HDMONA - Baby Shower ፈቨን ሳህለ Baby Shower Feven Sahle - New Eritrean Video 2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 790

  • @selamtsegayselamtsegay8971
    @selamtsegayselamtsegay8971 2 ปีที่แล้ว +270

    ጠኒሰ ኢልካ ጎይላ ብጣዕሚ ዓገብ ዩ እዚ ክትርፍ ኣለው ውህብቶ እግዚኣብሄር ዩ ስለዚ ንእግዚኣብሄር ኣመስግና ስሪሕ ጣኦት ዩ እዚ

    • @wegihtata3475
      @wegihtata3475 2 ปีที่แล้ว +7

      ብጣዕሚ ይሰማማየ ዓገብ ብሓቂ እንታዩ ዝኽወን ዘሎ ጌጋ ጌጋ ጌጋ ጌጋ ጌጋ ጌጋ ጌጋ ጌጋ ጌጋ ውርዝና አዴታትና ንውረስ ዓገብ ዓገብ ዓገብ ዓገብ

    • @yorsalemmebrahtom539
      @yorsalemmebrahtom539 2 ปีที่แล้ว +2

      Nay bahki lbam ❤

    • @asefashtewelde4958
      @asefashtewelde4958 2 ปีที่แล้ว +1

      Yes Absolutely sirah Taot ewe

    • @freedom7539
      @freedom7539 2 ปีที่แล้ว +2

      Zebene babilon koynu kubur hawna antay yigeber

    • @seluweldat6655
      @seluweldat6655 2 ปีที่แล้ว +2

      Neta nay youtube genzeb krekbu kblu eko yom

  • @adilabdulkadir9047
    @adilabdulkadir9047 2 ปีที่แล้ว +94

    ኣታ ዞም artists, ነዚ ሕብረተሰብ ሕማቅ ይምህሩ ኣለዉ. እዚ ናይ ምዕራባውያን ባህሊ ናተይ ኢሎም ምበር ሒዞሞ.

    • @selamasrat4945
      @selamasrat4945 2 ปีที่แล้ว +4

      እንታይ ከም ንብል እኮ ተፍእና 🤔 ነዚ ባህሊ ኣጥፊኦም ናይ ባዕዲ ባህሊ ከም ባህልና ርዕሞሞ ::ኣብቲ ኣርት ዓገብ ዝብል ኣካል ድዩ ተሳኢኑ ::

    • @michaletesfalase8016
      @michaletesfalase8016 2 ปีที่แล้ว +6

      ብሐቂ ገንዘብ የብልናን ህዝቢ እዩ መክሰብና እንዳበሉ ክንድዚ ሽብዓባዕ እንታይ አምጽኦ ዘይብሃልና ንሽጉራት ግዳ ዘይሕግዙ ጽድቂ ክረክቡ

    • @ta-sy6up
      @ta-sy6up 2 ปีที่แล้ว +3

      ገንዝብ ምዓላ ሰኢኖምሉ ይአይ ሕዝብና ድሕገዝ የለን ?

  • @yehdegatezfazghi8759
    @yehdegatezfazghi8759 2 ปีที่แล้ว +63

    ካብ ምዕራባውያን ዝውረስ ብዙሕ ካልእ ጽቡቕ ምዕባሌ አሎ ። ዓገብ ንመጻኢ ወለዶ ሕማቕ አብነት ምዃን። ጽቡቕን ብሉጽን ባህሊ 🇪🇷 ኤርትራ አይትረስዑ 🙏

  • @merhawidesale1596
    @merhawidesale1596 2 ปีที่แล้ว +43

    ብጣዕሚ ኣክፊእኩሞ ስነጥበብ ከምዚ ኣይኮነን ስነጥበብ ማለት መሪሕ ኮይኑ ባህልታቱን ክብርታቱን ናብ ዓለም ዘላሊ እንበር ከምዚ ናትኩም ብናይ ባዕዲ ሃገራት ጌርኩም ኣየኩርዕን ኢዩ ህዝብና ኣይተባላሽውልና።

  • @roha9947
    @roha9947 2 ปีที่แล้ว +122

    መጀመርታ አደይ ማርያም ብሰላም ተገላግልኪ እዚ ባህልና ኣይኮነን ከጺሉ ተርጉሙ ፍለጡ አወዳት ከ እንታይ የገበሩ ሃገርና ከኣ ጸሎት እዩ ዘደሊያ ሕጂ።።።።።

    • @slamslam8991
      @slamslam8991 2 ปีที่แล้ว +3

      ሓቂ

    • @abieltarik1907
      @abieltarik1907 2 ปีที่แล้ว +2

      💯 %

    • @gebermedhingebermeskil9327
      @gebermedhingebermeskil9327 2 ปีที่แล้ว +1

      Kibret yhabelna

    • @ferushabtom7172
      @ferushabtom7172 2 ปีที่แล้ว +2

      Nay bhaqi abey mo yrdeom nsom dankieran guaylan ygebru eshelat hxawnti kea ab dfae ytefe ewayyy sdrana egziabhier trah msakum ykun

    • @selammebrahtu4747
      @selammebrahtu4747 2 ปีที่แล้ว +2

      Haki, kab dekenstyo halifu nab awedat xenihom kea abeyti yedemu ykonu. Egziabhier ykre ybel. Adey Mariam bselam tmxaya.

  • @debesaymengstab1525
    @debesaymengstab1525 2 ปีที่แล้ว +17

    ናይ ብሓቂ በከልቲ ሕብረተስብ ሕማቅ ትምህርቲ ዓገብ ናይ ምዕራባውያን ምትእትታው ኣብ ሃገርና ደው ይበል ምጩው ዝኮነ ሕብረተሰብን ባሕልን ኣለና ባህልና ይሕሸና ዓገብ ዓገብ ዓገብ ????? እግዚኣብሔር ምሕረቱ የውርደልና ከም ግብርና ዘይኮነ ብምሕረቱ የውርደልና ኣሜን

  • @wegihtata3475
    @wegihtata3475 2 ปีที่แล้ว +124

    እዞም ገለ ገለ አርቲስት ትገብርዎ ዘለኹም ብጣዕሚ ይሕዝን ክብርናን ባህልናን አይተበላሽውልና መርዘን ኮይንኩምና አለኹም ተሰተሩ ስከ ዓለም ከመይ አላ አስተውዕሉ ምስ ምዕባለ ዘይኮነዚ ምምላኽ ጣኦትዩ ከብ ከማኩም መንእሰይ ሓፋትኹም እየ

    • @fgfff6583
      @fgfff6583 2 ปีที่แล้ว +7

      ናይ ልበይ ተዛሪብክለይ ማዓረይ ኣምለኽ ምሰትዉዓል ይሃበና እምበር ኣነፃር ሃይማኖትና ብሃልናን ክበርናን ኢና ንኸተል ዘለና እቲ ዝመፅእ ወለዶ ካባና እንታይ እዩ ክምሃር ይሕዝን😭

    • @eiham1593
      @eiham1593 2 ปีที่แล้ว +2

      Kkk ewe hiji ezis kemey kemey Yom haseboma

    • @marinaer12
      @marinaer12 2 ปีที่แล้ว

      ቅንኢ ንግደፎ ዋእ

  • @efremkesete6305
    @efremkesete6305 2 ปีที่แล้ว +314

    ኣንቱ የሕዋትና ገለኹም ሲ እዚ ስነጥበብ ብርድኢት ደምበር ኢኹም ኣቲኹሞ ብስምዒት ደኣ ከይትኮኑ ኣይትጋገዩ ባ በጃኹም ሰነ ጥበባውስ ብባህልን ክብርን ሕብረተሰቡ ዝኾርዕ ነቲ ጽቡቅ ባህሉ ጎሊሑ ኣብ ዓለም ተፈላጥነት ክረክብ ክጽዕር ይጣበብ ኣበርቲዑ ከኣ ይጽዕር እምበር ናይ ባዕዳውያን ሃገራት ኣምጺኡ ባዕሉ ንባህሉ ይደቁስ ኣታ ንዓናስ መን ዩ ክሓፍረልና ኣቤት ናትና ምዕበለስ ንድሕሪት ከም ሽንቲ ገመል ክሕርፋ ክብላ ይሕርፍፋ ዩ ነገሩ ብጃኽን ኣዋልድ ተሰተራ ብዝያዳ ከኣ እተን ስነጥበባውያን ተባሂልክን ትጽዋዓ ኣብቅድሚት ኮንክን ኣርኣያ ጽቡቅ እምበር ኣርኣያ ውድቀት ኣይትኮና ኣብ ስራሕክን ጥንቁቃት ኩና ህዝብክን ሰዓቢኽን ብሓፈሸ ተከታታሊኽን ኣይ ተሕዝና !!!! ደሓር ከኣ እቲ ዘይብሉስ እንታይ ክገብር ማለትዩ ምስ ሰበይቱ ክበኣስ።

    • @yordanostekle2586
      @yordanostekle2586 2 ปีที่แล้ว +2

      Adey Maryam beslam timesaki🙏

    • @adyamhaile307
      @adyamhaile307 2 ปีที่แล้ว +9

      Shim wn btgrigna yeblun yigerm😚

    • @biniamfrezgi9860
      @biniamfrezgi9860 2 ปีที่แล้ว

      Aseyyy Aseyyy muqrtyyy

    • @hewanseytiadam2454
      @hewanseytiadam2454 2 ปีที่แล้ว +17

      ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ሓንቲ ጌራቶ ትርጉም ከይፉለጥካ ምስዓብ ኮይኑ:ገለሰብ ንከብዳ ትሽገር ገለክኣ ሰሙን ሰሙን ንውራይ ኣሽሓት ተፍስስ ኣየ ናይሰብ ነገር

    • @seluteklayberhe6562
      @seluteklayberhe6562 2 ปีที่แล้ว +4

      Nay behaqi lebam zereba

  • @samruweldu9216
    @samruweldu9216 2 ปีที่แล้ว +60

    መጅመርታ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻኪ ቀጺለ እዚ ትገብሮኦ ዘላክ ኣይብሃልናን ኢዩ በጃክን ከም ኣዲታትክን ኩና በቃ እቲ ገንዘብ ንካልእ ክንደይ ድካ ኣሎ ንዖም ዘይትህቦኦም እሞ ከኣ ኣብዚ ግዜ እዚ ጾሎት ኢዩ ዘድሊ ናይ ከመዚ ግዜ ኣይኮነን በቃ በለ እስከ እግዛብሄር ይጥዓረቀና ከምዚ ስ ኣየትስረኣየን ጠኒስና ኢልካ ዝላ ጠኒሰ ኢልካስ ሻርባ ጥሽፍኖ ናትክን ካኣ በቃ ኣብ ማስመድያ ምዝርጋሕ

  • @zzzffffz4736
    @zzzffffz4736 2 ปีที่แล้ว +33

    ስላም ንዓኹም
    ስነ ጥበበኛ ማለት ንንኡስ
    ወሎዶ ባህልን ሀገራውነት
    ምዕቃብ ዝምህር እምቡር
    ዘዘይነበረ እንዳምጻኹም
    መጻኢ ወለዶ አይትበርዙ
    ምጥንቃቕ የድሊ
    ብፍላይ አብዚ ዘለያናዮ
    ጊዜ አበይ አለዊ መንእሰያት የሕዋትኩም ዶብ ክሕልዉ
    ከይደቀሱ ይሐድሩ አለዉ
    ስለዚ ኩሉኹም ሰነጥበበኛታት መአዝንኩም
    አይተጥፍኡ 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Mur_Channel
      @Mur_Channel 2 ปีที่แล้ว

      Hasde etay eu xegemka Neru denbere eu begezawi kuyune ber neru baby 👶 behaguse eka tekibelu hasde

    • @Awetbiniam
      @Awetbiniam 2 ปีที่แล้ว +3

      ጽቡቅ ኣለካ ባሓፈሻ በይቢ ሻወር ዝባሃል ኣምልኾት ጣኦት እዩ እቲ ዝሕዝን ካኣ እዚ ዝገብርዎ ዘለው እዩ ዋላ እቶም ዘይ ስነ ጥበባዌኣን እዮም ዘተግብርዎ ሳኣን ኣፍልጦ፡ ባሓፈሻ ኣደይ ማሬኣም ብሰላም ትምጻያ

    • @yorusalemzerai6790
      @yorusalemzerai6790 2 ปีที่แล้ว +4

      @@Mur_Channel hsdna aykonen merhawit. Wlqawi rietou endiyu hibu 100% kea xbuq alo. Eziom geromo elom zgebru kndey meneseyat kmexu endiom ab bahlna xlweu kea ktgmto ayexegmn yu. Des elwom geromo kea hizomo suq mbelu ember zezergh aymneberomn.

    • @muluenguse4616
      @muluenguse4616 2 ปีที่แล้ว +1

      ትኽክል ኣለኻ !! ነሕበረተ ሰብና ብኣወነታዊ ስነ ምግባሮም ክጸልዉዎ ይግባእ እምበር ከም ዝስ ዓገብ ።

    • @abieltarik1907
      @abieltarik1907 2 ปีที่แล้ว

      @@Mur_Channel haku zelo mhemerta neru zblkyo ab hagerna kemzey rina aynfeltin ena mnlbat ab sdet mis wexe eyu seb feltwo hahlfu ka ygebir alo wal ygebir awdat zbhalu kab sebya jemrka aysatfun eyom ezey fashin eyu zeytarye abzey sat ezey ka komu aydlin neru xolot zedly zhaftey zelnayo kuntati tfeltyo eki ksto hawey ymles do ykewin ksto haftey thlu do indatbhla shgrina keyakil ente nsa bselam yhkufa

  • @goldnglmariyamgebreyesus779
    @goldnglmariyamgebreyesus779 2 ปีที่แล้ว +6

    ደቂ ኤረይ ብታዕሚ ኢና ንፈትወኩምን ነክብረኩምን። ንኤማን ፈቡን ሓዳርኩምን ዘመንኩምን ይባረክ፡ ወላድኩም ድማ የርኤና። ነቀፈታ ግን ኣለኒ ንሕና ኤረትራውያን ኩቡር ባህልን መኒነትን ኣለና። እዚ ሕጂ ናይ ባይቢ ሽሃወር ዝበሃል ዘሎ ሺሙን ኣገባቡን እዩ ቀይሩ እንበር እንበር ካብ ቀደም ከብ ጥንቲ ዝነበረ እዩ። ብኩቡራት ቀዳሞት ወለድና ድማ ገዓት ፈረቃ ተባህሉ ምስ ከበቢካን ፈተውትካን ብጋዓት ብሕጉስ መንፈስ የሕልፈኦ ነይረን። ሕጂ ክብሎ ደልየ ዘለኩ ግን ንስኩም ኣቶም ኩቡራት ስነጥበባውያን ሃገርና መስትያት ናይ ህዝብኩም ስጋብ ዝኮንኩም ኣብ ክንዲ ብናይ ምዕራባውያን በለጭለጭ„ በቲ ንከይጠፈእ ዘሻቅለና ዘሎ ኩቡር ባህልና ከም ምቅንጣጥ መዓት ፈረቃን ሕዝኩም ክትመጹና ንምሕጸን። ናይ ኡቡር ሓውና ኤማን ፈቡን ግን ካብ መርዓ ጀሚሩ ስጋብ ሕጂ ቁሩብ ዘይኮነስ ብዙሕ ካብ ዓቀን ንላዕሊ ተጋኒኑ። በጃኩም ስነጥበባዊ ማለት መምህር ወይ ገለ ትምህርቲ ዘማሓላልፍ ስለ ዝኮና ኣብ እንገብሮ ንሕብረተሰብናን ሃገርናን ዝውኪል ኪኮውን ንላቦ። ካብ ኣድነቅትኩም።
    ከምዚ ዓይነት ፈስታ ክንገብር ክንሓስብ ከለና ናይ ውልቅና ክንሓስብ ይብልናን። ኣብዚሕጂ ግዚየ ሃገርናን ሰራዊትናን ኣብ ከመይ ኩነታት ኣልና ኣብ ግምት ምእታው ከድልየና እዩ። ስላም ንሃገርናን ህዝብናን ክብሪን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራ.

    • @peacetotheworld1737
      @peacetotheworld1737 2 ปีที่แล้ว

      እዚኦም እኮ እቶም ሰብ ከዳናግሩ ህግደፍ ዝመወሎም እዪም:: ዝከውን ዘሎን ዘመሓላልፍዎ መልእኽትን ሰማይን ምድርን:: ኣምላክ ነናይ ኢዱ ክህቦ እዬ ንኩሉ::

    • @asefu3442
      @asefu3442 2 ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ ማራ ኣብዚሖሞ

  • @ሰላምዎሰናይ
    @ሰላምዎሰናይ 2 ปีที่แล้ว +50

    ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ ፌቡየ ጽብቅቲ
    ኩልኽን ደቂ ሃገረይ እተን ዘወለድክን ከኣ ማንታ ንዓመታ ይምነየልክን 🙏🙏🙏

  • @peaceforall2405
    @peaceforall2405 2 ปีที่แล้ว +29

    ንገብሮ ኣይንፈልጦን ኢና እሞ ይቅረ በለልና ጎይታ ።ፍጹም ካብ ባህልናን ሃይማኖትናን ወጻኢ ዝኾነ ናይ ምዕራባውያን ባህሊ እግዚኣብሄር ናብ ልብና ይምለሰና እምበር ሃውውው ኢልና ኢና ጠፊእና ዘለና ፡ንሰበይቲ ዕርቃና ምውጻእ ማለት ሕስረታ ኢዩ ።

    • @filmonmokonen341
      @filmonmokonen341 2 ปีที่แล้ว

      Kinday geze alo yiqireta kiblelna

    • @peaceforall2405
      @peaceforall2405 2 ปีที่แล้ว +1

      @@filmonmokonen341 ክሳብ መወዳእታ እግዚኣብሄር ንኹራ ዶንጋይ ንምሕረት ድማ ቀረባ ስለዝኾነ።

  • @---js5vd
    @---js5vd 2 ปีที่แล้ว +35

    በስሚኣብ ወሊዲ መንፈሲ ቑዱስ ኣመን ደቒ ሓለፊቲን ደቒ ሃቢታማቲን ኣቢዚ ሚዕንዳር ተራኢኩም ደቒ ዲካታት ኪኣኒ ሂወተ ቲከፊል ኣላ ኣቱም ሰባት ኢታይ ኢና ኒኮዊን ዜለና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭

    • @ssmruz6452
      @ssmruz6452 2 ปีที่แล้ว

      Aye ewe aytbikey eyu zebkiyen gelen kebda thaqus gele kea tshanadah 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @sultangolbob9448
    @sultangolbob9448 ปีที่แล้ว

    ዝሕፍር ተግባር!
    ጽባሕ ናይ ሕክምና ሓገዛ ካብ ወጻኢ ዘለዉ ሰባት ከይታሓቱ እግዚኣብሔር ይሓግዝኩም. እዝግዬ ! እዝግዬ

  • @Lomo.mdia7453
    @Lomo.mdia7453 2 ปีที่แล้ว +1

    ሳዕስዓ አይትዓብን ድያ ነብሰ ፆር ስ ክንድዝ ዕብዳን

  • @yonassemere7858
    @yonassemere7858 2 ปีที่แล้ว +5

    ❤ሕጂስ ከኣ ኣብናይ ስራሕ ፈጣሪ ኣቲኩም ዓገብ ደቂ ኤረይ ጡሽ ናይ ኣዴታትና መሓሸኪ ቲቡ ሓፍተይ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻኪ ቲብሓፍተይ❤

  • @homielovehaile1556
    @homielovehaile1556 2 ปีที่แล้ว +13

    ቆልዓ ከይመጸ ጥምቀት'ኮ ሓሊፉ 😪
    እንታይ ይበሃል ኮይኑ 🤐
    ምሕረት የውርደልና እዩ ዘብል 😥

  • @rahelteages1303
    @rahelteages1303 2 ปีที่แล้ว +50

    ንጹጉማት ዘይ ትሕግዙሉ!! እዚ ትገብርዎ ዘለኹም ብሓቂ ድዩ ዘሕጉሶኩም🥺

    • @eiham1593
      @eiham1593 2 ปีที่แล้ว +1

      Baby shawer kkk entay malet u were

    • @asmarashikor6200
      @asmarashikor6200 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣብ ነብስኪ ምሰ በጸሐ ከሙኡ ኣይትገብርን ኢኪ

    • @saras382
      @saras382 2 ปีที่แล้ว +1

      መን ኢሉኪ ወጻኢታት የውጽእሉ? ብኣጻሩ ረብሓ እዩ ዘለዎ። ናዓይ ንዓኪ ደስ ክብለና ድዮም መሲሉኪ ኣብ ዩትዩብ ጺዒኖሞ ዘለዉ ን ረብሓ እዩ።

    • @rahelteages1303
      @rahelteages1303 2 ปีที่แล้ว

      ​@@asmarashikor6200 ኣምላኽ ይመስገን !!ንጽጉም ክሕግዝ የ ዝመርጽ,,ኣብ ደገ ንነብር ን ጽጉማት ክንሕግዝ ኢና ንመርጽ ካብቲ ዘለና ,ኤርትራ ዘለው በንጻሩ ስለ ዝኾኑ baby shower, birthday day, what is the result for those people off 😏

    • @rahelteages1303
      @rahelteages1303 2 ปีที่แล้ว +1

      ​@@saras382 ጽቡቕ ኣለኺ ንሕና ግና ይስመዓና ኣሎ ጸገም ህዝብና,,ገፋሕፋሕ በዚሑ 🥺

  • @natnael75
    @natnael75 2 ปีที่แล้ว +39

    ኣብ HDMONAስ ምስ ባህልኹም ዘይከይድ babyshower ኢልካ ምምጻእ እንታ እዩ ጣቁኡ ደቂ ሕንፍሽፍሽ ወለዶ ሞጉሃይቲ ወለዶም እቲ ባህልኽን ዓቅባ በዓል RIHANA 😢።

    • @senaitissak7347
      @senaitissak7347 2 ปีที่แล้ว +2

      Kinat eya ezias kem diletom ab meretom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Congratulations Febu schikor 😘😍

    • @Hanna-gg6zf
      @Hanna-gg6zf 2 ปีที่แล้ว +2

      @@senaitissak7347 entay zekinie alewo eyu ezi dea bahli adihager emo kea tirgumu zeymiflat yigerm adetatinas kisab ziharsa zifelten yelen zigerim himak gize

    • @natnael75
      @natnael75 2 ปีที่แล้ว +2

      @@senaitissak7347 🤣🤣🤣 baby shower የቅንእ ድዩ ? እዚ ናይ ጸዓዱ ናይቶም ገዛእእትና ስለ ዝኾነ ባዶ ሰብ ጥራይ እዩ ዝቀንኣሉ ኣብ ባህሉን መንነቱን ዘይግደስን ዝሓፍርን ። ኣብነት ክበኪ እዘን ደቂ ሎሚ ኣሽማት ተዉጽእኦ nina,thomas,jorjo ...ወዘተ እዩ ። እቶም ኣቦሓጎታትና ንኸልቢ እዮም ዘዉጽኡሉ ኔሮም ምኽንያቱ ባህልን ሽምን ናይ ገዛእቲ ጸዓዱ እቲ ዝሓሰረ ስለ ዝኾነ እዩ ስለዚ ( ❤ለብማ❤ )።

    • @Awetbiniam
      @Awetbiniam 2 ปีที่แล้ว +1

      @@natnael75 ክገርመካ ብትግርኛ ሽም የብሉን እንታይ ይባሃል ኢልካ ሓቲትካዮም ኣይምልሱን እዮም

  • @fiorihaile7988
    @fiorihaile7988 2 ปีที่แล้ว +52

    መዝሙር ዳዊት 127
    3፤ እንሆ፣ ውሉድ ውህበት እግዚኣብሄር እዮም።
    ፍረ ኸርሲ ኸኣ ዓስቢ እዩ።
    Congratulations beautiful couple may the lord bless all the rest of your life 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @Awetbiniam
      @Awetbiniam 2 ปีที่แล้ว +13

      ኣብዚኣስ ካብ ቃል ኣምላክ ተጠቂምካ ኢካ ትዛረብ ዘለካ በይቢ ሻወር ኣምልኾት ንጣኦት ሙዃኑ ከ ትፈልጢ ዶ እስከ ከምቲ ሓጎስኪ ዝገለጽክሎም ብመዝሙር ዳዊት ጌጋ ምዃኑ ካኣ ኣርምዮም

    • @slamslam8991
      @slamslam8991 2 ปีที่แล้ว

      @@Awetbiniam ታይ አዩ ዝእረም

    • @Awetbiniam
      @Awetbiniam 2 ปีที่แล้ว +4

      @@slamslam8991 ኣንቲ ሓፍተይ እዚ በይቢ ሻወር ዝባሃል ነውርን ጌጋን ኣምልኮት ንሸይጣን ሙዃኑ እንበር ታይ ዳኣ ደሊኪ ዳፈለጥና እባ ኣይንጸይቅ

    • @berikafakoyashehayanta4198
      @berikafakoyashehayanta4198 2 ปีที่แล้ว

      Abzi ayserihin iu Europa iya tiserih zela

  • @ወዲህዝባዊግንባርዕባይመራ
    @ወዲህዝባዊግንባርዕባይመራ 2 ปีที่แล้ว +2

    ካብ ነዞም ኣርግቶት ኣቦታትና ተጋድሉ ነዚኦም ግዳ ዘይትገፍዎም፡ዛ ኩላ ጎቦዝ መድፋዓጂ ምኮነት ነይራ።

  • @hgfhhfvgh2222
    @hgfhhfvgh2222 2 ปีที่แล้ว +12

    ደቂ ኤረይ ሺኮርናታት ❤️ብመጀመርያ ኣምላኽ ንኹሉኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሩሑስ ጋማ ኸኣ ይግበረልኩም ብዝተረፈ ዋሕለልና ክብላስ ጻሕሊ ይሰብራ ከም ዝባሃል ጹቡቕ ክንርኢ ጸንሕናስ ኣብ ገለ ግን ኣዝዩ ንኽትርኦ ዘሰክፍን ዘፈንፍንን ካብ ባህልና ወጻኢ ስለ ዝኾነ እሞ ኸኣ ካብ ማእከል ሃገርና ከምዚ ጹዩፍ ዝኾነ ተግባራት ክንርኢ ደስ ስለ ዘይብል በጃኹም ዓገብ ዓገብ 🙏

  • @mlat9280
    @mlat9280 2 ปีที่แล้ว +8

    ብሰላም ተጋለጋሊ ምቅርቲ ግን ዘይነብስካ ሒዝካ ጹቡቅ ኣይኮነን

  • @yordakerenjesuslord3387
    @yordakerenjesuslord3387 2 ปีที่แล้ว +1

    ኢንተ ንዓኺ ኣምላኽ ብሰላም የጋልግለኪ።
    ዘይንዓኹም ንመን ጢዒምዎ ኣሎ።
    ኢበር ሃገር'ሲ ሓሚስኩማ ኢኹን ንዓኹም ክጥዕም። ዱሁላት።

  • @mikaltadese7710
    @mikaltadese7710 2 ปีที่แล้ว

    ኣደይ ማርያም ትምጻኪ ፌቡ አዚ ጊን ኣይባህልናን አዩ ኣምልኮ ናይ ጣኦት ኦዩ ስለዚ ዓገብ

  • @selamawitweldenseaweldemar4829
    @selamawitweldenseaweldemar4829 2 ปีที่แล้ว +1

    ፈቡ'የ እንቃዕ ሓጎሰኪ መፋቀሪትኩም፥መክበረትኩም ብሩክ ውላድ ይሃብኩም ፈጣሪ!!ንኩሉን እተን ዘትወለዳ ኣሓትና ድማ ውላድ ይፍጠረለን!።

  • @yorsalemfshaye3535
    @yorsalemfshaye3535 2 ปีที่แล้ว

    አሰይይይይይ ጽቡቃት ኢግዚአቢሄር ምሳኹም ይኹን አደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ ሩሕስቲ ትወለድ ሰላምን ርግአትን ፍቅርን ሒዛ ትወለድ

  • @TM-yl8bg
    @TM-yl8bg 2 ปีที่แล้ว +3

    እንቋዕ ኣብቃዓኩም ደቂ ኤረይ ውላድኩም የሕቑፍኩም እግዚኣብሄር 🙏
    ኣቱም ኣነስ እዚ ስራሕ ፈጺመ ኣይብህጎን እየ ባህልና ብግቡእ ዘይንጥቀመሉ ከም ኣደታትና!? ግን ነዛ ሪኢቶ ናይ ኣሕዋት ኢለ ዝጸሓፍክዎ ኣሉታዊ ርድኢት ትህብኦ/ዎ ኣይትስኣናን/ኑን ኢኽን/ኹም !? ግን ባህልኻ እዩ ክብረትካ።🇪🇷😍✅

  • @marinaer12
    @marinaer12 2 ปีที่แล้ว

    አደይ ማርያም ብሰላም ትምጻአኪ ፈቡ ሽኮር

  • @ghfg7871
    @ghfg7871 2 ปีที่แล้ว

    ብሰላም ኣደይ ማርያም ትምፃእኪይ ፎቡ

  • @Ibrahimwedisaho
    @Ibrahimwedisaho 2 ปีที่แล้ว

    Aseyy seketket🇪🇷✊ I'm saho eye but
    forever deke tigrinya deke erieyy yhawatna❤️☪️💞✝️🇪🇷🤝

  • @medatewolde
    @medatewolde 2 ปีที่แล้ว +175

    It is sad to see that we always make an effort to adapt bad and wastage habits of western culture that take us no where. There are many other things that we can learn from them that can help us to end our extreme poverty and injustice in our country 🇪🇷

  • @tsigeredaestifanos3595
    @tsigeredaestifanos3595 2 ปีที่แล้ว +27

    መጀመርያ እንቃዕ ሓጎሰኩም ኣሕዋት ዉሉድ ውህበት እግዝኣቤሄር ስለዚኮነ ቀጺለ እዚ BABY SHOWER ዝብሃል ትርጉሙ እንታይ እዩ በጃኩም የሕዋት ዘአይ እቶ ንህዝብና አይነእቱ ጽፉፍን ኩቡርን ባህሊ ኣለና ንሱ እዩ ዝሕሸና ኣይንበክሎ ብፍቅሪ ኣምላኽ🙏❤🙏

  • @gw4841
    @gw4841 2 ปีที่แล้ว +4

    ፉቢ ሽኮር እኖቃዕ ሐጎሰኪ ማርያም ምሳኪ ትኩን 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷💞❤️💞❤️💞❤️❤️👍💕

  • @medhaniekfleyesus9799
    @medhaniekfleyesus9799 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ቶም ኣወዳት አንታይ ግገብሩ መጺኦም አዋይ ተሓዝቲ ቬሎ

  • @marinaer12
    @marinaer12 2 ปีที่แล้ว +2

    Congratulations beautiful febu family and friends 🇪🇷🇪🇷🙏🏼

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 2 ปีที่แล้ว +2

    አሰይይይ ደቂ ኤረይ ጽቡቓት ዕድመን ጥናን ይሃቢኩም ፈበን አደይ ማርያም ብሰላም ተዊጽኪ።
    🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🌷

    • @michaletesfalase8016
      @michaletesfalase8016 2 ปีที่แล้ว

      አደይ ማርያም ብሰላም ክተገላህላስ ግብሪ ማርያም ግብሪ አዴታትና ክህልዎ አለዎ

  • @yuel8254
    @yuel8254 2 ปีที่แล้ว

    Deki. Erey. Skikorinatat ♥️🇪🇷🌺🙏🏾🇪🇷♥️👍🏽🇪🇷♥️

  • @solianamebrhatu7754
    @solianamebrhatu7754 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣብ ኤውሮፓ ዘሎ ጽላለ ከይኣክልሲ ናብ ዓድና ከኣ የኢቲክንኦ በጃዂም ፡ 'ቶም ትምውሉ ከኣ ንጽቡቅ ባህልን ሕብረተሰብ ዘክብርን መውሉ ክብረት ዘለዎ!

  • @yonatanhaylu4906
    @yonatanhaylu4906 2 ปีที่แล้ว +1

    ፌቡ ምቅርቲ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ🥀🇪🇷🌹💐🌹🌷❤🇪🇷🌸🇪🇷🌸🌸🌸🌸🇪🇷🙏🙏🙏🥀❤❤❤

  • @godislove7204
    @godislove7204 2 ปีที่แล้ว +25

    The modern baby shower originated during the 1950's baby boom in the USA. The purpose of the celebration was (and still is) to give the mother-to-be much-needed baby items. The name baby shower comes from 'showering the mother with gifts and love'.
    Please Respect your CULTURE 🐪🇪🇷🐪

    • @fasikamesfun7232
      @fasikamesfun7232 2 ปีที่แล้ว

      thank you🙏🏾🙏🏾👏🏾🙄🙄🙄

  • @miki-je8vf
    @miki-je8vf 2 ปีที่แล้ว

    ፈበን ሽኮር ኣደይ ማኣርያም ብሰላም ትምጻኪ

  • @rufaelsolomon6184
    @rufaelsolomon6184 2 ปีที่แล้ว +3

    ወይ ጀላዕላዕ ጉድ ኢዩ ! ካብ ስርዓትን ጽቡቅ ስነ ምግባርን ርሒቅካ ድአ እዚ ከማን ቀቀሊሉ ።

  • @teagesyemane3389
    @teagesyemane3389 2 ปีที่แล้ว

    ዕብዳን ዕብዳን ዕብዳን ሓደ ሰነ-ጥበባዊ ብህልን ልምድን ክብርን ሕብረተ-ሰብ ክሕሉ እዩ ዝግብኦ።እንተ እዚም ስነ-ጥበባውያን ባሃልቲ ግን ብምዕራባዊ ባህሊ ተጸልዮም ሕማቕ ኣብነት ንመጻኢ ወለዶ ይኾኑ ኣለዉ።

  • @natululi126
    @natululi126 2 ปีที่แล้ว +1

    ደቂ ኤረይ ድምቀላይ ፌቡ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ።ሕቡናት ኤርትታአያን ኩላትኩም ፍትውትው🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sebmekseb78
    @sebmekseb78 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጽኣኪ ፈበን ሓፍትና። አንካዕ ሓጎሰኩም እንዳ ሞጎሻ።
    ማዕረ ከምዚ ግን ኣገዳሲ ድዩ ኮይኑ። ናይ ኣዋልድ ውን ምስ ግዜ አልካ ናይ ጻዕዱ ባህሊ አዩ እንዳ በልናስ ክተርፍ እንዳ በልና
    እቶም ኣወዳት ንምንታይ ትዓድሞም ዋ
    ክንዲዝ ዝኣክል ከ ኣገዳሲ ድዩ ኮይኑ
    አዋይ ደቂ አረይ ብዝኮነ ሰናይ ንምነየልኩም

  • @momwithfourkids7989
    @momwithfourkids7989 2 ปีที่แล้ว +4

    Ohhh congratulation ፌቡ ሽኮር &ሞደሻ ረቢ ብሰላም የገላግለኪ 🌹🌹

  • @Aaa-m21
    @Aaa-m21 2 ปีที่แล้ว +3

    ሓፍተይ ኣደይ ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ። እንተ እዚ ዝግበር ዘሎ ግን ኣይግብርን።ናብቲ ዓቢ ነገር ክትበጽሕ ብንእስቶ እዩ ዝጀመር ስለዚ እዚ ኣብ ምዕራባውያን ሃገራት ንርእዮ ዘሎና ኩሉ ኩፉእ ነገር ብኸምዚ ዝጀመረ እዩ ዝመስለኒ ቤተክርስትያን ኢሎም ዝሃነጽዎ ኣዳራሻት ተቀይሩ ንርእዮ ዘሎና።በጃኹም ከይሳዕረረ እልይዎ።የቀንየለይ

  • @astermeles950
    @astermeles950 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣደይ ማርያም ተገላግልኪ ሓፍተይ

  • @yeramtaeme2771
    @yeramtaeme2771 2 ปีที่แล้ว +2

    ፌቡ ሽኮሪ ማርያም ባዕላ ትምጻክ ከምት ኣበባኹ ዊላድኩም ዲማ የሬና

  • @tiblesabraha2360
    @tiblesabraha2360 2 ปีที่แล้ว

    ፌቡ ማርያም ብሰላም ትምጻኺ

  • @alensozavi4820
    @alensozavi4820 2 ปีที่แล้ว +1

    ዘይስነ ተግባርያውያን ስነ ጥበበውያን ኣርኣያ ህዝቢ ኢዩ በጃኩም ሕማቅ ትምህርቲ ኣይተሕልፉ እንታይ ዕጋበት ከ ይፈጥረልኩም ናይ ብሓቂ መስተ ኣይስክሪን ኢዩ ዝና ክብሃልሲ ሓቂ ኢዩ so ጽጉማት ምሕጋዝ ጸጋ ኢዩ ኣይትጋገዩ place

  • @michaelsium1613
    @michaelsium1613 2 ปีที่แล้ว +2

    ፌቡ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻኺ

  • @meraalem1460
    @meraalem1460 2 ปีที่แล้ว +27

    ህድሞና ነባሪት ከምዚ ኋይነት መደብ ምቅራብኩ ብጣኋሚ ጌጋ ማለት ኤርትራውያን ጭዋ ባህልን ሕብረተ ሰብን ዘለና ኢና ጭራሽ ናይ ባኋዳውያን በቃ ባህልና ተባላሽዎ ኣለኩም ያኣክ ኋገብ

  • @Shalommm34
    @Shalommm34 2 ปีที่แล้ว +1

    febu xebkti congr🇪🇷a
    deki eriii 🇪🇷god bless u💟👌

  • @furtunarezene3481
    @furtunarezene3481 2 ปีที่แล้ว

    Aesyy deki erey Skornatat 💕💞💞🌹🌹❤️😘😘💋💋🇪🇷🇪🇷💕💕💞♥️♥️

  • @senaitgebrehiwet2851
    @senaitgebrehiwet2851 2 ปีที่แล้ว +1

    Congratulations Deki Eritrea 🇪🇷 👏 🌹🌹🌹🌹🌹

  • @negasi2123
    @negasi2123 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣብ ክንዳኹም ሓፊረ ብሓቂ 😢

  • @kingharmony4035
    @kingharmony4035 2 ปีที่แล้ว +2

    ድሓን እስከ ኩሉ ንግደፍ እሞ እቲ baby shower ዝብሃል እዋልድ ጥራይ ዶ ኣይኮናንን ዝክብሮኦ ኔረን ዋላ ደቂ ተባዕትዬ ከክብርዎ ጀሚሮም ድዬም ። ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኩ ፌቩ ሓፍትና

  • @wintasamuel3845
    @wintasamuel3845 2 ปีที่แล้ว +1

    So bed to see you all like this many people are starving this time is time to pry if you can help the people who need help. I feel so so for you. 😭😭😭

  • @yaqobkidane5933
    @yaqobkidane5933 2 ปีที่แล้ว

    ካብዝስ እንታይ ኢና ክንምሃር ሓግዙና እስከ፡
    1) መዓልታዊ ውልቃዊ ሂወትካ ብምጽዓን ረብሓታታትካ ምክዕባት?
    2) ምዕራባዊ ባህሊ ኣብቲ ክብሩን ሕፉርን ባህልና ብምድብላቅ
    3) ሰባት ነዚ ባዕዳዊ ባህሊ ርዒሞም ኣብ ክንዲ ጽጉማት ዝሕግዙ፡ባዕለ ወልዱ ዘክብሩ ወይ ዝብዕሉ ነዚ ተግባር ክክተሉ ምግባር
    ወዘተ.....
    baby shower ነዓኩም ኣታዊታት ምክዕባት ይከውን፡ ጽባሕ ንግሆ ነዚ እንዳ ረኣና ነዓቢ ከኣ መባዝሒ ወጻኢታትና ክከውን ኢዩ።
    በሉ እስከ እንዳ ዝማም ትምህርቲ ዶ ናትኩም ባህሊ ክንቅበል?
    ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻኪ ፌቨን ሓፍተይ!

  • @kibram6805
    @kibram6805 2 ปีที่แล้ว +4

    Adey maryam bselam tmxaeki,entekone gina ezi nay baedi bahli yserir alo amharinja derfi ke entay amxo .Fetari bayni mhretu ytemtena🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @Algaasmarina1991
    @Algaasmarina1991 2 ปีที่แล้ว +6

    ወይ ሸብዳዕዳዕ ግዜ ከፊኡ ገለን ብማይ ገለን ሳኣን ማይ ኮይኑ ነገሩ

  • @meronmatiwos936
    @meronmatiwos936 2 ปีที่แล้ว +1

    አምላክ ፍቅርኩም ይባርክ ilove fabu ❤❤❤❤❤❤

  • @اتنوطا
    @اتنوطا 2 ปีที่แล้ว +7

    ልኡላ ገብረትንሳኤ
    ፌቤይ ማርያም ብሰላም ትምጻኣኪ
    ርሑስ ዕላለት ትወለደልና ኣሜን

  • @samitihabte34
    @samitihabte34 2 ปีที่แล้ว +14

    ኣብዚ ሕጂ ግዜ ህዝብና ምእታው ምውጻእ ሰኢኑ ህጻናት የሕዋትና ኣብ ሓዊ ንስኻትኩም ከኣ ኣይባህልና ኣይሃይማኖትና ዕብዳን ተራኢኩም ደናቁር ኣርኣያ ሕብረተሰብ ክትኮኑ ኢዩ ዝግበኣኩም ።

    • @roha9947
      @roha9947 2 ปีที่แล้ว

      Kulu haki samiti

    • @yordanosdawit4126
      @yordanosdawit4126 2 ปีที่แล้ว

      Ygrem eu ahwatna ab kunat ezieom ka arkibom

    • @weghtatesfay1398
      @weghtatesfay1398 2 ปีที่แล้ว

      ኮፍ ከ ዘይትብል ኣይትደክምን ዲያ

    • @abebahabtegergish7127
      @abebahabtegergish7127 2 ปีที่แล้ว

      Nayi bihaki denakur ka ember

  • @tirhasbokretsion1234
    @tirhasbokretsion1234 2 ปีที่แล้ว +1

    መጀመርያ ኣደይማርያም ብሰላም ተገላግልኪ ፈበን ሓብትና ንስካትክንስ ከምቲ ነቅሓትክን መማህራን ሕብረተሰብ ክትኮና ምተገባኣክን እንበር ነዝይ ዘይ ባህልና ሕማቅ ስራሕ ከተታኣታትዋ ኣምተገባኣክን :: በጃካተኩም ቁምነገር ዘይብሉ ስርሓት እዳኣምጽኣኩም ንህዝብና ኣብዘይተደለየ ወጻኢታት ኣይተእትውዏ

  • @meharitemengstab8058
    @meharitemengstab8058 2 ปีที่แล้ว +2

    Conguratulations Febu &modosha
    Adey Maryam bselam temxakhi Febu haftey 🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kudusjiworgs1391
    @kudusjiworgs1391 2 ปีที่แล้ว +5

    ብመጀመርያ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ: ቀጺለ ድማ ኣብዚ ግዜ እዚስ ዳንከራ ተራእዩኩም
    ኣደ ተኮርምያ ትነቢእ ኣቦታትና ምስ ደቆም ኣብ ኪናት💔

  • @sabrnatey9080
    @sabrnatey9080 2 ปีที่แล้ว +2

    Antum sebat hagos tseadu yeblu tselemti yeblu kem akmom wa kabzom artest mewrad abikum kekem giziu so congratulations gays love you deki eri empah belu ❤❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @God2344
    @God2344 2 ปีที่แล้ว

    Congratulations, adey maryam bselam tmxaki mkri ftret🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kusutkusut340
    @kusutkusut340 2 ปีที่แล้ว +2

    🍾🥂🎁 congratulations 🥳🥳👏 modsa lzban zbanka ey Amet mlo se gayla fkrikum ybarek eska Blu xbukat btime das elne 🥰♥️🇪🇷

  • @johnredae5358
    @johnredae5358 2 ปีที่แล้ว +12

    ብቀዳምነት እንቃዕ ኣብዚ ኣብቀዓኩም ግን እዚ ቤቢ ሻወር ዝበሃል ካብ ባህልና ወጻኢ ኢዩ ተተቃርጽዎ ምሓሸ

  • @fortosawa6274
    @fortosawa6274 2 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ሎሚ አርቲስት በሃልትስ ንበይንኹም ኢኹም "ሃገርና ሎሚ ጸሎት እዩ ደድልያ እንተተሪፍኩም ክአ ንጽጉማት ሐግዙ።

  • @aa.g.3248
    @aa.g.3248 2 ปีที่แล้ว

    Shkorinatat all of you God bless princess Fieben well come to your baby 🌷🌷🌷

  • @hiwetandebrhan7624
    @hiwetandebrhan7624 2 ปีที่แล้ว

    Ane Bwegeney Aydgfon Eye Behalna Aykonenn Adey Maryam bselam Tmrseaki 🙏🙏🙏

  • @suzanadaneil4729
    @suzanadaneil4729 2 ปีที่แล้ว

    Congra Fifiy maramey bselam teglglki Fifiy 🌹💌🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ንዝጸባቦይርሃዎ
    @ንዝጸባቦይርሃዎ 2 ปีที่แล้ว +4

    ወይ ዘይዉዳእ ዉራይ ናይዞም ገዛ በሉ እስኺ ኣምላኽ ብሩኽ ቆልዓ ይሃብኹም እንበር ብዜካ ሳዕስዒት ካልእ ኣይርኣናን እቶም ስነጥበባዉያን ከኣ ስቕ ኢልኩም ዲኩም ተዓዲኩም ትመጹ ናበይ babyshower ኣይናትናን እዩ፡ንኣወዳት ከኣ ኣይምልከትን እዩ

    • @yohanafshaye241
      @yohanafshaye241 2 ปีที่แล้ว

      Nay bhakie Zeray eu I feel like it’s just show up

  • @wedisemharelabered1032
    @wedisemharelabered1032 2 ปีที่แล้ว +1

    ንሕና ከኣ ቢራ ሻወር ንገብር ኣለና ጽቡቅ ዕድል 😂😂😂😂😂😂

    • @daddydaddy4649
      @daddydaddy4649 2 ปีที่แล้ว

      kkkkkk ksab baby zmexee

    • @wedisemharelabered1032
      @wedisemharelabered1032 2 ปีที่แล้ว

      @@daddydaddy4649 ቤቢ ተውጽእ የላን ምሳይ ጠፍኣ ኮ 😂😂😂😂

    • @queenheavu1040
      @queenheavu1040 2 ปีที่แล้ว

      😂😂😂 I’m dead 😂😂😂🙉

  • @venusmassawa6227
    @venusmassawa6227 2 ปีที่แล้ว

    2 shikorinatat congra❤️💚✌️

  • @sofiasofia9865
    @sofiasofia9865 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣደይ. ማርያም. ብሰላም. ትምጻኺ. ዝሳዓም ዉላድ. ይሃብኪ. ግን. በጃኽን. እዚ. ናይባህልና. ኣይኮነን. ሃይማኖትውን. ኣይድግፎን. እየየ. በጃኽን

  • @haseebphone7511
    @haseebphone7511 2 ปีที่แล้ว +22

    ንቡር ዝጠፍአን ሕብረተሰብ ብፍላይ ከኣ ስነ መደንቁራውያን ኣብ ልብኽን ተመለሳ ዕብዳን ይኣኽለክን

    • @Mur_Channel
      @Mur_Channel 2 ปีที่แล้ว +2

      Etaye Gerenaka Hasade

    • @efremkesete6305
      @efremkesete6305 2 ปีที่แล้ว

      ሰነ ጥበባውስ ብባህልን ክብርን ሕብረተሰቡ ዝኾርዕ ነቲ ጽቡቅ ባህሉ ጎሊሑ ኣብ ዓለም ተፈላጥነት ክረክብ ክጽዕር ይጣበብ ኣበርቲዑ ይጽዕር እምበር ናይ ባዕዳውያን ሃገራት ኣምጺኡ ባዕሉ ንባህሉ ይደቁስ ኣታ ንዓናስ መን ዩ ክሓፍረልና ኣቤት ናትና ምዕበለስ ንድሕሪት ከም ሽንቲ ገመል ክሕርፋ ክብላ ይሕርፍፋ ዩ ነገሩ

  • @efarmichael3329
    @efarmichael3329 2 ปีที่แล้ว

    Welcome deqi Erey 🇪🇷 enkuae abqeakum fere weladkum yeriena teoy welad nesederabetu zemezez kekonelkum nay wetru xelotey yu❣️

  • @saronamine5147
    @saronamine5147 2 ปีที่แล้ว

    Congra 😍😍♥️🇪🇷

  • @محمداحمد-ك2ط7ز
    @محمداحمد-ك2ط7ز 2 ปีที่แล้ว +2

    Mashllaha Mashllaha 🌷🌷❤️❤️🙏🙏🙏

  • @Fikrehager
    @Fikrehager 2 ปีที่แล้ว +4

    Congratulations beautiful ❤️🙏🏽❤️

  • @tsigeredaocubamiceal1671
    @tsigeredaocubamiceal1671 2 ปีที่แล้ว

    congratulations ❤️ 👍👍👍🎁🎁🎁🇪🇷

  • @alemtesfay26
    @alemtesfay26 2 ปีที่แล้ว +1

    My comment is not agains personal comment. My comment is regarding the reflection of our own culture. I have no clue why few celebrities from our beloved Eritrea wish to reflect western style....WE HAVE OUR OWN RESPECTED AND WELL KNOWN CULTURE....as an artist, you guys are reflecting the mirror of ERITREA to other part of the world....I DO NOT WISH WESTERN STYLE TO ACT IN ERITREA, WE HAVE OUR OWN CULTURAL STYLE.....I DO BLIEVE WE DO NOT NEED WESTERN STYLE IN ERITREAN SOIL......BE PROUD OF WHO YOU ARE AND BRING ERITREAN LOVELY CULTURE TO SHOW............DESTROYING YOUR CULTURE IS NOT THE SOURCE OF INCOME.......YOU CAN MAKE MONEY IN DIFFERENT WAY WITH RESPECT OF YOUR IDENTITY......PLEASE, BE PROUD OF YOUR CULTURE.......WESTERN CULTURE IS NOT BENEFICIAL FOR OUR ERITREAN CULTURE

  • @ሰላም-ዐ3ኰ
    @ሰላም-ዐ3ኰ 2 ปีที่แล้ว +15

    በይቢ ሻወር ሲ ጻዓዱ ይግበሮኦ ባህለን ግዲ ኮይኑ ሲ ማራ ኢዩ ዘጸብቀለን ን ስኩም ግን ዘይባህልኩም ክትደግሙ ጻሃይ ዓሪብኩም ጸጽቡቁ ዶ ድኣ ናይጻዓዱ ከይትደግም ቴክኖሎጂ ትምህርቲ ምህዞታት ዋይ ዓደይ ታኒካ ን ክታኒካ ስነጥበባአያን ሞሊኦማ ወይ ጸገም። ብዝኮነ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ እንበር ኣብ ከብድኪ ኮሎ ጽላለ ተጠምቅዮ ኣለኪ መስኪን ቆልዓ

    • @sabrnatey9080
      @sabrnatey9080 2 ปีที่แล้ว

      Antum sebat hagos tseadu yeblu tselemti yeblu kem akmom wa kabzom artest mewrad abikum kekem giziu so congratulations gays love you deki eri empah belu ❤❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ሰላም-ዐ3ኰ
      @ሰላም-ዐ3ኰ 2 ปีที่แล้ว +1

      @@sabrnatey9080 ሓጎሶም ዝጸልኣ ሰብ የለን ስለ ንፎተኦምሲ ን ከይይጽልኣና ንእርሞም ኣለና ባህልኩም ግበሩ ድግማ ናይ ጻዓዱ ዝጠቅም ውሶዱ ከማዕብለካ ዝክእል ኢና ንብል ዘለና ሓጎሶ ዝጸለኣ ኤለን ብካልእ ኣይትረደዪ ባዓል ካብ ፍልጠት ናጻ ኒንንንንንንንንን ግደፊ

  • @erisweetheart8156
    @erisweetheart8156 2 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤congratulations

  • @haben524
    @haben524 2 ปีที่แล้ว

    Zey behlika mes Amharic music @13:00 !! Anetum Sebat, entay ena nikewun zelena.

  • @yohannestekle6767
    @yohannestekle6767 2 ปีที่แล้ว +3

    ህድሞና ትርጉሙ ትፈልጥዎ ዲኩም? ካበይ ዝመጸ ባህሊ እዩ እዚ ኣብ ህድሞና ኣእቲኩሞ ዓገብ። ክበልዕ ዝደሊ ገደል ኣፉ ኣይትግበርዎ።

  • @nanetataye1679
    @nanetataye1679 2 ปีที่แล้ว +2

    እንቃዕ ሓጎሰኩም ጽቡቃተይ🥰😍🥰😘😘❤❤❤❤፡ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ🙏🙏🙏. እዞም ባህሊ እንዳበልኩም ወርጸጸጽ ትብሉ ዘለኩም ድማ ቅድሚ ኣእዳውኩም ናብ ካልኦት ምውጥዋጥኩም ንነብስኩም ረኣይዋ, ባህሊ ናይዞም ስነ ጥበበኛታት ጥራይ ኣይኮነን. ዕዮ ገዛ ናይ ኩሉ ዜጋ እዩ፡ ኣነ ፡ንስካ፡ንስኪ ከ ብሓቂ ንባህልና ዘክብር ዲና ንገብር ዘለና።ኣብ comment ጥራይ ባህልና ስለ ዝበልካ ባህሊ ትዕቅቦ ኣለካ ማለት ኣይኮነን ። love you ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት

  • @maharizecarias1943
    @maharizecarias1943 2 ปีที่แล้ว +1

    ቀዳምነት ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ከሙኡውን ምውቅ ሓዳር ቀጺለ ክብሎ ዝደሊ ከም ስነጥበባውያን መር ኣያ ሕብረተሰብ ዳኣ ክትኪኑ ይግባኣኩም አምበር ኣይባህልና ኣይወግዕና ባህሊ ባዕዲ ተስፋሕስፉሑ ዘሎኩም እንታይ እዩ ጸገምኩም ወይ ባህልና ድዩ ሓሚቅኩም።

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 2 ปีที่แล้ว +6

    👉🇪🇷🫶 ንኹሉ ሲዒርኩም ኣብዚ ንኽትበጽሑ ዓቕልን ትዕግስትን ዝሃበኩም ፈጣሪ ክብርን ምስጋናን ይኹኖ::
    👉🇪🇷🙏🙏🙏 ዉሉድ ውህበት እዝግኣብሄር'ዩሞ ብሩኹን ቅዱስን ዉላድ ይሃብኩም::
    👉🇪🇷❤️❤️ ፌቡ ድንግል ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ::

  • @eritreanmusicsolomon550
    @eritreanmusicsolomon550 2 ปีที่แล้ว

    CONGRATULATIONS on your new baby

  • @almaz1448
    @almaz1448 2 ปีที่แล้ว

    ራአዩነ ራአዪነ በዚሑ መጨረሽታ የፀቢቆ

  • @zfanlave7057
    @zfanlave7057 2 ปีที่แล้ว +1

    ባህሊ ጠፍአ ኣቲም ሰባት ዋ ናበይ ገፅና እና ንከድ ዘለና ዓገብ እቶም ኣወዳት ከ ታይ ክገብሩ እዮም መፅዮም አረ ባህሊ ኣይተባላሽው በይዛኩም ዓገብ

  • @sagubokre1986
    @sagubokre1986 2 ปีที่แล้ว

    Adey Mariam bselam timtsaki febu konjooo gbu mor and mor ❤️🙏🎉🎉🎉🎉🎊🎊