ጸላኢና ኤርትራዉነት ኢዩ ። 21-12-24

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 87

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 4 วันที่ผ่านมา +1

    መርሓባ ጣቢኖ ከምዚኦም የለን መዳኸምቲ እዮም👍💪💯💎🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷❤

  • @ወi
    @ወi 7 วันที่ผ่านมา +4

    ኤርትራዊነት ፁሩይ ኩቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🕊🕊🕊🕊

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 7 วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ጣባ ሓውና ጅግና ጽቡቕ መደብን ዘዕግብ ኣገላልጻኤ👍🇪🇷ርትራውነ ኩቡር መንነት🇪🇷❤️🇪🇷🙏🇪🇷🐪🇪🇷👍🇪🇷💯🇪🇷💪🇪🇷

  • @zeeMe2323
    @zeeMe2323 7 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome wedi Eri Taba jegna keep up serve our Diamond 💎 Beautiful country Awet Nehfash 🇪🇷 🙏♥️🙏🇪🇷

  • @genetweldu385
    @genetweldu385 5 วันที่ผ่านมา

    ሰባር እግሩ ዓራት ከይተረፈ ኢና ብድንጋጸ ገዚናለን ክከዳ ከለዋ ንተጋሩ

  • @semereabsemere2270
    @semereabsemere2270 7 วันที่ผ่านมา +3

    eseyas zibhal wehabi rieto I like your comment you are speaking very truth thats facts

  • @yrgalemweldeab9361
    @yrgalemweldeab9361 6 วันที่ผ่านมา

    Yess🎉🎉🎉

  • @asemoromweldemenekrois5063
    @asemoromweldemenekrois5063 6 วันที่ผ่านมา

    Z❤❤❤❤

  • @tesfayrahel5963
    @tesfayrahel5963 6 วันที่ผ่านมา

    Bravo tsbuk melsi

  • @mogosmesfin9382
    @mogosmesfin9382 7 วันที่ผ่านมา +4

    ወዲ ጣባ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣገላልጻ ነዚ ከይተረድኡ ከኣ ይጻረፉ ኣለዉ።

  • @SesenFeven
    @SesenFeven 7 วันที่ผ่านมา

    🙏🏽💕🙏🏽የቀኒየልና ወዲ ጣባ ሐውና አምላክ ይባርካ ምስ ስድራቤትካ 💕🙏🏽💕🌷💕🙏🏽🌷💕🙏🏽

  • @NardosTsegai
    @NardosTsegai 7 วันที่ผ่านมา +2

    Eritreawnet kuber mennet 🇪🇷💕

  • @gebrehiwottesfandrias1028
    @gebrehiwottesfandrias1028 7 วันที่ผ่านมา +3

    Thank you wedi taba for the responds of Emanuel tigraway .
    Wedi taba I am proud of you .
    From Barentu በዓል ጥሪት ፡ ይከታተለካ ያ መዓልታዊ ቀጽሎ ብድሆ መሬት ኣይወድቕን ዩ ዘራባኻ ብዛዕባ ትግራይ ኢሊትን ጽል ኦምን ።

  • @jossijossi7972
    @jossijossi7972 6 วันที่ผ่านมา

    Wedi taba jigna xbuq medeb 🇪🇷🇪🇷💯🙏

  • @SaraDubai-v4x
    @SaraDubai-v4x 6 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕

  • @TerhasAnde
    @TerhasAnde 7 วันที่ผ่านมา +1

    Selam Selam Wedi Taba Good job 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @mogosmesfin9382
    @mogosmesfin9382 7 วันที่ผ่านมา +7

    ሻዕብያ ኣሎ፡ክህሉ, ክነብር ንዘልኣለም ክነብር እዩ ዓወት ንሓፋሽ!!!

    • @Saka-h4m
      @Saka-h4m 6 วันที่ผ่านมา

      Alena wlad shaebya mendelay

  • @Tsegaygebru-yk8we
    @Tsegaygebru-yk8we 7 วันที่ผ่านมา +1

    Well come granda 291❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @haileweldesilassie313
    @haileweldesilassie313 7 วันที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚ መሃይም ሰብ ግልጺ ዝዛረብ ። እምበር ተማሂሩ እዩ ።

  • @Hagos1971
    @Hagos1971 7 วันที่ผ่านมา

    Wedi Taba Edmen Ti’enan yahabka 🇪🇷❤️🇪🇷

  • @MesghenaTekie
    @MesghenaTekie 6 วันที่ผ่านมา

    Well

  • @mehreteabgebreyesus8208
    @mehreteabgebreyesus8208 6 วันที่ผ่านมา

    TABINO መሕደር 1000 ሰላምምም

  • @SesenFeven
    @SesenFeven 7 วันที่ผ่านมา

    ❤️🕊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🕊️

  • @RobelAmare-n1n
    @RobelAmare-n1n 6 วันที่ผ่านมา

    ዋውው ጣቢኖ ታኽወጾ ብሉጽ ትንተናዩ።
    ግን እታ"( " ከም ሕብረተሰብ ወዲቕና"" ትብል ግን ጌጋ ኮይና ትስማዓኒ። ኣብ ትንታነ ኣይኣትውንየ ፡ ብሓጺር ግን ይቕሬታ ሕተተላ፡ ኣይወደቕናን ፡ግን ንኸይንወድቕ ንፍተን ንቃለስ ዘለና ህዝቢ ኢናሞ በጃኻ ኣብዝታት ጥራሕ ጥንቅቕ በል ክቡር ሓው። ብዝተረፈ ብሓቂ ዕድለኛታት ኢና ሓውናን ናትናን ዝኾንካ ። ጸላኢውን ኣባዚሑ ክጥቀመሉ ይኽእልዩ ነዛ ሓንቲ ቃል ወሲዱ። ምኽንያቱ ዝወደቐ ሕብረተሰብሲ -- መንግስቲ ባንዱራ ቋንቋ ወይ ባህሉን ክብረቱን መንነቱን ስኢኑ ኣብ መግዛእቲ ፋሕፋሕ ኢሉ ዝነብር ኩሉ ዝሰኣነ ህዝቢን ሃገርን ኮይኑ ይስመዓኒ። እዛ ጌጋዚኣ ተዘይኮይኑ ግን ብምሉኡ ደጊምካውን ክስማዕ ዘለዎ ዘይምኖ ትንታነን ዋላውን እቶም ዝደወሉልካ ከይተረፈ ብሉጽ መግለጺ ሂቦምና። ብዙሕ ንድሕሪትን ንቕድሚትን ዋላውን ንብሕጂ ከኽይደና ዝኽእል ብሉጽ ቃላት መዘኻኸርን ሓቂ ዝሓዘለ ሓበሬታታትንዩ ኔሩ እብል። ❤❤❤
    ዕድመሃብካ ጥራሕ ጣቢኖ ዘግሬት።
    ነዚ ኢና ትምህርቲ ካድር የድልየካዩ ንብለካ ክቡር ሰብ ኤማ። ግን፡ ዝሰርሕ ይገገዩሞ ህዝብን፡መንህስትን ድማ በዚ ክንሕዞን ክንርዶኦን ሓደራ ሓደራ ደጊምና ሓደራ ንብል።❤❤❤❤

  • @tedrosberhe1850
    @tedrosberhe1850 7 วันที่ผ่านมา +6

    ኤርትራዊ ጽልኢ ጸሊኡ ሱቅ ተበለስ አብዚሖሞ....ድሕሪሒጂ ዓጸፋ ከምንምልሰሎም ክፈልጡ አለዎም ደጋላት 😮

  • @semereabsemere2270
    @semereabsemere2270 7 วันที่ผ่านมา +1

    Tigraway kedamay xelaena eyu 💯

  • @SesenFeven
    @SesenFeven 7 วันที่ผ่านมา

    ❤️🕊️🌍🌏🌎🕊️❤️

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 4 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቁዩ እዚ ሓውና ዝበሎ ህዝቢ ትግራይ ብምልኡ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራዩ ዋላ ምሳና እናበለዑ ከለዉ ጸላእትናዮም ዓቢኦም ንእሽቶኦም ጸሊምዩ ልቦም ::

  • @HaileMicael-c7v
    @HaileMicael-c7v 7 วันที่ผ่านมา +1

    ዞም ርጉማት ቆልዑ እታይ ክንገብሮም መፍቶ ተጋሩ ገረሙና

  • @MesghenaTekie
    @MesghenaTekie 6 วันที่ผ่านมา

    Welcome westerns2Asmarono

  • @asmeromtesfai5735
    @asmeromtesfai5735 7 วันที่ผ่านมา

    Will come widy taba

  • @freweininegusse7022
    @freweininegusse7022 7 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @abuahmed5354
    @abuahmed5354 7 วันที่ผ่านมา +1

    መርሓባ ወድ ጣባ እዚ ባዓል ጭሕሚ ዓቢ ቆልዓ ዩሞ በቲ ዝዛረቦ ዘረባ ሓሲሩዩ ኣብ ግምት ዝውዕል ሰብ ኣይኮነን ዓወት ንሓፋሽ

  • @habenabrha4995
    @habenabrha4995 6 วันที่ผ่านมา

    Like and comment subscribe please kululatna

  • @jemebur8170
    @jemebur8170 7 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome welcome

  • @mussieafeweki5687
    @mussieafeweki5687 7 วันที่ผ่านมา +1

    💯💯💯💯💯💯

  • @bokrezionaraia2076
    @bokrezionaraia2076 7 วันที่ผ่านมา

    ኩፍአት ጎረበት

  • @asemoromweldemenekrois5063
    @asemoromweldemenekrois5063 7 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @teklitgebrhans9583
    @teklitgebrhans9583 7 วันที่ผ่านมา

    👌👌👌👌👌👌👌

  • @abrahamtcabo9590
    @abrahamtcabo9590 7 วันที่ผ่านมา +1

    ብዙሕ ኣይንፈላሰፍ እዞም ቆልዑ ዝወጹ ዘለዉ ፡፡ምሉእ ብምሉእ ብምትሕብባር ላዕለዎትን ታሕተዎትን ሓለፍቲ ሰራዊት ኤርትራዩ። ኣብ ደገ ዘሎ ሳዕሳዒ ገንዘብ እሰድድ ።ሓለፍቲ ሰራዊት ድማ ምስ ደላሎ ተሰማሚዖም ብግልጺ እሰርሕሉ ኣለዉ።
    ከም ሕብረተሰብ ወዲቕና ኢና ዝበልካያ ብርግጽ።

  • @teaby6258
    @teaby6258 7 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @RobelAmare-n1n
    @RobelAmare-n1n 6 วันที่ผ่านมา +1

    ካልእ እቲ ዝቐብሮም ዝሰኣኑ ሬሳታትዪም ፡ ዝበልካዮ ዝገርም ሓቂዩ። Thx.
    ካልእ እቲ ቀንጠብጠብ ኢልኪም መንግስትን ህዝብን ኤሪትራ ድማ ክሳብ ሃገረሰላም ሃዲኑኩም ሃዲምኩም ድሒንኩም ኣምሊጥኩም ኣለኹም። ኣብዛ ሕጂ ትጅምርዋን ትቕስቅሱላን ዘለኹም ካልኣይቲ በትሪ ግን ዕድል የብልኩምን ፡ ከተጥፋኣኩምያ ። ዝበልካያ ትገርምን ክምትፍጸም ድማ ርግጸኛ ዝኾነትን መጠንቀቕታያ፡ ንዝርድኦ ወያናይ ። ምኽንያቱ ቅድሚ ዓሰርተ ዓመታት ዘጠንቀቕካዮም ዝነገርካዮም ዳርጋ ኩሉ ኣብ ርእሶም ወሪዱዎንም ተፈጺሙንዩ።
    ❤❤❤❤❤

  • @SelamAk-mn5pj
    @SelamAk-mn5pj 6 วันที่ผ่านมา

    Eziwedi senef agelalxa tuhut menfes eyuzelewo tgray abhmake wedika kemzela enkoe raye budue

  • @kashaimekonnen3998
    @kashaimekonnen3998 6 วันที่ผ่านมา +1

    እንዳ ወርቂ ውን

  • @solomungoitom4236
    @solomungoitom4236 7 วันที่ผ่านมา

    ባሕሪ ነጋሽ ሓዉ ንምግበይ

    • @loveelroi4453
      @loveelroi4453 7 วันที่ผ่านมา

      ዱዩ ? ወይዚ ጡሽጡሽ

  • @Totaldome
    @Totaldome 7 วันที่ผ่านมา

    Very sad but very true. Governments are supposed to address the problems of their citizens, why is our government not addressing the root cause of our young men and women problems?.. just like its citizens government has the responsibility to address the issue. You are addressing half of the problem you should be realistic.. please address the other half.

  • @jimmyjam5338
    @jimmyjam5338 7 วันที่ผ่านมา

    MERHABA TABA ASMARINO KAB LOSANGELOS ARKIKA GIRMAY,,,, BI JIMMY ZIKERIB

  • @okubazgiherteferi-abai4591
    @okubazgiherteferi-abai4591 7 วันที่ผ่านมา

    Ab Sudan chewyom ab German ab Asmara genzeb netihzo alena

  • @Tesfaldet-r3t
    @Tesfaldet-r3t 7 วันที่ผ่านมา

    እታ ወያነና ዱባይ አትዩ ትብልተዋስኦ እኮ ካብኡ ተበጊሳ እያ

  • @abueritrea9838
    @abueritrea9838 7 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ጣባ ክፋኣቶም ግለጾን ቀጽሎን።ዓቢ ኣርእስቲ ነዊሕ ክኸይድ ዘለዎ እዩ

  • @Tesfaldet-r3t
    @Tesfaldet-r3t 7 วันที่ผ่านมา

    አብ ዒላ ስሚ የእትዉ ነሮም

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 7 วันที่ผ่านมา

    ስደት አብዚ ግዜ እዚ ፋሽን እዩ ተቆጺሩ ወድክስቶ ጓል ኩስቶ ኤሮፓ አሜሪካ አለዉ ሐሊፍሎም ስድርኦም እንዳተባህለ እዩ ዝዕለል ስለዚ ግደፎም ዝወረደ ይዉረዶም።

  • @haileweldesilassie313
    @haileweldesilassie313 7 วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ጣባ ብኽብረትካ ወፍሪ ዶብ ስግሪ ዶብ ጽሑፍ ድሕሪ ዓወታት ኣብ ጉዕዞ ኣዲስ ምእታው ስየ ኣብ ኣኼባ ኣብ ቅድመኹም ኣናብስ ክዛረብ ሓበን እስማዓኒ ኢሉ መደረ ገይሩ ። ነዚኣስ ንህዝቢ ትግራይ ክተስሞዖም እላቦ።

  • @Tsegaygebru-yk8we
    @Tsegaygebru-yk8we 7 วันที่ผ่านมา

    Taba kemezeom hizebey ezeom teara tekemom zetabou hizebey yelen begeka hisedena kale tekemey yebelomun

  • @yebieyoosman3748
    @yebieyoosman3748 7 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Tesfaldet-r3t
    @Tesfaldet-r3t 7 วันที่ผ่านมา +1

    አይትዝክርን ስሚ አብ ዒላ የእትዉ ከለዉ እብእንዳ ኤርትራውያን ክስርሑ ከለዉ ነቶም ስድራ አእሲሮም ገዛ ይወርሱ ነሮም

  • @Tesfaldet-r3t
    @Tesfaldet-r3t 7 วันที่ผ่านมา

    ንፈልጦም ጎረበትና ቢላ ገዛ ዝነበሮም ሽቃሊቶም ትግራወይቲ ነራዓርኪ ነርዋ ትግራዋይ ነቶም ስድራሐሲዮም እቶም ሰብአይ ተአሲሮም ጠፊኦም እታ ሰበይቶም ደቃ ሒዛ ዓዳ ከይዳ እታ ሽቃሊት ምስዓርካ አትዮሞ

  • @AbrahamAraya-i1n
    @AbrahamAraya-i1n 7 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ታባ ኣነ ክሃተካ ደልየ ዘለኩ ካብ ምምጻአ ትሩንፕ ኣብ ውስቲ ኢቶፕያ ከምኡ ውን ኣብ ዞባና አንታይ ለውቲ ክመጽአ ኢልካ ትሃስብ ብገፊሁ ኣብ ዝመጽአ መደብካ ተንትነልና

  • @Tesfaldet-r3t
    @Tesfaldet-r3t 7 วันที่ผ่านมา

    አንስቲ አረግቶት

  • @foziyamohammed5277
    @foziyamohammed5277 6 วันที่ผ่านมา

    በጂ ሽዕቢይ ጋሕ በል

  • @tedrosberhe1850
    @tedrosberhe1850 7 วันที่ผ่านมา

    ሕጂዉን ነህዝቦም አብዘይ ወጽእ ሽግር ከዉድቅዎ ኢዮም. ረሰሐት....ካብ ሕሉፍ ዘይመሀሩ...27. ዓመት ዓጽዮማ ኤርትራ ከምዚ ጌሮምኒ ከማን አይበለትን...ዘይሐፍሩ ሙካኖምዮ ዝገርመካ😮😮😮

  • @Tesfaldet-r3t
    @Tesfaldet-r3t 7 วันที่ผ่านมา +1

    ትውልዲ ኤርትራውያን አይኮኑን ወዲ ጣባ ዘግነት ኤርትራ ስለ ዘሎዎም እዮም ኤርትራውያን ተባሂሎም ዝጽውዑ

  • @ሰሚዑእዝጊ
    @ሰሚዑእዝጊ 6 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ከም ዝተኾለፍና ፡ ናይ ብዓል ጻድቃን ዕንደራ ርኡይ ምስክር እዩ፡፡
    በዓል ጻድቃን ጉጅለ መሊእካ ክድምሰሱ ኔርዎም፡፡
    እዞም ጉጅለ ጻድቃን ስየ፡ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ይደራጀው ኔሮም ፡ ጻድቃን ኣብ ናይ ኢትዮፕያ ናይ ጸጥታ ኣኼባታት ብ መንገዲ ወልደስላሰ ይሳተፍ ኔሩ፡፡
    ድሕሪ ሞት መለስ ድማ እቲ ን ኤርትራን ኤርትራውነት ምዕናው ስራሕ ብ ጻድቃን ንን ጉጅሉኡን ኣብ ብሽፋን ወልደስላሰ ክምራሕ ጀሚሩ፡፡
    ውግ እ ቅድሚ ምጅማሩን ኣብ ውግእ ከለውን ድማ ፡ ጻድቃን ምስ ኣብይ እንዳተራኸበ ምስጢር ይለዋወጥ ኔሩ እዩ፡፡

  • @SelamAk-mn5pj
    @SelamAk-mn5pj 6 วันที่ผ่านมา

    Eziwedi beritra aziyu zken enehalemo tgray kemzikoyna terifa bmelhasom zemxwo eyu tegaru buduateyom akmomayfeltueyom

  • @Tesfaldet-r3t
    @Tesfaldet-r3t 7 วันที่ผ่านมา

    አብዚ ግዜ ናይ 4ዓመትኩናት ብረት ዓጢቀን አንጻር ኢሳያስን ህዝብን ክፍክራ ሪኢና

  • @yonaskidane9179
    @yonaskidane9179 6 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ጣባ ብሱል ክንዲ 10 ጽቡቅ ጌርካ ቀጥቂጥካዮ ነዚ መራት ቶካን ኣማኒኤል ሃዳሚ ኣብ ቆላተንቤን ተሓቢኡ ሳንኬሎ ምሉእ ይጽሕጽሕ ከምዘይነበረ ሕጂ ሰብኣይ ክመስል ይፍትን

  • @rahwagobie7230
    @rahwagobie7230 7 วันที่ผ่านมา +1

    እወ ሓቁ እዩ እዚ ትግራዋይ ፣ እዚ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተኸፊቱ ከሎ ሓደ ትግራዋይ ሲኖትራክ እናዘወረ ንኤርትራ ዝኣቱው ዝነበረ ነቲ ኤሪትራዊ ምስኡ ኣቑሑት ጽዒኑ ዝጎዓዝ ዝነበረ እዘን ሲኖትራክ ናይ ደቂ ዓድና መብዛሕተኦም ንኤርትራውያን እናጨወዩ ዶላር ብምኽፋል እዮም ዕደኦም ከፊሎም ፣ ወረ መላገጺዩ ኮይኑ ኔሩ መኪና ሲኖትራክ ብልቓሕ ዘይትገዝእ ደይ ክልተ ሰለስተ ኤርትራውያን ጨዊኻ ኢኻ ትኸፍሎ እናበሉ መመሰሊ እዮም ጌሮሞም ንኤርትራውያን ኢሉ እቲ ትግራዋይ ነቲ ኤርትራዊ የዕሊልዎ

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi2750 7 วันที่ผ่านมา

    Anes zgermeni bwege kunat awijom misayl derbina elom ab midyatatom tezaribomsi men ab hgi kekrbena diyu wala?______

  • @Tesfaldet-r3t
    @Tesfaldet-r3t 7 วันที่ผ่านมา

    ጭብጢ አማኒኤል እያሱ አብ ዘንኡ ምንጭና ካብ ኤርትራ ዝብል እኮ መን ሙዃኖም ክንፈልጥ አለና

  • @esoyemane2538
    @esoyemane2538 7 วันที่ผ่านมา

    በጃኻ ግደፎ ሐደ ዘይቡሱል ጭሕሚ እንተግዘፈ ፈላስፋ ዝኾነ መሲሉዎ ድኹም ኢዩ

  • @fessehazeru1946
    @fessehazeru1946 7 วันที่ผ่านมา

    ሰደት ናብ ቀዳማይ ዓለም ዓለምለኻዊ ተርኢዮ አዩ።ኩሉ ካብ ሰልሳይ ዓለም ናብ ኣይሮፖን አመሪካ ከኸይድ ዘይትምነ የለን።
    ግን አተን ሃገራት ካብ ዝኸነ አገር አፋሪቃ ወይ አስያ ሰቂሉ ከአቱ አይፈቅዳን አየን።
    አንተመጸ በዘበለ አቢሉ
    ናብ _ዓዱ ይመልሰዎ ወይ ዝኸነ ወረቀት መንበሪ አይረከብ ናይ ሰራሕ ዕድል አይረከብ
    ሰለዚ ከሰደደ አይኽአልን።
    ናይ አርትራ ሰደት ግን ብመደብ አመሪካ ንምድኻም ህዝቢ ከም ዝሰደደ ዝሰራሕ አዩ።
    ግን በመደብ ንአርትራ ምድኻም ዝገበረዎ ንአርትራ አየዳኸማን ።

  • @abduadem8106
    @abduadem8106 7 วันที่ผ่านมา

    ቦለቲካ ዲያስቦራ ስለምንታይ ክሳብ ሕጂ ዘይተዘርግሐ? ካብ ፍልስፍና። ክልል ትግራይን ወጻኢ ጸገማቱን።
    ኤርትራን ህዝባን ፖሊሲኡ መንግሰተ ተረዲኡ ኪንዮኡ ክሰጋገር ኣለዎ።
    ሳርባይብ ንምግባር ትሕጉዙ ኣለኹም
    ኣርእቲ ክህበካ
    ኣብ ሓድሽ ዲቢሎማስ ዉድድር ኤርትራን ኤቲዬጵያን ምስ መንግሰተ ኣመሪካ ከመይ ክኸውን ኣለዎ ትብል
    ጃውሃር ካብ ኣቡ ኣሕመድ ንላዕሊ ሓደገኛ እዩ።
    ካብ ሰልፊ ሪፓብሊካን ኣሜሪካ ልኡኽ ክኸውን ይኽእል ኢዩ።
    ትራምፕ ን4 ዓመት መጻኢ ብሓባር ኣብ መንጎኦም ክሽምግል ይፍትን።

  • @Tesfaldet-r3t
    @Tesfaldet-r3t 7 วันที่ผ่านมา

    ብርግጽ ኤርትራዊ ትውልዲ ዘለዎ ኤርትራዊ ንትግራይ አይከይድን እዩ ዩግንዳ ስለዚ ተጋሩ ዘግነት ኤርትራ ዘለዎም እኮ ኢርትራውያን ተብስሂሎም እዮም ዝጽውዑ

  • @Tesfaldet-r3t
    @Tesfaldet-r3t 7 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ጣባ ክትፈልጦ ዘለካ ብብ'ጫ ካርድ ዝቅመጡ ተጋሩ አለዎ ኤርትራውያን ብመንነት አይኮኑን ርግጸኛ ኮይነ እየ እቶም ኢውርትራውያን ትብሎም ዘለኻ ከም ብዓል መምህር ተመስገ እዮም

  • @fessehazeru1946
    @fessehazeru1946 7 วันที่ผ่านมา

    አርትራውነት በየናይ መዓቀኒ አንጻር ትግውነት ይኾውን።
    በመጀመርታ ፣ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በሐገዘ አርትራ ዓቅሚ ደርዑ፣ ብኽልተ አግሩ ደው ኢሉ።
    በቀጥታ ኢትዮጵያ ናይ ሐባር ጸላኢ ሰለዝነበረ በአራአያ ናይ ኢትዮጵያ አርትራ አገዳሲት አሉ ሰለዝሐስብ ዝነበረ 85% ዓቅሙ አብ አርትራ ኔሩ።
    አዚ አቲ ጾር አብ አርትራሰለ ዝነበረ ትግራይ ትረብሕ ኔራ።
    ግን ዋላ ናይ ጸላኢ ምንቅስቃስ አብ ትግራይ ዉሱን ይኹን
    ተጋሩ በዘይካ አቲ ሙኩርን አብ ኪናት ዝበሰለ ሐይሊ አርትራ ጸላኢ ካብ ትግራይ ከተውጹኡ አይካአልኩምን።
    ቀጺሉ አዲስ አበባ ዘአተወኩም ንስልጣን ዘብቀዓኩም ሻዕብያ ኔሩ።
    አዚ ንትግራይ ንምርባሕ
    ጥራይ ዘይከነ ደርጊ አብ አዲስ አበባ ከፍ ድሕሪ ኢሉ አንደገና ሐይሊ ገሩ ካሊአ ወራር
    ከገብር አዩ።
    ሰለዚ ጸላኢ ትንፌስ ከይረኸበ አብ አዲስ አበባ አትዮም ከድምስስ ተገሩ።
    አዚ በሐገዝ አርትራ አብ ሰልጣን ዝመጸ ትግራዋይ ከይዱ ከይዱ አንጻር አርትራ ተዓጢቁ አብ አርትራ ወራር ጌሩ።
    ቀጺሉ ዝኸፈአ ንህዝቢ አርትራ ንምጥፋአ ብዕላማ ሰሪሑ።
    ሕጂ አዚ ዱኹም ሰረት
    ዘይብሉ አቲ አርትራ ዝሃበቶም ሰልጣን ብሕጂ ንዘላአለም አይረኽባን አዩ።

  • @efremhaile4940
    @efremhaile4940 7 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🇪🇷

  • @yebieyoosman3748
    @yebieyoosman3748 7 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷