ዋጋ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቑሑት ክንደይ እዩ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 481

  • @yataup27
    @yataup27  ปีที่แล้ว +45

    ናይ ገዛን ቢሮን ኣቑሑት ኣብ ዋንዛ ፈርኒቸር --- Wanza Furniture
    .....ኣብ Yata up ርኢኹምና እንተመፂኹም ከዓ ዋጋ ክንቅንስ......
    #እዞም ኣቕሪብናልኩም ዘለና ኣቑሑት ናይ ዋንዛ ፈርኒቸር ኣዝዮም ብፅፈትን ብጥንቃቐን ዝተሰርሑ(ብናይ ወፃኢ ስታንዳርድ) ዝተዳለውን እዮም።
    ዋንዛ ፈርኒቸር ንዓማዊሉ ዝህቦ ግልጋሎት ብኸፊል
    1.ኣብ መቐለ ንዘለው (ኣብ ካልኦት እውን ክንህብ ኢና ) ዓማዊሉ ብነፃ ናብ ገዝኦም የብፅሕ ብነፃ ይገጣጥምን።
    2.ብፅሬት ኣቑሑትና ንተኣማመን ስለዚ ድማ እዩ ንንውሕ ዝበለ እዋን(ካብ 4-5 ዓመት) ውሕስነት(guarantee) ንህብ።
    3.ብ Yata up ኣቢልኩም እንተመፂኹምና ከዓ ዋጋ ክንቅንሰልኩም ኢና።
    4.ብደሓን ምፁታ!!!!
    Contact Adress:
    +251912297756

    • @alulaalula9344
      @alulaalula9344 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ህንፃ መሳርሒባ ጠይቀልና ዝሓወይ

    • @16AxumawitTube
      @16AxumawitTube ปีที่แล้ว

      Geza eba teykelna

    • @albadralbadr3948
      @albadralbadr3948 ปีที่แล้ว

      ናይ ሕጂ ድዪ

    • @ygffghdhjiig2044
      @ygffghdhjiig2044 ปีที่แล้ว +1

      በጃካ ዝሓወይ አብ ዓዲ ግራት እንተሃለካ እብ ከምቲ ናይ ሓደ ሳሉን እባ ጠይቀለይ እና ፍርጅ እወን

    • @abebagebrehiwet6594
      @abebagebrehiwet6594 ปีที่แล้ว

      ደጊምዎ 🤣🤣ናይ ወፃኢ ዲዛይነር ኽበሃል እንተሎ ኸመይ ዝበለ ዩ??? ናይ ሱዳን ፥ኤርትራ ፥ኬንያ ?? ብትግራይ ሕሰቡ ንትግራይ ዝመስል ሰሪሕኹም ኣቅርቡልና እምበር ናይ ወፃኢ ዝበሃል ፉሉይ ነገር የለን።
      ወፃኢ ማለት ብናሃትኹም ርድኢት ኢሮፖን ኣመሪካን እንተኾይንኹም ብርቅርቅ ኣይመርፁን ዮም ። ጥንኻረ ካብ ምንታይ ተሰሪሑ ብዝብል እምበር

  • @alulaalula9344
    @alulaalula9344 ปีที่แล้ว +42

    ዝገርም ስራሕ በርትዑ ክንገዝአኩም ኢና አድናን ህዝብናን ሰላም ይግበረልና ጥራይ

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu ปีที่แล้ว +1

    እግዚኦ ምምህላል የደልየና ኣሎ ኣቱም ሰባት ዋይ ታይ እዪ ምክባሩ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪይ መሉእ ሰላም ይግበርና
    ሰለቲይ እተሪእና ዘለኩም ቀፅልሉ❤❤

  • @ሚካኤልዋሓሰይ
    @ሚካኤልዋሓሰይ ปีที่แล้ว +21

    ፎን እና ኤለክትሪክካል ኣቁሑ የምፀኣልና እትቡሉ 👏

  • @alexandershewitalexander2394
    @alexandershewitalexander2394 ปีที่แล้ว +6

    ❤ ኩብረ ሐው ፅብቅ ስራሕ ዩ ቀፅለሉ ዋው ብጣዕሚ ክባረ ዩ ሐደ ዓመት ሙሉ ፕለን ጌረካ እዩ ዝግዛእ ናይ ለብዘን አቁሑት ዋለ ንክትከፈሎ እኮ ዩ አሸጋረ ብከሸ ድዩም ከ ዝሸጡ ዋለ ብካረዲ ውን ይካአል ዩ ብከሸስ አበየናይ መዳባረያ እዩ ክታመዝ❤

  • @Merimarr-w9k
    @Merimarr-w9k ปีที่แล้ว +13

    ናይ ብሓቂ ሰብ ኣይሙት እምበር ለካስ ንብረት ይስራሕ እዩ ኣነስ ካልኣይ ግዘ ኣብ ትግራይ ከምዚ ክርኢ እየ ኢለ ኣይገመትኩን ተመስገን ዓደይ😢😢❤❤❤❤

  • @harertachannel3131
    @harertachannel3131 ปีที่แล้ว +6

    ዋውው ወዲ ሪመይ ከምዚ ዓይነት ደጋጊምካ እተትውርድ ፅቡቕ ነይሩ ምኽንያቱ ናይ ኣምሓራ ችሃነል ክንከታተል ተዋሪድና ወትሩ ምስ ቀናኹ እየ ናትና ቻነል ምርካበይ ሕጉስ የ ቀፅለሉ ናይ ካልእ ኩሉ ዓይነት ኣቁሑ ገዛ ኣቅርብ ኢኻ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว +1

      ❤🙏🙏

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይይይ ተጋሩዋኒ ጽሩያት ኣበይ ኣለኩም ኣሕዋተይ እናኣተና ነተባበዐዮም እና ክቡሮ ሓውና የቀንየልና ቀጽሉሉ ብማዓልቱ ክንገዝእ ኢና ኣጆኩም በርትዑ🙏❤❤❤❤❤

  • @ዮዳሄንኹሉ
    @ዮዳሄንኹሉ ปีที่แล้ว +15

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ክቡር ሓወይ ደስ ዝብል ስራሕ ቀጽለሉ ብማዓልቱ ክንገዝእ ኢና👍 ደቂ ዓደይ ናበይ ዳኣ ኣቲና ነዚ ቡሉጽ ሓውና ነባራተዐዮ🥰

  • @elihabeshwit6129
    @elihabeshwit6129 ปีที่แล้ว +15

    ዌል ወዲ ዓደይ ቀፅለሉ ናብ ኩሉ ከባቢታት ትግራይ እናከድኻ ተተርእየና ካኣ ዝያዳ ደስ መበለና ካብዚ ዜና ወዲ ዜና ንስኻ ትሓይሽ ❤ ⭐️💛

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว

      ❤🙏🙏🙏

  • @saharasharkmohamad3785
    @saharasharkmohamad3785 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ማዓረይ ናይ ማዓዝ እዩ ተስፋ ኣለኒ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ካብ ስደት ምስ ተመለስኩ ክገዝእ

  • @britgraweyti
    @britgraweyti ปีที่แล้ว +3

    ፅቡቅ ዝሓወይ ቀፅለሉ ተጋሩዋኒ ባዕልና ንባዕልና ንታሓጋገዝ ከማይ ዝፈትወ ዝሃለወ Like👍 ይግጨወኒ😁❤️

  • @xfob2543
    @xfob2543 ปีที่แล้ว +40

    ዝሓወይ ዋጋ ትሕት ዝበለ ኣምፀአልና ብዝተረፈ ቀፅለሉ💗🙏

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว +7

      መማረፅታት ኣለዎም እዩ።ዋጋ እዉን ዝቀነሰ ኣሎ እንድዩ ግን ኣሰራርሓን ጥንካረን እዉን ብኡ መጠን ይፍለ እዩ❤

    • @melachqwe8853
      @melachqwe8853 ปีที่แล้ว

      ​@@yataup27 እኮ መዓረይ ተቅርብ ከለካ አብ ክልተ ወይ ሰለስተ ቦታ ከይድካ አቅርብ ማለት ክባር መካከለኛ ርካሽ ፈሊካ ያው ሰፍር እውን ስለ ዝውስኖ ብዝተረፈ በርትዕ ክትዓቢ ኢካ ብተለይ መቀለ ብዙሕ አሎ ዝስራሕ👍

    • @herittesefay5843
      @herittesefay5843 ปีที่แล้ว

      😂😂ክስሕቕ ድየ ዋላስ ክሓዝን 200.000 ናይ ገዛ ኣቑሑት ይኣኽለኒ እዩ ኢለ ትልሚ ምሓዘይ

    • @galtgray_12
      @galtgray_12 ปีที่แล้ว +1

      @@herittesefay5843 😁😁😁 ኩልና ኢና ሰምቢድና 🤩ኣቅሑቶም ግን ዋው ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል❤️❤️

    • @herittesefay5843
      @herittesefay5843 ปีที่แล้ว

      @@galtgray_12 እወ ቆንጆ እዩ ካብኣ ደሞ ምስቱ እንነብረሉ ዓዲ ስለ ነትሓሕዞ እዩ ኣብ ዓድና ክባር ዝመስለና

  • @Rshanmebrahtom
    @Rshanmebrahtom ปีที่แล้ว +8

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ዋጋ ኸኣ ይግብኦ እዩ ምኽኒያቱ ጣውላ ብጣውላ ስለዝኾነ ፋርቛ ስለ ዘይኮነ ❗💛💛❤️❤️

  • @ሜሪጋልትግሪይ
    @ሜሪጋልትግሪይ ปีที่แล้ว +13

    ብሩክ ሓወይ ዋጋ ከቢሩ ዝተማጣጠነ ኣምፀአልና 🙏

  • @GalTigra
    @GalTigra หลายเดือนก่อน

    የቀንየና ማዓረይ ፅብቅ ስራሓ በርትዑ እስኺ ማዓፆ ናይ በሪ ኣምፅእና ሰራሚክ እወን ❤

  • @GenetGebrekidan-n1t
    @GenetGebrekidan-n1t 10 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ኩቡር ሓዊና ብጣዕም ነመስግን ወድኖዋ ❤

  • @ddeddfrt2114
    @ddeddfrt2114 ปีที่แล้ว +36

    ኩሉና ትግራ ሰብሰክራይብ ንግበር 50kነብፀሓዬ ካሳበ ትንሳኤየ

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว

      ❤🙏🙏🙏

  • @gualabaytigray
    @gualabaytigray ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ያታዋይ መዓረይ ቀጽለሉ ♥️💛

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว

      ❤🙏🙏

  • @Fana-p5c
    @Fana-p5c ปีที่แล้ว +10

    Well haweni ❤ ንዓድና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ሞ ዓድና ኣቲና ቃዕምና ክንገዝኣኩም ኢና ❤❤

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว

      ❤🙏🙏

  • @ማምየዓለመይ
    @ማምየዓለመይ ปีที่แล้ว +4

    ማዓረይ ትሕት ዝበለ ዋጋ ተተርእየና ፁቡቅ ነይሩ እዝ ማራ ኽባር እዩ ማለተይ ሶፋ ትሕት ዝበለ ዋጋ መብራህት ገለ ዘይቡሉ ጠይቀልና ከሙኡዉን ቦፌ ጠይቀልና እዝ ንዓበይት ከተማታት ዝኸዉን ንብረት እኻ ኣምፅእኻዮ ዘለኻ ማዓረይ ❤️🥰 ስለዝ ኣብዝመፅእ ንፅበየካ እና ሞኾን ትፈልጦ ተኾይንኻ እዉን ዕደጋ ሞኾን ኸይድኻ ተተርእየና ፁቡቅ ነይሩ ስለዝ ቀፅለሉ ብጣዕም እየ ዘድንቀካ ካብዞም ዜና ወድ ዜና ዝሰርሑ ዕፅፊ እስኻ ትበልፆም ❤️👏

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว

      ❤🙏🙏🙏🙏

  • @mihiratadese4634
    @mihiratadese4634 ปีที่แล้ว +5

    ጎበዝ ዝሓወይ ቀፅለሉ ብተለይ ኣብ ደገ ዘለና ኣሕዋትካ ከምዚ ዘርእየና ኢና ንደሊ

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ኣቁሒቶም በርግፅ ፅቡቕ እኳ ተኮነ ዋጋ ግን በምኣብ ብጣዕሚ እዩ ክባር ናብ ከልኦት እውን እናተዛወርካ ክተርእየና ተስፋ ንገብር❤❤❤❤😊😊😊

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 ปีที่แล้ว +9

    ጎበዛት በርትዑ ።ክንነብር ኢና ገና በለት አርቲስት ትምኒት።እወ ገና ክንነብር ኢና ገና።ካልእ ክንሰርሕ ኢና አብ ትግራይና።ብዕሚ ጎበዛት ደስ እዩ ዝልብል። እግዛብሄር ይመስገን እዚ ዝረአና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና።የናታ ጎበዝ ክበረት ይሃበልና ቀጵለሉ።
    እንካዕ ካብዚ ጅግና ህዝቢ ተፈጠርና
    ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @kasechteklay4118
    @kasechteklay4118 ปีที่แล้ว +1

    ዋጉኡስ አይቅመስን ብጣዕሚ ክባር እዩ ፅርየቱ ግን ደስ ይብል

  • @titetite5659
    @titetite5659 ปีที่แล้ว +7

    ስላምኩም ይብዛሕ. ደቂ ትግራይ ዓይነይ ያታ ሓውና ቀፅለሉ ፅርየት ንብረት ኢድኩም ይባረክ እንተ ዋጋ እዝግኦ ሰፉ 250 ሽሕ ያዓውይይይይይ ንብረት ናይ ክሸነ ድርጅ ፍርጅ ባህላዊ አልባሳት ወርቂ ዝአመሰሉ ዋጎኦምን ሰልኮምን አቅርበልና ክቡር ሓውና🏵👌👌👌👌👌👌👌

  • @ove6164
    @ove6164 ปีที่แล้ว +23

    ዋውው ጽሬት ክንዲ ዝበሉ ይበሉ ይግበኦም እዩ ክብል ጸኒሐስ 200k 70k 100k 150k ናበለ ምስ ከደ ፌንት ጌረ ድሕሪ 5 ደቂቅ እየ ናብ ልበይ ተመሊሰ😂😂❤

  • @natsinettesfay4018
    @natsinettesfay4018 ปีที่แล้ว +4

    ፅቡቅ እዩ በዚ ሎሚ ዕዳጋ እንተተረኪቡስ ። እገዚኣብሔር ምሳኩም ይኩን ብጠዓሚ ፅቡቅ ኣቅሑ ኣለኩም።

    • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን
      @ጓልወያናይሻለቃመኮነን ปีที่แล้ว +1

      አረ ክሌቲ ሚኢቲ ሽሕሲ ፅቡቅ ባች

    • @natsinettesfay4018
      @natsinettesfay4018 ปีที่แล้ว

      @@ጓልወያናይሻለቃመኮነን 200.000ሎሚ ኣብ ኢ/ያ ወረቀት እዩ ኾይኑ ። ናቶም ፃዕሪ ዘቅርብወ ናውቲን ኣብግምት ብእታው ።

  • @ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
    @ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ ปีที่แล้ว +4

    ሳዋ ሰትዩ ነይሩ ከይኮዊን እቲ ስዋኣይ ዋጋ ብጣዕም እዩ ውድ ትጋንኑ ዋ 😮 ዝውርዝው እልካ ኣርእየና ሓወይ ማዓረይ ❤

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว

      እሺ😂😂😉❤

  • @zufanabraha2824
    @zufanabraha2824 ปีที่แล้ว +3

    ዋዉ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ዝገርም ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ ደቂ ትግራይ ዓባይ 💊💊💊🥰🥰🥰

  • @ስራNegas
    @ስራNegas ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ እዮ ሓውና ቅጽልል ክቡር ሓወና ❤️❤️😘

  • @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ
    @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ድሓን መፃካ ዝሓወይ ዝበረታታዕ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ ናይ ጥዋፍና ሽምዓ ማሽን እንተረኪብካ ንእግረመንገድካ ተይቐለይ ክቡር ሓወይ ዓደይ ኣትየ ክሰርሕ እዩ ትምኒተይ እምበር ስደትስ ዋጋ የብሉን

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ ንብረት ነይሩ ግን ከቢሩ ብጣዕሚ ንገዛ ዝኩሉ ምሌን ወዲእናስ እንደገና ንንብረት ክንደይ ዓመት ሰሪሕና ንገዝኦ ደኪሙኒ ሰደት ዓመታት ኣቁፂረ ሚኢቲ ሽሕ ንኩሉ ንብረት እንተረኪበ እምበር ዋይ ዕድመና ኣብ ስደት ንበሊ ፈጣሪ ኣቦይ ፍራሸይ ኣንፂፈ ለጥ ክብል እንተኮይነ እምበር ዓደይ እየ መሪሩኒ እዩ ካበይ ክነምፅእ🙏😊💞💞

  • @ጓልሓረስታይእንደርታዓዲጎ
    @ጓልሓረስታይእንደርታዓዲጎ ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ እዩ በተለይ ልዓዲ ዓረብ ዘለና ግን ኸቢሩ ልደቂ መዳም ዓቕምና ርኽስ ዝበለ አምፀእልና በተለይ ኰሓ አጉላዕ ከባቢ ልግነዩ ክሪኦም ይደሊ እየ ወድኖዋ

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว +1

      ❤❤🙏

    • @ሊሀምትግራይ
      @ሊሀምትግራይ ปีที่แล้ว

      ኣነውን ኣለኩ ከምፀአልና ብተስፋ ንፅበዮ

    • @Tsige-21
      @Tsige-21 ปีที่แล้ว

      ዋች ልበይ ሰማይ ተሰቅላ ጓል መዳም😂😂😂

  • @sweetadyof9225
    @sweetadyof9225 ปีที่แล้ว +1

    ተባረኽ መዓረይ 🙏 ብኸምዝ ኩሉ ዓይነት ኣቅሓ ኣቅርበልና

  • @AluFkr
    @AluFkr ปีที่แล้ว +3

    ዋውውው ክካብሮ ብዝኮነ የቀንየልና ዝሓወይ

  • @هلينهلين-ض2ي
    @هلينهلين-ض2ي ปีที่แล้ว +1

    ዕለት የልቦን 🧡❤️

  • @horihori4103
    @horihori4103 ปีที่แล้ว

    Hawey natey ab kalie bota kedka ba waga knis zebele arieyena kngezie delina ezi btaemi kebiru ab kereba mealti knxbeyeka ena Thank you ❤❤❤

  • @እፍሬታጓልዞምወየንቲ
    @እፍሬታጓልዞምወየንቲ ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ፀቡቅ ሰራሕ ቀፅለ ሉ

  • @salmasalma-en2ef
    @salmasalma-en2ef ปีที่แล้ว +1

    ርኽስ ዝበለ ረአየልና😢❤❤ ታይ ምኽባሩ😢❤❤❤

  • @zaidzaidzaid1419
    @zaidzaidzaid1419 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው እዩ ዋ ግን ብጣዕሚ ክባር እዩ ካልእ እውን ኣርእይና❤❤

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ ปีที่แล้ว

    ፅቡቕ ስራሕ እዩ መዓረይ ቀፅለሉ ግን ዎጋ ብጣዕሚይ ከቢሩ

  • @galtigray5257
    @galtigray5257 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ኣጀኩም ቀፃሎ ክንገዘእኩም ኢና ዓደና ምሰተመለስና ❤❤❤❤

  • @selamawit6916
    @selamawit6916 ปีที่แล้ว +4

    ያእውይይ ክከብር ብዝተረፈ የቀንየልና ዝሓወይ💛💖🙏

    • @ሚልካናብርሃነዘክርስቶስ
      @ሚልካናብርሃነዘክርስቶስ ปีที่แล้ว +1

      ወዲቀ ኔረ😁።
      ግን ምስቲ ሕጂ ዘሎ ናይ ናብራ ናህሪ እዩ ዝከውን ሻምፖ ሽሕን ገለን እናተሸጠ ዶ የውግሐልና እስኪ

    • @selamawit6916
      @selamawit6916 ปีที่แล้ว

      @@ሚልካናብርሃነዘክርስቶስ ዋይ አረ ገዲዱ ዘይብሉ ናብራ ከመይ ገይሩ ክክእሎ ብስሩ እቲ ህዝቢ ቅሩብ ኣይሓስብን ድዩ😞

    • @ሚልካናብርሃነዘክርስቶስ
      @ሚልካናብርሃነዘክርስቶስ ปีที่แล้ว

      @@selamawit6916 ከቢድ እዩ አረ ንብረትስ ትሓድጎ እቲ መሰረታዊ ነገር ካብ ዓቅሚ ንላዕሊ ምኳኑ እዩ ዘጨንቅ

    • @kidanhayleslase1885
      @kidanhayleslase1885 ปีที่แล้ว

      @@ሚልካናብርሃነዘክርስቶስ ሺብጢ ገይሮም ዘይሕፀዉ ሸንቦ ሸሕ ካብ ዝገዝኡ ህብኮት

    • @ሚልካናብርሃነዘክርስቶስ
      @ሚልካናብርሃነዘክርስቶስ ปีที่แล้ว

      @@kidanhayleslase1885 እቲ ሽብጢ ከ ይርከብዶ 😁

  • @ሩፍታልበይ-ፀ5የ
    @ሩፍታልበይ-ፀ5የ ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ ስራሕ

  • @sgry8020
    @sgry8020 ปีที่แล้ว

    አታየ ጎታዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝያዳይ ካብት ተለቪዥን ትግራይስ ንስካ ትበልፅ ተጋሩ ኣሕዋተይ አተባብዕዎ ❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว

      ❤❤❤🙏

  • @zafu6265
    @zafu6265 ปีที่แล้ว +2

    Yata hawey Mearey btaemi yeknyeley zyaday thank you so much my dear brother 💛♥️💛♥️🥰🥰 ክብረት ይሃበለይ ሓወይ ናተይ

  • @amlesetmuruts470
    @amlesetmuruts470 ปีที่แล้ว +1

    ያታ ሓወይ ብዝሓተትኩኻ መስረት ሰለ ዘቅረብኻለይ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ አምላክ ሰላምና ይመልሰና ግን ጎይታዋይ ልናመዳም ቅመማት ዝኮን ንእሽተይ ዋጋ ዝቀነስ ካሊእ እዳ ፈርኒቸር አልሸና እምበር እዚ ዳአ ዕድመ ልክዕናዶ ስደት ክንነብር ካብ ዓዲ አምሓራ ዘፋልጥዎ ዘለዉ ብጣዕሚ ርካሽ እዚ ናይና ናይዚ ቅልዉላው ዶ ይኾን ከቢሩ😢
    ብዝበለፀ ሃፋትሙ ከይሓልፈኩም ግዝኡ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ያታ እውን ከይትሕለል አርእየና ኩሎም አብ መቀለ ዘለዉ ዝጠቅሙ ነገራት አንሕና እውን like subscrib share አይንቅደምን

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว

      እሺ❤🙏🙏🙏

  • @ShireAdearo-oy8is
    @ShireAdearo-oy8is ปีที่แล้ว

    Great job Brother Yta up

  • @ቃንዛ-ኣለኒ-ቃንዛ-ህዝበይ
    @ቃንዛ-ኣለኒ-ቃንዛ-ህዝበይ ปีที่แล้ว

    ሰላምካ ይብዛሕልና ክቡር. ሓውና በርትዕ ደስ ዝብል እዩ

  • @ዮዳነስ
    @ዮዳነስ ปีที่แล้ว

    ዝሓወይ ዋጋ ትሕት ዝበለ ኣምፀፈአልና ብዝተረፈ ቀፅለሉ 👍👍❤

  • @eoeoeowo5048
    @eoeoeowo5048 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤የቅንየልና መዓረይ ኣሰይ ኣታ ናይልበይ ወዲኢካ በሓቂ

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ
    @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ ปีที่แล้ว +5

    ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ❤🥰
    ዋየ ዋጋ ግን ያኣውውይ እዩ ዘብል 🥺😁

    • @koolhool-go6rf
      @koolhool-go6rf ปีที่แล้ว

      ከመይ ኢሉ ድቃስ ከመፀካ ዝኩሉ ኣሻሓት ካፊልካ ክክክ

  • @BrHanAagaMe
    @BrHanAagaMe ปีที่แล้ว +2

    ዋው ገንዘብ የለን እምበር እንተንገዝእ ደስ ምበለና😂❤

  • @ጓልሰብዓእንደርታ-ኘ7ጨ
    @ጓልሰብዓእንደርታ-ኘ7ጨ ปีที่แล้ว

    ኣታ ዓዳ ዓረብ ከኦርዑና እዮም ዓቅምና እስኪ ኣቅርቡና🥺 ብዝተረፈ ግን ቀፅልሉ ክብሩ ሓወይ❤

  • @ዳናጓልትግራይ
    @ዳናጓልትግራይ ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ያታና ጅግና❤👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @hiwilove7088
    @hiwilove7088 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው መሕፀቢ ክዳን አረአና ዝሓወይ ሶ ቀፅልሉ

  • @hanahana4246
    @hanahana4246 ปีที่แล้ว +1

    betami des zeble eyu thank you gin nekulu be akemu zemtin akerblena

  • @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
    @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ ปีที่แล้ว

    ብጥዓሚ ፅቡቅቅ ዝሓወይ በርትዕልና ተጋሩዋይ💊❤

  • @kidigaltgray3392
    @kidigaltgray3392 ปีที่แล้ว +7

    ዋይ ክንደይ ደስ ይብል ግን ዋግ🥺
    አዚ ኩላ ዓመት ኣብ ስደት ሽቂለ ንሓንቲ ዓረት ምግዝኢ ዘይብለ 🥺

  • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
    @ሂወትለኩሉዮዳሄ ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ መደብ ዝሓወይ ዋጋ ግን ከመይ ገይና ኢና ሓዳር ክንሓሳብ ሕቶ እዩ ዝኮነና

  • @rgbigmeskel5625
    @rgbigmeskel5625 ปีที่แล้ว

    Btaemi yekenyelna kbur hawuna 💓💓💓💓

  • @bri7094
    @bri7094 ปีที่แล้ว +5

    ያታ ሓውና ምድጃ መጎጎ ኤልትሪክ ምስትያት ጠረበዛ ማዕፆ ናገዛ መጋረጃ ወዘተ ዘኣመሰሉ ኽ እስቲ ኣቅርበልና መሊእና ተስፋ ንቆርፅ እህ

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว +3

      መማረፅታት ኣለዎም እዩ።ዋጋ እዉን ዝቀነሰ ኣሎ እንድዩ ግን ኣሰራርሓን ጥንካረን እዉን ብኡ መጠን ይፍለ እዩ❤

  • @tekianberhe9505
    @tekianberhe9505 ปีที่แล้ว +1

    ነይ ስሜንቶ ተንዲኖ ቆርቆሮ .....ጠይቀልና❤

  • @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ
    @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ ปีที่แล้ว +1

    ቀፅለሉ ወድኖዋ❤❤❤❤

  • @tigstitigsti9607
    @tigstitigsti9607 ปีที่แล้ว

    እሰይ ጉቦዛት እግዚአብሔር ይሓግዝኩም

  • @መሲጋልኪዳናምህረት
    @መሲጋልኪዳናምህረት ปีที่แล้ว

    አሳራርሓ ይበል አብቲ ዘለናዮ ሃገር ከሚዚ አይራኣኩን ቀጽሉሉ ጀጋኑ ዋጋ ግን ርእሰይ ፈጽ አቢልኒ

  • @muezselam
    @muezselam ปีที่แล้ว +1

    ያታየ ፕሮግራምካ ብጣዕሚ አየ ዝፎትዎ ቀፅለሉ ከሙኡ ናገበርካ ናይ ኩሉ ኣቁሑት ኣምፀአልና

  • @brhanbrhan7225
    @brhanbrhan7225 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ የቅንየልና ዝሓወይ ኩሉ ስብ ዝደልዮ ነገር እዩ ኣቕሪብካ ከብሪ ንዓኻ!!!🙏🙏🙏🙏🙏

  • @sabawasihun6706
    @sabawasihun6706 ปีที่แล้ว

    ኣነ ሙሉእ ናይ ገዛ ኣቁሑት ይደሊ የ ግን ብጣዓሚ ኣኽብርኩምዋ ቅልል ዝበለ ኣምፅኡልና እሞ ሙሉኡ ኬምፕልት ናይ ገዛ ኣቁሑት ክገዝአኩም እየ🙏

  • @rgbergbe6881
    @rgbergbe6881 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ሓወይ የቀንየልና ክባር እየ ንምፍላጥ ዝአክል ፅቡቅ እዩ

  • @adute67
    @adute67 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰራርሑኡ ደስ ይብል በርትዑ ፍረ ፃማኹም ኣይኽላእኩም🙏

  • @rahealraheal1881
    @rahealraheal1881 ปีที่แล้ว +1

    ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኢካ ጀሚርካልና ያታ ቀፅለሉ ዋጋ ግን ፌንት የንቅል 🙆🙆🙆 ካሊእ እስኪ ኣምፅአልና ቅንስ ዘበለ

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว +1

      እሺ🙏

  • @هيااحمدي
    @هيااحمدي ปีที่แล้ว

    ዋውውውው ቀፅለሉ ማዓረይ ❤❤❤❤

  • @ዕባይሃገረትግራይMytdf
    @ዕባይሃገረትግራይMytdf ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ፍቅሪይ ሓዳር ንገበሪ ተበለኒ እለካ ንዓ በለ ዋጋ ናይ ገዛ ኣቅሑ ሪእዮ😂 ብዝ ኮነ ደስ በሃሊ መደብ እዩ ላበ ዝተፋላለይ ከተማታት እና ከደኩም ቀፅለሉ❤😊

  • @salmasalma-en2ef
    @salmasalma-en2ef ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤አሰይ ሰላምኺ ይብዝሐለይ ዓደይ ወለላ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abuand1382
    @abuand1382 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ዳሓን መፀካ መዓረይ

  • @lulbahri
    @lulbahri ปีที่แล้ว

    Bravo. Kemzi video sidedelna . And can just visit other furniture stores please so that we can compare.

  • @teweldetemesgen9737
    @teweldetemesgen9737 ปีที่แล้ว

    Good job

  • @ትግራይእያዓለመይ-ተ2ቀ
    @ትግራይእያዓለመይ-ተ2ቀ ปีที่แล้ว

    ውይ ደስ ክብል ቀፅለሉ ሓወይ ናተይ❤

  • @mazenceil6592
    @mazenceil6592 ปีที่แล้ว

    Wowwww betam des zbel srha ❤❤❤❤

  • @seyomuha
    @seyomuha ปีที่แล้ว

    Well come bro kexlelu 💕💕

  • @ድጅታልወያኔ-ኈ7በ
    @ድጅታልወያኔ-ኈ7በ ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ ፎሎው ሼር ናገበርኽን ናባዕልና ሚድያ ነዕቢ ነባራታትዐዬም❤❤❤

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว

      ❤️❤️❤️🙏

  • @harertachannel3131
    @harertachannel3131 ปีที่แล้ว +5

    ክቡር ሓወይ ከሓተካ ዝደሊ እንተሉ በዓልኻ ፈትሽካ ማለት ካልእ ዝሃሰረ ኣቅሑ ናይ ገዛ ይኹን ናይ ካልእ ኣቅርበልና ኣብዚ ሕዚ ንደልዮ ነገር እንተሉ ኣብ ዓድና ተመሊስና እንታይ ከም ንገብር ዩ ስለዚ በዚ ናይ ሎሚ ከብቅዕ የብሉን ዝተፈላለየ ስራሕቲ ክተቕርብ ንደሊ

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว +1

      እሺ❤🙏🙏

  • @ሰላምጓልትግራይ-ገ5ኈ
    @ሰላምጓልትግራይ-ገ5ኈ ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ድሓን መፃእካ ዝሓወይ

  • @Chef_Tsega
    @Chef_Tsega ปีที่แล้ว

    ፅቡቕ ስራሕ ሓውና ቀፅለሉ👏👏 ዋጋ ግን👎 ብጣዕሚ'ዩ ኽባር
    እስኪ ብቐፃሊ ኸኣ ዝሽየጥ ገዛን መሬትን ሒዝካልና ምፃእ❤ ላይክ ና ሳብስክራይብ ግበርዎ ኣሕዋት

  • @ሄሩቲ
    @ሄሩቲ ปีที่แล้ว

    Wellcome back bro❤

  • @dfggfftyu8323
    @dfggfftyu8323 ปีที่แล้ว

    shkor hawey thank you stbuk medeb nay bahaki kestlelu teum hawey btaemi eye zfetweka ka ❤️❤️❤️❤️

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว

      ❤🙏🙏🙏

  • @hawegaltigray1174
    @hawegaltigray1174 ปีที่แล้ว +3

    አንኳዕ ዳሓን መፃአኻ ማዓረይ ስልኪ ቀይረስ ሲአነካ ነይረ 😍

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว

      ❤🙏🙏🙏

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 ปีที่แล้ว +5

    Welcome mearey አጆካ ቀጽለሉ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ❤ዋይ ዋጋ ግን ምስ ማሽኑ ድኩም ትሸጡዎ🙄ኣታ ሓዳር ኣየግብሩናን 😂

  • @ኽንራከብኢና
    @ኽንራከብኢና ปีที่แล้ว

    Yata up thank you for your informtion ግን ዋጉኡ የድንግፀካ

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 ปีที่แล้ว +1

    ፈጣሪ ይሓግዘኒ ዓደይ መፅየ ሙሉእ ናይ ገዛ ኣቕሑት ክገዝአኩም እየ ኣየኹም በርትዑ ዋጋ ግን ብጣዕሚ ከቢሩ 😘🙏

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว

      ❤❤🙏

    • @genethagos8398
      @genethagos8398 ปีที่แล้ว

      @@yataup27 great job! Could you do house for sale as well please.

  • @noorsaeed9398
    @noorsaeed9398 ปีที่แล้ว

    ዋላኳ ፅርየቱ ዝሓለወ ፅቡቕ ተኾነ ዋጋኡ ግን ርእሰይ ኣዚሩኒ 🤕ብስሩኸ ምስ ማሽኑ ድዩ ዋጋኡ😂100 ሽሕ ንሶፋ ንቦፌ ንፍሩጅ ንዓራት ንቴሌቭዥን መግዝኢ ኮኾነኒ እዩ ኢለ ወሲነ ነይረ😂እዙይ ምስ ሰማዕኩ ግን ኡይይይይይ🤒በልማ ዓቕምና ኣምፀአልና 🙄

  • @ሰላምጓልትግራይ-ገ5ኈ
    @ሰላምጓልትግራይ-ገ5ኈ ปีที่แล้ว +1

    ቀፅልሉ ኩቡራት የሕዋተይ

  • @ጋልቶምጀጋኑተጋሩ-ወ8ደ
    @ጋልቶምጀጋኑተጋሩ-ወ8ደ ปีที่แล้ว

    ይግበአካ እዩ ዓዲ ግራት ተዝከዉን ቤላ ነይሩ ከመቀለ መን ክወስደልና

  • @meryathupia2892
    @meryathupia2892 ปีที่แล้ว

    እዙይ ክባር እዩ ዋ ተለቭጅን ፍርጅ ኣሪእና ዛሓወይ ዋጋ ዝቀነሰ ካሊእን ዓራት በፉየ ሰፍ እውን ኣሪእና

  • @missgan6731
    @missgan6731 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ኩብር ሓውና ከይድካ ስለ ዘርአካና ዋጋኡ ግን ብጣዓሚ ከብሩ ንዓድና ከም ናአቱ ገይርኹም ሽጥልና ዓረብ ሃገር ንነብር ኣሕዋቱኹም

  • @Susufkrms
    @Susufkrms ปีที่แล้ว +1

    ደስ በሃሊ ቀፅልሉ❤❤❤❤

  • @tigraylove9361
    @tigraylove9361 ปีที่แล้ว

    ኣብ ዓዲግራት አባ ጠይቀልና broyey🙌🥰🥰🥰

  • @تساسةعيعسنس
    @تساسةعيعسنس ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብድሓን መፃካ