መግለፂ፡ ቅዋም ዉድባት ፖለቲካ ኣብቲ ትማሊ ብኣዘዝቲ ሰራዊት ዝወፀ መግለፂ 24 /1/2025

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 192

  • @GoitomTruneh
    @GoitomTruneh 9 วันที่ผ่านมา +8

    ዶ/ር ደጀን ቅሰን ኣታ ጅግና ወድ ጀጋኑ ኩርዓት ትግራይ

  • @sdssr2850
    @sdssr2850 10 วันที่ผ่านมา +13

    ኣብዚ ዝጻረፋ ዘለዉ ሻዕቢያ እዮም። ንጠንቀቀሎም።

    • @destadesta8068
      @destadesta8068 9 วันที่ผ่านมา

      ብትኽክል ሻዕቢያዉን እናሰርሑ መፂኦም እዮም ሐዚ እውን ይሰርአሑ ኣለዉ። እቶም ናብ ትግራይ ዝመፁ እዉን ብዕላማኦም እዮም ተኸታተልዎም።

  • @abrahamtewelde1712
    @abrahamtewelde1712 10 วันที่ผ่านมา +2

    ፅቡቕ መግለፂ

  • @destadesta8068
    @destadesta8068 9 วันที่ผ่านมา +1

    ተባዕ ጀግና ኣዮኻ ግን ዓርስኻ እዉን ሓልዉ። ሓደ ግዜ ትግራይ ክትመርሓ ንደልየካ ኢና ጅግና ኣቦ ጅግና።

  • @Kouuhghbn
    @Kouuhghbn 10 วันที่ผ่านมา +6

    ❤ውድብ ነፃነት ትግራይ ከም ግዝያዊ ምምሕዳር ዕንክሊል ኮንኩም ዓበይ ጌጋ ትገብሩ አለኩም❤

  • @Kouuhghbn
    @Kouuhghbn 10 วันที่ผ่านมา +4

    ❤ዑሉል ባንዳ ብልፅግና ፅረ ህዝቢ ትግራይ 100%❤ዝመተ ውድብ እዩ

  • @assefagebre7952
    @assefagebre7952 9 วันที่ผ่านมา +1

    የቐንየልና ምርር ዝበለ ሓቂ ልኡኹ ሻዕብያታት እዚኦም ምስ ሻዕብያ ክቕበሮ ኣለዎም::

  • @Kouuhghbn
    @Kouuhghbn 10 วันที่ผ่านมา +4

    ❤ግዛት ትግራይ 48% ሚኢታዊ ዝተማዛበለ ህዝቢ ይመለስ ቅድምያ ማለቶም Tdf እንታይ ይከፍኤካ ግዛዊ ምምሕዳር ቀይሮም ክም ክእለትኩም ሰላማዊ ፖሎቲካ ምምሕዳር ስርሑ ችድ❤

  • @LoveLove-zx8fl
    @LoveLove-zx8fl 9 วันที่ผ่านมา

    ጀጋኑ በርቲዕኹም ተቃለሱ ፅቡቕ መግለፂ እዩ ❤❤

  • @t.b4065
    @t.b4065 10 วันที่ผ่านมา +4

    ፓርቲ ትግራይ ኣብ መቀለ ዘለዋ ኩለን ብምድንጋር ንህዝቢ ትግራይ ብዉሽጠን ምስ ብልፅግና ዝሰርሓ ዘለዋ ናይ ጥቅሚ ግዙኣት እዮም
    እዞም ነዋሕቲ መልሓስ ክንጥንቀቀሎም ኣለና

    • @abebeh.8145
      @abebeh.8145 10 วันที่ผ่านมา

      ልበስበሰ ካድሬ ኢኻ
      Looser!!!

  • @Kouuhghbn
    @Kouuhghbn 10 วันที่ผ่านมา +4

    ❤ግዛት ትግራይ 48% ሚኢታዊ ንምእንተ ሰላም ትግራይ ንምሓራ ነርክባ ድዩ ? ሕፈር❤

    • @kflomkflom-t7i
      @kflomkflom-t7i 10 วันที่ผ่านมา +1

      እስኪ ተዋጊእኻ መሬት ትግራይ እንተምሊስካ ክንሪኤካ

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 10 วันที่ผ่านมา

      ​@kflomkflom-t7i
      Get lost banda

  • @Kouuhghbn
    @Kouuhghbn 6 วันที่ผ่านมา

    ❤ግዝአት ትግራይ ይመለስ ምባል ጦሩነት ደላይ ፅረ ሰላም ትብሀል❤ጉድ ባንዳታት❤

  • @Kouuhghbn
    @Kouuhghbn 10 วันที่ผ่านมา +3

    ❤አቢይ አህመድ ግዛት ትግራይ አይበካን ብውዕል ፕርቶርያ አፍሪስዎ እዩ ተከዘ ዘብ ኢሉ ሰራዊት የልጡኑ አለው ንጦሩነት ይዳሎ አሎ እስካ ግን ካሓሎ መሲለን መንቆሮ እካ ዕሉል ባንዳ እካ ቺድ❤

  • @MulugetaaHialesilassie
    @MulugetaaHialesilassie 9 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ጅግና ❤❤❤❤

  • @sertsegebremeskel4942
    @sertsegebremeskel4942 8 วันที่ผ่านมา

    ዋና ፀገም እቲ ስሱዕ ብጉጅለ ደብረፅዮን ዝምራ ናይ ደናቑር እኽብካም ምኳኑ ፈሊጥና ኩላትና ኣብዘን ብሄራውያን ውድባት ትግራይ ፅንሰ ሓሳብ ንዕሰል::

  • @abrhahaftu8182
    @abrhahaftu8182 10 วันที่ผ่านมา +3

    ትግራይ ሐዚ ኣትያቶ ካብ ዘሎ ፀገም መፍትሕኡ እንታይ እዩ....እስቲ ንገሩና? ከመይ ገይርኹም እኹም ህዝቢ ተድሕንዎ? ትግራይ ሐዚ ብዘለቶ ፖለትካዊ ቆመና እና ግዝኣት ብዘላቶ ተቀብልና ንኽድ ድኹም ትብሉ ዘለኹም? TDF ዘውፅእዎ መግለፂ ናይ ባዕሉ ሽግር ዘለዎ ምዃኑ ግልፂ እዩ ነገር ግን ንግምት ካብዚ ንላዕሊ ግዜ ክውሃቦ የብሉን ዝብል መርገፂ ኩሉ ትግራዋይ ክቅበሎ አለዎ።ንቀፃላይ ብመን ይመሓደር ዝብል ምይይጥ የድሊ እዩ እቶም ሐዚ ኣብ ግምት ዘለዉ ኣካላት ግን ካብዚ ንላዕሊ ህዝቢ ከዋርዱ ክፍቀደሎም የብሉን።

  • @Kouuhghbn
    @Kouuhghbn 6 วันที่ผ่านมา

    ❤ዕጥቂ አይንፈትሕን ግዝአትና ከይተመልሰ ማለት ፅረ ሰላም ደላይ ጦሩነት ትብሀል❤

  • @Kouuhghbn
    @Kouuhghbn 10 วันที่ผ่านมา +5

    ❤ክንደይ ሚልዮን ቅርሺ ተከፊልኩም ባንዳታት ክትኮኑ ? ?❤😂😂😂

    • @techbangla35150
      @techbangla35150 10 วันที่ผ่านมา

      መን ይኡ ትኸፈለ ህወሓት ክጠፍእ እነሆዋ እቶም በልዖም ዘይፀግቡ

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 10 วันที่ผ่านมา

      I agreed with your comment

    • @hagostesfamichael9737
      @hagostesfamichael9737 9 วันที่ผ่านมา

      Nbaelka kindey tekeflka nezi kitbil barya debretsion kershi enda habe asibuka seraki leba

  • @KidaneGLIBANOS-me4qj
    @KidaneGLIBANOS-me4qj 9 วันที่ผ่านมา +1

    ምዕራብ ትግራይ ናይ ትግራራይ አይኮነን ይብለካ አሎ

  • @SleshiAbraha
    @SleshiAbraha 9 วันที่ผ่านมา +1

    ብስም ኪዳን ተጋሩ ዝሃብኩምዎ መግለፂ ፅቡቕ እዩ ብፍላይ ድማ ዶ/ር ደጀን ብሓቂ ክብሪ ይግበአካ ! ካብቲ ዝተዛረብካዮ ዝደርበይ የብሉን ። ኮይኑ ግና ጥራሕ መግለፂ አይትኹኑ ህዝብና መሪርዎ እዩ ዝከኣለኩም ኩሉ ግበሩ ። እዚኣቶም ንሰራዊት ትግራይ ብዝኾነ መዐቀኒ አይውክሉን ! ሓንቲ ወላዲት ዝበልኦ ኢሉ ሓደ ብፃየይ ዝነገረኒ '' ኩናት እንተጀሚርኩም አይኮነን'ዶ ደቅና ጣይታ ብድቁስ ገይርና 'ውን አይንህበኩምን '' ዝበለኒ ዘኪረ እቶም መረሕቲ ኢና ዝብሉና ዘለዉ ሓደጋ ከይገጥሞም እናተዓጀቡ ብዝወረርዎን ብዝሰረቑዎን ከምድላዮም እናነበሩ ሐዚ 'ውን ህዝቢ ትግራይ ነዚኦም ዝኸፍሎ ምንም ዓይነት ኪሳራ ከምዘየለ ከፍልጦም ይግባእ ።

  • @Bofiemedia-ze3ne4qu1p
    @Bofiemedia-ze3ne4qu1p 9 วันที่ผ่านมา +1

    Jeganu❤❤❤❤❤

  • @mekelleshikor2368
    @mekelleshikor2368 9 วันที่ผ่านมา +1

    Good job 👍

  • @HayatMuhomad
    @HayatMuhomad 9 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ጅግና መንሞ ሰማዕ

  • @JonNati
    @JonNati 9 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ መግለጺ ኢዩ እዞም ሰረቅቲ ራሽን

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 9 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቕ ዝገበረ ጽቡቕ ኣይፍደን ኢዩ እምበር ከም ህወሓት ገይሩ ንህዝቢ ትግራይ ይኹን ዋላ ንኻሎኦት ብሄራት ኢትዮጵያ መሰላቶምን ሓርነቶምን ዘረጋገጸሎም ውድብ የለን ኣይነበረን ውን ::
    ንኹለን ብሄራት ኢትዮጵያ ብማዕረ መሰለን ኣኽቢሮምለን ኣማዕቢሎመን ::
    ህወሓት ክምስገን እምበር ክካሓድ የብሉን ::

    • @LoveLove-zx8fl
      @LoveLove-zx8fl 9 วันที่ผ่านมา

      ሕወሓት ንኢ/ያ እምበር ንትግራይ እንትርፊ ኩናት ድሕረት ስርቂ ግዕዝይና ምንም ዘበርከቶቶ ነገር የለን እንተ ካድረታት ግን ተመቺዩኩም እዩ ዘሎ

    • @woldekidanitbarek9514
      @woldekidanitbarek9514 9 วันที่ผ่านมา

      @LoveLove-zx8fl ብቐዳምነት ሰላም ኩቡር ሓወይ ወይ ሓፍተይ ::
      ህወሓት ቅድሚ ተጋዲሎም ስዒሮም ስልጣን ምሓዞም ትግራይ እንታይ ነይሩዋ ?
      ዋላ ሓንቲ ::
      መንግስቱ ሃይለምስርያም ውን ኢሉ ኢዩ ::
      ትግራይ ብዘይካ ሓንቲ እንዳ መጥሓን እኽሊ ካልእ ሓንቲ የብላን ኢሉ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝነበረ ጭቆና ከይተረደኦ ገሊጹዎ ኢዩ ::
      እዚ ድማ ብሕመቕ ህዝቢ ትግራይ ዘይኮነ መሳፍንቲ ኣምሓራ ንህዝቢ ትግራይ ጮቂኖም ሒዞሞ ስለ ዝነበሩ ኢዩ ::
      ህዝቢ ትግራይ እንተ ተማሂሩ እንተ ማዕቢሉ ናብ ስልጣኖም ንኸይመጾም ስለ ዝፈርሑ ንከይማሃር ንከይምዕብል ሰብ ንከይከውን
      ጨቂኖም ሒዞሞ ነይሮም ::
      ህዝቢ ትግራይ መሳፍንቲ ኣምሓራ ብዕላማ ሓንቲ ነገር ከይገብር ዝተኸልከለ ብሄር ኢዩ ነይሩ ::
      ህወሓት ናብ ስልጣን ምስ መጹ ግን ኣብ ትግራይ ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ኩለን ብሄራት ኢትዮጵያ ቡዙሕ ናይ ምዕባለ ለውጢታት ተራእዩ :: ኩለን ብሄራት ተማሂረን ማዕቢለን ቡዙሕ ለውጢታት ኣርእየን :: ኦኮኖሚ ኢትዮጵያ ተራእዩ ዘይፈልጥ ዕብየት ኣርእዩ :: ቅድም ዘይነበሩ ኣብ ኩለን ብሄራት ቡዙሓት ሃፍታማት ተፈጢሮም ቡዙሕ ንብረታት ወኒኖም ::
      ኣብ ትግራይ ጥራሕ ዘይኮነት ኣብ ኩለን ብሄራት ዩኒቬሲቲታት ዓበይቲ ሆስፒታላት ፋክቶሪታት ዓበይቲ ጽርግያታት ወዘተ ሰሪሖም ::
      ኣብ ናይ ትግራይ መድያታት ክትሰምዕ ከለኻ ተጋሩ ኣነ ማስተር ኣለኒ ኣነ ፒኤችዲ ኣለኒ ኣብ ዩኒቨርስቲ መምህር ወይ ፕሮፈሰር ኢየ ዶክቶር ኢየ ኢንጅነር ኢየ ክብሉ ኢኻ ትሰምዕ ::
      ቅድሚ ወያነ ናብ ስልጣን ምምጽኡ ግን ሙሁራት ተጋሩ ብጣዕሚ ውሑዳት ኢዮም ነይሮም ::
      ህወሓት ብሓፈሻ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ቡዙሕ ኢዮም ሰሪሖም ግን ኣብ ክንዲ ዝምስገኑ ተጸሪፎም ኢዮም ::
      ኣምሓሩ ንህወሓት ንናይ ኤርትራ ናጽነት ብምድጋፎም ንኢትዮጵያ ብዘይ ባሕሪ ኣትሪፎማ ባሕሪ ዘይብላ ሃገር ገይሮማ ንሱ ጥራሕ ውን ኣይኮነን ስልጣንና የሕዲጎም ማዕረ እቶም ህዝብታት ናይተን ካሎኦት ብሄራት ገይሮም ክብረትና ቀንጢጦሙና እንዳበሉ ንህወሓት ቡዙሕ ኢዮም ዘማርሩዎምን ዝጸልኡዎምን ::
      ደቂ ኦሮሞ ድማ ብጭቆና ናይ መሳፍንቲ ኣምሓራ ከም በጊዕ ደኒኖም ዝኸዱ ዝነበሩ ህወሓት ናጻ ምስ ኣውጹኡዎም ከም ባዓል ኣብይ ኣሕመድ ሽመለስ አብዲሳ ከም ሳዕሪ ሕዛእቲ በሊዖም ዝሰወዱ ዝራቡዓት ንህወሓት ጥራሕ ዘይኮነ ንሙልእ ህዝቢ ትግራይ ከጥፍኡዎ ፈቲኖም ግን ኣይካኣሉዎምን ብህዝቢ ትግራይ ተሳዒሮም ::
      ንኢትዮጵያ ኣማዕቢሎማ :: ንከተማ አዱስ አበባ ፈንጢሖም ሃኒጾማ :: ሓንቲ ካብተን ዝበለጻ ከተማታት ናይ ኤውሮጳ ኣምሲሎማ ::
      ኣብይ ኣሕመድ ናብ ስልጣን ካብ ዝመጽእ ንኢትዮጵያ ሓንቲ ከይገበረላ ነቲ ህወሓት ዝሰርሑዎ ኣነ ሰሪሐዮ እንዳበለ ይኾርዕ ::
      ክንደይ ኢለ እሞ ክዛረብ ብዛዕባ ሞያ ህወሓት ::
      ግን ከምቲ ጽቡቕ ዝገበረ ጽቡቕ እንተ ዝፍደ ብዕራይ ዱቃ ምሰተየ ዝብሃል ህወሓት ክምስገን ክናኣድ ክድነቕ እምበር ክጽረፍ ወይ ክውቀስ ኣይግቦኦን ኢዩ ::

  • @Kouuhghbn
    @Kouuhghbn 10 วันที่ผ่านมา +2

    ❤ሰላም ስለ ንደሊ ግዛአት ትግራይ 48% ሚኢታዊ ንአምሓራ ነሀቦም በቃ ይውሰድዎ እዩ ዝብል ዘሎ❤እዚ ዓንጃል ባንዳ ደጀን😂

    • @LoveLove-zx8fl
      @LoveLove-zx8fl 9 วันที่ผ่านมา

      ብዘይካ ዉግእ ብድሞክራሲያዊ መንገዲ ክመልሱ ዘይኽእሉ መራሕትኻ ሕወሓት እዮም ባንዳታት ወዲ መን ክሞተልካ ሎምኸ ሌባ ካድረ

  • @NewPhone-m9s
    @NewPhone-m9s 9 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቅ መግለፂ እዩ ቀፃሊ ክኾውን ኣለዎ

  • @meresagirmay2637
    @meresagirmay2637 10 วันที่ผ่านมา +2

    ትግራይ ልክዕ ኤርትራ ናይ ምዃን ዕድል፣ብጣዕሚ የሕዝን።100% ምሳኹም ኢና-ቃል ኪዳን።ግድን ድማ ካብቶም በለዕቲ ሰብ ክንድሕን ኣለና።

  • @efrem7433
    @efrem7433 10 วันที่ผ่านมา +2

    ጫሓማት ጋውናታት ኢኹም
    ዕሱባት ብልጽግና😂

  • @Kouuhghbn
    @Kouuhghbn 10 วันที่ผ่านมา +5

    ❤ውድብ ነፅነት ትግራይ ማለት ግምት ማለት እዩ 100% ምንም ለውጢ የብሎምን❤ምክንያቱ ጦሩነት አይአወጁን tdf ውዕል ፕርቶርያ ይተግበር ግዝአት ና ን ህዝብናን ይመለስ ናብ መረበቱ ዕጥቂ ክንፈትሕ እንትዘይ ኮይኑ ግን no እዩ ❤እም ንምእንተ ሰላም ግዝአት ትግራይ ንአምሓራ ዶ ንሀቦም ?

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 10 วันที่ผ่านมา

      I agreed with your comment

    • @assefagebre7952
      @assefagebre7952 9 วันที่ผ่านมา

      ሻዕብያን ባሮት ጎጅለ ዓድዋን ፈሊጥናኩም ኢና ረሳሓት ቆማላት ስረቐቲ ቐተልቲ ምኮንኩም ንግዜ ንሓድጎ ኢና ጎጅለ ንስኩም ውልቀ ተረባሕቲ ኣብ ምንታይ ክትነብሩ ኣለና ባሓደ

  • @mesfinabraha
    @mesfinabraha 10 วันที่ผ่านมา +5

    እስኻትኩምውን ፎሽኻላት ኢኹም:: ፀርፊ ጥራይ ቦሽባሻት

    • @goitomabadiabadi
      @goitomabadiabadi 10 วันที่ผ่านมา +1

      ኣታ ጃዕባብ ኣሰተውዕል ክድ ተደሊካ እግርካ ተቆረፅ

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 10 วันที่ผ่านมา +1

      I agreed with your comment

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 10 วันที่ผ่านมา

      ​@@goitomabadiabadi
      Get lost banda

    • @LoveLove-zx8fl
      @LoveLove-zx8fl 9 วันที่ผ่านมา

      ሐዚኸ ናመን ኣዶ ዘኽታም ትገብሩ ደሊኹም ወዲ ረሳሕ

    • @mesfinabraha
      @mesfinabraha 9 วันที่ผ่านมา

      @LoveLove-zx8fl ብሽሙ ንዘይፅዋዕ ፈራህ መልሲ ኣይህብን! ወዲ ረሳህ እዩ ረሳህ ዝኾነ

  • @berihunberi5189
    @berihunberi5189 9 วันที่ผ่านมา

    ተዋሪድና

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 10 วันที่ผ่านมา +2

    ❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌ካሐድም ባንዳታት ንስኹም ንትቅምኩም ልንበር ንህዝቢ ክምዘይ ኮንኩም እዩ

  • @helenzewede3802
    @helenzewede3802 10 วันที่ผ่านมา +1

    Shame to independent Tigray party!!! Now we know your true color!

  • @Bocaca49
    @Bocaca49 10 วันที่ผ่านมา +5

    ሻዕብያ እንተዘይባሪኽልኪ ድኣ ዘንተ እለት ብኽያትን ፈኸራን ተሓንጊጥኪ ትነብሪ :ድራር በሻሻ ድማ ትኾና

    • @yo-61
      @yo-61 10 วันที่ผ่านมา

      hamasen denbya deqi ezen chenewti mitri denbya...funfunat alet denbya hamasen...cha cha cha hamasen denbya resahat alet

    • @Sabaaa-u1y
      @Sabaaa-u1y 10 วันที่ผ่านมา +1

      ⁠kab Ezom komalat Agame zeyhayish seb bisiru yelen😅😅😅

    • @yo-61
      @yo-61 9 วันที่ผ่านมา

      akuar ashebari kemta gahba adeka shilho eti luti nebika mehamed tobibka deqs....wedza tobabit shilho gemel🤣🤣

    • @yo-61
      @yo-61 9 วันที่ผ่านมา

      @ akuar wedza tobabit shilho gemel...wedi mehamed luti

    • @Sabaaa-u1y
      @Sabaaa-u1y 9 วันที่ผ่านมา

      @@yo-61 aye senafe zeytikedulna wedey misti komal meretoum please

  • @Kouuhghbn
    @Kouuhghbn 6 วันที่ผ่านมา

    🎉ምስ ሻዕቢያ ሰላም ምግባር ፅረ ሰላም ደላይ ጦሩነት ትብሀል ጉድ ናይ ለብዘበን ባንዳታት ፍሉያት እዮም❤

  • @negasiju
    @negasiju 10 วันที่ผ่านมา +2

    ኣንታ ከመይ ዝበለ ደንቖሮ ደኩተር እዩ።እቲ ናይ ስራዊት መግለፂማ ምንዝጋዑ እምበር ምግላፁ መድሕን ህዝቢ ትግራይ እዩ ኣይተደናግር።የግዳስ እዚ ብጌታቸው እናተለወሰ ዝፀነሐ ክልተ ዓመት ንምክሕሓስ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ንምጥንኻር እንተተቓውኩም ኩሉኹም ፃድቃንን ጌታቸውን ብልፅግናን ምኳንኩም ኣረጋጊፁ ካብ ፓለቲካ ትግራይ ክጉሕፈኩም እዩ።

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 10 วันที่ผ่านมา +6

    ቀልድን ቁምነገርን ምፍላይ ዝተሳእኖም ጫሓማት

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 9 วันที่ผ่านมา +1

    ንኹሎም ትወቕሱዎም ኢንታ ተውጽኡሎም ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቕሙ ኣይኮኑን ትብሉዎም ::
    ከም ንሕና ኢና ንህዝቢ ትግራይ ንኾኖ ዝዓይነቱ ዘረባ ኢኹም ትዛረቡ ::
    ንስኻትኩም ከ ንህዝቢ ትግራይ እንታይ ዝሓዝኩምሉ ኣለኩም?
    ንህዝቢ ትግራይ ንስኻትኩም ካብ ኩሎም ዝሓሽኩም ኮይንኩም ካብዚ ዘለዎ መከራን ጭንቅን በየናይ ክእለት ወይ መንገዲ ኢኹም ብታኣማምነት ከነድሕኖ ኢና ኢልኩም ትሓስቡ ወይ ትዛረቡ ?
    ንስኻትኩም ጥራሕ ሽግርን መከራን ህዝቢ ትግራይ ዝተረዳኣኩም ኮይንኩም መፍትሒ ጸገማቱ ከም ተምጽኡሉ ኸ ከመይ ገርኩም ከተእሙኑዎ ትኽእሉ ወይ ከተረዱኡዎ ትኽእሉ ?

  • @memecat84
    @memecat84 8 วันที่ผ่านมา

    Amazing !! Tell the old guard no more war - this time it will be only themselves in the frontline. No mother will give them her child as a sacrificial lamb for their personal gain.

  • @user-kibra
    @user-kibra 9 วันที่ผ่านมา +2

    Akimebisat Naybaelukum kuwam Aybelkumin sham on u kalie Sirah Aleshu ....😂😂😂😂

  • @KidaneGLIBANOS-me4qj
    @KidaneGLIBANOS-me4qj 9 วันที่ผ่านมา

    ውናት ብብልፅግና ዝድጎም ሓይሊ እዩ tdf ምዕንተ ህዝቡን ፍርቂ መሬት ትግራይን ላዕላውነት ትግራይን ንምምላስ እዩ ተጋዲሉ ስለዚ ሰራዊት ትግራይ ክፈርስ ንምንታይ እዩ ተደልዩ

  • @mas4658
    @mas4658 9 วันที่ผ่านมา +1

    ሰራዊት ትግራይ እንታይ እዮ ዘይገበረ ንስኻቱም ዓቕም የብልኹምን ውልቀ ቂም ጥራሕ እዮ መግለፂኹም ንአብነት ዓምዶም ዓመፅ ትፅውዕ መንእሰይ ትግራይ ትብል ነዳዲ ሒዙ ዶዘራት ከቃፅል አለዎ !!!! ንባዕልኻ ገፅኻ ምልዖ ከብድኻ አሕቢጥኻ አዶ መን ንተብኪ
    አነ ዝመኽረካ ግን ባዕልካ ነዳዲ ሒዝኻ ብተግባር አርእየና ምስ ደቅኻ ምስ ሰበይትኻ አርእየና ጀጋኑ ሞት ታይ ማለት ምኳኑ ሞይቶም አርእዬምና እየሞ!!!!! ኝኝኝኝኝኝኝኝ ጥራሕ

  • @girmachow3826
    @girmachow3826 9 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ትግራይ ሓደ ናይ ሽበራ ዕጡቅ ሓይሊ ግዲን ክምስረት ኣሎዎ ነዞም ስብስብ ለያቡ ዝረሽን: ንህዝብ ትግራይ ቁርዲድ ኮይኖሙዎ ንልዕሊ 50 ዓመታት ኣብ ኩናት፣ ብርሰትን፣ ሕሱም መነባብሮ ድክንትን፣ስደትን ኣቃልዖም ጁባኦምን ስልጣኖም ጥራይ ዝሓስቡ ስለህዝብ ምንም ዘይግድሶም
    እዞም ፉሹላት፣ዱሁላት ናይ ዘመነ እምኒ ኣተሓሳስባ ዘሎዎም መንነቶም ስርቅን ምጭብርባርን ጥራይ ዝኮኑ እዞም ሰባት እዚኦም ካብ ሱር መሰረቱ ካብ ብታሪክ ክጠፊኡ እዩ ዘሎዎም።

  • @samsamsun367
    @samsamsun367 9 วันที่ผ่านมา

    እነዚ ፓርቲ ነን ብለው የሚሰሩት ለፃድቃን ለጌታቸው ለአብይ ነው እየመረሩህ ዋጠው ትግርዊያን

  • @yonasteklay4807
    @yonasteklay4807 10 วันที่ผ่านมา +1

    We will stand with you! You are the only hope for Tigray

  • @GoitomTruneh
    @GoitomTruneh 9 วันที่ผ่านมา +1

    ውናት ንቅድሚት

  • @KeshMekunant
    @KeshMekunant 9 วันที่ผ่านมา +1

    ስርዓት ግበር በልዎ ሰራዊት ትግራይ ዘቋሽሽ እከይ

    • @assefagebre7952
      @assefagebre7952 9 วันที่ผ่านมา

      ቆፍቆፍ ሻሕራም ስራዊት ትግራይ ዘንቆሽሽ ዘሎ ስርዓት ርስሓት ነጋ ህ ው ሓ ት ዪ ኣረጊት እናሐከመ ወጣት T D F ዝጎሓፍ ዘሎ ረማስ ቆማል ሻዕብያ

  • @mebrtadelle
    @mebrtadelle 9 วันที่ผ่านมา

    መን እዩ ናይሕወሓት ኢሉ ትዲኤፍ ናይህዝቢ ትግራይ ኣይምልከተኩሙን ማለት ዕብዳን እዩ ንስኹም ናይስልጣን ህረፍ እበር ንናፀነት ኣይኮንኩሙን

  • @CalebAbera-b1o
    @CalebAbera-b1o 10 วันที่ผ่านมา

    ግምታ ሰነፉ ፈራሕ ናይ አቢ አሕመድ መሳርሒ እዩ ።
    ካብ አቢ ዝርከብ ጥቅሚ ንትግራይ ዋላ ሐንቲ የለን።
    ደጀን ድሕሪ ምሐሪ የዉሃንስ ዝኸሰረ መሳርሒ አቢ እዩ ።

  • @michaelgirma-y5j
    @michaelgirma-y5j 10 วันที่ผ่านมา +1

    I hate Bandas more than genocider . Shame on you

  • @MehariBerhe-g1t
    @MehariBerhe-g1t 9 วันที่ผ่านมา

    ኣባላት ደብረ ፅንተት መቓብሮም ኣንዊሖም ይኹዕቱ ኣለው

  • @germatekel8688
    @germatekel8688 9 วันที่ผ่านมา +1

    Emo enitay kegebiru neyiruwom

  • @assefagebre7952
    @assefagebre7952 9 วันที่ผ่านมา

    እብ ትግራይ ግን ጄኔራላት በዚሖም ዶር እንትበዝሕ ሕሙም ይመውት ዪ ነገሩ ባህላዉያን ጄኔራላት😅 መፍትሒ ዘይብሎም ዝዛዓጎ ሓፂን 😂😂😂

  • @HiiluFanitay
    @HiiluFanitay 9 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ፅብቅ ፖለቲካ እዩ
    ንትግራይ እስኻ ተትመርሓ
    ከመይ ፅቡቕ ነይሩ

  • @ftsumbrhanalemngus9052
    @ftsumbrhanalemngus9052 9 วันที่ผ่านมา +1

    Haswaiti 4 amt serify😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😢😢😢

  • @MulayDesta
    @MulayDesta 9 วันที่ผ่านมา

    ውድባት ትግራይ ክንደየናይ ዝወረደ ሓሳብ ከምዝኾነ ንርኢ ኣለና እታ ናትኩም ከመይ ዝበለት እያ እንትርፊ ፀርፊ ምትቻት ካባኹም ካሊእ መግለፂ ኣይረአናን ተመዘኑ ኢልኩም ማንም በኸምዚ ዝበለ ብዕራይ ወለደ ዝሽወድ የለን

    • @LoveLove-zx8fl
      @LoveLove-zx8fl 9 วันที่ผ่านมา

      ኪድ እሞ እግርኻ ተቆረፅ ምስ ሕወሓት ኾይንኻ ካድረ ሌባ ወዲሌባ ባዕልኹም ትጥበስዋ ኢኹም ሎሚኸ ወዲመን ክተሰዉኡ ወዲመን ክተደኽትሙ ደቂ 90 ዓመት ክነብሩላ ክዕንዱሩላ መንእሰይ ክሞተልካ ወዲቶም ሰረቅቲ ሓጭነመጭን

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea3862 10 วันที่ผ่านมา

    እዚ መግለጺ ናይ ሻዕቢያ ኢዩ ካብ በልካ እሞ አብ ቀረባ እዋን ንትግራይ ሻዕቢያ ክሕዛ ኢዩ ምክንያቱ ወዲ በሻሻ ዓቅሚ የብሉን ምንም ክገብር አይክእልን ኢዩ ወያነ ከአ ወያነ ኢዩ ስንኩል ዉድብ ስለዚ ተዳሎ ሻዕቢያ ትግራይ መጽዩ ክሐንቀካ ኢዩ

  • @Kouuhghbn
    @Kouuhghbn 10 วันที่ผ่านมา

    ❤ውዕል ፕርቶርያ ስለዘፈረሰ እኮ እዩ ግዛት ትግራይ 48% ሚኢታዊ ዝተማዛበለን ህዝብናን ስለ ዘይተመልሰ እኮ እዩ ፈሪሱ ውዕል ፕርቶርያ❤

  • @TsegayKifle-d7v
    @TsegayKifle-d7v 9 วันที่ผ่านมา +1

    ሳላ ውዳበ ህዋሓት ንህዝቢ ትግራይ ወዲቡ ስለ ሰቃለሰ ኢኻ እዛ ረኺብካያ ዘለኻ ድሕነት ረኺብካያ ዘለኻ ንስኻ ግን ብቕዓት የብልካን

    • @werkishire
      @werkishire 9 วันที่ผ่านมา

      Haqi!!💯💯

  • @KidaneGLIBANOS-me4qj
    @KidaneGLIBANOS-me4qj 9 วันที่ผ่านมา

    አታ ብስሩ ከ ዶክተር ዲካ ፍርቂ መሬት ትግራይ ተወሪሩ ክንደይ እዩ ተከፊልካ ተከፊልካ

  • @Fishale0415
    @Fishale0415 9 วันที่ผ่านมา

    አብይ አህመድ አብ ምእራብ ትግራይ ሚሊሻ አሰልጢኑ መሬትና መሬትና ን አምሓራይ ክሕቦም ከሎ አበይ ነይርኩም ... ቁሩብ አይትሓፍሩን ዲኩም ??? ነዉረኛታት

  • @Fishale0415
    @Fishale0415 9 วันที่ผ่านมา

    እዚ መግለጺ በሓጺሩ አብይ አህመድ ን ጌታቸዉ ረዳን መሬትና መንጢሎም ንአምሓራይ 100% ስጋብ ዝሕብዎ አይትረብሽዎም ትብሉና አለኹም ..... ትሕሹ ተበልናኩምስ ዝገደደ ኮንኩም ነዉራማት

  • @meresagirmay2637
    @meresagirmay2637 10 วันที่ผ่านมา

    የቐንየለይ ዶ/ር ደጀን ። ህዝቢ ትግራይ ንምድሓን ካብዞም በለዕቲ ሰባት ንምድሓን እቲ ቓልሲ ምርሕዎ።ተዘይኮይኑ ተበታቲና ክንተሪፍ ኢና።

  • @MohdDanish-gy9vi
    @MohdDanish-gy9vi 10 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ሽንቲ ግመል ኢኩም ለውጢ ዘይብልኩም ካብ ሕዋሕት ዝሐሽ የለን በሊፅኩም ተረኽቡ ሓሰውቲ ተጋሩ ኢና ኮመንት ንህብ ዘለና ኣይትስምዕዋም ኣይትበሉ

  • @RedaKale
    @RedaKale 10 วันที่ผ่านมา

    አነ ዝገረመኒ አብ ትግራይ ዝተገበረ ጆኖ ሳይድ ፍደራል መንግስት እንተይኮነስ ሙልእ ቡሙልእ ታሓታት ክኾኑ ዘለዋም እዞም ደንባራት እዝኦም እዮም

  • @Bitania9
    @Bitania9 10 วันที่ผ่านมา

    ድምፂ ወያነ ካብ ማሕበር ማይክሮፎናት ወፂኣ ድያ?

  • @user-pn2sv4sf7j
    @user-pn2sv4sf7j 9 วันที่ผ่านมา

    እታ በሃማት ኣዋልድ ፌስቡክ ይጉርጉራ ኣለዋ ኣብ እዋን ፕረስ ኮንፈረንስ 😅 ጋዜጠኛታት እኮ ይኾና በይዛታታ ዋ 😅

  • @TeaAbr
    @TeaAbr 9 วันที่ผ่านมา

    You are wrong, TDF should take action. Enough is enough players

  • @A.A.A551
    @A.A.A551 10 วันที่ผ่านมา

    ዓፍራ ዓፍራ 'ዩ ህዝብ ትግራይ እታ እንኮ ፍታሕ ሓጺርን ወታሃደራዊን ድሞክራሳዊን ጸሚዱ ምስ ሕልኮ ምግጣምዩ እዞም ዘይተድሕኑ ላንግላንጋ ተቃለስቲ ሚድያ ነው በልዎም እዞም ኩሉ ነገር ምስ ሻዕብያ እናተኣሳሰሩ ሸንኮለል ከብሉኻ ብጀካ ብሓሶት ሓንቲ ፈረ የብሎምን ወደኽደኽ ክብሉ ጌዜኻን ሂወትካን ክቋመሩ ክነብሩ እምበር በዚኦም ዝመጽእ ትርጉም የብሎምን ትግራይ ብ ላንጋላንጋ ፖሎቲካ ኣይትምራሕን ወሳኒ ሰብን ወሳኒ ወተሃድራዊ ሓይሊ የድልያ ሎ ኣብ ዓለም ዲሞክራሲ ኣሎ ኢሉ ዝኣምን እንተሎ ኣብ ማርስ ክህሉ ኣለዎ ዓለም ኣብዚ ጊዜ ዝ ብሓይላን ብቅልጽማን ምንባር ነብስኻ ኪኢሏካ ቢሒም ዝበለ ይተሓጎም ኣበይ ኢኹም ዓፈርፈር ትብሉ ዘለኹም በትርኻን ከብድኻን ገጥ ምስ ኣበልካዩ ዲሞክራሲን ካልኦትን ነገራት ትዛረበሉ ንቀዳም ቀዳድኩም ሸፈኑ ብኰዅም ዕጸው ድሒሪኡ ንትግራይ ዝመራሓ ወይ ዘማሕድራ ክትዛረቡ ጤል ክገዝኣ ኣበይ ክትኣስራ ኮይኑ ተጋሩ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ወሲድካ መውደኽደኽቲን መደናገርቲን ተቃለስቲ ሚድያን ወግኖም ንቀደም ኣይኽፍእ ፈራሕ ኣይሞተ ተባዕ ኣይሞተ ላንግላንጋ ኣይሞተ ወስን!!!!

  • @Nunu-i1r
    @Nunu-i1r 9 วันที่ผ่านมา

    What do you want. TDF has to intervene. Tigray resource is going. Women are being raped still. No security and safety in Tigray. Getachew and his groups are failed. With respect I total disagree with your opinion. TDF has to save Tigray people. You seem to support Getachew who has totally failed, and bow to the enemies.

  • @yonikifle5101
    @yonikifle5101 9 วันที่ผ่านมา

    ሻዕብያ ሻዕብያ በቃ ደንቆሮ ነንሓድሓድኩም ተራድኡ ዋእ።

  • @qaxaniyarde1380
    @qaxaniyarde1380 9 วันที่ผ่านมา

    ክክክክክ ብቃ ንሻዕቢያ ማራ አምበር ሓፍ ኣቢልኩሞም

  • @Kngodab
    @Kngodab 10 วันที่ผ่านมา

    ትም በል ረሳሐት ንስኹም ከ እንታይ መፍትሒ ሒዝኩም መፂእኹም ተቃውሞ ብቻ እንታይ ዋጋ አለዎ ፕላን አውፅእኹም ዕቅድኩም ንገርና ካብኡ ክንሪአኩም

  • @Qondaf
    @Qondaf 9 วันที่ผ่านมา

    Atum qondafat Agame selam surgery.

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea3862 10 วันที่ผ่านมา

    ክላ ንስኩም ከአ ዓፋፋት መግለጺ መግለጺ ሻዕቢያ ክትብሉ ኩልግዜ ቁምነገር ዘይብልኩም ጉኑፋት

  • @mussiezereay6188
    @mussiezereay6188 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @goitomabadiabadi
    @goitomabadiabadi 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ በርቱዑ ተቃዋሚ ፓለቲካና

  • @goitomabadiabadi
    @goitomabadiabadi 10 วันที่ผ่านมา

    ናይ ሕወሓት ደቆም በርገር እና ሓሸሸ የጭሱ ኣለዎ ህዝበይ ግን ጠሚዮ ህዝበይ ህወሓት እንድሕ ዘይወደቀ ትጉዳእ ኢካ ተልዓል

  • @Fishale0415
    @Fishale0415 9 วันที่ผ่านมา

    ክላ ግደፉና መራሕቲ TDF ዘዉጽእዎ መግለጺ እዋኑ ዝሓለወ እዩ ናይ ጌታቸዉ ረዳ ክሕደት ከብቅዕ አለዎ አፈርፈር አይትበሉ

    • @JonNati
      @JonNati 9 วันที่ผ่านมา

      ኣብ ትግራይ ዲኻ ዘለኻ ትግራውይዲኻኸ? እቲ ዘምጽ እ ይርደአካዶሎ? ኣስተውዕል

  • @Eriax
    @Eriax 9 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ሻዕብያ ዝረኽቦ 😂😂😂

  • @Kouuhghbn
    @Kouuhghbn 10 วันที่ผ่านมา

    ❤ውዕል ፕርቶርያ ካብ ዝፈርስ ፅኒሑ እዩ ተከዘ ዘብ ዝብል ሰራዊት አቢይ አህመድ አሰልጢኑ አሎ❤

  • @qaxaniyarde1380
    @qaxaniyarde1380 9 วันที่ผ่านมา

    ንስኩም ውን ስልጣን ኢዩ ሕማምኩም ካብ ጌቾን ህዋህትን ዝከፋኩም ምኮንኩም

  • @yemanetsegaye2985
    @yemanetsegaye2985 10 วันที่ผ่านมา +2

    Leba

  • @Bitania9
    @Bitania9 10 วันที่ผ่านมา

    ናብ ሓይሊ ቀይርዎ። መንእሰይ ወዲብኩም ናዕቢ ኣልዕሉ ዓቕምን ወነን እንተልይኩም።

    • @werkishire
      @werkishire 9 วันที่ผ่านมา

      ezia gega

  • @MulaGhiwot
    @MulaGhiwot 10 วันที่ผ่านมา +1

    አይንሰምን ምንዜም tdf

  • @samsonermias6303
    @samsonermias6303 9 วันที่ผ่านมา

    you blame Shabiya for everything even if your wife divorced you 😂😂😂

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo 9 วันที่ผ่านมา

    አነኮ አዘም ሰበ አዘአም ተግራይ መታወቅያነ ቃቆአ ዘዛረበ ፀረ ተግራይ አዮ

  • @HailemariamABRHA-p5w
    @HailemariamABRHA-p5w 9 วันที่ผ่านมา

    Great!!! No more to be withstand with TPLF and it’s military forces

  • @petrosm.w2023
    @petrosm.w2023 9 วันที่ผ่านมา

    Husurat ekum hasewiti lahasti nay abi

  • @gobezayagedom4078
    @gobezayagedom4078 9 วันที่ผ่านมา

    Mknay ayhshekan

  • @RedaKale
    @RedaKale 10 วันที่ผ่านมา +1

    ዶክተር ደጀን ባዕልካን ደቅኻን ንትግራይ ዋጋ ትኸፍል ኣለኻ በርትዕ ❤❤❤❤❤

  • @hiyab028
    @hiyab028 9 วันที่ผ่านมา

    ሕኑቕ እንታይ የዉጽእ ዓፍራ
    ሱቕ ኢልኩም ዓፈርፈር ኣይትበሉ
    ዓቕምኹም ፍለጡ

  • @teweldegebru-bi3rs
    @teweldegebru-bi3rs 10 วันที่ผ่านมา

    ቶም 3 ፓርትታት ብዝኾነ ን ትግራይ ዜሮ እዮም ምንም ዘይፈልጡ

  • @ብርሃነሃይሉ
    @ብርሃነሃይሉ 10 วันที่ผ่านมา

    ናኣኩም ዘይደገፉ ዱዩ ከይትሓስብዎ ዘበት ፈሳፍስ

  • @munaabraha8795
    @munaabraha8795 9 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂ዓፋሪ

  • @ametesegid7213
    @ametesegid7213 10 วันที่ผ่านมา

    ሰክት ልሙስ!ንኹሎም ትቃወም. ንባዕልኻ ስልጣን ደሊኻ ኢኻ

  • @sdssr2850
    @sdssr2850 10 วันที่ผ่านมา

    ብትኽክል ባህላዊ ጀነራል እዮም።

  • @TesfayTizazu
    @TesfayTizazu 10 วันที่ผ่านมา

    At the right time and the right statement. Thank you on the balf of Tigray people whose is unable to write and Express its idea on social media. You are stand to save the life of youths. Thank you again.

  • @werkishire
    @werkishire 9 วันที่ผ่านมา

    TDF wahis hizbi tigray