ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ጽቡቕ ምይይጥ ብሓቂ🎉
ዶክተር ሙዑዝ ግደይ brilliant!Always my favourite
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
We hope G Tsadkan including all other elitis of Tigray is taking a great lesson from General CHENTO and othe Generals of Tigray.We are proud of Generals of Tigray
ክቡር ኣያና ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓድነትና አሰጢምና ንቅድሚት ጊይርና ንትግራይ ካብዘሎቶ ሕምሰምሰ አውፂና ናብ አለም ነቅርባ አለም ክትሕግዘና እተደሊና👌
እዚ እናፈለጥኩሲ ንምታይ እዩ ኣብ ፀገም ዘላ ትግራይ😊
ፅቡቅ ሓሳባት ቀፅሉሉ
ቾንቶየ ዝባሃል ቾንቶማለትካኣ ባዓረብ ሚኢቲማለትዩ ዝበለዶንቆሮ ትግራዋይ ።
ቆማል ኢኻ
ኣሽንዃይ ዶ መረበት ክህልወና ብፀላኢ ዝተሓደግና መረብትና ብሰለማዊ መንገዲ ክንሓትት ዝተከልከልና ሰባት ኢኮ ኢና ዘለና፡፡ መረበትና ኣብ ዘይተመለሰሉ ጊዜ ስለ ስልጣን ንክባሃል ተባሂሉ መንእሰይ ውፃአ፣ ተለዓል፣ ሆ በል ይብሃል ኣሎ፡፡ ናብ መረበተይ ይምልስ ዶ ይኮውን እናበለ 4 ዓመት ብተስፋ ይፅበ ኣሎ ህዝብና ፡፡ ሎሚ ምዕራብ ትግራይ፣ ፍርቂ ኢሮብ፣ ወሰና ወሰን ድቡብ ትግራይ፣ ዛላምበሳን እገላን ካብቲ ቦታ ናይ ዝተፈናቅልና ገይርኩም ትወስዱ ዘለኩም ብዘመስል መንገዲ ምካድ ዋጋ ከክፍለና ኢዩ፡፡ ናይ ኩሉ ትግራዋይ መረበት ኢዩ፡፡ ሎሚ ዛላምበሳ ፅባሕ ካዓ ፋፂ እናበለ ዓድግራት........። ሎሚ ምዕራብ ትግራይ ፅባሕ ሰሜን ምዕራብ ከምኡ እናበለ ማእከላይ ዞባ........። ብደቡብ ትግራይ እውን ብተመሳሳሊ.......። ቅድሚያ ክወሃቦ ዘለዎ ቅድሚያ ንሃብ። ፈጣሪ ንዝፈጠሮ ሰብ ክብሪን ዋጋ ይሃልወና። ህዝቢ ኣቀይምካ፣ ኣጥሚካ፣ ኣቁርሪካ፣ ኣፅሚእካን ኣወድእካን ትመሓደር ዓዲ ትህልወሉ ኣገጣሚ...? ክቡራተይ " ዓለም ሲ Nutritional security ኣብ ተረጋግፀሉ ግዜ food security ዘይኣረጋግፅና ህዝቢ ኮይና ኢና ተርፍና፡፡ ኣብ Technology እውን ከምኡ፡፡ BY THE WAY "Politics without Humanity is null null null..........Ghandi
ኣጋስስ ኢኻ ፍርፍራ ገዲፍካዮም ብመኪና ሀዲምካ ኣሕዋትና ጠቅጢቅካዮሞ ሀዚንስልጣን ትጓየ ኣለኻ ግን ፍርዲ ካብ ላዕለዋይ ዳኛ ንፅበ
ቸንቶ ዲዩ?
ኩልሁም በደውኩም ስሞትኩም ኢሁም በሊኡ ዘይሀድር ሚስኪን ሕዝቢ ከብ መረበቱ ተፈናቂሉ ጀኖሳይ ስተፈፀመሉ .....ሂዝኩም ተፈላሰፉ መህፈሪ ኢኩም
ezi resi hezkom kemey hezbi kete.rhu
666 debios
donkoro
ቆማል ተጎምባሒ ጥልያን
ብሽምካ ፀዊዕካዮ
ጽቡቕ ምይይጥ ብሓቂ🎉
ዶክተር ሙዑዝ ግደይ brilliant!
Always my favourite
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
We hope G Tsadkan including all other elitis of Tigray is taking a great lesson from General CHENTO and othe Generals of Tigray.
We are proud of Generals of Tigray
ክቡር ኣያና ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓድነትና አሰጢምና ንቅድሚት ጊይርና ንትግራይ ካብዘሎቶ ሕምሰምሰ አውፂና ናብ አለም ነቅርባ አለም ክትሕግዘና እተደሊና👌
እዚ እናፈለጥኩሲ ንምታይ እዩ ኣብ ፀገም ዘላ ትግራይ😊
ፅቡቅ ሓሳባት ቀፅሉሉ
ቾንቶየ ዝባሃል ቾንቶማለትካኣ ባዓረብ ሚኢቲማለትዩ ዝበለዶንቆሮ ትግራዋይ ።
ቆማል ኢኻ
ኣሽንዃይ ዶ መረበት ክህልወና ብፀላኢ ዝተሓደግና መረብትና ብሰለማዊ መንገዲ ክንሓትት ዝተከልከልና ሰባት ኢኮ ኢና ዘለና፡፡ መረበትና ኣብ ዘይተመለሰሉ ጊዜ ስለ ስልጣን ንክባሃል ተባሂሉ መንእሰይ ውፃአ፣ ተለዓል፣ ሆ በል ይብሃል ኣሎ፡፡ ናብ መረበተይ ይምልስ ዶ ይኮውን እናበለ 4 ዓመት ብተስፋ ይፅበ ኣሎ ህዝብና ፡፡ ሎሚ ምዕራብ ትግራይ፣ ፍርቂ ኢሮብ፣ ወሰና ወሰን ድቡብ ትግራይ፣ ዛላምበሳን እገላን ካብቲ ቦታ ናይ ዝተፈናቅልና ገይርኩም ትወስዱ ዘለኩም ብዘመስል መንገዲ ምካድ ዋጋ ከክፍለና ኢዩ፡፡ ናይ ኩሉ ትግራዋይ መረበት ኢዩ፡፡ ሎሚ ዛላምበሳ ፅባሕ ካዓ ፋፂ እናበለ ዓድግራት........። ሎሚ ምዕራብ ትግራይ ፅባሕ ሰሜን ምዕራብ ከምኡ እናበለ ማእከላይ ዞባ........። ብደቡብ ትግራይ እውን ብተመሳሳሊ.......። ቅድሚያ ክወሃቦ ዘለዎ ቅድሚያ ንሃብ። ፈጣሪ ንዝፈጠሮ ሰብ ክብሪን ዋጋ ይሃልወና። ህዝቢ ኣቀይምካ፣ ኣጥሚካ፣ ኣቁርሪካ፣ ኣፅሚእካን ኣወድእካን ትመሓደር ዓዲ ትህልወሉ ኣገጣሚ...? ክቡራተይ " ዓለም ሲ Nutritional security ኣብ ተረጋግፀሉ ግዜ food security ዘይኣረጋግፅና ህዝቢ ኮይና ኢና ተርፍና፡፡ ኣብ Technology እውን ከምኡ፡፡ BY THE WAY "Politics without Humanity is null null null..........Ghandi
ኣጋስስ ኢኻ ፍርፍራ ገዲፍካዮም ብመኪና ሀዲምካ ኣሕዋትና ጠቅጢቅካዮሞ ሀዚንስልጣን ትጓየ ኣለኻ ግን ፍርዲ ካብ ላዕለዋይ ዳኛ ንፅበ
ቸንቶ ዲዩ?
ኩልሁም በደውኩም ስሞትኩም ኢሁም በሊኡ ዘይሀድር ሚስኪን ሕዝቢ ከብ መረበቱ ተፈናቂሉ ጀኖሳይ ስተፈፀመሉ .....ሂዝኩም ተፈላሰፉ መህፈሪ ኢኩም
ezi resi hezkom kemey
hezbi kete.rhu
666 debios
donkoro
ቆማል ተጎምባሒ ጥልያን
ብሽምካ ፀዊዕካዮ