ንጓል-ኣንስተይቲ ኣብ ፍቕሪ ከተውድቐሉ ትኽእል ቀለልቲ ሜላታት!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 50

  • @tube-de8eq
    @tube-de8eq 8 หลายเดือนก่อน +5

    ብሉጽ ምኽሪ ቀፅለሉ ክቡር ሓው

  • @ፈጣሪዓለሙ
    @ፈጣሪዓለሙ 7 หลายเดือนก่อน +6

    እሽታ ድዮም ዝብሉ ጥዑማት ሰብ ቀደም ገለ ክብል ኣብ ንእስነተይ ይርእዮ ካብ ዘለኹ ንጓል ብፍቅሪ ከተውድቃ ኣይትኽእልን ኢኻ ጓል ጥዕምቲ ፍጥርቲ ኣይኮነትን እኳ ደኣ ኣዝያ ሕስምቲ ኣብ ረብሓ ኣዝያ እትግደስ ተዋሳኢት ፍጥርቲ ኢያ ጓል ኣይተፍቅርን ኢያ ትፈቱ ኢያ ወዲ የፍቅር ኢዩ እዚ ከኣ ኢዩ ዝገደደ ዝግበሮ ጓል ንዕድመ ንእስነትካን ተባሃጊ ግዝያዊ ቁመናኻን ደኣ ኢያ ትፈቱ እምበር ናዓኻ ከም ሰብ ኣይትሓስበካን ኢያ እቲ ምሳኻ ክከይድ ከላ እትሕጎሶ ውሕስነት ዝፈጥርላ ስለ ዝመስላ ውሽጣ ብሓጎስ ይምላእ ክሳብ ክንድዚ ባኮ ፍጥርቲ ኢያ ንጓል ከዕግብ ኢየ ከተፍቅረኒ ክጽዕር ኢየ ዝብል ንባስካ ብፍንጃል ምምላእ ይቀሎ ኣብ ርእሲ ጽቡቅ ጽቡቅ ጌርካላ ዘይትዓግብ ንዋጋ መስዋእትኻን ጻዕርኻን ዋጋ ዘይትህብ ፍጥርቲ ደኣ ሃልያ ሰበይቲ ኢያ ። ፍቅሪ ሓሶት ኢዩ ኣብዚ ዘለናሉ እዋን ዝርባሕ ተዘይብልካ ንሰባት ኣገዳሲ ኣይኮንካን ብፍላይ ንጓል ጽቡቅ ወዲ ቆማት ክትመርጽ ኢያ ትውዕል ዘናብራ ጻዕራም ሰብ ብዙሕ ኣይትመርጾን ኢያ ስለዚ ብዙሕ ንጓል ምድካም ኣድላዩ ኣይኮነን ብዜሮ ስለ ዝራባሕ ዝደከምካዮ፡።
    ኣብ ስደት ውርደት እምበር ገንዘብ የለን
    ኣነ እምበር ንሕና የለን
    እቲ ሓኪም ብፍልጠቱ ይነግድ
    እቲ ምሁር ብዝተማህሮ ይሽቅጥ
    ፍትሒ ተቀቢራ ሓቂ ዋጋ ኣብ ዘክፍለሉ ዓለም ፍቅርን ትደሊ ተሊኻ ኣይትድከም ኲሉ ዋጋ ክፊልካ ኢኻ ትረክቦ ምናልባት ፈቃር ኢየ ፍቅረይ ኣላትኒ ትብል ተሃሊኻ ሓደ ካብ ግዝያት ስራሕ ምስ ተሰጎግካ 2 ሰሙን ብዘይስራሕ እሞ ኮፍ በል እታ ፍቅረይ ትብላ ክትበልዓካ ክትደሊ ኢያ ዝለመደቶ ስለ ዝሰኣነት ንሳ ንረብሓኻ ኢያ ትፈቱ ናዓኻ ኣይትፈትወካን ኢያ ።

    • @MaheromerMaheromer-bo1ye
      @MaheromerMaheromer-bo1ye 5 หลายเดือนก่อน

      No be zkona sorry abzia bro .... Malet adaka ne fazerka be rebha eya tnber meseo maletka eyu no ana abzia mesaka yelkon serah enta zey kadeka kemey garka ket neber wela 2 malti ... Wey kea habti ent alka ket neber tkel Eka ay tgaga tnks❤

    • @ShabayAbraham-o9m
      @ShabayAbraham-o9m 4 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ

  • @asmeromgebrehiwet2936
    @asmeromgebrehiwet2936 7 หลายเดือนก่อน

    Start man keep this job bro

  • @leyaasekh2887
    @leyaasekh2887 5 หลายเดือนก่อน

    Hello my lovely brother I appreciate you continue God bless you with all your family ! You are very smart my brother

  • @DawitHagos-gu7tg
    @DawitHagos-gu7tg 7 หลายเดือนก่อน

    ኣምጽአልና ከመይ ገርካ ከምት ምስጣ ንገረና part 2 so thanks bro

  • @abebegebrehiwot1517
    @abebegebrehiwot1517 7 หลายเดือนก่อน

    Great Job thnx

  • @እግዚአብሔርአምላኽይኽበር
    @እግዚአብሔርአምላኽይኽበር 7 หลายเดือนก่อน

    ፈጣሪ ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ ፍቁር ሓውና❤❤❤

  • @capitaltesfay
    @capitaltesfay 6 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ይብል

  • @lemlemnegashwelu7952
    @lemlemnegashwelu7952 7 หลายเดือนก่อน +1

    እወ ገራሚ እዩ 2ይ ክፋል
    ናይ አወዳት ከኣ ቀፃሊት

  • @NxnbJddbb
    @NxnbJddbb 7 หลายเดือนก่อน

    ብሉጽ ምኽሪ ኣጆካ ቀጽሎ ሓወይ

  • @Sebeysebey-ru9xi
    @Sebeysebey-ru9xi 7 หลายเดือนก่อน

    Baray alekum do😂😂😂

  • @godthanksgoodforeverything7285
    @godthanksgoodforeverything7285 6 หลายเดือนก่อน

    Begaka aysemuen eyom eyom sdet sidi

  • @abdusiad8729
    @abdusiad8729 4 หลายเดือนก่อน

    Baluts makire🎉🎉🎉

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 4 หลายเดือนก่อน

    Nay behaqi xbuq tmhrti eyu qexlo kubur hawey ❤❤❤

  • @jeremiah5707
    @jeremiah5707 8 หลายเดือนก่อน

    Your advice is very helpful but at this time it doesn’t really help us .girls are beyond this points keep it up Hawey

  • @zewudihuluf3208
    @zewudihuluf3208 6 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏 ፅቡቕ ምኽሪ ሓወይ

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 7 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ክብር ሓውና❤❤❤❤

  • @chelseawi
    @chelseawi 7 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና፡ ክቡር ሓው እግዚኣብሔር ምሳካ ይኩን። ካብዚ ምክርታትካ ዳርጋ የተግብሮ እየ ግን ቁሩብ ደንግዩካ ኣነ ቅድሚ 3 ወርሒ ሓቲተ፡ገና ንረባረብ ኣሎና። ብኣካል ተላሊና ኣበ በበይኑ ሃገር ኢና ዘለና። ርክብና ብተሌፎን እዩ። ኣብ ጠባይ ተሰማሚዕና ኣብ ኣተሓሳስባ ውን ከምኡ። ግን ኣሕዋት ንኩን ከም እያ ትብል፧ ኣነ ግን ኖ ኣሕዋት ምኳን ካልእ እዩ፡ ግን ኣነ ንፍቅሪ ንሓዳር እየ ዝደልየኪ ይብላ፡ በል ግዜ ንውሰድ ክንፋልጥ እያ ትብል። ካብዚ ናትካ ሜላታት ክኣ ክንፍትን ክሳብ ዝሰልጠና ፡ እዋእ ቅንዕና ጌርካ ትሓተን ግን ንግዝያዊ ጥራሕ ዝደልዩ እንዳመንጠሉና ህኮት ናይ ገለ እሞ ንሓዳር ዘለዎም ዘፍቅራ ድንዙዛት ኣለዋ፡ ዘይተመርዓና ከለና።

  • @tesfalemberihu5109
    @tesfalemberihu5109 8 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ምኽሪ!❤❤

  • @AlemMedhanie-m3w
    @AlemMedhanie-m3w 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @መሪ-የ7ቸ
    @መሪ-የ7ቸ 5 หลายเดือนก่อน

    ✅100/100💚🥰💜

  • @businessforvalue
    @businessforvalue 7 หลายเดือนก่อน

    Very nice ,so do funny dialoge do you have adog, donkey,kkkkk

  • @ShewitTesfay-y6o
    @ShewitTesfay-y6o 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AdhanomWedigerie
    @AdhanomWedigerie 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤👍👍

  • @Mewarsti123
    @Mewarsti123 7 หลายเดือนก่อน +1

    🤣😂😅

    • @ወዲሳዋ-ጠ6ፈ
      @ወዲሳዋ-ጠ6ፈ 7 หลายเดือนก่อน

      እዛ ሰሓቕ ደኣ ከመይ እያ ደሓን መዓስ ይሰሓቕ ዘይምፍላጥካ ዉን ክኸዉን ይኽእልዩ ብዝኾነ ኣነ ካልኣይ ክፋል እንተትህልዋ ደስ ምበለኒ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዘይ ምስልቻው ዝከታተሎም motivetion እዛ ቻነል (ይቕረታ ስምካ ስለ ዘይፈልጠካ እየ መምህረይ) ባባ ሮቤልን ሮዳስን እዮም ❤❤❤❤❤❤❤

  • @SalamSalem-cj9ro
    @SalamSalem-cj9ro 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @WdKn-s4b
    @WdKn-s4b 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @ንግሰቲአበበ
    @ንግሰቲአበበ 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @SalamSalem-cj9ro
    @SalamSalem-cj9ro 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @aminetsegay1969
    @aminetsegay1969 7 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️

  • @እግዚአብሔርአምላኽይኽበር
    @እግዚአብሔርአምላኽይኽበር 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @DawitHagos-gu7tg
    @DawitHagos-gu7tg 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @Sarah-y2p4l
    @Sarah-y2p4l 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @Sarah-y2p4l
    @Sarah-y2p4l 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @AmanAman-jj2gc
    @AmanAman-jj2gc 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @LuwamZeray-s7t
    @LuwamZeray-s7t 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @SirajebrahimSalih
    @SirajebrahimSalih 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @AbrhamTeshome-h3r
    @AbrhamTeshome-h3r 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @Th-si7zn
    @Th-si7zn 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret
    @sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @SelahHabib-pw8gd
    @SelahHabib-pw8gd หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @HfgPeiu
    @HfgPeiu 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤