ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እቶም ኣብዚ ኮመንት ትስሕቁ ዘለኩም እዚ ኣየስሕቅን ዩ ህዝቢ እንዳጠፍአ መጻወቲ ዘይ ጠቅሙ ኮይኑ ክትርኢ ከሕዝነና ዩ ዝግባእ😢
💕💕💕👍👍👍
Denakur tekoynom natom guday eu
ን ኤፍረም፡ሰዓብቱን እግዚኣብሔር ይምሓሮም🎉
መርሓባ ዳዊት ዛኣረገ ጥልያን 😂😂❤ት
ዳዊትየ ቆንጆ እንዴት እንደምንወድህ፡ እግዝያብሄር ዘመንህ ይባርክ። ❤❤❤
ዳዊት ለባም ኩሉ የፀብቀልካ ኩሉ መዓልቲ እየ ዝከታተለካ ቀፅለሉ ኩሉ መዓልቲ ተሕልፎ ነገራት ደስ እንዳበለኒ እየ ዝሰምዖ ቀፅለሉ ሓፍትካ ስደተኛ ጓል ትግራይ ❤❤❤❤
ዳዊት ጅግና ከምኡ ገርካ ዳኣ ኣቃልዓዮም❤❤❤
ጻዕዳ ነጸላ ዝተኸድኑ እንስሳ ኣስምረላ ኣለኹ
😂😂😂
ዳዊት ጅግና
ናይ ሓቂ ለባም ዘረባ ። ንኹላትና ምስትዉዓል ይሃበና ።
ዳዊት ሓወይ ቀጽሎ ዝሓወይ በርትዕ ❤❤❤🎉🎉🎉
ኣነ ናትካ ብልሒ አዩ ዝገርመኒ ዋውው❤
Dawit king ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Nice wedi ere
👍👍👍👍👍👍👍👍👍sebay eka dev
ዋውውው ብራቮ ዳዊት ሓውና ❤❤❤❤🎉🎉❤🎉🎉❤🎉❤❤🎉❤❤❤🎉❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉yes Dawit
ነጸላ ዝገበሩ እንስሳታት እወ እዞም ከብቲ😂😂ካብ ድፉን ልቦና ይሰውረና 🙏🏽
ኦ ፈጣሪ ፈሊካ ዉቃእ
ኤፍሬም ግን ማዕረ ክንድዚ እዩ ኣፍልጦ ዘለካ ኣብ chemistry wow ዘደንቅ እዩ።😅😅😅😅
እዝግዮ ማሐረና ክርስቶስ አቱም ሰባት አይትስሐቁ ማዐት ከይተዉሩድልና ፀሎት ንግበር ንማህለል ብአምላክ ላግፂ የለን እዚ ኢፍሬም ዝበሀል ክአ ክዉገዝ አለዎ ካብ ማሕበራዊ መድያ 😢
ህዝበይ ሰአን ፉልጠት ይጠፉእ ፡፡ ፉልጠት ስለ ዝአበኻ አነ ድማ ካህን ከይትኾነኒ ክአብየካ እየ።ሕጊ አምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ አነ ኸአ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።(ትንቢት ሆሴእ-4-6)
Thank you bro ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Dawit TV afedahayom tiray.
አምላክ መፃወቲ ጌሮሞ አነ ዝገርመኒ ቶም ሳዕብቲ መኮረኒ ወሲኩ ሑርጭ ወሲኩ እናበለ ሞባእ ዝእክብ ሸፋቱ አቅሽቲ ሕላላ
dawit Abi seb lbka ysfhalka ዓቢ ፍልጠት ይዓድልካ
Bravo Dave eziom denakur eyom netsela tekedinom afom zihizu kemzitegeremu denakur timhrti zeybilom eyom nezi hasawi diakon eye behali tsibah niguho gehanem kemziatwa aytiterateru.
Dawitey natey welcome
Bravo devo seb metsihaf kidus kenbib alewo
ናይ ብሓቂ ነጸላ ዝተከደኑ ገዋኑ 😂😂😂😂
ከኸኸ ናይ ህዝብና ድሕረት ይገርመካ እየ
🤣🤣🤣🤣 o god dave you killing me😂😂😂I wish i could subscribe million time❤❤❤
Bravo Dave bro 😎 Entay da ke Gym jemirka dika da😂😂😂😂😂
ሓቅካ ዳዋ ።እንታዮ ክንገብር ጸላኢተይ ማባይለይ እያ። ጆን ወደባ ካብ ኣዲሲ❤❤❤❤
ኣነ ዝገርመኒ ናቲ ዳቆን ኣይኮነን እቶም ሰዓብቱ ግን ነበልባል ክትውሕጦም ኢያ
ዋይ ኣሕዋተይ ኤርትራውያን እኮ ዘረደኣና ሲኢና ጸላኢ ሰናይ ይጻወተልና ኣሎ በዓል ዳዊትን ሰዓብቱን ጸልዩ ስገዱ ኣብ ቢትኩም መዓስ ኢኩም ክትቆሩቡ ንክርስቶስ ክትፈልጡ ትሕዙኑ ብሓቂ😢😢😢
Tehzinus nisikatkum ikum denakur nezi diyakon denkoro tikitelu.
Rkusati egzabher ygesixomi kulomi rkukusati gexomi tirhaqi
Haki tezaribka kbri n yesus ykunnn amen
ኣነ ዝገርመኒ እቶም ስዓብቱ እኩባት ጉዑርለኪሙዎም እኮ መልኣኾም ሃዲሙ ንዕኡ መሲሎም ድሁላት
ማሕዱማ ዝኾነ ግዜየ😢😢😢
😂😂😂😂
ብነብሱ እቲ ህዝብና ውን ኣብዘይከውን እዩ ዕልልል ኣሜንን ዝብል ሓቆም ኣዮም እዞም ሓሰውቲ ነብያት እና ተኣምርንገብር እና በሃልቲ ክበዝሑ
❤❤❤❤❤
Ata Dav seb eki teina godiluwo alo pllz hzbinaaa yxlelll alo
Pls kwuged alewom kbri orthodox zewarudu zelewu
ብነብሱ እቲ ሰብ ድሁል እዩ ነዚ ከስተውዕል ዘይክእል 😂😂😂
Devo
welcome ዴቪ ዓርከይ እንታይ እሞ ክንብል ኢና እቶም ንዕዑ ዝሰምዑ እዮም ጽልላት ይገርመካ እዩ
Dave thank you akalayom tiray nezom kahadti amlak nab yeman ymlesom 😢👈
በጃኹም ን ዲቁ ሸለለል ኣይንበሎ ወዲ ሩኹስ ዝኾነ ሰብ
Amelake yeheweka azi weday nesaka texedek ka aziaom
❤❤❤🎉🎉
😢😢😢dawit wedey atum dekina kelem deflte yebulkmin mezhaf kudus abubu dekina bi fenstra anuto namlkina kinerkupo itedlina bailena nepupo
ኦኦኦ ጭማራ ምስ በለ እዩ ካኣ እቲ ከሚካል ዝሰርሕ እፍሬም ውን ይስሕቅ ኣሎ 😂
ባሓቂ ፈሺላቶ 😂
Ezi hazbi gn 2024😮😮
Ewae anta #Amlak ayferhin dyu nimntay seb yegagi alo
Haki entekoynu steyo belwo medenageri ezi
😂😂😂😂 ዲቁ ከይመዉት እባ
@@BlesssedDay 😂😂😂
ድንብርና ነጊሱ፡ ብኸመይ ተቐይሩ ምሕታት የለን ፧ብፍላይ ደቀንስትዮ ብዕምት እየን ዝስዕባ ፡ምሒር ይውህና እዩ እዚ፡ምጥርጣር የለ፡ገለ የለ ደድሕሪኦም ምጽዳፍ በቃ ፧
Davoያ🤞😁ኣንቀሓዮ እስከ ነዘን/ዞም መጣቐዕቲ ሰብ መሰል animals☺️🤣
Great work Devo, for clarification and teaching the truth
Mahjuba🤔...?
ዱቁ ኣባት ነብሰይ ቂድ በተክ ፈሺላትኪ ዶ😂😢
Entay nkerekb u ezukulu mitlal gin😮
😂😂😂😂 የዋሃት የደንግጹ፡ፈጣሪ ልቦና ይፍጠረሎም፡ብዘይጠቅም ትደናገር ዘለካ፡ዘለኪ፡ለብም ለብሚ ለብም ለብሚ፡
Eway Goita behaki Beal Abi mhret mkanu eka Tri kabzi Vidoe. Yehwatna nom win yehwatey Afziz Adenziz geru eyu hizwom zelo. Selot yedlyom alo 😢😢😢
መወዳእታ ዘበን ኢዩ፡ጽንሕ ኢሎም ምስ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ማዕረ ኢና ክብሉ ኢዮም።3+ ስላሴ ተሪፉ 4+ ስላሴ ክንብል ኢና
Frea wayni ny kashi sebhtu waxa
ወይ ሰብ ደቀይ በለት... ኣታ አዚ ዲያቆን 2 ሸውዓተ ዝሕጽቦ ሰብ ዶ ስኢኑ🤦🏾♀️ ኩሉ ነገሩ ሃለውሎው በቃ አግዝኦ መሓረና ክሩስቶስ ፈሊኻ ውቃዕ ኣምላከ 🙏🏾
Weyni entekoyna steya wey tamelina zeytibliwom
በራሕ ሓንጎል ዘለዎም ህዝቢ 😅
ኦይ እኩባት እንሲሳ ታይ ዝበለ ርእሲ እዩ ዘለዎም ክስቶ ኣብ ከምዚ ዓዱ ክብል ንዝዉዕሲ
😂😂😂😂😂😂 አንቡ ክትዕንቡ
gobez dave bitami xibuk medeb.....nimela nazi seb seabti kea fetari libona yhabom
Hazeka dawit hiji
Dave king 🤴
Kula adgi nadgi abou teakbatlu ala
Dev arky gobz
ቀንዲ እዘን ኣዋልድ መሳርሕቱ ከይኮና ኣይተርፋን ሎቅማጻት ኢየን ዝመስላ።ኣጣምተአን ረአዮ ኩሉ ሸርሒ ኢዩ
ኣንታ ዳዊቶም እዚ ስብ ኣመንቲ ኣለዉዎ ዲዮም ? እቲ ማይን እቲ ወይኒንከ ካብ ዞባ ደቡብዶ ኣምጺኡዎ ይኸውን ? ምኽንያቱ ማርያምን ኢየሱስን ካብ ዞባ ደቡብኢዮም ዝብል ዳዊተይ ዓርኪ ሰባር ነቃዕ ኢዩሞ ምዒድካዮም ኣይሰምዑን ኢዮም ።❤🎉❤🎉❤🎉
ስተይዎ በልዎም😂
Kolom hade eyom ezyom telemete, kolom hade eyom.
Hi DawitI think he is using fizzy tablet to change the color of the water.
ዝኣምንዎ ደኣ ሰይጣን ዝተካረዮም እዮም
Wala efrom xubuk gerkumo idu aynu raywa andsendewa 😂😂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🇪🇷♥️😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆👏👏👏👍😆😆😆😆😆👍🌷👈
እዚ መራሒ እንስሳ እዩ እዚ ዶንቆሮ ህዝቢ ንኩሉ ዝአምን ናቱ መሲሎም አብ ኀይማኖት ን ሀገርን ክሽውዱኩም አብንጴንጠም ደቂ ሀገሮም እናመሰሉ ድርባይ መንእሰይ ተፈጢሩ እቲ ጀግና ወለዶ
ኣታ ሰብ ዓቢዱ😂
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣ዳቪደ ረኺብካዮ አዚ ደብተራ ምስ ሹፉናት ነጸላ ፎአ በሎም ዳዊቶም ❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪😊
Ata Dawit Ata Nezie Meskn Hzbi Zeygedfwi Amani Slezkone Atalilom Kab Hageru Awxiemo Hij Ke Zey Aklo
ኣነ ዝገርመኒ ናይዚ ቀሺን ሰዓብቱን ዘይኮነ ናይዚ ቀሺ እየ ዝብል መዓርግ ወይ ቀሽነት ዝሃበት ቤተክርስትያን ክተዉግዝ ዘይምክኣላ እዩ
ተመግዙ እዩኮ መስለኒ ግን ሰዓብቲ ኣለዎ
2 denqre nebelome dawit
ይሄ ሰውየ ከእዩ ጩፋ በምን ይለያል ከሱ የባሱ ደግሞ ተከታዮቹ 😢
Ezen awaled adna uko bejaka keshi keamna zegbto temhrti keyden kenbeba aytereyen ika
ናይ ኬምስቲሪ እወ ይስክሮ
Deddb hula ; amlake yegsetsekum
እቶም ስዓብቲ እንታይ ዓይነት ርእሲ ኢዩ ዘለዎም ዑዕ ዝኾኑ ሰዓብቲ ኢዮም ፎእ
Kkkkkk😂😂😂
ደቁ ዕዋላ እንዲዩ ነዘን ኣዋልድ ትጽወት ኢዩ ዝብለለን ቅድሚ ዓመት ይዝምራሉ ነይረን ጠንቆላ ናተይ ኢሉ ሒዙዎ 😂😂😂
Anbes dkery .mshme yaserhkme alo 😂😂😂😂😂😂😂😂
Dave nifu
😅😅😅😅 daveo
እቶም ኣብዚ ኮመንት ትስሕቁ ዘለኩም እዚ ኣየስሕቅን ዩ ህዝቢ እንዳጠፍአ መጻወቲ ዘይ ጠቅሙ ኮይኑ ክትርኢ ከሕዝነና ዩ ዝግባእ😢
💕💕💕👍👍👍
Denakur tekoynom natom guday eu
ን ኤፍረም፡ሰዓብቱን እግዚኣብሔር ይምሓሮም🎉
መርሓባ ዳዊት ዛኣረገ ጥልያን 😂😂❤ት
ዳዊትየ ቆንጆ እንዴት እንደምንወድህ፡ እግዝያብሄር ዘመንህ ይባርክ። ❤❤❤
ዳዊት ለባም ኩሉ የፀብቀልካ ኩሉ መዓልቲ እየ ዝከታተለካ ቀፅለሉ ኩሉ መዓልቲ ተሕልፎ ነገራት ደስ እንዳበለኒ እየ ዝሰምዖ ቀፅለሉ ሓፍትካ ስደተኛ ጓል ትግራይ ❤❤❤❤
ዳዊት ጅግና ከምኡ ገርካ ዳኣ ኣቃልዓዮም❤❤❤
ጻዕዳ ነጸላ ዝተኸድኑ እንስሳ ኣስምረላ ኣለኹ
😂😂😂
ዳዊት ጅግና
ናይ ሓቂ ለባም ዘረባ ። ንኹላትና ምስትዉዓል ይሃበና ።
ዳዊት ሓወይ ቀጽሎ ዝሓወይ በርትዕ ❤❤❤🎉🎉🎉
ኣነ ናትካ ብልሒ አዩ ዝገርመኒ ዋውው❤
Dawit king ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Nice wedi ere
👍👍👍👍👍👍👍👍👍sebay eka dev
ዋውውው ብራቮ ዳዊት ሓውና ❤❤❤❤🎉🎉❤🎉🎉❤🎉❤❤🎉❤❤❤🎉❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉yes Dawit
ነጸላ ዝገበሩ እንስሳታት እወ እዞም ከብቲ😂😂ካብ ድፉን ልቦና ይሰውረና 🙏🏽
ኦ ፈጣሪ ፈሊካ ዉቃእ
ኤፍሬም ግን ማዕረ ክንድዚ እዩ ኣፍልጦ ዘለካ ኣብ chemistry wow ዘደንቅ እዩ።😅😅😅😅
እዝግዮ ማሐረና ክርስቶስ አቱም ሰባት አይትስሐቁ ማዐት ከይተዉሩድልና ፀሎት ንግበር ንማህለል
ብአምላክ ላግፂ የለን እዚ ኢፍሬም ዝበሀል ክአ ክዉገዝ አለዎ ካብ ማሕበራዊ መድያ 😢
ህዝበይ ሰአን ፉልጠት ይጠፉእ ፡፡ ፉልጠት ስለ ዝአበኻ አነ ድማ ካህን ከይትኾነኒ ክአብየካ እየ።ሕጊ አምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ አነ ኸአ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።(ትንቢት ሆሴእ-4-6)
Thank you bro ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Dawit TV afedahayom tiray.
አምላክ መፃወቲ ጌሮሞ አነ ዝገርመኒ ቶም ሳዕብቲ መኮረኒ ወሲኩ ሑርጭ ወሲኩ እናበለ ሞባእ ዝእክብ ሸፋቱ አቅሽቲ ሕላላ
dawit Abi seb lbka ysfhalka
ዓቢ ፍልጠት ይዓድልካ
Bravo Dave eziom denakur eyom netsela tekedinom afom zihizu kemzitegeremu denakur timhrti zeybilom eyom nezi hasawi diakon eye behali tsibah niguho gehanem kemziatwa aytiterateru.
Dawitey natey welcome
Bravo devo seb metsihaf kidus kenbib alewo
ናይ ብሓቂ ነጸላ ዝተከደኑ ገዋኑ 😂😂😂😂
ከኸኸ ናይ ህዝብና ድሕረት ይገርመካ እየ
🤣🤣🤣🤣 o god dave you killing me😂😂😂
I wish i could subscribe million time❤❤❤
Bravo Dave bro 😎 Entay da ke Gym jemirka dika da😂😂😂😂😂
ሓቅካ ዳዋ ።እንታዮ ክንገብር ጸላኢተይ ማባይለይ እያ። ጆን ወደባ ካብ ኣዲሲ❤❤❤❤
ኣነ ዝገርመኒ ናቲ ዳቆን ኣይኮነን እቶም ሰዓብቱ ግን ነበልባል ክትውሕጦም ኢያ
ዋይ ኣሕዋተይ ኤርትራውያን እኮ ዘረደኣና ሲኢና ጸላኢ ሰናይ ይጻወተልና ኣሎ በዓል ዳዊትን ሰዓብቱን ጸልዩ ስገዱ ኣብ ቢትኩም
መዓስ ኢኩም ክትቆሩቡ ንክርስቶስ ክትፈልጡ ትሕዙኑ ብሓቂ😢😢😢
Tehzinus nisikatkum ikum denakur nezi diyakon denkoro tikitelu.
Rkusati egzabher ygesixomi kulomi rkukusati gexomi tirhaqi
Haki tezaribka kbri n yesus ykunnn amen
ኣነ ዝገርመኒ እቶም ስዓብቱ እኩባት ጉዑር
ለኪሙዎም እኮ መልኣኾም ሃዲሙ ንዕኡ መሲሎም ድሁላት
ማሕዱማ ዝኾነ ግዜየ😢😢😢
😂😂😂😂
ብነብሱ እቲ ህዝብና ውን ኣብዘይከውን እዩ ዕልልል ኣሜንን ዝብል ሓቆም ኣዮም እዞም ሓሰውቲ ነብያት እና ተኣምርንገብር እና በሃልቲ ክበዝሑ
❤❤❤❤❤
Ata Dav seb eki teina godiluwo alo pllz hzbinaaa yxlelll alo
Pls kwuged alewom kbri orthodox zewarudu zelewu
ብነብሱ እቲ ሰብ ድሁል እዩ ነዚ ከስተውዕል ዘይክእል 😂😂😂
Devo
welcome ዴቪ ዓርከይ እንታይ እሞ ክንብል ኢና እቶም ንዕዑ ዝሰምዑ እዮም ጽልላት ይገርመካ እዩ
Dave thank you akalayom tiray nezom kahadti amlak nab yeman ymlesom 😢👈
በጃኹም ን ዲቁ ሸለለል ኣይንበሎ ወዲ ሩኹስ ዝኾነ ሰብ
Amelake yeheweka azi weday nesaka texedek ka aziaom
❤❤❤🎉🎉
😢😢😢dawit wedey atum dekina kelem deflte yebulkmin mezhaf kudus abubu dekina bi fenstra anuto namlkina kinerkupo itedlina bailena nepupo
ኦኦኦ ጭማራ ምስ በለ እዩ ካኣ እቲ ከሚካል ዝሰርሕ እፍሬም ውን ይስሕቅ ኣሎ 😂
ባሓቂ ፈሺላቶ 😂
Ezi hazbi gn 2024😮😮
Ewae anta #Amlak ayferhin dyu nimntay seb yegagi alo
Haki entekoynu steyo belwo medenageri ezi
😂😂😂😂 ዲቁ ከይመዉት እባ
@@BlesssedDay 😂😂😂
ድንብርና ነጊሱ፡ ብኸመይ ተቐይሩ ምሕታት የለን ፧ብፍላይ ደቀንስትዮ ብዕምት እየን ዝስዕባ ፡ምሒር ይውህና እዩ እዚ፡ምጥርጣር የለ፡ገለ የለ ደድሕሪኦም ምጽዳፍ በቃ ፧
Davoያ🤞😁ኣንቀሓዮ እስከ ነዘን/ዞም መጣቐዕቲ ሰብ መሰል animals☺️🤣
Great work Devo, for clarification and teaching the truth
Mahjuba🤔...?
ዱቁ ኣባት ነብሰይ ቂድ በተክ ፈሺላትኪ ዶ😂😢
Entay nkerekb u ezukulu mitlal gin😮
😂😂😂😂 የዋሃት የደንግጹ፡ፈጣሪ ልቦና ይፍጠረሎም፡ብዘይጠቅም ትደናገር ዘለካ፡ዘለኪ፡ለብም ለብሚ ለብም ለብሚ፡
Eway Goita behaki Beal Abi mhret mkanu eka Tri kabzi Vidoe. Yehwatna nom win yehwatey Afziz Adenziz geru eyu hizwom zelo. Selot yedlyom alo 😢😢😢
መወዳእታ ዘበን ኢዩ፡ጽንሕ ኢሎም ምስ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ማዕረ ኢና ክብሉ ኢዮም።3+ ስላሴ ተሪፉ 4+ ስላሴ ክንብል ኢና
Frea wayni ny kashi sebhtu waxa
ወይ ሰብ ደቀይ በለት... ኣታ አዚ ዲያቆን 2 ሸውዓተ ዝሕጽቦ ሰብ ዶ ስኢኑ🤦🏾♀️ ኩሉ ነገሩ ሃለውሎው በቃ አግዝኦ መሓረና ክሩስቶስ ፈሊኻ ውቃዕ ኣምላከ 🙏🏾
Weyni entekoyna steya wey tamelina zeytibliwom
በራሕ ሓንጎል ዘለዎም ህዝቢ 😅
ኦይ እኩባት እንሲሳ ታይ ዝበለ ርእሲ እዩ ዘለዎም ክስቶ ኣብ ከምዚ ዓዱ ክብል ንዝዉዕሲ
😂😂😂😂😂😂 አንቡ ክትዕንቡ
gobez dave bitami xibuk medeb.....nimela nazi seb seabti kea fetari libona yhabom
Hazeka dawit hiji
Dave king 🤴
Kula adgi nadgi abou teakbatlu ala
Dev arky gobz
ቀንዲ እዘን ኣዋልድ መሳርሕቱ ከይኮና ኣይተርፋን ሎቅማጻት ኢየን ዝመስላ።ኣጣምተአን ረአዮ ኩሉ ሸርሒ ኢዩ
ኣንታ ዳዊቶም እዚ ስብ ኣመንቲ ኣለዉዎ ዲዮም ? እቲ ማይን እቲ ወይኒንከ ካብ ዞባ ደቡብዶ ኣምጺኡዎ ይኸውን ? ምኽንያቱ ማርያምን ኢየሱስን ካብ ዞባ ደቡብኢዮም ዝብል ዳዊተይ ዓርኪ ሰባር ነቃዕ ኢዩሞ ምዒድካዮም ኣይሰምዑን ኢዮም ።❤🎉❤🎉❤🎉
ስተይዎ በልዎም😂
Kolom hade eyom ezyom telemete, kolom hade eyom.
Hi Dawit
I think he is using fizzy tablet to change the color of the water.