ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እታ መንነት ግን ኣይተቀበልክዋን ሓፍተይ ምናልባት ኣብዚኣ ነገር ጽቡቅ ገርኪ ርድኢት ዘለኪ ኣይመስለን ማንነትካ ዝዓበየ ሂያም ምኮኑ እመኒ ወላ ሽሕ ግዜ ወላ ፍተዋ ምንነትካ ምቅያር ኣይተውሓጠትለይን ሓፍተይ ግን ሓሳብኪ ጽቡቅ እዩ ኣይጸልኣክዎን ትምህርትኪ ካብቲ ዘዘውትሮ ፊልምታት ስርሓት ዝገብሮ ገሊጽክለይ ሓቂ ምኮኑ ከኣ ኣይኣምን ኢየ ኣብ ነብሰይ ዝራክዎ ኢዩ
des yibl tnx mesi Haftey natey!!!
Thanks🎉🎉🎉
የቀንየልና ክብርቲ ሓፍትና ብ/ሚ ንፍዕቲ ኢኺ ቀፅልዮ ፅቡቅ ት/ቲ እዩ ።
Great speech.
ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ቀፅልሉ ቡዙሕ ትምርቲ ረክበ ኣለኩ መሲ
ናይ ብሐቂ ጽብቅ ሐሳብ ኢዩ አጆኪ በርትዒ
Thanks kibrti hafti biwaga zeyrikeb libawi mikriki kisemie eye kixebe xenihe long life kibrti hafti
ጽቡቕ ምኽርታት ናብ መንእሰያት ዘተኮረ ምስ ግዜ ንኽትግበር ዝሕግዝ ሓሳብ ኢኺ ኣቕሪብኪ።ኣነ ከቕርበልኪ ዝደሊ ሕቶ ግን ኣይተላለኹኽን ኣለኹ ግን ከኣ ምሳኺ ዘለኒ ፍቕሪ ኣብ ህልኽ የእትወኒ ኣሎ ሞ' እንታይ ኢኺ ክትሕግዝኒ ትኽእሊ ። ብሓቂ ክትምልስለይ ክጽበየኪ እየ ።
ቀፅልሉ መሰረት ሓፍተይ ብጣዕሚ ብጣዕሚ መሃሪ ሓሳብኪ
መሰረት ሓፍትና ብሓቂ ኩሉ ግዜ ትቕርብልና ኣዚና ኢና ንፈትዎ ቀጽልዮ ብራቦ ንስኺ ጂግና ኢኺ
እዛ ዓለም ከምዚ ከማኺ ለባማት ኢየ ተሳኢነንኣ ዘለዋ፡በዓል ቤትኪ መቸም ዕድለኛ ኢዩ ፡ከምዚ ትምህርዮ እንተኾንኪ።
ክክክክክ ሙሁር እዩ😂😂😂
ሰላም ራህዋ ፡ቕሳነትት ፍትሒ ፡ንኩሉኡ ወዲ ሰብ Thanks ጋል ትግራይይ ኣስሊ ክበረተይይይይይይይጽቡቅ ትምህርቲ,,፡
Ketሉሉ.
Thanks 😊
Thank you! meseret sister ❤ 💙 for your sharing advice idea 💡
ብጣዕሚ ኣገዳሲት ሰብ ኢኺ
Betami mharyi tmhirti eu mesret habtna ezi tmxeyo zelki hasabat kexleyo
Kemaki yebzehayen bravo continue sweet sister
Thanku
Thanks habibti des tbli ayxelakukn kexlyo ❤️👈🏿✅
ግን መሰረተይ ሓደ ሓደ እውን ብፀርፊ ናይ ወዲ ተባዕታይ ዝማረካ ኣለዋ እየን። ከመይ እዩ እዚ መበገሲኡ?
Mesi shukor xubuk hasab thank you.
ብጣዕሚ እኺ ሓጋዚት merci ዝሓፋተይ ኣጆኺ ቀጽልዮ
Anes neaki eye afqireki zeleku haqiqelki ur 👁 is so sweet ktzarebi keleki emo lbey selhaw ybleni alo.
Thanks sister
የቐንየልና ክብርቲ ሓፍትና
Waww so helpful ,and so true,great ma sister.
Glad you think so!
Ya ኣነ እዚኣ ሲስተም ይጥቀመላ አየ ማለት ማሕዛይ ኢኪ ዝብላ ኣላ ሓደ ሓደ ግዝየ መዓልቲ ቆጸራና ይቅይረላ ሞ ውሽታ ካልእ ኮሎ ግን ማራ ሓሪቅስ ትዛረበኒ ድሕር ሕጂ ኣይንራከብን አና ሞ ትብለኒ ንጽባሂቱ ግን ንግሆ ምድዋል ትጅምር ።፡? ግን እቲ ምሕራቅ እንታይ እዩ ኣስኪ ኣብዚኣ ኣብርህለይ love you much sister thaks
ጽብቅ ስራእሕ
እዚ ዝበልክዮ ጽቡቅን ሓቅን ዝኮነ ሓሳብ ኢዩ ግን እዚ ኣመዛዝና እዚ ኣብተን ውሐዳት ከምዚ ከማኪ ለባማት ጥራይ ኢዩ ዝሰርሕ ።
Meseret abay memhir eki thank you
ነዚ ናትኪ ትምህርቲ ሰሚዐ ሽዊያ ኩሩዕርዕ ምስ በልኩላ ንሓንቲ ሽኮሪና እንታይ ዲያ ኢላትኒ "Hyab media ኣቲካ ተካታተል" ኢላ ሸለል ኣዲያትኒ ብሎክ ካ ጋቢዛትኒ ንብለኪ ማለተይ ይግጥማና ኣለዋ ክብል ኢለ ኢየ
Kakkkkkk😂😂😂😂you funny
Kkkkkkkkkkkkkk
Kkkkkkk😁😁😁kem lomi sihuke ayfeltn eye normal nebsika mesilka mnbar yhaysh kab mesilka mkad
😂😂😂😂😂
kkkkkk haben nguse u killd my day bro
Thanks zeyadayy Betami Xebuk tehmrti ❤👈❤❤❤👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤👍👍
ሰላም ክብርት ሓፍተይ ስለ እትኩል ትገብዮ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብክ ይክፈለልክ እናበልኩ ሓንት ሕቶ ክጥየቅ ደልየ እንዳ ኢዛና ትፈልጥዮም ደክ በጀክ መልስለ ህያበይ
Ewe
ወላድት ኣምላክ እሺ ትበልክ ማዓርይ ናይ ፎስብክ ልንክ ኣቅምጥለይ ምስ ይቅርታ
መደባትኪ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዩ ኣብ መወዳእታ ግን ፍቕራዊ ዝኾነ ሙዚቃ ሕውሥ ኣብልልና ኢኺ♥
Thanks
Welcome
Thank you
You're welcome
Hyab shikor enqa bselam mxkena gn hanti hito altena gal ka kemey gera n wedi ab fqari tetewo please❤❤❤
Iwey neseret haftey jigna bejaki kexlyo zyaday
እዋይ ትምርቲ እስክስ ንበርልና🌞🌺💐
መሰረት ከም ስምኪ መረት ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኪ ንፍዕቲ ፉሕሹው ገጽ ኢዩ ዘለኪ ብዘለኺዮ ቀጽሊዮ ንፍዕቲ።
Kabza Mikriki si, ni Gual anisteyti elna nebsina kinqiyir eki timekrina zeleki.
ቀፅልሎ
ኩሉ ዝተዛረብክዮ ዘረብ ፁቡቅ አለኪ ግዝያዊ ምስግጋር ፀወታዊ ርክብ ይመስል ክንደየናይ ግን ንፍትን እብ ሂወትኪ ቡዙሑ ፈተነ ዝሕለፍኪ ትምስሊ ግና እዚ ዝበልክዮ አብየናይ ሀገር እዩ ዝሰርሕ ምስ ይቅሬታ ሐብርና እስከ
ኣብዘን ዝበልክየን ንጥፍኣትካ ዘይምእማን ፀገም ኣለኒ ።
Selam naki ykun kbrti haftey Hanti gal mes zefqrado ktnebe alewa walas mes tofqro
ናይ ብሓቂ ከም ትሑዙቶኪ መሰረት ብቁኑዕ ልቢኺ ትምህሪ ፍቅራዊ ህወት መን ከይትህሉ ከማኺ ትምህር ብግልጽነት ንስለ ይሕዋትኺ ትቃለሲ ንድሕነት ዘይከም እተን ካልኦት ዘይኮንኪ እኴ ትርእዮ ንኹሉ ሽለልትነት ሓሳባትኪ ቡቁዕ ኮይኑ ረክበዮ ብኡነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ፈጣሪ ንዘንትሌት👍
Thanks for watching
@@kahsaykool1026 donkoro temahar tikesb.
@@kahsaykool1026ደንቆሮ ናትካ ግበር። ኣብ ውሽጣ ስለ ዘየለኻ ብዙሕ ኣይትዛረብ፡ተኪኢልካ መደባ ምክትታል ግደፎ
@kahsay kool eska hade ebet nay seb zeyehguska mkanka zglist hasabatka eu
@@kahsaykool1026 ኣታ ወይ ኣቲ ስለምንታይ ኣብ ምንታይ ዊዒላ በስመኣብ ተሕዝኑ ማሃይም ዶንቆሮ
መሰ አሰኽ ተገዲሰኽ ብዛዕባ ነዚሓቀኛ ዛንታ ፎቅሪ ዝጽሕፈልኽ ዘለኩ ካብመንታይ የብገስ ጸሐፎለይ ሓደራ ኸይት ሰግርዮ እቲ ዛንታ ነዊሕ እዩ ሰባት መታን ኽመሃሩሉ ግን ኽሕጽሮአ ኽልቴና ናይ ጸልማትን ብርሃን ሞድርን ሰማይን ፍልልይ ዘለና ሰባት ፍቅሬ መስሪትናስ 11ዓሰርተ ሓደዓመት ገርና ሓደ ቆልዓ ወሊድ ሕጂዉን ካላኣይ ድሕሪ ኽልተ ወርሒ ኽወለድ ንጽበ ኣለና እቲ ገሪሞኒ ዘሎ ግን ብኽሉ አሞላኽሓጊዝኒ አብዚ በጽሐዮ ዘለኩ እተበጻሕኩ ሞሰ ኣ ዝተላለናሉ ግን ካል እትረፍ ቃንቃ እፈልጥ ኣይነበርክን እሳ ግን አብ ዕሰራን ሓሙሸተን ዒድሚኣ ቀደማይ ድግሪ ብሞሕደራ ተመሪቃ ነይራ ንእሸቶይ ከላ ዘመዕበለቶ ድልዱል ስራሕ ኽኣ ነይርዋ አቲ ሕጁ መለሲ ስኢነሉ ዘሓተኽ ዘለኽ ግን ኣነ ኽንፍቀር ሓሲበዮ ኣፍልጥን መኽንያቱ ንዓይ ዝኽትሞና ሞሳይ ተፈጢሩ እተበልኩ ኣብቲ ዘዓበኩሉ ከተማ ንዓይ ዘይፈልጥ ኣይነበረን ነቦይ ብሂወት ከሎ ኣይረኣኽወን ወዲ ዓመት ኣደይ ኣርባዕተ ዓመት ሞስ ገበርኩ ካብዛ ዓለሞ ብሞት ተፈሌሙኒ ዝኽትሞና ናብሓደ ብቀሊል ዘይዳሃል ከወሒ ቀይረሩኒ እቲ ሒጂ ገሪሙኒ ዘሎ ግን እታ ንስድራኣ ቦኽሪ ንዳባሓጉኣ ብሌን ዓይኖሞ ኮይና ሐንቂቃ ብዝደለዮቶ ኸትማሃር ዕድል ዘረኸበት ንዓይ ተጸጊመ ኽትሐጌዘኒ ኣብቲ ንሳ ከሞ ሰቮባዘር ሓላፊት ኮይና ተማሓድድሮ ኦፊስ ዝመጻኩስ ናብዝ ዘነግረኽ ዘለኩ ፍቁራት ኮይና
Wow
Messi you are the best i love it your adia keep it upAnd thanks
ፈይስቡክ ናትኪ እባ ጽሓፍዮ
Thanks more sweet
Thank you too
Thank you so much sweetheart for your advice ☺.
Always welcome
Nay Fikri book Wow
Buent mes haftey neybhaki amanbeamn haki eu
btemi nfeti bravo kxlyo xbk mkri eu ❤❤❤❤❤❤❤
Keep it up
ጎበዝ። በርትዒ
ንወዲ ከመይ ጌርና ክነእትዎም ንክእል ሓግዝና ባ
Eway heyabino eza lbna getimkayas nay fkrie tray tmxlna alekie Keep it girl 🙏✌.
thanks sis
Welcome 😊
ቢታኢሚ ጹቡቅ ሃሳብ ኢዩ ግን ኢታ ጋል ኒወዲ ኢንትደሊያ ትገሮ ከመየ ኢዩ ሶሪ
Edmen tenan yhabki habtna 👏👏
Keep it up konjo
Meseret haftey btaemi xbuk.
Nice words keepit .
Thanks a lot
Selamki yebzhayo kebriti haftey
haftey natey anes kab qexali ምስማዕኪ ሲ ኣፍቂረኪ ኣለኩ pls
Wellcome shikorina
Welcome baby girl
Wwwww Thanks mesert shekorrr
That's good idea
willkommen
Pls sound is little low close ur speaker to mouth i cant hear it properly
ባ እሞ ገጢመናና እንዳሰሓቃ እንድየን ሓንትስ ህያብ ሜድያ ኣይተሕልፋን ኢኻ ትመስል ኢላትኒ ተንኮለኛ ዝኾነት ጓል
ሜሰይ ጽብቅቲ 🥰🥰🥰🙏🙏🙏።
🤯Ahh እዋይ ፍቅረይ ማዓረይ እንዳ ፈተኹኺ ብሰንኪ ቃላተይ እባ ከሰርኩኺ ኣቲ ጽብቅቲ እዚ ትምህርቲ ክስ ቅድሚ 2 ዓመት ክኾውን ኔሩዋ
Hiji kalay gize hiteta
Ezen zibeletika kalat Hizka temelesa ziarkey 😂😂😂😂
@@barcelonamancity3150 ክገርመካ እቲ ሒዛቶ ዘላ ወዲ ካባይ ዝገደደ እዩ 😂😂😂
@@dolshibobmarley9177 entay tibil ,emo kitmleseka eya, tesfa tray ajoka 🤙💪
@@dolshibobmarley9177 emo neti hizato zela hawna link nayza Video sdedelu 😂😂😂😂
kilae ezien kemzitat zihaseb riesy wei dilet yebilenin ezien zihisu eyen zifetwa. Abelashiu zigedfa kea yidelya eyen kalie miszi tibliyo zeleki zemenu aykonun maere kindizi zikeyed bilhi yebilenin.
ሰላም መሰረት ዳሓን ዲኺተኸታታሊኺ እየ እና ኮንፊደንስኻ ዝሃንፁ ቪድዮ ኣለውኒ ኢልኪ ነይርኪ እና ከመይ ክረኽቦም ይኽእል?ኩሎም ቪድዮታትኪ ኣዝዮም ጠቐምቲ እዮም እና ጎብዚ ቀፅልሉ።
Sweeti you are the best by everything 🥰🥰🥰🥰🥰❤
Well came sister
wawww mara mherkna
ሰላም መሰረት ከመይ ትኮኒ መደባትኪ ዙቡቅ እንዲዩ ግን ሓፈሻዊ ፍልጠት ማሃሪ መደባትኪ እንተ ትሕዉሱሉ ባህ ምበለኒ ኔይሩ
ኣጆኪ ጋል ውዒግን ሽኮር
Edmen tenan neaki
Abzea kihateki haftey emo haftey btami nfiti gen gual si tebaya ayridekan endyu gen gual znida xbkti konjo zblaya tfetu
ሰላም ንዓኪ ክብርቲ ሓፍተይ። ኣነ ወዲ 20ዓመት አየ ግን ሓደ ጸገም ኣለኒ ንዝራኣክዋ ጋል አየ ዘፍቅራ ከመኡውን ዝሓተትክወን ውሕዳት ኣይኮናን ክሳብ ህጂ ግን ኣይሰለጠንን እቲ ምኽንያት ኣይርደአንን ርዩ ግን ነታ ዛሓተትክዋ ጋል ካሓስበሉ ወይ ሓወይ ኢካ ምስ ትብልርኒ ጠቕሊሉ ስሚዒተይ ይጠፍእ ከምዘይነበረ ይከውን ፕልስ ሲስ ሓግዝኒ ነቲ ሓቀኛ ስሚዒተይ ክርርክብ። ሕቶይ ክትምልስለይ ተስፋ ይገብር። ኣምልስክ ምሳኪ ይኩን❤🙏🏽
ሕልመይ ዘይሰምረለይ ብፍቅሪ ልበይ ጋል ሂዎነይ መን ኮን ትኽወን ለዎህ ኣፍቅሪተይ ። ነዛ ሓፍተይ ።
Fulut ane eye
😍😍😍😍😍
ኣነ'የ😂😂❤
Ewae tsebekti hasab ember Gn mahazay ms belnayen da ember mahaza aleni keyblana arki aleki do zbelnayen mesilwen
ድምፂ የብሉን ወይዘሮ።
Hyab ayney gal tefetikaya qeltifka do kthata aleka hagzni ba
ቀፅልሉ 💘💘💘💘💘
Facebook eba natki abzi xahafley
Wawww Good job
መሰየይ ኩሉ ገልፂዮ ምቅርተይ
ትምህርትኺ ጽቡቅ ዩ ኩሉ ግዜ። ኣነ ግን ሓደጸገም ረኺበ ኣለኹ ንሱ ድማ ዝራኣኹዋ ጋል ይፈትዋ ብዓይኒ ፍቅሪ ይጥምታ ጉድረኺበ ኣለኹ። መፍትሒኡ ኣፍልጦ ተለኪ ብተገዳስነት ክትምልስለይ ብትሕትና ይሓትት?
እዚ ዓይነት ፍቅሪ ሃነይነይታ እዩ ዝበሃል ንሓጺር መዓልታት እዩ ዝጸንሕ
Wishba yedlka alo ne 2 semun zarky 😂😂😂✌
@@haylekidane5749 ምውሻብ ሲ በዚሕኒ ከማን ኣሎ ግን ኣይሓሸንን ኢምበር ክክክክክክክ
ዛዓርክይ ኣይጽላኩካን ወላ ነዘን ቫገን ዝሓዛ ዲካ እንክላይ ትጥምተን
😍😍😍😍😍Nihna ember nemesgin🇪🇷
ሰላም ሓፍተይ
Mesret shikor kexlyo kif Aleki
ይቕረታ ዘይትሓትት ጋል ከ እንታይ ክገብራ ኣለና ገለ በልና እስከ
You are extremely ❤❤❤❤❤
እታ መንነት ግን ኣይተቀበልክዋን ሓፍተይ ምናልባት ኣብዚኣ ነገር ጽቡቅ ገርኪ ርድኢት ዘለኪ ኣይመስለን ማንነትካ ዝዓበየ ሂያም ምኮኑ እመኒ ወላ ሽሕ ግዜ ወላ ፍተዋ ምንነትካ ምቅያር ኣይተውሓጠትለይን ሓፍተይ ግን ሓሳብኪ ጽቡቅ እዩ ኣይጸልኣክዎን ትምህርትኪ ካብቲ ዘዘውትሮ ፊልምታት ስርሓት ዝገብሮ ገሊጽክለይ ሓቂ ምኮኑ ከኣ ኣይኣምን ኢየ ኣብ ነብሰይ ዝራክዎ ኢዩ
des yibl tnx mesi Haftey natey!!!
Thanks🎉🎉🎉
የቀንየልና ክብርቲ ሓፍትና ብ/ሚ ንፍዕቲ ኢኺ ቀፅልዮ ፅቡቅ ት/ቲ እዩ ።
Great speech.
ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ቀፅልሉ ቡዙሕ ትምርቲ ረክበ ኣለኩ መሲ
ናይ ብሐቂ ጽብቅ ሐሳብ ኢዩ አጆኪ በርትዒ
Thanks kibrti hafti biwaga zeyrikeb libawi mikriki kisemie eye kixebe xenihe long life kibrti hafti
ጽቡቕ ምኽርታት ናብ መንእሰያት ዘተኮረ ምስ ግዜ ንኽትግበር ዝሕግዝ ሓሳብ ኢኺ ኣቕሪብኪ።
ኣነ ከቕርበልኪ ዝደሊ ሕቶ ግን ኣይተላለኹኽን ኣለኹ ግን ከኣ ምሳኺ ዘለኒ ፍቕሪ ኣብ ህልኽ የእትወኒ ኣሎ ሞ' እንታይ ኢኺ ክትሕግዝኒ ትኽእሊ ። ብሓቂ ክትምልስለይ ክጽበየኪ እየ ።
ቀፅልሉ መሰረት ሓፍተይ ብጣዕሚ ብጣዕሚ መሃሪ ሓሳብኪ
መሰረት ሓፍትና ብሓቂ ኩሉ ግዜ ትቕርብልና ኣዚና ኢና ንፈትዎ ቀጽልዮ ብራቦ ንስኺ ጂግና ኢኺ
እዛ ዓለም ከምዚ ከማኺ ለባማት ኢየ ተሳኢነንኣ ዘለዋ፡በዓል ቤትኪ መቸም ዕድለኛ ኢዩ ፡ከምዚ ትምህርዮ እንተኾንኪ።
ክክክክክ ሙሁር እዩ😂😂😂
ሰላም
ራህዋ ፡ቕሳነትት
ፍትሒ ፡ንኩሉኡ ወዲ ሰብ
Thanks ጋል ትግራይይ
ኣስሊ ክበረተይይይይይይይ
ጽቡቅ ትምህርቲ,,፡
Ketሉሉ.
Thanks 😊
Thank you! meseret sister ❤ 💙 for your sharing advice idea 💡
ብጣዕሚ ኣገዳሲት ሰብ ኢኺ
Betami mharyi tmhirti eu mesret habtna ezi tmxeyo zelki hasabat kexleyo
Kemaki yebzehayen bravo continue sweet sister
Thanku
Thanks habibti des tbli ayxelakukn kexlyo ❤️👈🏿✅
ግን መሰረተይ ሓደ ሓደ እውን ብፀርፊ ናይ ወዲ ተባዕታይ ዝማረካ ኣለዋ እየን። ከመይ እዩ እዚ መበገሲኡ?
Mesi shukor xubuk hasab thank you.
ብጣዕሚ እኺ ሓጋዚት merci ዝሓፋተይ ኣጆኺ ቀጽልዮ
Anes neaki eye afqireki zeleku haqiqelki ur 👁 is so sweet ktzarebi keleki emo lbey selhaw ybleni alo.
Thanks sister
የቐንየልና ክብርቲ ሓፍትና
Waww so helpful ,and so true,great ma sister.
Glad you think so!
Ya ኣነ እዚኣ ሲስተም ይጥቀመላ አየ ማለት ማሕዛይ ኢኪ ዝብላ ኣላ ሓደ ሓደ ግዝየ መዓልቲ ቆጸራና ይቅይረላ ሞ ውሽታ ካልእ ኮሎ ግን ማራ ሓሪቅስ ትዛረበኒ ድሕር ሕጂ ኣይንራከብን አና ሞ ትብለኒ ንጽባሂቱ ግን ንግሆ ምድዋል ትጅምር ።፡? ግን እቲ ምሕራቅ እንታይ እዩ ኣስኪ ኣብዚኣ ኣብርህለይ love you much sister thaks
ጽብቅ ስራእሕ
እዚ ዝበልክዮ ጽቡቅን ሓቅን ዝኮነ ሓሳብ ኢዩ ግን እዚ ኣመዛዝና እዚ ኣብተን ውሐዳት ከምዚ ከማኪ ለባማት ጥራይ ኢዩ ዝሰርሕ ።
Meseret abay memhir eki thank you
ነዚ ናትኪ ትምህርቲ ሰሚዐ ሽዊያ ኩሩዕርዕ ምስ በልኩላ ንሓንቲ ሽኮሪና እንታይ ዲያ ኢላትኒ "Hyab media ኣቲካ ተካታተል" ኢላ ሸለል ኣዲያትኒ ብሎክ ካ ጋቢዛትኒ ንብለኪ ማለተይ ይግጥማና ኣለዋ ክብል ኢለ ኢየ
Kakkkkkk😂😂😂😂you funny
Kkkkkkkkkkkkkk
Kkkkkkk😁😁😁kem lomi sihuke ayfeltn eye normal nebsika mesilka mnbar yhaysh kab mesilka mkad
😂😂😂😂😂
kkkkkk haben nguse u killd my day bro
Thanks zeyadayy Betami Xebuk tehmrti ❤👈❤❤❤👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤👍👍
ሰላም ክብርት ሓፍተይ ስለ እትኩል ትገብዮ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብክ ይክፈለልክ እናበልኩ ሓንት ሕቶ ክጥየቅ ደልየ እንዳ ኢዛና ትፈልጥዮም ደክ በጀክ መልስለ ህያበይ
Ewe
ወላድት ኣምላክ እሺ ትበልክ ማዓርይ ናይ ፎስብክ ልንክ ኣቅምጥለይ ምስ ይቅርታ
መደባትኪ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዩ ኣብ መወዳእታ ግን ፍቕራዊ ዝኾነ ሙዚቃ ሕውሥ ኣብልልና ኢኺ♥
Thanks
Welcome
Thank you
You're welcome
Hyab shikor enqa bselam mxkena gn hanti hito altena gal ka kemey gera n wedi ab fqari tetewo please❤❤❤
Iwey neseret haftey jigna bejaki kexlyo zyaday
እዋይ ትምርቲ እስክስ ንበርልና🌞🌺💐
መሰረት ከም ስምኪ መረት ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኪ ንፍዕቲ ፉሕሹው ገጽ ኢዩ ዘለኪ ብዘለኺዮ ቀጽሊዮ ንፍዕቲ።
Kabza Mikriki si, ni Gual anisteyti elna nebsina kinqiyir eki timekrina zeleki.
ቀፅልሎ
ኩሉ ዝተዛረብክዮ ዘረብ ፁቡቅ አለኪ ግዝያዊ ምስግጋር ፀወታዊ ርክብ ይመስል ክንደየናይ ግን ንፍትን እብ ሂወትኪ ቡዙሑ ፈተነ ዝሕለፍኪ ትምስሊ ግና እዚ ዝበልክዮ አብየናይ ሀገር እዩ ዝሰርሕ ምስ ይቅሬታ ሐብርና እስከ
ኣብዘን ዝበልክየን ንጥፍኣትካ ዘይምእማን ፀገም ኣለኒ ።
Selam naki ykun kbrti haftey
Hanti gal mes zefqrado ktnebe alewa walas mes tofqro
ናይ ብሓቂ ከም ትሑዙቶኪ መሰረት
ብቁኑዕ ልቢኺ ትምህሪ ፍቅራዊ ህወት
መን ከይትህሉ ከማኺ ትምህር ብግልጽነት
ንስለ ይሕዋትኺ ትቃለሲ ንድሕነት
ዘይከም እተን ካልኦት ዘይኮንኪ
እኴ ትርእዮ ንኹሉ ሽለልትነት
ሓሳባትኪ ቡቁዕ ኮይኑ ረክበዮ ብኡነት
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ፈጣሪ ንዘንትሌት👍
Thanks for watching
@@kahsaykool1026 donkoro temahar tikesb.
@@kahsaykool1026ደንቆሮ ናትካ ግበር። ኣብ ውሽጣ ስለ ዘየለኻ ብዙሕ ኣይትዛረብ፡ተኪኢልካ መደባ ምክትታል ግደፎ
@kahsay kool eska hade ebet nay seb zeyehguska mkanka zglist hasabatka eu
@@kahsaykool1026 ኣታ ወይ ኣቲ ስለምንታይ ኣብ ምንታይ ዊዒላ በስመኣብ ተሕዝኑ ማሃይም ዶንቆሮ
መሰ አሰኽ ተገዲሰኽ ብዛዕባ ነዚሓቀኛ ዛንታ ፎቅሪ ዝጽሕፈልኽ ዘለኩ ካብመንታይ የብገስ ጸሐፎለይ ሓደራ ኸይት ሰግርዮ እቲ ዛንታ ነዊሕ እዩ ሰባት መታን ኽመሃሩሉ ግን ኽሕጽሮአ ኽልቴና ናይ ጸልማትን ብርሃን ሞድርን ሰማይን ፍልልይ ዘለና ሰባት ፍቅሬ መስሪትናስ 11ዓሰርተ ሓደዓመት ገርና ሓደ ቆልዓ ወሊድ ሕጂዉን ካላኣይ ድሕሪ ኽልተ ወርሒ ኽወለድ ንጽበ ኣለና እቲ ገሪሞኒ ዘሎ ግን ብኽሉ አሞላኽሓጊዝኒ አብዚ በጽሐዮ ዘለኩ እተበጻሕኩ ሞሰ ኣ ዝተላለናሉ ግን ካል እትረፍ ቃንቃ እፈልጥ ኣይነበርክን እሳ ግን አብ ዕሰራን ሓሙሸተን ዒድሚኣ ቀደማይ ድግሪ ብሞሕደራ ተመሪቃ ነይራ ንእሸቶይ ከላ ዘመዕበለቶ ድልዱል ስራሕ ኽኣ ነይርዋ አቲ ሕጁ መለሲ ስኢነሉ ዘሓተኽ ዘለኽ ግን ኣነ ኽንፍቀር ሓሲበዮ ኣፍልጥን መኽንያቱ ንዓይ ዝኽትሞና ሞሳይ ተፈጢሩ እተበልኩ ኣብቲ ዘዓበኩሉ
ከተማ ንዓይ ዘይፈልጥ ኣይነበረን ነቦይ ብሂወት ከሎ ኣይረኣኽወን ወዲ ዓመት ኣደይ ኣርባዕተ ዓመት ሞስ ገበርኩ ካብዛ ዓለሞ ብሞት ተፈሌሙኒ ዝኽትሞና ናብሓደ ብቀሊል ዘይዳሃል ከወሒ ቀይረሩኒ እቲ ሒጂ ገሪሙኒ ዘሎ ግን እታ ንስድራኣ ቦኽሪ ንዳባሓጉኣ ብሌን ዓይኖሞ
ኮይና ሐንቂቃ ብዝደለዮቶ ኸትማሃር ዕድል ዘረኸበት ንዓይ ተጸጊመ ኽትሐጌዘኒ ኣብቲ ንሳ ከሞ ሰቮባዘር ሓላፊት ኮይና ተማሓድድሮ ኦፊስ ዝመጻኩስ ናብዝ ዘነግረኽ ዘለኩ ፍቁራት ኮይና
Wow
Messi you are the best
i love it your adia keep it up
And thanks
ፈይስቡክ ናትኪ እባ ጽሓፍዮ
Thanks more sweet
Thank you too
Thank you so much sweetheart for your advice ☺.
Always welcome
Nay Fikri book Wow
Buent mes haftey neybhaki amanbeamn haki eu
btemi nfeti bravo kxlyo xbk mkri eu ❤❤❤❤❤❤❤
Keep it up
ጎበዝ። በርትዒ
ንወዲ ከመይ ጌርና ክነእትዎም ንክእል ሓግዝና ባ
Eway heyabino eza lbna getimkayas nay fkrie tray tmxlna alekie
Keep it girl 🙏✌.
thanks sis
Welcome 😊
ቢታኢሚ ጹቡቅ ሃሳብ ኢዩ ግን ኢታ ጋል ኒወዲ ኢንትደሊያ ትገሮ ከመየ ኢዩ ሶሪ
Edmen tenan yhabki habtna 👏👏
Keep it up konjo
Meseret haftey btaemi xbuk.
Nice words keepit .
Thanks a lot
Selamki yebzhayo kebriti haftey
haftey natey anes kab qexali ምስማዕኪ ሲ ኣፍቂረኪ ኣለኩ pls
Wellcome shikorina
Welcome baby girl
Wwwww Thanks mesert shekorrr
That's good idea
willkommen
Pls sound is little low close ur speaker to mouth i cant hear it properly
ባ እሞ ገጢመናና እንዳሰሓቃ እንድየን ሓንትስ ህያብ ሜድያ ኣይተሕልፋን ኢኻ ትመስል ኢላትኒ ተንኮለኛ ዝኾነት ጓል
ሜሰይ ጽብቅቲ 🥰🥰🥰🙏🙏🙏።
🤯Ahh እዋይ ፍቅረይ ማዓረይ እንዳ ፈተኹኺ ብሰንኪ ቃላተይ እባ ከሰርኩኺ ኣቲ ጽብቅቲ እዚ ትምህርቲ ክስ ቅድሚ 2 ዓመት ክኾውን ኔሩዋ
Hiji kalay gize hiteta
Ezen zibeletika kalat Hizka temelesa ziarkey 😂😂😂😂
@@barcelonamancity3150 ክገርመካ እቲ ሒዛቶ ዘላ ወዲ ካባይ ዝገደደ እዩ 😂😂😂
@@dolshibobmarley9177 entay tibil ,emo kitmleseka eya, tesfa tray ajoka 🤙💪
@@dolshibobmarley9177 emo neti hizato zela hawna link nayza Video sdedelu 😂😂😂😂
kilae ezien kemzitat zihaseb riesy wei dilet yebilenin ezien zihisu eyen zifetwa. Abelashiu zigedfa kea yidelya eyen kalie miszi tibliyo zeleki zemenu aykonun maere kindizi zikeyed bilhi yebilenin.
ሰላም መሰረት ዳሓን ዲኺ
ተኸታታሊኺ እየ እና ኮንፊደንስኻ ዝሃንፁ ቪድዮ ኣለውኒ ኢልኪ ነይርኪ እና ከመይ ክረኽቦም ይኽእል?
ኩሎም ቪድዮታትኪ ኣዝዮም ጠቐምቲ እዮም እና ጎብዚ ቀፅልሉ።
Sweeti you are the best by everything 🥰🥰🥰🥰🥰❤
Well came sister
wawww mara mherkna
ሰላም መሰረት ከመይ ትኮኒ መደባትኪ ዙቡቅ እንዲዩ ግን ሓፈሻዊ ፍልጠት ማሃሪ መደባትኪ እንተ ትሕዉሱሉ ባህ ምበለኒ ኔይሩ
ኣጆኪ ጋል ውዒግን ሽኮር
Edmen tenan neaki
Abzea kihateki haftey emo haftey btami nfiti gen gual si tebaya ayridekan endyu gen gual znida xbkti konjo zblaya tfetu
ሰላም ንዓኪ ክብርቲ ሓፍተይ።
ኣነ ወዲ 20ዓመት አየ ግን ሓደ ጸገም ኣለኒ ንዝራኣክዋ ጋል አየ ዘፍቅራ ከመኡውን ዝሓተትክወን ውሕዳት ኣይኮናን ክሳብ ህጂ ግን ኣይሰለጠንን እቲ ምኽንያት ኣይርደአንን ርዩ ግን ነታ ዛሓተትክዋ ጋል ካሓስበሉ ወይ ሓወይ ኢካ ምስ ትብልርኒ ጠቕሊሉ ስሚዒተይ ይጠፍእ ከምዘይነበረ ይከውን ፕልስ ሲስ ሓግዝኒ ነቲ ሓቀኛ ስሚዒተይ ክርርክብ። ሕቶይ ክትምልስለይ ተስፋ ይገብር። ኣምልስክ ምሳኪ ይኩን❤🙏🏽
ሕልመይ ዘይሰምረለይ ብፍቅሪ ልበይ ጋል ሂዎነይ መን ኮን ትኽወን ለዎህ ኣፍቅሪተይ ። ነዛ ሓፍተይ ።
Fulut ane eye
😍😍😍😍😍
ኣነ'የ😂😂❤
Ewae tsebekti hasab ember
Gn mahazay ms belnayen da ember mahaza aleni keyblana arki aleki do zbelnayen mesilwen
ድምፂ የብሉን ወይዘሮ።
Hyab ayney gal tefetikaya qeltifka do kthata aleka hagzni ba
ቀፅልሉ 💘💘💘💘💘
Facebook eba natki abzi xahafley
Wawww Good job
መሰየይ ኩሉ ገልፂዮ ምቅርተይ
ትምህርትኺ ጽቡቅ ዩ ኩሉ ግዜ። ኣነ ግን ሓደጸገም ረኺበ ኣለኹ ንሱ ድማ ዝራኣኹዋ ጋል ይፈትዋ ብዓይኒ ፍቅሪ ይጥምታ ጉድረኺበ ኣለኹ። መፍትሒኡ ኣፍልጦ ተለኪ ብተገዳስነት ክትምልስለይ ብትሕትና ይሓትት?
እዚ ዓይነት ፍቅሪ ሃነይነይታ እዩ ዝበሃል
ንሓጺር መዓልታት እዩ ዝጸንሕ