ኣሞሪም ነዛ ኣምጺዋ ዘሎ ናይ ቃልሲ መንፈስ ጋንትኡ እንተ ዓቂቡ ብዙሕ ክዕወት'ዩ // ኣርቴታ ክሳብ መዓስ'ዩ ክሕባእ...?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 60

  • @newlooke4381
    @newlooke4381 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ደቂ ላማስያ ምስ ማድሪድ ጸወታ ኣለኩም እንተተባሂሎም፡ በትረይ ሃቡኒ ዘሕምቖ ኣለኒ ኢዮም ዝገብርዎ ዘለዉ፡

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ባርሳ ነዚ ናይ ኢልክላሲኮ ጸወታ ጥራሕ ፍሉይ ምድላው ክገብሩ ክትርኢ ግን ከም ደጋፊ መጠን ቁሩብ የተሓሳስበካ።
    ብዓል የማን ራፕፊንሃ ባሎንዲኦር ዝዕወቱ ባርሳ ዓወታት ምስ ትጓነጸፍ'ዩ።

  • @eritrea6627
    @eritrea6627 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ema and henok
    We appreciate everything you guys does lomi gn Bzaeba Eti zeabeye Football game el Classico kndie Tetententu Bzaeba Arsenal and united gzie kettefeu Geremuni😮 Tekealkum kem Bhadsh Neti Game Tentenulna

  • @michealemha236
    @michealemha236 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንካሳዶን ፔድርን ዘይምድናቕ ገበን እዩ❤❤❤

  • @abeltedros6230
    @abeltedros6230 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you Ema and henok ❤

  • @KibromHagos-l7g
    @KibromHagos-l7g 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Hi emma selam ኩነታት ኣርሰናል እመነኒ ሓደ ጡዑይ ኣጥቃዓይ እንድሕሪ ገዚኣ ኩሉ እዚ ዝባሃል ዘሎ ዘረባታት ኣብ ሓደ ሰሙን ኩሉ ዘፍ ክብል እዩ ኣጥቃዓይ እንድሕሪ ዘይገዚኣ ግን መበል 4ይ ውን እንተወጺኣ እያ

  • @RobelZeru-bo3mf
    @RobelZeru-bo3mf 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ዓሶ ማድራድ ንክትመስል ጻዕዳ ጌራ ኣትያ በንጻሩ ግን ማድሪድ እያ ዓሶ ሓሚማ ኣምስያ,,, ደገፍቲ ዓሶ ግን ጥሮታ ተትወጹ ንዓኹም ክሕሸኩም😂

  • @tedroshabte-o5f
    @tedroshabte-o5f 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Manunited for ever bes

  • @tedroshadgu7442
    @tedroshadgu7442 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Force barca 💪

  • @YikealloYikeallo
    @YikealloYikeallo 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ናይ el clasico ጸውታ በዘን ዝተረፋ ደቓይቕ ጥራይ ይትንተና እየን ? እሞ ከኣ 7 goals ዝተመዝገቦ , ፊናል ኣብ ሙሉእ 🌍 ብዙሓት ዝሃርፍዎ ጸወታ ገዲፍካስ ናይ ክልተ ኣንፈተን ዘጥፍኣ ጋንታታት ሕኸከኒ ክሓከካ ትብሃሉ :: ሚዛን ዘለዎ መደብ ኣየቅረብኩምን አንዳደለናኹም ከይንገድፈኩም ምልስ ኢልኩም ናብ ርኢቶና ኣንቢብኩም ኣማሓይሽዎ ወድሓንኩም ::

    • @Barc869
      @Barc869 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ምሕፈራት አዮም ብሓቂ አታይ ይገቡሩ ኣለዉ ገርምኒ

    • @YikealloYikeallo
      @YikealloYikeallo 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @Barc869 ኤማ ብፍላይ ኣብዛ ሓምሊ ኣርሰናል ክበጽሕ ማራ አዩ ዝብርሆ ይገርመኒ አዩ 🤣

    • @Hala-uz6kd
      @Hala-uz6kd 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ከምኡ ኢዮም ኩሉግዜ

    • @kidanemusazigi8012
      @kidanemusazigi8012 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ናይ ብሓቂ ምግራመይ ወዲኣ

    • @Barc869
      @Barc869 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@YikealloYikeallo ከመኡ አንድዩ አታ ኣረጊት ጋንትኡ ውላ ማዕረ ተወጻ ኣጽሚም አዪ ደብለካ

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Barcelona albulagrna viva 🎉🎉❤❤🎉🎉❤

  • @Eritat
    @Eritat 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ራፊና ዩ ሂብዎ ንባልደ underrated ዝኾነ ተጻዋታይ❤❤

  • @jonethebreain2031
    @jonethebreain2031 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኤማ! ባርሳ ኣብ'ዛ ግዜ እዚኣ ካብ ላሊጋ ክትወስድ ክላሴኮ ክትስዕር ትመርጽ::

  • @Efilove702
    @Efilove702 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    💙❤️🔵🔴 Visca Barca

  • @Mikihaylabe
    @Mikihaylabe 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @AronGezai
    @AronGezai 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ማንቸስተር ዩናይትድ❤

  • @mahderkudusan3110
    @mahderkudusan3110 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ehi Ema Entay xegem alewo nminu tewesednayo

  • @kuburomhayle
    @kuburomhayle 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    visca barca❤❤❤❤❤❤

  • @MerhawiZereamariam
    @MerhawiZereamariam 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mejemerta ema and hieni thanks kexile El clasico eti zeabeye xeweta abza meriet enda belka si bezen wuhdat dekayk tray ktntnwo emo kea 7 gol zterayelu xeweta btami thfru

  • @robelbereket6278
    @robelbereket6278 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🖐️-✌️visca Barca

  • @HabtomAndom-c5d
    @HabtomAndom-c5d 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤማ ፈደሬሽን እንግሊዝ FAR ባዕላ ሰብ ከይተጸበየት ናብ ትውሰነሉ ደረጃ ከማዕብልዋ ኣለዎም። ደያኑ ዓዲ እንግሊዝ ብሮቦት ክትክኡ ኣለዎም።

  • @Yo-wh4yc
    @Yo-wh4yc 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Anta Ama degafi Manutd mikanka endategetemka kedka

  • @didi6307
    @didi6307 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Merhaba Merhaba ❤❤❤😂😂😂😂😂😂

  • @JamboJambo-l8w
    @JamboJambo-l8w 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @KahsayKubrom-y2t
    @KahsayKubrom-y2t 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @michaelzeray4546
    @michaelzeray4546 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ከይ ረኣያ ኢያ ተገፊፋ ከይዳ 😂😂😂😂😂😂😂

  • @teklemariamkelem8474
    @teklemariamkelem8474 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    He we go as i told you before Man utd as well Barca won yesterday's game both clubs only with ten men each clubs

  • @Liberal12
    @Liberal12 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ን72 ደቃይቅ ብ10 ተጻዊታ ማን ዩናይትድ

  • @Frezerhayle
    @Frezerhayle 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉❤❤❤

  • @yohannesgebrenugus3165
    @yohannesgebrenugus3165 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ewuay ya bejakum Sterling dea entay kewusek, kemzom ab gezaweti beynom ketsawotu zedlyu kueso zeyfeltu enkelil zebel zenbere dea bejakum kale dea beluna enberi nay Sterling si shall belwo

  • @mussiekidane8718
    @mussiekidane8718 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Anta entay weridkum welu ab kndi nay Barcelonan & Real Madridn asfhikum tgelxwos 1:30 🆎 nay Arsenaln &Unitedn keygeremeni ayterefen emo keas 7 gol ztemezgebo xeweta

    • @king.syosief3528
      @king.syosief3528 52 นาทีที่ผ่านมา

      Hakka kendi adhbom ab nay premier league gantatat tray koynu. Kurub neti kale league ka akrbot habulu

  • @abelhageray5748
    @abelhageray5748 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🖐️ barca 😁

  • @didi6307
    @didi6307 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Dj Hazeka Nmegemetia Gize

  • @sirakTseggay
    @sirakTseggay 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤማ ዋላ ኣብዚ ዝሃለፈ ክረምቲ ሞሪኖ ኣገዳሲ ነሩ ዲዩ ክምጽኦ ኣርሰናል ሜዲያኖ ጸገም ኔርዋ ዲዩ ? ኣኪቡ ዲዩ ጽሐይቱ ዉዱእ ኣጥቃዓይ ከምጽእ ኔርዎ ።ኣኪሉና ናዓመታ ክንዕወት ኢና ናበልና ክንነብር ኢና ኣርተታ ክሳብ ዘሎ

  • @Shgey70
    @Shgey70 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኤማ ካብ 1000 ቃላት ሓንቲ ስእሊ ዝባሃል ዘረባ ኣሎ ኣርቴታ ብሓንቲ ቃል ክትገልጾ ትኽእል ኢኻ ንሱ ድማ ዓቐኑ ዝሓለፈ ንቕጽና ወይ ኣነ ዝበልኩዋ እያ ትኸውን ዝብል ትምክሕቲ እዩ ንሃቨርትዝ ከእምነና ክንደይ ዓመት ተሃላሊኹ ዝገርም እዩ ንስተርሊን እንታይ ክገብር ኣምጺእዎ ጸወታ ክዕዘብ ዝገርም እዩ ናይ ብሓቂ ስዲ ኣሰልጣኒ እዩ ክጉሓፍ ጥራሕ እዩ ዘለዎ 57:30

  • @Sada-xe3no
    @Sada-xe3no 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንታይ ደኣ ናይ ማድሪድን ባርሳን ኣውሒድኩሞ ዘረባ ብዛዕባ ማንዩናይትድ ኣርሰናል ጥራይ ኮይኑ

  • @agosomagosom8730
    @agosomagosom8730 34 นาทีที่ผ่านมา

    ሰዓት ፈረቃን ስ ኣብዘን መይትን ዘለዎ ጋታታትስ ክንድዚ ትህውቱቱ ሑልኩሳት ኢኹም

  • @JKKiros
    @JKKiros 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Xbuq tntena qexlwo, henoga gn qurub ab smiet atika n ema hasabatu tkolfo nierka. Bzterefe gn xbuq qexlwo

  • @filmon9292
    @filmon9292 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Garnacho 2 emni yu derbiu zelo ab Liverpool wn assist geru yu

  • @Yo-wh4yc
    @Yo-wh4yc 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Arsenal they're not get the title because Couching system

  • @natnatv7137
    @natnatv7137 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ama kemzi ktstawet ekte kiela eb aytbl zeytetsawetet

  • @semunipseytube7780
    @semunipseytube7780 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዳኛ ግን 🙃🤔

  • @SenedMezenghie
    @SenedMezenghie 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ata Ema gedef Eza Nay Sterling Sehaq moyte😂😂

  • @EsuChelsea
    @EsuChelsea ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ane degafi Chelsea endye nmagier gn klwet zkel zebrerato aseltani eu zdeli ele eye zamn nsu kemzelo ms raku ms Liverpool wey ktser wey kea maere kwexu gemite tmali dma blux kab qdm zfetwo eu nere tedahilu tray eu zelo

  • @viscaelbarca7796
    @viscaelbarca7796 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hateftef One hour just for 2 goals and 10 min for el classico is crazy ema what’s going on 😭😭

  • @SelahselahRomia
    @SelahselahRomia 43 นาทีที่ผ่านมา

    Barcelona is Barcelona

  • @benjekeren5698
    @benjekeren5698 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ነታ ኣብ ክልተ ዓበይቲ ሊጋት ቀዳመይቲ ኮይና ትመርሕ ዘላ Liverpool ክንድዚ ግዜ ሂብኩም ዘይ ምዝራብኩም ከይ ገረመና ኣይተረፈን ማንቸስተር ን ኣርሰናል ሰለ ዝስዓረት ጥራይ እሞ ክኣ ኣብ fa cup 3rd around ንፋዓት ጋዜጠኛታት ኢኹም ነይርኩም ሕጂ ግን ስምዒትኩም ትዓዛቢኹም ክንዕዘቦ ጀሚርና ኣለና እሞ ደገፋቲ ማንችስተር እድዬም ኢልና ምስ እዛ ንፈትዋ መደብኩም ከይተባእሱና። thanks

    • @efremtesfagergish3935
      @efremtesfagergish3935 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Liverpool Emo mess men deya getima

    • @lameklamu
      @lameklamu 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Wdqet kulen abeti ganta nriyo alena coming soon nay liverpool knriyo ina be patience degafi liver

  • @gbrehan15
    @gbrehan15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Finally Arsenal remain Arsenal forever 😂😂😂

  • @ilovemom4568
    @ilovemom4568 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hasawi gonka chamu baelu eyu awxiewo

  • @viscaelbarca7796
    @viscaelbarca7796 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hateftef One hour just for 2 goals and 10 min for el classico is crazy ema what’s going on 😭😭