ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

ምትፍናን ናይዘን 3 ኣውራጃታት ብከመይ ካብ የእምሮ መንእሰያት ነውጾኦ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ก.ค. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @meronsat7665
    @DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

ความคิดเห็น • 83

  • @redaehaile7849
    @redaehaile7849 หลายเดือนก่อน +3

    አየ ልቦና ናይ ሜሮን ብጣእሚ የድነቀካ

  • @samtikokesete180
    @samtikokesete180 หลายเดือนก่อน +1

    Azmarino malet xelim Tilian eyu thank wedi hagos chiwa

  • @aidahaile6735
    @aidahaile6735 28 วันที่ผ่านมา

    Yessss hagerawiiiii atehasasbaaa👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samtikokesete180
    @samtikokesete180 หลายเดือนก่อน

    Thank you wedi hagus meron srah azmarino iseyas hanshshwo eyu dhri 33 amet ab nay awrajnet entelo azmarino zkone mefthi kemxe aykelen tmhrti kkonena wn aykelen::

  • @lomitemali9890
    @lomitemali9890 หลายเดือนก่อน +2

    ኣስማሪኖ ንኹሉም ሃገራውያን እትሐቁፍ እያ ❤

  • @awethaile4013
    @awethaile4013 หลายเดือนก่อน +2

    ኣዝማሪና ማዳ ሃገር

    • @Eritreashikor
      @Eritreashikor หลายเดือนก่อน

      ከማካ ደንቆሮ ምካን እዩ ሽግር

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn หลายเดือนก่อน

    Ab selestien awraja kembahadish dodobna kihintsets alewo! Dedebna niflet bejakhatkum nenatna niflet kidmi kunat mijimar bejakhatkum ! Merietu ziteweseda meriet awraja habiwa zeynatna aynidle!!🎉

  • @eessyassamiel7030
    @eessyassamiel7030 หลายเดือนก่อน

    ሜሪ ኣዝማሪኖ ጽቡቅ ኣርእስቲ ሒዝካ ኔርካ ስነሓሳብ ዘለዋ ሰብ ግን ኣይረከብካን ካብ ሰመረ ዝከፍእ ኣውራጃዊ ሰብ ክትረክብ ኣይትክእልን ሰመረ ማለት ነደይ ቀቲለ ለውጢ ከምጽእ ኣይክእልን ለውጢ ካብ ገዛካ እዩ ዝጅምር ።

  • @aidahaile6735
    @aidahaile6735 28 วันที่ผ่านมา

    Meron akalll aykaaa 🙏

  • @aidahaile6735
    @aidahaile6735 28 วันที่ผ่านมา

    Meronnn 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 หลายเดือนก่อน

    ብሓፈሻ ሓደ ክንሰማምዓሉ ዘለና ሓቂ ኣሎ።ኣብ ከተማ ዝዓቢ ብዙሕ ዕድላት ኣብዘለዎ ስለዝዓቢ ሓንጎሉ ብኣተሓሳስባ ገፊሕ ከምዝኸውንዩ፣ ብቐሊሉ ቤትትምህርቲ ካብ መባኣታ ክሳብ ዩኒቨርሲቲታት፣ናይምርካብ ዕድል።ሲኒማታት ናይ ምርኣይ። ምስ ደቂወጻእቲ -ጸዓዱ ኣዕራብ ወዘተናይ ምርኻብ ዕድል፣ኣብ ንግዲ ናይ ምስታፍ ዕድል ካልኦትን ስለዘጋጥምዎን ምስ ብዙሓት ዓይነት ሕብረተስብ እናተራኸበ ስለዝዓቢ ጥራሕ ዘይኮነ ብሕልፊ ኣብ ከተማ ኣስመራ ምዕባይ ምስቲ ጣልያን ዘማዕበልዎ ኩነታት ኣቲ መንእሰይ በሊሕ ናይ ምዃን ዕድሉ ገፊሕ ከምዝገብሮ እዩ።
    ወዲ ሹቕ ብናይ ደቂ ኣስመራ ኣዘራርባ ሕማቕ ትርጉም ዘለዎ ኣይኮነን።ብኣንጻሩ ወዲሹቕ ማለት ኣብ ማኣከል ከተማ ዝዓበየ፣ምስ ብዙሓት ኣብ ከተማን ሓውሲ ከተማን ካብ ከባቢ ዝመጹ ነጋዶ ሓረስቶት ወዘተ ናይ ምርኻብ ዕድል ዘለዎ ከምምዃኖ ካብቲ ኣብ ካልእ ገጠራትን ሓውሲ ከታአማታትን ዝዓቢ ኣብ ዝተወሰነ ሕብረተስብ ዝነብሮን ብዙሕ ምንቅስቓሳት ኣብ ዘይብሉ ምስዝዓቢ ክርኣኣ እንከሎ እቲ ወዲ ከተማ ብሕልፊ ኣብ ኤርትራ ምስቲ ናይ መግዛእቲ ጣልያን ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝዓቢ ብባህርን ኣተሓሳስባን ኣረዳድኣን ብንቕሓትን ነጋራት ኣብምርዳእን ፍልይ ዝበለ ክኸውን ናይ ግድን እዩ።
    በዚን ካልኦት ነጥብታት ኣብ ከተማ ዝዓበዬ ወዲሹቕን ኣብ ካልእ ከባብታት ዝዓቢን ፍልልይ ናይ ኣረዳድኣን ቀልጢፍካ ነገራት ቆብ ናይምባል ኣብ ምትሕግጋዝ ኮነ ባህርን ፍልልይ ክህሉ ግድንዩ፣ እቲመሰረታዊ ፍልልያት ድማ እዚእቶም ተዘይኮይኖም ጥራሕ ዘይኮኑ ብዙሕ ክኸውን ውን ይኽእልዩ።
    ሓደ ኣብ ገጠር ዝዓቢ ግቡእ ትምህርቲ እንተረኺቡ ተማሂሩ ኣብ ሂወቱ ዕዉት ክኸውን ግድንዩ፣ እቲ ኣብ ከተማ ዝዓብውን ከምኡ።
    እቲ ፍልልይ ኣብ ኣብ ገጠር ዝዓቢ ኣብሞንጎ ዝተወሰነ ሕብረተሰብ ተወሲኑ ስልዝዓቢ ኩነታቱ ኩሉ ዝተወሰነ ዩ። ንኣብነት ጋዕዳ ዝበሃል ዕድል ኣብ ገጠር የልን፣ምስ መእሰያት ኣብ ሓደ እንዳሻሂ ወዘተ ኴንካ ተኣኪብካ ናይ ምሕካይን ክራር እናተጻወትካ ተእኪብካ ምድራፍን፣ምጽዋት ኩዕሶን ዕድል የለን እዚ ኣተዓባብያ እዚ ነተሓሳባኻን ኣረዳድእኻን ከምዘስፍሖዩ ብተዛማዲ ምስቲ ኣብ ገጠር ዝዓቢ መንእሰይ።
    ወዲ ገጠር ኣብሞንጎ ዝተወሰን ሕብረተሰብ ምስ ማልን ጥሪትን ማሕረስን ክዓቢ ከሎ
    ወዲሹቕ ምስደርፊ፣ፊልም፣ተኣኪብካ ምዕላል፣ኩዕሶ ምጽዋት፣ብሽክሌታ ኮነ ኩቺኔታ ምዝዋር ዋላ ዕንክሊል ውን ኣብ ዕብዬትን ለውጥን ናይ ኣተሓሳስባ ዓቢ ባህሪያዊ ለውጥታት ከምዘምጽእዩካብቲ ኣብ ገጠር ዝዓቢ መንእሰይ። ስለዚ ነቲ ፍልልይ ንምግላጽ ብዙህ ክጸሃፍ ይከኣልዩ። ምርድዳእጥራሕዩ ዝድለ።
    ኣብከተማ ዝዓቢ ኣብ ገጠር ዝዓቢ መንእሰይ ነናቱ ብልጫታትን ድኽመታት ስለዘለዎ ከምደቂ ሓንቲ ኤርትራ ኤርትራውያን መንእሰያት ብምዃን እናተሓጋገዝካን ተረዳዳእካን ንሂወትካ ምምራሕ ካብኡ ድማ ንቤተሰብን ሃገርን ምሕሳብን ምንባርን እምበር ረብሓ ዘይብሉ ፍልልያት ምቑጻር መወድኢ ዕድመን ክሳራን ጥራሕዩ።
    ኣብከተማ ዝዓቢ ኣጋጣሚዩ።ኣብገጠር ዝዓቢ ድማ ኣጋጣሚዩ ።ፈቲኻ ዝግበር ኣይኮነን።ምቅብባልን ምክብባርን እዩ እቲ መሰረታዊ ነገር።

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn หลายเดือนก่อน

    Deb nay akologuzayn serayen n hamasienin biabeyti mihurat kihintsets alewo niti zebisena zelo! ! Hanti mefitihit izia iya! Nizi natey iyu izi natom iyu ilkum nenatkum meriet hazu bejakhatkum@!

  • @michaelgod6714
    @michaelgod6714 หลายเดือนก่อน

    Bring facts and the history of Eritrea. The constitution is paramount!

  • @aidahaile6735
    @aidahaile6735 28 วันที่ผ่านมา

    Meron 🦁

  • @abrehalekebedom4439
    @abrehalekebedom4439 2 วันที่ผ่านมา

    Azmarino zey mkanka eyu destemasleka zelo

  • @nahomtekeste5060
    @nahomtekeste5060 หลายเดือนก่อน

    Meron aytigag hadinet zbiha yelen hig tiray iu hade zemishak

  • @meley755
    @meley755 หลายเดือนก่อน +1

    ሞይታትካ ኣብዚኣስ መንእሰይ ሜሮን🤣🤣🤣

  • @awethaile4013
    @awethaile4013 หลายเดือนก่อน +3

    😂😂😂😂 ኣዝማሪና ለመጭ

  • @temesgenslekuluneger9203
    @temesgenslekuluneger9203 หลายเดือนก่อน

    Eway ata meri hawey entay gearnaka ena wedey hasab zelewo seb zeytemxie ezi wedi xegem alewo bejaka

  • @mikalhaile4157
    @mikalhaile4157 หลายเดือนก่อน

    Ewayyy 0.000000000 confidence eway nebse methate eway hawey tesakiyu tseleat nay deki Asmara 😢😢😢😢😢😢😢

  • @As22611
    @As22611 หลายเดือนก่อน

    Agoka wedi hgos Azmarino kula tlyan zserha ketema kitshikil kab gusnet Asmera zseferet eya.
    N Asmera tewdik. modern zbelexet ketema kihinex dea teberaberou imber btlyan zhanexa ziareget Asmera gizekum aytetfou
    U

  • @rahelwelday7705
    @rahelwelday7705 หลายเดือนก่อน

    Viva azmarino nqdmit kb alet ktqoxru zwelu some yhshuna

  • @kalMHe
    @kalMHe หลายเดือนก่อน

    Meron n gele kemzi wedi ziameselu zizerebiwo zeyfeltu , dkumat sebat , nkizarebu edil aytihabom. Kab tikmomngudiatom ybezih.

  • @halay4067
    @halay4067 หลายเดือนก่อน +2

    ክሻ ሙሉእ ቒም ተሸኺሙ ዩ ናብ ክትዕ ኣትዩ ተዓዘብቲ ከኣ የሐምም ::

    • @samtikokesete180
      @samtikokesete180 หลายเดือนก่อน

      Haqi eyu tezaribu azmarino malet xelim tilian eyu

  • @betiel6495
    @betiel6495 หลายเดือนก่อน

    Ezi nebse methat eyu zelewo deki asmera ketbel keleka kab kulu hezbi eritrea zeweled eyu donkoro abey elewo

  • @nahomtekeste5060
    @nahomtekeste5060 หลายเดือนก่อน

    Hadinet zibihal yelen wedi seb hig tray iu

  • @nahomtekeste5060
    @nahomtekeste5060 หลายเดือนก่อน

    Hasot iu azmarino malet adi zeybilu melet iu

  • @milenagere7547
    @milenagere7547 หลายเดือนก่อน

    Meron aklka adnikeyo. Ember ezi seb aklka zfetaten dnkurna zmelo fre zeyblu zerebu ksem akli zhlwo seb yelen. Aw aw slezbele ka haki ztezarebe ymeslo alo. Donkoro wahid

  • @redaehaile7849
    @redaehaile7849 หลายเดือนก่อน

    አንታ ወዲ አዝማሪኖ አዝማሪኖ አዝማሪኖ አዝማሪኖ አዝማሪኖ አሰማሪኖ አሰማሪኖ አሰማሪኖ አሰማሪኖ አሰማሪኖ ያ ሼክ ያ ሆ

  • @SolomonGebremedhin-wp6lg
    @SolomonGebremedhin-wp6lg หลายเดือนก่อน

    Meron ወዲ ሹቕ, ከምዛ ዝበልካያ ኣይኮነትን ብ eritreans ስነ ልቦና , ወዲ ሹቕ ማለት, ብ eritreans ኣበሃህላ, መታለሊ, ሰራቒ, ቀሻሺ, ምስሉይ, ተሪር ዘይኮነ, ኣምሰሉ, መዳናገር, these are some ኦፍ the negative clues, +ቬ clues flexible, social, and ሶ on

  • @yemanegoitom883
    @yemanegoitom883 หลายเดือนก่อน +4

    ሜሮን ደንቆሮ ዘይማሓየሽ ዱሑር😂😂😂

  • @redaehaile7849
    @redaehaile7849 หลายเดือนก่อน +1

    100 ብ 100 ሲዒርካዯ አለካ ሜሮን ነዚ ፋራ

    • @Eritreashikor
      @Eritreashikor หลายเดือนก่อน

      ድልዱል ፋራ ከኣ እምበር 😂😂😂

    • @yemanegoitom883
      @yemanegoitom883 หลายเดือนก่อน

      ረዳእ ሃመማ እንዳባሻውል😂😂😂😂

    • @redaehaile7849
      @redaehaile7849 หลายเดือนก่อน +1

      ሃማም ነዴካ በላ

    • @samtikokesete180
      @samtikokesete180 หลายเดือนก่อน

      Loms tefalitna ena atn xelemti tilyan

    • @redaehaile7849
      @redaehaile7849 หลายเดือนก่อน

      ነዴካ ሃማም በላ በታ ቆንቃካ ንኖካ ሃማም በላ አታዯ

  • @azmarina
    @azmarina หลายเดือนก่อน

    Beka ane gele kzareb dele nere gn,kgedfo,ezi,wedi,halayi,hagereseb mesliu,kxarefn keneaasn,eyu,etiu,eti,nska tblo zeleka kkbelo,ykun ksemao,aydelyn,eyu,neaka,kxerfeka neaka,kwardeka eyu,atu,hgdef,dea teawitu,endu,kemzieom,aynet,tekamerti,rekibu

  • @aidahaile6735
    @aidahaile6735 28 วันที่ผ่านมา

    Ayblommmmnnnn

  • @aidahaile6735
    @aidahaile6735 28 วันที่ผ่านมา

    Jjaaaa wediii shukkkk kmerhhhh zkellll

  • @agdonanetwork4275
    @agdonanetwork4275 หลายเดือนก่อน

    No kttefeu zolokum ezom zeybsulat ab media zelekum eikum berkes msakatkum ktefe eu .

  • @halay4067
    @halay4067 หลายเดือนก่อน +1

    ግዜ ሃበኒ ክጻርፍ ኣብክንዲ ዝብል ኣዛርበኒ ይብል ኣሎ!!!!

    • @Eritreashikor
      @Eritreashikor หลายเดือนก่อน +1

      ክላእ ድልዱል ፋራ እዩ 😂😂😂😂

    • @halay4067
      @halay4067 หลายเดือนก่อน

      @@Eritreashikor ክክክክክክክ

  • @belitesfi1824
    @belitesfi1824 หลายเดือนก่อน

    Wedi Asmera

  • @edenghide5174
    @edenghide5174 หลายเดือนก่อน

    Meri kea ezi bdula eyu zrdeo

  • @YemaneTesfazghi
    @YemaneTesfazghi หลายเดือนก่อน

    Meri gega zkone nay Politik ztemhare kmerh ekil eyu

  • @michealemha236
    @michealemha236 หลายเดือนก่อน

    ኔው በሎ ሜሮን በዓል እዚ ንህዝቢ ኤርትራ ብሃይማኖትን ኣውራጃን ከናቑቱ እዮም ትልኽ ዝብሉ ዘለዉ

  • @-se9hk
    @-se9hk หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ሰኺሩ keycoun 😭😭😭

  • @Eritreashikor
    @Eritreashikor หลายเดือนก่อน

    ሜሪ 2 ግዜ ሓንቲ ደንጎላ እንተዓንቂፋትካ እሳ ዘይኮነት እምኒ እስካ ኢካ እምኒ እዚ ጨናዊ ደንቆሮ 2 ግዜ ክዕንቅፈካ ፎእእእ (ብቀደሙ ኒሒኒ ኣኒሕና ዝብል ደንቆሮ የብልናን ወዲ ትግርኛ እየ በሃሊ ወዲ ተስፋጼን) 🇪🇷✊🏾

  • @aidahaile6735
    @aidahaile6735 28 วันที่ผ่านมา

    Bsmmmmmm yesussss

  • @redaehaile7849
    @redaehaile7849 หลายเดือนก่อน

    አብዛ ናይ ምቅታል ዘሎ የሐሚምኒ ምባልካ ልክእ አለካ ወዲ ሐጎስ

  • @bizitieyob365
    @bizitieyob365 หลายเดือนก่อน

    አውራጃን ሃይማኖትን መሕቢኢ ናይ ሰነፋትን ናይ ቅልውላው ዘለዎም እዩ ኤርትራ ንኤርትራውያን ቦእርትራውያን 9ብሔር-6ዞባ-2ሃይማኖት አስላማይ ክርስትያን 1-ልቢ እዩ ናይ ኤርትራ ቋንቋ 2-ዓረብን ትግርኛን እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሐፋሽ

  • @kibromzeru671
    @kibromzeru671 หลายเดือนก่อน

    ብዙሕ ኣይትጨነቑ እዞም ብውራጃ ዝሓስቡ ቁንጣሮ እዮም ፡ እስኻትኩም ጥራይ ኣሽማት ኣውራጃ ኣይተልዕሉ ኣብ ውሽጢ ስዓታት ክቅህምዩ።

  • @lomitemali9890
    @lomitemali9890 หลายเดือนก่อน

    ኣስመራ ደቂ ኩሉ ኣውራጃታት ሐቋፊት ኣስማሪኖ ኣስማሪኖ እያ

  • @AliSalihAhmed
    @AliSalihAhmed หลายเดือนก่อน

    Wedi hagos hasawi buda

  • @wediere2238
    @wediere2238 หลายเดือนก่อน

    ኣስመራን ኣዝማሪኖን ክንደይ ኣልገፊፍ ኣኪባ ኣላ ኣብ ኣስመራ ክቕመጡ ግን ዝኽልክሎም የለን ኣንታ ሃገረሰብ ደንቆሮ ሃገር ኡጋንዳ ክትገብሩዋ ህዝቢ ብዓሌት ከተጻንቱ ትግርኛ ትግርኛ ኢዩ ካብ ዞባ መእኽል ዝፈልፈለ ህዝቢ ኢዩ, ንስኻስ ኣብ ሰድት መሽምሽ እሾኽ ሕብረተሰብ።

  • @user-ku5gi1gy2w
    @user-ku5gi1gy2w หลายเดือนก่อน

    ሜሪ ኣስሊ ሰብ ረኺብካ ምስዞም ከብቲ ትዛረብ ኣለካ ኣዝማሪኖ ምስ ኣዝማሪኖ ክዛረብ እዩ ኬፍ ዘለዎ
    ሳይዝኩም ድለዩ በሎም😁😁

    • @Healthway-tq7oo
      @Healthway-tq7oo 25 วันที่ผ่านมา

      ጸቢብ ርእሲ እዩ ደለኻ ንስኻ ከማይ

  • @michaelnuguse5241
    @michaelnuguse5241 หลายเดือนก่อน

    Wedi hagos koroida kkkkkkkkk

  • @redaehaile7849
    @redaehaile7849 หลายเดือนก่อน

    አቶም ካብ ክለተ አውራጃ ዝወለዱ ከ ተሐጺብካ አብ ጭቃ ክትመልሰና አብ ሰደትካ ጥራይ ጥፋእ

  • @redaehaile7849
    @redaehaile7849 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ወዲ ሐጎስ ዝብልዏ እቲ ንሱ ዝደልዯ ሰነሐሳብ አብ ሜዳ ኤርትራ አትዩ ዘይተግብሮ ትብዓት እንተለዏ አብ ኢሮፓ ተከይጥካ ብትካቦ እንዳነበርካስ ናይ ዯቱብ ፌሰቡክ ሐርበኛ ምካን ዋጋ የብሉን

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b หลายเดือนก่อน

    በዞም ተረፍ ጥልያን ኣዝማሪኖ ብዓል ሜሮን ደቂ ሸርሙጣ ናይ ኮምሽታቶ ንህዝቢ ትግርኛ ዝፍንፍኑ ብህዝቢ ትግርኛ ክፍንፈኑ ኣለዎም

    • @Eritreashikor
      @Eritreashikor หลายเดือนก่อน

      ክላእ ድልዱል ፋራ ካብዞም ደቂ በተክቲ ማዕተብ ኢካ ትመስል 😂😂😂😂

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn หลายเดือนก่อน

    Dimokrasi zeytamnu kkkkkkkk🎉

  • @LetebrhnBerhe
    @LetebrhnBerhe หลายเดือนก่อน

    Ewiy meron aklika 😅

  • @user-eu1lp1ij4h
    @user-eu1lp1ij4h หลายเดือนก่อน

    እቶም ሓደ ክልተ ጡዕያት ከይንልክም እንበር ኣስመራስ ምጉሓፍኩም ኢዩ ተጸበዩ ጥራይ

  • @user-tl6gl8nk5o
    @user-tl6gl8nk5o หลายเดือนก่อน

    ናይ ሜሮን ዘረባ ኮለል ኢዩ። ""ሓጋጊ ኣካል ፡ ሕጊ ኣስፈጻሚ ኣካል ይሃልወና"" እንዳበሎስ ተመሊሱ ፡ ሓድነትና ዘይሓለኻ ይብሎ። ሕጊ እንተሃሊዩ ፡ ነቲ ሕጊ ዘፈጽም ኣካል እንዲሕር ሃሊዩ ፡ ህዝቢ ነቲ ሕጊ ተማእዚዙ ክኸይድ ግድን ኢዩ። ኣሜሪካ ሕጊ እምበር ብረት ኣይኮነን ዘማሓድራ። ነብሲወከፍ ሰብ ከኣ ነቲ ሕጊ ተማእዚዙ ይኸይድ። ሓድነት ከኣ ብሕጊ ኢዩ ዝሕሎ። ሓደ ሕብረተሰብ መድሎ እንተተፈጺምዎ ሓድነት ክሕሎ ኣይክእልን። ሜሮን ክትእረመሉ ኢዩ ዝግበኣካ። ኣዝማሪኖ ማለት ኣብ ሰሙን ሓንሳብ ማይ ብጀሪካን ወሪዱ ፡ ኣብ ጥስቲ ነብሱ ዝሕጸብ ኣብ ምዕቡል ገጠር ዝነብር ህዝቢ ኢዩ።

  • @redaehaile7849
    @redaehaile7849 หลายเดือนก่อน

    አበይ ዘሎ እዩ እዚ ዶንቆሮ ወዲ ሐጎስ ዝብልዏ አብ ኢትዯጵያ እኮ ሕጊ አሎ እዩ አብ ሶማልያ ሱዳን ኬንያ ሕጊ እኮ አለወን እዩ ንሕጊ ህዝቢ እዩ ዘክብሮ

  • @user-vw9oz8dw2m
    @user-vw9oz8dw2m หลายเดือนก่อน

    Kkkk azmarino ዓዲ የቡሉ ዓዉዲ ኣዝማሪኖ ሰራቒ ሓሳዊ እዩ ብርጅዋ እዩ 💚💚✅✅✅

    • @Eritreashikor
      @Eritreashikor หลายเดือนก่อน

      ኣታ እዞም ኒሕና ኣኒሕና ዝብሉ ምድረ ፋራ እዮም ሽግርና ህውከት

    • @abelmicael1333
      @abelmicael1333 หลายเดือนก่อน

      @@Eritreashikor Original ❤

  • @Yowhannskubrom
    @Yowhannskubrom หลายเดือนก่อน

    Fara bolo meri

  • @user-eu1lp1ij4h
    @user-eu1lp1ij4h หลายเดือนก่อน

    ወዲ ሓጎስ ሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥስ

  • @SlmnSlmn-lr4hc
    @SlmnSlmn-lr4hc หลายเดือนก่อน

    Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk

  • @user-rp1rv5vb7w
    @user-rp1rv5vb7w หลายเดือนก่อน

    ኣጣል ኣጥፊኡ ዝመጸ ስደት ሕጂ እንታይ ክብለካ ትጽበ ኣለኻ ሜሮን ንስኻ ብንቅሓት ንሱ ብደንቆሮና ኢካ ትመጸ ኣለኻ

  • @user-rp1rv5vb7w
    @user-rp1rv5vb7w หลายเดือนก่อน

    ካልእ ሰብ ሲኢንካ ዲካ ነብሱ ዘይምርሕ ሰብ ኣብዚ ኣምጺኻ ጦቅ ተብለና ሜሮን ዶስ ጥቅላላ ደሊት ክንብሎ እዚ ሚዳኻ ነዘን ነቲ ኣውራጃዊ ሰባይ ኣይተምጻኣዮም

  • @meteraentertaiment1614
    @meteraentertaiment1614 หลายเดือนก่อน

    ኣዝማሪኖ Cancer ሕብረተ ሰብ ሃገረ ኤርትራ ዩ!
    ከመይ ዶ ትብሉ ኣለኩም?
    ጥልያን ክኣቱ ከሎ ቲ ወዲ ኣስመራ ካብቲ ካልእ ከባቢታት ናይታ ሃገር ዝበለጸ ከም ዝኾነን ፍሉይ ምኻኑን እንዳተነግሮ ስለዝመጸ ነት ካብ ካልእ ከባብታት ደቂ ሃገሮም ብዝተፈላለየ ሳጋታት እንዳውጽኡ ከትሕትዎን ክወራዘይሉን ክሳብ ሕጂ ንርእን ንሰምዕን ዘለና.
    ገለ ካብቲ ከም ጸርፊን ነቲ ባነባብርኡን ብላሕጀኡን ካብኦም ዝፍለ ኣካል ሕብረተሰን ኤርትራ ዝጥቀሙሉ ከም ጋሳ, ሓረስታይ, ዓዲ, ካብ ደቀምሓረ ንንየው ዘለኩም ኤርትራውያን ኣይኮኑን ተጋሩ ዮም (ኣብዚ ናይ ተጋሩ ኢኹም ኣይኮናን ንጨቃጨቀሉ ዝነበርና ኢኹም ክንበሃል ከለና ዘሕርቀና ውን ዝነበረ እዋን ሎሚ እሱ ሓልፍናዮስ ንሕና ናይ ኤርትራ ተጋሩ ኢና! ኣብ ኢትዮጵያ ተጋሩ አለው ኣብ ኤርትራ ውን ተጋሩ አለው ኣኸለ ) እዝን ካልን ብትዕቢት ባዶነት ተሰርኒቁ ዘሎ ኣስማሪኖ እምበኣር ዩ ዘከፈኤ መርዚ ናይዛ ሃገር!

  • @user-bc3ot8ew5m
    @user-bc3ot8ew5m 26 วันที่ผ่านมา

    Ata eti reasu mebqoli chogri trah eyu zitqmlu. Seb mesel mahsi. Nisu bizdlyu tezarbkayo keman ayrdeani eyu hahaha. Ata meri kab shimu reika keman ab xelim fesital gerika ketxgea neruka. Ya meron nezom faratat dili aythabom. Eway wedi hagrseb xegem rekibu ezis hji mes wedi hagrseb deyu kikoxer. Ezi kabtom yehbay 🐒 mes gize qesi bi qesi nab seb zixreyu eyu 4444 netbi

  • @aidahaile6735
    @aidahaile6735 28 วันที่ผ่านมา

    Yessss hagerawiiiii atehasasbaaa👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷