HDMONA - ቅዱስ ዮሃንሰይ ብ ዳናይት ዮውሃንስ Qdus Yohansey by Danait Yohannes - New Eritrean Music 2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 1.4K

  • @frehayele5091
    @frehayele5091 2 ปีที่แล้ว +383

    ሰሚዕኻያ ዘይ ትምኖ ባህላዊት ምዚቃ!!
    ባህልና እንዳ ሃሰሰ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ ግዜ ጎሊሑ ንላዕሊ ንኽውጽእ ዝሰርሑ ዘለዉ ስነጥበባውያን ምትብባዕን ደገፍን ክንገብረሎም ይግባእ::!!!
    ብምቕጻል ሩሑስ ቅዱስ ይውሃንስ ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና🥰🥰
    Bravo ዳኒ!!!

  • @ereykulentnaysdra9425
    @ereykulentnaysdra9425 2 ปีที่แล้ว +18

    መስቀል ኣይተዳልውለይ
    ደቅኺ ጸውዕለይ
    ማርያም ኣይተዳልውለይ
    ደቅኺ ጸውዕለይ
    ኣሜን ዳኑዓይነይ ደቃ ተኣኻክብ ክኾነልና'ዩ ደቂ ኤረይ💌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sjjdh4320
    @sjjdh4320 2 ปีที่แล้ว +214

    ትርጉሙ ባይገባኝም የኤርትራ ዘፈን በጣም ነው የምወደው

    • @kerkebedeley
      @kerkebedeley 2 ปีที่แล้ว +2

      Ashkabach...

    • @bebzelenayo3717
      @bebzelenayo3717 2 ปีที่แล้ว +2

      Yebahl zefen new yenie enat

    • @Abirshgirmai
      @Abirshgirmai 2 ปีที่แล้ว +1

      የዘመን መለወጫ ዘፈን ነው።

    • @danielmehari1896
      @danielmehari1896 2 ปีที่แล้ว +6

      @@kerkebedeley Qomal

    • @benhurgidey1921
      @benhurgidey1921 2 ปีที่แล้ว

      Enem endeza new zmalk adamt yigebal ok bytheway you have respect thankyou arada

  • @HDMONANEBARIT
    @HDMONANEBARIT  2 ปีที่แล้ว +34

    Rhus Awdeamet!!!

    • @fetuhabesawit9148
      @fetuhabesawit9148 2 ปีที่แล้ว

      Yhburu

    • @MD-ww7zy
      @MD-ww7zy 2 ปีที่แล้ว

      Yehebiru amete Selam rahwan ygberelna

    • @henokghilay2040
      @henokghilay2040 2 ปีที่แล้ว

      Amen yehbiru

    • @weyniissac2053
      @weyniissac2053 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን የሐቢሩ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️

    • @almazbahare5710
      @almazbahare5710 2 ปีที่แล้ว

      Xbuq srah mqrti galey

  • @wasihunmengstie7709
    @wasihunmengstie7709 2 ปีที่แล้ว +88

    ትርጉሙን ባላውቀውም ዘፈኑ በጣም ደስ ብሎሎኛል

    • @misgenamheir3979
      @misgenamheir3979 2 ปีที่แล้ว

      @wedibashay well, that's right 😎👍👍

    • @meseretmessi6141
      @meseretmessi6141 2 ปีที่แล้ว

      Lmedo wundme kkkkk🇪🇷🇪🇷🇪🇷😄😄😄🙏🙏🙏

    • @freweyniwelday5526
      @freweyniwelday5526 2 ปีที่แล้ว +1

      የኤረትራ አሸንዳ ነዉ

  • @ሰለሞንወዲገሬትግራይ
    @ሰለሞንወዲገሬትግራይ 2 ปีที่แล้ว +31

    ሰላም እግዛብሄር ኣምላኽ የብዛሓልካ ህዝበይ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን

    • @sabrina492
      @sabrina492 2 ปีที่แล้ว

      ከምዝ ከማካ ሰላም ዝደሊ ትግራዋይ Welcome

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw6062 2 ปีที่แล้ว +11

    እስቲ ኣድነቅቲ እዛ ምንጭውቲ ቆልዓ
    ዳኑ ሽኮር
    🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊
    🌻🌻 ርሑስ 🌻🌻️
    🌻🌻 ኣውድኣመት 🌻🌻
    🌻🌻 ይግበረልና 🌻🌻️
    🌻️🌹⁣🌾🌻💐🌷🌻
    🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊

  • @ksanet14ever63
    @ksanet14ever63 2 ปีที่แล้ว +12

    ሰናዶይ ወድኩም ጓልኩም ኣኣብ ዘለኽሞ ሰላም 🤝🇪🇷
    ዳናይት ኣንቢዓትኒ ሎሚ ኩሎም መዛኖይ ኣዘኻኺራትኒ ባህልና ፍቕሪ'ዩ

  • @regengg3267
    @regengg3267 2 ปีที่แล้ว +8

    መስቀለይ🇪🇷 ኣይተዳልውዮም ማርያመይ 🇪🇷ኣይተዳልውዮም ነዞም 🇪🇷ኣብ🇪🇷 ስድት🇪🇷 ዘለዎ ጸውዕዮም እዛ ማይቤት እዚ ነዞም ኣብ ስደት ዘለና 🇪🇷ትውክል ከይና ተሰማዓትኒ🇪🇷 ደቂ🇪🇷 ሪመይይይ

  • @brktiselemun3495
    @brktiselemun3495 2 ปีที่แล้ว +14

    እዋይይይ ኣነስ ኣዞም ስነጥበበኛታት ሃገርና መግለጺ ሲኢነሎም እልልልልልል
    ባህልና ባህልና ጥዑምምም !!!!!
    ኣጆኹም ቀጽልዎ

  • @honestmama2687
    @honestmama2687 ปีที่แล้ว +11

    ዓባየይ ብቆልዑትና ዘዕበየና ጸወታ ኢላ ንብዓት ስዒርዋ ባህልና ንዓቅብ ደቂ ኤረ ተጋሩ ካ ሰሪቀ ን ይኾርዓሉ ኣለዋ

  • @tesfalemkidane
    @tesfalemkidane 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ዋውውውውው ደስ ዘብል ባህልና ጥዑም ኣዘኪርክና ዳኑ ሺኮር
    ደጊመ ደጋጊመ እንክዕ ናትና ኮንክን
    እግዘኣብሄር ዘመስግኖ ኤርትራዊ ጌሩ እንካዕ ፈጠረኒ ደቂ ሪመይ ዋዕሮታት ኩሉ ዘምሕረልክን
    ደስ ኢሉና ኣሎ ደስ ይበልክን
    ርሑስ ባዓል ዮዉሃንስ ንኹሉኹም ደቂ ኤረይ

  • @ኣጀንዳ
    @ኣጀንዳ 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣብዚ ባህላዊ ትንሳኤ ዝርአ ዘሎ ኣብ ሃገርና ብጣዕሚ ዝንኣድ እዩ:: እዚኣ ስራሕ 'ዚኣ ክኣ ንዓይ እታ ዝበለጸት ኮይነ ረኺበያ ኣለኹ:: የቐንየልና ዳናይት ሽኮር ከምእውን ንኹሎም መሳርሕትኺ 🙏🙏🙏❤️🧡💛💚

  • @robelkahsay243
    @robelkahsay243 2 ปีที่แล้ว +7

    ኡንካ ካብዚኦም ተአፈተርኩ. ባህቂ ተመስገን እየ ዝብል ደቂ ርመይ 🇪🇷🌹proud tigrina 🦾😎

  • @abrahamhabtu3184
    @abrahamhabtu3184 2 ปีที่แล้ว +10

    ምስጋና ን ማሓሪ (ጠዊል) ኣብ ባህሊ ዝገብሮ ዘሎ ዘይሕለል ጻዕሪ ክብሪ ይግበኦ። ባሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ዳናይት። ልክዕ ባህሊ ዓድና ዝረከበት ደርፊ ጥዕምትን ጽብቅትን ስራሕ።

  • @fthawifthawi4252
    @fthawifthawi4252 2 ปีที่แล้ว +8

    እዚ ባህልና ብህሊ ኤርትራና ኽንደይ ይጽብቅ ኽንደይ የኹርዕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari1053 2 ปีที่แล้ว +6

    ባሂሊ ናፍቅና ሰናይ ዘመን ናይ ቀደም ጥዑም ናፍቅና
    ባሂሊ
    ናይ ቀደም ጸወታ
    ዝናፈቀ like 👍👇

  • @kahsayissac8403
    @kahsayissac8403 2 ปีที่แล้ว +8

    ሕጂ ግርም እቲ ክቡር ባህልና ይምለስ ኣሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ደቂ ኤረይ ሽኮርናታት!!

  • @ወዲጋሽሰቲት
    @ወዲጋሽሰቲት 2 ปีที่แล้ว +8

    ዓሽ ዓሽ ደቂ ኤሩና ሙቁራት ሩሑስ ኣዉድኣመት ይግበረልና

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 2 ปีที่แล้ว +3

    አሰይይይይይ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ግርማት ኣበየት ክትግርሙ ርሑስ ኣውድአመት ይግበረልኩም ምስ መላእ ኤርትራ ዕድመብ ጥናን።🙏🙏🙏
    ♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Daniel-xz5lh
    @Daniel-xz5lh 2 ปีที่แล้ว +9

    10 ዓመት ዝጎስጎስናሉ ጽቡቅ ዉጺኢት ንሬኤሉ ኣለና ብጣሚ ዝሕጉስ እዩ ትዕምቲ ደርፊ ደናይት ሽኮር ኣጆኪ ቀጽልዮ

  • @salemmahari1403
    @salemmahari1403 2 ปีที่แล้ว +12

    ቀጽላኦ ስነ ጥበብ ትግርኛ ኣብ ሙስሉይነት ኣቲዩ ኢዩ ነይሩ ሰብ ግን ንነብሱን መንነቱ ክመስል ከሎ ኢዪዚያዳ ዝምልክዕ ስለ ኣጽቢቅኪ ስርሕሉ ርሑስ ኣወዳመት❤

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 ปีที่แล้ว +8

    ኣሰይ ባህሊ ትግርኛ ባህሊ ዓድና ደስ ክብለል❤❤❤❤❤

  • @maryomuse8163
    @maryomuse8163 2 ปีที่แล้ว +9

    ሰላም ዳናይት ሰላም ን ኩቡር ኣቦና ዮውሃንስ ከም ኡውን ንኹሎም ስድራቤት ። እዛ ደርፊ ኩሉ ዝጎድላ የብላን ንእድቲ ትሕዝቶ ምልእቲ ስነጥበብ ።
    እዚ ንታዓዘብቲ ዝዕግብ ንባህልና ዝዕቅብ ጥበብኪ ብፍላይ ኣብ ባህላዊ ይሰስን ኣጆኺ ጸዋርን በላሕን ከም ኣቦኺ ኩንልና የቀንየለይ።

  • @brktiselemun3495
    @brktiselemun3495 2 ปีที่แล้ว +6

    ነታባብዓዮም ደቂ ኤረይይይ መዓረይይይ
    ንሕና ከኣ ኣብዚ ከለና

  • @thomasteklebrhan8779
    @thomasteklebrhan8779 ปีที่แล้ว +7

    ሰይ ኣይ እዚ ባህልናስ ኣታ ፈጣሪ በደልና ገዲፍካ እባ ኩሉ ምለሰልና ኣታ ኣነስ ኦይይይይይ በል ይምጸኒ ኣሎ 😢😢😢😢😢

    • @natsenetlasech2707
      @natsenetlasech2707 7 หลายเดือนก่อน +1

      Abayka uyyyyy ybel ejoka kimles eyu

  • @ናኦድኣስመሮም
    @ናኦድኣስመሮም 2 ปีที่แล้ว +6

    ሕጂ ተካሕስና ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ
    መስቀለይ ኣይተዳልዉለይ ደቅኺ ጸዉዕዮም
    ማርያመይ ኣይተዳልዉዮም ደቅኺ ጸዉዕዮም
    ኣሜን((3)) ምስ ስድራናን ዓድናን የራኽበና

  • @keleabtsehaye4480
    @keleabtsehaye4480 2 ปีที่แล้ว +4

    ❤💚💙 መርሓባ ጡዑማት ደሃይ መልክዕ ቁንጂና ባህሊይ ዝዎጾ የለን ሽኮርናታት 🇪🇷👍👍👍

  • @eriwalltashow5260
    @eriwalltashow5260 2 ปีที่แล้ว +8

    Danu ሽኮር ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪 ርሑስ ኣውዳመት ደቂ ኤሩ ናተይ ኣምላኽ ሰላም ንህዝና ይሃቦ ካብዚ ናይ ጎሮቤት ሓድሕድ ኩናት ጥመት ይምሓረና 🇪🇷♥ሰላም ምስ ክሉ

    • @alisalhe4762
      @alisalhe4762 2 ปีที่แล้ว +1

      Amen zarkeyyy😃😃😃😃😀😀😀😆😆😆

    • @alextom6372
      @alextom6372 2 ปีที่แล้ว +1

      Amen

    • @Filipos610
      @Filipos610 2 ปีที่แล้ว +1

      አሜን ንሃገርና ኤርትራን ጎሮባብትናን ሰላምን ቅሳነትን ይሃበና ፈጣሪ።

  • @alemtesfay26
    @alemtesfay26 2 ปีที่แล้ว +9

    Eritrea is the only country in the world FREE OF STRESS.......YOU CAN LIVE SIMPLE WITH ONE BREAD AND CUP TEA.....ERITREA is the most beautiful country in the world....Most media talks non sense about ERITREA, all lies....GOD BLESS OUR ERITREA

  • @soliyanatesfagergish1005
    @soliyanatesfagergish1005 2 ปีที่แล้ว +9

    እሰይ ክትምቅራ ቡነት ዘይርሳዕ ስራሕ ደጋጊምካ ዘይትምኖ love you deki erey ❤️🤌🇪🇷

  • @samikidane657
    @samikidane657 2 ปีที่แล้ว +3

    ዳኑ ካናሪ ድምጺ ፡ምስ ምጭዋት ደቂ ኤረይ ፡ሰይ ሰይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌾🌾🌾🌾

  • @AwetInspire
    @AwetInspire 2 ปีที่แล้ว +15

    እዚ ባህልናስ ክጥዕም።
    እንቋዕ ኤርትራውያን ኮይና ተፈጠርና፡ ትርጉም ባህልን ሃይማኖትን ዝርድኣና ሕብረተሰብ ሙኻንና ጸጋዩ።
    ርሑስ በዓል!

  • @GreatShewa5530
    @GreatShewa5530 2 ปีที่แล้ว +13

    I don’t understand Tigregna language but I love the music
    Love,peace and prosperity for both 🇪🇹🇪🇷 ppl

    • @yisacabrham5203
      @yisacabrham5203 2 ปีที่แล้ว

      Hailye, thank you. We love amharic music as well.

  • @ikkanalles4097
    @ikkanalles4097 2 ปีที่แล้ว +6

    ክብርታትና ዝመልስ ብሩኽ ዓመት
    የቀኔልና ደኑ

  • @መድኃኔዓለምአቦይባዕልኻሐ
    @መድኃኔዓለምአቦይባዕልኻሐ ปีที่แล้ว +6

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫💪💪💪❤❤❤👈ናይ ብሐቂ ጥዑም ባህላዊ ጸወታ ገልገለ መስቀለ ንዓመታ ከምዚ እዋን የጽንሐና።

  • @HDMONANEBARIT
    @HDMONANEBARIT  2 ปีที่แล้ว +14

    Thank you so much all for all the support and comments!!! Share and subscribe for more videos to come...

    • @ኤርትራኣስመራ-ደ6ረ
      @ኤርትራኣስመራ-ደ6ረ 2 ปีที่แล้ว

      Thanks hdmona good works

    • @meronsamri100
      @meronsamri100 2 ปีที่แล้ว

      የቀኔልና ህድሞና ብሃሊ ከይሃስስ ትግብርዎ ዘለኩም ከይድነቅኩም ኣይተርፍን የ ሰላም ወሰናይ ምስ ጥዑም ኣውዳመት ይግበረልና ደቂ ኤረይ ማዓረይ።

  • @nakfa8862
    @nakfa8862 2 ปีที่แล้ว +11

    ሰሚዕካ ዘይትምኖ ባህላዊት ደርፊ
    ብኩሉ ሙሉ ምልእቲ
    ደናይት ሽኮር ይቕኒልና
    ብምንታይ ክምንገልጸኪ ጥፊና
    ብድኮን ሩሑስ አዉዳአመት ናዓክን ንባዓል ቤትክን ንምሉአት ስድራቤትክን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ን ሓይልታት ምክልካልን

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab7906 2 ปีที่แล้ว +4

    ዳኑ ምቐርቲ ድምጽኪ መሊሱ ጢዒሙ🎶♥👍 👌ርሑስ ቅዱስ ዮውሃንስ ይግበረልና 🙏 ዓመተ ሰላም፡ ፍቕሪ ፡ ምትሕቑቛፍ ይግበረልና 🇪🇷🇪🇷♥♥♥

  • @solomunwoldu3994
    @solomunwoldu3994 2 ปีที่แล้ว +6

    ንፉዓት ቀጽላሉ እስኽኽንን ግርማኽንን ባሕላዊ ደርፍኽንን ጽባቀኽንን ይበል 100%

  • @Merinatey
    @Merinatey 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይ ደቂ ኤረይ ሕጂ ግርም ዳኑየ ምቕርቲ 😘🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷😘🙏

  • @eyerusalemz317
    @eyerusalemz317 2 ปีที่แล้ว +3

    ባህሊ ኤርትራውያን ብሰላምን ራህዋን እንቋዕ ኣብጽሓና🌼🌼🌼 ርሑስ ቅዱስ ዩሃንስ ምስ’ዛ ጥዕምቲ ባህላዊት ደርፊ ብጣዕሚ ጽቡቕቲ ስራሕ❤️ እግዚኣብሔር ንኤርትራ ይባርኽ🙏🏽❤️🇪🇷

  • @erilove9542
    @erilove9542 2 ปีที่แล้ว +6

    ተሲሚዓ ዘይትምኖ ባህላዉ ደርፊ ዳኑ ቅጭን ወሳስክና እስከ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌻🌻🌻🌻🌻

  • @solomoneyob9988
    @solomoneyob9988 2 ปีที่แล้ว +12

    ድምጻ ዝተቀየሩ ከምዚ ከማይሲ ይህሉ ዶ

  • @redsea6398
    @redsea6398 2 ปีที่แล้ว +12

    I love my Eritrean people I love all our cultures. God bless our country and our people! Ruhus Awdamet

  • @binishkor483
    @binishkor483 2 ปีที่แล้ว +6

    እቲ ዝበለጸ ባህሊ ኣብ ዓልም ኢና ንውንን ስለዚ ክነብር ንዓቅቦ 🥰🥰

  • @dawitkflay2839
    @dawitkflay2839 2 ปีที่แล้ว +6

    ባህላዊ ደርፊ ሰሚዐ እየ ሞ ግን ኣይከምዚኣን ንኹልኹም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ክብሪ ይግባኣኩም እዩ love you deqi erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝🙏🙏🙏

  • @tirhaspetros1915
    @tirhaspetros1915 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይ ዕልልልልልል እንቢዕክና መስቀለይ ኣይተዳልውዮም ድቅኺ ጸውዕዮም እወ ኡፍፍፍ

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 2 ปีที่แล้ว +10

    Aseyyyy danu shikor entay kewxo gal erey shikor 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯✅✅❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meronsamri100
    @meronsamri100 2 ปีที่แล้ว +6

    ብሃለይ ክብረተይ ዋሕሰይ ኣሰይ ዳኑ ጋል ዓደይ ማዓረይ እንቃዕ ኣብቃዓና " መስቀለይ ተደልውለይ ደቅኪ ጸውዕለይ " መጻና ኣብታ መድሓንትና ሪመይ ዘይብሉ ምንባር ባዶ እንዳኣሉ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 መጻና መጻና ብሃልና ከይሀሰስና ኣሰይ ኣሰይ ኣሰየ መጻኩ ዓደየ ምስ ይሕዋተየ ።

  • @lion9733
    @lion9733 2 ปีที่แล้ว +7

    ዳኑ ሽኮር ኣይትታሃመል ኣንታ ከብዱ ዘስድዖ ኢልኪ ደርፍኪ ጸሊኤኪ ኔረ ለከ ሓቅኪ ኢኪ ኔርኪ ክንደይ ከብዳ ዘስዳዓ ኢያ ምሳና ተሰዲዳ ኔራ እሞ ይቅሬታ ናይታ ዝጸላእኩኪ ሕጂ ግን ከም ቀደመይ ይፈትወኪ ኢየ ገለ ዓይነት ደርፊ ኤዱና

  • @abelteklit4321
    @abelteklit4321 2 ปีที่แล้ว +3

    ዳኑ ምጩውቲ ፍጥረት ርሑስ ቅዱስ ዮውሃንስ ይግበረልና ንኣመንቲ ክርስትና ጥዑም ዘመን የምጽኣልና ኣሰይ እዚ ባህልና ደስ ክብለካ ኣንቢዕኒ ነዓይሲ 🙏🙏🙏💯🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤❤❤

  • @asebentertainment1483
    @asebentertainment1483 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣበይ ረኺባተን ኩለን Bio ዝኾና ዘይተበልዓ ኣዋልድ 🎉🎉🎉ርሑስ ቅዱስ ዮሃንስ 🙏🤩

    • @bruksamiel8652
      @bruksamiel8652 2 ปีที่แล้ว +2

      Ewe bzey makeup xbuqat❤🇪🇷😍

  • @biniamtekleweyni1570
    @biniamtekleweyni1570 2 ปีที่แล้ว +5

    ብራቮ ደኑ ቅጽልሉ ሰሚዕኻያ ዘይ ትምኖ ደስ ዝብል ባህላዊ ዜማ ከማይ ዶ ደጋጊምኩም ትሰምዕዋ ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼👏👏👏👏

  • @ወዲሓላልመሬት
    @ወዲሓላልመሬት 2 ปีที่แล้ว +4

    ዕልልልልል፡ ዘመነ ዕልልታ ይግበረልና ደቂ፡ኤረይ ንዓመታ ብሰላም ይኣኻክበና love you deqi eri 🇪🇷1️⃣9️⃣6️⃣2️⃣🇪🇷🐪🕊

  • @berekettsegay1558
    @berekettsegay1558 2 ปีที่แล้ว +5

    ዳኑ ሽኮር እንቋዕ ብሰላም መጻእኪ ጽቡቅ ስራሕ ርሑስ ኣውዳኣመት ንዓመታ ምስ ስድራና ንራከበሉ ይግበረልና ፈጣሪ ኣሜን

  • @ethiolyrics3705
    @ethiolyrics3705 3 หลายเดือนก่อน +5

    I from Ethiopa(gondar) I love eritrean music and danayit 😘😘😘😘😘

  • @Media9401
    @Media9401 2 หลายเดือนก่อน +2

    እልልል ባህልና ሓላል ዕድመ ይሃብኪ ደኑ

  • @tesfaytsegay174
    @tesfaytsegay174 2 ปีที่แล้ว +7

    ጽቡቅ ስራሕ ጋል ኤረይ ሽኮር

  • @fanuel_kibrom5646
    @fanuel_kibrom5646 2 ปีที่แล้ว +8

    ጥዕሚቲ ደርፊ ሰሚዕካ ዘይትጽገብ

  • @henoshaile3851
    @henoshaile3851 2 ปีที่แล้ว +8

    ሰምዔ ምጽጋብ ስኢነያ ዳኒ ሓፍተይ ምቅርቲ 🥰🥰🥰

  • @Abdihafiidmaxamuud
    @Abdihafiidmaxamuud 15 วันที่ผ่านมา +1

    love eritrea people from somalia❤❤

  • @alamaztadese7716
    @alamaztadese7716 2 ปีที่แล้ว +4

    እልልልልልልልልልል ኣሰይ እንካዕ ኣብጻሕና ከምዝ ናዓመታ ሰላም ፊቅርን ዝዓሶሎ ይሃና ደቅ ኤረይ ዓይነይ ከምዝ ጌርና ንሕልፎ ኔርና ነገር ስድት ፍፍሕ እልና

  • @ilikenob8491
    @ilikenob8491 2 ปีที่แล้ว +4

    ዳኑ ይበል ስራሕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷!ተጋሩ ገዛ ተጋጊኹም ኣለኩም

  • @wedieritrea896
    @wedieritrea896 2 ปีที่แล้ว +64

    wow nice Voice Danu shikor balhna yimles alo ruhus awdamet ♥️🌷🇪🇷❤🇪🇷

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 2 ปีที่แล้ว +3

    ዳኑ ሩሑስ ቅንያት ሃንሰ መስቀለ ይግበረልኪ: ደስ ዘብል ባህላዊ ደርፍታት ዓድና 🇪🇷🇪🇷🙏🙏😘😘

  • @haben524
    @haben524 2 ปีที่แล้ว +10

    Aseyyy Bahli Tigrinya N’qdimit!!!!! Ruhus Kudus Yohannes!! This is great gift to all Tigrinya speakers 🇪🇷🇪🇷🤝💊💊

    • @Filipos_woldeyohannes
      @Filipos_woldeyohannes 2 ปีที่แล้ว +2

      No

    • @meme-fd4qe
      @meme-fd4qe 2 ปีที่แล้ว +4

      No this is only for Eritrea

    • @wegahtamiki1368
      @wegahtamiki1368 2 ปีที่แล้ว +1

      Ezi nay eritra bahli eyu

    • @drmanukaa4414
      @drmanukaa4414 2 ปีที่แล้ว

      @@meme-fd4qe look at you, you are shameless thief, please create your own culture you can't steal others and try to make it yours. To start with you don't have any culture what so ever and here you are arguing with the culture that you never ever had before, that you don't even own or create yourselves. Shame on you! You people have serious case is called inferiority complex.

    • @haben524
      @haben524 2 ปีที่แล้ว +2

      @@wegahtamiki1368 Eritrea has 9 ethnic groups. This is Tigrinya bahli!! This is the same bahli for Tigrinya speakers in Eritrea and Ethiopia.

  • @zerettekie3192
    @zerettekie3192 2 ปีที่แล้ว +10

    ኤርትራውነት ናይ ጭውነት ኣብነት። ሰላም 🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊

    • @teklemariamsurafel3268
      @teklemariamsurafel3268 2 ปีที่แล้ว

      Set defari awure ye arebina esayas bariya ashker ....edme likachun gudguad wust yeminoru esayas bariyawoh....

    • @ድምጺልቢ
      @ድምጺልቢ ปีที่แล้ว

      ኣብዚ ባህሊ ትግርኛ ባህሊ ምድብላቅ 9 ብሄር ኤርትራውነት ዝገልጽ የለን። ጭውነት ውን ነናትና መዐቀኒ ኣለና ኣይትሓዋውስዎ።

  • @ከምዚልካናብራኣይኮነን
    @ከምዚልካናብራኣይኮነን 2 ปีที่แล้ว +6

    ደቂ ኤረይ ሓላላት ርሑስ ሃንሰ መስቀል

  • @myownoasis
    @myownoasis 2 ปีที่แล้ว +4

    ዳኑ ሓፍተይ ክሕስክና: ዓለም መዳለዊት ተዳልወና ኣለና ብናፍቖት ተሓሚስና
    ኣይተዳልውዮም ኢልኪ ምልማንኪ!

  • @rufalawet5658
    @rufalawet5658 2 ปีที่แล้ว +4

    ኮኾብ ጽባሕ ዝመስል ግርማኺ ፈጣሪ ጸገኡ የብዘሓልኪ ብልጺጢ ስራሓ ደናይተይ ባህላዊ ደርፍታትና ክዕንብብ ኢዩ ዘለዎ ናይ ወትሩ ኣድናቂኺ ካብ ሃገረ **ኢስራኤል

  • @mussieandu2238
    @mussieandu2238 2 ปีที่แล้ว +3

    ርሑስ ብዓል ቅዱስ ዮሃንስ
    ሓላል መሬት ባርዳእ
    ሓምላይ ክረምቲ ዋው

  • @bererahwaesu3179
    @bererahwaesu3179 2 ปีที่แล้ว +4

    እዚ እቲ ዘዐብየና ባህልን ሪምን እሞ ዳኑ ዝያዳ የቐኔልና ብሉጽ ስራሕ።

  • @huruytesfa8637
    @huruytesfa8637 2 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ሰራሕ ንዓመታ ከምዚ አዋን ብስላም የብጻሕና። ባህልና ንዘላለም ይንበር።

  • @ኤርትራኣስመራ-ደ6ረ
    @ኤርትራኣስመራ-ደ6ረ 2 ปีที่แล้ว +7

    ዳናይት ጽብቅቲ

  • @flameshockey7688
    @flameshockey7688 2 ปีที่แล้ว +5

    Nazreit Tasfamikale
    ዳናይት ቅጭን ጋል እስቲፋኖስ ጽቡቕ
    ስራሕ ቀጽልዮ ሩሑስ ባዓል ቁዱስ ዮውሃንስ 🇪🇷🥰🇪🇷🥰❤️🇪🇷

  • @frezghiyebiyo446
    @frezghiyebiyo446 2 ปีที่แล้ว +4

    ዳናይት ቅጪን ክብረት ይሃበልና ባህልና ክሕደስ ከማኺ የብዘሓልና ርሑስ ኣውደኣመት ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ keep it up i love you so much my beautifuls.

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 2 ปีที่แล้ว +6

    ❤ከመይ ድየ ዝሕበን ጓል ዮውሃንስ መቀረት -ዳናይት ዮውሃንስ ብጣዕሚ ደስ ተብል ባህላዊ ደርፍታት ሃገርና ልብካ ተራሳርስ ተዳፋንቅ ከምዚ ንዓመታ ምስ ስድራቢትናን ፈተውትናን ኣብ ዓድና የምጽኣልና ሩሑስ ኣውደኣመት ዳኑ ሓፍትና ጽቡቅ መደብ ምስ ሳዕሳዕትን ሙዚቀኛታትን ኣለይቲ መደብን የቀንየልና ባህልና ትዕቅቡ ዘለኩም🇪🇷❤️🇪🇷💪🏿

  • @blasattmesgan4100
    @blasattmesgan4100 2 ปีที่แล้ว +6

    ዳን, ጽብቕቲ, 🙏❤❤🙏🙏, ኤልልል, ኤልልል,🙏🙏

  • @russomhabtemichael4471
    @russomhabtemichael4471 2 ปีที่แล้ว +4

    ንኩሉም እዞም ስነጥበባውያን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዕሚ ብሉጽ ባህሊ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wedimogos9669
    @wedimogos9669 2 ปีที่แล้ว +5

    Ruhus awdamet daki eri 🇪🇷💯♥️🙏 kab hawekum gerekidan mogos

  • @elsat.8957
    @elsat.8957 2 ปีที่แล้ว +6

    Danu shikor gal eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌nay bhaki xubuk srha😘🤩😍😍😍😍

  • @gualjeganu1086
    @gualjeganu1086 2 ปีที่แล้ว +8

    Our culture our pride 🇪🇷💙🙏🏽🙏🏽

  • @adonijahahmed
    @adonijahahmed 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ወልድያ እየ ምቕማጠይ። ህቡብቲ ደራፊት ባህሊ ኤርትራ ምስ ጥዑም ጉሮሮ እያሞ ናይ ብሓቂ ይፈትዋ እዬ

  • @eriqlafront5150
    @eriqlafront5150 2 ปีที่แล้ว +5

    ዋ̳ው̳ው̳.̳.̳.̳.̳.̳.̳.̳ተ̳ሓ̳ቢ̳ነ̳ል̳ኪ̳ ዳ̳ኑ̳ ሓ̳ብ̳ተ̳ይ̳!̳ ር̳ሑ̳ስ̳ ቅ̳ዱ̳ስ̳ ዮ̳ው̳ሃ̳ን̳ስ̳ ሓ̳ድ̳ሽ̳ ዓ̳መ̳ት̳ን̳☩̳

  • @jesuschristschild1965
    @jesuschristschild1965 2 ปีที่แล้ว +3

    ዳኑ ምቅርቲ ከጸብቐልኪ! ሰሚዕካ ዘይጽገብ ባህላዊ ደርፊ'ዩ ቀጽልዮ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @solomonmeb7412
    @solomonmeb7412 2 ปีที่แล้ว +4

    ሩባ ዓደይ ናፍቀ 😔ይበል ባህሊ 👏🏻❤️

  • @fbeyene91
    @fbeyene91 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ደርፊ ሓንቲ ክትዕረ ዘለዋ፣ አርእስቲ ደርፊ ቅዱስ ዮሀንሰይ አብታ ደረፊ ግን ዋላ ሓንቲ ጊዜ ቅዱስ ዮሀንስ አይትብልን።

  • @issak1233
    @issak1233 2 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ባህላዊት ደርፊ ነቲ ናይ ቀደም ኣደታትናን ጎራዙ ኣሓትና ዝጸወቶ ኦ ዝነበራ ሙቁርን ዘተሓቓቁፍን ኣብ እዋን ሃንሰ መስቀለ

  • @hgfhhfvgh2222
    @hgfhhfvgh2222 2 ปีที่แล้ว +3

    ዳናይተይ ሽኮር ሩሑስ ኣዉዳአመት ይግበረልና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @kelemukelemu1152
    @kelemukelemu1152 2 ปีที่แล้ว +12

    i am from debremarkos gojam .i like it and seen more than 15 times.

  • @nmmuna797
    @nmmuna797 2 ปีที่แล้ว +5

    ደስ ዘብል ባህላዊ ጸወታ danu schkor

  • @meharyg9190
    @meharyg9190 2 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ጽቡቅን መሳጥን ባህልና አንጸባሪኽዬ የቀንየልና just you are one of the best

  • @andattewelde8973
    @andattewelde8973 2 ปีที่แล้ว +9

    ደጋጊምካ ሰሚዕካ ደይትጸግባ ደርፊ ኣየ አወ አዚ ባህልና ክጥዕም'ኮ ዳኑ ቀጽልሉ

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea3862 2 ปีที่แล้ว +4

    አሰይ እሰይ ባህልና ጥዑም ሰናይ ዘመን ይመልሰልና good job Danait

  • @mercifulbeyin4462
    @mercifulbeyin4462 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ብሉጽ ባህላዊ ስራሕ ዳኑ👏🇪🇷❤🌻🌻🌻ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ🙏

    • @adhaadhin4984
      @adhaadhin4984 2 ปีที่แล้ว

      Asey hji xbuk balitat tmxulna alkum Adna qedemn Azkrkumna

  • @amanemawi4873
    @amanemawi4873 2 ปีที่แล้ว +3

    ባሃልና ጡዑም አሰይይ

  • @hermonokbay7032
    @hermonokbay7032 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣብዚ ኣዋርሕ ክድረፍ ዝግቦኦ እዩ ዳኑ ሓፍተይ ጥዕም ድምጺ ኣታኣላልያ ይበል ኣጆኺ ቀጽልዮ

  • @weldegabrielalem7708
    @weldegabrielalem7708 2 ปีที่แล้ว +5

    ዳኑ ጽብቅት ኣደ ጥበብ ደስ ይበልኪ ደስ ኢሉና ኮሪዒዳ

  • @Rahel248
    @Rahel248 2 ปีที่แล้ว +6

    So proud to be part of this beautiful culture ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷