"ዋራሞዋ!!" - ህዝቡ ዝደልዮ ህዝቡ ዝሰኣኖ ከያኒ በላይ ዘነበ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
  • ብኣንደበት ራያቶት ላዛ ዝፍለጥ ከያኒ በላይ ዘነበ ቅድሚ 7 ዓመት ኣባል ፖሊስ ኦኬስትራ ትግራይ ኮይኑ ኣብ ልቢ ህዝቢ ዝኣተወ ከያኒ ነይሩ። ሐዚኸ????

ความคิดเห็น • 479

  • @martamarta2645
    @martamarta2645 5 ปีที่แล้ว +60

    መምህረይ ንዓካ ዝወለት ኣዶ ብቻ መግለፂ የብለይን ዕድሜካ የንውሓዬ ፈጣሪ

  • @HaniGualFikrHani
    @HaniGualFikrHani 5 ปีที่แล้ว +47

    እህህህህህህ እውይ ሓወይ ማዓረይ እግዚአብሔር ምሕረት ይላእከለካ እይ እዚ ዓለም እፍፍፍ. እጅኩም እዶዋኒ እና እቦዋኒ ክሕሾ እዩ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን // መ/ር ሙሉዬ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ባባዬ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ

  • @user-up7ov3rw3l
    @user-up7ov3rw3l 5 ปีที่แล้ว +35

    መምህረይ ተባረክ እትገብሮ ዘለካ ተግባራት ክብር ይግብአካ ክብር ሓዉና ንሓዉና ከያኒ ድማ ፈጣሪ አምላክ ምሕረት ይልአከልካ ኩለና ብሓቅምና ንሓጉዞ

    • @KhanKhan-wb1fs
      @KhanKhan-wb1fs 5 ปีที่แล้ว

      ብመጀመርያ መ/ምህር ሙሉሃይለስላስ እግዛብሄር ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ብምቅፃል ንሓውና በላይ እግዛብሄር ሙሉእ ምሕርት ይግበርልካ ዝሓወይ ።

    • @angesetrussom3870
      @angesetrussom3870 5 ปีที่แล้ว

      Eway hawey mearey egzabheir amlak mhret yewrdelka mlu hawna ka egzabheir amlak admen tanan yhabka

  • @ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ
    @ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ 5 ปีที่แล้ว +17

    መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማካ ዝበለ የብዘሓልና

  • @tesfubrhane171
    @tesfubrhane171 5 ปีที่แล้ว +69

    ንሓዉና ምሕረት የዉርደሉ
    ን ዉሻጤና ሚድያ ብጣዕሚ እንዳመስገና ኢና
    ኣብ ኩሉ ስረሓትኩም ኣሳልጦ የሃብኩም ፈጣሪ (ሳብስክራይብ ።

  • @kesetesemere2904
    @kesetesemere2904 5 ปีที่แล้ว +8

    ዓለም ጎደሎ፡እስከ እቶም ዓይኒ,እግሪ, ኣእምሮ ዘለና ካብዚ ንመሃር፡ንፋቀር ንሳነ የሕዋት።ንሓውና ከኣ እግዚኣኒሄር ምሉእ ምሕረት የውርደሉ። ንመምህር ምልእ ከኣ ኣብ ስራሕካን ፡ጥዕናኻን ምልእ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ

  • @user-ie4hn4br4c
    @user-ie4hn4br4c 5 ปีที่แล้ว +61

    መልካም ሙለረይ ።
    ዋይ ዓለም ክልተ ጊዜ ምርኣይ ጥራሕ ኮይና ትመሊ ትጎዪ ሎሚ ትስንከል ትማሊ ትስሕቅ ሎሚ ትበኪ ትማሊ ትህሉ ሎሚ የለካን ዓለም ሕንቅልሕንቅሊተይ............. ምሕረት የውርደልካ ክቡር ሓወይ 🙏

  • @mekonengebremedhin3722
    @mekonengebremedhin3722 5 ปีที่แล้ว +12

    ሃፍቲ ዝባሃል ጥዕና እዩ እሞ አምላክ ዕጥና ሂብዎ በቲ ጥዑም ላዛ ራያቶት ሓዱሽ ሙዚቃ ከስመዐና ተስፋ ይገብር ።አምላክ ምሕረት የውርደልካ ሓውና።

  • @user-ik7vx5hb1w
    @user-ik7vx5hb1w 5 ปีที่แล้ว +11

    ናይ መምህር ሙሉ ስልኪባ በዚ ፃሓፉሉይ
    እፉፉፉፉፉፉ ምክኣሉ ኣብዩኒ ኣመና ሓዚና
    ምሕረት የውርደልካ በላይ ሓወይ

  • @ጓልቶምሓርበኛታትጀጋኑህዝ
    @ጓልቶምሓርበኛታትጀጋኑህዝ 4 ปีที่แล้ว +9

    ዝብሎ የብለይን ክልተ ዓይኒ💔እቲ ንኩሉ ዝከኣሎ ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት ይልኣከልካ👏👏👏😓😢😢 ሙሉዬ ኣታ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ካባየይ ቀኒሱ ይሃብካ💘 ሕማቅኪ ኣየስመዐኒ ትግራይ ዓደይ💔😢👏👏👏

  • @melawitkbrab1114
    @melawitkbrab1114 5 ปีที่แล้ว +16

    I'm frome Eritrea god bless you brother

  • @Fkri6934
    @Fkri6934 2 ปีที่แล้ว +3

    መምህር ሙሉ ንዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን ብሰናይ ተግባራትና ነቢዐ ኣቦ ውፅዓት

  • @genetberhe4664
    @genetberhe4664 5 ปีที่แล้ว +7

    ኣይ ጥዕና እንተልዩ ኩሉ ኣሎ ።ሓወይ ፈጣሪ ምሕረት የዉርደልካ

  • @almassalmasnegas6978
    @almassalmasnegas6978 5 ปีที่แล้ว +6

    መምህር ሙሉ ሓወይ ዕደመን ጥዕናን ይሀብካ ልሀውና ድማ ፋጣር ምህርት ይውርድ

  • @m.hm.h7429
    @m.hm.h7429 5 ปีที่แล้ว +24

    ጠላማት ኢኩ ብሓቂ
    ንከሙዙይ ዝበለ ወገናኣብ ገዛተዓፁዩ እንትውዕል ብደሞዝ ተቆፁሩ ዝሰሰርሕ ብፃይኩ ክንድዙ ዝግበረሉ ክትገብሩሉ ምተገበረ ብሓቂ ጠላማት ኢኩም
    ብሓቂ የሕዝን
    በላይ ኣይዘካ
    ፈፈጣሪ ምሳካ ይኩን

  • @maryeymoborhun9972
    @maryeymoborhun9972 3 ปีที่แล้ว +10

    እግዚአብሔር ይምሓርሓ ሓዎይ መዓረይ

  • @user-up2vu5mq2v
    @user-up2vu5mq2v ปีที่แล้ว

    ዝሓዝን እዩ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ ክብር ሓወይ ማዓረይ እፍፍፍፍፍ

  • @zufanhadush3615
    @zufanhadush3615 5 ปีที่แล้ว +12

    ፍጣሪ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ

  • @abdelazizeberahim1200
    @abdelazizeberahim1200 4 ปีที่แล้ว +6

    በላየይ ናይ ኩሉ ሰናይ። ሙሉእ ጥዕና ይኣዝዘልካ። ድምፀ ጥዑም ባዓል ላዛ

  • @letaygabreklros4086
    @letaygabreklros4086 ปีที่แล้ว

    እፍፍፍፍ ምሕረት የውርደልካ በላይ ሓወይ መምህር ሙሉየ ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ኣቦ ውፅዓት ኢካ እሞ ኣብ ዘለካዩ ሰላምካ ብዝሕ ይበል

  • @hagosbobb9405
    @hagosbobb9405 5 ปีที่แล้ว +21

    ምሕረት የውረደሉ

  • @user-ck1yj9hk5c
    @user-ck1yj9hk5c 5 ปีที่แล้ว +5

    ኡፍፍፍፍፍ በጣዓሚ ዝሕዝን እዩ ግን አይጀካ እግዚአብሔር ምሉእ ብርሃን ይግብርልካ ዝሓወይ። መ/ር ሙሉ ሃ/ር ብጣዓሚ ኢና ነመስግን አባ ቆርፂ!!!

  • @user-mn1gm5wx5p
    @user-mn1gm5wx5p 5 ปีที่แล้ว +5

    ኡፍፍ እምበር ውሻጠና እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ ዝሐወይ መምህር ሙሉ አቤት ምዕዳል ከምዚ ኢዩ አጆካ እግዚአብሔር ዋጋካ ብሰማይ አየጥፈእልካን ኢዩ።

  • @tupac2paclovechannelt834
    @tupac2paclovechannelt834 5 ปีที่แล้ว +7

    ኩሉ ዝካኣሎ ፈጣሪ ኩሉ አለም ምሕረቱ ይልኣከልካ ሓውና ወለዲ ውን ሙሉእ ጥዕና ወድኩም የሪእኩም ዕድመን ጥዕናን ጥንካረን ይሃብኩም መምህር ሙሉኣለም ሓውና ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብእትገብሩ ሓገዝ ብፈጣሪ ሪከቦ የቀንየልና ክቡር ሰብ መግለጺ ቃላት ይሓጽረኒ ንክገልጸካ ።

  • @alematgirmay8811
    @alematgirmay8811 ปีที่แล้ว +1

    መምህረይ ዕድመ እና ጥዕና ይሃብካ አብ ዝከድካዮ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን

  • @user-zp7ws9vs4r
    @user-zp7ws9vs4r 5 ปีที่แล้ว +1

    እዉይይይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ጃግና ወዲ ትግራይ ንሓውናም ምሕረት ያዉሪደልካ

  • @sasdfasdf9128
    @sasdfasdf9128 ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት የውርደካ ፈጣሪ ዝሓወይ😥😥
    መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያዋይ❤❤

  • @wnie4525
    @wnie4525 ปีที่แล้ว +2

    ቸሩ መድሓኒኣለም ሕማምኻ ቀንጢጡ ምሉእ ምሕረት የውርደልኻ👏ኩሉኹም ነዚ ትርእዩ ድማ ብእመብርሃን ስም ሕድሕድኹም ብልቢ ፀሎት ኣብፅሑሉ እግዚኣብሄር ምሉእ ምሕረት ይግበረሉ👏

  • @user-zg4vv5gw7b
    @user-zg4vv5gw7b 5 ปีที่แล้ว +4

    ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ሓወይ ናተይ ቨጣዓም የሕዚን እት ኩሉ ዘይሳአኖ እዚጋቤሔሪ አምላኪ ምሕረት የውሪደልካ ማዓረይ

  • @user-wt7tr8mm4c
    @user-wt7tr8mm4c ปีที่แล้ว +2

    መምሂር ሙሉየይ ኣቦ ዉፁዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣር💚💜

  • @user-gh8ff6fm6z
    @user-gh8ff6fm6z 5 ปีที่แล้ว +10

    እግዚአብሔር ይማርህ ወንድማችን በጣም ነው ያሳዘነኝ እግዚአብሔር መሉ ጤናህን ይሰጥህ ወንድሜ 😭😭😭😭

  • @aregawhailu7498
    @aregawhailu7498 ปีที่แล้ว

    thankyou mulu hailesilasie, ን በላይ ዉን ምሕረት የዉርድ

  • @RD-yc9vk
    @RD-yc9vk 5 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ምሩ ተባረኽ ከምቱ ናይ ሰብ ጭንቂ መፈትሒ እትረኽቦ ዘለኻ ፈጣሪ ናይ ልብኻ ኹሉ ፍፁም ይኹነልካ ሓውና ምሕረት የውርደልካ ምስ ማሓዙትካ የውዕልካ

  • @user-vt1qh7ym9t
    @user-vt1qh7ym9t 5 ปีที่แล้ว +8

    እውይይይ በላይ ሓውና ምሕረት የውርደልካ
    🙏🙏🙏🙏 ።ሙለረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።

  • @halefomberhe214
    @halefomberhe214 5 ปีที่แล้ว +9

    ወይ ሓወይ አምላክ ምሕረት የዉርደልካ

  • @tsegaarefayne438
    @tsegaarefayne438 5 ปีที่แล้ว +21

    ኣይ ወላዲ ዘይክእሎ ዘየለ ጥዕናካ ሙሉእ ይግበሮ ኣታ ምህር ሙሉየ እንታይ እሞ ክብለካ ናሃትካስ ብምንታይ ቃላት ክገልፆ ኣምላክ ምሳካ ይኩን

  • @tahtayadyabo9177
    @tahtayadyabo9177 5 ปีที่แล้ว +92

    ይቅርታ የሕዋተየ ክሳብ መወዳእታ ክርአ አካአልኩን ብንብዓት ዓነይ ተሸፍኑ አምላክ ምሕረቱ ይአዝዘልካ
    ዓለም ኮቱ

    • @mosazghihaile7955
      @mosazghihaile7955 5 ปีที่แล้ว

      እዝጋቤሄር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ ፡

    • @akopxsgy3362
      @akopxsgy3362 5 ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ ሓዚነኣነስ አክክክክክክክ እዋይ

    • @akopxsgy3362
      @akopxsgy3362 5 ปีที่แล้ว

      ፈጣሪ ባዕሉ ይምሓርካ በላይ ሓወይ

    • @user-cy2qe1nh4b
      @user-cy2qe1nh4b ปีที่แล้ว

      @@mosazghihaile7955 እግዚኣብሔር ከምዚኣ ፅሓፍያ መዓረይ

  • @AsAs-rk1ou
    @AsAs-rk1ou ปีที่แล้ว

    እግዝኣብሔር ኣምላክ ይምሓርካ .
    መምህር መሉ ከዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ለለ7
    @ለለ7 ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት የውርድልካ ሓወይ 🙏
    ኣምላክ ዕድመ ይሃብኻ መምህርዋ💖

  • @ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ
    @ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ 5 ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ናተይ

  • @saraalain3621
    @saraalain3621 ปีที่แล้ว

    መልኡ ይምሓርካ ኣምላኺ ምሕረት ይውርደልካ😢🙏❤

  • @user-db1jq8ew4o
    @user-db1jq8ew4o ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ጎይታዋን ልዉጥ ያብለን ኣዶዋን ሽሕ ዓመት ንበርልና💔😭

  • @user-jd2yq8py2x
    @user-jd2yq8py2x 5 ปีที่แล้ว +1

    እግዝኣብሄር ኣምላክ ሙሉእ ምሕርት የውርደልካ ሓውይ ማዓረይ

  • @hailemariamareaya1816
    @hailemariamareaya1816 5 ปีที่แล้ว +3

    ከያኒ በላይ ዘነበ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ፤፤ ሙሉ ሃይለስላሴ ዝትሰርሖ ዘለካ ስራሕ ዕዙዝ አድናቆትን ክብርን አለኒ፤፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡፡

  • @martamarta2645
    @martamarta2645 5 ปีที่แล้ว +7

    ፈጣሪ ይማሓርካ ዝሓወይ ኣድዋይ እውን ኣጆኺ ልብኺ ተስፋ ሃብዮ

    • @rttrtt9381
      @rttrtt9381 2 ปีที่แล้ว

      ፈጣሪ ይማርው 😭😭😭😭

  • @abdelletifMohammed
    @abdelletifMohammed 2 หลายเดือนก่อน

    መም. ሙሉ ናይ በሓቂ ሒያዋይ ‏‪21:34‬‏ንፉዕ ሰብ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንኹሉ ዝሓመመን ዝሳቀን ዘሎ ጥዕና ይሃብ ካብ ሕማቅ ነገርን ንጸልኦን ፈጣሪ ይሓልወና ።

  • @grmawit1902
    @grmawit1902 5 ปีที่แล้ว +12

    በላይየ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ 🙏🙏🙏
    መምህር ሙሉ የቐንየልና fb ራአዮስ ብጣዕሚ ሓዝነ አምላኽ ምሕረት የውርደሉ።

  • @GgGh-it7rg
    @GgGh-it7rg 5 ปีที่แล้ว +5

    ምሕረት የውርደልካ ዘሓወይ

  • @edgwd3138
    @edgwd3138 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደልካ ክቡር ሓውና ክቡር መምህርና ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብካ ይክፈልካ 👏

  • @netsanetshekor8278
    @netsanetshekor8278 5 ปีที่แล้ว +4

    ምሕረት የውርደልካ ማዓረይ

  • @natna_tube9926
    @natna_tube9926 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ🥺🥺 መምህር ሙሉ ንኽገልፀካ ቃላተዩ ዝሓፅረኒ ፈጣሪ ይኽፈልካ ሓወኒ ትግራይ ተመስንካ🙏

  • @AaAa-tr5ku
    @AaAa-tr5ku 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣምላኽ ምሉእ ጥዕና ይሃብካ ሓወይይ

  • @user-pi8jz9hr8p
    @user-pi8jz9hr8p ปีที่แล้ว

    ምሉእ ምሕረት የዉደልካ ጎይታዋይ ምሉዋይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ ❤❤❤👏👏👏

  • @g890kh9
    @g890kh9 5 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ምሕረት የውረደልካ ሓወይ

  • @Genet398
    @Genet398 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርድ ወይ ዛጥዕና መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @lloveyoutgrayadeydfvhhh9127
    @lloveyoutgrayadeydfvhhh9127 5 ปีที่แล้ว +1

    እ/ር ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ማዓረይ ኣጆካ። ከብድይ በሉዕኒ😢 ። መ/ር ሙሉ እ/ር ይባርካ🙏🙏🙏

  • @aduhabeshawit4238
    @aduhabeshawit4238 5 ปีที่แล้ว +14

    በላይ ሓውና ምሕረቱ ይልኣኸልካ መድሃኒኣለም
    እዋይ ሓወይ
    መምህር ሙሉ መግለፂ ሲኢነልካ ሙሉእ ዕድመኻ እናተሓጎስካ ንበር

  • @user-gc4lv1bv3j
    @user-gc4lv1bv3j 5 ปีที่แล้ว +4

    ወይኔ ወንድሜ እ\ር ምህረት
    ይላክልህ ፈጣሪ አይሳነውም አይዞክ
    ተስፋ ከጌታ ነው

    • @genetgetachew8976
      @genetgetachew8976 5 ปีที่แล้ว

      እግዚአብሄር ይማርህ ወንድሜ እዉነት በጣም ነው ወይ 😭😭😭😭😭😭😭

  • @akberetgerzigiher9461
    @akberetgerzigiher9461 5 ปีที่แล้ว

    ኣንታ መምህር ሙሉ ማዓረይ ከመይ ፀጋ የብዝሐልካ ንደቅኻ ሙልእ ጠዕናን ዕድመን ኣብዝሑ ያሃቦም ብደቅኻ ታሓጎስ ዛሓወይ ማዓረይ ንሓዉና ድምፃዊ በላይ ምሕረቱ የውርደልካ

  • @user-rj3oz5eg3d
    @user-rj3oz5eg3d ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት የውርደልካ እቲ ልኡል እግዛብሔር ኣሜን🙏❤️❤️❤️
    ድግል ማርያም ትምሓርኻ ዝሓወይ🙏😥

  • @nebyatgaltigray9868
    @nebyatgaltigray9868 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕርት ይውርድ ክቡር ኣርትስት በላይ ዘነበ 👏👏👏ወለድና እውን ድካምኩም ኣይጣፍእለኩም እግዚአብሔር 👏👏👏 መምህር ሙሉ እውን ዕደመ ይሃብካ ገዛ ገዛ ዝተዓፅው ንደገ እናውፅእካ እትገብሮ ዘልካ እግዚአብሔር ይክፍልካ 👏👏👏 ሙሉእ ከም ስሙ 💙

  • @winvms2148
    @winvms2148 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህርና ምሕረት የውርደሉ ፈጣሪ ንህዝብና እግዚአብሔር ኣምላክ መዋፃፅኦ ይፍጠረሉ

  • @user-fx3oy1hh3v
    @user-fx3oy1hh3v 5 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ምሕረት የወርድልካ ክቡር ሓውና አድዋኒ ባባ አጆኩም እግዚአብሔር ዝስአኖ የለን ከሕሾ እዩ ። መምህር ሙሉ መግለጺ ቃላት የብለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-io8ie3sf6o
    @user-io8ie3sf6o ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ሓወይ ድማ ናዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን እዩ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ዝሓወይ

  • @cmeracmera5175
    @cmeracmera5175 5 ปีที่แล้ว +15

    ማማየ አጆኪ ክሓዊ እዩ
    አይ ውላዲ ዝረክቦ ኡፍፍፍፍፍፍ

  • @user-tl8ng8ep2j
    @user-tl8ng8ep2j 5 ปีที่แล้ว

    ዓለምዋይ ምሕረት የውርደልካ
    እንካዕ ተረፍካ ምሉእፍፅምምሕረት ይግበረልካ ኣሜን
    ኣታብረክ ወዲይ ልጠየቅካዮ እግዛኣብሄር ይባርካ ያቐንየልናዝሓውና

  • @user-qb1rc9lm3r
    @user-qb1rc9lm3r ปีที่แล้ว

    አይይ እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት የዉርደልካ ጎይታዋይ ማጨለት እዩ መዳሓኒት እግዚአብሔር ክምሕረካ እዩ አየካ አየኩም ወለደይ

  • @user-gv8kz8yh4h
    @user-gv8kz8yh4h 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣየ ሓወይ ምስኪናይ ምሕረት እስኪ የውርደልካ እግዛብሄር ኣምላኽ ንእስነትካ ይርኣየልካ ነቶም ክቡር ወለዲ ክኣ ጽዓሮም ይርኣየሎም የሕዋተይ ምዓንጣ ከብድካ ይበልዕ ኣንታ ጋዜጠኛ ንስኻ ክኣ እግዛብሄር ንህዝቢ ትግራይ ኢሉ ዘውረደካ ፉጡር እካ እሞ እግዛብሄር ጸጋካ የብዝሓዮ ክቡር ሓወይ ካብዚ ንላዕሊ ዝብለካ እኮ ብዙሕ እንተነበረ ቃላት ይሓጽረኒ እዩ ብዝኮነ ኣጆኻ ቀጽሎ እግዛብሄር እውን ብጸግኡ ይሓግዝካ🙏🙏🙏

  • @ሲዱ
    @ሲዱ ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ዉፁዓት ብደቅኻ ታሓጎስ ቃላት የብለይ ንዓኻ እና ተጋሩዋይ ላይ ክ ንግበር ልምንታን ኢና ሪእና ንወፅእ 🙏🙏🙏

  • @user-vw6rq1bv9w
    @user-vw6rq1bv9w 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት የዉርደልካ በላይ ሓዉና ሙሉ ሓዉና ኣምላክ ይባርካ

  • @ሓፍቲተጋዳላይ
    @ሓፍቲተጋዳላይ ปีที่แล้ว

    ኣነስ ዝብሎ የብለይን እግዛብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ 😥💔

  • @gugttyyrfg8549
    @gugttyyrfg8549 ปีที่แล้ว +2

    ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ በለይ ሓወይ እፍፍፍ💔❤

  • @abrehetwoldemariam4750
    @abrehetwoldemariam4750 5 ปีที่แล้ว +12

    ንሓውና ኣምላኽ ምሕረት የውርደሉ ንወለዱ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ሓውና ድማ እግግዚኣብሄር ይባርኽካ።

  • @user-mi9bh9sz2v
    @user-mi9bh9sz2v 5 ปีที่แล้ว +1

    እግዛብሄር ምሕረት የውርደልካ ኣይይይይይ

  • @tsadkantsadkan7125
    @tsadkantsadkan7125 ปีที่แล้ว +1

    እግዛቢሄር ይምሓርካ ዝሓወይ🙏🙏🙏🙏☔️☔️☔️☔️

  • @user-vb7fc3zf2y
    @user-vb7fc3zf2y ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርዱሉ ማዓረይ

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 ปีที่แล้ว

    መምህር ምሉ ዘመንኻ ምሉእ ሓጎስ ዝመልኦ ይግበሮ ፈጣሪ,, በላይ ዘነበ ወዲ ራያዋ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ♥️🙏

  • @user-wr5vu3ne2b
    @user-wr5vu3ne2b 5 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደልካ ሓወይ መ/ር ሙሉ ዓስብካ ካብ እግዚአብሄር ርኮቦ

  • @user-yf7zd7ts4o
    @user-yf7zd7ts4o ปีที่แล้ว

    ሙሉእ ምሕረት የዉርደልካ ኩቡር ሓዉና🙏 መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🙏ኣባ ህዝቢ💖💖💖💖💖🌹🌹🌹

  • @user-xt8tj3cj8f
    @user-xt8tj3cj8f ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡር ሓዉና ኣያና መምህር ሙሉ እንካዕ ብሰላም መፃእኩም💘💘💘ክብር ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የዉርደልካ✝️🤲

  • @rayarayuma9683
    @rayarayuma9683 ปีที่แล้ว +1

    ወላድት ኣምላክ ምሕረት ታውርደልኻ በልሸይ ጥዑም ድምፂ😢😢❤️❤️❤️

  • @user-qe7li2rg3u
    @user-qe7li2rg3u 5 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ኣጀካ መ/ር ሙሉ እውን ዕድመካ የንወሓዮ ዝሓወይ

  • @user-ji8vm1le7f
    @user-ji8vm1le7f 5 ปีที่แล้ว

    እግዝኣብሄር ምሕረት ይሃበካ ሓወይ ፣ ብጣዕሚ የሕዝን

  • @user-qn2vq4rv3p
    @user-qn2vq4rv3p ปีที่แล้ว +1

    ኣይ ዓለም ኣይ ዓለም ኡፍፍ😭ውይ ማዓረይ😭😭ፀበል ውሰድዎ ክገድፎ እዩ ክፍእ መንፈስ እዩ ኣስሩ ሕዝዎ ዘሎ መምህረይ መግለፅ የብለይን እግዚአብሔር ሰላሙ ይመልሰልና ፈጣር ሙሑረቱ ይሃቦ ንሓውናውን ከብዴይ በሉዑን😥

  • @loosemon4410
    @loosemon4410 ปีที่แล้ว

    መግለፂ የብለይን ከማካ የብዝሐዮ መምህር ሙሉ ዕደመ ጥዕና ይሃብካ ንበላይ አውን ኣምላክ ይሓግዝካ ማዓረይ🙏🙏

  • @user-gr3nd7xr5z
    @user-gr3nd7xr5z 5 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ በላይ ሓወይ ንመህርየይ ከዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-vm9di6wd7g
    @user-vm9di6wd7g 5 ปีที่แล้ว +3

    እፍፍፍፍፍፍፍ ምንም አልቻልኩም የኔ አባት ፈጣሪ ይርዳህ

  • @meresaalemu6843
    @meresaalemu6843 ปีที่แล้ว

    ፈጣሪ ምሕረት ይልኣኸልኻ ወድናዋ !!!

  • @merigaltgray7771
    @merigaltgray7771 2 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልካ ዝሓወይ🙏🙏🙏

  • @fisahafutwi6291
    @fisahafutwi6291 5 ปีที่แล้ว +1

    Mulu shikorr I don't have no words to you because you are right nice person and god bless 🙏 one day I will 🤝 to you

  • @rshanrshan2161
    @rshanrshan2161 5 ปีที่แล้ว +1

    ኡፍፍፍፍፍ እይይይይ ሓወይ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልካ

  • @user-md9ti2nu9l
    @user-md9ti2nu9l 5 ปีที่แล้ว +1

    እዋ ሓወይ መዓረይ ከሕዝን እ/ሄር ምሕረት የውርድ

  • @geremariamfrewini7037
    @geremariamfrewini7037 5 ปีที่แล้ว +8

    መምህር ሙሉ ብታኢም ናምስግን ከምዞኦም ዝበለ ሰባት ብምክራብካ

  • @moses9882
    @moses9882 5 ปีที่แล้ว +3

    You are very wise man. Mulu

  • @user-pq6zv4ej4t
    @user-pq6zv4ej4t ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደልካ ሓወይ እመብርሃን ትብፀሐልካ ታርህርህቲ ኣዶኩሊ

  • @fhhjf9904
    @fhhjf9904 2 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የዉርደልካ ፈጣሪ ላብ ዝንበርካዮ ይመልስካ ማዓረይ መምህረይ እዉን ዕድመና ጥዕና ይሃብካ

  • @user-hb6bc2pm7u
    @user-hb6bc2pm7u 5 ปีที่แล้ว +4

    😢😢😢😭😭😭በላይ ሓውና እግዚአብሄር ሙሉእ ጥዕናካ ይመልሰልካ
    መምህር ሙሉ ሃይለ ስላሴ ናይ ክንደይ ሰብ ብክያት ኣብስካ የካ እግዚአብሄር ዋጋካ ይክፈለልካ

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 ปีที่แล้ว

    እዚ ጋዜተኛ ብኣካል ክረክቦሞ ናይ ልበይ ክሓቶ ዝደሊ ሕቶ ኣለኒ ፈጣሪ የራኽበና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ ንበላይ ሓውና ከኣ ምሕረት የውርደልካ እመ ኣምላኽ ምሳኻ ትኹን ሓወይ መዓረይ

  • @user-is9ub8oc6g
    @user-is9ub8oc6g 3 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውርደሉ መድሃኒኣለም🙏❤

  • @user-qd3lt1pi6l
    @user-qd3lt1pi6l ปีที่แล้ว

    እዛብሄር ኣምላክ ባዕሉ ምሕረት የውረደልኻ ሓወይ ማዓረይ😢😢🙏🙏😢😢🙏🙏🙏