basic computer skill for beginners part 2 tigrigna || ዴስክቶፕ ኮምፒዩተርን ሕድሕድ ኣካላት ዴስክቶፕ ኮምፒዩተርን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
  • ዝከበርኩም ነዚ ቪድዮ እትሪኡ ተጋሩ ደቂ ዓደይን ኤርትራውያን ኣሕዋተይን ብዝተፈላለዩ ሰባት ብዝተሓበረለይ ሓበሬታ መሰረት ብትግርኛ መሰረታዊ ዝበሃል ናይ ኮምፒዩተር ፍልጠት እትጭብጥሉ ተከታተልቲ ቪድዮታት ምስራሕ ጀሚረ ዘለኩ ምኳነይ ክነግረኩም ከለኩ ብደስታ እዩ። እዚ ቪድዮ እዙይ ድማ ክፍሊ ክልተ(part 2) ኮይኑ ስለ ዴስክቶፕ ኮምፒዩተርን ብኣጠቃላሊ ኣብ ዴስክቶፕ ኮምፒዩተር ስለ ዝርከቡ አቁሑትን ብስፍሓት ዘምህረኩም እዩ።
    ሳብስክራይብ ፣ ላይክ ፣ ሼር ክትገብሩ ብትሕትና ይሓትት

ความคิดเห็น • 1