ኢሎን ማስክ ስለምንታይ ተደጋጋሚ ናይ ሂትለር ሰላምታ ዝጥቀም ዘሎ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 26

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 10 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚኣብሄር ዓብይን ሓያልን እዩ። እግ፡እግዚኣብሄር ከኣ ልዕሊኦም እዩ፡ ፈጢርዎም እምበር ኣይፈጠርዎን። እግዚኣብሄር ምሕረት ይግበረሎም፡ ሓዲኦም ካብ ሓዲኦም ዘይሕሹ፡ ኣምላኽ ተፈቐዶ ፡ ንሕናውና እንተነርና፡ ነዊሕ ከይከድና ብዙሕ ክንሪኢ ኢና። ትራምፕስ መጀመርያ ኢዱዶ ኣብ መጽሓፍ ቅዱኣ ኣንቡሩ እዩ፡ ካልኣይ ከኣ እቲ ኬክ ዝቖረጸሉ ካራ ኣልዒሉ ኣብ እቲ ሕዝቢ ኣወጣዊጥሎም እዩ፡ ዒም ዝበለ ይታሓጎም፡ ዒም እንተኢልኩም ክቖራአጸኩም እየ ማለት እዩ። ትራምፕ ናይ ህዝቢ ኣይግድሶን እዩ፡ ንሱ ኣብ መዓልቲ ክንደይ ገንዘብ ናይ ጥቕመይ ይገብር እዩ። ከብዚኦም ተስፋ ዝገብር እንተሎ መቸም ዓይኑ ዕዉር እዩ፡ ክብሉ እደፍር።እዚኦም ኩሎም ሸይምዎም ዘሎ ካብ ትራምፕ ጀሚሩ ኩሎም ናይ ኢሊሞናቲ ማሕበር ዝኾኑ እዮም፡ በጃኻትኩም ጉጉል ጌይርኩም ረኣይዎ። ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ይብለና ቃል ኣምላኽ፡ በጃኻትኩም ናብ ኣምላኽና ንመለስ። እቲ ዝምካሕሲ ብእግዚኣብሄር ይመካህ፡ ኣብ ሰብ ዝውከል ርጉም ይኹን ይብለና ቃል ኣምላኽ።

  • @nebiathaile6262
    @nebiathaile6262 10 วันที่ผ่านมา

    Btaemi sbuk keslofnan hawna

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe9492 10 วันที่ผ่านมา

    Thx bro

  • @MAlisha-h8n
    @MAlisha-h8n 11 วันที่ผ่านมา +1

  • @ሰብደየለይ
    @ሰብደየለይ 10 วันที่ผ่านมา +1

    ኤሎን ማስክ ብሃብቲ ዝተፈልጠ ሰብዩ ኢልካ ምግላጹ ዘሕዝንዩ:-እዚ ማለት ከኣ ምስቶም ብናይ ፔትሮዶላር ዝዘቕበቡ መሳፍንቲ ዓረብ ምስራዕዩ ""ኤሎን ማስክ ካብ ሊቃውንትን መሃዝትን ዓለምና እምበር ብድርዳር ገንዘብ ምግላጹ ድንቁርናን ኣምልኾ ገንዘብንዩ...

  • @NahusenaySenay-wt4nj
    @NahusenaySenay-wt4nj 10 วันที่ผ่านมา +1

    Israel ksenbtwea eyim

  • @okbazghiablel4131
    @okbazghiablel4131 11 วันที่ผ่านมา +2

    Mosad kesnabtwo yom xgab yebzho alo .

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 9 วันที่ผ่านมา +1

      Trah elka mosad tata zelewom mesilwo eyu abzelewa gudguad atyom kibtnuwo eyom

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele9819 10 วันที่ผ่านมา +2

    መን እዩ ግን ዛሓመቕ ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ እሉ ስም ዛሃበ ጻዕዳ ዝፈጸሞ ገበን ወይ ጸይቒ ከመይ ብጸሊም ታሪኽ ክጽዋዕ ተኻሊኡ እቲ ዘይምለሰለይ ሕቶ እዩ ገለ ኣፍሊጦ እንተሃልኳ እሲኪ ሕሹኽ በለኒ እኻ ፍናን ወደይ ወይ ሓወይ

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 11 วันที่ผ่านมา

    Welcome Fnan app

  • @zeresenayhagos2654
    @zeresenayhagos2654 10 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙💙💙

  • @ማማየናፊቐ
    @ማማየናፊቐ 5 วันที่ผ่านมา

    ኢሎን, ሓደ ካብቶም ሊቃውንቲ ዩ, ኣቃልቦ ዓለም ብ መሃዝነቱ ዝና ዝረኸበ ሊቕ ወይ መሃዚ ዩ, ኣቃልቦ ክስሕብ ዘይ ኮነ ዕላማ ክህልዎ ኣቢ ተኽእሎ ኣሎ,, ን ናዚ ዝድግፍ ግን ኣይ መስለንን, ኣመሪካ ክሳብ ምስ እስራኤል ግርም ዘላ, ክኸውን ኣይ ክእልን ዩ,, ከሙኡ ሓሳብ እንተ ጌሩ ከኣ ክሳድ ዘድርቑ ሞሳድ ዝብሃሉ ኣናብስ ናይ ዓለምና ኣለዉ,, we can hear new news soon

  • @fnantube3647
    @fnantube3647 10 วันที่ผ่านมา +1

    Nay Hitler swlamta aykonen fnan hawey eza lbey nakum eyu elu kula eta video riyea iya gin qorxom sile dzerghwa eyum

  • @Dawitsiele
    @Dawitsiele 10 วันที่ผ่านมา

    ዋላ ን Alice weidel ምስዓደማ እውን ሂትለር ኮሚስታዊ(ዴሳዊ) እዩ ነይሩ ምባላ ን ጀርመን ዘሰንበደ ነይሩ።በዓል ኢሎን ሓደገኛታት'ዮም።ኩሉ ኣብ ትሕቲኡ ኣብ ኢዱ ንምእታው ይረባረብ'ዩ ዘሎ።

  • @tesaentertainment3974
    @tesaentertainment3974 9 วันที่ผ่านมา

    ኢሎን ማስክ ነቶም ነተን ንሱ ዘፍርየን ተስላ ክገዝእ ዓቅሚ ዘይብሉ ካብ ገጽ ዓለም ክጠፍኡ ይደሊ ዩ😅

  • @ሰብደየለይ
    @ሰብደየለይ 10 วันที่ผ่านมา +1

    ንወዲ ሰብ ሲ መንዩ የእዳውካ ናብዚ ኣይተመልክት ናብዚ ኣይተንቀሳቅሶ ናብዚ ዕጸፎ ናብዚ ዘርግሓዮ ኢሉ መምርሒ ከውጽእ ስልጣን ሂብዎ ??? ዘገርም እኮዩ !!! እዚ ናይ ክስቶዩ እዚ ኸኣ እከለዩ ዋንኡ ምባልሲ ምስምንታይ ይቝጸር ??ዓገብ ኣምልኾዩ እዚ ...

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 9 วันที่ผ่านมา

      Be logic. Yeedawka nab Zdelekayo kiteblo tkiel eka ente ezi tblo zeleka gn tefelasife elka eka. Ety nay nazi selamta slemntay teagidu kitrdae aleka. Mnalbat hitler seb entezeychifchif neiru natu selamta kbul mkone neiru eyu

  • @kibromgoitom4044
    @kibromgoitom4044 10 วันที่ผ่านมา

    Politik eu ember na rom Selamta Satan eu 😂✌🏿✌🏾

  • @daniman3972
    @daniman3972 10 วันที่ผ่านมา

    Trump Germanawi 🇩🇪 mukanu Abiu tfeltu do Elon musk kea bglxi nezi kgelx u zfetene

  • @awettadese8085
    @awettadese8085 11 วันที่ผ่านมา +1

    ኤሎን ማስክ nay ሂትለር መንገዲ ኢንተ ኬይዱ. Don’t worry. Mossad (ሞሳድ ) 😂 ኣሎ ::

    • @ShidenMsgna
      @ShidenMsgna 9 วันที่ผ่านมา

      😁😁😁😁😁😁😁MOSSAD aykhalfwon eyom krekbwo eyom nhade millon zkunu hzbi Israel zsnete mdgaf malet balka mekabra mfhar gray eu kkewn zelewo

  • @SemreYemane
    @SemreYemane 9 วันที่ผ่านมา

    The strange thing is that it was Jews and Prime Minister Benjamin from Israel, the objection that the greeting was not Hitler's Nazi regime salute. And fnan, you stirring on the left jokes.