#TDF

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 109

  • @EhamAs-ep9co
    @EhamAs-ep9co 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይይይ ኣዛም ካሕደቲ ኣጃካ ዝሓወይ ንስካ ጅግና ኢካ ወርቃዊ ጅግነት ዝስራሕካ ኢካ ❤❤❤ እግዚኣብሔር ሓይሊካ ብርትዕ ይሃብካ ❤❤❤

  • @Nigsetiewejarat
    @Nigsetiewejarat 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዉይ ሓወይ ታሒዚን ካያ ዓመት ዳግልግለ መሐ ቃዉዒ ዲቃበለ ይቡሉ ምስላ ወሎዲና አኩ 😢ናይ ሎሚ መራሕቲ😭😢 ፅናዓት ያሃቡኻሓዉና😢😢

  • @abebakasa349
    @abebakasa349 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዓሚ የሐዝን እስካዕ ማዓዝ እዩ ተጋደልትና ክካሓዲ እዝ ሓውና ኣይግቦኦን 😢😢😢😢😢 ፍትሒ ንተጋደልትና

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣጆካ ዝሓወይ 💜😥እንታይ እመ ዝም ክሕደምት😥💔🖤

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 2 หลายเดือนก่อน

    ዓለምና ምስ ቀይናናት እምበር ምስ ቅኑዓት ኣይኮነትን😢

  • @weldeberhanstahaye
    @weldeberhanstahaye หลายเดือนก่อน

    ጎይትኦም ❤❤❤❤❤❤ ጅግና ወዲቶም ጀጋኑ ይበል ኣጆካ 💋💋💛❤ ተትለያለህ ጀግና ኣብ ጸገም እምበር ኣብ ሰላም ግን ጠማቲ የለን።ንስካ ግን ኩርዓት ኣላጀ ኢካ❤❤💪💪💪

  • @አኩስሟዊት
    @አኩስሟዊት 25 วันที่ผ่านมา

    ቃደማኻ ጎይታዋይ ፅላእኽ ኽምትር ይብል😢 እዛ ትግራይ ግን ድሓቀኛ ዖረ ድኻዳዕ ምዓር ኾና እስካዕ ምአዝ ዎኡ ሃምዝ ትቅፅል😢💔እዊይ ብንብዓት ጀምረ ብንብዓት ወድኤያ አቤት ምቅንዛዉ💔ንድሞቱ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም😢አጆኻ ኹሉ ክሓልፍ እዩ👏

  • @sonofelamida
    @sonofelamida 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሕ ንምንታይ ኢና ግን ኣብ ኩናት ግዜ ሓድነትና ሓደ ንከውን ኣብ ሰላም ኣብ ልማዓት ግን ሕድሕድና ንባላዕ ንምንታይ ኣብ ክንዲ ሓድነትና ኣብ ኩሉ ሓደ ንከውንስ ንበታተን ንንባዕልና ንበላላዕ ንንባዕልና ንተሓሳሰድ😢😢😢😢😢

  • @nigusgeberyesus8195
    @nigusgeberyesus8195 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣየ ጎይትኦም ጅግና

  • @Ashu-v1d
    @Ashu-v1d หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ አጀኻ❤❤❤ፀገም ❤❤❤ሓላፍ❤❤❤እዩ❤❤❤

  • @KahsuTsegay-n4e
    @KahsuTsegay-n4e 23 วันที่ผ่านมา

    አሕሕሕሕ ዋይዞም ከዳዓት አጆኻ ብፃይ

  • @AbrehetTeka
    @AbrehetTeka 2 หลายเดือนก่อน

    አጆኻጌትሸይ ንህዝብኻ ዝኸፈልካዮ ዋጋ እዩ ።ቁኑዕሰብ ማሕልኹኡ ቡሑሕ እዩ ።ህዝብኹም ሻላኹም ንመፃኢ ያሓስ ብ ኣሎ።ብዝኾነዝኹሉጀግንነት አሕሊፍካ ተፀጊሙ ወይተበዲሉ ክትርኢ ከለኻ የሐዝን ህዝብኹም ግና ባአኹም ኩሩዕ እዩ ።
    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @HshJxj-j1j
    @HshJxj-j1j 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና❤❤❤❤❤

  • @zenaanena1832
    @zenaanena1832 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግናና❤❤❤🎉🎉🦋💋

  • @gfff539
    @gfff539 2 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢ኣይ ሰብ ኣጆካ ወድኖ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ጊዜ ብቻ

  • @Hdegeley
    @Hdegeley 2 หลายเดือนก่อน +1

    ትሓዝን ብጣዕሚ ብመራሕትና ስ ክንዲዚ ጭካነ

  • @FitsumHailu-u6c
    @FitsumHailu-u6c หลายเดือนก่อน

    ኣጆካ ጅግና ዕባይ መይዳ መሳኑ

  • @aregawiBeyene
    @aregawiBeyene 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንቱም ብጀነራላት ዝመፀና ትብሉ ዘለኹም እስቲ ነዚ ጀግና ስምዕዎ ጎይተኦም እንኳዕ ዘይተሰዋእኻ እምበር ፀገም የብሉን

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 2 หลายเดือนก่อน

    ፅንዓት ይሃብካ ሓወይ ።

  • @DesuShunun
    @DesuShunun 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋዳላይ ሃያሉ ኣብቲ ኩይናት ንስኻ ኢኻ ኣቅርብካዮ ነይርካ ሐዚከ ላበይ ኣተወ ድሃይ የብልናን በጃኻ ሃይለ ሓብረልና

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HshJxj-j1j
    @HshJxj-j1j 2 หลายเดือนก่อน

    ገራም ታሪክ😢❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @DesuShunun
    @DesuShunun 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ በጃንዶ ነካዳላይ ድምፃዊይ ሃያሉ በርሀ ኣቅርበልና

  • @AaSs-v2g
    @AaSs-v2g หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @genigebre2752
    @genigebre2752 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዝኩሉ አሕሊፉ ተጋዳላይካ ህዝብካ ክሓዝን ክቃዝን ክትርኢ ተለካ ካብ ከምዝይ ዝበለ ኣብ ሂወት ክትርኢ ዘጉሂ ነገር የለን ኣጅኩም የሕዋት😢😢

  • @HagaziBerhe
    @HagaziBerhe หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ፣ኣታ፡ጅግና

  • @binyam1578
    @binyam1578 2 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ታሪክ😢 🕊🔔💒🕊🔔💊✌🏻

  • @AbrhaRaya-vj3xl
    @AbrhaRaya-vj3xl 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤ezka

  • @Genettadese-j6x
    @Genettadese-j6x 2 หลายเดือนก่อน +1

    🎉❤❤❤

  • @Elenmusk-c7s
    @Elenmusk-c7s 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @amenhhbsh2132
    @amenhhbsh2132 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @KakakakkaKsksks
    @KakakakkaKsksks 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጀካ ጅግና ኢኻ ንሶም ግን ካሕዳማት እዮም

  • @ተመሰገን-ቐ4ሸ
    @ተመሰገን-ቐ4ሸ 2 หลายเดือนก่อน +1

    አይዞህ ወድኖዋ😢😢

  • @HaraMediaNetwork
    @HaraMediaNetwork 2 หลายเดือนก่อน +1

    የሕዝን !ጎይትኦም ማህርተይ ድሓር ድማ ብፃየይ! ንሱ ኣብ ኣዴን ሰራዊት ኣመራርሓ ኾይኑ ኣነ ኣብ አርሚ 26 ተራኺብና ነይርና!!! ኣብ ሓፃር ፃንሒት ሰለ ንሱ ከይሓተትኹዎ ሰለ ናተይ ኩነታት ሓቲቱኑ። ፅቡቅ ምህላወይ ነጊሩኒ ተራኺብና ከምንፃወት ብምትስፋው ተፈላሊና። ጎይትኦም ሰለ ሰብ እምበር ሰለ ባዕሉ ኣይጭነቅይ። ነዚ ድማ እዩ ከመይ ኣለኻ ኢለ ከይሓተትኽዎ ሰለናይ ጉዳይ ምስ ፈለጠ ዝተፈለየኒ!!!

  • @EeE-v5p
    @EeE-v5p 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀኻ ወዲኖዋ😢

  • @TigrayTigraway-p3x
    @TigrayTigraway-p3x 2 หลายเดือนก่อน

    ዘሕዝን እዩ ፅንዓት ይሃብካ እዩ ዘበል

  • @Topg-v4b
    @Topg-v4b 2 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢ኣይዛኻ ወዲነይ

  • @HaniFkr-h8z
    @HaniFkr-h8z 2 หลายเดือนก่อน

    ❤😢😢😢😢🤔🤔🤔💊💊☝️

  • @MogosBelay
    @MogosBelay หลายเดือนก่อน

    Wedi abeytia ejyakuiay zerkyia wedi Aljea

  • @Gdg-q4h
    @Gdg-q4h 2 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢

  • @jhi3325
    @jhi3325 2 หลายเดือนก่อน

    ጎይቶኦም ጀግና

  • @شمس-ر1و6ر
    @شمس-ر1و6ر 2 หลายเดือนก่อน

    😢❤❤❤❤❤

  • @YARADABRAHA
    @YARADABRAHA 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይዘኻ ጎይታ ዓቅሊ ጅጎና ወድቶም ወየንቲ

  • @Mmm-fm2vx
    @Mmm-fm2vx 2 หลายเดือนก่อน +2

    ረአይወን በሉ ተጋሩ ከምስስላ Tdf ዋይ ይብላ ግን ኣብ ተግባር 0 ናይ ኤርትራይያን መድያ ተዝኾውን ግን ብ like መጨናነቓኦ ኔረን ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን

  • @Natan-u3x
    @Natan-u3x หลายเดือนก่อน

    በዝኮም ተጋዳላይ አይተነቦዖልና

  • @HayelomTesfay-q7m
    @HayelomTesfay-q7m 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዲፈን ወዲ አለሙ አይዞኻ መንዳነኡ

  • @gennetbkassa564
    @gennetbkassa564 2 หลายเดือนก่อน

    😭💔😭💔😭💔😭

  • @ZinabuBelay-v7l
    @ZinabuBelay-v7l 7 วันที่ผ่านมา

    አጀጆኻ ጂግና ወዲ ራያ ፀገም ሀላፋይ እዩ

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢

  • @meydaraya1129
    @meydaraya1129 2 หลายเดือนก่อน

    ወርቃዊ ጅግነት

  • @brhanu1214
    @brhanu1214 2 หลายเดือนก่อน

    Wel Come Segudom media Haku eyu jgnana kindey tarik serihom abselam gize ztesegogu bzuhat eyom dmtsi kunwom beyzakum

  • @destahaftu-en3vf
    @destahaftu-en3vf 2 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ግዜ መሕዘን ኣጆኻ እስክ ገትሸይ

  • @اثيبويهاثيوبيه
    @اثيبويهاثيوبيه 2 หลายเดือนก่อน +1

    Weww ድቂ ኣልጅይ ገን ኩሉም እዮም ጅገን 🥰🥰🥰🥰🥰

    • @MogosBelay
      @MogosBelay หลายเดือนก่อน

      Awo bro

  • @kalulale1707
    @kalulale1707 หลายเดือนก่อน

    ዝገርም ኢዮ ሓጎስ ገብሬ በቲ ኣብ መከላኪያ ኣብ ዝነበረሉ ግዘ ዝሰርሖ መሕፈሪ ታሪኽ ወንጀለኛነቱ ከይንእሰ ሕዝዉን ተጋደልቲ የጋፍእ ኣሎ? ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዮ።
    i prommis ኩለን ገበኑ ኣቓልዓ ክሕተት ተንኣሰ ክዋረድ ክገብሮየ 👌

  • @alemayotadele7390
    @alemayotadele7390 2 หลายเดือนก่อน

    be strong gutish

  • @MeseleHaftu-qn9cm
    @MeseleHaftu-qn9cm 2 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ዞም ካሓድት😢 ኣዘኻ ኹሉ ሓላፋይ እዩ ወድኖ

  • @شمس-ر1و6ر
    @شمس-ر1و6ر 2 หลายเดือนก่อน

    💪

  • @abrahakahsay-gx4st
    @abrahakahsay-gx4st 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ ጎይቶኦም ........

  • @Genettadese-j6x
    @Genettadese-j6x 2 หลายเดือนก่อน +1

    😢

  • @SsSs-k3j3c
    @SsSs-k3j3c 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይዘኻ ክወግሕልካ እዩ ማኣረይ

  • @HappyBabyKittens-yg3rk
    @HappyBabyKittens-yg3rk 3 วันที่ผ่านมา

    ዲፈን ጀግና

  • @wagshumhimre
    @wagshumhimre หลายเดือนก่อน

    hashawi lieba makina serikayka tefiha enfeltekayna hashawi bochrak

  • @SSa-q5w
    @SSa-q5w 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢

  • @HayelomBelay-m9s
    @HayelomBelay-m9s หลายเดือนก่อน

    አጀኽ bro

  • @binyam1578
    @binyam1578 2 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ዕሸላት ትሕቲ መሬት 😢 ሸፍቱ ከአ ሐጺን መጺን ክእኩቡ😮እቲ ቶንኮል ካብ ጎሬበት ሃገር 😢ክሐልፍ እዩ 👏💊✌🏻

  • @teklaytesfugebru
    @teklaytesfugebru 2 หลายเดือนก่อน

    Entay ena Tegaru atsar ahwatnan btsotnan neqeyimn nbdlin?

  • @MogosBelay
    @MogosBelay หลายเดือนก่อน

    Wedi mesela atoy jegnyia

  • @Mitlal-b2k
    @Mitlal-b2k หลายเดือนก่อน

    Stelaka ynbaa khalfyu

  • @Rayuma-b1j
    @Rayuma-b1j 2 หลายเดือนก่อน

    ካሕዳማት
    አዘኻ ሓወይ ናተይ

  • @fikadutsehaye6376
    @fikadutsehaye6376 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ክሕደት!!

  • @DanielAsefa-sd4lq
    @DanielAsefa-sd4lq หลายเดือนก่อน

    መጨረሹኡ ሃምዙይ ምኩኑ ይኑጉሩና ነይሩና ነይሮም ዞም ልፈልጡ ግን ናትና ችግር የብሉን ብፆተይ ግን በቃ ሃመይ ኢለ ሃምልናገር ፀጊሙኒ ኣይጣዓመናን ብድሕሬኩም

  • @GesesewNegash
    @GesesewNegash 2 หลายเดือนก่อน

    😢🎉😅😮

  • @HappyBabyKittens-yg3rk
    @HappyBabyKittens-yg3rk 3 วันที่ผ่านมา

    አረ ዲፊን ናይ 2013video ኣለኒ ውግእ ዳመረሐ ጎሮሮውን

  • @TigrayTigraway-p3x
    @TigrayTigraway-p3x 2 หลายเดือนก่อน

    ዳዕሮ ሓፍሽ ሸንዲዮሙና ከይዶም ክንደይ ሰብ ቅያር ክዳንሲኡኑ ከንደይ ተጨነቀ ሰብ 2013 ዓ.ም

  • @gziawibrhane2546
    @gziawibrhane2546 2 หลายเดือนก่อน

    Btaemi kebdka zbelie nayzi jigna wedi.Tegaru gn ab tezamadi selam btaemi hmakat ekum.btaemi tehznu.Ezi jgna wedi kbret trah zeykone kalie ygbio.anta netom kab shaebya zeyfleyu aremen merahtkum totally gahafwom.ezi kulu tehalifu ab hji bexihkum btaemi zehzn yu

  • @SsSs-k3j3c
    @SsSs-k3j3c 2 หลายเดือนก่อน

    ስልክ ዘይት ኣቅምጡሉ

    • @nigusgeberyesus8195
      @nigusgeberyesus8195 2 หลายเดือนก่อน

      ኣለን ክልእኸልኻ

    • @getahuntesema96
      @getahuntesema96 2 หลายเดือนก่อน

      ንስኩም ሓላለይ ብfb ብውሽጢ ርኸበኒ ክልእከልካ

  • @KtabTegaru-ls3ur
    @KtabTegaru-ls3ur 2 หลายเดือนก่อน

    ሓታቲ ተጋዲልካዶ ነይርካ

  • @meharihaile9372
    @meharihaile9372 หลายเดือนก่อน

    Tegaru nezi zey tahageze men you zhgez bejakum hagzwo ezi wedi

  • @---js5vd
    @---js5vd หลายเดือนก่อน

    Ajoka hawey Amilaki zeyrakayo kifetirelika eyu

  • @BerhaneKidane-lx7fh
    @BerhaneKidane-lx7fh 2 หลายเดือนก่อน

    Ygerm jigninet ezi Adwa teltkon buzuh mtezemerelu

  • @HappyBabyKittens-yg3rk
    @HappyBabyKittens-yg3rk 3 วันที่ผ่านมา

    ዲፈን

  • @michalgebre1289
    @michalgebre1289 25 วันที่ผ่านมา

    ካህዳማት ካብ ቀደሞም ካብዚኦም እንታይ ክንፅበ

  • @סמהטוסיו
    @סמהטוסיו หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 abkola. Tenben. Hadimka. Nerkas. Hiji. Jigna. Mesilka. Dirama. Syysrah😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @AbadimehariAbe
    @AbadimehariAbe หลายเดือนก่อน

    ኣጀኻ ክሓልፍ እዩ ንጅግና ዘይትኾውን ዓዲ

  • @MogosBelay
    @MogosBelay หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HshJxj-j1j
    @HshJxj-j1j 2 หลายเดือนก่อน

    ጅግና❤❤❤❤❤

  • @aregawiBeyene
    @aregawiBeyene 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንቱም ብጀነራላት ዝመፀና ትብሉ ዘለኹም እስቲ ነዚ ጀግና ስምዕዎ ጎይተኦም እንኳዕ ዘይተሰዋእኻ እምበር ፀገም የብሉን

  • @HshJxj-j1j
    @HshJxj-j1j 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @omkhaled6864
    @omkhaled6864 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @elsayork5228
    @elsayork5228 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢

  • @tsigetay
    @tsigetay 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aregawiBeyene
    @aregawiBeyene 2 หลายเดือนก่อน

    ኣንቱም ብጀነራላት ዝመፀና ትብሉ ዘለኹም እስቲ ነዚ ጀግና ስምዕዎ ጎይተኦም እንኳዕ ዘይተሰዋእኻ እምበር ፀገም የብሉን

  • @MdSam-r3x
    @MdSam-r3x 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @شمس-ر1و6ر
    @شمس-ر1و6ر 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @عامرال-م6ح
    @عامرال-م6ح 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @شمس-ر1و6ر
    @شمس-ر1و6ر 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤