Hey Yodit , I agree ....just bring 1:18:23 people who can teach this society you have so many from old to young like Danny Wedi Memher and so on my dear , as for you my dear you doing very great job
Ya ezi tesfom ktur nieqet Aslam alowo . Hiji zijifjifwo zelewu Aslam eyom mejemerta kingebro nerina.gin abkurimtina alo . Leytn mealtin n Aslam down kigebir eyu ziserih. He is working to promote some thing ( most probable higdef) at the cost of Aslam Eritrea.
Go head tell your people you not going tell Etitrean .go help your people. We do not want people like you creating problem .stop talk to much and you think you smart. You nobody
ሰላም ዮዲታ ምስ መም ተስፎም ።
ተስፎም ዓርከይ ንስካ መምህር ኢካ።እዚ ሕጂ ኣብ ልዕለካ ዘጋጥም ዘሎ እውን መቀጸልታ ምረት ቃልሲ እዩ።ጽባሕ እቲ ሓቂ ክውን ኮይኑ ክርአ እዩ።❤
ን ኣውራጃ ከም መበቆል ጌርካ ክትሓስብ ኣብ ዝጀመርካሉ ፡ ናይ መጀመርያ ስጉምቲ ናብቲ ውድቀት ጥራይ ዝመወዳእቱኡ መንገዲ ኢዩ። ተስፎም ሓወይ ቀጽል ሓደ ካብቲ ክትሰግሮ ዘለካ ኢዩ።
Tesfom you are the greatest person ❤❤❤❤
ዕላማ ኣለና። ስርዓት ምቕያርዩ። ንቕድሚትንኺድ።
ኣጆኻ ተስፊሽ፡ጽቡቅ መደብ ዮዲታ፡ ለበዋ* ኩላትኩም ተስፎም መሓሪ፡ዮዲት፡ካልኦትን ኣብ ደንበቃልሲ ዘለኹም ደቂ ሓማ ብውሽጢ ተረዳዲእኩም ንደቒ ሓማሴን ኣብ ምብርባር ኣቶኪርኩም ተትሰርሑ ጽቡቅ ኔሩ፡ተተሲኡ ሓማሴን ውሕጅ እዩ።
Tesfom hawna Yiqreta mihtat nay Lebamat eyu bedil aytibedel.Yiqreta silezihatetka Bedilka malet aykonen🙏❤
Tesfom you are great man wish you the best .
ተስፎም ወዲ ንጉስ ካብ ቅኑዕ መንነታዊ ኣተሓሳስባኻ ናብ ናቶም ቀቢላዊ መጨራጨሪኦም ጎቲቶም ከየውድቑዃ። ከምቲ ኩልሳዕ ትብሎ ትግርኛ እንዳተዛረብካ እንደሕር ዘይተግሪርካ መንነትካ ክትክውል ክትብል ኣብዕግርግር ምንባር ጥራሕ እዩ ዝከውን❤❤❤ ካለኦት እንታይ ይብሉ ብዘየግስ ኣብ ቅኑዕ ሰብኣውን ተፈጥራውን ኣተሓሳስባኻ ተደሪኽካ ነዚ ዘይተበረዘ ዓንጎል ኣድእህብ።
ዩዱታ ሓፍተይ ከመይ ኣለኺ ኣነ ክቢለኪ ዝደሊ ብሕጂኡ ከምዝ ዛዝገበርኩሙ እንድሕር ነፃነት ተረኺቡስ እንታይ ክትደግሙ ኢኹሙ ናይ ብሓቂ ተስፋ ተቁርፁ እኹሙ እቲ ዝሓሸ ሕጂዉን ኩሉኹም ተማኺርኩሙ ፍትሕዎ
Thank you Yodit bebeal muli weldaf gireki nezi qalasi tebetneyo zeleki
Thank you both.
Tesfom the man of principle!
ተስፍኦም 👍🏽 አጆኻ ሐቀኛ ጀግና ኢኻ። እዞም ንርእዮም ዘለና ጥቕመኛታት መራሕቲ ክኾኑ ዝፍትኑ ዘለው 😂
💙🌿💙🌿💙🌿💙
ተስፎም ዩጋንዳ በጺሑ ምስ ተመልሰ ከምኡ ውን ወፍሪ ሰላም ኣብ ካናዳ ምስ ከተብዎ ኣይጠዓየን እሞ ኣይትሓዝሉ እዚ ገርጨውጨው ጥዕና ኣይኮነን
Yes tkkl musela abi seb.
ተስፎም ብጣዕሚ ቁኑዕ ተባዕ ኢኻ። ሓደራኻ ብሕልፊ እዚ ድራር ዝበልካዮ ጸቢብ ድራር ብዙሕ ኣይትገደሰሉ ወዲቑ እዩ ካብ ቀደም።
ሰላም ዮዲት ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኪ ሰላም ይምነየልኪ ብትገብርዮ መደብ ተኸታታሊ ናትኪ እየ ግን ለንቀነ ተምጽእዮም ዘለኪ ኣጀንዳ ብዛዕባ ሓደ ሰብን ብዛዕባ ሓንቲ ኣውራጃን ጥራይ እዩ። ኮይኑ ዝስማዓኒ ዘሎ ግን ራዕዲን ፍርሕን እዩ። ናይ በሓቂ ሓሳብ እንተሃሊዎም ፊትንፊት ምስኦም ይግጠሙ።ብኣውራጃ ምዝራብ ጽቡቅ ኣይኮነን።
Welcome Tesfom Mehari and thank you Zelenayo Show. ezi mensey bwylqu mHsab entezeyjemiru ezi zkeyd zelo bgujle mHsab hadegegna eyu slezi nQaH menesey.
ተተቲጊራይ ቲጊሪኚ አይኮኖኾን ጸረ አጊኢዚያን ሚሳ ስ ኾሎም ጎራባቢቲ ልዖላውት ዚአሚኖ ቢሲላም ይኒቢር❤❤❤❤
ሰላም ዮዲት ስርሕኪ ኣዚዩ ዝነኣድ እዩ እዚ ምስ ወፍሪ ሰላም ዝተኣሳሰር ኣዛራቢ ኮይኑ ዘሎ፡ ብፍላይ እዛ ብሰልጠነ ዝፍጸም ዘሎ ኣዚዩ ሓደገኛ ኣንጻር ሰላምን ፍትሕን ዝከይድ ዘሎ፡ ብፍላይ እዚ ኣንጻር ሃየስቱ ታርጌት ገይሩ ንባዕሉ መዕበዩ ዝጸየቆ መዕበይኦም ዝጸየቆም ደቂ ሓደ ድስቲ እዩ ክብል እንከሎ ሰልጠነ ኣዝዩ ይቅሬታ ክሓተሉ ዘለዎ እዩ፡ ወዲ ንጉስ እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ እዩ ተዛሪቡ፡ ስለዚ እዚ ናይ ተስፋይን ሰመርን መደብ ዕረ እናጠዓመና ጎርዳዕ ነብሎ ኣሎ፡ ምክንያቱ ሓቂ መራር ከም ዕረ እያ፡ ሓቂ ዝመረሮ ድማ ዘይብሎ የብሉን።
ደቒ ዓደና ንውፍይ ኣካል መፍትሒ ግርጭት ትጽበዮ ጊጋ ሓሳባት እዮ ውፍይ ንባዕሎ ጎራሕ ኣካል ግርጭት እዮ ንባዕሎ ሓንቲ ግጭት ኣብ ምንቅስቃስ ፍትሑ ዝይፈልጥ እዮ።
በጃኹም የሕዋት ልቢ የዕብዩ ብዙሕ ነዚ ቃልሲ ንኸይዕወት ብዙሕ ሃጠው ቀጠው ስለዘሎ
ከሙኡውን ናይ ሂግደፍ ባይረስ ኣብ ሞንጎ ተቃለስቲ
ስለ ዝዝራእ ንጠንቀቕ።።
አብ ዓለም እቲ ዝኸፍአ ህዝቢ አብ ልዕሊ ሓው ክፍኣት ዝሓስብ ተንኮለኛ ህዝቢ አሬትራ እዩ.
ብኸምዚ ኣገባብ ፍትሒ ከተምጽእ ማለት ዘበት እዩ
ዮዲት እዞም ከምዚኦ ዝአመሰሉ በጃኺ አብዚ ሚድያ ናትኪ አአይተምጽእዮም አንጻር ቃልሲ ስለዝኾኑ እዚ ወዲ አውን ከምኡ ዐይነት እረግር እዩ ዝደሊ ዘሎ ብርጌድ ንሐመዱ ይዕወት
ኣብ ህልኽ የእቲኹሞ ባዕልኹም
ተስፎም ድዩ ኣንጻር ቃልሲ? 😅😅😅
ኣይትጋገ ተስፎኦም ኣብ እንዲያና ጎይላ ኣይነበረን። እዚ ናብ ኣዉራጃ ኣዉሪዶሞ ትብልዘለካ ንስካ ኢካ ናብ ኣዉራጃ ተዉርዶ ዘለካ ኣይትጋገ
Hey Yodit , I agree ....just bring 1:18:23 people who can teach this society you have so many from old to young like Danny Wedi Memher and so on my dear , as for you my dear you doing very great job
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተስፎም ከልቢ ዳስ መልሓስ ጥራሕ ኾንካ ተሪፍካ ተስወር ነጅስ !!!
Mulu bitaimi nutsur melikti respect
Yeakleka,tesfom,yakleka
ኣየ ዮዲት ኣብዘይ ባልቦላኺ ኣቲኺ ።ክበልዕ ዝደለየ ገደል ኣፉ ከም ዝበሃል ንመን ከተድሕኒ ንመን ከትጥፍ ኢ ኢኺ እዚ ኹሉ ሃለውለው ክብሉ ከፊትክሎም ዘሎኺ።ብዙሕ ይበላሽወኪ ኣሎ።እመንኒ ኣብ ቀረባ ጊዘ ኣብ ርእሰኺብዙሕ ዘለፋ ክወርደኪ ኢዩ።ትዛረቢዮ ክጠፍ ኣኪ ኢዪ።blieve me , ብዙሕ ትጋገዪ ኣሎኺ።ንስኺ ንባዕልኺ ትግራይ ትግራይ ኢኺ ተብዝሒ ቂጡ እንታይ ምኻኑ ኣይንፈልጥን።በዚ ትኸድዎ ዘለኹም ሽሕ ብሽሕ እቲ መንግስቲ ይሓይሽ ዝብል ከምዝበዝሕ ኣይትዘንግዒ ዝዝሃብተይ።
Yodit btami tehzni nbal Tesfayn Semharn Mastikan kgageyu kelewu suk ilki msmaki yehzn
Nfelt ina ilom n deleyti fthi mzrag
Zgebrwo zelewu ageb aybelkyomn
ተስፎም ሓርጎጽጎጽ ዘሎዩ ኣጆኻ ሓንቲ ክብለካ ግን ከምዚ ዓይነት ክመጻካ ከሎ ከይጸሓፍካ ከይተመላለስካ ጸርፎም ስጋብ ዝውድኡ ንሓደ ክልተ ሰሙን ካብ መራኸቢ ብዙሃን ግልል ኢልካሎም ትቐኒ እንበር ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና
ማሓሪ ኣምቸ ብሓቂ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱ ምዃኑ ርግጸኛ ዲኻ ተስፎም?
እዚ በልካዮ ተስፎም ጥልያን እዮ ኢልውም ኩዕንቲ ከአርነዩ ምስርአዮም ድራርዶ ይጽብቅ ህበይ ህበይ ትጽብቅ
ጸቢብ
እዚኸኣ በዓል ሰልጠነ ናብ ዝኾነ ዝጠወይዎ ዝኸይድ ቃልሲ ብሜድያ ጭውያ ቃልሲ ህዝቢ ንሽውሃት ቃልሲ ህዝቢ ቐቲሉ ዝሕበን ላግጺ ላዕሊ ህዝቢ ኤርትራ እዩ እሞ ናብቲ ዋና ጸላኢ ነተኩር
ሰላም ንኹሉኹም
ቑሩብ ክሓስቦ ዝነቦሮ ተስፎም ክመውት ኣይደልን ኢየ ጽቡቕ ዘረባ። ንብሞት ዝሓለፉ መቓልስትኻ ምሕዛን ከ ትከብድ ድያ? ብወፍሪ ዝመጽእ ሰላም ከ ኣሎ ድዩ? ስለዚ ኩፍሎም ዝተዛረባ ዘረባ ኣብታ ወፍሪ ደው በል ክብለጸልካ ዝነበረት ምትእኽኻብ ከ እንታይ ኮንካ ዘይተማሃርኻላ?
Wedi ngus goyta haki ❤
We love you Tesfom and Yodit 💙💙💙
ተስፎም ጅግና ነዞም ዓሌታውያን ኣይትገደሰሎም ንኣብነት ብፍላይ ድራር ግን ኣብ ደንበ ፍትሕን በርጌድ ንሓመዱን ነቀፌታ የብሎምን ስለምንታይ ????? ንከባበር ኣቱም ዓሌታውያን ተዘይኮይኑ ስልጣን ከይሓዝኩም ንሰብ ምውዳቅ ካብ ትሰርሑ ካብ ህግደፍ ብምንታይ ትፍለዩ ሕሰቡ ንከባበር ዓቢ መጠንቀቅታ ነቶም ዓሌታውያን ወድሓንኩም😢😢😢
ኣብ ኢንድያና ድሕሪ ኮንፈረንስ ጸወታ ወይ ጎይላ ነሩ ድዩ?
ዝነበረ ኣይመስለኒን
ዮዲት ግን ሰሚዕኪ ጥራይ ሱቕ ኢልኪ ሓሊፍኪ ?
Wedi Nugus abo haqi 👑👑👑
Knxbeyeka ena qalsi nmennet bztemehayeshe agebab❤
ተስፎም መሓሪ ምንም ምንም ጌጋ የብሉን ።
ሰላም ተስፎኦም ገጋ ዝገበረ ሰብ ብዉልቁ ኣርም እደገና ናብ ስምዕት ኣይትእቶ
እቲ ጸገም ናብ ኣውራጃ ኣይ ተጸግዕዎ
ብዉልቁኩም ተራዳድኡ
ኣጀኩም ድሃን ደቂ ሓማ ለመስ ኣብ ጎንኩም ኣለና ❤ ኩሉ clear ኮይኑ እዩ
ወድ ንጉስ
ዮዲታ
በጃኺ ዮዲታ ነዞም ጽልኢ ዝዘርኡን ዘለዎምን ኔው በልዮም እዚ ሜዳኺ ከይበላሸው በጃኺ ነዞም ንከታተለኪ ስምዕና ኔው በልዮም ጽልኢ ዝዘርኡ ሓደራ
ዮዲታ፡ ሙሉእ ዝብልዎ መንእሰይ ኣዛራርብኡ ነቲ ጉዳይ መሊሱ ዘራስን እዩ። ተስፎም ሓውና ሓንቲ ክብለካ ደልየ ፡ ኣከለ-ጉዛይ ብኣውራጃ ክዛረቡ ወይ ክእከቡ ከለዉ ነውሪ፡ ደቂ ሰራየ፡ ደቂ ሓማሴንን ከምኡ ውን ደቂ መታሕት ብኣውራጃ ክእከቡን ክዛረቡን ዘይትቃወሙዎም ስለምንታይ እዩ፧ ነዚ ኩሉ ሽግር ዝገበረ ተስፋጽዮን እዩ፡ ድራር ክኣ ነቲ ኣብኡ ዝግበር ዝነበረ ጸለመ ኣብ ልዕሊ ኣከለ-ጉዛይ ንምክልኻል ዝመጸ ሰብ እዩ፡ ስለዚ ነቶም ሓደ ገፋሕቲ ነቶም ሓደ ጸበብቲ ምባል ጽቡቅ ኣይኮነን ንኹሎም ብማዕረ ንቀፎም።
Wedi ngus ngus nebsu ❤
ናይ ተስፋጼን ኣምጽእዎ እሞ ነዚ ተቅርብዎ ዘለኹም ስቅ ይሓይሽ ክትብሉ ካልእ እውን ኣለው
ኣብ ሓሳብኩም ዘይተሰማምዑ ተቓለስቲ " ጉጅለ፣ መንጋ፣ ዕስለ" ኢልኩም ጭብጢ ዘይብሉ ክትጸርፉን ክትዝንጥሉን ዘፍቅድ ኣካል የለን። ኣብ ቃልሲ መሰል ውልቀሰብ ክሳብ ውዳቤ ዘፍርስ ክኸውን ኣይክእልን! እቲ ደሚክራሲ'ውን እኮ ሓሳባት ናይ ብዙሓት ይስዕር፡ ሓሳባት ውሑዳን ይስማዕ ማለት እምበር ካብዚ ወጻኢ የለን። ስለዚ የሕዋት፣ ነዚ ርሱን ከይዲ ብዙሓን ክትዕንቅፉ ዘፍቅድ የለን። ብሓስብ'ዩ ሰብ ዝምጉተኩም ዘሎ። ወዲ ሰባር ነቓዕ ኢልና ከይደምደምና፡ ኣይተድክሙና። ብሓደ ንኺድ! ብሓባር ንተዓወት እዩቲ መስመር፣ ክምእምኣኩም ተስፋ ንገብር። ሓሳቡ ዝፈረሶ ኣብ ኣውርጃ ክዕቆብን፡ ኣውራጃታት ክዝልፍን ኣይፋል! ርኹስ ከመ ኣርዮስ።
ክውስኸልኩም'የ! ህዝቢ ኤርትራ ፍቕሩን ሓልዮቱን ንህዝቢ ትግራይ እምበር ንሕወሓት ኣይኮነን! ክኸውን' ውን ኣይክእልን። ስለዚ ሕወሓት ምስ ህግደፍ ተሰማሚዑ፡ ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ብቐጥታ ይኹን ተዘዋዋሪ ከናውሕ፡ ዝኾነ ዝቃለስ ሰብ ኣይፈቅድን! እታ ውሕውሕን ምዝንጣልን ትመጽእ ዘላ ምስዛ "ሕወሓት ምስ ሕግደፍ ተራኹቡ" እትብል ዜናያ። ርክብ ሕግደፍን ሕወሓትን ማለት ምፍራስ ብርጌድ ምሓመዱን ምድንጓይ ቃልስና'ዩ! ኣይንድግፎን! እቶም ፍቕሪ ሕወሓት ምስ ፍቕሪ ህዝቢ ትግራይ ዝተሓዋወሰኩም ግን ኣይተረደኣኩምን። ኩነታት ሕወሓት ግር ዘበሎ ተቃላሳይ ኤርትራ፡ መኣዝኑ ክቕይር ግድን እዩ። ምስ ዝምእምኦ ይኸይድ። ስለዚ እንተስ ተረዲኡኩም እንተስ ምርዳእ ስኢንኩም መዓስን ኣበየናይ ሰዓትን ውሕውሕ ኢልኩም፣ ተቓላሳይ ትጭርግፉን ትብትኑን ኣለኹም ሰብ ርኢዎ እሎ። ስለዚ እቲ ግብረ መልሲ ንጹር እዩ። ፖለቲካዩ! ፖለቲካ ረብሓዩ! ረብሓና ፈሊጥንና ኣለና። ኩንታል በሊዕኩም ምጹ።
ክስልሰልኩምየ! ወጽዓ ኣለኒ ኢሉ ዝኣመነን ወጽዕኡ ክኣሊ ዝተበገሰን፣ ኣሽንኳይ ዓቢ ስም ብዘለዎ ኣውራጃ፡ ወረዳ ተጠርኒፊ ኢልካ ምዕንቃፉ፣ ዋላ ብገዛውትን ብውልቀሰብ ደረጃ እንተዝስለፍ መርሕስባ እዩ ክበሃል ዘለዎ። ቃልሲ ናይ ውጹዓትዩ! ወጽዓ ዘለዎ ከኣ ይቃለስ። ኣይፋል ኣይተወጻዕኩን ዝብል ከኣ ዘገድዶ የለን።
ካብ ዝሓለፈ ታሪኹ ዘይምሃር ህዝቢ.
ጀብሃን ሻዕቢያን ብህልኽን ኣንነትን ነንሕሕደን ተባልዓ ቀጺላ ጀብሃ ሜዳ አሬትራ ምስገደፈቶ ከምጉዚ ነንሕሕዳ ተባሊዓ አብ ስደት ኮይና ህዝቢ ክጥርንፍ ኣይካለትን ራዛ ናይ ቡኡ ሓዛ ከምዝባሃል እዚ ሓድሽ ወለዶ ኸኣ ነንሕሕዱ እባላላዕ መዓልቲ መዓልቲ ሓደስቲ ማሕበራት ውድብ እፈጥር. ብሓጺሩ ህዝቢ አሬትራ ኣንጻር ረብሑ እዩ ዝቃለስ.
Gn abzi Media nreyio hizbi Eritrea b mulu u N Akeleguzay zharem entay u eti shger
3 ሳዓት ዘረባ ናይ ጥዕና ኣይኮነን ሕማም ክኸውን ኣለዎ።
4 ሳዓት ናይ ባዓል፡ሰልጠነ እቲ ጠንባር መራሒካ ግዛረቡ ከለዉ ከ ናይ ጥዕና ድዩ 😂
6 sat bolo dgmu eyu uko zatu 😂 nexle tray umo ka 😂
ደምበ ተቓውሞ ጌና ኢዩ ዘሎ
ሕጂ ውን ይተሓዋወሴካ ኣሎ እቲ ሓደ መትከል ናትካ ግን ሕጂ ውን ስብ መይቱ እለ ኣኸባ ደው ኣየብል ትብል ኣለኻ ግን ኣኸባ ድዩ ነይሩ
Iዘሕዝን ናይ አውራጃ ሕማማት ሃገር ከይሓዝካ አብ ቑሸታት ምዝራብ ዘሕዝን ዘሕዝን፥ አብ ኤውሮጳ መጺኻ ናይ ማይ ዘይአተወን ቑሸታት ዘሕዝን አሰያስ ዝደልዮ ስራሕ ይዕመም አሎ
ተስፎም አጆኻ ዕድለኛታት አይኮናን።
ፎአ ክበሃሉ አለዎም ኢዞም ናይ ዝተሓተ አተሓሳባታት ክበሃል አሎ።
አጆኻ ተስፎም መዚ ወዲ ኸምዚ አይተክፍካ።
ሕጂ ከማን ትሕሱ ኣለካ ዓገብ ንምንታይ ሱቅ ኢልኪ ትሰምዕዮ ኣለኪ ንስኪ ከ ?
ወዲ ንጉስ ኢሉ ዝጽዋዓ ንስሙ ንባዕሉ ንጉስ ዝኮነ ይመስሎ። ብዝኮነ ንባዕልካ ጸቢብ ሰብ ጸቢብ ክትብል ኣይትክእልን
Ezom deki Akleguzay nebshemthat gerom aykealwon hager gedifom tegahegihom wetsom tesfa koritsom kegremkum sek ilkum raywo bezwtsewa kebresu eyom aytsabewom nenhedhedom kebaldu eyom teazbti teray nekun
ሰላም ኣንቲ ዮዲታ እዚ እዚ ኣምቸ ዶ ገለ ዶ ዝተዛረብዎ ከምኡ ውን ናይዘን ኣሕዋትና ከም መማጎቲ ይጥቀመሉ ኣሎ ገጋ እዩ ንተስፍኦም ቡዙሓት ሰዓብቲ ነርናዮ ንውልቆም ክምልሰሎም ነይርዎ ተስፍኦም ኤሊት እዩ ነይሩ ኣምቸ ግን መን እዩ ከም ኮሎም ተጻረፍቲ ድልየቱ ይበል ኣይንግደሰሉን ነውራጃና ውን ኣይውክልን ይቅረ በል ኣይትበል ኣነ ብውልቀይ ኤሊት ናተይ ስለ ዝነበርካ ኣይትንቀፉኒ ማለት ግን ጌጋ እዩ ሕጂ ውን ትህውትት ኢካ ዘለካ ከተረዳና ክንዲ ትፍትን ናብ ህጻውንቲ ቆልዑ ዝበለኦ ኣምጺእካ ባዕልካ ዳውን ትከውን ኣለካ ዪዲታ ናባኪ ሓሳብ ኣለኒ ክዕብሉሉኪ ይፍትኑ እዮም ኣብቲ ዘይትሰማሞሉ ተራር ኩኒ።
እዚ ወዲ ኑጉስ ግን እንታይ ኮይኑዩ ዝጭነቅ ዘሎ??
ንምኻኑ ክጋገ ከምዝኽእል ኣይኣምንን ኢዩ ማለት ድዩ??
ካብ ንዓኹም ንህግደፍ ይቅሬታ ምባል ይመርጽ ናበይ’ዩ ዝምጠጥ ዘሎ። እንተወዲኡ ዘየዕርፍ
እቶም ባዓል ተስፎም ናይ መንነት ዘይኮነ ጽላኣት ኣስላም ጥራሕ ኢዩ ዘለዎ።
Ya ezi tesfom ktur nieqet Aslam alowo . Hiji zijifjifwo zelewu Aslam eyom mejemerta kingebro nerina.gin abkurimtina alo . Leytn mealtin n Aslam down kigebir eyu ziserih. He is working to promote some thing ( most probable higdef) at the cost of Aslam Eritrea.
ተስፎም ናይ መንግስ ምኽሪ ውሰዳ ብርጌድ ንሓመዱ ብጾትካን እዮም
ገደደ እማ እዚ ዶክተር ነጋሲ ዝባሃል ደአ ቀንዲ አፍራሲ ናይ ኩሉ እንድዮ ፡ እማ ንስኩም ከአ ትድግፍዋ ምህላዉኩም እዩ ዝገድድ ። በጃኩም ነዚ ቀሪቡ ዘሉ ቃልሲ ራአዩ።😢
ብዓል ተስፎም; ሙሉእን ዋላእኳ አብቲ ናትኩም ፖለቲካ ዘይሰማማዕ እንተኾንኩ አብዚ ሕጂ ሒዝኩሞ ዘለኹሞ መትከል ግን ዑጉብየ። ምናልባት ደንጉዩ ተረዲእኩም ክኸውን ይኽእልዩ እምበር ቡዙሕ ግዕዘይ ተሓጺቡ ዘይጸሪ ሕልኽላኽ ክገጥመኩም ከምዝኽእል ሩዱእ እዩ። ጽባሕ ንጉሆ ግዳይ ክገብሩኹም ከምዝኽእሉ ሩዱእዩ።
እዞም ገፈል መፈል ጸጊቦም ዘይፈልጡ አብቲ ዓዶም ከምአጀንዳ አይትቅርብውም ገፈልመፈል ዋጋ የብሎምን
እዘን 3 ኣውራጃታት ብድክነት ድንቁርና ዝትዓብለለ እሞ ኸኣ መንእሰይ በዚ ክፈላለ ዘሕዝን እዩ. ህግደፍ ዕድለኛ እዩ ብኣውራጃ ዝተበከለ ልመንእሰይ
ዕስለ ኣይንዂን ሕጂ ውን ካብ ሓሶት ንውጻእ ን ሰምሃርን ተስፋይን ዝበልዎ ሓቂዪ በቃ ሓሶት ሓሶት ሓሶት ሓሶት ሓሶት......
ተስፎም ብሎጽ 👌👌👌
ክጽለል እዪ እዚ ወዲ ናብ መድያ ኣይተምጽእዮ።
ተስፎም ፡ ብኽልተ ኢድካ ኣይትበኣስ። ኤርትራዊያን ክኣ ንሱ እዩ ጸገምና ብኽልተ ኢድና ንበኣስ ኮይና።
ደቂ ሓማሴን ከ ስቅ ኢሎም ዝዕዘቡ ዘለው ዓሌታውያን ኮይኖም ዲዮም። ንዲቀ ኣከለ ዝቀትሉ ዘለው ካብ ዓሌትነት ሰለ ዘይስሞዕም ዝቀትሉ ዘለው። ሰቡሓት መላሕስ።
Ata Tesfom hawey Nezi Mahari tiblozeleka kemaka fulut aykonen aynfelton natka eyu tselawi
ብጣዕሚ ኢዩ ዘሰልሹ ይቕረታ ሳኣን ምባል ኢዩ እዚ ኩሉ ህልወሳ ።
Monkey 🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒 sorry for what?
ጸገዝኣብ ካብዞም ዓሌታውያን ዲካ ድሁል 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ወዲ ንጉስ ሓቀኛን ቅኑዕን ተቃላሳይ ፡በዞም ሓደ ካብ ኣፍንጮኦም ኣርሒቆ ዘይሓስቡ ተስፋ ከይትቆርጽ ስርሖም ተባዕ ተቃላሳይ ምእላይ'ዩ።
Tesfom tekalasay ika mebrhi tray hab imber absmit aytto mebrhi hab begiaka
ትግራዎት ኢና እንዳበልካ ኤርትራውነትና ወዲ ደበረሲና ጎቲትካና ኪትከይድ
ትም ኢልና ክንስሚዓክ ትሓልም ትከውን።
ሕልሚ ደርሆ ጸለመ ኣይኮነን ባዕልካ እካ ዘየላ ሃገር ኪትፈጥሩ ከይደቀስኩም ትሓድሩ ተእረሙ ክምዚ ኩኮኑ እዮም ትብሎ ቅቡል ኣይኮኑን።
ኣነ ኣድነት እየ እብዳበልካ ጣውላ ትሃርም ኔርካ
ንደንበ ፍትሒ ተዳናግሩ ትፍትኑ ትግራይ ትግርኚ፡ ኣግኣዝያን ውገነኛት ኢኩም ብሃገር ደረጃ እቶም ትፍርህዎም ካብኦም ሃዲምኩም ትግራይ ትግራይ ኪትብሉ ኣብ ደንብ ፍትሒ ንስካትኩም ፍልሖ ኢኩም።
ኢሳያስውን ናቶ ድልየት ተማልኡ ስለ ዘለኩም፡ ንሕና ኢትዮጵያን ሓደ ህዝቢ ክብል ከሎ እንተሎ ትግራይ እዩ። ወየንቲ ነቲ ሕልሚ ኢሳያስ ስለ ዘይቅበልዎ ከጥፍኦም ንካልኦት ጸላእቲ
ኣካኪቦም ኣፎም ክዓጽዉዎም እዩ እቲ ኩናት
ተስፋ እገበር ኣይስልጠሙን ይከውን።
ንስኩም እንተ ብፍላጥ እንተ ብዘይ ፍላጥ ዕንቅፋት ናይ ደለይቲ ፍትሒ ንስካትኩም ንንብስኩም ከም ሊሂቅን ኮይንኩም ክትራኣዩ ትስርሑ ኣለኩም።
ንባዕልኩም ብልሕኩም ንህዝቢ ዘይጠቅም ብምካኑ
ንመን ኪትዕሽዉ።
ካብ ህግድፍ ኣይፈርህን እየ ንናቶም ብፍላይ ናይቲ ውልቀ መላኪ ስኪዔት ብምህላውኩም ንድንበ ደለይቲ ፍትሒ ጸገም ሸከም ብምካንኩም ሕብረት ኤርትራውያ ዘይኮንኩም
ካብ ህግድፍ ኪትፈርሁ ባህርያዊ ኣይኮነን።
ሽጣራኩም ደውሩ።
እዋይ አነስ እዛ ምጽልጻል ትብልዋ ዘለኩም እንድየ ክዛረበላ ብዙሓት ሰባት እዮም ፍትሒ ትርጉሙ ዘይፈለጥዎ ዘለዉ እዛ ምጽልጻል ክአ እወ ብጣዕሚ ብዘሰንብት እያ ትካየድ ሕቶን ርእዩቶን ተምጺካ አብአ ከለካ ከምታ ናይ ህግደፍ አካይዳ ዘደስክሉካን ዝጽልጹልካን እያ ትካየድ ዘላ,
እዚኦ ክማሀሩ ክቅየሩ ካብ አዉራጃዉነት ነጻ ክኮኑ እዬም ኢልኩም ትአምኑ ተሊኩም ንስኩም ኢኩም ጥዕና ዘይብልኩም።
Natika hasab iwn' hadegegna U
ሰኣን ሕንቲ ደቂቅ ግበሮ ኣይትግበሮ ይቅረታ ምባልስ እዚ ኩሉ ድካም ንምንታይ ኣድለየ። እዚ ዘርኤካ ክሳድካ ኣትሪርካ ናይምካድ ልምድታት ዘይ መጋድ ኢዩ። ስለዚ ካብ ከምዚ ቅይቂ ክትድሕን ሓንሳብ ወላ ንዘይ ገበርካዮ ይቅሬታ ኢልካ ዕጸዎ ዝሓወይ።
Tesfom king 🎉
ATA please kab wufuy temeharu he is a complete politician:: the dictator is lucky denakur bezihom
ኣታ እዚ ተስፎም ሐውናስ ናይ ብሐቂ ደላይፍትሒ ድዩ ኔሩ ?
እመኑኒ ድሕሪ ቁሩብ ግዜ ኣብ ማዕበል ዲበላ ክንሪኦ ኢና
Oh Shit ንተስፎ የድንቆን ይከታተሎን ኔረ , ሎሚ ግን 100 ካብ 100 ንዕርቅን ምርድዳእን ዘይኮነ ምስ ውልቀ ሰባት ተባኢሰ ኢሉ መርዚ ይነዝሕ ኣሎ
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ናይ ኤርትራውያን ነገር
እዛ ኣብ ጸገምካ ገንዘብ ሓጊዝናካ ኔርና ትብል ዘረባ ትበዝሕ ኣላ።ኩሉ ትገብሮ ሓገዝ ንሰብኣውነት ድዩ ወይስ የሕሊፍናልኩም ኢናሞ ትም በሉ ድዩ ዝከውን ዘሎ።ኣብነት ንትግራይ ኣብ ጸገሞም ሓጊዝናዮምሲ ሕጂ ክምዚ ይብሉ ኣለዉ ይጸርፋና ኣለዉ እንዳበልካ ትም ድዮም ክብሉ ዘለዎም ከምዚ ምስተረክበ እዩ ኣይበላዕ እንጀራ ጀላዕ ዝብሃል ።ዝሃበ ሂበ ኣይብልን እዩ።ተስፎም ንበረልና ክበረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉኻ ተተግረር።
Individual Rights are Basic for Collective Rights. In Djibouti 🇩🇯 VIOLATED is My Individual Human Rights. Ali Ahmed Igahleh Aburus Ali-Horre Eli-UBBAR
Go head tell your people you not going tell Etitrean .go help your people. We do not want people like you creating problem .stop talk to much and you think you smart. You nobody
100% bersenti Tefetawi EYU zebelashuw zelo he has small mand aziyu nay hitsan atehasasibaki alewo aziyyukena eyu
🎉BAOL Feven Gidewen KINDEY metkaotk werdiwa
Agoka TESFOM gigina
TEFETAWI I ZEYTEKOYO SEB YELEN HE IS VERY RASIST MORZAN DICTATER
Xibuq alekum
Tesfom smart man
ኣሰልችኩምና ሰብ ሜድያ መሳወርቲ ኮይንኩም ተሪፍኩም
Ewe. Eilkayom. Sebay. Eindika. Zbelkayo. Digema. Hadishi. Xerafay. Zeykonka. Hizby. Eritrea. Zeytexerfe. Beakan. Wedi. Kemakan. Tewardu. Eu.
ወዲ ንጉስ ኣተሓሳስብኻ ንኹሉ ሓራ ዘውፅእ እዩ። ንኣማኢት ዓመታት መስዋእቲ ተ😊ኸፊሉ፡ ውፅኢቱ ቀፃሊ መስዋእቲ እንተኾይኑ? ንምንታይ? ኣብ ዓለም ወገኑ / ንዑዑ ዝመስል ሕብረትሰብ ከጥፍእ ዝዘምት ሕብረተሰብ ምፍጣሩ፡ ምህላዉኸ ናይ ጥዕናዶ ይመስለኩም? ? ? 🎉🎉🎉
መድያ ክጸልአ ጀሚረ ዘረባታት አንዳካወስኩም ኣክንዲ ኣብታሕቲ ወሪድኩም ትዓትቁ ቪወርስ ክተብዝሑ በለ ኢሉካ ተባህለ አንዳበልኩ ዘረባ ተብኩዑ ካሳብ ጣይታ ካሲስኩም ክብላዕ ትገብሩ ወዲንገስ ብዙህ አንድሒር ተዛሪብካ ቡዙህ ክትጋገ ኢኻ ሕጂውን ትጋገ ኣለኻ ይቅረ ኢልካ ኣፍካ አተዓጸኻ ይሓይሽ ወዲ ወርቁ ንስኻ ሕጂ ትሽቅጠሉ ኣለኻ ሱቅ ጡዑም
Tesfom ajoka kexil delay selam etom xebebti yinbuhu.
Tesfay tnqaqe gber ab gegezu zelo seb teqeymulka iu zelo .nhzbi akolegzsy selam ktmhro yedlyeka iu ktblo tetenqeq
Selam Tesfeom ezi qalsi kem shmey qalsi eye yblenalo.
እዉ ኢሰያስ ዝገልጾ መስዋእቲ ደቂ ኣከለጉዛይ አሎ።ሕጂኸ ስለመን ክንስዋእ።እዛጋል ትብሎ ዘላ ትኽክል ኢዩ።
Hizby. Mxraf. Lemidom. 3yom. Ahbay. 3we. Eilkayom
ጸልኣቲ ልክዕ ህርመት ናይ ተቓወምቲ ከመይ ገርካ ከምዚብተን ፈሊጦም ኣለዉ