It is very sad a lot of people writing comments don’t have any ideas except insulting others with different points of view. We don’t have to agree on some points because we are all different, brought up differently, different education level. Higdef supporters can ask for interpretation.
Very interesting point Eritrea should Ethiopia. Unity is peace and power economy. Eritrea should state.look . thanks ❤😂 Ethiopia tikidem Ethiopia forward from tigrayns USA Ethiopia tikidem
The Tegrena-speaking people are all Habasa. It is in there interest to promote their collective unity as such. The power of EPLF propaganda has greatly diminished among a notable segment of the youth and this trend will not cease any time soon and that is a good thing.
Tigray this Tigray that Essays Eritrea and ect...repetitive speeches and useless. My question to these group is. Why don't you tell us what your plan is? When you plan to implement your plans on the group? Just talks on youtub for years and years 😊
From a historical point of view he is right. From the context of assessing Eritrean condition under the communist leadership he is even more right because Eritreans have demonstrated to the whole world they do not have what it takes to preserve their freedoms and built a modern nation that is deserving of internationell respect.
@aradom344 is not even eritrean is tewelige....if you are eritrean, you have to be against him, because is working day and night to dismantle eritrea and eritrean....he called the eritrean people "arawit".....what proves do you need to wake up
It is very sad a lot of people writing comments don’t have any ideas except insulting others with different points of view. We don’t have to agree on some points because we are all different, brought up differently, different education level. Higdef supporters can ask for interpretation.
ናይ ብሓቂ ተስፋ ዘይብሎም ሰባት🤦! የሕጽር ኣቢሎም ሕነ ክንፈዲ እምበር መጻኢ ህዝቢ ኤርትራ ኣይገድሰናን ኢዩ ኢሎም ቁርጽ ተዘብልዋ መዕረፍና
ተቃላሳይ
ኣይተንደልህጽ
ሸታሕ-ታሕ ኣይትበል
ጠምት
ንቅድሚት
ዝኽልክለካ የሎን
ክትወድቕ ንድሕሪት
ከይትፈላለ
ተጠመር-ከምማእዶ
ጸላኢ ኣሎካ
ቃልስኻ። ዘሰንበዶ
የደርግ ወታደር የነገመቹ ልጆች ስብስብ ስብሰባ
ቁርሱሳት ጎሓላሉ ወላ ዉሑዳት ፈቓይቕ ምርኣየይ ብጣዕሚ ያሓዝን!!!!
ብሩህ መጻኢ እህም ህዝቢ ካብ ታሪኹ በቲኽካ ሓዲሽ ታሪኽ ክትሰርሕ 0+0 eqal 0 !!!!
ዮሴፍ ገብረሂወት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤
ህውታትያ ዝኾነ ሰብ ክህውትት እዩ ዝነብር ብዛዕባ ኤርትራ ክትዛረብ ቁሩብ ሕፈር ዓባይ ትግራይ ክትሃንጽ ኣብ ኢድካ ሓውያትካ ሕጂ ኣንታይ ትገብር ?🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እቶም ብኤርትራ እንግደስ ካኣ ምሳኹም ተጋሩ በቲኽና ኢና ንስኻትኩም ብኣፍ ንሕና ብተግባር
Those who oppose the unity of all Habasa people are the greatest enemy of our people.
Those who oppose the unity of all Habasa are the greatest enemy of our people. I'm Eritrean and I dont care about people like you.
በረኸት ብግልጺ ኣንድነት እየ ዝመርጽ ዘይትብል ካብ ጎቦ ጎቦ ምባል፡ ኣንድነት ከኣ ኣየድልየናን እዩ። እቶም ከም ኣብነት ዘምጻእካዮም ሃገራት እቶም ናጽነት ዝመረጹ ብጣዕሚ እየ ዘድንቖም፡ እቶም ባርነት ዝመረጹ ግን ዝሃብተሙ ሃገር ኢልካይዮም እሞ እቲ ሃብቲ ባዕሎም ዶ ይውንንዎን የመሓድርዎን ግን ኣይመለስካያን፡ ንሶም ኣብ ገዛእ ቤቶም ባራዩ ናይ ሃብታማት ክኮኑ ዝመረጹ ዘሕዝኑ ህዝቢ እዮም፡ ዮሴፍ ውን ኣንድነት ምኳኑ ካብ ሓሳቡ ክትርዳእ ቀሊል እዩ።
ንኤርትራ ከም ሃገር እትቕበል ኣባል ብሩህ መጻኢ ዝኮንካ መራሕትኻ ከም ሃገር ከምዘይቅበልዋ ይነግሩኻ ኣለዉ እሞ ሕሰብ።.
የደርግ ወታደር የነገመቹ ልጆች ስብስብ ስብሰባ 😂😂😂😂😂😂😂😂
Wala eti Ariestkum kemgele eyu. Bzey ERITREA kemey gerna Eritraweyan kikewin nkel?
ከከከከከከከ ደንበ ወያነ ሓመድ ዒደ ነስኣኪን
ወዲ ማሕበር አንድነት ናይ ኢትዮጵያ ጉዳይ ግበር ኢኻ❗️ ናይ ህዝብን ሓርነት ናይ ግድን ኢዩ ❗️❗️
Wow Josi is always a unique Man .. i love his explanations... politically rich Man.
It is very sad a lot of people writing comments don’t have any ideas except insulting others with different points of view.
We don’t have to agree on some points because we are all different, brought up differently, different education level.
Higdef supporters can ask for interpretation.
ኤሬትራ አብ ልቢ ክሉ ኤሬትራዊ አላ ብጀካእባኻን ውሑዳት ሰዓብትኻን
Of course, Biafra is the most intelligent people in Nigeria
ጓሓፋት ኢኹም። ንስኹም ስም ናይ ኤርትራ ከማን ከተልዕሉ የብልኩምን።
እታ ዕስብቲ ጉጅለ ነቲ ዕሉል ከዳዕ ዓዲማቶ
🤣🤣🤣
Very interesting point Eritrea should Ethiopia. Unity is peace and power economy. Eritrea should state.look . thanks ❤😂 Ethiopia tikidem Ethiopia forward from tigrayns USA Ethiopia tikidem
ሰሪሕኩም።ተትበልዑ።ኣይምሓሸን።
መን ደኣ ሰሪሑ የብልዖም ኣሎ፡
TESEBILWOM EYU::
OROMAY::
@@Tewelde-gp7pcKAB TH-cam SANATIM ENDAAREYU::
ሕማም ኣውራጃ መሰርቱ ኣከለጉዛይ ጨናፍራ ሓማሴንን ሰራየን እዮም እኽብካብ ምኩሓትን ደናቑርትን ክብሃሉ ድማ ይካሉ ዘሕዝንዩ።
እቲ ምስ ዓጋመዛተኻዮ ኪዳን ንሃገርን ህዝብን ባውራጃ መቓቂልካ ናብታ ተምባሁቖላ ዘለኻ ትግራይ ክትሕውሳን ኣብታ ኣብ ልብኻ ዘላ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ምእንቲ ኣሕሞትሙትካን ምእንቲም መላምንቲ ኩዕንትን ዒባ ሓሰርን ዝኾኑ መታዓቢትኻን ጎረባብትኻን ንከተሐጉስን ቡኡ ኣቢልካ ከኣ ስልጣን ክትማቐልንሲ ነቲ ብኩቡር ደሙን ኣዕጽምቱን ብዓቢኡ ነታመተካእታ ዘይብላ ሂወቱን በጃ ሓሊፉን ዕድመ ንእስነቱ ከምታ እናነደደት ንሙላእ ቤትን ኣብ ውሽጣ ንዝርከቡን እተብርህን እተማሙቕን ሽምዓ ወይ ጧፍ ኮይኖምን ክሳብ እዛ ሕጂ ን ንብድሕሪኡን ዘሎ እዋን ኩቡር ሂወቶምን ዕድሚኦምን ንዝዉፍዩላ ዘለዉን ዝሓለፉን ጀጋኑ እንተትፈልጦምን እንተትዝክሮምን ኔርካ ነዚ ኣርእስቲ እዚ ሒዝካ ኣይምቕረብካን ብሓቂ ብሓቂ ካብታ ነዛ መደብ ሒዝካ ዝቐረብካላ ግዚን ንብድሕሪኡን ንሓዋሩን ብዝይቀልዓለም ብሕልናኻን ብሞራልካን ብደረጃ ኣተሓሳስባኻን ከምዝሞትካ ን ምስቶም ነብሲ ይምሓር ዝተባህሉን ኣብ ዓልም ብሂወት ዘይህሉዋትን ተጸምቢርካ ከምዝለኻ ፍለጥን እመንን ኢኻ
Wawww blux hasab💚💙
ጽቡቅ ሕቶ ደሳለ ኤርትራዊ ድሕሪ መግዛእቲንጣልያን ኣብ ኢትዮጵያ ኮሎ ኤርትራዊ ዝኸበረን ዝኾረዔን ነይሩ።
ድሕሪ 1991 ኢዩ ኤርትራዊ ዝሓሰረን ዝተዋረደን ዝተሰደደን ኮይኑ ዘሎ። ኣብ ኢትዮጵያ ኮሎ ግን ባንክ ኣየርላይንስ ኣየርፎርስን ዝሓዘ ኢዩ ነይሩ፣
😊ጸልማት መጻኢ አየሕፍሮኩሙን ድዩ እንድሕር ደኣ ኤርትራዉያን ኮንኩም አብ ሕማቕ ጌዜ ኤርትራ አንጻራ ክትወጹ . ዘገርም ናይ ትግርኛ ተዛረብቲ ቶም አስላም ገዲፍካ ናበይ ኢኹም ለኽበጥበጥ ትብሉ . እሱኹም ብሩህ መጻኢ ትብሉ, እስኹም ብርጌድ ናሓመዱ ትብሉ , እሱኹም ተቓዉሙ ትብሉ ወዘተ.....እም ኩሉኹም ናይ መንነት ጸገም ዘለኩም ኢኹም'መሰለኒ . ምኽንያቱ እቲ ጹሩይ ኤርትራዊ ነዲኡ ከሃስያ በፍጹም አይክእልን እዩ እንታይ ደኣ ብዐቕሊ ሰሰሪሑ ሎጢ ከምጽእ ይኽእል እዩ. አጽፍፍ አቢልኩም ንሕና ትግራዎት ኢና ኢልኩም ኩዱ ዓድኹም አይትረቡሹና . ምኻንኳ ትግራይ አይትቕበለኩምን እያ. ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ ነቒሑልኩም ፎእ ኢሉኩም እዩ ኪዱ አብኡ እረጉ ጐሓላሉ ከምቶም ቅድሜኹም ዝጠፍኡ በይ በይ ደኣ . ኩሉ መንእሰይ ካብ ወዲ 50 ንታሕቲ እቲ ዝበለጸ ሻዕብያ እዩ ድሮን ዝዐጠቀ እዩ ድማ ደጊመ ኪዱ ጥፍኡ ፈቲኹም ጸሊእኩም ን ኤርትራ አብ ሳዋ ዝተማህረ እዩ ክመርሓኩም ከጥፋአኩም.
The Tegrena-speaking people are all Habasa. It is in there interest to promote their collective unity as such. The power of EPLF propaganda has greatly diminished among a notable segment of the youth and this trend will not cease any time soon and that is a good thing.
H
ተባረኽ ፍላስፋ ኣቦና ዮሰፍ
Ms Eritrea ksab kndzi tslei alekum besmeam
የቅነልና ክብር ኣቦና ፍላስፋ ዮስዮፍ
አቱም ሰባት ጽንሕ ኢልናስ ገለ ክንሰምዕ ኢና ደርጊ እንታይ ድዩ ዝብል ዝነበረ ኤርትራ መሬታ እምበር ህዝባ አየድልየንን እዩ እንዳበለ ንህዝቢ ኤርትራ ዘጽነቶ ብዘይየገድስ ግዛእቲ ይግዝእዋ ምዕራባውያን ይኩኑ መቃቂሎማ አብዓለም ዝኮነ ይኩን ፉጡር ከም ህያብ ዝተኮበልና ትካቦ አይኮነትን ኤርትራና እግዝአቢሄር ዝሃበና ክንነብረላ ዝተፈጠረት እያ 4 ነጥቢ እብአ ካአ ክነብር ኢና ምክንያቱ ኤርትራ ንክትህሉ ካብቀደም ካብ ጥንቲ ገሊኦም ኢዶምን እግሮምን እንዳ ተቆረጹ እዳ ተረሸኑ አዴታትና አጥባተን እንዳ ተቆረጻ ኤርትራ ትባሃል ሃገር ከምቲ አብዓለም ኩለን ሃገራት ዝባሃላ ኤርትራ ሃገር ኮይና አላ ስለዚ ናይ ግድን ድዩ ኤርትራ ከተድየና ብምባልካ ላግጺ እዩ ብህዝቢ ኤርትራ ብአጉኡ ንዘረባካ ተትእረመሉ ይብለካ
ኣይተረድኣካን ሕቶ በረኸት፡ ኤርትራ ኢትዮጵያ ኮይና እንተትቕጽል ማለት እዩ ኤርትራ እንተዘይትህሉ ማለት. ሕማም ኣንድነት እዩ።..
SEB DIKHA KOTSERKAYOM?
EZIOM KO MENGSTI ERITRAN HZBI ERITRAN ZEYFELTOM EYOM.
"YZAREBU EKO EYOM ZELEWU EMBER AYNEBRUN EKO EYOM ZELEWU"
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዝቐጸለ፡-
ግድን ዲያ ኤርትራ ከተድልየና?
ደቂ ዓዲ እንዲና ተድልይየና እወ።
ነቲ ዓድና፡ ዓድኹም፡ ዓድኽን፡ ዓደን፡ ዓዶም እይዮም ገዛእቲ ብሓባር ኣብ ሓደ ብውዕል መግዛእቲ ዝጸደቐ ዶባት ኤርትራ፣ ኤርትራ ብዝብል ስም ገዛእቲ መጸውዒ ሂቦሞ።
ብገዛእቲ ተዋሂቡ ዘሎ መጸውዒ ኤርትራ፡ ብሓባር፡ ብሰላም፡ ብስኒት፡ ኢሂን ምሂን ኣብ እንብለሉ እዋን (መጻኢ ወለዶ ክኸውን ይኽእል እይዩ)፣ እቲ ስም/ኤርትራ ይርሓሰና ክንብል ወይ ውን ብእንመርጾ ስም ክንትክኦ ንኽእል ኢና እብል።
ይቕጽል።
Tbark Desslen barket🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጽፉፍ መልእኽቲ መምህረይ❤❤❤
ክቡር ዮሴፍ; ኢትዮጵያ ኣብ ልቢ ተጋሩ ሞይታ ዶ በልካ; ሰፋሕ ትበል ኣታ: ፀኒትና ዘይንፀንት ኮይና ኢና እምበር ብተደጋጋሚ ክንደይ ጊዜ ድያ ኣፅኒታትና? መዓት ጊዜ ፈቲናትና:: ንዓይ ዘይትኸውን ደንዴር ኣይትብቆል በለት ኣድጊ ድዩ ዝበሃል? ስለዚ ብትንትን ትበል ግዲ:::
Eritrea lomi ala kulu gizye ala nisika eka zeyeleka denkoro genzebka tiray blae lemani wahid
When you guys destroyed we built the greatest Eritrea in the world TEGARU don't try to be Eritrean game is OVER
ቀርኒ ኣፍሪቃ ብጭቡጥ ወዲቑ እዩ። ብናተይ ርእይቶ ምናልባት እዚ ጽቡቕ ተጠርኒፉ ዘሎ ናይ ኦሮሞን ደቡብ ህዝቦች ሓይልን ስዒሮም ክወጹ ይኽእሉ እዮም። እቶም ሰማውያን መበቆል ዘለዎም ማለት፡ ኣምሓራ- ትግራይ- ኤርትራ- ሱዳን ብሰሪ ጸቢብነቶምን ሓድሕድ ሕስድናን ፈሺሎምን ናብ ምብትታን ከይዶም እዮም። ዘርእይዎ ሓሶትን፡ ጭካኔን፡ ዘስገድግድ ዘይስነምግባርን፡ ስደትን፡ ምጥልላምን ወዘተ ሓሊኹ ሒዙ ባይታ ኣዝቢጡና እዩ። እዚ ኣብ ባይታ ዘሎ እዩ።
ልሳኑ/ቋንቈኡ እይዩ እብል።
ልሳኑ/ቋንቈኡ ዘዕበየ ሃገር ይፈጥር እብል።
ሃገር ዝፈጠረ ከቢሩ እነብር እብል።
ኤርትራ ዝብሃል ቋንቋ ኣብ ዘይብሉ ኤርትራ ትብሃል ሃገር ኣላ።
ሃገር ኤርትራ ብናይ ደገ መግዛእቲ ኣብ ልዕሊ ደቂ ዓዲ ዝተፈጠረት ሃገር እይያ።
ኣብዚ እዋን ኣብዛ ኤርትራ ተባሂላ ትጽዋዕ ዝነብሩ ሕዝቢ በቲ መጸውዒ ሃገር ኤርትራውያን ይብሃሉ።
ኤርትራውያን ክሳብ እዛ እዋን እዛ ዝጽሕፋ ዘለኹ ጽሕፍቲ፡ ብሓባር ብሰላም ብስኒት ብማዕረ ንኹሉ ነበርታ/ሕዝቢ ዘሳተፈ፡ ብዛዕባ ሃገሮም ኤርትራ ህልውን መጻእን ኢሂን ምሂን ኣይበሉን እብል።
ይቕጽል።
ዝቐጸለ፡-
ብዘይ ኤርትራ ኤርትራውያን ክንከብር ኣይንኽእልን ዲና?
ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ዘለዉን፣ ኤርትራውያን ካብ ኤርትራ ወጻኢ ዘለዉን ገይረ ክርእይዮም።
ኤርትራውያን ካብ ኤርትራ ወጻኢ ዘለና፡ ነቲ ኣብቲ ዘለናይዮ ሃገር ልሳን/ቋንቋ መሊኽና፣ ሕጊ፡ ስርዓት ናይቲ እንነብረሉ ሃገር ኣኽቢርና ክንከብር ንኽእል ኢና እብል።
ኤርትራዊ ምዃን፡ ባዕሉ/በይኑ ዘኽብርን ዘሕስርን ኣይኮነን እብል።
ኤርትራውያን ኣብ ኤርታራ ዘለዉ ዝኸብሩ፡-
ኣብ ኤርትራ ካብ ዘለዉ ልሳን/ቋንቋ ኣዕብይዮም፡ ኣብ ትምህርቲ ንቋንቋ እንግሊዝንያ ምሉእ ብምሉእ ክትክእዎ ከለዉ እይዮም እብል።
ኣብ ኤርትራ ካብ ዘለዉ ልሳን/ቋንቋ ናይ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ቋንቋ ምስ ዝኾኑ እይዮም እብል።
ናብ ኤርትራ ክነብር ዝመጽእ ወጻእተኛ ኣብ ኤርትራ ብዘለዉ ልሳን/ቋንቋ መሊኹ፣ ሕጊን፡ ስርዓትን ኤርትራ ኣኽቢሩ ክነብር ከሎ፣ ኤርትራዊ ክኸብር ይኽእል እብል።
ይቕጽል።
ኣይተረድኣካን ሕቶ በረኸት፡ ኤርትራ ኢትዮጵያ ኮይና እንተትቕጽል ማለት እዩ ኤርትራ እንተዘይትህሉ ማለት. ሕማም ኣንድነት እዩ።.
ቡሩህ መጻኢ እታ እንኮ ንሻዕብያ ዝፈለጠታ ምቅስቃስ እያ። ኣብ ሕግታቶም ተሞርኪስካ ብልብኻ እንተ ኣንቢብካዮ እቲ ተቃላሳይ ክትኸዉን ካብ ሻዕብያ ክትላቀቅ ዝመርሕ ሕግታት እዩ። ❤❤
😅😅😅😅
Wala ab dergi zineberet eritrea tibelx niera miknyatu seb yinebr neru neti zineber siriat tezeytekawimkayo bselam yinebr nieru hji gin abzeben hgdef eritrawi tera binbar eyu sienu zelo
ቡሱል ቡሱል ኢዩ ዎትሩ! ፍላስፋ የሴፍ ገብረሂወት ብሓቂ ዓሚቕ ተረዶኦ ፖለቲካን ኩነታት ሃገርናን ዝውንን ቡቑዕ ፖለቲከኛ መራሒ ኢዩ።
ዮሴፍ ገብረዕንወት ይዂን ቲ ዲ ኤፍ ብዛዕባ ኤርትራ ክትዛረቡ ሞራላውን ግብራውን ሓላፍነት ይብልኩምን ብዛዕባ ናይ ኣንድነት ትግራይ ትግሪኝኹም ጥራይ ሕለሙ
@@miag1791መን ደኣሉ ሞራል ዘለዎ፡ እቲ ኳ 70 000 መናእሰይ የሕዋትና ንኽጠፍኡ፡ ምስ ሰራዊትና ኣለና፡ ወያነ ከነጥፍኣ ኢና እናበለ ዝድብል ዝነበረ😏
ካብ ኤርትራ ወጻኢ ደኣ ስደተኛ ኮይንካ ትነብር እንዶ ኣየለኻ፡ ካብ ኣርእስቶም ጀሚርካስ ቃሕ ዘይትብል ቀያሕ ድዩ ዝብሃል።
Atum sebat falasfa malet haleflef maletu. Kendey ajow yebel ezi sebAy. Heton melsen zeyrakeb.
ኣየ ኣቶ ዮሰፍ ነዛ ናይ ጎዶቦና ፍልስፍና ወዲ ኣፌ ክትመራመረላ ጀሚርካ ቅድሚ 30 ዓመታት ኢጋድ ኢሎም ጀሚሮም
ኤርትራን ኤርትራውነትን ድዩ ጸልማት ዝኸውን ዘሎ፡ ዕሉል ከዳዕ ኣቶ የሴፍ ገብሪሂወት? ሓቂ እንተሊካ ደኣ፡ እታ ትደልያ ዘለኻ ኤርትራ እንታይ ከም እትመስል ዘይትነግረና፡፡
ዋላ 100 ጊዜ ን hgdf ይቓዎምም እዚኦም ጽቡቕ ናይ ኤርትራ ዘይደሉ ደቓሉ ዝዛረብዎን ዝሓስብዎን ማራ እዩ ዘፈንፍነኒ ።Eritrea for eritrean by eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤.ትግራይ ክብል ዝውዕል ድቓላ ን ኤርትራ ዝሓሽ ለውጢ ክምጻላ ዘይኮነ ናብ ዝኽፈኣ ጸገም እዩ ክሽማ።
Funfun da nska endika hasab zefenfneka entekoynu men da yihasbelka alo sdetena guhaf alem mqankas etom denkur sdraka zewresuka dnqurnaka derbyo gnuf
Tagaru.ahwatna yom.enqae amhara eoromo aybelka.
@@teweldezeru5175 tplf ደመኛ ጸላኢና እዩ ሃተፍተፍ ኣይትበል
@@abrhaleyrussom1718 guhaf funfunat agame kid n Tigrayka
@@teweldezeru5175kid n Tigrayka nay Eritrea entay yimlketeka
💙💙💙✅✅✅
YOSEF HGDEF IKA BELWO HJI KA.NAI HGDEF PROGRAM EIU NEGIRUKUM
2ይቲ maycrofone kittikemu nierkum
እንታይ ዳኣ'ሞ ናይ ደሳለ በረኸት ስእሊ ለጢፍኩሞ😂😂
❤❤❤
ኤሪትራውነት መለለይ ኤሪትራዊ ዜግነት ዳአ እምበር: Bailogical ክውንነት አይኮነን። ስለዚ ኤርትራዊ ክትከውን ከም ኤርትራዊ ክትከብር: ኤርትራ ትባሃል ሃገር ክትህሉ አለዋ። ካብ ህልኽ ዝተበገሰ ተጻራርነት ንአብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ከምዘየሎ ገርካ ክተቅርብ እቲ ዝቐለለ እዩ።
Let’s keep going our future is clearly bright thanks ፍላስፋ ዮሴፍ ን ደሱ
Tigray this Tigray that Essays Eritrea and ect...repetitive speeches and useless.
My question to these group is. Why don't you tell us what your plan is? When you plan to implement your plans on the group? Just talks on youtub for years and years 😊
ጋዳንዲያ፡ኒሲኻ፡አብውሓሳነት፡ተቀሚጢካ፡ዐሌትካ፡ጊድን፡ኪቲቢል፡አታብዶዉ፡፡ዚመተ፡ባአኻን፡ዚኸማኻን።ሀገር፡ለባም፡መስተዊዓል፡ሲኢና፡ኢወ፡ነዛሲኦም፡ሀዲማካ፡መቓብሪ፡ዚኺሊኪሕ፡መራሕ ስም፡ደራጊኢካ፡ኮሙኡ፡አይገበሪን፡ባኡኻትኽ
ኩም፡ደቂኔ።ጠፍኦም፡አዉኝ፡አይቲነቢሪን፡ኤትራ፡ሐራኪትወጽኣ
፡ኣተዘዱሊኻ፡።ሐራማሳትወጽኢ፡አይቲሪአን፡፡አሚላ፡ጊቢሪኻ፡ሪኡ።አየሪኤካን፡አቱም፡ጸረፍጢር፡ኩሉኹም፡ኢዲአለኪ፡፡አማላ፡ሰላም።ዒራፍት፡አይልሀቡኩ፡አትዘሎኹም፡ኲፕአታኩም፡ይሳዐቡኩም፡።
ዕንጃል ምኻኑሲ ክስሕቅ ከሎ ይፍለጥ
😂😂😂😂😂😂
ዓዲል ተጋሩ ኢኹም ካብ ኣፍኩም ,
😊🎉🎉🎉🎉
"0:10-021?"
SEMEEKA.
HALAY
ANJAL
DENKORO...
ELKA ALEKHU.
ENTAY MIS SEMAEKA EKHA, "BSHAK"
TJIMRO ETI MELALAYI...?"
NSU EKUA AMELKA EYU.
Dhul
አታ አሪትራ ንሽቶ አርትራ ምስ ትግራይ ኣድኻ ሃውስካ ክትአብያ ክክክክክ ላይ ትግራይኻ ለይትገብር ሃሳስ ኣጋመ ሃሳዊ ሰብ ተታሊል ኣለኻ አትዮፒኣ ኣድኻ ክትብተን ቀርባ ኣላ ኣድህና ኣታ ከሃዲ ጦብላቅ ኺድ ኣድጊ ዋሂድ ወያነ።
ኣብ ልብ ብዓል ንሳኻ ኣትያ ኣይትፍልጥን
52 ድበልካያ ህግደፍ ውሕ ውሕ ክብሉካ ኢዮም
Gunuf zkone wedi
Good
Nasty stop bulshting 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Desale Bereket tgerm eka eti zsemaka zelo seb kulu denkoro du zmesleka ? Eritrea mhlawa aykonen nay hzbi Eritrea shgr agihidka andnet eye zbl zeytblo neti baham msaka zelo menesey 😂😂😂
Kkkkk
Wey gud
Hto
N ethoipiawyan ka ethoipia tedlyom do
Naybahaki gezana nisrah memhr yosef
Flasfa Josef Boom love you big brother ab eritrea ab top kereka mulu tesfa alni ❤🎉❤🎉
Etom subscribe gerkum delekum shabwo kulatkum
ኣብዚ ኣሎኻ ዘረባ ግድን ድያ ኤርትራ ከተድልየና ብዘይ ኤርትራ ክንነብር ኣይንክእልን ዲና ከም ህዝቢ ማንነት ህልውናና ኣብ መሬት ዘይኮነ ኣብ ኣፈጣጥራናና ኣብ ኣተሓሳስባንን ዩ።ክንልወጥ ንክእል ኢና ፡ኣሎና ኮ ብዘይ ሃገር ግን ከኣ ከም ህዝቢ ኣብ ኩሉ ንሓብር ንዋሳእ ንሰምር ዓደይ ህዝበይ ንብል ።
ኣይተረድኣካን ሕቶ በረኸት፡ ኤርትራ ኢትዮጵያ ኮይና እንተትቕጽል ማለት እዩ ኤርትራ እንተዘይትህሉ ማለት. ሕማም ኣንድነት እዩ።።
ፍላስፋ ዮሴፍ ናይ ስደት መንግስቲ ምኮነ"
ዮሴፍ ኮነ ደሳለ አንድነት ብ ዕላማ ምስ ኢሳይያስ ሓደ ኢዮም። ኩሎም አንድነት ኢዮም። ምስ ኢሳይያስ ናይ ስልጣን ፍልልያት ኢዩ ዘለዎም።❗️❗️❗️
ኣብ ኤርትራን ኤርትራዉያንን ቦታ የብልኩምን ! ንስኻትኩም ትፈጥርዎ እምበር ትፈትሕዎ ሽግር የለን 44::
Get resdy
Nska dea tgraway entay anleka ab nay Eritrea akieba. Tenkolena
If you brain debate with himself
ዮሴፍ አቢልካ አቢልካስ ከም ኢሳያስ እታ ሕብእቲ አጀንዳኻ እምብአር አውጺእካያ። "እቲ ዝሐሸ ምስ ትግራይ ተጸጊዕካ ድዩ ምስ ኢትዮጵያ ተሐዊስካ ምንባር ዝሐሸ ክኸውን ይኽእል ይመስለኒ" ዝበልካዮ ናይ ቀደም አጀንዳኻ ኢዩ። ኢሳያስ'ውን ከምአ እንዳበለ ኢዩ ዝጠፍእ ንስ አጥፍኤ ናብ ኢትዮጵያ ምጽንባር ዝብል ጥጁእ አጀንዳኡ ከግህዶ ኪኢሉ። ንስኻ መሰረቱ ካብ ቀደም መርገጽካ ጸረ ነጻነት ኤርትራ ኢዩ ኔሩ። ንስኻውን አይትኽሕዶን ኢኻ። ሕጂ ትኽክለኛ ታሪኹን አመጻጽአኡን ካብ ወለዱ ተረጋጊኡ ክወርስ ዘይከአለ መንእሰይ ኤርትራ፣ ንስኻን ብሰንኪ ግፍዒን ዓመጻን ኢሳያስ ንኤርትራዊ መንነቱ ዝኽሕድን ዝጸልእን ሒዝኩም ወይ ፖለቲካዊ ጽልዋ ፈጢርኩም፣ ንኤርትራን ልኡላውነታን አፍሪስኩም ብተጋሩ ትዕብለል ዓባይ ትግራይ ንምፍጣር ኢዩ። እዚ ከአ እንታይነትን አቃውማን ህዝቢ ኤርትራ ብግቡእ ዘይምምዛን ኢዩ። ዮሴፍ። ናትካን ዝኸማኻን ናይ ግዜን ቦታን እንተዘይኮይኑ ካብቲ ናይ ሰላዪ ኢትዮጵያዊ ኢሳያስ ብዕላማ ምንም አይትፈላለዩን ኢኹም። ምጹን ድሙን ፍልልያት የብልኩምን።
What is wrong with this?
Where are isayas snd his supporters from? Tigray
ብዓል 'ዚ ዑንጉግ ዘቅርብዎ ሃልወሳ እዚ ናይ ሎሚ መንእሰይ በብቅሩብ ከይተፈለጦ ከይሽምግል የጉህየኒ ። ፈለማ ሻዕብያ ዝብሃል ጸላኢ ብፍጹም የለን ። ሻዕብያ ተቃለስቲ ደቂ ህዝቢ ንስለ ናጽነት ኤርትራ በትን በትን ተዋህሊሎም ናይ ዝመከቱ ደንበ እዩ ። ልክዕ ገበር ሻዕብያ ዝተኸድኑ ህዝብን ሃገርን ዝድህኩ ዘለዉ ውሑዳት ለያቡ ግን ኣለዉ ። ስለዚ ኣንታ መንእሰይ ንዝኾነ ዝተባህለ ሰማዕን ኣጣቃዕን ስሓቅን ካብ ትኸውን ሓታታይ ተማጓታይ ኩን ። ኤርትራ ከይሃለወት ኤርትራውያን ክንከብር ኣይንኽእልን ዲና ድማ ይብሃል ክክክክ
Go school
@@aradom344You go to school first. Preposition keman bgbue zeyxehafkalu neti melska. "GO TO SCHOOL" iyu.
😂 defer eluo andnate. Yhshena zbel sab xawena ab kndyi zbluoes mhure Israel ke abay hager deya eska ngerena
ኣቶ ዮስየፍ ገብርሂወት ኣየነይቲ አርትራ ድኣ'ዩ ሓቢርና ንስረሓያ ዝብል ዘሎ? አርትራ ትበሃል የላን አርትራ ኣካል ኢትዮጵያ'ያ ኢሉ ንዓመታት ምቅንጃው ገድሊ እናበለ ዶ ይጽሕፍ ኣይነበረን። ስለምንታይ ድኣ ሕጂ ቀንዲ ተሓላቒ ህዝብን ሃገርን አርትራ ክመስል ይፍትን ኣሎ? እዛ ሕጂ ዝብላ ዘሎ ቀደም ኢሉዋ እንተዝኸውን ብዙሓት ሓቅኻ ምበልናዮ። ንህዝቢ ኣርዒድካ ዝስራሕ ፖለቲካ ዘላቒ ሰላም ኣየምጽእን'ዩ። እታ ሕጂ ዝበላ ኣቶ ዮስየፍ ዳርጋ መብዛሕትኡ አርትራዊ ይሰማማዓላ'ዩ እንተኾነ ስለምንታይ ቀደም ከምኡ ክብል ዘይከኣለ እንታይ ዝተቐየረ ነገር ኣሎ። እንድዒ'ምበር 60ስ ኣላታ🤔።
From a historical point of view he is right. From the context of assessing Eritrean condition under the communist leadership he is even more right because Eritreans have demonstrated to the whole world they do not have what it takes to preserve their freedoms and built a modern nation that is deserving of internationell respect.
Getskum tirhak
COMMENT EYE ZENIBIB GEDEFEYO EYE MESMAE.
AKEKINDOM ENDAHAFERKU.
እዛ እ እ እንዳበልካ ምዝራብ ዘይትገድፋ
HASAWI SEB KOMU EYU DZAREB.
Yosef dekala bezeba eri mezerab akarxo??
እዚ ናይ ኣውራጃ ፍልልይ ብግቡእ ኩለን ሚድያታ ክጉስጉሳሉን ህዝብ ክምሃሩሉን ይግባእ፡ ከምዚ እንተዘይኮይኑ ከም ህዝቢ ታዝማንያ ጢፊእና ኢና ክንተርፍ ።
Yosief Ghebrehiwet have a strong body odour ( cenawi) that's why he never been married
What about you, this is not relevant go to school
@aradom344 is not even eritrean is tewelige....if you are eritrean, you have to be against him, because is working day and night to dismantle eritrea and eritrean....he called the eritrean people "arawit".....what proves do you need to wake up
ፈላሰፈ ዮሴፈ ሸሕ ዓመት ንበረልና🙏💙
MERGEM!!!
1000 AMET KILIFLIFF?
ENTAY GEBEREKA WADAY?
Men eritreawi ms beleka tkuhal dkala
Yosief gebrihwet Da b Hgdf ztelake andiyu
Men beleka dos melaaktu ika ?
😅😅😅😅
Eri neakum ayentaykumen eya,
I don’t think so it’s yours at the moment as well 😂
@@Oki-117hilkus Agame entay yimlketeka kelbi adwa men'net albo funfunat alet deqalu
@@alganeshkelati9124meglexi dnkurnaki eyu. Yegdas rski asrhyu eritrawi mennet zbhal yelen sna eyu kemxi natki hasab melet eyu
Reski asrhyo mehayo. Trgum mennetn hagern ktfelti fetni kab kem kelbi asmera wuh wuh tbli
It is very sad a lot of people writing comments don’t have any ideas except insulting others with different points of view.
We don’t have to agree on some points because we are all different, brought up differently, different education level.
Higdef supporters can ask for interpretation.
የደርግ ወታደር የነገመቹ ልጆች ስብስብ ስብሰባ