Ashenda | Marya - Eritrea | አሸንዳ | ማርያ | - New Special Edition - New Eritrean video 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • Ⓒ copyright: Shro entertainment
    Any unauthorised use , copying or distribution is strictly prohibited
    New Eritrean music 2023 #ashenda #neweritreanmusic #eritreamusic #eritreanmovie #ethiopianmusic #ashenda #eritreanfilm #eritreancomedy #tigrigna #tigraymusic #qudusyewhans #ashenda

ความคิดเห็น • 174

  • @OkubayTekle
    @OkubayTekle วันที่ผ่านมา

    Btaemi xbuk srah shiro entertainment nezom ab dege zwledu deqna mehari srahatkum qexlwo , donations portal tekefitkum kea support mgebrna , galey kabza natkum keywexet eya twl ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-nv3lg6ev8z
    @user-nv3lg6ev8z 25 วันที่ผ่านมา +22

    ❤❤❤❤በጃኽም፡እባ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ እዛ ምውዳስ ወይድማ አብ ገለ ገለ አሸንዳ ፡ቆልዑት ኮለና ትበሃል ዝነበረት ብመልክዕ ደርፊ ወይ ድማ ድራማ ዘይኮነስ ናይ ብሐቂ ከምቲ ናይ ቀደም ብኹለን አዋልድ ኤርትራ ክትበሃል አበራብርዋ።

    • @ukbaaraya3559
      @ukbaaraya3559 24 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤❤

  • @tkahsai2772
    @tkahsai2772 25 วันที่ผ่านมา +6

    Very beautiful performance
    I wish peace and prosperity for my beloved country Eritrea 🇪🇷 from Northern Virginia USA 🇺🇸

  • @yamraki9426
    @yamraki9426 25 วันที่ผ่านมา +8

    ባህልና ድሙቅ ከምዚዩ ዘጥዕመልና🥰🥰🥰 ዝናኣድ ስራሕ ፅቡቅ ክሊፕ ሓፍትኹም ካብ ትግራይ❤️💛

    • @HaniGile-lf8uw
      @HaniGile-lf8uw 8 วันที่ผ่านมา

      ራኪኖ ምቅርቲ ጀምዓ ናይ ፌስቡከይ ከም ገለ ክብል ረኪበኪ 😳😹😹😹😹🤘♥️♥️📣

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey 25 วันที่ผ่านมา +8

    እዚ ጥዑም ባህልና ይተዓቀብ ክንብል ከለና ንድሕሪት ምምላስ ኣይኮነን ንቕድሚት እንበር። ኣሸንዳ ሓደ ህዝቢ ተኣኪቡ ከም ደቂ ሓንቲ ኣደ ሓቢሩ ክጻወት፡ ክፋቐር ይገብር። ፍቕሪ ድማ ንዘላለም ምሳና ዝነብር እንበር ተደሊኻ ትገድፎ ኣይኮነን
    ርሑስ ኣሸንዳ ንኹልኹም ብፍላይ ንሽኮራት ደቂ ኣሸንዳ❤❤

    • @HaniGile-lf8uw
      @HaniGile-lf8uw 8 วันที่ผ่านมา

      ጎሮቤታችነይ ፍቅሪ እስከ ይስዓር ኡንቃዕ ኣብጸሓክን ክኣ ደቂ ኣንስትዮ 🎉🎉🎉🎉❤

  • @josicom
    @josicom 8 วันที่ผ่านมา +1

    Excellent Eritrean cultural expression 👏 ❤🎉

  • @habeshaentertainment2740
    @habeshaentertainment2740 25 วันที่ผ่านมา +4

    ርሑስ ብዓል ቅንያት አሸንዳ ይግበረልክን ጽቡቓት🎉🎉🎉🎉

  • @yadel-karneshim
    @yadel-karneshim 25 วันที่ผ่านมา +6

    ባህልና ጥዑም❤ መረበይይ ድምቅቲ❤

  • @MehariSium-ec4le
    @MehariSium-ec4le 24 วันที่ผ่านมา +2

    ኩቡራት ኣሕዋት ዝጠፍኤ ባህሊ ከተባራብሩ ምብጋስኩም ደስ ዘብብል ኢዩ ኣብ መወዳእታ ከተብጽሕዎ ተስፋ ይገብር ፈታሪ ይሓግዝኩም

  • @josicom
    @josicom 8 วันที่ผ่านมา +1

    Well, come back, Eritrean cultures .

  • @themadman5763
    @themadman5763 25 วันที่ผ่านมา +2

    Asey deki erey shikorinatat ❤❤❤❤

  • @okbeabsandras859
    @okbeabsandras859 25 วันที่ผ่านมา +2

    Well kommen ashendia leik nbelelen yehewat ⛪⛪⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @love-uw6ri
    @love-uw6ri 25 วันที่ผ่านมา +7

    ሓቂ ንምዝራብ ኣሽንዳ ካብ ተጋሩ ኣይትሕለፍ

    • @user-sb9eo8gv1t
      @user-sb9eo8gv1t 24 วันที่ผ่านมา +1

      ግዳይና ኣይኮነን ኤርትራ ከ ክርስቲያን ዶ የብላን ኣሽንዳ ናይ ተጋሩ ጥራይ ትገብርዎ ኣምሓሩ ውን ተጋሩ ኦሮሞ ይብልዎ እዮም

    • @eritreawit1708
      @eritreawit1708 24 วันที่ผ่านมา +1

      Natina ena nifelit bahilina kisab zikone kea kioqeb alewo nibil keep going deqi adey

    • @Yohana8776
      @Yohana8776 21 วันที่ผ่านมา

      ምናልባት ዛንታኻ ኣይፈለጥካዮን ከይትኸውን ።ናይ ክልቲኡ ሕብረተ-ሰብ እዩ እንተበልካ ጽቡቕን ዝሓሸን ቅኑዕን ኰይኑ ይስመዓኒ።

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 25 วันที่ผ่านมา +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @selinag6848
    @selinag6848 24 วันที่ผ่านมา +1

    This is original Eritrea culture

  • @WeyniMurad
    @WeyniMurad 5 วันที่ผ่านมา +1

    💐🌹💐🌹💐👏👏👏👏

  • @efremtesfai1743
    @efremtesfai1743 25 วันที่ผ่านมา +3

    ኣብ ኤርትራ ኣሸንዳ ዝበሃል በዓል የለን ።ናይ ተጋሩ ኢዩ

    • @temesgenamlak4301
      @temesgenamlak4301 24 วันที่ผ่านมา

      ክክክ ባዓል ኩሉ ናይና

    • @user-sb9eo8gv1t
      @user-sb9eo8gv1t 24 วันที่ผ่านมา +1

      ንሰካ ካ ዘየለካ ኤርትራዊ ሰለ ዘይኮንካ ኣሎ ዶ የለን ኣይትፈልጥን ካ

    • @user-jj4lh3lo6q
      @user-jj4lh3lo6q 24 วันที่ผ่านมา

      አሸዳ ናይ ኦርቶዶክስ ሀይማኖት እዩ ንሓደ ጥራይ አይውክልን ኮንቱ😢😢😢😢

    • @Yohana8776
      @Yohana8776 21 วันที่ผ่านมา

      ዛንታ ኣይፈልጥን ምባል ይሓይሽ

  • @kalabaregawi1050
    @kalabaregawi1050 14 วันที่ผ่านมา

    I love our culture ❤

  • @Shiroentertainment1
    @Shiroentertainment1  25 วันที่ผ่านมา +6

    Support this program by liking and sharing

    • @robelyws
      @robelyws 25 วันที่ผ่านมา +1

      Thank you for all the great work you do, bringing us all this wonderful Eritrean content!

  • @user-cb6sz4ez6e
    @user-cb6sz4ez6e 23 วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍 ሰይ ሰይ ሰይ ደቂ ኤረይ ሹኮራት ዓይኒ ኣባይክን ይደፈን

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 21 วันที่ผ่านมา

    ሽኮሪናታት ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥናን ይሃቢኪን።🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤😂

  • @dawitGebrya
    @dawitGebrya 25 วันที่ผ่านมา +1

    Sey sey yewhans tenafaqi bahli adey🎉🎉🎉🎉

  • @WediTigrigna
    @WediTigrigna 25 วันที่ผ่านมา +2

    ትግርኛ ስልጣነ'ዩ ፡ ባህለይ ❤❤❤❤ ።

    • @themadman5763
      @themadman5763 25 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂🤣🤣 heray bahlawi arkey enquae hagoseka hji shah bel abti nay tegaru ashenda zbl quanqua hibkumo zelekum zmutn mnzrnan belwo newramat hbretseb weag 🐒🐒🐒🍌🍌♿️♿️♿️ nezi koltaf Tigrinya zmesl hizka tigrina tbl znub 😂😂😂

  • @kibranegash2339
    @kibranegash2339 20 วันที่ผ่านมา

    Bjaken aschenda zebhal abe ertra yelen aythefrana

  • @OkudoGillo
    @OkudoGillo 23 วันที่ผ่านมา

    Love Eritrea 💓💓💓💓💓💓💓💓

  • @زينبمحمد-ظ8ن
    @زينبمحمد-ظ8ن 22 วันที่ผ่านมา

    ደስ ይላል አሸንዳ የክርስትና ነው አንዳንድ ትግሬዎች በጣም የምገርሙት እዴው ሲፈጥራችሁ ሁሉን የኛ አቤት ፈጣሬ ተብሬዱን ይስጣችሁ ይህ የክርስትና እምነት ነው

  • @GebremedhinTekil
    @GebremedhinTekil 23 วันที่ผ่านมา

    ደስ ዝብል ኣሸንዳ እዩ ደቂ ኤረ

  • @tsigealemayoh786
    @tsigealemayoh786 24 วันที่ผ่านมา +3

    ኻብ መአዘ ደአ አሸንዳ ኸትብላ ናይ ተጋሩ ረቅቲ ኹሉ ምስ አቅነአኹም ንየማን ፀጋም ሰረቅቲ ሸሐነ ጥስቲ ተወዲኡ ናብ ባሕልና ድማ ብጣልኛ እዮ ዘጥእመልኹም ፀለምቲ ጣልያን

    • @HaniGile-lf8uw
      @HaniGile-lf8uw 8 วันที่ผ่านมา

      ነታ ብኤድስ ትሳቀ ዘላ ማዘርካ በላ ወይ በልያ ኢኪ ጋልታ መካን ማህጸና ሸንኪ ደቅሲ ከብድኪ ብሕስድና ዝሓረረ ህዝቢ ከብዱኩም ዶ ይቀርጸኩም ዶ ሎ ሩኩሳት ህዝቢ እዚ ከማን ክዉሕደኩም ጌና ድኣ መስጣ የረካክበልኩም ዩ ዘሎ ጸቡቅ ከይ ትምነዩ ዝማሓልኩም ክንቅጽል ተልኩም ዉን ኣለና ኢና ንዓኩምጨሚሒርና ማለት ኣይተፈጠርናን ኣብዚ ዓለም ክሳብ ዝኮነ ፈከራ ከይ ከዉን ሞ ኤርትራዊ ኣብ ግብሪ ዩ ዝኣምን ብግብሪ የራክበና ?

  • @user-bs2oi2db1g
    @user-bs2oi2db1g 25 วันที่ผ่านมา +9

    ተጋሩ ብጀካ ኾብን ስርቅ ታሪክ ዝባሃል የብሎን። ሓደ ሓደ ደቂ ኤረይ ዘይትፈልጥዎ ክትህልው ትክእሉ ኢኩም እንበር አብ ከባቢ መንደፈራ አሸንዳ ከም ዝነበረ ደቂ ትከባቢ ገሊጾም እዮም ታሪክ ስምዑን አንብቡን አነ ዝዓበኩሉ ከባቢ አባዕዝራይ ይባሃል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @woldekidanitbarek9514
      @woldekidanitbarek9514 25 วันที่ผ่านมา +2

      ኣብ ተኸላ ኣብ ከባቢ መንደፈራ ዝርከባ ዓድታት ባህላዊ ዓመታዊ ጸወታ ኣሸንዳ ኣሎ ግን ኣብኡ ብኣሸንዳ ዘይኮነ ብማርያ ኢዩ ዝፍለጥ ::
      ኣብ ከባቢ መንደፈራ ማርያ ኢዩ ዝባሃል ::

    • @user-bg5ck4mj9i
      @user-bg5ck4mj9i 25 วันที่ผ่านมา +3

      ቤይዚ ተጋሩ ኺዲ ፀላኢ ነብሱ 😕

    • @user-sb9eo8gv1t
      @user-sb9eo8gv1t 24 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@user-bg5ck4mj9i ተጋጊዩ ዲዩ ሰርቂን ሓሶት ባህልኩም ዩ ኪዲ ተከወሊ ወዲ ሰብ ኣብ ዘይ ባቱኡ ሑሱር ዩ

    • @yo-61
      @yo-61 24 วันที่ผ่านมา

      ዓኳር ኣሽባሪ፡ከምታ ጋሕባ ኣዴኻ ሽልሖ እቲ ሉጢ ነቢኻ መሓመድ ጥቢብካ ደቅስ፡ወድዛ ጦባቢት ሽልሖ ገመል

    • @drmanukaa4414
      @drmanukaa4414 21 วันที่ผ่านมา

      Ther is no such culture in Eritrea at all this is tegarus culture why don't you be yourselves copy copy all the time 😅😅😅

  • @danaittewelde222
    @danaittewelde222 20 วันที่ผ่านมา +1

    AshendA is tigray culture

    • @kalabaregawi1050
      @kalabaregawi1050 14 วันที่ผ่านมา

      No መጀመርያ ታሪኽ ብኣግባቡ ፍለጥ ኣሸንዳ ና ኣብ ትግራይ ለሎ ትግራይ እና ና ኣብ ኤርትራ ለሎ ትግራዋይ እዩ። ተወዲኡ

    • @HaniGile-lf8uw
      @HaniGile-lf8uw 8 วันที่ผ่านมา

      ​@@kalabaregawi1050ማለት ኣብ ኤርትራ ዘሎ ትግራዋይ እስከ ኣብርህዮ 🙂🙂🙂🧐😺🥴

    • @kalabaregawi1050
      @kalabaregawi1050 8 วันที่ผ่านมา

      @@HaniGile-lf8uw ኣብ ዓለም ሓደ ዓይነት ቋንቋ፣ታሪኽ፣ባህሊ፣ኣመፃፅኣ ለለዉ ሕብረተሰብ ብሔር እዩ ልበሃል።

    • @HaniGile-lf8uw
      @HaniGile-lf8uw 8 วันที่ผ่านมา

      @@kalabaregawi1050 ዶ እሺ ድሓን ጋለይ 😺

  • @semharsemhar-b9m
    @semharsemhar-b9m 25 วันที่ผ่านมา +1

    ሩሑስ ባቅመን ቅዱስ የሃንስን ይግበረልና

  • @Nazreitshewit
    @Nazreitshewit 25 วันที่ผ่านมา

    Asey asey deqi Erey shekakn 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 24 วันที่ผ่านมา

    Waww wonderful ilove it 😍😍😍😍😍

  • @GotoytomBelay
    @GotoytomBelay 23 วันที่ผ่านมา

    👏👏👏

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 25 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kibranegash2339
    @kibranegash2339 20 วันที่ผ่านมา

    Tgraye ketgebtwa dekum hasebkum

  • @emnetmediaemnet5949
    @emnetmediaemnet5949 24 วันที่ผ่านมา

    Aesyyÿ shkortt dekiy ERİ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @selamhabtom8361
    @selamhabtom8361 24 วันที่ผ่านมา +2

    Ashenda it's Eritrean culture 🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷👍

    • @yenekonjo2314
      @yenekonjo2314 23 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂😂kikiiiii

  • @abrish7644
    @abrish7644 4 วันที่ผ่านมา

    Next thing you know we going to see Oromia and Afar Ashenda 🤭😂🤣😭

  • @mihreteritreayoutubechanne9899
    @mihreteritreayoutubechanne9899 23 วันที่ผ่านมา

    Our beautiful culture❤🎉

  • @زينبمحمد-ظ8ن
    @زينبمحمد-ظ8ن 22 วันที่ผ่านมา

    ትግሬዎቹ ግን እዴው በኛ ጋ ብቻ መስሎኝ ነበር የኛ የምትሉት ውይይ ውይይ የናተ ከፋ ሲጀመር እራሱ ሊባ የሆነ በያለበት የሰረቀው ትዝ ይለዎል እና ደም አሸንዳ የክርስትና እምነት ነው በሁሉም ጋ ይከበራል ስሙ ይለያያል እጂ

  • @TatataBhahah-ys8wi
    @TatataBhahah-ys8wi 25 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301 24 วันที่ผ่านมา

    አሰይ እዚ ባህልና ክጥዕም❤❤❤

  • @yenekonjo2314
    @yenekonjo2314 23 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂😂😂የተንቤን አገው ራያ ሰዎች ኤርትራ ገብተው መውጣት ያቃታቸው😂😂

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 25 วันที่ผ่านมา +1

    😢b'Bberabur do ksebra edey

  • @NadroBilalo
    @NadroBilalo 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Ourvision971
    @Ourvision971 24 วันที่ผ่านมา +1

    This is from last year recording.

  • @yowhana-z3w
    @yowhana-z3w 23 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉

  • @belayhunkeskes6270
    @belayhunkeskes6270 16 วันที่ผ่านมา

    እንኳን የትግራይና የኤርትራ ባህሎ የአማራ፣የትግራይና የኤርትራም ባህል አንድ ነው ልዩነት እንዳለው አስመስላችሁ አትዘባርቁ!!!

  • @haninani4125
    @haninani4125 25 วันที่ผ่านมา +1

    Ab eritrea do ashenda alo yu bzey mhlawu gin hgusti eye

    • @themadman5763
      @themadman5763 25 วันที่ผ่านมา +1

      😂😂😂😂😂😂😂 ab Eritrea alo diyu dika zbelka abey dika abika kemzi nay tgray awald akibka nmzrna shurmutnan zeykone delika ab tgray dea zeynbur zfxumu newramat hbretseb

    • @yo-61
      @yo-61 24 วันที่ผ่านมา

      @@themadman5763 akar kemta gahba adeka shilho eti luti nebika mehamed tobibka deqs

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 25 วันที่ผ่านมา +5

    ዓኽ :: ህዝብና ጸኒቱ :: ሰብ ዘየለ ::
    ህግደፍ ንህዝብና መንደፍ ኮይናቶ ::
    ህግደፍ ጎዱፍ መአከብ ጓሓፋት ::
    ነዛ ሃገር ሰብ የብል ጥሪት የብላ ጎሮውረው ኣቢልክያ ::
    ናይ ኢድኪ ኣይትስኣኒ ኣንቲ ኮንቱ ጭፍራ ብዘይካ ምዕናው ምህናጽ ዘይትፈልጢ ::
    ሙዕቡል ዝነበረ ህዝቢ ዓደንቁርኪ ንድሕሪት ጎቲትክዮ ::

    • @temesgenamlak4301
      @temesgenamlak4301 24 วันที่ผ่านมา

      ኣልስ ቆንዳፍ ናይትግራይካ ግበር

    • @user-sb9eo8gv1t
      @user-sb9eo8gv1t 24 วันที่ผ่านมา

      በጃ ህግደፍ ጋሕ ቆፍቃፍ ውዒጊን

  • @Tewodros-tm7bs
    @Tewodros-tm7bs 23 วันที่ผ่านมา

    Bisuru Ertirean atetienelkumin bi haqi. Aynatkumin....talianigna nay abokum giberu .

  • @HanaShali-b7f
    @HanaShali-b7f 24 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @Selam-uc1gr
    @Selam-uc1gr 17 วันที่ผ่านมา

    ቀንአት እዚ ናይ ትግራይ ባህሊ እዩ

  • @Eribellagt
    @Eribellagt 23 วันที่ผ่านมา +1

    🫣ezy ashenda zibehal nay tegaru eyu😎 kakumen elkum tezarebu 👈🏽 zeynsom kimeslu zidelyu hizby 🤣🤣

  • @abebekesete
    @abebekesete 22 วันที่ผ่านมา

    ሚስኪነይቲ መረብ ኣሪጋ

  • @yenekonjo2314
    @yenekonjo2314 23 วันที่ผ่านมา

    ያልወጡ ትግራዬች😂😂😂

  • @betelhembeyenegkidan1604
    @betelhembeyenegkidan1604 22 วันที่ผ่านมา

    ሰረቕቲ ኹሉ ምስ ሰረቕኹም😂😂 ኣበይ ትፈልጡዎ ኣሸንዳ??

  • @merhabaa75
    @merhabaa75 23 วันที่ผ่านมา

    ashenda or kidus yohannes??

  • @haileweldu-ep2kv
    @haileweldu-ep2kv 23 วันที่ผ่านมา +1

    ጣልያን እዩ ሕጊ አውፂኡ አሸንዳ ንኸይተኽብሩ ኸልኺሉኩም ብኡ አቢሉ ድማ ረሲዕኩምዎ እምበር ባ
    ህልኹም እዩ ነይሩ ተጋሩነትኹም እወን አኽሒድኩም ኤርትራ ኢሉ ስም አውፂእልኩም

    • @Yohana8776
      @Yohana8776 21 วันที่ผ่านมา

      እዚ ክትጽሕፍ ግዜኻ ተጥፍእ!!!!

  • @yenekonjo2314
    @yenekonjo2314 23 วันที่ผ่านมา

    😂😂ልብስሽ የቀደም ይመስላላል እንደዚሕ አይነት ልብስ አለ አይ ውሸት😂😂😂

  • @hermongebremedhn1641
    @hermongebremedhn1641 25 วันที่ผ่านมา +1

    ኤሪትሪን ኣምሒሪን ልፍንታዊ ግምባር ፈጢርክን ኣብ ወራር ባህሊ ጐሮቤት ወፊርክን? 'ሞ ወፍሪ መን ንስመዮ? ክክክክ

    • @user-sb9eo8gv1t
      @user-sb9eo8gv1t 24 วันที่ผ่านมา

      ኣበይ ኢልካዮ እንትርፎ ናትና ክትብሉ ጽሓይ ዓሪብኩም ኣሸንዳ ግዳ ባህላዊን ሃይማናታውን ነቶም ኣርቲስ ኤርትራ ከማን ተጋሩ እዮም ትብሉ መሕፈራት ገረቤት ናይ ኣቦ ንመን ንሃቦ ዩ ደቂ መለስ እንዲኩም

  • @تيغرايالحرة
    @تيغرايالحرة 25 วันที่ผ่านมา +2

    Eritrean like to copy anything form tigray

    • @user-sb9eo8gv1t
      @user-sb9eo8gv1t 24 วันที่ผ่านมา +1

      ተረፍ ሕርቅርቆትካ ዩ ካብ ዘረባ ሓሊፍካ ተምጽኦ የብልካን ሞ ነቶም ኣምሓሩ ን ኦሮሞ ኣሽንዳ ናይ ውዒጊን ጥራይ ዩ በሎም ጽንሕ ኢልኩም ድማ ክርሰቲያን ናትና ጥራይ ዩ ክትብሉ ኢኩም ምክንያቱ ኣሽንዳ ባህላዊ ዘይኮነ ሃይማኖታዊ ዩ እቲ ህዝቢ ብጋይላ ሰለ ዝብዕሎ ባህልና ጥራይ ዩ ትብሉ ቤተክርስቲያን እንታይ ላ ትገልጾ ሰምዑ ሸዑ ናይ መን ምካኑ ክትፈሉጡ

  • @تيغرايالحرة
    @تيغرايالحرة 22 วันที่ผ่านมา

    Poor people 😂 are they celebrit it in asmara or can they😂

  • @yenekonjo2314
    @yenekonjo2314 23 วันที่ผ่านมา

    ድምፅሽ ሲያስጠላላላላ ቅቅቅቅናት

  • @eritreawit1708
    @eritreawit1708 24 วันที่ผ่านมา

    Bahilina kisab zikone kioqeb alewo silezi aytihimequ deqi erey

  • @amlesettekie6223
    @amlesettekie6223 25 วันที่ผ่านมา +4

    ኩሉ ናይ ኤርትራ ባህሊ እዬም እዞም እንዳ ቁማል ስርቂ ባህሎም፣ ታሪኽ ኣልቦ ናትና ዝብሉዎ።

    • @yo-61
      @yo-61 24 วันที่ผ่านมา

      suq beli gefah tiza amenzra denbya

    • @Tewodros-tm7bs
      @Tewodros-tm7bs 23 วันที่ผ่านมา

      Ertireawinet hisur meninet hashker tilianawian tegezikum tinbru sereqti kuskusti, heruch, mendil, farketa, Deqi Mosoloni, hashker tilianawian tegezikum tinbru..

    • @abebekesete
      @abebekesete 22 วันที่ผ่านมา

      ኣታ ሓሳኽ መሃንቱስ ትም በል

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i 25 วันที่ผ่านมา

    እቲ ግጥሚ ኣዉሊ ዱዩ ደራሱኡ?
    ኣብዚ ናይ ሓደ ህዝቢ ፂሊእ በቲሪ ስልጣኖም ዘፃኑዑ ክልተ ጉጀለ መቂቢሪ እዩ ሰላም እና ራህዋ ንዘላኣለም ዝረኪብ እንበር 2/3 ወሎዶ ኣክሱሮሙና እዩም😕

    • @user-sb9eo8gv1t
      @user-sb9eo8gv1t 24 วันที่ผ่านมา

      ኪዲ ነቲ ኣጽዋር ኣብ ልዑሊ ኤርትራ ከፍስሰን የ ዝበለ ደብረጽዮን ገታቸው ከሙኡ በልዮም ኤርትራ ንሰኩም ኢኩም ትሕሱዱላ ነገራ ትደልዩ ኤርትራ ናታ እምበሪ ዘይናታ ኣይትወስድን እንተ ተከፊኩማ ከም ኣቦታትኩም ትጽፍዓ ትግራዋይ ዝኣመ ማይ ዝሓቆነ ሰላም ተደሊኩም ምስ ኤርትራ ዘይኮነ ምስ 🇪🇹 ተሳማሙዑ ተፈቀሩ

    • @user-bg5ck4mj9i
      @user-bg5ck4mj9i 24 วันที่ผ่านมา

      @@user-sb9eo8gv1t ካላ 😂ተደሚረናሊ እናበለ ኣማርኛ እነጨፈረ ኣቲዩ ብዘይ ሙዝቃ ፀፉዑ ኣብ ቦዱመ ክቁዙም ንሰራዉት ዕሱብ ሻዕቢያ TDFይ ኣይኮነንዱዩ😂ካብ ትግራዊይ ዘይወለድ ኣይጩዊን ኮ እሉ ኣወሊ😂😂😂

  • @yenekonjo2314
    @yenekonjo2314 23 วันที่ผ่านมา

    ምን የምን?? አሸንዳ😂😂😂😂 ከትግራይ የሄድሽ መሆን አለብሽ እንደ ቢንያም ናፈቅሽ ሀገርሽን ወይ ቅናት😅😅😅

    • @زينبمحمد-ظ8ن
      @زينبمحمد-ظ8ن 22 วันที่ผ่านมา

      አሸንዳ በሁሉም አለ የክርስትና እምነት ነው

  • @zerautesfamariam8069
    @zerautesfamariam8069 23 วันที่ผ่านมา

    how do perform the agame culture?

  • @fhfgtyyyurt8958
    @fhfgtyyyurt8958 24 วันที่ผ่านมา

    ለያቡ😂😂😂😂

  • @ye-aabgidey1502
    @ye-aabgidey1502 25 วันที่ผ่านมา +1

    This is Tigray culture Guys 😂😂😂😂

  • @user-jj4lh3lo6q
    @user-jj4lh3lo6q 24 วันที่ผ่านมา

    ብዓል አሸንዳ ንኩሉ ኦርቶዶክሳውያን እዩ ንሓደ ጥራይ አይውክልን ❤❤❤❤

  • @genetmelese2908
    @genetmelese2908 25 วันที่ผ่านมา +16

    😂😂 this is Tigray culture.

    • @genettekeste271
      @genettekeste271 25 วันที่ผ่านมา +4

      Intay tbli gualey beka nulu nay Tgray u beka 😂😂😂😂

    • @HiwetHiwet-z1x
      @HiwetHiwet-z1x 25 วันที่ผ่านมา

      ​@@genettekeste271kkkkkkk ewa zabnalu bahilena sie kkkkk

    • @genettekeste271
      @genettekeste271 25 วันที่ผ่านมา +1

      @@HiwetHiwet-z1x ygerm u ko inda kulu nayna si nbeyno yom 🤣🤣🤣🤣

    • @robelyws
      @robelyws 25 วันที่ผ่านมา +3

      It's also Eritrean and Amhara culture.

    • @themadman5763
      @themadman5763 25 วันที่ผ่านมา

      An tgray ashenda aykonen zmutn shurmutnan eyu zelo kab Eritrea werisom nab menzrna mealti keyiremo wiegin ♿️♿️♿️🐒🐒🍌🍌 resahat funfunat hbretseb 😂😂😂😂😂

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha7387 25 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ኤረትራ ብኣሸንዳ ዝብል ኣይኮነን ዝፍለጥ።ኣብ ትግራይ እውን ኣብ ሓደ ከባቢ ጥራሕ እዩ ብኣሸንዳ ዝብል ስም ዝፍለት ኣብ እደርታ መቀለ ኣብ ካሊእ ከባቢታት ትግራይ ግን ካሊእ ስም ኣለዎ።ኣብ ኤረትራ እውን ንኣብነት ኣብ ኣኮሎግዛይ ብማርያ እዩ ዝፍለጥ።ስለዚ እዛ ኣሸንዳ ትብል ቃል ስርቂ እያ

    • @themadman5763
      @themadman5763 25 วันที่ผ่านมา

      Entay tbl wedey wiegin arkey 🐒🐒🐒🍌🍌♿️♿️♿️🤣🤣🤣 ab tgray ashenda aykonen zmutn shurmutnan eyu zbehal bahli zbehal ab tgray democracy zbl kab nbur wexai zkone bahli eyu zelo zserik hbretseb yeblnan emo an sdet zbeli seb tray eyu zelo ms teskarom beliom ztefanenu zezarb yeblnan 😂😂😂😂

    • @user-jj4lh3lo6q
      @user-jj4lh3lo6q 24 วันที่ผ่านมา

      አብ ኩሉ ትግራይ እዩ ዝክበር አሸዳ እዩ ዝብሃል 😢😢😢😢መንፈሳዊ እዩ ደንቆሮ

    • @eritreanentertmenthabesha7387
      @eritreanentertmenthabesha7387 24 วันที่ผ่านมา

      @@user-jj4lh3lo6q no ኣነ ዝበልኩ እቲ ኣሸንዳ ዝብል ኣብ መቀለ ጥራሕ እዩ ዝፍለጥ።ኣብ ኣክሱም ከባቢኡን ብዓይኒ ዋሪ ኣብ ዓጋመ ብማርያ ይፍለጥ

  • @cricketkhan2361
    @cricketkhan2361 22 วันที่ผ่านมา

    This is Tigray culture. Stop stiling anything blongs to Tigray.

  • @DinoEntertainment22
    @DinoEntertainment22 25 วันที่ผ่านมา +5

    😂😂በዓል ዋና ኣለዎ....ህዝቢ ትግራይ

    • @genetmelese2908
      @genetmelese2908 25 วันที่ผ่านมา +1

      Hasadena

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 25 วันที่ผ่านมา

      ናይ እንግሊዝኛ ደርፊ አብ አሜሪካ፣ካናዳ፣ እንግሊዝ፣ አወስትራልያ ዝተደፈ አብ ኩሉ ይስማዕ ስለምንታይ እቲ ቛንቛን ባሕሊን ናይ ሕዝቢ ስለዝኾነ ኤርትራ፣ትግራይ እውን ከምኡ ማለት እዩ።

    • @BettyG271
      @BettyG271 25 วันที่ผ่านมา

      Seriqnakum alena😅😂😂😂 So what???ርሑስ በዓል ኣሸንዳ ጎረቤታችን❤❤❤❤❤

    • @themadman5763
      @themadman5763 25 วันที่ผ่านมา

      An tgray ashenda aykonen zmutn shurmutnan eyu zelo kab Eritrea werisom nab menzrna mealti keyiremo wiegin ♿️♿️♿️🐒🐒🍌🍌 resahat funfunat hbretseb 😂😂😂😂😂

    • @themadman5763
      @themadman5763 25 วันที่ผ่านมา

      Kemzi eyu ashenda natkum dea amnzratat weag akibka grm short srah eyu xnih elkum awedat newedat zmut ab tgray kifxem eyu rukusat newramat hbretseb 😂😂😂😂

  • @saba5749
    @saba5749 23 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @rigatgebrihwet4988
    @rigatgebrihwet4988 25 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mitswamassawina
    @mitswamassawina 23 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MisgnaAlay-hb1kr
    @MisgnaAlay-hb1kr 25 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @edensolomon8113
    @edensolomon8113 25 วันที่ผ่านมา +1

    ❤🎉❤🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @almazamlesom8061
    @almazamlesom8061 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FanielKuflu
    @FanielKuflu 25 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @JochenSteimer-g3h
    @JochenSteimer-g3h 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @SaymonTekle-e7p
    @SaymonTekle-e7p 25 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hermonzerit
    @hermonzerit 25 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @sabakidanehaile1510
    @sabakidanehaile1510 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉