ኣፍቃሪኺ "ካብ ካሊእ ጓል ወሊደ እየ" እንተዝብለኪ እንታይ ምገበርክዮ New Funny Tigray Street Interview

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 169

  • @edon7537
    @edon7537 ปีที่แล้ว +37

    አረ አነ ቱ ናለ ገሬ አሙን አዩ ዘሱቀኒ😂😂😂😂

    • @zenebuniguse2373
      @zenebuniguse2373 ปีที่แล้ว +2

      ዋላ ኣነ😂😂

    • @ተወህዶንዘለአለምትንበር
      @ተወህዶንዘለአለምትንበር ปีที่แล้ว +1

      ብእነት አነለ ንሱ እዩ ዘስሕቀኒ🤣🤣🤣🤣

    • @gxggxgcgcgxgxt9801
      @gxggxgcgcgxgxt9801 ปีที่แล้ว +1

      ኣነ ለ ማራ አዩ ዘስሕቀኒ 😁😁😁

    • @Grmi-wr5lu7do5x
      @Grmi-wr5lu7do5x ปีที่แล้ว +4

      ናይ እንዳ ገሬ እሙን እንተገይረሙሉ ማራ እዩ ዘዘናገዐና❤❤❤ እና ቀፅለሉ ክቡር ሓውና❤❤❤❤

    • @ilove_you_ereyyyyy1997
      @ilove_you_ereyyyyy1997 ปีที่แล้ว +1

      ወላ ኣነ🤣🤣🤣🤣🤣❤❤❤

  • @rahealraheal1881
    @rahealraheal1881 ปีที่แล้ว +29

    ትዲኤፈይ መዓረይ❤❤❤❤ ልብና ስቁንቁን ኣቢልካና ፈጣሪ ድምፂ እቶም ጠፊኦምና እኔዉ ኣሕዋትና የስምዐና😢

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว +1

      @ሮዚ ጋል ትግራይ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሮዚየይ😊❤❤

    • @ShashoS
      @ShashoS ปีที่แล้ว

      ​@@merigalmarye7051እሺይ ንስኪይ እዉን ንዓየ 🥰🥰

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @@ShashoS እሺ

  • @yordanos-e5t
    @yordanos-e5t ปีที่แล้ว +19

    እንካዓ ድሓን መፃእኩም ሙቁራተይ💚ቀዳመይቲ እየ ዋ 👍ሃቡኒ🥰

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ማሃርትን መዛናግን ሕቶታት እዮም ቀጽለሉ ያታ ሓወይ ጅግና
    ምቅናይ እወ ንኩሉ ንምርኣይ ብሩከይ 😢😢

  • @soli-j1x
    @soli-j1x ปีที่แล้ว +16

    ኣለኹ እየ ዝብልየ ዋው ደስ ዝብል ድምጺ ክቡር ሓወይ😍💚

  • @khangkhan8839
    @khangkhan8839 ปีที่แล้ว +13

    ናይ ጭንቀይ ፈውሲ❤እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ መረባይ❤

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 ปีที่แล้ว +1

    ቅንብር ናዳያ ገሬ ኡሙን እዮም ብሳሓቅ ቀቲሎምኒይ

  • @ሓበሻhabeshatube
    @ሓበሻhabeshatube ปีที่แล้ว +17

    ያታ ሓወይ ለባም ኢካ ዝበሃልን ዘይበሃል ትፈልጥ ምክንያቱ ሓደሓደ ተጋሩ ዩቱበራት ንተጋሩ ዝፀርፍ ትሕዝቶ የቅርቡ ኣለዉ ንስካ ግን ለባም ኢካ

  • @ኣሉየትግራይልጅነኝ
    @ኣሉየትግራይልጅነኝ ปีที่แล้ว +5

    ሃፍቱሸይ ወዲ ሓወቦይ ሽኮር ምህላው ፅቡቅ እወ ወደይ🙏💘😢

  • @ወይኩንፈቃዲከ
    @ወይኩንፈቃዲከ ปีที่แล้ว +1

    ድኻስያ ተላህዩ ወፅእ እንበር ኾሸም መን አልመደ❤ዋይአነ በሉ አያተኸስተ❤ድኻስያ ተላህዩ ይወፅ እንበር ኾሸም መን አልመደ እዩ ዝበሃል አሕዋት❤

  • @ተመሰገንኣምላኬ-ዸ8አ
    @ተመሰገንኣምላኬ-ዸ8አ ปีที่แล้ว +4

    ብከባብ ራያ ኸዚ እዩ ዝበሃል😍😍😍❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ
    @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብዳሓን መፃኹም ተጋሩዋይ ፍትዋትይ❤❤❤❤

  • @titial9069
    @titial9069 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ ደስ ክትብሉ ሳሓቅ ቃቲልኩምና ኣይትሳኣኑ😂😂😂

  • @ጓልተምቤንሃገረሰላም
    @ጓልተምቤንሃገረሰላም ปีที่แล้ว +7

    ኣየወ ምህላው ፅቡቅ 😢❤

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 ปีที่แล้ว +7

    እንኳዕ ኣብፅሐኩም ንማዕልቲ ኣቦታት ንኩልኩም ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም ተጋሩዋይ♥️💛

  • @ዕባይዓጋመ
    @ዕባይዓጋመ ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy1997 ปีที่แล้ว

    ደቂ ትግራይ ጡዑማት ላዛ🤣🤣🤣❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @blean1214
    @blean1214 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቀፅልሉ ሕቶ ምስ መልሱ ❤❤❤❤

  • @maron278
    @maron278 ปีที่แล้ว +1

    አለኹ እየ ዝብል አንበሳ አጆኻ ቀፅለሉ❤🎉 ዞም ዝሕተቱ ዝነበሩ ገሊኦም ከም ናይ ቀደም ሰበይቲ ብበትሪ እያ ትሰምዕ ዝብል አተሓሳስባ እዩ ዘሎዎም እሞ
    ክዓ አብዚ በፂሕናዮ ዘለና ክፍለ ዘመን አይይይ 🤔እንዳ ገርዬ እሙን ስሓቅ ቀቲሎምና 😂😂😂
    so ቀፅለሉ ጀግናዬ ❤❤❤

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- ปีที่แล้ว +3

    ይመችኹም ተጋሩዋኒ❤💛

  • @ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
    @ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ ปีที่แล้ว +6

    እዛ ሕቶ እዝያስ ሕተተለይ ❤
    1,ኣፍቃርተይ ነይራትን ብምክንያት ስደት ተፋለልይና እሞ ኣብ ስደት ግዜየ ተይወሰድኩይ ይምለስ እሞ ካብ ካልእ ወልዳ ረኽበያ እሹዕ እንታይ እናትን ብስሕተት እዩ ኣይፈተኹንይ ትብለንሞ እሽ ይብላ ግን ምንም ርክብ የብልናይ ካውኡ እውን ቃልጥፈ እየ ናብ ስደት ካላኣይ ትመልሰ እሳ እውን ናብ ስራሕ ከይዳ ኢትዮጵያ ውስጥ ማለት እዩ መልሳ ናተይ ቁፅር ኣልሻ ትድውለለይእሞ ብእምነተይ ይነበር ኣለኹም ምሳኣኻ እየ ዘለኹ ትብለን እሽ ብለ ምድውዋል ጀመርና ሓደ ግዜየ ናትጫወትና ተለና ሓደ ወዲ መጥሉ ስልካ ይፃረፈን መን እዩ ብለ ሓተያ ንህወተይ ፈርሐ ርክብ ገይረ ይቅርታ እላትን ኣነ እውን ስለ ዝፈትዋ ምንም ኣይበልኽዋን ንሱ ፖልስ ስለ ዝነበራ ገለ ነገር ከይገብራ ብለ እሽዑ ደማ ትግራዊይ ምዃን ስለ ዛፍርሕ እዩ ካውኡ ቃፅሉ ዝኾነት ዓርካ ካብት ወታደር ከምዝወለደት ንግራትን ደማ ሓቅ ከምዝኾነ ፈልጠ ንሳ ግን ሐዝ ንታዓረቅ ንስካ እየ ዝፈትው እናበለት ኣሰካሓትን እንታይ ክገብር ኣለን? ግን ሓደ ማዕልት እኮ ንሓዳር ሓስበያ ኣይፈልጥን ካብ ስደት ካብዝ ምለስ ማለተይ እዩ ግን ይፈትዋ ክሳብ ሎሚ ንዳዋወል ኣለና ግን ሐዝ ንታዓረቅ ንምንታይ ትቀይርካ ስለ ፍቅር ዘይትዛረበን ትብልን ኣለ ግን ልበይ ክቅበሎ ኣይካኣለን 😢እስቲ ንካለኦት ሰባት ሕተተለይ
    በቃ ከም ናትካ ሕቶ ገይርካ ሕተቶም ምስ ይቅርታ ወዲ ራያ ስለ ዝኾንኩ ናይ ላዛ ሽግር ይህልዎ እዩ

    • @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ
      @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ ปีที่แล้ว

      ክብር ሓወይ ይቅር ግበረላ ምክንያት ዘይፈተወት እያ ወሊዲ አሽዕዑ እውን ብጣዕሚ አጀጋሪ ጊዜ ሰለዝነበረ ክትርደአላ ፈትን ዝሓወይ 👏👏

    • @cvxbzfffh8940
      @cvxbzfffh8940 ปีที่แล้ว +1

      ይቅርታ ግበረላ ከም ዝመስለኒ ግን ብግዜካን ብእምነትካን ወይ ድማ ካባካ ትወስዶ ነገር ከይህልዎ ክሳብ ትወስድ ተጋግየ እየ እናበለት ትጫወትልካ ከይትህሉዉ ተጠንቀቀላ ሓወይ ብጎኒ ጎኒ ድማ ተካታተላ 😘😘

    • @እመብርኃንአግዢኝ
      @እመብርኃንአግዢኝ ปีที่แล้ว

      @@cvxbzfffh8940 👌✅

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ ปีที่แล้ว +1

    ብሩክ ሓዉና ከምዚ ናገበርካ እማ ኣዘናግዐና😂🤣😁

  • @letslasehayle5044
    @letslasehayle5044 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውው ደስ ክብል😂😂😂😂🤣🤣

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
    @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ ปีที่แล้ว +2

    ፁቡቅ መዘናግዒ እዩ ከምዝታት ቅፅለሉ ❤

  • @MatuWwee
    @MatuWwee ปีที่แล้ว

    እንካዕ ዳሕን መጻእኹም ተጋሩዋይይይይይይ ፍትውትው ውአ ዳብለኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ቦርትዑ❤❤❤❤❤

  • @ልፀገምፀዋርእየሂዋን
    @ልፀገምፀዋርእየሂዋን ปีที่แล้ว

    እንካዕ ማርያም ኣዉፀአኪያ ይመችኻ ጊን ስጋነይ ❤❤

  • @letushhaylay-nq7nq
    @letushhaylay-nq7nq ปีที่แล้ว +2

    ካብቲይ ናተሓተትቲይ ዛናንገሬ እሙን ቆሲለ😂😂😂😂

  • @ቲቲጓልተምቤን
    @ቲቲጓልተምቤን ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ ኣብ ኩሉ ናይ ዘብራኣብሩኽ ኣያ ተከስተ ብጣዕሚ እዮም ዘሰሑቁኒ ሞይተ🤣🤣🤣 ዝሮዝሮ ይምችኹም❤

  • @ነፂጓልውቅሮ
    @ነፂጓልውቅሮ ปีที่แล้ว

    ይመችኹም ተጋሩዋኒ ፀሩያት🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️

  • @temsagneamleki5806
    @temsagneamleki5806 ปีที่แล้ว +3

    እንኻዕ ብሰሌም መፃካ ቡሩከይ 🥰🥰 እናሰሓቅና ንመሃር❤

  • @tarhastube9099
    @tarhastube9099 ปีที่แล้ว +2

    እው ምቅናይ ወደይ ክንድይ ንርእለና አብ ዝዓለም😢ኣዶ ትግራይ ፅንዓት ይሃብኪ ኣብዚይ ወርሒ እዚይ ሰለሰተ በተሰብይ ሞተኦም ተብሂለ እፍፍ ዓለም ጎዶሎ ግን ኩሉ ከሓልፊ ይከውን ምእቲ ትግራይ ክንደይ አሓቲና ተሰዊኦም😢💔እና ቀፅለሉ ዘሓወይ ከምዝይ መዛናግዒ ነገራት❤

    • @brhaneye
      @brhaneye ปีที่แล้ว

      ፅንዓት ይሃብኪ ዛሓፍተይ ኣጆኺ 😢

  • @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
    @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉የታ ሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃእኻ

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ😘😍
    Tdfይ መድሕን ህዝቡ😍

  • @selamabreha1361
    @selamabreha1361 ปีที่แล้ว +1

    አታ ረእይልያ ወደ😂😂

  • @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ
    @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ ปีที่แล้ว +2

    አለኩ እየ ዝብል አየ ናፍቀት እኮ ምካአል አብይና አሕዋተይ አብ በረካ ዘለው አሕዋትና 💔እስከ ፅብቅ ወረ የስመዐና

  • @BrHanAagaMe
    @BrHanAagaMe ปีที่แล้ว +2

    ኡፍፍፍ ሞይተ😂

  • @ሜሪጓልትግራይ-ዀ6ዠ
    @ሜሪጓልትግራይ-ዀ6ዠ ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ ሳሓቁኩም ይብዘሐለይ🎉❤

  • @rakgaltagery3471
    @rakgaltagery3471 ปีที่แล้ว +1

    ካብቶም ዝምልሱ ሲ ናይ እንዳ ገሬ እሙን እዩ ለዝናኒ😂❤

  • @merigalmarye7051
    @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว +1

    አይትሰኣኑ ተጋሩዋይ😊😂❤

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ያታዬ

  • @gghhh7965
    @gghhh7965 ปีที่แล้ว +1

    እወ ወደይ ምቅናይ ፅቡቕ 'ዩ😢

  • @rozar227
    @rozar227 ปีที่แล้ว

    ኪሮስ ኣለምዬ ከያኒ 🥰🥰🥰🥰

  • @awulaelo
    @awulaelo ปีที่แล้ว +1

    በትሪ ያ በለ 😂😂

  • @ክብርንምስገናለድንግለማር
    @ክብርንምስገናለድንግለማር 10 หลายเดือนก่อน

    wow❤❤❤

  • @ጓልየማነጨለመቀለ
    @ጓልየማነጨለመቀለ ปีที่แล้ว

    ስየ ልበሃል ወዲ ግን ብሱሩ ልቦ መልሲ ሓሪፍ 'ዩ
    ለለ ህንደይ ግዜ ክሕተት እየ ሪአዮ እንየኩ ይሞቸዬ🤜❤️🤛

  • @ጓልትግራይ-ትግ
    @ጓልትግራይ-ትግ ปีที่แล้ว +3

    ብበተሪ ያ ጨምለቅ ዝኾነ ቆልዕ 🤣🤣🤣🤣

  • @zufanabraha2824
    @zufanabraha2824 ปีที่แล้ว +1

    ክክክክክ እዋይ ናይ ህዝብና ንቅሓት ብጣዕሚ እዩ ዘስሕቅ 😅😅😅😅
    ብዝኾነ ቀፅልሉ ብጣዕሚ ሓሪፍ ስራሕ እዩ ! እቱ ናይ ሰማእታት ሓወልቲ ናይ ህዝቢ ትግራይ ብደምና ዓፅምን ዝተነደቀ ታሪካዊ ሓወልቲ እምበር ናይ ሕወሓትን ሳዓብቶም ኣይኮነን !!! እቱ ከምኡ ዝብለ ወዲ ግን ምንም ከምዘይፈልጥን ብታሪኩ ዘይኮርዕን ደንጎላ ርእሲ ኢኻ በሉይ 😂😂😂😂

  • @ጓልዞምጀጋኑ1221
    @ጓልዞምጀጋኑ1221 ปีที่แล้ว +2

    ክፈትወኩም መዓትየ😍❤❤❤

  • @azmeruaynalem5861
    @azmeruaynalem5861 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤ሙቁራተይ

  • @Sra-jt6sh
    @Sra-jt6sh ปีที่แล้ว

    😘😘😘😘😘yata

  • @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ
    @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ ปีที่แล้ว

    ዋይ ሃሳስ ኣታ በትሪ ያ ትሑት ኣተሓሳስባ ድሑር ባህሊ በትሪ ያ ዋይ ላህማም

  • @tesfaymesele3385
    @tesfaymesele3385 ปีที่แล้ว

    ፈታንት ሕቶ❤❤❤❤

  • @بتلت-ظ1ب
    @بتلت-ظ1ب ปีที่แล้ว +1

    ስላስ

  • @hani6817
    @hani6817 ปีที่แล้ว

    ምቅናይ ጽቡቅ አወ ወደይ😢♥️

  • @tigrignaculture1555
    @tigrignaculture1555 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ጸግሪ ናይታ ዶና እዳ ጠናነጋ ኣብቲ ሻኻ ዋይዋይ😂😂

  • @Becky.Tigray
    @Becky.Tigray ปีที่แล้ว +1

    Yata bro good job kexilelu👍

  • @ንግስቲ-ጠ1ዠ
    @ንግስቲ-ጠ1ዠ ปีที่แล้ว +1

    ናይ ለማዓንትይ ንበይኑ እዩ እቱ ናይ እንዳ ገሬ ኣቁስልና😂😂😊

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti579 ปีที่แล้ว +3

    ይመችኹም እስኪ😂💙✌

  • @fjb5157
    @fjb5157 ปีที่แล้ว

    ኣታ ኣነስ ዝናይ ገሬ እሙን ኣብ ማእል ዝኣቲ እዩ ዘስሕቀኒ😂😂😂😂😂

  • @adute67
    @adute67 ปีที่แล้ว +2

    ኣይትስኣኑ😂❤

  • @sjzjbdb305
    @sjzjbdb305 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤ አነሰ ክፍትወካ ብዘይምክንያት አይኮንኩን

  • @daniberaki8502
    @daniberaki8502 ปีที่แล้ว

    ኣብ ግዝየ ሃጸይ የውሃንስ ኣብ ጎድኑ ዝነበረ ኣቦሳንጆ😂 😂😂😂

  • @ሳምሪዬፍቅር
    @ሳምሪዬፍቅር ปีที่แล้ว +1

    ማማ

  • @zenebuniguse2373
    @zenebuniguse2373 ปีที่แล้ว

    ሞቲኹ😂😂😂

  • @jrghkdtr976
    @jrghkdtr976 ปีที่แล้ว +1

    ሙቁረተይ🥰🥰💊💊💊💊💊

  • @rahealraheal1881
    @rahealraheal1881 ปีที่แล้ว +3

    እቲ ብኢንግልሽ ዝደንገፀ ግን ታይ እዩ ዝበለ እስኪ ተርጉሙለይ😂😂😂😂 እቲ ኣብ ማእከል ተእትዮለካ ናዳያዘብረኣብሩክ ግን ኣይተብዝሓዮ ❤

  • @henoksabhatu5959
    @henoksabhatu5959 ปีที่แล้ว

    Kekbxa nere eby 😂😂

  • @chf-cv4ix
    @chf-cv4ix ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂነዋ❤❤❤❤🎉🎉

  • @tigraydaily6493
    @tigraydaily6493 ปีที่แล้ว +2

    Welcome yatana❤😂😂😂

  • @frfr-dm5rw
    @frfr-dm5rw ปีที่แล้ว

    ዞብረኣብሩኹ ማዓረይ😂😂😂😂

  • @amanuelgebre8995
    @amanuelgebre8995 ปีที่แล้ว

    good ❤❤❤ 😅😅😅

  • @ፀባየ
    @ፀባየ ปีที่แล้ว

    አነ አቱናይ ገሬአሙን አዩ ዘስሕቀኒ ዘሎ😂

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 ปีที่แล้ว

    ኣታ ስምዑለይ ስሕቅ ቀቲልክሙና 😂😂😂

  • @TIGRAWITI
    @TIGRAWITI ปีที่แล้ว +1

    🥰🥰🥰🥰Wellcome 😂

  • @alugaltigray2248
    @alugaltigray2248 ปีที่แล้ว +1

    Welcome ያታ ሓወይ ❤❤❤😂😂

  • @ቃባፅነቃፅጓልሸረ
    @ቃባፅነቃፅጓልሸረ ปีที่แล้ว

    ታይ ኣምፂካ ያ😂😂

  • @Paris-sh3qm
    @Paris-sh3qm ปีที่แล้ว +1

    ኣያ ተክሰተ😂😂😂😂😂

  • @ዓዊ
    @ዓዊ ปีที่แล้ว +1

    😂😂😂😂😂😂ኣነሲ እቲ ናይ ዘብራኣብሩክ እዩ ዘስሕቀኒ😂😂😂😂

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ጋል ዓደይ

    • @ዓዊ
      @ዓዊ ปีที่แล้ว

      @@merigalmarye7051 ገይረልኪ ማሬ

  • @medid.454
    @medid.454 ปีที่แล้ว

    Haftsh jegna ❤❤❤

  • @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
    @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ ปีที่แล้ว

    😂😂😂ዋይ ሞትኹ 😂 ኣይትስኣኑ ዓደይ ስሓቅኺ ይመለስ ብጥዓሚ እዩ ስሐቅ 😂

  • @SisayBelay-tu8uz
    @SisayBelay-tu8uz ปีที่แล้ว

    ልተግዕተ ግዓት ክበልዕ ያ🤣🤣🤣

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi ปีที่แล้ว

    🌹🌹🌹

  • @samrigaltigray6853
    @samrigaltigray6853 ปีที่แล้ว

    ሕጂ ሕይ ብሽረኒ🔰😍

  • @bahrehaile3500
    @bahrehaile3500 ปีที่แล้ว +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💞

  • @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
    @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ ปีที่แล้ว

    😂😂በትሪ ናይ ዓያሹ ኣይፍቀድን መዉቃዕት

  • @merizetewahdotigray1758
    @merizetewahdotigray1758 ปีที่แล้ว

    𝒚𝒎𝒆𝒄𝒉𝒊𝒌𝒖𝒎😂❤❤𝑩𝒕𝒓𝒊 𝒚𝒂 𝒕𝒖𝒉𝒂𝒅𝒆𝒔😅😅

  • @ጓልጅንታ-የ4ቐ
    @ጓልጅንታ-የ4ቐ ปีที่แล้ว +1

    አረ ናሊገርየ ኡሙን ቀቲልና 😂😂😂

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ ปีที่แล้ว +1

    TDF ይ ግርማ ዓዲ ❤️
    ያታየ ፍቅረይ 😁❤️

  • @awerusyum3243
    @awerusyum3243 ปีที่แล้ว

    Wellcom🥰🥰

  • @anisaany6039
    @anisaany6039 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤

  • @እልሻዳይእካአምላከይ
    @እልሻዳይእካአምላከይ ปีที่แล้ว

    ንዓዲ ገሬ እሙን ገድደና 😂😂😂

  • @MeleseGetahun-nr8yj
    @MeleseGetahun-nr8yj ปีที่แล้ว +1

  • @ghjhh8544
    @ghjhh8544 ปีที่แล้ว

    ብትሪ እዮ ዝብል ሲ እይሃብካ እዮ ዝባሃል እምበር ብትሪ መፍትሒ እይኮነን

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq ปีที่แล้ว +1

    _ኣታ ስሓቅ ሞይተ ኣይትስኣኑ😂😂😂😂😂_

  • @TesfayTig-1214
    @TesfayTig-1214 ปีที่แล้ว

    ሀዚ ሐዚ ፅንሕ ኢሉ ህድእ ኢለ 😂😂

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
    @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ ปีที่แล้ว +2

    ሃፍቶመይ አለኩየ ዝብል አለኩየ እወ ወደይ😢

  • @tsegatsega238
    @tsegatsega238 ปีที่แล้ว

    ዘም አወዳት ግን አፍርሕምና ዝወለዳት ከትውቃዕ ናበሉ 😅😅😅😅😅😅

  • @LemlemGermaryam
    @LemlemGermaryam ปีที่แล้ว +1

    😁😁😁

  • @ኢየሩሳለም-ትግራይ
    @ኢየሩሳለም-ትግራይ ปีที่แล้ว +5

    እቱ ብበትሪ ዝበለሲ በዚ ናይ መዳም ቡሩሽ ዶ ርእሱ ክፍንክቶ እዋይ ንኤኻ ገልዒ ቆልዓ ፀጋ እዩ
    😂ካልእ ዝገረመኒ ናይቲ ምሰላ ባዕሎም ይምልእዎ ኣይሽለም ያ እዋይ

    • @rahealraheal1881
      @rahealraheal1881 ปีที่แล้ว

      ኣነለ ብጣዕሚ ስሒቀ ናይ ኩሎም መልሲ ሓደ ዓይነት ካብ ሙካኑ ዝተልዓለኮ እቲ ትክክለኛ መልሲ ኣይሽለምን እዩ መሲሉኒ ነይሩ 😂😂😂😂

    • @ኢየሩሳለም-ትግራይ
      @ኢየሩሳለም-ትግራይ ปีที่แล้ว

      @@rahealraheal1881 😁🙈ኣይርምን

    • @adfvv3688
      @adfvv3688 ปีที่แล้ว

      በትርኳ በለ እንየካ ጉድ😂😂😂

    • @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ
      @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @HelpmeMyGod-k9c
    @HelpmeMyGod-k9c ปีที่แล้ว +1

    😂😂😂❤❤❤❤