God bless you my model dad,, because I have worked with him in the Grand Dahlak Hotel in Massawa. All what he is talking is true, he is kind, respected and humble man. overall he is successful father.
I have worked with Primo Javani at Dahalk Hotel . He is the most humble person and father of nay tshigeru ayu . Fetari edemen 🎉Tiana yhabo......and congtualtion 🎉🎉🎉🎉 for finish the hotel at the end of day !
Wonderful, thank Embassy media, I like and respect this guy Mr Primo, he is very simple and telling the truth, sometimes he makes me cry of joy when he tells the love and respect for him mother. I am living in Sweden, last week 23-4-24 I was in Tokyo Japan, It was the same confidence that I had inside my head and body as Mr Primo.
@iman kkk Speak about yourself we the original Eritreans are visiting our country now and we’ll visit after Isayas. By the way HGDEF has already made ready someone who’ll replace the President😂 ❤ 🇪🇷 ❤
God bless you my model dad,, because I have worked with him in the Grand Dahlak Hotel in Massawa. All what he is talking is true, he is kind, respected and humble man. overall he is successful father.
I have worked with Primo Javani at Dahalk Hotel . He is the most humble person and father of nay tshigeru ayu . Fetari edemen 🎉Tiana yhabo......and congtualtion 🎉🎉🎉🎉 for finish the hotel at the end of day !
Big Respect ❤❤ክቡር ኣቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🙏
ጆቫኒ ብሩኽ ኣቦ ድኻ ጽሩይ ሚላነዘ! ኤርትራ ኣብ ቀውጢ እንከላ ብቆራጽነት ገንዘቡ ናብ ሃገሩ ዘውፈረ ቀባጽ ዜጋ፡ኣምላኽ ብጥዕና ሓልዩ ዕድሜካ የንውሓዮ🙏🙏🙏
እንታይ ስለዝገበረ ? ኣሻሓት ደቀባት ምልየነራት ወይሪ ዝተኽልከሉ ኣሎው : እዞም ሽማግለ ብጃካ ክውድሱ ዘበርከትው ነገር የሎቦን ::
@@owlwatchingu8956 መጽሓፍ ኣንቢብካ እምበር ገበሩ ጥራይ ብምርኣይ"እንታይ ትሕዝቶ ኣለዎ'ዚ"ኢልካ እንተገምጊምካ ፡ጸገም ዘይምንባብካዩ ዘጉልሕ!
@@owlwatchingu8956
ንሱስ ብዙሕ ኣብርክቶ ዝገበረ እዩ ብዙሕ ሰብ ይዛረበሉ ኣብ ግዚኡ
ንስኻኣ ብዛዕቡኡ ትፈልጦ ነገር የለን
@@zafutekeste5378 ክንደይ መጻሕፍርቲ ኣንቢብካ ወይስ ከም እግሪ ግመለ ቃላት ክትኣርይን : ክተዳቅል'ኻ ትውዕል : እዞም ዓቢ ሰብኣይ ኩሉ ግዜ ክዉድሱ'ዮም ዝውዕሉ : ምስ እግሪ ግመል'ውን ፉሉይ ርክባት'ዩ ዘሎውም: ዕድመ ጸገብ ደቂ 82 ዓመት : ነዛ እግን ክነጽግዋ ህርድግ እዮም ዝብሉ: ካብ ኣካዳድኖኦም ጀሚርካ : ቀልም ወዲ ቀለም እና ተልኽኻ : 'ታይሞ እቲ ዳንጋ ናብ ዝነፈሰ ካላቢደርያ ተቅይሩ: እርጋን ሕማቅ ::
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ክቡር ሓው ቀጽሎ........።
ጆቫኒ አብ ሚላኖ እየ ዝፈልጦ ዓቢ ሰብ ለዋህ ፈታዊ ህዝቡ ሪኤ አይፈለጥን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፕሪሞ 🙏❤️🇪🇷
Pirimo biruk nay alem, ane misue yiserih nere ,keytiwetsa Eritrea bi visa kituuto ya tsibah nigho Eritrea werqi ya yiblena neru, ezi buruk abona, god bless u🙏
😊
Primo*
Wonderful, thank Embassy media, I like and respect this guy Mr Primo, he is very simple and telling the truth, sometimes he makes me cry of joy when he tells the love and respect for him mother. I am living in Sweden, last week 23-4-24 I was in Tokyo Japan, It was the same confidence that I had inside my head and body as Mr Primo.
Respect for your hardworking Primo❤❤❤
GIOVANI PRIMO
such a NICE person
YIDMEN TIYINAN AMLAK YIHABKA,
what a great man ' PRIMO, ERITRAWI MALET ''
Baba primo ዕድመን ጥዕናን ይምነይልካ
Nice interview with Jovani he is very wise humble man and great island view 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾
What a model Eritrean man. May God bless Primo.
Humble true Eritrawi Baba Jovanni. Wish you health and long life. Kemaka yemaslena. ❤️🇪🇷🌹🌹🌹🙏🏽
I heard I heard so much about him. I curious It's good to see him interview. Thanks Yared brother great job🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️
God. Bless you
Inspirational interview. perfect and sharp Q&A proud of you. Wishing you a healthy and peaceful life.
Wow it’s beautiful and interesting 🇪🇷‼️ And the view is amazing, good work Yared as always 👍🏽🇪🇷👍🏽🇪🇷
ፕሪሞ ሐውናን አያናን ኢኻ እብነት ናይ ለዋሃት ኢኻሞ
ንስኻስ ዓሰርተ ግዜ ተወለድ
እግዚአቢሄር ጸጋን ጥዕናን ይሃብካካ
I like the view of DAHLAK hotel Massawa ❤“Amazing”❤
❤❤❤i respect you baba primo grase infact realy history i aporeciate you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብርሞ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብካኣ ጂግና ወዲ ኤረይ ሓግዝካኣ እኻኣ ንሃገር 🙏🏽👍🏽✊🏽🇪🇷❤️🇪🇷
Thank you and God bless you Awet Nhafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Giovanni Primo God bless you aboundantly.🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቶ ጆቫኒ ፕሪሞ። ምቕሉል፡ ትሑት፡ሕያዋይ ,ጻዕራም። ኣነውን ዳህላክ ሆቴል ክትርከቦ ኸለኻ ብስራሕ ምኽንያት ኣብኡ ነይረ። ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ።
Primo Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤is one 👌
Jovani Primo Humble man❤
ጽኑዕ ኣቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፣ ያሬድ ጽቡቕ ስራሕ ነዚ ሓያል ጽኑዕ ዜጋ ዘቕረብካልና❤❤❤❤❤
God bless you baba Jovani 👑🇪🇷❤️👑🇪🇷❤️👑🇪🇷❤️👑🇪🇷❤️👑🇪🇷❤️👑🇪🇷❤️👑🇪🇷❤️
🎉beautiful storyline have long long life Mr Javani 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤!!
Very respect
ERITREA AMLAK JEHALEHE🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብኣካል እነተዘይ ፈልጦ ብዝሰምዕ ሕክያስ ናይብሓቂ ኣቦ ድኻ ጆቫኒ ሙሉእ ጥዕና ይምነየሉ ፈታዊ ሀገሩዩ 🇪🇷❤🇪🇷
Wow. ሰሪህና ንብረት አጥሪና ናብ አድና::❤❤🎉
Abo dikatat pirimo abona❤
ዋው ኣዚና ንፈትወካ።
Respect to you Primo !!!
Idmen tinan yhabka baba jobani❤❤❤❤❤❤❤❤
💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
We love u.
መኣዛ!
ካብዞም ክልተ ኩቡራት ኣቦታትና፡ መኖም ዓዛ ይጎምድ፡ መኖምከ ሃምበርገር ይድረር፡ ኣብ ኣካላቶምዶ ተዓዚብካ ክንበብ ዝከኣል ይመስል የሕዋት፡ ሰኒ😀
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
Baba jovani admen tanan yhabka, abti hmak kembid gzie ab hagerey srah kigebr ye ,ykfa yxebk ms hzbey,hagerey, elka nkulu xubuk zbahal ab Italy gedifka ab hagerka invest mgbarka,mare kindey belih mkanka yu zeray,hade jabtom zfetwom abnetawi memhr hiwet eka emo kexil eritrea b deka kithnex bdeka kebira kitnebr ya 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Primo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
ፕሪሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ፡ ቅርሲ ገዲፍካ ኢኻ ትሓልፋ ዓለም❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ኣቦን ጆባኒ
Bravo
Ezi sebay fluy tewhbo zlewo egzabiher wn fre xaru zeykeleo mqhulul!
Edmen tinan yihabka sinor Govani primo
Nice
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
Big recpect
ያሬዶ ፕሪሞ ❤😂❤😂❤
ጥዑም ወዲ ሃገር ።
ጆቫኒ ፕሪሞ : ነቲ ዘዕበዮ ባህልን እምነትን ኤርትራዉያን : እዩ : ዝመስላ :
- ናይስራሕ : ሰብ ፣ ምቅሉል ፣ ሕዉሰ : ወዘተ .. ኩሉ : ጸጽቡቁ : ካብ ገጹ ሪኢኻ : ተንብባ ሰብ : ዕድመን : ጥዕናን : ንምነየሉ ።
ከምኡ እዉን ኤምባሲ ሚዴያ አዚና : ያሬድ : አዚና : ነመስግነካ : አብዚ : መኽፈቲ : ዩትዩብ : ኤምባሲ : ሜድያ ብሳክስፎን : ጌርካ : ገለ : ዋላ 2 ባር : ገለ 3 ,4 ኖታት አክሰንት ገለ ጌርካ : መእተዊ : ተትገብረለና ።
ዕድመን ጥዕናን : ዴማ : ንምነየልካ ።
❤ 🇪🇷 🎉 !!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
Tesfa ygebr egzabher amlak ab natka botan edmen tenan hibu kbxehana hlmka eyou hlmey
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ዳህላክ ሆቴል ክርእያ ከለኹ አቦይ አደይ ክልተ ዓብይቲ አሕዋተይ አብኡ ዘለዉ ይስምዓኒ ምኽንያቱ ሕጂ ብሕይወት የለዉን ካብ አስመራ ተበጊስና ዳህላክ ሆቴል ሰሙን እንተዘይዕሪፍና ባጽዕ ዘለኹ አይስምዓንን ነይሩ እቲ ዝገርም ሐደ መዓልቲ እዩ ግዜ ደርጊ ነይሩ ሰብ መሊኡ ኢሎሙና ግን ንበይና ቦታ ናይ ስድራ አላ ምስበሉና ዓይንና አይሐስናን ሒዝናያ ዘይርስዓ አብቲ እዋን ዋዛ ናይ ዓቢ ሐወይ ነይራ በሉ ሕጅስ መንግስቱ ኮይና በይንና መንገዲ ተፈልዩና ይብለና ነይሩ ብሓባር ንስሕቕ ንዝኾነ አነ ሕሳስ ልደ ስለዝነበርኩ ፖለቲክውን ይርድአኒ ስለዘይነበረ ጽቡቕ መቐረት ስድራቤት አሕሊፈ ብፍላይ ዳህላክ ሆቴል ዝኽራ ነባሪ እዩ ። ካብ ስደትውን ተመሊሰ አብ ዳህላክ ሆቴል ተሐጺነ መቐረታን ዝኽራን ፍሉይ እዩ ብኩቡር ጆቫኒ ድማ ሕጂ ወናኒአ ሙዃኑ ምስ ክብራ ዝዳረግ ዓቢ ሙቕሉል ሰብ ምስርአኹዎ ደስ ኢሉኒ ግን ድማ ንድሕሪት ዘኪረ ናፊቐ ምስ ኩቡራት ስድራቤተይ ተአኻኺብና ባልጃና እንዳጎተትና እንተዝርእየናስ ምስቲ ምቕልሉነቱ ብፍሽኽታ ክቕበለና ተራእዩኒ ንዝኾነ ጆቫኒ ከምዝበሎ ዓለም ግዜያዊት እያ ሕይወት ማለት ሰብ እኳ እንተኾነ ነበርቲ ስለዘይኮና ንምትካዝ ዕድል ዘይምሃብ ዘይምስትምሳል ይምረጽ ጥራሕ ንቕድሚት ምሕሳብ ።ኤርትራና ይባርኸልና አምላኽ ቡሩኽ አውድአመት ይግበረላና።
ጆቫኒ ጡዑም ሓጋዚ ሰብ ክትዕልሎ ኮለኻ ምቑሉል ድኻ ከም ዘነበረ የዘንቱ ሃገሩ ኤርትራ ዝፈቱ ንብረተይ ኣብ ኤርትራ ዋላ ኣይክሰብ ኣብ ዓደይ ንብረት ምግባረይ የኹርዓኒ ዝብል ብኤርትራውነት ዝኾርዕ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ❤🎉❤
❤👍👍👍🙏🙏🇪🇷
❤❤❤❤
Nic baba jovani❤❤
💙💙💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🤴🇪🇷💪🏻🤍
😍🇪🇷😍
God B.u
One thing I noticed is no life jacket on the boat 🛥️!
አነ ገዚኤ አለኩ 15 ሐባ ንሐገዝ ከቀርክቶ አየ ሐቅካ አለካ/ኪ
❤🎉
God bless you both!!
AIDIMENTICATO SAMSON.
❤️🐪🇪🇷
Jobani ne wedi gebli yemsl elalun melkun waww
Caro Primo
Tanti Saluti dalla Germania
Dr Tecle Negasch, figlio di Negasch ( Zazzega , Akria)
Fratello di Zahainesch Negash e Milaschiu, Milano
🇪🇷✔️
ንጽር ሕቶ ንጽር መልሲ
ሰላም ኤምባሲ ምድያ ካብ ዑቚባይ ምስ ጆቫኒ ሐቶን መልስን ትገብሩ ከለኹም ኤርትራውያን ሐበሻ ይብል ነይሩ ጆቫኒ ኢቲዮጵያውያን እዮም ሐበሻ ዝጽውዑ ። ቻው
Takes me 1987 spent 7 da
Kam wedi bacaro kigbruka eyom
እቲ ሰላሙስ ይለግበካ ዶ ሓቀይ
ሞራል ናይዚ ሰብአይ እዚ ዘገርም እዩ፡ አብዚ ዕድመ እዚ ክሰርሕ ክትርእዮ ዘገርም እዩ፡ ሃብታም እዩ ኡኹል ገንዘብ አለዉ ግን ኤርትራ ክትለምዕ አለዋ በሃሊ እዩ፡ አብ ባጽዕ አብ ደሴት ደሴ ባዕሉ ብጀልባ አእማን ዕንጨይቲ ብጃልብ ጽዒኑ ብምውሳድ ሰሪሕዎ ዘሎ ህድሞታት ናይ ቱሪስቲ ዘገርም እዩ፡ አምላኽ ዝያዳ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ።
If this is tourism reclame, please don't joke. Tell the reality as it is..
Dahlak hotel btaemi des zebel eyu. Abe qeney fenkil gen 24 seat may zibehal ayrekabenan. Abe mehedara memeheyash yedleyo eyu.
😎 ጆቫኒ ፕሪሞ ትግርኛ ዝዛረብ ዝጽሕፍ ዘንብብ ክብርን ስርዓትን ናይ ግኡዝ ትግርኛ ዘለዎ ወይ ዝኽተል 🤔 እስኻ ይገርም ትኽክለኛ ስምካ ሕብእ አቢልካ ብሐይሊ አረጊት ጥልያን ክትከውን ምድላይካ ወይ ጉድ እዩ ዘብል ሙኻኑ ሐቅኻ ምናልባት እዞም እንስሳታት ናይ ሳሕል ዝኾኑ ሻዕብያ ንብረትካ ገንዘብካ ከይሀገርዎ እንከለዉ ገለ ቁሩብ እንተመሐሩኻ እስኻ ጆቫኒ እየ እትብል ከልቢ ጥልያን ትግርኛ ዝኾነ ኢታልያዊ ክንካ ብፍርሒ ብስክፍታ ሎሚ ዶ ጽባሕ ንብረተይን ገንዘበይን ይወርስዎ እዞም እንስሳታት ሻዕብያ እንዳበልካ እንዳፈራሕካ ትነብር ከምዘለኻ ፍሉጥ ምኽንያቱ ክትዛረብ ክትገልጽ ክትምልስ ክትሐስብ እንከለኻ አብዛ VIDEO ፍርሕን ሸቐልቀልን ዝመስል አብ ገጽካ ይንበብ አንታ ከልቢ ጥልያን ብዝተረፈ ኩሎም ኤርትራውያን ከምኡዉን ብቕድሚ 1991 ዝነበሩ ሃብታማት ዝብሃሉ ንገሊኦም ንብረቶምን ገንዘቦምን ሃጊሮም ቀቲሎሞም ንገሊኦም ከአ ስጋዕ ሎሚ አብ ትሕቲ መሬት ምስአስፈርዎም ብፍጹም ደሃይ የለን ብዛዕብኦም ነቶም ብድሕሪ 1991 ገለ ሃብቲ ዘጥረዩ እውን ብዝገደደ ንኹሎም አጥፊኦሞም እዮም ሐደ ክልተ ብፍርሕን ብሽቕሮራን ዝነብሩ ዘለዉ ከምዚ ጆቫኒ በሉኒ ዝብል ዘሎ ከልቢ ጥልያን ቀንዲ ሐሰውትን ተሐባበርትን ናይዞም እንስሳታት ሻዕብያ ስጋዕ ሎሚ ዝነብሩ አለዉ ግን ንዖዖም TO THEME ከአ ናይግዜ ሑቶ እዩ እምበር ቀሰይ ኢሎም አጥፍእ ከብልዎም እዮም አነ እዝከረኒ አብ አስመራ እንከለኹ አብቲ እንዳ ኦሞ ፋብሪካ ዝሰርሐሉ ዝነበርኩ ሐደ መሐመድ ዝተበሃለ ኤርትራዊ ካብ LONDON መጺኡ ነቲ እንዳ ኦም ፋብሪካ ምስገዘኦ በቃ ደሞዝ ክውሰኸኩም እዩ ተባሂልና ክነስና ደሞዝ ከይተወሰኽና ነቲ ዋና እንዳ ኦሞ መሐመድ ብመገዲ ባጽዕ ናብ ባጽዕ እንዳኸደ እንከሎ ብኻልእ መኪና አጋጭዮም ሀሪምም በቲ ገደል አጽዲፈሞ 👍 ንብረቱን ገንዘቡን እውን እዞም እንስሳታት ናይ ሳሕል ወሪሶሞ 🅰️ ንኤርትራ ካልኦት ገዛእቲ ኔሮማ እዮም እሞ ዝኸፍኡ ዝገደዱ ዝገበኑ ዝጨከኑ አካላት ናይ ሰባት ዝሸጡ እዞም ፋሽሽታውያን ሻዕብያ እዮም ዓወት ንሐፋሽ
While isayas on power no one visit ertrea isayas mafia
Many many Eritreans visit Eritrea now a days you can’t even find flights. President Isais doesn’t care about you. Shaebia will be in power forever.
@iman kkk Speak about yourself we the original Eritreans are visiting our country now and we’ll visit after Isayas. By the way HGDEF has already made ready someone who’ll replace the President😂 ❤ 🇪🇷 ❤
@iman kkk speak about yourself we the original Eritreans are visiting our beautiful country now and we’ll visit in the future😂 ❤ 🇪🇷 ❤
milano yha nente lavero via coreli 28 bastardo mafya
Niente lavoro via Corelli?
ስራሕ እንተዘይህሉ ንሱ ከመይ ጌሩ ሰሪሑ ድኳናት ከፊቱ ?ገዛ አብ ሚላኖ ገዛ አብ ስቺልያ ሆቴል አብ ዳህላክ እዚ እቲ ዝረኤ ነገር እዩ ዘይንሪኦ ካአ ብዙሕ ነገር ይህልዎ ስሪሑ እዩ ካአ አጥርዩዎ :
ምናልባ ሕጂ እቲ ጊዜ ተቐይሩ እዩ
ግን ንስኻ ሕጂ ስራሕ እንተሳአንካ ብሰንኪ ፕሪሞ ድዩ?እንታይ በዲሉካ?
ጆቫኒ ንሰላሳን ሰለስተ ዓመት ዝደስከለ ጥሪት ህግደፍ ! ኩራዕ ኤርትራዊ 😂😂😂😂
እንታይ ከ ዘየኩርዕ ኣለዎ
ኣብ ዝፈትዋ ሃገሩምስ ዝፈትዎ ህዝቡ ይሰርሕ የስርሕ ኣሎ።
@@HaraGhirmai እንታይ ሰሪሑ መን ኣሎ ድሰርህ ? ሸይጣን ኣዲ ሓሎ ተመን ወዲ ተምቤን ኸሎ ኣበደን ድስራህ የሎን 👍 ባጽዕ ሉል ዝነበረት ሕጂ የላን ❗️😂😂😂
ሓመማ አብዘይእትወካ አይትእተው እቡድ ከልቢ። ናብራካ ግበር። ክብረቱ አብ ሓገሩ ናገንዘብ ፀገም አለኒ ኢሉካ ሓሳድ። ከምድልየቱ ሽና ይይብለሉ አሎ ወይልካ ንኣካ ምትሩስ።
@@Ref125 ጥሪት ህግደፍ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተኸዲንካ ደቅስ ደምበ ተደሚርና *ሎኽሳስ ኣድጊ ለካቲት *
@@mesfinabraham6412
ንሱ ጽቡቅ ኣይደሊ ጎረቤትና ድማ ጸላእቲ ኤርትራ ማዕቀብ ኣብ ልዕሊ ማዕቀብ ገይሮም እወ ሉል ዝንበረት ከይትንቀሳቀስ ከልኪሎማ..ሎሚ ግን ኩሉ ተሳዒሩ እዩ ካብ ሉል ንላዕሊ ተንጻባርቀሉ ግዜ መጺኡ ኢዩ እንቋዕ እሞ መራሕቲ ጎረቤትናን ባሮቶምን ተጓሕፉ..ወዲ ተምቤን ድማ ብደቀ-ባት ክቅየር እዩ።ኣይትሰከፍ።
Ciao primo dal tuo amico Bruno di Milano 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤