ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብጣዕሚ ኢኺ ንፍዕቲ ሓፍትና, ኩሉ እቲ ክንመሃረሉ ዘለና ብትብዓት ገልጽክዮ, ብጣዕሚ ነመስግነኪ, 🙏🌹👍
Haki dzareb abzi geze alo dya wedey.beli Eska haftey xegagi yebzhalki fetari zeyrakyo yftrelki
Amen haftey natey 🥰
ኣብ ዮጋንዳ ገዛዉቲ መኪና ን ኣንስቶም ገዚኦም ብዓል እንጂነር ሃብቶም ክረግጽና ደልዮም ኣለዉ ብመኪና እዞም ሰረቅቲ ደቂሃብታማት ይመስሉ ደቆም ኣነስ ሰብ የብለይን 7 ዓመት ሰሪሐ ዝኣከብክዎ😢 ኣብ ዮጋንዳ 1000$ ዶላር ኣብዚ ጠፈአን😢
Selam zihaftey sileti haberetaki nikaliyot tekami kikewin tesfa aloni, entekone gina abti ab gurub atikum kemzi tekedenu zeynski miseli kiblki kelewu wexiki zeytezarebki silemntay hiji kabtom zirebu ente tikoni ke netom thteki zelewu minegerkiyom do?wedehanki ❤
Ewy eza haftey enjera ezgi blei
Thank you 😊
Ah haftey ❤way habesha 😢
ANBESIT ...WAEROOOOO MUCH loveeeeeeeeeeeee
ፖው
Guys ገንዘብኩም ዝከሰርኩም ተአኪብኩም ክሰሱዎም. This is pure scam.
Sarah nay diyablos indu
ኩሉኩም እቶም ጀመርቲ ናይ ዚ ቢዝንርስ ተሓተቲ ኢኩም።ግዘብ ናይ ዞም ግዳይስት ከኣ ክትመልስሎም ኢኩም ብሕጊ። ንስኪ ግን ሒጂ ከምዚ ጌርኪ ሕልናኪ ስለ ዝቀስቀስኪ ንህዝቢ ይቅሬታ ኢልኪ ንስኪ ዝአተክዮም ሰባት እንተደኣ ሃልዮም ፡ገንዘቦም ምለስሎም።ንህዝብኪ ብድፍረት ነቲ ሓቂ ምግላጽኪ ድማ ኣዚኪ ክትምስገኒ ይግባእ።
Ezom abzia zneberkum kulukum tezarebti hzbi teshtu tgusgusu zneberkum ekum.n feltekum ena n mntay nab tefay madam hji nskum tmhrwo zneberkum ybezih hasewti aytkunu.seb 18 amet entemelieu zewaxo kimerix nbur yu,koleut aykonkumn nmntay hji seb tkesu hferu
ኣቲ ሓፍተይ ትገልጽዮ ዘለኺ ጽቡቕ እካ እንተኾነ ከመይ ኢሎም ተታሊሎም ኢልኪ ምግራምኪ ግን ገሪሙኒ ንስኺ ዉን ሓንቲ ካባኣቶም ከም ዝነበርኪ ዘይ በላዕኪ በሊዔ ዝብል ዝነበርኩየ ኢልኪ ንስኺ ዉን ታሓታቲት ኢኺ ኣበይ ኢኹም ክታኣትዉ ክንደይ ሰብ ኣሕሚምኩም ኣብካላኣይ ቪድዯኪ ዉን ገሊጽክዮ ኢኺ መቸም ቀሲንኩም ታሓድሩ ኣይመስለንን እዛ ናይ ሱዑድያ ትዛረብ ዘላስ ክንደይ ሰብ ኢያ ኣታሊላ ሕጂ ንጽህቲ ክትመስል ትዛረብ ዘላ መቸም ባኣምላኽ ርኸብዎ።
נחתן