ብሰንኪ ዕደና ወርቂ ክትስረዝ ተዳልያ ዘላ ዓዲ? ንሕና ዲና ባንዴራ ኢትዮጵያ ሕዚና ወጺእና? ኣዘራራቢ ፈተነ ቅትለት ትራምፕ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
  • #eritrea #eritreanmovie #eritreancomedy #tigray #ethiopianews #tigrignamusic #eritreantiktok2023 #eritreannews #eritreanfilm #eritreanmusic

ความคิดเห็น • 72

  • @abimass5642
    @abimass5642 หลายเดือนก่อน +3

    ይሙን ጅግና ሰንዶ ጥራሕ ኣብ ሓራ ኤርትራ ብኩርዓት ክትዛረበሉ ኢኻ ። ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ። 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @bettygebru2975
    @bettygebru2975 หลายเดือนก่อน +3

    Thank you so much for the hard work and time Yumun hawna! 💙💚💙

  • @NebiatOgbamichael-uo2di
    @NebiatOgbamichael-uo2di หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙May God’s blessings be with you and your wonderful family always amen 🙏

  • @neghestigebru4168
    @neghestigebru4168 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ጨካን ገዛኢ አብ ታሪክ ተራእዩ ዘይፈልጥ ጸላኢ ህዝቢ ኤሪትራን ጸላኢ እታ ኢሪትራ ትብሃል መረትን እዩ:BNH መንሰይ ምሴ ህዝብካን ሃገርካን እካሞ ካብ ርሰት አድሕን:
    Yemane Info Media ንህዝቢ እትገብሮ ምንቅቃሕ ናይ ቃልስን ፍትሕን ዓቢይ እጃም ስለዝኮነ ቀጽሎ አጆካ:

  • @yonasfesha4490
    @yonasfesha4490 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቱም ሰባት ከምዞም ካርነሽም ኩሎም ከም ባዓል እምባደርሆን ከባቢኡን ዘሎ ዓድታትን፡ ጽንዓደግለ ካብ ሰገነይትን ድግሳን ጀሚርካ ዘለዋ ዓድታት መስዋእትን ውርደትን ዝራኣየን ዝተዋረደን፡ ህዝቢ የለን። እቶም እምባደርሆ ገዛን፡ ምሉእ ንብረትን ከይተዋህቡ ክግዕዙ ምስ ዝጅምሩ መቸም ጠፊኦም ማለት ኢዩ። በዞም እራይ ምራይ ህበይን፡ ክሻን፡ ቻርልን፡ እንተውጺኦሞም መቸም ምጾታት ኢዩ። ወርቂ ቢሻ ከማን ኣበይ ከም ዝኣተወ ዝፈልጥ የለን ።

  • @tesfasilasiehaylemaryam841
    @tesfasilasiehaylemaryam841 หลายเดือนก่อน +5

    ኢዞም ደገፍቲ ልቢ ዝበሃል የብሎምን ብታኢሚ ኢዮም ዘፍሩ

  • @user-cw2yi3ne8x
    @user-cw2yi3ne8x หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ሰላም ከመይ ሓዲርካ ይሙን

  • @merry7267
    @merry7267 หลายเดือนก่อน +3

    💙💙💙💙💙💙💙💙👍🙏

  • @bettygebru2975
    @bettygebru2975 หลายเดือนก่อน +2

    As long as higdef is in power, the sufferings of our people will continue😡😡😡

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele9819 หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @berekethaile6493
    @berekethaile6493 หลายเดือนก่อน +4

    ሰላም ዩሙን💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @mussielegese8072
    @mussielegese8072 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ሰላም 🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @shikorskorina1198
    @shikorskorina1198 หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙

  • @user-br9ig5ji7q
    @user-br9ig5ji7q หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @AndyiNuguse-mg1zx
    @AndyiNuguse-mg1zx หลายเดือนก่อน +5

    It's very sad 💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 thank you dear brother Yemane.

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 หลายเดือนก่อน +3

    💙💚💙

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes1978 หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙💙🍎🍎🍎

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 หลายเดือนก่อน +3

    Welcome Yemane information media

  • @user-ui8hv3mc8w
    @user-ui8hv3mc8w หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙💙💙

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn
    @HiwotKidanemariam-bu6yn หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤💙💙💙🎉

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 หลายเดือนก่อน +4

    Yemane hewey helefitom do aykonun eitiyopia keytiferis yiaekilena kinitieri eina zibelu

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 หลายเดือนก่อน +2

    Isseyas chekan sis nay kurin xahayn dengxkalom 😢😢

  • @haneber7369
    @haneber7369 หลายเดือนก่อน +1

    🆓💙ነጽር✍️ስፋሕ✍️ተዓወት!!✊💙🆓

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 หลายเดือนก่อน +1

    👍👍👍👍👍

  • @tirhasghbray1049
    @tirhasghbray1049 หลายเดือนก่อน +2

    Good morning Yemane weday 🌿🌿💙💙🩵🩵

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 หลายเดือนก่อน +2

    🙏🙏🩵🌿🩵🌿🩵🌹🌹✌️

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 หลายเดือนก่อน +2

    ሃገር ማለት ህዝቢ ኢዩ።
    ጸላኢ ብህዝቢ አይግድሶን።
    -_-_-_-_-
    ህዝቢ ኤርትራ
    አብ ኩሉ ዓለም አሎ።
    መን ኢዩ'ሞ ገጽ ንገጽ ምስ ጸላኢ ክከውን።
    ሐደ ሐዲኦም ናቶም ምስል ሽም እንዳውጹኡ ተቃወምቲ ይብሉ።
    ግን'ከ አብ ጎኒ መንእሰያት ኤርትራ (ብርጌድ ንሐመዱ) ጭራሽ የለውን።
    ተቋመርቲ
    ይብሎም።
    ሃገር መንእሰይ ኢዩ ክሕልዋ ዝክእል።
    ብርጌድ ንሐመዱ አጆኩም ናቱኩም ብተግባር ይበልጽ።
    ዓወት ምሳኩም ፍሉጥ።

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 หลายเดือนก่อน +1

    Selam mulugeta hewey anbesa bitaemi nufue yekenyelna naykulu zigeberikayo amlak biselam wedieika biselam nab adika yimilesika

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 หลายเดือนก่อน +1

    ማዕበል ትሩፋ ዕዮ ገዝኡ እያ ወርቂ ቢሻ ተሓሊቡ ተወዲኡ ኣብ ጁባ ኢሰያስ ዉዒሉ ሕጂዉን ወርቂ እምባ ደርሆ ከምኡ እቲ ዝኸፍአ ደቂ እቲ ዓዲ መምበሪኦም ክስእኑ እዮም

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 หลายเดือนก่อน +1

    Wc yumuney ❤❤

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 หลายเดือนก่อน +1

    Selam yemane hewey anbesa nae ADIna kulu zigerim eyu

  • @selameu.wediyhager7969
    @selameu.wediyhager7969 หลายเดือนก่อน

    Ja, wir eriteer🇪🇷☠️ wir nur.

  • @elsaberhane3594
    @elsaberhane3594 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli8017 หลายเดือนก่อน +2

    ዝገርመካ ኢዩ የማነ፡ ይዝከረኒ ዓሚ ከምዚ ቅነ ኣቢሉ፡ ካብ ነበርቲ እታ ዓዲ ሓደ ሰብ ዝበለኒ ኔሩ። ኣጋጣሚ እቲ መዓድን ወርቂ ተረኺብሉ ዝበሃል ዘሎ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ኣብ ማእከል እታ ዓዲ ኢዪ፡ ማለት ናብዚ ኣብ ውሽጢ 20 ዓመታት ናብተስፋሕፍሓሉ ዘላ ዘይኮነስ ኣብቲ ናይ ኣቦሓጎታት ናይዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ኢዩ። ኣብ ዕደና ክውዕል ስለዝኾነ እዚ ዓድኹም ብጥሪኣ ገዕዙ ኢዩ ኢልዎም። ዓበይቲ ዓዲ ከኣ ብምቕሉል ኣገባብ ሕራይ ንግዓዝ ግን መተካእታ ይወሃበና ኢሎሞም። ዝተዋህቦም መልሲ እንተኔሩ፡ ኤርትራ ብዓባያ እንድያ ዘላትኩም ናብ ድሌትኩም ዓዲ ወይ ከባቢ ኬድኩም ስፈሩ ኢሎሞም። እቶም ተወከልቲ ዓዲ ከኣ ናይ መን ዓዲ ኢልና ክንሰፍሮ ብዓልኹም መሰነይታ ኣተሓሒዝኩም ከተተሓሕዙና ኣለኩም፡ ዝብል ሪኢቶ ምስ ሃብዎም፡ ዝገደደ ግርምቢጥ መልሲ ኢዮም ረኺቦም፡ እቲ መልሶም ከኣ፡ ካብዘን ዝቐረባኹም ዓድታት በለዛን ዓድንፋስ ድዩ ደፈረ ይኹን ጸሓፍላም ጀሚርኩም ክሳብ ጋሽ ባርካን ሃዞሞን ኬድኩም ክትሰፍሩ ትኽእሉ ኢኹም፡ ኣብቲ ትኸድዎ ቦታ ምስ ዘለዉ ምምሕዳራትን ኣካላት መንግስትን ሓቢርኩም ከኣ ትነብሩ ካልእ የለን እዚ እኮ ኤርትራ ኢዩ። ኩሉ ኤርትራዊ ከኣ ይነብረሉ፡ ብዛዕባ መጎዓዚዶ ካልእ ውን ሕቶ የብሉን፡ ዘለኩም ሸጥኩም ኣብ ምጥራይ ድዩ ዝሕሸኩም፡ ዋላስ፡ መጎዓዚ ኪኢልኩም ምኻድ ንዓኹም ኢዪ ዝምልከት ምስበልዎም፡ ነዚ ዝተቓወሙ ሽማግለታት ከኣ ከም ዝተኣሰሩ፡ ሰሚዕና ኔርና። ነዝን ክንድዝን ጨካን ኣተሓሕዝኡ መዚኑ ኢዩ ከኣ ደላይ ፍትሒ ዘበለ ናይ ቃልሲ መስመር፡ ንስርዓት ህግደፍ ካብ ሱሩ ክብቆስ ዘለዎ ትካል ግበታን ባርባራውነትን ኢዩ ዝብሎ።

    • @yemaneyohannestube9477
      @yemaneyohannestube9477  หลายเดือนก่อน +1

      ጽቡቅ ኣለካ። እዚኣ ኮ ከምታ ናይ ከባቢ ጸሮና ዘለው ዓድታት ኣብ ጋሽባርካ ወሲዶም ዝጎሓፍዎም ያ ትድገም ዘላ። ብዓቢኡ ምጽራይ ማዕድን ብዙሕ ጥንቃቀን ገንዘብን ዝሓትት ዩ። ንእምባ ደርሆ ጥራሕ ዘይኮነ ንብዙሕ ዓድታት ክብክል ዝክእል ስራሕ ዩ። ህግደፍ ከኣ ናይዚ ደንታ የብሎምን

    • @hailuweld
      @hailuweld หลายเดือนก่อน

      ኣንታ ዳንደ ደንቆሮ እቲ ዝካላበት ዘሎ ህዝቢ ሕሰብ ኣንታ እዞም ባራዩ እናራኣዩ ዝዓወሩ እናሰምዑ ዝጸመሙ ከምቲ ኣቦታትና ዝብልዎ እናሰመዔ ዝጸመመ እናራኣየ ቅበሮ እዩ።

  • @tesfamariamyosef6056
    @tesfamariamyosef6056 หลายเดือนก่อน

    ኣቲፍልጦን ኢኩም ኣቲበሎም ፈሊቶም አዮም ዝገብርዎ ዘለዉ።

  • @yodithagos1282
    @yodithagos1282 หลายเดือนก่อน +1

    ህግደፍ መስሓቃት

  • @adbt3565
    @adbt3565 หลายเดือนก่อน +1

    እዞም ደገፍቲ ግን ቅሩብ ከመይ ዓይነት ሃገር ወይ ናጽነት ይደልዩ በቃ ከሓስቦም ከልኩ ንባዕለይ የጨኑቁኒ ?

  • @yordanoskidane5394
    @yordanoskidane5394 หลายเดือนก่อน +1

    Ewaaay Enda Tedemrenal😂 mehfer gin kea klwlaw meninet kemzi eu zgebr😂😂 EMBAH belu Deki Ere HGDEF mendef😂😂

  • @hailuweld
    @hailuweld หลายเดือนก่อน +1

    እናሰመዔ ዝጸመመ እናራኣየ ቅበሮ እዩ የማነ ሓወይ።

  • @barkidani
    @barkidani หลายเดือนก่อน

    2001

  • @Shaebiya.tsereharestay
    @Shaebiya.tsereharestay หลายเดือนก่อน +1

    እንባ ደርሆ እንባ ደርሆ ኣይትበሉ ደቂ እንባ ደርሆ እዮም ምስ ስርዓት እሰያስ ኮይኖም ዝቃለስና ዘለዉ

    • @Xhf-pk1wx
      @Xhf-pk1wx หลายเดือนก่อน

      ጽቡቅ ገበሩ ሓሰውቲ አበ ደገ ሰብ እዳቀተልክን ሓሌት እምባዶርሆ

    • @Shaebiya.tsereharestay
      @Shaebiya.tsereharestay หลายเดือนก่อน

      @@Xhf-pk1wx 😜😜😜😜ንመሰልካ ተደሊካ ተቃለስ፡ካብ ጎይታካ እሰያስ ተገላገል ይብለካ ኣለኩ ኣነ ከኣ🤦🤦🤦🤦

  • @wedilete3217
    @wedilete3217 หลายเดือนก่อน

    Hanawe kmseu

  • @mnbarnmenygbae8438
    @mnbarnmenygbae8438 หลายเดือนก่อน +1

    ግደፍዎም ጥራይ ዋላ ህልም የብልዋ ኢሰያስ ናቶም መሲልዎ ምስኡ ኮይኖም ከጥፍኡና ድቃስ ስኢኖም ዘለዉ እዞም ዞባ ማእከል ዝብሃሉ እዮም በራዩ

  • @woinshetkassaye7174
    @woinshetkassaye7174 หลายเดือนก่อน +2

    ትግራይ እታ ኡንኮ ንአፍሪቃ አብነት ክትከውን ትኸዕል ከባቢያ። ትማሊ ትማሊ ኤርትራውያን አብ ትግራይ ዝገበርዎ ገበን ሕዝቢ ትግራይ አይረሶዖን ክርስዕዎውን አይክዕሉን። አቱም ንሓርነቱም ትቃለሱን ንሕዝቢ ትግራይ ትደናገፁ መዋፅኢ ይፍጠረልኩም። ትግራይ ጊና ምስ ኢትዮጵያ ይኸን ምሳኹም ዋላ ሓንቲ ጉዳይ የብልናን። ተወዲአ።

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 หลายเดือนก่อน

      1998👁

  • @selameu.wediyhager7969
    @selameu.wediyhager7969 หลายเดือนก่อน

    ሃለሎ ኤርትራ ዘይትፈልጢያ ብሑሕ ኣይቲ ህለኪይ (nein)። ብዛኣ dein Tigray Geburtsort ,Äthiopien gemeinsam ተአዛኣረብ fertig!

  • @1995mwa
    @1995mwa หลายเดือนก่อน +1

    የማነ ኣብ ናይ ኣመሪካ ፖለቲካ ብዙሕ ምምርማር የድልየካ። ይብሃል ሰሚዐ ኢልካ ኣይትድገም። ኣብ ኣመሪካ ብዛዕባ ዘይውዳእ ዉዱት ኢኻ ትሰምዕ። ክሳብ ሕጂ ፕረሲደት ከነዲ በውዲት ናይ መንግስቲ እዩ ተቐቲሉ ዝብሉ እሎዉ ዋካኳ መርትዕ እንተዘይብሎም።እቲ ዘሕዝን ግን ፖለቲካ ናይ ኣመሪካ ኣዝዩ እዩ ተበላሽዉ ዘሎ። ጽልኢ ጥርዚ እዩ ሃሪሙ ዘሎ። ብዙሓት ደገፍቲ ትርምፕ ጭው ዝበሉ ወገናውያን እዮም።
    እዚ ፈተነ ቅትለት ምስቲ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት ስልጣን ብሓይሊ ንምሓዝ ብደገፍቲ ትራምፕ ዝፈልዮ የብሉን። ሽዑ ንጹሃት ኣብቲ ቤተ መንግስቲ ዝነበሩ ተቐቲሎም እዮም። ኣብ ኣመሪካ ከምኡ ክኸውን ኢሉ ዝሓስብ ብዙሕ ሰብ ኣይነበረን። ገሊኦም ተኸሲሶም ተፈሪዱዎም እዩ። ትራምፕ ተኸሲሱ ግን በቶም ባዕሉ ዝሰኹዖም ዳኛታት ላዕካዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ነጻ ተባሂሉ። ፍትሒ ብሞስኮት ከይዳ። ማለት ልኡኻቱ ተፈሪዶም ንሱ ተባሂሉ። ነቲ ፕረሲደንት ኣይክሰስን ዝብል ብዝጥዕሞም ስለ ዝተርጎምዎ።

    • @yemaneyohannestube9477
      @yemaneyohannestube9477  หลายเดือนก่อน +1

      እሞ ኣነ ኮ ዝተጻሕፈ የ ዝዛረብ ዘለኩ። ደሓር ከምቲ ዝበልካዮ ናይ ኣሜሪካ ፖለቲካ ዝተሓላለከ ስለዝኮነ ከምዚ ዩ ኢልካ ዉዱእ ነገር ክትዛረብ ኣይትክእልን። እምበር ኣነ ተንታኒ ፖለቲካ ኣይኮንኩን

    • @1995mwa
      @1995mwa หลายเดือนก่อน

      @@yemaneyohannestube9477 የማነ ይነቕፈካ የለኹን ሓበሬታ ንምሃብ ዝኣክል እየ ጽሒፈልካ።I am simply giving you my humble advice that is to say don't take US politics at face value as there is lot of misinformation going around. I hope you don't mind such advise in future. I care as I see you as going into aspiring path of journalism.
      Take care.

  • @andomtekle1894
    @andomtekle1894 หลายเดือนก่อน

    ኪድ ወያናይ ላሓሲ ኒጽቡቅ ጽቡቅ ዘይብል ኒኹሉ ሕማቅ ኪድ ዕውር

    • @user-kl3pp2bm1h
      @user-kl3pp2bm1h หลายเดือนก่อน

      Shilet. Renegade. Dkala wahid

  • @rttr3992
    @rttr3992 หลายเดือนก่อน +1

    😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔Hegedef. 00000❌❌❌❌❌❌❌⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 หลายเดือนก่อน

    Haswi

    • @user-kl3pp2bm1h
      @user-kl3pp2bm1h หลายเดือนก่อน

      Nebska ab shikak rayaa. Dkala wahid

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we หลายเดือนก่อน +1

    እታ ባንደራ ኢ/ያን ባንደራ ህግደፍን እኮ ብዙሕ ፍልልይ የብለንን ሓንቲ ፍልልይ ዘላተን እታ ሰማያዊት ሕብሪ እያ ንሳ ኽኣ እቲ ባሕሪ ባሕሪ ናይ ኢ/ያ ምዃኑ ተመልክት እያ። እታ ሰማያዊት መለይ ባንደራና ግን ምስ ባንደራ ኢ/ያ ዘማሳስል ሕብሪ ዋላሓንቲ የብላን።

  • @merhawimajor1151
    @merhawimajor1151 หลายเดือนก่อน

    Ata denqoro antay yeateweka metaqosi

  • @Xhf-pk1wx
    @Xhf-pk1wx หลายเดือนก่อน

    አብ እባዶርሆ ብኬሚካል ይሞቱ ኢልካና አብ ደገ ብዘይ ኬሚካል ብካራ ትቀትልዎ ሰባት ንገረና

  • @user-bc4tp5om9p
    @user-bc4tp5om9p หลายเดือนก่อน

    ኪድድ አላሚ ናትኪ አንታይ አይ ሂሊይ ንይ ሂዝቢ ደካ ዋላስ ኢንተይ አካ ነስካ ።

  • @Shaebiya.tsereharestay
    @Shaebiya.tsereharestay หลายเดือนก่อน

    ንይቱብ ክትብሉ ብዙሕ ኣይትጋገዩ፡ንሰብ ከኣ ብፕሮፓጋንዳ ኣይትረብሽዎ

  • @asternegasi7594
    @asternegasi7594 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙

  • @letebrhantesfasillase576
    @letebrhantesfasillase576 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 หลายเดือนก่อน +2

    🩵🩵🩵🩵🎉🎉🎉🙏🙏🙏

  • @aziebtesfay9512
    @aziebtesfay9512 หลายเดือนก่อน +1

    🙏❤️🫶💋🌹🌹🌹🌹👍

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey หลายเดือนก่อน +1

    🩵🩵🩵🩵🩵