❤❤
Goita jesus memelisu ybarkum YoniSosi nsikatkum bereket Erirea ikum sesinu🌹💕
No words for this song ❤❤❤😭❤️❤️😭
Shalom sosi hafety Amezing
Goyta ybarkum yoni sosona waoo zgerm mezmur zebenkum ybarek
sleki emo kulu gize eye namlak zemesgno kemey kemzifetweki sosiye canada mexia msaki ab hade adarash kemlik btaemi kabten zinafken mealtittat eyen love you
Amen amen Egzabiher eda bareke ybarkum sisu haftey
Amen amen amen 🙏. God bless you Sosi shikor
Wwwwwww azya tbark mezmur yonisosi goyta ybarkum memeliskim tegelexu ❤❤❤
Eseyyy kbri khlu neti LUl ykun yoni och sesu bereketkum bzukhu yu 🙏🙏🙏🔥🔥🔥🔥❤❤❤❤
❤wawww
❤ Amennñnnn hallelujah aloka kebri zeriseh kulo tebareku
Wow Sese haftey memelisu Tsega ablielie Tsega tegeletsi❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣይጥምቶን ኢየ ንጎዳጉደይ
ክብርኻ ርእዩ ዓሪፉ ልበይ {4×}
ቅድሚ ኩሉ /2/ዓቢ'ኻ ክብል ልበይ ኣንቂዱ
ቅድሚ ልማኖይ ቅድሚ ምህለላይ
ከምልኸካ 'ዩ ሓሊኑ ልበይ
ኣነስ ኣይሪኦን ንነገራተይ
መቅደስ ኣቲኻ ምዕጣን'ዩ ግደይ
ኣነስ ኣይሪኦን ንኹነታተይ
በገና ኣልዒልካ ምምላኽ 'ዩ ስርሐይ /2×/
ቅድሚ ኩሉ /2/ዓቢ'ኻ ክብል ልበይ ኣንቂዱ
ቅድሚ ሃበኒ እባ ግበረለይ
ከምልኸካ'ዩ ጨኪኑ ልበይ
ኢደይ ኣልዒለ ብዘምለኽሉ: ኣሎዃ ክብሪ ዘረስዕ ኹሉ
መልሲ እዩ ንዓይ ህላውነትካ: ሕቶይ ይጠፍእ ኣብ ቅድሚ ገጽካ
ኣምላኽ ከማኻ ብንጽውዖ: መን እዩ ዝቀርብ ንዝደልይዎ
ኣይርኸብን'ዩ የለን ከማኻ :ኣእላፍ መስዋእቲ ይሰውኣልካ
እንተ ዘመርኩ ማዓስ በዚሑ /2×
እንተምለኩካ ማዓስ በዚሑ /2×
መዘና ኣልቦ ኣዚካ ዓቢ: ቃንቃ ኣይርከብን ንዓኻ ገላጺ
ኣቤት ክብርኻ የብሉን ስፍሪ: [እግዚኣብሄር ዓቢ ዘይተመርማሪ]6×)
ክ...ዛ ረ ብ የ ከዘንቱ ዕብየትካ : ክ...ነ ግ ረ ሉ ከውሪ ስራሕካ (2)
ዓቢ ኢኻ እግዚኣብሄር ዓ..ቢ እግዚኣብሄር
ኣት ም ር መ ር ን ዓቢ ኢኻ እግዚኣብሄር
ቅዱስ እግዚኣብሄር /2/ መንቅብ የብልካን [ቅዱስ እግዚኣብሄር]6×
❤
Bzeymqurax eye zsemo mezamurkum, gn ayxegbon aymenwon dma. Kbri namlakna ykun
Wwww Amen hallelujah yoni sosi blessed one
ሰሚዕካ ዘጽገብ
Sosiye brkity memelisu tsega ybzahlki ❤
አታ አዚ አምላኽሲ ...... ከምዚ አይነት መዛሙር ንሕላውነቱ ዘናፍቅ አውይይይይይይይይይ 😂😂😂
ኽብሪ ነአኻ ንበይንኻ:: Love you guys.🙏❤
Goyta memelisu ybarekhkum Tebarekhu Burukhat
መመሊስኩም ደመቁ ብሩካት
Amen amen tebareku yoni sosi n skum bereketna eikum❤
Bereket mdrna goyta yreayelkym
ዘረስዕ ኹሉ
Amen Haki kbri namlak elelelelelel ❤
Amen ❤