Tsion.G Tube -ጽዮን.ጂ ቲብ
Tsion.G Tube -ጽዮን.ጂ ቲብ
  • 166
  • 381 792

วีดีโอ

ጽሬት ናይ ገዛና ከመይ ይመስል🥰👌
มุมมอง 1.7K14 วันที่ผ่านมา
ጽሬት ገዛ 🙏🥰
ኣፍ ዘይ ከድን ዕላል ነብያት ኣማረ🤣🤣🤣😁🥰🥰
มุมมอง 30021 วันที่ผ่านมา
ምቁር ዕላል ነብያት ኣማረ😂😂😂😂🥰
ጽቡቅ ኣገላልጻ ብዛዕባ ሃይፐር ቨረስ ቢዝነስ ዝሃበት ነብያት ኣማረ 👏👏👏🥰
มุมมอง 50328 วันที่ผ่านมา
ጽቡቅ ኣገላልጻ ብዛዕባ ሃይፐር ቨረስ ቢዝነስ ዝሃበት ነብያት ኣማረ 👏👏👏🥰
ናይ ዘሓለፈት ቪድዮ ዝሓተትኩምኒ መልሲ ኣብዚ ኣቲና ንራያ(Ragi Flour red teff)@🥰🥰🥰
มุมมอง 3Kหลายเดือนก่อน
😋😋😋Ragi Flour red teff
ንውራይ ከምኡ ድማ ንውደኣመት ዘኹርዓካ ጣይታ ጣፍ ዝመስል(Ragi Flour, Red Teff Flour🥰🥰👍👍
มุมมอง 8Kหลายเดือนก่อน
Eritrean Traditional food Ragi Flour Red Teff Flour 👍👍
ኩሉ ቢዝነስ ሕማቕ (ስርቂ)ዲዩ? ነዛ ቪዲዮ ክሳብ መወዳእታ ስምዕዋ🥰🥰
มุมมอง 335หลายเดือนก่อน
ኩሉ ቢዝነስ ሕማቕ (ስርቂ)ዲዩ? ነዛ ቪዲዮ ክሳብ መወዳእታ ስምዕዋ🥰🥰
ሓበሬታ ቢዝነስ
มุมมอง 1Kหลายเดือนก่อน
ሓበሬታ ቢዝነስ
ብሕዋትና ብ 3 ካራ ተሓርድና ይብሉ ግድያት ቢዝነስ😱
มุมมอง 401หลายเดือนก่อน
ብሕዋትና ብ 3 ካራ ተሓርድና ይብሉ ግድያት ቢዝነስ😱
ብ ኦንላይን ሰብ ኣጥፊኪ ዝበልኩም
มุมมอง 1.1Kหลายเดือนก่อน
ብ ኦንላይን ሰብ ኣጥፊኪ ዝበልኩም
ጋዜጠኛ ነሽነሽ ኣተኩሮ ኣብ ኦንላይን ቢዝነስ ስክፍትኡ ይገልጽ።😁😁😁😁
มุมมอง 717หลายเดือนก่อน
ጋዜጠኛ ነሽነሽ ኣተኩሮ ኣብ ኦንላይን ቢዝነስ ስክፍትኡ ይገልጽ።😁😁😁😁
150 ሽሕ ዶላር ናይ ጥሮታ ገንዘበይ ኣብ Online Business ተበልዐ
มุมมอง 686หลายเดือนก่อน
150 ሽሕ ዶላር ናይ ጥሮታ ገንዘበይ ኣብ Online Business ተበልዐ
ሰለምንታ ኦንላይን ቢዝነስ ገዲፈዮ ኣገዳሲ ሓበሬታ ተኻታተሉ/Online Business ✋️ 🫸
มุมมอง 25Kหลายเดือนก่อน
ሰለምንታ ኦንላይን ቢዝነስ ገዲፈዮ ኣገዳሲ ሓበሬታ ተኻታተሉ/Online Business ✋️ 🫸
😱😱ብስም ቢዝነስ ኣምሲልካ ምዕቡል ስርቂ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ሓበሻ/Eritrean scamers Online Business😭😭😭
มุมมอง 2.7K2 หลายเดือนก่อน
😱😱ብስም ቢዝነስ ኣምሲልካ ምዕቡል ስርቂ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ሓበሻ/Eritrean scamers Online Business😭😭😭
INTERVIEW PRESIDENT ISAIAS AFWERKI
มุมมอง 3.7K2 หลายเดือนก่อน
INTERVIEW PRESIDENT ISAIAS AFWERKI
ሓድሽ ቃለመጠየቅ ፕርዚደንት ኤርትራ
มุมมอง 7K2 หลายเดือนก่อน
ሓድሽ ቃለመጠየቅ ፕርዚደንት ኤርትራ
ገጽና ልምጽምጽ ዘብል ሳምና ኣፍሪቃውያን/ African black soup 100% Organic 💥💥💥💥💫https://amzn.eu/d/cw3XAb0
มุมมอง 1.9K2 หลายเดือนก่อน
ገጽና ልምጽምጽ ዘብል ሳምና ኣፍሪቃውያን/ African black soup 100% Organic 💥💥💥💥💫amzn.eu/d/cw3XAb0
ሽበት መሸፈኒ ሻምፖ/ Alpecin Grey Attack
มุมมอง 2.4K2 หลายเดือนก่อน
ሽበት መሸፈኒ ሻምፖ/ Alpecin Grey Attack
ፕላንቱር 39 እቲ ዝበለጸ ሽበት ናይ ጸጉሪና ዘጥፍእ/plantur 39 Shampoo [ANTI_GRAU EFFEKT SHAMPOO]👍
มุมมอง 12K2 หลายเดือนก่อน
ፕላንቱር 39 እቲ ዝበለጸ ሽበት ናይ ጸጉሪና ዘጥፍእ/plantur 39 Shampoo [ANTI_GRAU EFFEKT SHAMPOO]👍
በዓል ካርጎ መልሲ ሂቡ.
มุมมอง 6183 หลายเดือนก่อน
በዓል ካርጎ መልሲ ሂቡ.
ናይ ካርጎ ንብረት ወሲድካ ንህዝቢ ተልፎን ምዕጻው 🫥
มุมมอง 2.7K3 หลายเดือนก่อน
ናይ ካርጎ ንብረት ወሲድካ ንህዝቢ ተልፎን ምዕጻው 🫥
ውሕስነቱ ዝተራጋገጸ መንውሒ ዘይቲ ንጸጉሪ ርእሲ ብቀሊሉ ኣብ ገዛና ነዳልዎ🥰🥰👍/How to make Rozmary oil at Home🏠
มุมมอง 8K8 หลายเดือนก่อน
ውሕስነቱ ዝተራጋገጸ መንውሒ ዘይቲ ንጸጉሪ ርእሲ ብቀሊሉ ኣብ ገዛና ነዳልዎ🥰🥰👍/How to make Rozmary oil at Home🏠
ጣይታ ጻዕዳ ጣፍ /Teff Flour White (AFRO ASE) 🥰
มุมมอง 50411 หลายเดือนก่อน
ጣይታ ጻዕዳ ጣፍ /Teff Flour White (AFRO ASE) 🥰
😘😘👌ልስሉስን ናይ ጥዕና ጣይታ ስርናይ /Bio Mehl /Organic pouder 😘😘👌👌
มุมมอง 1.2Kปีที่แล้ว
😘😘👌ልስሉስን ናይ ጥዕና ጣይታ ስርናይ /Bio Mehl /Organic pouder 😘😘👌👌
👌😘👌 ጥዕምቲ ኩስኩስ ብ ኣሕምልቲ Couscous with Vegetables😘😘👌
มุมมอง 291ปีที่แล้ว
👌😘👌 ጥዕምቲ ኩስኩስ ብ ኣሕምልቲ Couscous with Vegetables😘😘👌
😘😘ብጣዕሚ ጽቡቅን ምቑርን ጣይታ ጣፍ ኣብ ድኻን እንዳ ዓረብ ይርከብ 😘😘# Eritrea#eritreanfood
มุมมอง 4.5Kปีที่แล้ว
😘😘ብጣዕሚ ጽቡቅን ምቑርን ጣይታ ጣፍ ኣብ ድኻን እንዳ ዓረብ ይርከብ 😘😘# Eritrea#eritreanfood
😘😘😘ሓምሊ ቆስጣ ብ ስጋ በጊዕ/hamli qosta b Siga😘
มุมมอง 210ปีที่แล้ว
😘😘😘ሓምሊ ቆስጣ ብ ስጋ በጊዕ/hamli qosta b Siga😘
ጠሊ ዘለዎ ጀል ክረም/Melkfett Ringelblume für Trockene Haut
มุมมอง 1.4Kปีที่แล้ว
ጠሊ ዘለዎ ጀል ክረም/Melkfett Ringelblume für Trockene Haut
😘😘ሓምሊ ቆስጣ ብቕጫ ፍትፍት😘😘
มุมมอง 193ปีที่แล้ว
😘😘ሓምሊ ቆስጣ ብቕጫ ፍትፍት😘😘
😘😘ምቕርቲ ፒዛ ዓሳ/Thunfisch Pizza🍕tsion g tube
มุมมอง 289ปีที่แล้ว
😘😘ምቕርቲ ፒዛ ዓሳ/Thunfisch Pizza🍕tsion g tube

ความคิดเห็น

  • @sinahaile7650
    @sinahaile7650 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Begki ety naygermeni kithti etay elemki natu mdebi gibrlna

  • @YohansRasta
    @YohansRasta 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @HiwetNimbar
    @HiwetNimbar 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኩሉ ሓቂ እድዩ ጊን ጸገም ኣለዎ ዘሓፍተይ ካብ ጀርመን ንኣፍሪካ በዚኣ ከይቲገሺ ተኣማሚንኪ ኪትምለሲ ከለኪ ጸገም ኣለዎ ካሊኣይ ገኣ አታ ናይ ጀርመን ታሴራ ኩጽሪ ፓስፖርት ናይ ኤርትራ ዘለዋ ከይቲተፍኣኪ ኮፒ ገርኪ ኣብ ገዛ ሓዚያ ሓንቲ ዘይተረዳእትኪ ኣብዚ ጊን ናይ 3 ኣናዊሖማ እበር ናይ 3 ሕጊ ኣቀየሩዋን አንድሕር ቀይሮማ ኒምሪግጋጽ ካብ ቡንደስ ኣምት ወረቀት ኪመጻኪ ኣለዎ ኣነ ኪመክረኪ አዚ ኩሉ ቡኡ እየ ሓሊፈ ጊን በታ ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ኒ ኣፍሪካ ተዘይገሽኪ ይምረጽ ።

    • @abrehatsionghebreab71
      @abrehatsionghebreab71 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Add belni haftey natey facebook.com/share/167G6oMbrM/

  • @estifzekaryas4575
    @estifzekaryas4575 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hi zehfty

  • @temsgenkaamlakeyy4408
    @temsgenkaamlakeyy4408 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Danke zeyadiyyyyyy habtey 🎉

  • @meranguse8419
    @meranguse8419 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam habtey eza habiereta xbkti gn meragagexi ketemxe keleka 2% tkefl eka malet komu sle zbeluna??

  • @FILMONEBRHANEFILMONE
    @FILMONEBRHANEFILMONE 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብዝኮነ አነ ከሳንብደኪ ኢለ አይኮንኩን እዚ ዝገበርክዮ ቅሳነት ዝከልእ ኢዩ ንዓኪ በቲ ሐደ ጽቡቅ ኢዩ ንመንግስቲ ኤርትራ ጉስጋሰ ትገብርሎም አለኪ። ግን ሐንቲ ክብለኪ ዝደሊ መጀመርያ መራጋገጺ አምጽእልና ኢሎሙኪ አምጺኢክሎም ንክትበቅዒ ዳሕራይ ፖስፖርት አምጽእልና ኢሎሙኪ ከይዲኪ አምጺኢኩሎም አብዘአ ስ ንሰብ ከተማክሪ ነይሪኪ። ኖርማል ጻዕዳ ወረቀት ክተአምጽእሎም ዳሐን ነይሩ ዳሕራዩ ገደደ ፖስፖርት ምስ በልኪ ምምጻአኪ ተጣራጥር። ንምንታይ በታ ጻዕዳ ወረቀት በታ መጀመርያ ዘመጸአኩሎም ባአ ከተብቅዕ ነይርዋ እታ ጉዳይ።

  • @FILMONEBRHANEFILMONE
    @FILMONEBRHANEFILMONE 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስለ ሐቤራታኪ ጽቡቅ ሐሳብ ኢዩ። ግን እዚ ኩሉ ኤርትራዊ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ወረቀት ወይ መራጋግጺ ምምጻእ እንታይ ጸገም አለዎ። ዳሕራይ ጀርማናውያን ዘገም ኢሎም ኢዮም ዝሰርሑ ጉዳይኪ አብ ምልክት ሕቶ አቱ አሎ። ካለአይ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተዋሃበ መግለሲ መረጋገጺ አምጽእለይ ኤርትራውያን ምካኖም ኢሉ ተዛሪቡ ኤርትራውያን ምካኖም ኢሎ ኢሰያስ ተዛሪብዎም ክቅበሎኩም ኢሉ ተዛሪብዎም። ናትኪ ግን ኤርትራዊት ዝብልመራጋገጺ አለኪ ብዓቢኡ ፖስፖርት ናይ ኤርትራ አለኪ ሕጂ ንዓኪ ጀርመናውያን ክጥሩዝኪ ቀሊል ኢዩ። ምክንያቱ ንእሰያት አፈርቂ እዜአ ዜጋካ ኢያ ተቀበለና እንተሎሞ እሱ ካአኒ መራጋገጺ አሩኢኒ ይብሎም እሶም ካአኒ ፖስፖርት ሰለ ዘለኪ ፖስፖርትኪ የሪኢዎ ካብዚ ዝዓቢ እንታይ መራጋገጺ ትድልይ ፖስፖርቲ ምምጻእ አይተድልይን ነይራ ሕጂ እስኪ ትሕዝቲ ኮይንኪ አለኪ ምስቶም ሃገሮም ዝከዱ ሰባት ትሕዝቲ አለኪ ዋላ መንግስቲ ኤርትራ ምቅባል አየአብይን ኢዩ ናትኪ መራጋገጺ የሪኢዎ መንግስቲ ጀርመን ንመንግስቲ ኤርትራ ፈትዮ በፍጩኡ ይቅበለኪ ሕጂ እዚ ትገብርዮ ዘለኪ አብ ዩቱብ ወጺኢኪ አይትዛረቢ ምክንያቱ እዚ አብ ጀርመን ዘሎ ኤርትራዊ ልእክቲ ናይ ሻዕብያ ኢሎም ከተአሳስርዎ ስለ ዝኮኑ እዚ ቪድዮ ዘለ ናትኪ አብ ዩቱብ ከመናይ ደምሥስዮ ኢኪ ሐፍተይ እስኪ ብግርህነትኪ ኢኪ ትዛረቢ ዘለኪ አነ ሐሳብ ናተይ ኢየ ዝህበኪ ዘለኩ። እዚ ኩሉ ኤርትራዊ አብ ጀርመን ዝነብር ዘሎ መራጋገጺ ካብ ኤንባሲ ኤርትራ ምምጻእ ጠፊኢዎ መሲልኪ እንተምጺኢካ መራጋገጺ ውሕስነት የብልካን ብመንግስቲ ጀርመን ጽባሕ ንግሆ አንጠሊጢሎም ናብ ዓድካ ኢዮም ዝመልስካ መንግስቲ ኤርትራ እንቢ አይቅበልን አይብልን ኢዩ እንተኢሉ ከመናይ መንግስቲ ጀርመን ናትኪ ናይ ኤርትራ ፖስፖርቲ ስለ ዘለኪ ነቲ ናትኪ ፖስፖርቲ ጥራይ ኢዩ ዘሮኦም መንግስቲ ጀርመን ንመንግስቲ ኤርትራ ይክደነኪ እስኪ ፈጣሪ ይሐልኪ ናብ ኤርትራ ዝምለሱ ተለዉ ኤርትራውያን ካብቶም ዝምለሱ ቀዳሜቲ ኢኪ ግን ንምንታይ ሰብ ዘይማከርኪ ቅድሚ ናብ ኤባሲ ምካድኪ ንኩሉ ጠንቅታት አሎዎ ። ጀርመናውያን ዝፈትውኪ መሲልኪ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ መራጋገጺ አምጽእልና እንተበልኪ ትሕዝቲ ክገብሩኪ ደሌኦም ኢዮም። ድሮ አብ ጀርመን ብናይ ኤርትራ ፖስፖርት ክትነብሪ ትክእሊ ኢኪ ኢሎሙኪ ራአዮ እዚ እውን ነገር ኢዩ። ዳሕራይ ንልቢ ክኮነኪ መንግስቲ ኤርትራ ስደተናታት አይቅበልን አይትበሊ ንካልእ ሰብ አብ ሽግር አይትእትዊ ምክንያቱ ጽባሕ ንግሆ ናብ ኤርትራ ክመልሱኪ ኢዮም መንግስቲ ጀርመን ንመንግስቲ ኤርትራ እዘአ ዜጋካ ኢያ መራጋገጺ አለዋ ኤርትራዊት ዝብል ፖስፖርት አለዋ ኢሎም ከረክብኩም ይቀሎሎም መንግስቲ ኤርትራ አይቅበልን አይብልን ኢዩ። ተጋጊኪ ኢኪ ምዚ ሕጂ አብ ጀርመን ዘሎ ኩነታት ሕማቅ አሎ እዳበሉ ቅድሚ ክልተ ማዓልቲ ሰብ ይገፉ ነይሮም አብ ሞንሽን ጀርመን ብዝኮነ ፈጣሪ ምሳኪ እኩን። እዚ ደቂ ኤሬ ካብ ኤንባሲ ኤርትራ ከይድኩም ፖስፖርቲ አምጹኡ አይትበሊ እስኪ ተጋጊኪ ሰብ አተጋግይ ተዘይ ኮይኑ አብ ጀርመን ዝቅመጥ ኤርትራዊ ተላአኪት ሻዕብያ ኢሎም ክጥርጡሩኪ ኢዮም ሕጂ ሐሳበይ ተረዲኢኪ ክከውን ተስፋ እገብር ግርህነትኪ ፈጣሪ ይራአየልኪ ሐፍተይ ሰብ ምምካር ጽቡቅ ኢዩ ቅድሚ ዝኮነ ነገር ምግባር ክልተ ግዜ ምሕሳብ ኢዩ ነይሩ።

  • @bergednhameduqawqaw7701
    @bergednhameduqawqaw7701 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Gn Barya eki hakey ?

  • @WeiniTekie
    @WeiniTekie 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ja nay bihaki haftay natey ana mis sebayay bihansab mis metsina ab interview kemza natey agtmona mergagits nay adkom kiblo amet mulo lal ablomna sho nay 1amet tekblomna bizay pass,kitgsho enta delkom nay adkom pass amsho elomna wela netom abzi zitwldo dekina kam nay familie eyom ziwsdu elo pass key habwom sho embassy nay eritrea kedna nay kulatna pass amtsena temsgan amlak eta pass 5amet eum zihbka ezom ka nay 3amet yigbrulna bidhro ka bihansab kem ziwdka yigbrwan.Bitami eu gin zitkmka wela nidkika bidhro selamna awjna Amlak yimsgan,eza haftay ka bitaimi nifiti ketslyo ezi kulo bizaiba hiwetki kitzarbi tsenhki kulu mis natna hiwet hade beqa anhna ka wedna neru dihrna hiji 9werhi gero alo kabzimtsi,Dankeschön

  • @wedimeriet3576
    @wedimeriet3576 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓፍተይ ናተይ ኤርትራ ኣይቅበልዎምን ውብሃል የለን መንነትን ፖስጶርቲ ናይ ኤርትራ እንተለካ ጊደታ እዮም ዝቅበሉዎም ሰብ ኣይተጋግዪ

  • @AmanuelAbraham-y1q
    @AmanuelAbraham-y1q 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Natey nay kelte amete hibomini ab 2023 ka passport hibomni bu gerna zegenet kenhatet aynekeln dina ?

  • @mogoshabteslase7921
    @mogoshabteslase7921 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wawwww Dankeschön zehaftey nay behaki nfeti natey kemza natki mejemerya nay amet hibomni ab kalaay amet ksab hiji nay klte amet ala yhatt aleku gele kemza natki nay seleste etehabuni❤

  • @er-uq6we
    @er-uq6we 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጹቡቅ ሓቤሬታ ክብርቲ ሓፍተይ ብዛዕባ ምርጫ ጀርመን እባ ሓቤሬታ ሃብና።

  • @ElsaBerhe-d8m
    @ElsaBerhe-d8m 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንካዕ ሐጐሰኪ❤

  • @azeibhaile4711
    @azeibhaile4711 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Enqa hgoseki hftey ❤❤❤

  • @TsigabTwelde-m3p
    @TsigabTwelde-m3p 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንዓይ እውን ሓደ ብዙሕ ትግሪና ዘይክእል ከምዚ ዓይነት ኣምሃሪና ሕወስዋስ ዝልዎ ንይሩ ተርጋማይ ብሰንኩ ናይ ዓመት ተዋሂበ አታ ናይ ኣመት ድማ ብጀካ ኣብ ጀርመን ናብ ካሊእ ይተንከሳከስን ካብ እንባሲ ወርከት ኣምጺኢ አሪትራዊት ክምካንኪ ኢሎምኒ እታ ናይ ኣመት ድማ ናብ ሰለስተ ኣመት ቀዪሮማ ጊን ባስቦርቲ ኣይህቡንእን እንታይ ክገብር ኣለኒ

    • @AmanuelAbraham-y1q
      @AmanuelAbraham-y1q 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Abey dika zelak passport kehub jemirom alwu ane ab zoba hessen alku 2023 hibomni

    • @TsigabTwelde-m3p
      @TsigabTwelde-m3p 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @AmanuelAbraham-y1q ኣብ ጅርመን flensbur

    • @AmanuelAbraham-y1q
      @AmanuelAbraham-y1q 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@TsigabTwelde-m3p abzi zelenayo da darga kulu wesidu eu antrag melika degimka fetnom

  • @MedhanieMesmer
    @MedhanieMesmer 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣነ ፍልይ ዝበለ ሕቶታት ኣለኒ።ብከመይ ክረክበኪ ይክእል?

  • @hanaeyasu9584
    @hanaeyasu9584 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

  • @senayeri433
    @senayeri433 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የቐንየልና፡ ጽፉፍ መልእኽቲ። ኣነ ንባዕለይ ከምዚ ናትኪ ተባሂለ፡ ናይ ዓደይ ኣምጺኤሎም። ናይ 3 ዓመት መንቀሳቐሲ ሂቦሙኒ። ዞም ጎሮቤታችን ዮም ክጸርፉኺ፡ ብስምኤርትራ ኣትየን ኤምባሲ ክኸዱ ስለ ዘይደፍሩ

  • @meseretberhe2964
    @meseretberhe2964 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ኣምላክ ምሳኺ ይኹን ዝሓፍተይ፡ እዚ ሓበሬታኺ ብጣዕሚ ጽቡቕ፡ ሰብ ዝበለ ይበል ብዘየገድስ፡ ቅንዕናኺ ኢዩ ዘገድስና ዝሓፍተይ

  • @dawitghebru8445
    @dawitghebru8445 วันที่ผ่านมา

    ሐንቲ ቕንዕቲ ተረኺብኪ። ንስኺ❤

  • @ameteghebre5645
    @ameteghebre5645 วันที่ผ่านมา

    Assssy xbqhbereta Egzabhr edmen Tenan ybki ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🙏🙏🙏🙏

  • @samsongebrihiwot4589
    @samsongebrihiwot4589 วันที่ผ่านมา

    Hasema hgdf 2% ayblun eyom tibili

  • @meronmhretab8396
    @meronmhretab8396 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ናይ ኤርትራ ኤምባሲ ወይ ኮንስል ኬድኪ ፓስፖርት ምስ ሓተትኪ ድሕሪ ክንደይ ግዝየ ኣብ ኢድኪ በጺሓ ፓስፖርትኪ ማለት ክንደይ ግዝየ ይወስድ? መልስኪ ይጽበ ብርክቲ ሓፍተይ።

  • @berekettesfay5823
    @berekettesfay5823 วันที่ผ่านมา

    Abzi adi kulna hibnayom teawitna ka 👍

  • @kalebhabtom
    @kalebhabtom วันที่ผ่านมา

    Kalie dma you tube kemey gerka kemzkfet kthgzni delye nere bkemey knrakeb nkiel

  • @kalebhabtom
    @kalebhabtom วันที่ผ่านมา

    Selam Tsion subuk mkti btami des zbl information eyu anka hagoseki dma

  • @ambesteklay238
    @ambesteklay238 วันที่ผ่านมา

    Wawwwwww vier nic my sister

  • @aronaraya279
    @aronaraya279 วันที่ผ่านมา

    ጅግና እንቋዕ ሓጎሰኪ❤

  • @sultanaziza9884
    @sultanaziza9884 วันที่ผ่านมา

    Enqa hagsky

  • @fatmakarar8533
    @fatmakarar8533 วันที่ผ่านมา

    Salam ,salam zekabrki Haftena nana si kul iu thwawesona zalu intay kam negaber ay faltanab alana , mengisti zaye tamnaka hedehr koyena , bala targaget iya .

  • @yohanneseyob5432
    @yohanneseyob5432 วันที่ผ่านมา

    ኣብራሃጼን ኣባኪ ጥራሕ ኣይኮነን እዚ ናይ ትርጁማን ነገር እቲ ዝዓብየ እንቋዕ ጋልኪ ጠርነፍኪ ጥራሕ ፡

  • @BerheGile-c2p
    @BerheGile-c2p วันที่ผ่านมา

    ኢንቃፅ ደሰ በለኪ ❤ ሓበሻ ኣይነግረካን ኢዩ

  • @johannesteklu3160
    @johannesteklu3160 วันที่ผ่านมา

    ንስኺ ከ ካብ ኢምባሲ ዘይተምጽእሎም

  • @danielyerus
    @danielyerus วันที่ผ่านมา

    Nice❤ gal eri

  • @rubasebene4347
    @rubasebene4347 วันที่ผ่านมา

    Tsubuk aleki neay wn blau und natey Passport bhansab gerom hibomni❤❤ so you Right

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 วันที่ผ่านมา

    Tem beylo bejakum ewa kulekum nenanatkum tezareybo gedfuna besmam elena kenber nay 3 amet heybomna bezey pass 🪪 😂😂😂

  • @mesihmesihin
    @mesihmesihin วันที่ผ่านมา

    enkuae hagoseki gualey tergomti hiwet dekisebat abalashyom eyom child chil zbl eritreawyan kekena

  • @habibibeyan2879
    @habibibeyan2879 วันที่ผ่านมา

    selm zhafty bemjemrya enQa hakosigi kabuzi kezile dem Ab zehzir malti enterbiu ker Aytekebnax zebil werkit habma qasoprit Amize elom entay gikebir Aleni

  • @eru5343
    @eru5343 วันที่ผ่านมา

    Anes wala eta nay hanti Amet enber seineya 8Amet mesel yele geseht ab ablely yefxem alo qelabit tebeqa koyne gen tena melue selzelku nAmlak yemsgeno😢

    • @berhane3670
      @berhane3670 วันที่ผ่านมา

      ብሂወት ትነብር እንተለኻ ውን ዓወት ኢዩ ብኽንያቱ እትደልዮ ኩሉ ክኾውን ኢዩ ተስፋ ዘይሙቅራጽ

  • @semharmehari-mu4ph
    @semharmehari-mu4ph วันที่ผ่านมา

    selam ahwatey bhafesha habesha b humanity zteqebelkum ente alekum bezey passports nay eritrea ktwesdu tkielu ekum. ezi malet ab Oktober 2022 zreqeyere hgi germany alo kulu seb b meseret zreqeyere hgi Reisepass kwesd ykiel eu.ane nbaeley ami 2024 antrag eti zteqeyere hgi aqrbelom hji dhri amet malet Dezember kea Reisepass zelewo nay 3 amet wesde kemu wn germany pass ayhatetkun aleku gn ykeal eu.so tdeliyu sebat bezi natey mengedi Email xehafuley eti antrag ksedelkum

    • @Gottseidanke28
      @Gottseidanke28 วันที่ผ่านมา

      እንቛዕ ሓጎሰኪ ፡ ኣነስ ዜግነት ሓትተስ Geburtsurkunde ኣምጺእ እለሙኒ ፡ ብዘይ እዙይ ከ ይኸውን ዶ ይመስለኪ?

    • @semharmehari-mu4ph
      @semharmehari-mu4ph วันที่ผ่านมา

      @Gottseidanke28 Geburtsurkunde gdn eu zedli germany pass

  • @Al-be8tk
    @Al-be8tk วันที่ผ่านมา

    Naty kmzy natki ny 2 amet u zelni kisab higy zykiyer wy wn amxiea zyblini kisab higy, tel ba sededly please teshegire aleku ms dekey,passport ny Eritrea gn aleni negerni ba please etay temakirni

  • @NatanWehazit
    @NatanWehazit วันที่ผ่านมา

    Gal gebrab jgna agedasi haberta kdelelki eye ❤❤❤❤❤❤

  • @helenghirmay56
    @helenghirmay56 วันที่ผ่านมา

    Btamu xbuki ane khatki delye zelku ab germen mis kolia aynay serhe yhaysh

  • @merhawiyemane5569
    @merhawiyemane5569 วันที่ผ่านมา

    Nay eri Eko tefika eka shger alwo wawa gethedso amet kewo temexi enber ❤❤❤❤

  • @ukbahailetesfaghi598
    @ukbahailetesfaghi598 วันที่ผ่านมา

    ኣንካኣ ሀጎሰኪ ዝሃፍተይ።

  • @nahidawit8615
    @nahidawit8615 วันที่ผ่านมา

    👑❤️❤️❤️❤️

  • @abrehatsionghebreab71
    @abrehatsionghebreab71 วันที่ผ่านมา

    facebook.com/share/19nN5iquKJ/

  • @TekaboTsige
    @TekaboTsige วันที่ผ่านมา

    Facebook entay Teil xhaflna