#ጰራቅሊጦስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 16

  • @FIKREYMEDIA
    @FIKREYMEDIA 5 หลายเดือนก่อน +7

    “””ጰራቅሊጦስ”””
    ኣብታ ደምበ ፍቅሪ ናይ ሰማያት ድልድል፡
    ንኹን ሓደ ልቢ ብሕብረት ነገልግል፡
    ከምቲ ንሓዋርያት ዝወረደ መንፈስ፡
    ጰራቅሊጦስ ሎሚ ሕብረትና ክቅድስ።
    ኣብዛ ዘመን ዝርጋን ዝተሳእና ፍቕሪ፡
    ክንዲ ስኒት ሰላም ንህልኽ ክንሓሪ፡
    ቋንቋና ክቕየር ሻርነት ክውገድ፡
    ንኹን ሓደ ልቢ ጰራቅሊጦስ ይውረድ።
    ኣንፈቱ ኣጥፊኡ ሕብረት ጕዕዞ ጽድቂ፡
    ኩሉ ምስሉይ ኮይኑ ተሳኢኑ ሓቂ፡
    ኣበው ክትንስኡ ሰብ ትንቢት ናይ ምሕረት፡
    ንኹን ሓደ ልቢ ራእይና ከይዕገት።
    እናሻብ ክውሰኽ መጓሰ ክበዝሕ፡
    ጸሎትና ዓሪጉ ኣብ ኣርያም ክበጽሕ፡
    ልቢ ሰብ ተሰይሩ ንጽድቂ ክጓየ፡
    ንኹን ሓደ ልቢ ጰራቅሊጦስ ይዕየ።
    ጸገምና ብራህዋ ፍጹም ተቐይሩ፡
    ፍርሃትና ክቅንጠጥ ሓንሳብ ንሓዋሩ፡
    ንሓደ ዕላማ ንኹን ሓደ ስጕሚ፡
    ከውርድ መንፈሱ ከም ትማል ኣብ ሎሚ፡፡

  • @mahderemesfun5039
    @mahderemesfun5039 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን{፫}
    ጸጋን በረከትን ናይ ጶራጲሊጦስ(መንፈስ ቅዱስ) መሕወዪ ስጋናን ነፍስናን ዝኾነ ካባና ኣይፈለየና።

  • @selamawitbrhane3334
    @selamawitbrhane3334 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ❤

  • @Brhan-u1s
    @Brhan-u1s 2 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መልእክት የስመዐለና እግዚኣቢሔር ይመስገን ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ

  • @mesi557
    @mesi557 5 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
    እልልልልልልልልልልልልልልልል
    👏👏👏👏👏👏👏👏👏
    🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊
    እልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @efremweldeslase613
    @efremweldeslase613 5 หลายเดือนก่อน

    ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ኣምላክ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርክ

  • @AngesomMesfin
    @AngesomMesfin 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና❤❤❤🎉🎉🎉

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤አሜን አሜን አሜንአሜንአሜን አሜን❤❤❤❤❤

  • @ngsitweldebrhan7845
    @ngsitweldebrhan7845 5 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🙏🙏🙏

  • @yosi5685
    @yosi5685 5 หลายเดือนก่อน

    Zmarie melakti yesmealna ❤️

  • @kidaneberhane6938
    @kidaneberhane6938 5 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen zmarie melaekti yesmealna Egzabhier amlak xegeu xyebzhalkum nay bhaqi des zebl zmarie 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Smerh-eb5hm
    @Smerh-eb5hm 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Christisreal10
    @Christisreal10 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @ኣምላክሰላም
    @ኣምላክሰላም 5 หลายเดือนก่อน +2

    Amen amen amen ❤

  • @AbaFilipos
    @AbaFilipos 5 หลายเดือนก่อน

    ከምቲ ንሐዋርያት ዝወረደ መንፈስ ቅዱስ ።

  • @GegGdgg
    @GegGdgg 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤