ኢሳቕ ገረዝግሄር ከመይ ድዩ ኔሩ ? ጅግና ድዩ ኔሩ ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 218

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 2 วันที่ผ่านมา +28

    ታሪኽ ኣይምሕርን ኢዩ። ቴሜ ዘይትጥምቶ ኣንግል የለን።
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ።

  • @Yonaswoldo1330
    @Yonaswoldo1330 2 วันที่ผ่านมา +10

    Well said Teme Arkey,
    ቀንዲ ድኣ እዞም ንኣሽቱ ባራዩ እንድዮም ክጠፍኡ ዘለዎም።እምበር እቶም ኣረግቶት ድኣ ኣብቂዖም እንድዮም።ገና ኣጸቢቖም ክበላልዑ እዮም ሓመድ ትብላዕ ኣዲኦም።

    • @WintaGrmay
      @WintaGrmay 2 วันที่ผ่านมา

      Adgi

    • @chuchechuche1335
      @chuchechuche1335 2 วันที่ผ่านมา +1

      ​@WintaGrmay ኢሂ ኣቲ ኣመንዝራ

  • @nebietomichael556
    @nebietomichael556 2 วันที่ผ่านมา +6

    ተዓወት ስለ እቲ ሐቅነትካ ተባዕ እካ ቀጽሎ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @Rtt34567
    @Rtt34567 2 วันที่ผ่านมา +30

    ንስኻ ብውሑዱ 20 ዓመት ቀዲምካና ኣለኻ ተሜ 💙🌿💙🌿💙🌿

    • @rasmusern9974
      @rasmusern9974 2 วันที่ผ่านมา

      😂 tiray alka nubur eu muhur nizey muhur kiqexia malet azi hzbna tayyyyyy yigebr alo ayreiaon eu miskinay kemzi kibeli eu keyteqeyere animal dikone hzbi

  • @adhanomghebreyohannes9990
    @adhanomghebreyohannes9990 วันที่ผ่านมา +2

    ትብዓት ብዘይ ንቕሓት = ምናምን
    ንቕሓት ብዘይ ትብዓት = ኪነሚን
    ንቕሓት plus ትብዓት = ተመስገን
    Temie the great... HNY bro 💙.

  • @AwetGebru-zv2sc
    @AwetGebru-zv2sc 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Temea well said

  • @ኩሉዝሓልፎንሰናየይኢዩ
    @ኩሉዝሓልፎንሰናየይኢዩ 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yes haki teme

  • @blessed5653
    @blessed5653 2 วันที่ผ่านมา +19

    Well Said …. ካብቲ ከም ከብዲ ኢዱ ዝፈልጦ ቤት ማእሰርቲ ሻዕብያ ሞት መሪጹ።

  • @eritreansportsfocustigrign9161
    @eritreansportsfocustigrign9161 2 วันที่ผ่านมา +5

    ናይ ብሓቂ ድርባይ! ስድርኡ ሰበይቱን በዲሉ፡ ምኻድ ምኻዱ ደኣ ለኻኺምዎም ዘይከይድ ንሓዋሩ ጂግና ክበሃል። ኣቱም ብሕጂ ነብስኹም ከተሕልፉ ትሓስቡ ዘለኩም ከኣ ናብቲ ሲኦል ትኸዱ ከም ዘለኹም ፈልጥኩም፡ ንሲኦል ክኸይድ ኣለዎ ንትብሉዎ ሓደ ካብ ኣሳቐይቲ ህዝቢ ኤርትራ ተማሊእኩም ኪዱ።
    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ተሜ ዓርከይ።

    • @abrahamasmelash5135
      @abrahamasmelash5135 2 วันที่ผ่านมา

      @@eritreansportsfocustigrign9161 በቃ በዚአ ኮምንትኻ ንፉዕ ተቃዎማይ ኮይንካ አለኻ ክክክክክክክ ዓቅሚ ተቃወምቲ ናይ ኤርትራ ንኤርትራን ኤርትራውን ሕማቅ ምትምናይ እያ ፖልዬ ዝኾነ ምቅዎም።

    • @eritreansportsfocustigrign9161
      @eritreansportsfocustigrign9161 วันที่ผ่านมา

      @ ኣበይ እሞ ይርድኣኩም ንዓኹም፡ እምበር ንዝርድኦስ መልእኽቲ ኢዩ። ብዝኾነ ንስኻ ውን ኮሙኢታት ትሓስብ ተሃሊኻ ዘክራ ኢኻ እዛ ዘረባይ፡ ወድዛ ልሕቲት

  • @ኹሉድሕሪሃገርዩ
    @ኹሉድሕሪሃገርዩ วันที่ผ่านมา +1

    ሕጂ እዚብትዛረቦ ዘለካ ትኽኽል እዩ።ሕማቅ ሰብ ሲ እድ ሸናሒር ጸናሒት እያ፡ሐቂ ንንገሮሎም ደአ፡

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 2 วันที่ผ่านมา +2

    ቶሜ ጅግና ፡ አቦ ሓቂ

  • @marthakidane8329
    @marthakidane8329 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Good job dear brother appreciate you ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @johnandebrhan9941
    @johnandebrhan9941 2 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ ባህሪ ጉዳይ ኢዩ ካብ ናቶም መክሰብ ንላዕሊ ናይ ሰባት ውድቀት ኢዩ ዘሖጉሶም

  • @Peace419-l2x
    @Peace419-l2x 2 วันที่ผ่านมา +7

    ብሓቂ ብሉጽ ሓሳብ። ምኽንያቱ ብዙሓት ፈሽኳላት ከቀናጅውዎ ቀንዮም which is bullshit. ተቓለስቲ ኢና ብሃልቲ ከቐናጅውዎ ከለዉ ካኣ ባ ዝገደደ። እዞም ዜጋታትና ግን ኩሎም ትፍቶ ንትፍቶ ኮይኖም ተሪፎም። በቃ ትርር ኢልካ መድፍዓጂ ጌርካ ምልካሞም። ብሓቂ ተሜ ንስኻ ቅኑዕን መትከለኛን ኢኻ። እዋይ ዓድና ግን!!!

    • @chuchechuche1335
      @chuchechuche1335 2 วันที่ผ่านมา

      ትክክል

    • @MezmurKidane
      @MezmurKidane 2 วันที่ผ่านมา

      Kkkkkkkkk abey ika trkeb keytlkmena.tfto zkone gzie

  • @temesgenkidane9664
    @temesgenkidane9664 2 วันที่ผ่านมา +2

    ብሓቂ ቁኑዕ ሰብ ኢኻ ቴሜ ወዲ ጽቡቅ ጌርለይ ኢልካ ከማን ሸለል ኣይበልካዮን:: ንሓቂ ትሓቀላ ኢኻ

  • @selamgoytom-s2n
    @selamgoytom-s2n 2 วันที่ผ่านมา +7

    እስኪ 1000አብፁሑኒ ደለይቲ ሰላም ኣሕዋተይ❤

  • @BerhaneTemelso-w5f
    @BerhaneTemelso-w5f 2 วันที่ผ่านมา +6

    ምውት ኣይክሰስን'ዪ እናበሉ ኣዘንጊዖም'ዬም ግርም ገበርካ 🎉

  • @selemonabraham8178
    @selemonabraham8178 2 วันที่ผ่านมา +4

    Temye ወዲ ህዝቢ 👍

  • @selambetenna
    @selambetenna 2 วันที่ผ่านมา +1

    Happy New Year, Teme.God bless!

  • @ontheroad3297
    @ontheroad3297 2 วันที่ผ่านมา +4

    ተሜ ንቁሕ !!!! Keep going brother!

  • @Peace419-l2x
    @Peace419-l2x 2 วันที่ผ่านมา +4

    ብሓቂ ብሉጽ ሓሳብ። ምኽንያቱ ብዙሓት ፈሽኳላት ከቀናጅውዎ ቀንዮም which is bullshit. ተቓለስቲ ኢና ብሃልቲ ከቐናጅውዎ ከለዉ ካኣ ባ ዝገደደ። እዞም ዜጋታትና ግን ኩሎም ትፍቶ ንትፍቶ ኮይኖም ተሪፎም። በቃ ትርር ኢልካ መድፍዓጂ ጌርካ ምልካሞም። ብሓቂ ተሜ ንስኻ ቅኑዕን መትከለኛን ኢኻ። ተሜ ከማን ከምቲ ዝድለ ኣይገለጽካዮን ኣለኻ። ምኽንያቱ ብዙሕ እዩ ዘሎ። እዋይ ዓድና ግን!!!

  • @yonasgebreslassei3155
    @yonasgebreslassei3155 2 วันที่ผ่านมา +6

    ንኢሳቆ እታ ናቱ ሂብካዮ ተሜ ።መምስ ሞተ ጅግና'ባ ግርም።

  • @GirmayEssak
    @GirmayEssak 2 วันที่ผ่านมา +2

    ዝገርም ኣጋላልጻ ተሜ

  • @habtom5113
    @habtom5113 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ወዲ ግን ክሕሱ መርሃዊ ኮኾበይ ብሂወት ዘየለ ይጠቅጾ ስሞም ከይጠቀሰ ኩሉ ዝፈልጦም ይብል

  • @MetkelTesfu
    @MetkelTesfu วันที่ผ่านมา +1

    ዋውው ኣጋላልጻ ቃላት 100👌

  • @helenmichael5895
    @helenmichael5895 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    You are young but smart 😍 keep it

  • @DawitBerhe-tv5lk
    @DawitBerhe-tv5lk วันที่ผ่านมา

    ጀላዓ

  • @AramAlemey
    @AramAlemey 2 วันที่ผ่านมา +3

    ኣምሱሉታት ኢና ንሕና በጃኻ ነንዝሞተ ክንሙጉስ ይገርም እዩ እምበር ሕማቅ ሰብ እዩ ነብሱ ዘጥፍእ

  • @tesoku2033
    @tesoku2033 2 วันที่ผ่านมา +2

    ንዝሞተ ዝኸስስ ካብዝሞተ ዘይሓይሽ. ሓቀኛ ሰብ ፊትንፊት ዩ ዝዛረብ. ሕፈር አስከ ምስዘሎ ተዛረብ.

    • @mikeal672
      @mikeal672 วันที่ผ่านมา

      Right ✅️

  • @bitatv6004
    @bitatv6004 2 วันที่ผ่านมา +2

    ብርግጽ መሓውር ሻዕብያ ዝኾነ ውልቀ ሰብ ብጭካነ ኢዩ ነቲ ስልጣን ዝጭብጦ።ትኽክል ተሜ💙💙💙

  • @nameit2690
    @nameit2690 วันที่ผ่านมา +1

    ተመስገን መደናገሪ ንዓኻ ከ እንታይ ኮይኑ ታዕሊም ዘይሰደደካ ትፈልጥ ኢኻ ንገረና

  • @hkt3969
    @hkt3969 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    goita yesus yebareka

  • @fggb468
    @fggb468 วันที่ผ่านมา +1

    Well said young and brilliant guy🩵👍

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom9752 2 วันที่ผ่านมา +2

    ተሜ ተባዕ መንእሰይ ስሚ ገድዓት 👏👏

  • @tigrignapost
    @tigrignapost 2 วันที่ผ่านมา +2

    Happy new year temu the great 🎉🎉

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 2 วันที่ผ่านมา +1

    Happy New year Temesgen. All the best in 2025 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tekhlaymanna2618
    @tekhlaymanna2618 2 วันที่ผ่านมา +3

    1000% correct. You are one of the only 10% our people how knows how cruel Shabia is

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ วันที่ผ่านมา +1

    ትብዓትን ንቅሓትን ምሳካ ኣሎ።

  • @atchanel6181
    @atchanel6181 2 วันที่ผ่านมา +3

    ዝቅጥቅጦ እዩ ዝፈቱ እዚ ህዝቢ

  • @kebkabb5730
    @kebkabb5730 2 วันที่ผ่านมา +3

    "ርህራሀ ኣርኢኻ፡ ደንጊጽካሉ ፡ጭካነ ኣየርኣኻን" ተባሂሎም ክሳ ሓላፍነቶም ዝሕደጉ ነይሮም'ኮ'ዮም።

  • @mytekela8576
    @mytekela8576 วันที่ผ่านมา +1

    ነብሱ ፈንጂርዋ እዚ ርኩስ ህግደፍ

  • @tiblezbella5693
    @tiblezbella5693 2 วันที่ผ่านมา +1

    Happy New Year 🎉🎉🎉🎉🎉💙🌿💙

  • @bereketkiflom1555
    @bereketkiflom1555 วันที่ผ่านมา +1

    Temesgen ❤🎉 best

  • @akberethagos8363
    @akberethagos8363 2 วันที่ผ่านมา +2

    ሓቀኛ ርእይቶ ጅግና አጆኻ ቀጽሎ።

  • @solomonteklezghi6243
    @solomonteklezghi6243 2 วันที่ผ่านมา +1

    ትኽክል ተሜ ሐንቲ መዓልቲ አላተን ደቂ ልሑሳት

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ 2 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you Temesgen. Seltene ዝብዎ ሰብ ኣጋግይና ነይሩ ነቲ ንይሳቕ ጅግና ዝገበሮ ወዲ ደጋጊሙ እንዳምጸአ follow subscribe ግበርሉ እንዳበለ።

  • @tirhashailu619
    @tirhashailu619 2 วันที่ผ่านมา +1

    Happy new year Temye jignana 🎊

  • @fishtareke3654
    @fishtareke3654 2 วันที่ผ่านมา +2

    ባዓል ስልጣን እንዳበሉናስ ይውድስዎ ካኣ ሕውስውስ ከብሉልና ቀንዮም ቁዋማዊት መድያ ዝመራሕሒኦም ገሪሙና ምንድኣሉ ዘጥፍኣና ዘሎ ኢለ

  • @amanuelaraya3743
    @amanuelaraya3743 วันที่ผ่านมา +1

    ሓሳዊ ዘየለ ትጽውዕ ኣብ ኣዲስ ኣለው ትብሎም ዘለው ኣስማቶም ዘትጠቅስ ዓፍራ

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 2 วันที่ผ่านมา +2

    Happy New year TEMSGHEN

  • @True-heros
    @True-heros 2 วันที่ผ่านมา +2

    I agree with you 💯 %

  • @asmarino1520
    @asmarino1520 2 วันที่ผ่านมา +5

    Aye Eritrea 😢😢😢😢😢😢😢

  • @huruykifle6318
    @huruykifle6318 2 วันที่ผ่านมา +1

    True Abu nere 💙💙

  • @Nadia-rf8kp
    @Nadia-rf8kp 2 วันที่ผ่านมา +1

    Ajona Change is coming soon, Happy New Year, 🎉.

  • @kiflemariamgebreslassetesf3816
    @kiflemariamgebreslassetesf3816 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሐሳዊን ሰራቅን ኢዩ ኔሩ 44።

  • @yosantrfe-yt6pk
    @yosantrfe-yt6pk 2 วันที่ผ่านมา +1

    Yes tomi belux mensey❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙

  • @sabatesfai749
    @sabatesfai749 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hasad Abruk konka fekari

  • @Merina-m2c
    @Merina-m2c 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣንበሳ ሓቂ እቲ ሰብ ስለ ዝሞተ ኣይቅየርን ዩ ታሪኽ ኣይምሕርን ዩ ከም ዘለዎ እዩ ክንገር ዘለዎ ከምዚ ናትካ ቀጽሎ ንፉዕ

  • @Simba-karumba
    @Simba-karumba 2 วันที่ผ่านมา +4

    ኣነ ዝገርመኒ ግን ናትካ ናትካ ጫፍ ዝበጽሕ ትብዓትን ድፍረትን እዩ፣ stay safe bro

    • @HagereyMedia-q4o
      @HagereyMedia-q4o วันที่ผ่านมา

      Anta entay Tibiat alewo. Tehabika ab meskot koyks hateftef mbal, nzmote mksas. Kemzi keman dhur yelen

    • @Simba-karumba
      @Simba-karumba วันที่ผ่านมา

      @ ገጽካ ሓቢእካ ከምዚ ናትካ ዶ ድኣ ትሓይሽ?

  • @napoleongherezgiher902
    @napoleongherezgiher902 2 วันที่ผ่านมา +2

    ሕጂ ዘዕግብ መልሲ ሂብካና፡ እዛ ኩላ ዝተጠላቐየት መንእሰይ ትምስክር ባ ትኸውን፡ እቲ ስርሑስ ባዕሉ ምፈለጠ... ነብሱ ንመሰሉ ክብል እዩ ኣጥፊእዋ ክብለና ስምኦን ሓጎስ ከ ደኣ 😂😂.. ሰብ ይንበር እምነር ነብስኻ ምጥፋእ ደኣ ቀሊል እንድዩ

  • @AngshKeren
    @AngshKeren 2 วันที่ผ่านมา +1

    tanks teme 🎉🎉🎉🎉

  • @2563-t6k
    @2563-t6k 2 วันที่ผ่านมา +2

    Well said!!
    ናይቲ ኢሳያስ ጒሒላ ኣብ ካምፓላ ወኪል ቤትጽሕፈት ህግደፍ ዝነበረ ኻኣ'ባ ገለ በለና ተሜ ሓውና።

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 วันที่ผ่านมา +1

    ይገርም ስቓይ ናይቲ ዐዲ ዳ ጃሱሳት አቃጠርቲ

  • @Zemen182
    @Zemen182 2 วันที่ผ่านมา +2

    ጅግና ቴሜ

  • @kbromkahsay2166
    @kbromkahsay2166 วันที่ผ่านมา

    Hasawi tgraway

  • @sunshineentertainment6576
    @sunshineentertainment6576 2 วันที่ผ่านมา +1

    ተሜ ዓርከይ🎉❤

  • @Hope4Tomorrow-l8o
    @Hope4Tomorrow-l8o 2 วันที่ผ่านมา +2

    Ezom weshalakat Hgdef mealtom ktmexie eya. Anes nabey eyom khadmu ele iye zhasb zeleku. Kem nay Syria 🇸🇾 Ab kereba gzye Ab Eritrea 🇪🇷

  • @tesfazghitewelde9326
    @tesfazghitewelde9326 2 วันที่ผ่านมา +1

    If Isaias supporters said he was a hero, it is expected, but it is totally unacceptable when a justice seeker says he was a hero . The hypocrisy of some justices seekers is mind boggling.

  • @EritreaGodbless
    @EritreaGodbless วันที่ผ่านมา

    Hasawi

  • @besrathagos7378
    @besrathagos7378 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤ zay halefela hager

  • @simonteclesenbet
    @simonteclesenbet 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሰብ ምስ ሞተ ብሕማቅ ምልዓል ናይ ሰነፋት ስራሕ ኢዩ። ሽለት

    • @bambelomlash1214
      @bambelomlash1214 2 วันที่ผ่านมา

      Ske ske ske druz shelet May bka koynka keydka. nefsu ymhar ybehal, Tarik gedifwo zkede gen Tarik Yu. It's a fact. Trgum eta jgna tbl qal kea kethlo alewa zerkebe werebela HGDEF ayksnen Yu beaa

  • @godislove9571
    @godislove9571 วันที่ผ่านมา

    Shaebya bala atifia tahaniku moytu tibleka.

  • @aklilu.a
    @aklilu.a 2 วันที่ผ่านมา +1

    happy new year teme

  • @YuelGeberetnisae
    @YuelGeberetnisae 2 วันที่ผ่านมา +1

    Merhaba brhan gexu ❤❤❤

  • @alensotorres637
    @alensotorres637 วันที่ผ่านมา

    Issac dea nska Tigraway nab Military Training aygbeakan Elu keykewn. Ember zgbeaka teznebrs Kemey elu ketrfeka

  • @ሰላም-ንኩሉ
    @ሰላም-ንኩሉ 2 วันที่ผ่านมา +1

    Well said brother

  • @binites7284
    @binites7284 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yes ny behaki hade seb kb zegrmka kma elne sebay eka

  • @robelz2699
    @robelz2699 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Sek bel dekala belai wedak

  • @habtomzaidom8814
    @habtomzaidom8814 2 วันที่ผ่านมา +5

    Temu jigna ❤ hlnawi

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 2 วันที่ผ่านมา +1

    ተሜ ናይ ልበይ ህዝብና ኮይንወ ውሑጅ ኮይኑ በቃ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @rasdarma1
    @rasdarma1 2 วันที่ผ่านมา +1

    Make sense 👌

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 2 วันที่ผ่านมา +1

    ደናቁር ኮይኖም❤❤❤

  • @mathewostsegay4868
    @mathewostsegay4868 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wedi sebeyti

  • @araedombahram4150
    @araedombahram4150 วันที่ผ่านมา

    ዓጋመ እንታይ ኣፍሊጡካ ናይ ኢርትራውያን ዒጎ ዋሒድ

  • @mnbaraydgemnu4994
    @mnbaraydgemnu4994 2 วันที่ผ่านมา +1

    Haki eyu ane neyre eye Beal kokobey, Hani xegru newih, Sirak Mikael bzuhat neyrom msana.

  • @Befreedaily
    @Befreedaily 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሰብ ብሂወቱ ኣብዛ ምድሪ ከሎ ብዝሰርሖ ጽቡቕ ወይ ሕማቕ እዩ ክዝከር ዘለዎ:ስለዝሞተ ጥራሕ "ምዉት ኣይክሰስን እዩ"ብዝብል ድሕረት ክፍኣት ተግባራቱ ክዕበጡ ምግባር ልክዕ ኣይኮነን:ኣብ መወዳአታ በታ የሕዋትና ዝሓርደላ ነበረት ኢዱ ክሳዱ ሓሪዱ ናይ ጨካናት መፈጸምታ

  • @yosefberhe5302
    @yosefberhe5302 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣንበሳ ተሜ

  • @Temie_Gunners
    @Temie_Gunners 2 วันที่ผ่านมา +2

    Eid shenahit tsenahit😳 amlak baelu yifredo

  • @BisheleIbrahim-k9x
    @BisheleIbrahim-k9x 2 วันที่ผ่านมา +2

    Selam selam yehiwat

  • @MeronSiumFtwi
    @MeronSiumFtwi 2 วันที่ผ่านมา +1

    Temie Anbesa

  • @AbelFshaye-s7x
    @AbelFshaye-s7x วันที่ผ่านมา

    Anta,hasawi

  • @lulyabereke7848
    @lulyabereke7848 วันที่ผ่านมา

    Midre kentebtebawyan nay eri Eko fuluyat ekum.midre tebelexti hhhh

  • @tigistihaile6620
    @tigistihaile6620 2 วันที่ผ่านมา +1

    Well said temie belih menisey amlak edmen tinan yihabka

  • @zeresenaymhretab8059
    @zeresenaymhretab8059 2 วันที่ผ่านมา +2

    U are raight temye I know him

  • @HagereyMedia-q4o
    @HagereyMedia-q4o วันที่ผ่านมา

    algs jelgaf!

  • @HermonMebrahtu
    @HermonMebrahtu 2 วันที่ผ่านมา +1

    👍ተሙ

  • @Yatana-EriMedia
    @Yatana-EriMedia 2 วันที่ผ่านมา +1

    👍👍👍

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤ %%%%%

  • @alion6783
    @alion6783 2 วันที่ผ่านมา +1

    Teme jigna

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 2 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome Mana Rekord