Comedy ሰብ ኢሎሞ - ትምኒት Seb Elomo - By Memhr Teame Arefayne Comedy 2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 73

  • @ምሕረትንጉሰጓል
    @ምሕረትንጉሰጓል ปีที่แล้ว +7

    እዳ ደወጭ ስድራ ብጣዓሚ ዝፍትዋም❤🥰💋💋

  • @senait4255
    @senait4255 ปีที่แล้ว +1

    ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS ⛪️🙏🕌♥️ 🇪🇷 🌄💔💝💜😍🤩🥰‼️

  • @aronwengel6378
    @aronwengel6378 ปีที่แล้ว +2

    ሰብ ኢሎሞ መሃሪት ፊልም ቀጽልዎ ደኣ ብዙሕ ንመሃር ኣለና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @lucchi3902
    @lucchi3902 ปีที่แล้ว +1

    Asey deki erey 🌴🇪🇷🌾🇪🇷🌹🌴❤🍀🙏🇪🇷🙏

  • @vodahallo9499
    @vodahallo9499 ปีที่แล้ว +2

    እዛ ላስ ቬጋስ ትብል ሕማም ኣይበዝሐን፡ዶ ላስ ቬጋስን ካልእን ክብሉ ቀለብ ዓሳ ዝኾኑ ኣይወሓዱን።

  • @samuelabrhale
    @samuelabrhale ปีที่แล้ว +7

    ቀዳማይ ረኪበያ ❤ ኮመንቲ ምስ ወዳእኩዋ ርእቶይ ክጽሕፍ ኢየ

  • @merihmedia.
    @merihmedia. ปีที่แล้ว +9

    ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለኻ ሓወይ /ሓፍተይ ኣምላክ ዘይሓሰብኻዮ ይፍጠረልኻ ገጽ ትፈትወዋ ወላድትካ የርእካ ንዓና ክኣ ሳብስክራይብ ጌርኩም ሞራል ሃብና,የቀንየልና❤🙏..

    • @welltv23
      @welltv23 ปีที่แล้ว

      Subscriber gere aleku nski kea gberi kemu gerna ntehagagez sis.

  • @meryemm2193
    @meryemm2193 ปีที่แล้ว +4

    ማርሓባ ጎሮቤትና❤❤

  • @ezhgihariakidane3952
    @ezhgihariakidane3952 ปีที่แล้ว +7

    ስለም ዞም ደቀይ እቲ ንዊንታ ኣብ ቀብሪ ነጸላኣ ዘይገልበጠት ኢልኩም ትነቅፍዋ ዘለኹምሲ ንስኻትኩም ትጋገዩ ዘለኹም ምግምጣል ነጸላስ ምስ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ዝመጸ ኢዩ ጓል እንተ ኮይና ነጸላኣ ዓጺፋ ትበጽሕ አደታት ድማ ሐደ ኢደን ብውጻእ ይበጽሐ ነበራ
    እንተ ሕጂ ድማ ምዕባለ ተሐሲቢ እዩ መስለኒ ነጸላአ ዘይገልበጠት ትንቀፍ
    please recover our culture those who have this mentality god bless you all Eritreans ❤

  • @abrshhaile7578
    @abrshhaile7578 ปีที่แล้ว +1

    Welcom deki Eri 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Nahom-c9h
    @Nahom-c9h ปีที่แล้ว

    ሰብ ኢሎሞ ብጣዕሚ መሃሪት ፍሊም እያ ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤❤

  • @sanaytredae8445
    @sanaytredae8445 ปีที่แล้ว

    Merihaba Deki erey ikaa dahani metsakumi shikerinatati Deki halali meriyeti ayini Abayikumi Yidefeni Deki erey Maareyi 💪🐫🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅🐅⭐️🐫🐫⭐️⭐️🐅⭐️😘😍😍😘🥰🐅😘🐫🌴🌴🌴

  • @feruzbelayferuzbelay3211
    @feruzbelayferuzbelay3211 ปีที่แล้ว

    Helen gn kabza comedy trhq do ala haqey abey atfioma bejakum amxuwa❤❤❤

  • @danielgidey4258
    @danielgidey4258 ปีที่แล้ว +10

    ክርስትያን ማለት እንታይ ማለት ዩ? ሰዓቢ ክርስቶስ ማለት ዩ:ስለዚ ድማ ኢዩ:ሃዋርያ ጳውሎስ ብዘይ የሱስ ክርስቶስ ንሱ ከኣ እቲ እተሰቕለ ንኻሊእ ከይፈልጥ መደብኩ ዝበለ:ስለዚ are you ready now to accept Jesus christ? because this is the time to accept Jesus christ,otherwise no a chance to the heaven, John ዮሃንስ 3:18 👉ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ።
    ሮሜ 10: 9-11👉 እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ።Luke ሉቃስ 4:8
    የሱስ ከኣ፥👉 ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ 👉በይኑ ኸኣ ኣምልኽ፡ ጽሑፍ እዩ እሞ፡ ካባይ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ ኢሉ መለሰሉ።
    Acts ግብሪ ሃዋ 4:12:👉 ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን::
    SAY TODAY IS MY DAY,

  • @bethlehemtsegai4894
    @bethlehemtsegai4894 ปีที่แล้ว +12

    ሰብ ኢሎሞ ብጣዕሚ ዝፈትዋን መሀሪትን ፕሮግራም እንድያ እንቶ'ኾነ ግን እዛ ናይ ነጸላ ምግምጣል ዝበለቶ ናይ ባህልና ዘይኮነ ካብ ኢትዮጵያን ዝተወሰደ ዘየብህግ ልማድ እዬ:: እምበር ናይ ቀደም አዴታትና ይሽብሸባ አዝማድን ፈተውትን ድማ ኢደን የውጽአ ተስፋ ይገብር እቲ ናይ ቀደም ክምለሰልና::

    • @senaitissak7347
      @senaitissak7347 ปีที่แล้ว

      Kulushab Anemyehrkeni gemtilen kimexa kolewa

  • @samridani253
    @samridani253 ปีที่แล้ว +2

    Aseyyyy deqi erey mqurat 😂😂😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rutaberhane4482
    @rutaberhane4482 6 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂🎉🎉bless you all❤❤❤❤

  • @er6634
    @er6634 ปีที่แล้ว +6

    እዛ አብ ሐዘን እድያን ንላዕሊ ምግባር አብ ሃገርና አይነበረን ቀደም አብዚ ቀረባ ግዜ ድሕሪ ናጽነት ዝተታአታተወ እዩ ኢትዮጺያዊያን እየን ነጸለእን ንላዕሊ ዝገብራ እበር አብ ሀገርና አዴታትና ናይ ሐዘን ነጸላ አተዐጣጥቃ እዩ ነይርወን ተዓጢቀን ከአ ይሐዝና

    • @alem8479
      @alem8479 ปีที่แล้ว

      Hakiki

  • @TesfuGerye-cn5dp
    @TesfuGerye-cn5dp ปีที่แล้ว

    ጥዕና ይሃበልና ደቕ ኤረይ መዓረይ

  • @feweyniassefa379
    @feweyniassefa379 ปีที่แล้ว +2

    ዕዲመን ጥዕናን ናኣኩም ኣየ ደቦጭስ ከማይ ዝፍትዋ ስብ ይህሊ ዶ

  • @rahwaabdu5236
    @rahwaabdu5236 ปีที่แล้ว

    Des ktbleni meat ey eza komedi 😂😂😂😂

  • @semharmehari4847
    @semharmehari4847 ปีที่แล้ว +3

    እንቋዕ ደሓን መጻኩም ደቂኤረይ ዊንታ ኢሞ ሓቃ ኢያ ነጸላኻ ምግምጣል ኣይብሕሊናን ኢዩ ብሕልና ኣቃልዑ 😢

  • @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
    @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ ปีที่แล้ว +1

    ስላም ስድራ ዓዲ ደወጭ እንካዓ ብስላም መጻእኩም ክብራት ኣሕዋተይ

  • @DemekeshSbhtu
    @DemekeshSbhtu 3 หลายเดือนก่อน

    Rrtrwenat kobormaninat🇪🇷🇪🇷🎉♥️🇪🇷

  • @mebrihat5349
    @mebrihat5349 ปีที่แล้ว +1

    ብሩካት ስድራ❤❤❤

  • @phili8384
    @phili8384 ปีที่แล้ว

    ኣቲ ማማ!!ጉድጓድ ተፋሒሩ ከሎ ሓሚመ ጸሚመ ትብሊ 😂😂😂😂😂

  • @righatmahari2432
    @righatmahari2432 ปีที่แล้ว +1

    Wellcame deki erey shikorinatat

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 ปีที่แล้ว

    🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samsonrusom3492
    @samsonrusom3492 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @natsnettesfay4455
    @natsnettesfay4455 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkk😂😂😂😂😂nay behaki bflay snetbebena ente koynu ymro diyu zelo walas ymewt ayrdakan eyu😂😂

  • @lidiagebryewhanes6186
    @lidiagebryewhanes6186 ปีที่แล้ว +1

    Enqae biselam metsakum kullkum bultsat ekum ♥️♥️♥️♥️💯💯💯💯🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 ปีที่แล้ว

    Merhaba deki Eri shikornatat 🤍🌼🕊️🌾🇪🇷💖🌾🇪🇷💖

  • @tsegaytekie9116
    @tsegaytekie9116 ปีที่แล้ว

    😂😂 EGAMZ

  • @elizabethelilta2663
    @elizabethelilta2663 ปีที่แล้ว +4

    እንዳ ሰብ ኢሎሞ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣድላዪ ዝኮነ ትምህርቲ ኢኩም ተመሓላልፉ ግን ግን እንታይሞ ክዓብስ ኣብ ኤሪ ቲቪ ተዝመሓላለፍ እምበር እዚ ደኣ ዉሽጢ ዘሎ ሰብ ኣበይ ክሪኦ እዚ ትሰርሕዎ ደገ ዘሎ ጥራይ እዩ ዝሪኦ ኣብ ኤሪ ቲቪ ከም ዝመሓላለፍ ተትገብሩ ግን ኩሉ ምረኣዮ ኩሉ ድማ ምተምሃረሉ ኔሩ ሕጂ ግን እዚኣ ንደገ ጥራይ እያ !

  • @sabaandemicael2373
    @sabaandemicael2373 ปีที่แล้ว

    ካብ ባህልታትናን ክብርታትናን ክንጠፍእ ኣሎና ነጸላ ገልቢጥካ እንዳ ሓዘን ምካድስ እንታይ ኣምጽኦ ክብርት ድማ ብለባምኪ ካብ ኩሉ ድማ እተን ተጋደልቲ የሕዋትና ክምኡ ክነብር ክለዋስ ይገርመኒ ብዝኮነ እቲ ዝጸንሐ ባህልን ክብርታትን ናይ ወለድና መምጽኢኡ ዝፍለጥ ንሓዋውሶ ኣሎና እሞ ህዝቢ መኺሩ መዕለቢ እንትዝግብረሉ

  • @selamberhe3467
    @selamberhe3467 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ዝፈትወክም ስድራ❤️❤️❤️❤️

  • @akberetabraha4950
    @akberetabraha4950 ปีที่แล้ว

    🌹🌹🌹🌹🌹

  • @g776yy3
    @g776yy3 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @L8388
    @L8388 ปีที่แล้ว

    🤣🤣🤣🤣😂❤ eway eda dobeti btami shqna😂😂😂

  • @mikalaraya2924
    @mikalaraya2924 ปีที่แล้ว

    Kahsay hagerawi Hagery sie zibele

  • @adhanomabrha3860
    @adhanomabrha3860 ปีที่แล้ว +2

    Welcome

  • @zenakamis6774
    @zenakamis6774 ปีที่แล้ว

    ሃፍት ለምለም አሕዝናትኒ 😢

  • @senaitkidane3774
    @senaitkidane3774 ปีที่แล้ว

    Merhaba seb mkrun maedan❤❤❤❤❤❤ enqae dehan mexaum❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbrhaGebrehiwet
    @AbrhaGebrehiwet ปีที่แล้ว

    😀

  • @tsegaytekie9116
    @tsegaytekie9116 ปีที่แล้ว

    😂😂

  • @asmaraeritrea9034
    @asmaraeritrea9034 ปีที่แล้ว

    😂😂haka ala sabila mehazay ab kebri wedi hatnea tsbuk giera bekia ab 3werha Sweden wesidoma deki hatnea 😂

  • @teklit7353
    @teklit7353 ปีที่แล้ว

    Kkkk ab lasfigas si risaki bdolarat eu zmles eritrea mesilki

  • @Nnn-t
    @Nnn-t ปีที่แล้ว +1

    Tsebuk melkiti habybna

  • @meraabiabiygayl5102
    @meraabiabiygayl5102 ปีที่แล้ว

    Loms halewlew abzihkum ewaa

  • @rttr3992
    @rttr3992 ปีที่แล้ว +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍😍😍😍💋💋💋💋💋💋💋💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @luwamyebio4718
    @luwamyebio4718 ปีที่แล้ว +15

    ata helen eba amxiulna bejakum

    • @ኣሱጓልዴስኣ
      @ኣሱጓልዴስኣ ปีที่แล้ว +1

      ናብ ታዕሊም ከይዳ ኮ ኢሎም

    • @Brave-Is_Mine1
      @Brave-Is_Mine1 ปีที่แล้ว

      @@ኣሱጓልዴስኣ😂😂 Ane wun tertire

    • @eritreaadey4672
      @eritreaadey4672 ปีที่แล้ว

      Natey eya

    • @zaidtewelde2368
      @zaidtewelde2368 ปีที่แล้ว

      ሄለን ኣብ ወዲ ገዳሙ ትብል ድራማ ትሰርሕ ኣላ ባዓልቲ ገዛኡ ን' ኣቤል ሃይሉ ኮይና ትዋሳኢ ኣላ !!!!

    • @dejentesfazgi
      @dejentesfazgi ปีที่แล้ว +2

      Hakka ika gn helu welida kola tebi keythlu

  • @nomoneynoproblem7890
    @nomoneynoproblem7890 ปีที่แล้ว

    Winta Always in dreams ge up
    Please!!

  • @brgednihamedu9389
    @brgednihamedu9389 ปีที่แล้ว

    Lasvegas enda belkum ekua seb sdet tiray kemzkewin hilmu kerkumo kindi ab adu tiuy merihnet fetiru biselam serihu atiu hiwetu kem zikiyir mimihar aye nay lomi sine tibeb tehzinu

  • @user-dy5kf3dr4h
    @user-dy5kf3dr4h ปีที่แล้ว +2

    ሃጠው ቀጠው ኾይኑ ሎምስ
    ዘረባ በዚሑ
    ኣርት ጠፊኡ
    ኣክተራት ተሰላችዮም
    ኹሉ ተመሳሳሊ ኾይኑ ከሰልችወና ጀሚሩ
    ለውጢ የድልይ ኣሎ

  • @g776yy3
    @g776yy3 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsegaytekie9116
    @tsegaytekie9116 ปีที่แล้ว

    😂😂

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ ปีที่แล้ว +1

    🌴🌴🌴🌴🌴🌴🐪🐪🐪🐪🐪🐪❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🙏

  • @tsegaytekie9116
    @tsegaytekie9116 ปีที่แล้ว

    😂😂

  • @SilvanaBayray-cz3bp
    @SilvanaBayray-cz3bp ปีที่แล้ว +1

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑💋💋💋💋💋

  • @tsegaytekie9116
    @tsegaytekie9116 ปีที่แล้ว

    😂😂

  • @tsegaytekie9116
    @tsegaytekie9116 ปีที่แล้ว

    😂😂