ከም መንእሰይ እንታይ'ዩ ድሌትካ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @meronsat7665
    @DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

ความคิดเห็น • 25

  • @user-gx3hc4uh1h
    @user-gx3hc4uh1h หลายเดือนก่อน +4

    ወዲ ነጋሽ ብሉጽ ስነ ሓሳብ

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 หลายเดือนก่อน +1

    ነጋሽ ብሉጽ ሰብ ብሉጽ ሓሳብ ቀጽሎ ፣ እዚ ኩሉ ካበይ ኣምጺካዮ ፍርሃት እግዚአብሔር ስለ ዘለካ ፔረድ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TmgGuale.mengis
    @TmgGuale.mengis หลายเดือนก่อน

    Meri Smart man ❤❤🎉
    Ane zemsleni gen klu sebe policega koinu zereba bezihu
    Deqi Erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @user-he4hi6gx4j
    @user-he4hi6gx4j หลายเดือนก่อน +2

    በስማኣም ሰብ ዶ መዋእሉ ይዛረብ እየ ብዘይ ፈረ ስራሕ ዲኩም ሲንኩም ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሽግር ንመን ኢኩም ክትነግርዎ

  • @user-gx3hc4uh1h
    @user-gx3hc4uh1h หลายเดือนก่อน +3

    ወዲ ነጋሽ ኣነ ውን ምሳኻ ኣለኹ

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    Srat hemasen kalae tray eu zelwom hama yblu hemhm ably tgray eu adey eluwa tgraway❤

  • @mihrethayelom7979
    @mihrethayelom7979 หลายเดือนก่อน

    Klae ewa kobra ,,,men eyu lebam beal nska usubat:: 🇪🇷 n ktmexen kab kulu texabotat dem kefilomn rihxomn zkbwa zelewu wanatat alewwa✅️🇪🇷::

  • @-se9hk
    @-se9hk หลายเดือนก่อน

    ሜሮን ዓይኖም ኣምሳዮኡ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @hadishmehari7840
    @hadishmehari7840 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቱም ሰባት እዚ ኣውራጃውነት መግዛእቲ ጥእልያ ንምሕደርኡ ኢሉ ዝመስረቶ ክፍልታት እምበር ንመንነት ህዝቢ ኤርትራ ገሊጹዎ ኣይፈልጥን።ድሕሪ መግዛእቲ ድማ መንግስቲ ኤርትራ ነዚ ኣውራጃውነት ንዕኡ ብዝጥዕሞ ኣገባብ ምሕደራ ናብ ዞባታት መቓቒሉዎ።
    ስለዚ እዚ ኣውራጃ እንዳ ተጠቕምካ ምምቕቓል ናይ ድሑር ድሑር ኣካይዳ እዩ።
    ስለዚ በጃኻ ሜሮን የእትወኒ ኣብ ግዜ ዘለኒ ሓሳብን ትሞኩሮን ክመቓቐል።

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    Srat hemasen eu ftrwo alewo helwlw ay tbelu adebkum anabru❤

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey263 หลายเดือนก่อน

    Ewiy ezi wedi negash zemtsio hasabat btaemi bsul eyu beka btaemi nfue meri hawey kulu gzie yeetiwo

  • @serenity777er
    @serenity777er หลายเดือนก่อน

    Hagereseb

  • @melawit9956
    @melawit9956 หลายเดือนก่อน

    ንመግስቲ ኤርትራ ዝትክእ የለን እዞም መንእሰያት ክመሃሩ መሓሩዎም ነጋዶ ዑሱባት ጸላእቲ ምኽዃንኩም ህዝቢ ኤርትራ ፈሊጥኩም ኢዩ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝትክእ ጔኅጔሳ ተቀባልነትየብሉን

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    Nmen ketwhs kedka nagdef ketdhn eka tewgiaka

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 หลายเดือนก่อน

    ሜሮን ዘይነጸረ ተቀያማይ ኮንካ ትሓዋውሶ ኮንካ ነጽር😂😂😂😂

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    Hemasen ygezaka alwu kerakbu ay delyun eyom

  • @user-sb9eo8gv1t
    @user-sb9eo8gv1t หลายเดือนก่อน

    ሜሪ ሽኮር ለባም ሰብ❤❤❤❤❤❤

  • @user-rr4uz3eb7c
    @user-rr4uz3eb7c หลายเดือนก่อน

    Anes kemzi nay ethiopia bkll btntn ila zela awraja kea komue kohnu ysmeani

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    MS srat hemasen searn tesarn eu zwdae ay tzanagae

  • @merhawimilash8247
    @merhawimilash8247 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሜሪ፡ እዛ ሳይሞን ዝበልካ ሓሳብ ቅብልቲ እያ ብዝተኻለካ መጠን ኣብ ስምዒት ኣትዩ ሕማቕ ዝዛርብ ሰብ ክትኣልዮ እዩ ዘልካ ማለተይ ኣብ ካልእ ኬትካ ከምኡ ተዛረብ ኢልካ ተውጽኦ ምኽንያቱ እቲ ዝዛረቦ ዘረባ ንዝኾነ ሰብ ኣይጥቅምን እዩ ።ካልእ ድማ ናብ TH-cam ትሰዶ video ጠቕሚ ጥራሕ ክኸዉን ኣለዎ ምኽንያቱ ከም ናተይ ትዕዝብቲ ኩሉ በዚ ዝከታተልካ ሰብ ቲክቶክ ዘይብሉ እዩ ፡ ስለዚ ነቲ ንኽትሰምዖ ዘስክፍ ዘረባ ኣብዚ ኣይተምጻዮ ምኽንያቱ ከምኡ ዓይነት ዘረባ ክንሰምዕ እንተ ንደሊ ቲክቶክ download ምገብርናያ ኔርና ። ብዝተረፈ ግን ኩሉ ስራሕካ ጽፉፍ ንህዝቢ ኤርትራ ዝጥቅም እዩ ኣጆኻ በርትዕ ወዲ ሹቅ ኢለካ ኣለኹ 😊

  • @halay4067
    @halay4067 หลายเดือนก่อน

    ኣስመራ ብ መዐቀኒ ከተማ ክተማ ክንብላ ኣይንክእልን እና ። መዐቀኒ ከተማ ካብ 500.000 ን ላዕሊ ሸቃሎ ምስተስተኣናድ ከተማ ክንብሀላ ንክእል:; ስለ,ዚ : ዓዲ ቀቀይሕ 500000 ሸቃሎ ኣለዋ ድዩ?????

  • @berhanamichael5519
    @berhanamichael5519 หลายเดือนก่อน

    Ziban siwouat aynblen endabelkas meliska dima siwouatna kibret ayrekebun tible hasabatkum kirdeana aykealnan

  • @serenity777er
    @serenity777er หลายเดือนก่อน

    Che noia

  • @user-iq1vg7cy9f
    @user-iq1vg7cy9f หลายเดือนก่อน

    ሜሮን ቀጽል

  • @user-fy9ym2cw4u
    @user-fy9ym2cw4u หลายเดือนก่อน

    ዝባን ስዋኣት ገዲፍና... እቲ ሕጊ እንዳባ ኸ ንኹሉ ዝምልከት ድዩ? ብሽም ረሳሕ ፖለቲካኹም ተቃውሞ ናብ ደርበይቲ እምኒ ተቀይርኩም ንመንግስቲ ኤርትራ ክትከሱ እዚ ሞራል እዚ ካበይ መጺኡ? ኣየሕፍርን ዶ? ሕክምና ወይ ሱባኤ እተዉ ቅድም ውሽጥኻ ዘይጸረየ.....