What an amazing meeting,what an individuals maturity,let Tigray Titehaqon Titahan Titsetse Tinefe Tibsel,Hatela,GhefelYefelet.Go fight to the end.thank you , keep in your minds Time and Space..
Dr.Dejen is the most emotional intellectual.Does he observe the reality on the ground.Tigray do not have a good relationship either With Eritrea or Sudan.Samething with Ethiopia.If this is true.How to get rid of this will be giving priority to your unity.The way you using the democracy is Anarchism.Luck of professionalism.Thank you
Give the peooilple of Tigrai the power to decide the destiny of Tigrai. These politicians will never solve the problems. They only dream of power. This chaos has to end before things get worse. Power belongs to the people. This blaming games and trying to score political points won't solve the suffering of the people. POWER TO THE PEOPLE!!!!!!
Tegadalay Gebere face of the struggle, a person i respect, under a fascist regime, once you give it, you can change your name but you can not change your finger print.
TPLF Why you can not share General Tsadkan,;s Idea ? I think you Make the people of Tigray to Realize TPLFs General Ideology. General Tsadkan have deep Understanding about the future Generation, to shape our future Generation, please try to excursive his Idea by replacing the old Once by new Generation or new scholars. and please try not to be selfish.
ክብረት የሃብካ ደኩተረ ደጀን ሃቅ ሃቅ ሃቅ እዩ ጅግና ሃዉና አጆካ ትዖዎት እካ ምስ ህዝብ ካ !!!
ነዚ ናይ ፀርፊ ብቻ ዝኾነ ጀግና ምባል ጌጌ እዩ ህናፃይ ዝኾነ ሓሴብ ኣየምፀእን ዋጋ ዘይብሉ ርእሱ ሙቆት እንበር ፈልጠት ኣይመለጦን
💛❤
What an amazing meeting,what an individuals maturity,let Tigray Titehaqon Titahan Titsetse Tinefe Tibsel,Hatela,GhefelYefelet.Go fight to the end.thank you , keep in your minds Time and Space..
እቱ ሓሳብ ትኽክል እዩ። ግን እቱ ሕኹትኹት ሕውሓትን ግዝያዊ ምምሕዳርን እዩ ዘይነፀረ ፀረ ህዝቢ ትግራይ እዮም መሲሎም ዝረእይኒ መላምል መነአሰይ ኢና ገቢርና ግን ካሕሳ ህዝቢ ካሕሱና።
Thanks a lot, Dr. Dejen!
Dr. Dejen is right for me!!!
ሰላም ሰላም
ZEMED kkkkkk
🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦👌👌👌👌👌👌👌👌👌🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🌿🌿🌿🌿🌿🌿
👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎
ኣታ እዚ ጅግና ንይብሓቂ ዶክተር❤❤❤❤❤❤❤
ወቃሲምበር ንቅድሚት ክርኢ ዘይደሊ ፍጥረት ዓሰና
I.shere.you.jenrale.joba/አበበ፡ተክለሀይማኖት፡እቲ፡ሓቂኑሱእዩ፡ንቀበሎ።❤❤❤
ጀጋኑናንብልፅግናአሻራክቡየዉለሙን
🙏🙏🙏❤❤❤❤
Yes to mane good adya now
ደ ር ደጀን ብጣዕሚ ዘሕጉስ
ጻድቃን አይትእመንዎ ኢትዮጵያዊስት እዩ ዝበለ እንተበለ እስስት እዩ
❤❤❤❤❤
30:40 30:41 30:42
ZEMED
ZEMED
Kkkkkklll
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🙏🙏🙏🙏
ትግራይ ኸዚ ኣብዛሰዓት እዚኣ ለድልያ መራሒ ሰላማ ጨቢጡ ላብ ብራኸ ልወስዳ መራሒ ኣያ ትደሊ
ኣብ ዕንውንው ኣእቲኹም ኣይተደናግሩና ብስራሕን ተግባርን ዝግለፅ ኢና ንደሊ
Tigray should focus on its priorities.Unity is strength.One insulting the other will make your region weak.If not you will be in trouble.
ሓድሽ ወለዶ ትግራይ ህወሓት ብዉሕድ ንኽትማሃር፣ንኽትዛረብ፣ንኽትሰርሕ ዕድል ሰለዝፈጠረትልካ አይትኻሓድ።
ወዲ ሰብሓት ነጋ ስልጣን ይኣኽለኹም
ሓዱሽ ወሎዶ ስልጣን በገልግል ኣይወሃቦን ግዳስ ኣፍቲ ፓለቲካ ትግራይ እናተሳተፈ እቱ ስላጣን ክምንዝዕ ተሎ እዩ ። ከምኡው ክዕምፅ ከሎ ።
Yse
Tigray doesn’t need a failed party. They must be held accountable for all the crimes committed under their leadership. Control freaks must be stopped!
ህወሓት መድሕን ህዝቢ እያ ዝጠቅመና ዶ ጠፊኡና ባንዳታት በቃ ይኣክል ህወሓት ንቅድሚት
ትግራይ ናብ ጥፍአት ክትወስድዋ ኢኩም
ሀተፍተፍ ጆቤ ናበይ ገፁ.... ስሙ ዘይተፀወአ ቀታሊና ፓርt (ትዴ ፓ)እውን ይዓምብብ ካልኦትውን ይዓምብቡ ... ጉድ በሊ ትግራይ
Thank You For Voices
ንደብረፅዮን ዝወረደ አታሐሳስባ 50:60አመት ተክኖለጅ ዘወኖኖ ግምታዊ አታሐሳሰብ ሕዙ ዝኸድ ደቆሮ ከተሐሳሰበ መፅሐፍ ኽፃሐፍ አለዎ።
"እቲ ዝወሀቦም ዘሎ ገንዘብ ብፈደራል ዝመጸ/ዝወጸ አይኮነን ስለእዙይ መናእሰይ ትግራይ ገሊኡ ንስደት ዝተረፈ ኸዓ አብ ትሕቲ ቁጽጽር ንምግባር ኢዩ ኸምኡ ኸዓ አብ ቀጻላይ ኹናት ኽለዓል ኸሎ እቲ ዝአከቡዎ ልምዶም ተጠቅሞም ንኽይሳተፉ እቲ ሎሚ ገንዘብ ህብናዮም ብዝብሉ ብሕጊ ኽሕተቱ 'ውን የኽኢል ኢዩ"!
ሓሶት ገብረ ኣብ ባንኪ ዓሸራ የለን ፊርማ ጥራሕ ኢዩ ዘሎ
ዓሸራ ብጣዕሚ ጎዳኢ ኢዩ
ሽም ዝርዝር ተተውሂቡ ፀገም ኣይብሉን ሽም ተለዋጢ ኢዩ ሽምን ዓሸራን ዝተፈላለየ ነገር ኢዩ
ለውጥ ማለት ሓድሽ ፓርቲ፡ምልዋጥ ወይ ብካልእ ፓርት ምቅያር ማለት ድዩ ንዚ ድንቁርና እዩ ፡ምንም ፍልጠት ዝባሃል ዘይፈጠረሎም ናይስልጣን ፅሚኢ እምበር ሓድሽ ኣሰራርሓ ዘይብሎም እዮም ፡ሕወሓት፡ብዝዓይነት በፍፁም ክወድቅ አይክእልን ህዝቢ ትግራይ ዕውር ኣይኮነን ይርእ እዩ ዝጠቅሞ ይፈልጥ እዩ
ህዝቢ ምዕራብ ትግራይተስፋ ቁረጽ!!
እርብጃኽም እይተሕሙና ዝኹሉ እርጊት ህዋሕተይ እናብሉ ንባዕሎም ስብዕና ስማንን ዓመትዝግብሩ ጋልሓምሳ ንብሉ ሽመጥፍእ ትክክል አይኮን
ብድሮን በጀት
በ7 ሃገራት ዘይተምበርከኸ ህዝቢ ንስልጣንኩም ክትብሉ ንኸብዲ ውሑዳት ክምብርከኽ
አታ ሰብ እንዶ የለን
@@MichaelAbMr seb dia atifiomo indìyom
"ብዝሕ ሓገዝ ኣተገበረሎምን" እምበርከ
ዶክተር ደጀን ተባዕ ኢኻ ፅቡቕ ኣገላልፃ።
Anne zigermeni tigray weyane entay eyu diletikun hagar kitkonu aytideliun akmi yebilkumin zerebkum tigray kem hager gerkum tekribuwa, Pretoria ni eritrea.fano zimiliket aykonen,mis dr abi ekum ferimkum
Adgi
Dedeb
Wüsste leaste Dedeb. Nonofyour bussness
ሰላም ሰላም ሰላም ሃቡና በጃኩም ህዝብና ይፍእ ኣሎ 😥
ሴራ ቶኮል ክፍእት መቀኝነት ቅንአት ሓሰድነት ሌብነት ዘተሞለእ ሰነልቦና ዘለካ ፖለቲከኛ ኮያካ ንትግራይ ክተረብሓ አየትክልን ዘለኲሞ ኩነት ህጂ የምሰክር እዩ ሰለም ሀብዎ ነዚ ህዝቢ ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ኢና
አነ ተፈናቀል እየ ቅድሚ ለውጢ ገዛይ ክምለስ ይደሊ።
በቃ ንስኺ በዚ ዝንቡዕ ቅዋሙ ዕድመ ልክዕ ኣብ ኬንዳ ክትነብሪ ኢኺ ኢኺ።
ሓሳብ እናማዕበለ ዝኸድን ናይ ወለዶ ቅብብል እዩ።
ናይ መንግስቲ ስራህ ዝሠርሑ ዝነበሩ ኣባላት ብዘይ ገለ ይብተኑ አለው ይበሓል አሎ .ትኽክል ድዩ.
ሰበር
ንሸውዓተ ሃገራት ዘይተምበርከኽ ህዝቢ ትግራይ ን2ተ ቂመኛታት ኢዱ ኣይህብን መሬት ክትናዓብ እንበር ንህወሓት ዝኻሓደ ናብ ሰልጣን ፈፂሙ ክመፅእ ኣይንፈቅደሉን
ተስፋና ካብ tdf እምበር በዞም ቆልዑት መራሕትስ ተስፋ ቆሪፅና ብሱሩለ ካልእ ፖርቲ ከምኒ ውናት መሓሹና😢
ለይባ ትውልዲ እልካና ለይባ ትውልድ እልካ ክትፃረፍ ክትማሃር ነፃ ድመኩራሲ ክህሉ ዝገበረ ወርቃዊ ታሪካዊ ውድብ እዩ ቅበፅ ህወሓት ኣይትጠፍእ ካብ ትውልዲ ናብ ትውልዲ እዳተከባለለ እንዳ ገበለ ምስ ወቅቱ ፕሮጉራሙ እዳሐደሰ ዝከይድ ውድብ እዩ ። ንሕና ሰራቂ ትውልዲ እተኮይና ንስካ ድማ ሓሳዊ ራስ ወዳድ ትውልዲ ከይብለካ ንቲ ካሊእ መንእሰይ ከይነክእ ንስካ ግን ከምኡ እካ።
Hifret zeysimeakum Hiwehat migedefkumo equa siltankum bihaki tigermu Aregit hangol hizkum nitigray Ariga kitmewit akribkuma beka.
ንዲምክራሲ ዝአንፍት ጀነራል
ይበል ዶክተር ደጀን መዝገቦ እዚ እዩ እቲ ሐቂ
ዶ/ር ደጀኔ ፅቡቅ ትንተና መሪሕነት ብጃኬት ክኸውን የብሉን እንታይ ድኣ ብዓቅሚ ትምህርቲ ክእለትን ቅንዕናን ሕጊ ውን ወፂኡ ክትግበር ኣለዎ ምስ ተጠያቅነቱ።
“ጉይይ ካብ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ።” ይብሉ ወለዲ። ክንደይ ዘረባ ክንደይ ኣኼባ እዩ? በሉ እንዶ እቲ ኣብ ፎቖዶኡ ዝተበተነ ህዝብና ናብ መረበቱ ከመይ ይመለስ በሉ።
ፓርቲ ዘይብሉ ብፃድቃን ዝምራሕ ካውስል ማለትድዩ መድረኽ ናብዝጥዕመካ ጥምዝዝ
ኣንታ ኡይ እንዶ ዲሞክራሲ እንታይ ማለት እዩ እስኪ ስርዓታት ኃይልስላሰ፡ ደርጊ/መግስቱ፡ ኢህኣድግ ሕዚኸዓ ብዕልግና ኣወዳድሩ መርምሩ እሞ ብኡ መሰረት መልሲ ሃቡ እልፈ ጥቕመኛታት ጎሓላሉ። እሞኸዓ ፖለቲከኛታት ይብሉና። ኣይሓቆም እንድዮም ራኢ መለስ ክብሉና ዝፀንሑ ቁምነገራት ገዲፎም ኣብሓምዘቕዞቕ ክውዕሉ።
ምሁር ሙሁር እናበልኩም tekek aytebluna ምሁር ዘይኩነስ ግዱስ እዩ ዘድልየና ዘሎ ሐዚ
ኢትዮጵያ ድሕሪ ሕጂ ዓዲ ኣይትኾነናን ምሓዛ ዓዲ ኣጥርዮ 1000 ዝኾን ኣየር ሃይልን መከናየዝድን ሓይሊ ሰብ ኣብርሑቅ ዓዲ ኣሰልጥኑ ዲዲኣር ትብል ነገር ነገር ከይህልዋ ማእዘን መሳርሒ ካብ ት/ይ ከይወፃ ከይትሽወዱ።
ሀለፃ ፂቡቅ
አይመስለንን ትብል ነዳምፃ ብደምቢ ታይማለትዩ ግልፂ ተትግበር
Ashara is not standard.
Nay Leyabu megletsi
Aye tsadkan reform zkone sebay hashawi
Dr.Dejen is the most emotional intellectual.Does he observe the reality on the ground.Tigray do not have a good relationship either With Eritrea or Sudan.Samething with Ethiopia.If this is true.How to get rid of this will be giving priority to your unity.The way you using the democracy is Anarchism.Luck of professionalism.Thank you
Gech and tsadikan are togother.....becouse they are real human unlike TPLF....
Give the peooilple of Tigrai the power to decide the destiny of Tigrai. These politicians will never solve the problems. They only dream of power.
This chaos has to end before things get worse. Power belongs to the people. This blaming games and trying to score political points won't solve the suffering of the people.
POWER TO THE PEOPLE!!!!!!
ኩሎም ዝሃደሙ ቡፁኣት ኮይኖም ቀሪቦም መግረምቲ
ተገፃሊ ኢኻ ኢትዮጵያ ክንደይ አላፍት ተጋሩ ኀቂፍ እተንብር ሀገር እያ ደናቁር
ገብረ ይመስለኒ ዝብሃል አይሰርህን የቀድሞ ተዋጊ ማለቱ ንምታይ አድለየ አዩ አትጉዳይ
ፀጋይ በርሔ ሕውሐት እየ ትብዘለኻ ከእዎ እኻ ግን ብደብረፅዮን አይነት ሕውሐት መሕፍር እድመልክዕ ስልጣን ስልጣን ናፋቅ መሕፋር መሕፈር እኹም አያኽለኩም ስልጣን አቦታት አማኻር ኹኑ
Tegadalay Gebere face of the struggle, a person i respect, under a fascist regime, once you give it, you can change your name but you can not change your finger print.
ዶ/ር ደጀን ኩሉ ግዜ ፀርፊ ካልእ መማረፂ ዘይትርኢ ዑዕዕዕ ኢለካ ዘለና መማረፂ ንህውሓት ምድጋፈ እዩ ምኽኒያቱ ከሠብዚ ሓደጋ ዘውፀአና እንበር ፀርፉ መሪፁ ናብ ሚድያ መፂኡ ዝፃረፈ ጫፈ ድንቁርና እዩ
True
ኑሱኸ ወደበይ እዩ ንትግራይ ዝጸርፍ?
ዝወከለ ግለሰብ፡ ጉጅለ፡ ፓርቲ ይኹን መንግስት ዝወከሎ ከልግስን ክትክእን በየና መንገዲ እዩ መፈንቅለ መንግስቲ ዝበሃል? ? ? አህ መለስ ንዚኦም ኣፍሪኻ ዝሓደግካሉ ንህዝቢ ትግራይ።
ጀ/ል ጻድቃን ዝዛረቦ ትኽክል አይኮነን። ኩሉ አመራርሓ ሓደ ኾይኑ መሬት ትግራይ አብክንዲ ምምላስን ተመዛበልቲ ናብ ገዝኦም ምምላስ ዝተፈላለየ አጀንዳ እንዳምጽኡ ህዝቢ confuse ይገብርዎ አለው።
ሑሶት ባንኪ ዓሸራ አይድለን አይሃብናናን
ሕዋሕት ብዘይካ ህልቀት እንታይ ለውጥ አምፅአ ብፍላይ ሀለቃ ፀጋይ ዶቆሮ ንትግራይለውጥ አምፅእና ክትብል ሕፈር 😂😂
ኣብ ዓሸራ በፂሕኻ!?ሓደጋ ኣለዎ ዶ ኣይብሉን!?ሕቶ'ዩ. ብሳይነስን ብሙሁራንን ክዓ ይምርመር።ይመስለኒ ዝብል ናይ ሕዋሕታውያን ዘልኣለማዊ ድድብናን ህዝቢ ኣብ ሓደጋ ምእታውን ከ መዓዝ'ዩ ከብቅዕ!?ሕቶ እዩ
DR dejen kbri ygbaaka abgonka alena ab meret gn weridkum serihu lewtsi eyu zdeli zelo hzbi tgray tegbar
ዝርዝር ዳታን ዓሻራን አይፈላለን ድዩ
ህወሓት ጠቕሊላ ክትጎሓፍ አለዋ። ህዝቢ ትግራይ ዘጥፈኤት ውድብ ናይ 17 ዓመት ቃልስን ን27 ዓመት አብ ስልጣን ዝመርሕ ዝነበረ ውድብ ሞሽሙሹ ዝተደርበየ ተመሊሱ ትግራይ ከማሓደር አይነፍቅድን።
መናእሰይ መናእሰይ መናእሰይ? ኣብኹለን ውዳበታት መናእሰይ ኣለዉ! "መናእሰይ"ብጀ/ፃድቃን ኣበሃህላ "መናእሰይ/ዕሸል ውዳበታት" ልምባል ተኾይኑ፤ ብግልፂ ይነገር! ውዳበታት ብህዝባዊ ዕላማታተንን ህዝባዊ ቅቡልነተንን ናብ መሪሕነት ክመፃ ኣለወን!
እተን ሓደሽቲ ውዳበታት ሓደ ኣብዝገብርወን ዕላማታት ብሓደ ተጠርኒፈን እቶም ብፍሉይ ዝሓዘኦም ዕላማታተን ኸም ናይነዊሕን ሓፂር ፕሮግራም ሒዘን ተዋሂደን ሓይሊ ፈጢረን ንሕንሕ ተዝገብራ ይምረፅ። ካብ ክልተ ንላዕሊ ተናሓናሕቲ ውድባት ተዘይህልያ ይምረፅ። ተወሃሃዱ።
ስልጣንሒዙን ደልዩንምንጅኽ ዝብል ዘሎ ጌታቸው ባዕሉዩ ንሳቶም ብቁዕ ኣይኮንካን ስልጣንካ ኣረክብ ኢዮም ዝብልዎ ዘለውምበር ብዶሕሪኡ መን ይሕዛ ኣይተቃወሙን ስቀኢልካንዶ ውሰደልና በጃኻ ኣጽላእካና
ኣፍ ክኽፈት ይቕላዕ ዓንጎል ደበሉ። ናይሎምስ ጉድ እዩ? ? ? ሕግን ስርዓትን ምኽባርን ምትግባርን እንተዝሕሉ ኣብ ዕንክሊል ምወደቕኩም፧? ምያለኹም።
ክትቅፅል እያ ገና ውድብ ሕውሓት ናይ ባዕልኩም ውደብ ኣጣናኽሩ ባይታ ወሪድኩም ፖለቲካኹም ኣጠናክሩ ፅልኢት ሕውሓት እንተሰቢኽኹምና ግን ንሕናዉን ፅቡቅ ዝሰረሐቶ ኣብናታ መሪሕነት ዝነበረሉ ጥዑም ግዜ ክንዝክር የገድደና። ግን ንሱኹም ናይ ባዕልኩም ውደብ ሒዝኩም ንታሕቲ ወሪድኩም ኣጣናኪርኩም ዝሐሸ መማረፂ ኣምፅኡልና ክንሪአኩም ብተለቭዠን ኮይንኩም ሕውሓት ክትጠፍእ ኣለዋ እንተ ኢልኩምና ኣይትጠፍእን ኢልና ቅንቃለሰኩም ኢና ምክንያቱም ንስኩም እውን ከምኡ እቲ ንሕዋሓተ ትጥፋእ ትብልዋ ዘለኩም ንናትኩም እውን ከጥፍ እንተመፅዩ ኣይነጥፍእን ክንብብል ኢና ምክንያቱ ከምቲ ሕውሓት ናትና ንብላ ናታትኩም ውድብ እውን ናትና ናይ ትግራይ ኢኩም ኩሉኹም ናይና
Yimesleni aymeslenn, zbl megletsi naytom guahalalun denakurn meleleyi eyu!!
ገብረ ዓድየት ዓሸራ ምሃብ ሽግር ዘለዎ ኣይመስለንን ዝብላ ዘሎ ንምንታይ ይመስለኩም?
Doctor Dejen nkdmit
Mease eyu zewetse!!we will see your words.Where is the agreem paper you give to the youngesters.
Anta biherbigeresebat zibejal gidefuwo tsemamat hiwehat gena biherbiheresebat yibluna alewu bitaemi yigerim. Ethiopia ekum tifetwuwa kab Tigray weyane bikiltuf siltankum Arekibu. Hinakat ekum nitigray ayitimitinun.
ሀተፍተፍ እና በልና ጉዕዞ እንትርፊ ንድህሪት ንቅድሚት የለን..... ክልተ ዓመት ሙሉእ ዘረባ ጥራህ... 😹😹😹
እንታይ እዩ ባ ዶ/ር ደጀን ብቲ ካሊእ ገፅ ሽኻል ዘለዎ ይዛረብ በቲ ኻልእ ናይ ዕቡድ ይዛረብ ኣብ ሓዲኡ ይኩን
Guhaf
ትውልዲ ምሉእ ሰራቂ ዶ ይበሃል'ዩ? ዓሻ ደፋር
ጌታቸው በቃ ይኣኽለካ ካብዚ ንላዕሊ ምህላኽ ጫፈ ንዕቀት እዩ
Mulue wolodo leba mibal nay denqoro hasab eyu
ነኒ ባዕልኹም ከይተስማማዕኹሙስ
ፍቕሪ ጎረበት ክትእልሹ ? tplf ፅርግ ኢልኩም ጥፍኡ ።
ኣንቱም ነባር ኣመራርሓ ሕወሓት ብዕድመ ቀዳሞት ዝኮንኩም ከም ሕወሓት ፅቡቅን ሕማቅን ሰሪሐኩም ኢኩም ነኽብረኩም፣ ኮይኑ ግን ብፍላይ ሐዚ ዘሎ መሪሕንት ሕወሓት ከም መሪሕነት ኣይኮነን ንህዝቢ ትግራይ ንሕወሓት ባዕላ ክመርሕ ዘይክእል ኮይኑ እንዳሃለወ ናይ ህዝቢ ፅንተት ብድክመት መሪሕነቱ ነምፀአ ንምንታይ ብግልፂ ክመዓራረ ዘይትገብሩ ዝውገድ ተወጉዱ ዝቅፅል ክቅፅል ዘይትገብሩ። እምበር ናይ ሕወሓት መትከልን ቀዳሞት መሪሕነት ሕወሓትን ከም ደቂ ሰባት ሕማቅን ፅቡቁን ሰሪሕኩም ኢኩም ክብረት ይሃበልና።
ክንደየናይ እዩ ኣብዪ ቦታናን ህዝብናን ክምልሰልና ኢልኩም ትሓስቡ?ዲዲኣር ድሓር ክኾን ነይርዎዋ እተን ብደም ዝተገዝኣ መካብ ትግራይ ከይወፃ?
ገብረ ገብረእምኒ ሓላዊ ዑና
ተምቢየና ጉዳይ ስማይ ኣ ዕሬግዋ ዝገረመኒ ዋላ ሓደ ተጋጊካ ዝብሎ ዘይምንባሩ እዩ
TPLF Why you can not share General Tsadkan,;s Idea ? I think you Make the people of Tigray to Realize TPLFs General Ideology. General Tsadkan have deep Understanding about the future Generation, to shape our future Generation, please try to excursive his Idea by replacing the old Once by new Generation or new scholars. and please try not to be selfish.