ዘመኑ ዘመነ ምምላስ ኢዩ። ክብሪ ንእግዚአብሔር ይኹን። / ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 216

  • @ተዋህዶእዩእምነተይ-ኘ5ዘ
    @ተዋህዶእዩእምነተይ-ኘ5ዘ 2 ปีที่แล้ว +16

    እንኳዕ ብሰላም መጻካ መምህርና ደቂ ተዋህዶ #ሽር_ላይክ_ሳብክራይብ_ኮሞት_እናሃብና ሃናጺ ዝኮነ ሓሳብ እናሃብና ንኩብር መምህርና ነባራተዐዮ ኩቡራተይ

  • @ኦርቶዶክሰተዋህዶሃይማኖቴ
    @ኦርቶዶክሰተዋህዶሃይማኖቴ 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ጐይታ
    ሰራዊት ይመሰገን ሰለ ኩሉ ነገር
    🥀♥♥♥✝️♥♥♥🕊⚘

  • @ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ
    @ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ 2 ปีที่แล้ว +1

    _ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ መምህረይ_

  • @zainababrary6969
    @zainababrary6969 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ትመልስኻ/ኽ እንካዕ ብሰላም መጻኽ/ካ ነብ ታ ቅዲስት ተዋህዶ

  • @brhaneggg7311
    @brhaneggg7311 2 ปีที่แล้ว +8

    እልልልል እስኪ ንበል ደቂ ተዋህዶ በእውነት ኣንሕና ክንዱዚ ዝተሓጎስናስ ኣብ ሰማይስ ክንደይ ሓጎስ ይህሉ ይኮውን
    መምህረይ ውን ዕድመካ የንዋሓዮ

  • @ትርሓሥ_ፈታዊት-ኣቦኣ
    @ትርሓሥ_ፈታዊት-ኣቦኣ 2 ปีที่แล้ว +14

    ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ መዓረይ ኣርእስታ ርእየ ተሓጊሰ ተመስገን❤.......1ይቲ ባዕለይ✌️😋

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዓ ብሰላም መጻእካ ክቡር መምህርና ስልጣን ከሰተ ተባዕ ወታደር ክርስቶስ ናይ ዘበና ሃወርያ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕድመ ማትሰላ ይሃብካ ወሲኩ ሰማያዊ ጥበቡን ምስጢሩን ይግለጸልካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ገና ኩሎም እምነቶም ምስ ፈለጡ ክምለሱ እዩም እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሳኣኖ ለእግዚኣብሔር ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ኣብታ ቅንዕትን ቅድስትን እምነት ኣቦታትና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ የጽንዐና 🤲🤲🤲⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️

  • @እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ
    @እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ 2 ปีที่แล้ว +7

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክብር ይኩን ንስላሴ ክብር ይኩን ንስላሴ ክብር ይኩን ንስላሴ ይክበር ይመስገን አምላክ ሙሴ ተመስገን እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ሥልጣን ሓወይ እንኳዕ ናብታ ቅንዕት ሃይማኖትና ትመለስካ ሓውና ሓፍትና😘😘😘

  • @merhawitkeleta5905
    @merhawitkeleta5905 2 ปีที่แล้ว

    እንቃእ ብሰላም መጻእካ መምህር ስልጣን ጽቡቅ ትምህርቲ ኣብ ኣብታ ሃቀና ሃይማኖትና የጽንኣና

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 2 ปีที่แล้ว +11

    እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላምካ ብክርስቶስ ይብዛሕ ክቡር መምህረይ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ዘመናካ ይባርከልካ
    ናብ ሃይማኖትኩም ትምለሰልኩምለ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ/ኪ

  • @zemenokubaldet1102
    @zemenokubaldet1102 2 ปีที่แล้ว

    እንኻዕ ብሰላም መጻኻ ኩቡር ሓዉና መምህር ስልጣን እግዚአቢሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ቃል ሕይወት የስምዓልና።

  • @ዉለተመድህንየተዋህዶልጂ
    @ዉለተመድህንየተዋህዶልጂ 2 ปีที่แล้ว +19

    ወንድማችን እግዚአብሔር ይጠብቅህ

  • @ጓልተዋህዶእየ
    @ጓልተዋህዶእየ 2 ปีที่แล้ว +5

    ሰለሁሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ክብር ሓውና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋዉን ያብዘሐልኻ
    አሜን አሜን አሜን

  • @ጓልተዋህዶትግራይ
    @ጓልተዋህዶትግራይ 2 ปีที่แล้ว +9

    እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ ክቡረ ሓወና ሰለምካ የብዘሓዮ ምስ ዕደመናን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ👏

  • @ኤልሻዳይመሪፁዘክበረኪ
    @ኤልሻዳይመሪፁዘክበረኪ 2 ปีที่แล้ว +1

    ክብሪ ይኩን ንእግዚአብሔር 🙏እንቋዕ ብ ሰላም መጻካ ሥልጣነይይ❤️😍 እዚግዚአብሔር ንኩሎም ካብ ሃይማኖቶም ሪሒቆም ዘለው ናብታ ቅንዕታ ሃይማኖቶም ክመልሶም ነዓና ከአ ኣብዛ ቅንዕቲ ሃይማኖትና ቀጽንዓና ሰናይ ፍቃድ ይኩን 🙏🙏🙏 ⛪️💒💒ሥልጣነይ ከአ እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ 🙏🙏🙏

  • @hntsawelday7809
    @hntsawelday7809 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና ኣሜን ዘመኑ ሓጎስ ይግበረልና ኣብትሕቲ ፈጣሪ ፍረ ጻማኩም እዪ ስልጣን ሓውና

  • @ተስገንአምላኬስለኩሉነገር
    @ተስገንአምላኬስለኩሉነገር 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ካብዚ ብላዕሊ ዘሐጉስ ነገር የለን ክብርን ምስጋናን ☝️ንልዑል ጎይታ ይኩን እንኳዕ ናብዛ ሂወት እልትዘርእ ኦርቶ ዶክስ ተዋህዶ ብሰላም መፃእኩም /ን
    ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🤲❤️👏

  • @tesfamariam2155
    @tesfamariam2155 2 ปีที่แล้ว

    መምህር ስልጣን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቢካ

  • @akberetberhane6521
    @akberetberhane6521 2 ปีที่แล้ว +1

    ክብር ይኩን ንስላሴ . ክብር ይኩን ንስላሴ .ክብር ይኩን ንስላሴ ፡ይክበር ይመስገን አምላኽ ሙሴ ፡✝️✝️✝️🤲🛐🙏💒♥️

  • @habentesfahiwet739
    @habentesfahiwet739 2 ปีที่แล้ว +2

    ፍረ ጻዕርኻዩ መምህረይ

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ጰ3ለ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ጰ3ለ 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ስልጣን ሓወይ
    እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን
    💕💕💕

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat147 2 ปีที่แล้ว +4

    ክብርን ምስጋናን ንእዝጋብሄር ኣምላክ ይኹን🙏✝️

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 2 ปีที่แล้ว +1

    ተመስገንካ ኣምላኬ ክብርን ምስገናን ንእግዛቢሔር ኣምላክ ይኩን 👏ስልጣነይ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና❤

  • @TM-yl8bg
    @TM-yl8bg 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜንንን 🙏🙏🙏⛪🕊️❤️🤲

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 2 ปีที่แล้ว +1

    ክብሪ ይኩን ንስላሴ።

  • @አፀደማርያም-መ7ቘ
    @አፀደማርያም-መ7ቘ 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ እኳን በሰላም መጻኻ ቃለ ህይወት ያስምዐልና ፀጋኡ የብዝሐልኻ ስለ ኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን እኳን ብሰላም ናብታ ቀጥተኛ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብሰላም መጻኺ/ኻ አቤቱ ያጽንዕኺ/ኻ አይዘኺ/ኻ በርትዒ/ዕ ተመስገን ንቶም ኻልኦት ለ ልቦና ይሃቦም ይሃበና አሜን፫

  • @medhanitgaltgraytgray2732
    @medhanitgaltgraytgray2732 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የመዐልና ስልጣን ሓውና ።

  • @ngstiabera1085
    @ngstiabera1085 2 ปีที่แล้ว

    ሰላምካ ብክርስቶስ ይብዛሕ መምህረይ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኦግዚኣብሔር አምላክ

  • @ትምኪሕተይኢኪማርያምይ
    @ትምኪሕተይኢኪማርያምይ 2 ปีที่แล้ว +1

    በሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐና እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብሪ መምህር እግዚአብሔር ፀጉኡ የበዘሓላካ ካባካ ቡዝሕ እናተማህረና ኢና እሞ 🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌺🌺🌺🌺♥♥♥👏👏👏

    • @hhggcc6251
      @hhggcc6251 2 ปีที่แล้ว

      ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡር መምህረይ

  • @furtunamehansho8559
    @furtunamehansho8559 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት ይሰማዓልና ሰልጣን ሓውና

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ ክቡር መምህርና ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ 💖 ንዓናም ምስትውዓሉ ይዓድለና እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ድማ ተመለሰት/ተመለሰ ክብር ን እግዚአብሔር ይኹን

  • @ዮዳሄንኹሉ
    @ዮዳሄንኹሉ 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ስልጣን ሓወይ
    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ❤️
    ተመስገን ኩሎም ንኽምለሱ እመ ኣምላኽ ብጾሎታ ትሓግዞም አሜን፫👏 So ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላኣለም ትንበር አሜን፫🤲❤️

  • @tsguatesfay6334
    @tsguatesfay6334 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሓልካ ጥበቡን ምሽጥሩን እና ገለፀልካ ይኽድ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏ምኽርኻን ማዕዳኻን አብ ልብና የሕድረልና ስልጣን ሓውና 🙏💖💖💖💖

  • @HadishTekletsion
    @HadishTekletsion ปีที่แล้ว

    ልልልልልልልልልል እንቋዕ ብድሓን መጻኪ/ካ

  • @seluselu6245
    @seluselu6245 2 ปีที่แล้ว

    ቃለሂወት የሰምዓልና መምህረይ ኣሜን(3) እልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @ry8319
    @ry8319 2 ปีที่แล้ว

    አግዚአብሔር ይመስገን ሰላማካ ይብዘሐልና ስልጣን ሓውና በሓቂ ቃለ ህይውት የስመዐልና ፀጉኡን በረከትን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ😍😍🙌🙌

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
    @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡን በረከቱን የብዘሓልካ እቶም ናብታ ቅንዕቲን ፅርይትን ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ዝምለሱ ካኣ እግዚአብሔር አምላክ ይደግፎም

  • @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
    @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ጥበብን ምሽጥርን እናገለፀልካ ይኽድ ናይ አግልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ኣብ ቤቱ ይንብርካ እግዚአብሔር አምላክ ልሰመዕናዮ ልትማሃርናዮ ኣብ ልብና ይሕድረና ምስተዉዐሊ ዕይነ ልበና ይሃበና ልቢ ልድያ ዝኻፈተ ልብና ይኽፈተልና እግዚአብሔር አምላክ አሜን ፫ ✝️
    ወስብሃት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ክብር ይኹን አሜን ፫ ክብር ለእግዚአብሔር ይኩን 👏👏👏

  • @goodboyhabasi1287
    @goodboyhabasi1287 2 ปีที่แล้ว

    መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏👏💗💗💗

  • @asly8915
    @asly8915 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስመዐና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ስልጣን ሓወይ ❤️🙏🙏🙏

  • @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
    @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ክብር መምህረይ እንኳዕ ብስላም መፃእካ ✝️

  • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
    @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምታካ ይብዛሕ ብእግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህራይ
    አሜን አሜን አሜን ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህራይ👏👏👏

  • @natnaelmahari5843
    @natnaelmahari5843 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ እግዚኣቢሄር ይመስገን መሊሱ ምስጢሩ ይግለጽ

  • @nohb.r4254
    @nohb.r4254 2 ปีที่แล้ว

    እንቃዕ ብዳሓን መጻእካ ሰልጠነ ሓወይ ንዝተረፉ ካኣ ከምዚ የርእየና እዝጋቢሄር ኣምላክ"

  • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ
    @የንጉስክርስቶስልጅነኝ 2 ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እዩ እምበይ እንካዕ ብሰላም ተመለስኪ/ካ መዓረይ ስልጣነይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ክቡርን ምስገናን ንልዑል እግዚአብሔር ኣምላክ ይኩን

  • @weletewahid7742
    @weletewahid7742 2 ปีที่แล้ว

    ተመስገን ጎይታ እንታይ ይሳአኖ ገና ስልጣነይ ካቤቶም መንገዲ ስሒቶም ዝከዱ አሕዋተ ክምለሲ እዬም ንሕና ደማ እልል እናበልና ክንቅበሎም ኢና ክብርን ምስጋናን ንጎይታ።

  • @የሰማእቱየቅድስመርቆሬዎስ
    @የሰማእቱየቅድስመርቆሬዎስ 2 ปีที่แล้ว

    እልልልልል 🌺 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓዉና 🌺 ኣባኻ ሓድሩ ዝመሃረና ክብር ምስጋናን ንሉዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይኹን 🤲🤲🤲🥰🥰🥰🕊🕊🕊🕊 ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ለዘላኣለም ትኑር ኣሜን🤲🤲🤲🤲🤲

  • @ዕባይገጠርወጀረተይቲ
    @ዕባይገጠርወጀረተይቲ 2 ปีที่แล้ว

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓዉና ሰልጣን ንዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልዑል እግዚአብሔር እንካዕ ብሰላም ምፅኡ ክቡራት ኣሕዋትና ዝተፉ እንውን ንዝኦም ይምሰልም

  • @genigeni4070
    @genigeni4070 2 ปีที่แล้ว

    እግዜኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ስልጣን ሓወይ

  • @vcd5555
    @vcd5555 2 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ይመስገን
    ብጣዕም ደስ ይበል ትምርት ❤
    ሓወይ ናተይ ናብ እምነቱ ካብ ድምለስ ደስ ይብል
    ዘበኑ ናይ ምምላስ እዩ ኢሞ ሓወይ ናብ ክብርት ዝኩነት ሃይማኖቱ
    እግዚኣብሔር ይመልሰለይ 🤲🤲🤲
    ፍቃድ ኣምላኽ ይኹን 🤲🤲🤲

  • @misiambeyene2568
    @misiambeyene2568 2 ปีที่แล้ว +1

    ጽብቅቲ መልሲ ኣብቲ ዘለኩዎ ሃገር ንምንታይ በቲ ዘለኩሞ ዓዲ ዘይ ትዛረቡ።ጽርይቲ መልሲ!
    ቃለ ሂወት የስማዓልና ክቡር ሓውና።

  • @ሕልፊጋልተዋህዶ
    @ሕልፊጋልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว

    ልኣኻመግለፂ የብለይ ቃልሂወት የስመዐና ክቡር ሓወይ🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🙏🙏

  • @ማርያምናትይ
    @ማርያምናትይ 2 ปีที่แล้ว

    አሜን እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመስገን ቃል ህይወት ያስመዕልና ፀጋኡ ያብዝሕልካ ስልጣን ሓወይ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላኽና ይመስገን ❤💗💗💗👏

  • @weyalzemen9898
    @weyalzemen9898 ปีที่แล้ว

    ብሉፅ መምህረይ ኣምላክ ፀግዑ የብዘሐልካ ሰልጣን ሓወይ

  • @ራሄልጓልቀሺ
    @ራሄልጓልቀሺ 2 ปีที่แล้ว +1

    ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሔር ይኹን ንተሳሓሕትና ንዘለና ድማ ናብቲ ጥንታዊት ሃይማኖትና ይምለሰና 👏👏👏

  • @fserfeer2063
    @fserfeer2063 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ አብ እምነትና የፅነዐና ፈጣሪ ክሉ ዓለም

  • @ምልኣትየማርያምልጅነኝ
    @ምልኣትየማርያምልጅነኝ 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ ሰላምካ ይብዛሕ ፀጉኡ የብዘሐልካ እመብርሃን ኩሉ ግዚ ምስካ ተኩን አሜን፫❤🌹💒
    ሓፍተና ወይ ሓውና እንካዕ ብሰላም ተመለስኪ/ካ ናብታ ቅንዕቲ ሃይማኖትና

  • @semharfetwi3866
    @semharfetwi3866 2 ปีที่แล้ว

    ክብሪ ንእግዝኣብሄር ይኸን ❣️🙏

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 2 ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልል አስመ ኣልቦ ነገር ዘይሰኣኖ ለአግዝአብሄር ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህረይ አግዝአብሄር ከመካ ዝበሉ ብዝሕ ይበሉልና መምረይ አግዝአብሄር አውን ኣባኩም ሓዲሩ ስርሑ አናሰረሐ አዩ❤

  • @tsegaighebremariam7509
    @tsegaighebremariam7509 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓዉና ስልጣን።

  • @mulueabraha4451
    @mulueabraha4451 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ፍረጓልተዋህዶ-ቐ6ፈ
    @ፍረጓልተዋህዶ-ቐ6ፈ 2 ปีที่แล้ว

    አግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምካ ብክርስቶስ ይብዛሕ ክቡር መምህረና ስልጣን ሓዉና እንኳዕ ዳሕና መፀእኻ ተመሰገን አምላኽ ዕልልልል ክንደይ ደስስ ይብል ንዓኻ አዉን ፀጋ አብ ሊዕሊ ፀጋ ይዓድልኻ ክቡር ሓዉና

  • @ኦርቶዶክስናትዉቤቴ
    @ኦርቶዶክስናትዉቤቴ 2 ปีที่แล้ว

    እንካዕ ዳሓን መፃእካ ክቡር መምህርና 🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
    ሰለኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክና ይመስገን ክንደይከ ደስ ዝብል ቅንያትእዩ✝️✝️ እንካዕ ዳሓን መፃእኪ ክብርቲ ሓፍትና ወድሰብ መጨረሽኡ እንክፅብቅ እዩ ዝበለፀሞ ንኩላትና መጨረሻና የፀብቀልና እግዚአብሔር አምላክና አሜን አሜን አሜን🤲🤲🤲💘💘💘💘

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለሂወት የስማዓልና ስልጣንሓወይ ሻላ ተቢዕካ ኣብእምነትካ ዝፀናዕካ ክንደይሂወት ኢካ ኣዲሕንካ ገናውን ኩሉ እቲ ብዘይፍላጥ ዝከደ ህዝቢ ናብታ ቀጣን ፀባብንቅንዕቲ ሕልክላጥ ዘይብላ ኦርቶዶኩስ ተዋህዶ ክምለሱ እዮሞ ኣጆካ በርትዕ እመብርሃን ትሓልውካ ስልጣን ሓወይ

  • @ፍኖተረድኤትዩቱብ
    @ፍኖተረድኤትዩቱብ 2 ปีที่แล้ว

    መምህረይ እግዚአብሔር ይመሥገን እንኳዕ ብደሓን ተመለሰ (ተመለሰት)

  • @_Godolyas7696
    @_Godolyas7696 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና እግዚአብሔር ፀጋኡ የብዘሐልካ ደስ ባሃሊ በእውነት

  • @mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ
    @mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ 2 ปีที่แล้ว

    ተመስገን ክብሪ ንእግዚአብሔር ይኹን👏

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx1378 2 ปีที่แล้ว

    እግዛኣብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃካ መምህረይ ቃል ሂወት የስመዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @የድንግልማርያምልጁነኝ
    @የድንግልማርያምልጁነኝ 2 ปีที่แล้ว

    በወነት ቃለ ሂይወት ያስመዐልና ክቡር ሓውይ ፀጋኡ ያብዛሕልኻ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመይ ጥዕና ያሀበካ ፈጣር

  • @ሓፊቲገሬየማኛ
    @ሓፊቲገሬየማኛ 2 ปีที่แล้ว

    እንካዕ ዳሕና መፃእካ ስልጣንየ💞💞

  • @ንኩሉግዜኣለዎ-ዘ4ቀ
    @ንኩሉግዜኣለዎ-ዘ4ቀ 2 ปีที่แล้ว

    በሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚኣብሄር ኣምላክ

  • @ደካማነኝእኔእርዳኝአምላኬ
    @ደካማነኝእኔእርዳኝአምላኬ 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህረይ ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ባሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዚሐልካ ስልጣን ሓወይ ሰለቲ ኩሉ ውዕለታኡ አምላክና ይመስገን አሜን፫
    ትምለስለኹም/ኽን እንኳዕ ናብዛ ጥንታዊት ቤትኹም ብሠላም ተመለስኹም/ኽን ክቡራት አሕዋተይ

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti.... 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ👏❤🌿

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ፀ5የ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ፀ5የ 2 ปีที่แล้ว

    ተመስገን ክብሪ ይኩን ንልዑል ጎይታ እንኳዕ ናብታሂወት እልትዘርእ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ድሓን መፃእኩም
    ስልጣን ሓወይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🌷👏

  • @ውቅያኖስእዩዓቅለይ-ቨ8ሸ
    @ውቅያኖስእዩዓቅለይ-ቨ8ሸ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ መምህረይ መዓረይ ❤️

  • @godisplan461
    @godisplan461 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ ቃል ሂወት የስማዕልና ሱልጣን ሓዉና ፡ኣስዕብ ኣቢለ ክሓቶ ደልየ ዘለኩ ሕቶ ካኣ ፡መቸም ከምዚ ትፈልጦ እታ ኦርተዶክስ ሃይማኖትና ኣብ ክልተ ተከፊላ ኢና ንርያ ዘለና ፡እቶም ታሃድሶ ገዲፍካ ማለተይ እየ ፡ሕጂ እቲ ሳዓቢ ሲ በየናይ መምርሒ ክከይድ ከም ዘለዎ ኣብርህ ኣቢልካ ተትገልጸልና ክንደይ ደስ ምበለኒ ፡ ሑተይ ተረዲካ ክከዉን ተስፋ ይገብር ፡ በቶም ናይ ኣቦና እንጠንዮስ ዝብሉ ዝነበሩን ዘለዉን ዉን ዶ ወላስ በቶም ብ ናይ ኤረትራ ዝምሓደሩ ,፡ወላስ ብ ክልቲኦም ተተማሓደርና ሺግር የብሉን

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ መምህረይ
    ተመስገን ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን👏

  • @Awliemeror
    @Awliemeror 2 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን፡ ተባረኽ መምህር

  • @ሸዊትዘ-ክርስቶስ
    @ሸዊትዘ-ክርስቶስ 2 ปีที่แล้ว

    ክብርን ምስጋናን ንእግዝኣብሄር ኣምላኽና ይኹን መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ

  • @ትግራይዓደይሂወተይ
    @ትግራይዓደይሂወተይ 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ሱልጣነይ ከምዚ ከማይ ግን ኦርቶዶክስ ናሃለየ ብኦርቶዶክስ ሃይማኖት መንፈሳዊ ቅንኢ ዝሓድሮ ይህልዶ ተመስገን ኣምላኬ ናይካ ልገበርካኒ🤲🤲🤲

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 2 ปีที่แล้ว

    ክብሪ ንእግዚኣብሔር ይኹን ብሓቂ

  • @ተመስጌንፈጣሪአስፉመስረት
    @ተመስጌንፈጣሪአስፉመስረት 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቃ ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ

  • @salama9687
    @salama9687 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ስልጣኑ ሓውና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ ክብሪ ለእግዚአብሔር ይኩን ዝተረፉ ኣሕዋትና እግዚአብሔር ይመልሶም

  • @እግዚአብሔርኣምላክይ-ዘ1ሸ
    @እግዚአብሔርኣምላክይ-ዘ1ሸ 2 ปีที่แล้ว

    እግአዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ቃል ሂወት የስመዕልካ ክቡር መምህረይይይ💞💞💞💟💟💟

  • @ተመሰገንኣምላክ-ረ8ሰ
    @ተመሰገንኣምላክ-ረ8ሰ 2 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ይመሰገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር ሓዉና ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐል ፀጉአ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና እንካዕ ብሰላም መጻኣኪ ወይ መጻእካ

  • @አምላኽይተበዳሊትእምበርበ
    @አምላኽይተበዳሊትእምበርበ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይውት የስመዐልና ክብር ሓውና ኩሎም ንክምለሱ አምላኽ መስተውዐሊ ልቦና ያዓድሎም

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን ይክበር አሜን አሜን አሜን አሜን ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና
    ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓዉና
    አባአካ ሓዲሩ ንዘምህርና ቁዱስ እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን ይክበር

  • @ግረማነሸጓልተዋህዶ
    @ግረማነሸጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም ምፅእካ መምህረይ ቃል ሂወት የሰመዐልና ዕደመን ጥዕናን ይሃበኻ ፍጣሪ

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
    @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ኣምላክ የብዘሐልኩም ስድራ ልዑል እግዚኣብሔር ❤❤❤ እግዚኣብሔር ይመስገን ብሓቂ ኣምላክ ይክበር ይመስገን ዝጠፍኡ ኣሕዋትና እውን ይመልሰልና
    😊😊😊

  • @ተመስገንፈጣሪ-ፈ1ቀ
    @ተመስገንፈጣሪ-ፈ1ቀ 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ማዓረይ

  • @ጣዕምጓልተዋህዶ
    @ጣዕምጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +6

    እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምህ በክርሰቶሰ ይብዛልን ውድ ወድማችን በእውነት ቃል ህይዉት ያሰማልን ፀጋውን ያብዛልህ እግዚአብሔር አምላእክ አሜን፫
    ሰለሁሉም ነገር እግዚአብሔር ይመሰገን እንኳን በሰላም መጣቹ 💓💒

  • @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
    @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ 2 ปีที่แล้ว

    አሰይይይ ተመስገን አምላክ
    አብ ትሕቲ እግዚአብሔር ከኣ ፍረ ጻዕርካ እዩ ስልጣነይ አምላክ ጸግኡ የብዛሓልካ

  • @פייבןגאיים
    @פייבןגאיים 2 ปีที่แล้ว

    እሰይ እልልልልልልልል ተመስገንካ ኣምላከይ ናብታ ሓቀኛ እመነት ብምጾኦም ሓጎስን ባህታን ይፈጥረልካ እንቃዕ ብሰላም ተመለስካ ተመለስኪ ደስ ዝብል

  • @ግርማነሸጋል70እንደርታ
    @ግርማነሸጋል70እንደርታ 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ ክቡር ሓወይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🥰🥰🥰
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ✝️
    🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🥰🥰🥰
    ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️🙏

  • @ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ
    @ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ 2 ปีที่แล้ว

    እንካዕ ብሰላም መፀእካ መምህርይ❤❤

  • @hdjgyd3034
    @hdjgyd3034 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ክብር ሓውና

  • @samriytub7032
    @samriytub7032 2 ปีที่แล้ว

    ሓጎስካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና 👏👏

  • @alugaltigray9572
    @alugaltigray9572 2 ปีที่แล้ว

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉእ ይብዘሐልካ🙏❤

  • @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
    @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ደሓን መፃካ ስልጣነይወረ ሓጎስ ይግበረልና

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ 2 ปีที่แล้ว

    መምህረይ ሰላምካ ይብዝሐለይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ወድነይ