ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሰላም ኣሕዋት ድሕሪ ብዙሕ ፃዕሪ ዝደለኽምዎ ንብረት ሒዘ ቀሪበ ኣለኹ ናብ መሓዙት፡ለኣኹልና ነዚ ሓዱሽ ቻነል ዝኾንኩም ኣባላትና ድማ subscribe ግበሩልና
ሸዊተይ ሰላም ዲካ እንኳዕ ሰላም መፃካ እና ናይ ማዕፆ ናይ በርን ናይ ዉሸጥን አምፀኦልና
❤
እወ ማዕፆ አምፀአልና❤❤❤ ብዝሕ ግዜ እየ ሓትተካ🎉🎉
ቪድዮታትካ ይርኢ እየ ፅቡቅ መደብ ኢኻ ተቅርብ ቀፅለሉ ።ግን ሓደሓደ ክተስተኻኽሎም ዝግቡኡኻ ነገራት ኣለዉ ክቡር ሓው።ኩሉ ኣይኮንካን ኮ ዋግኡ ትሓታ ብሮ ዝተወሰነ እዩ ዝሕተት ካብኡ ኻኣ ንሳ ንኽትዛረብ ዕድል ሃባ ንምንታይ ከምንጥቀመሉን ክንደይ ከምዝኾነ ዋግኡን ብራንዱን እስካብ ትዛረበካ ዕድል ሃባ ናይ ዝተወሰነ ተነጊራትና እኹል እዩ ካብኡ ኻኣ ሕቶ አይትደጋግመሎም ሰብ ይስልችዎ እዩ እቲ ካሜራ ኻኣ ቁሩብ ርሕቅ ኣብሎ።ሰናይ ናይ ስራሕ ዕድል ይኹነልካ ሓወይ።
ሕራይ ክቡር ሓው ተገዲስካ ርኢቶኻ ስለዝሃብካኒ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን
ሸዊተይ ብጣእሚ ደስባሃሊ❤❤❤
ሸዊተይ ናይ ቀለም ናይ ምሰትያት እባ አምፀኣና❤❤❤
ናይ ፈስብክ ስምካ እንታይ የብል ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፅቡቅ እዩ ሓወይዋ❤ ኣነስ ታይ ድየ ደልየ መስለካ ድዛይን ኣሰራራሓ ገዛ ክተርኤና ምደለኩ
ዋላ ኣነ ❤
ተባረክ ብጣዕሚ ጽብቅ እንዳሓሰብኩ ናይ ሰራቢክ ጠይቅልና ክብለካ ነይረ
ተባረክ ብጣዕሚ ፅብቅ ዝሓወይ
ቦሎፎን እና መስትያት ናይ ማዕፆ ጠይቀልና ኩቡር ሓውና
ብጥዕ ሚ ፅቡቅ ቀፅለሉ❤❤
ናይ ምሰትያት እባ ኣምፀኣና ❤
ስልኪ ቁጽራ ባ ሽር በለልና
ፅቡቅ ሓሳብ ቀፅሉዎ❤❤❤❤❤
በጃኻ ናይ ኣቁሑት ኣሪእየና ማዓረይ❤❤❤❤❤
ኩሽነ /ክችን /አቅርበልና በጃካ አነ ክሽነ ክህልዎኒ ብጣዕሚ ደስ ይበለኒ ድሓን እንተኮይኑ ዋጉኡ ክስርሕ ኔሬ
አነሰ ክንድይ ግዜ ሰርሕ ይብለ እሞ ሰብ ሰእን ነይር
ካሪየ ማለት እንቲይ እዩ ማዓረይ አይተረዲኣኒ ❤ትፈልጥወ እንተከይንኩም እባ አረዱእኒ ተጋሩዋይ
ልጎኒ ሜትር ልቁመት ሜትር ማለት እዩ
ዕድመ ይሃብኻ ወድኖ❤❤❤እቶም ሰብ ድንኳን ኣበይ ይርከቡ ኣድራሽኦም ንገረና ኣፋልጠሎም ማለት ኣብ ወፃኢ ኮይኖም ዝመርፁ ኣይሰኣኑን ብሓደ ዕበዩ ዞም ሓተይ❤❤❤
ካሬ ታይ እዩ ኣፀብቅካ ኣረደአና ሓደ ካሬ ዕብየቱ ክንደይ ዛኣክል እዩ ኣርእየና
የቀንየልና ክቡር ሓዉና ❤❤❤
ንኽልተ ክላስ ክንደይ ይዉዲእ ሰራምክ መልሰለይ❤
500ትብላስ ንሓንቲ ድዩ ወይ ታይ ካርየ ከ ታይ ማለት ኣዩ ተጋሩዋኒ❤ መልስለይ እባ ትፈልጥዎ
Aen wn msaki aleku mlslna aba
ካሬ ማለት ሜትር ብሜትር እዩ
@@fhrgjr535ካሬ ማለት ሰለተ እየን ሓንቲ ኣይኮነትይ
ቀፅለሉ ዝሓወይ ብጣዕሚ እዩ ዘድንቀካ❤❤✊✊
እሰቲ ሰለ ኮሪኒሰ ከ ጠይቀና ዘሓወይ❤
ኣብ ውቅሮ እባ ገዛ ረኤልና ማዓረይ
የቀንየልና ሸዊተይ ኻሬ ማለት የተረደንን ንሓደ ገዛ ክንደይ ማለት እዩ
የቀንየልና
_ሸዊተይ ማዓረይ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ጠፍእኻ ብሰላም ድዩ ወድነይ_
እንካዕ ዳሓን መጻእኻ ዝሓወይ 😘 ውይይይ ብስምኣብ ነታ ሓንቲ ሓባ ድያ ምኢቲታት ኣሻሓት ትብሎ ዘላ 🤔 ኣነስ ኣይተረደአንን
ዋላ ኣነ ንሓንቲ ስ ክሻዕ 500😮
ጠቅላላ ንሓንቲ ክላስ ሲ ክንደይ ይውድእ ይኮን ደቂ ዓደይ
ዘጀመረ ዶ ይህሊ ደቂ ነይ ንክልተገዛ ንግድሚ ን ንመሬት ክንደይ ዝከን ያኣክሎ ሸዊተይ የቀንየልና ማዓፆ ናገዛ ጠይቀልና
አብ ሸረ አብ እን ዳባ ጉና መሬት ገዛ ሰራሕና ሓወይ ❤🙏
ዕድመ ይሃብኻ ሸዊተይ ግን አይትረደአንን ልሓንቲ ድዩ ዋላስ
እወ ልሓንቲ
ይቅንይለና 🙏🥰🥰🥰ወዲ ነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ🙏💛❤️ ሸዊተ ሓወይ💘💘💘💘💘
ሸዊት ሓወይ ቀፅለሉ እና ካሜራ ኣስተኻኽል ማለተይ ኣስተኻኺልካ ቅረፀልና❤
ይቅርታ ልሓንቲ ሓባ ድያ 550 ማለት ስለ ዘይፈልጦ አየ ንገሩና ትፈልጥዎ ኣብ ኮሞንት❤
ናይ ክረሽ ዋጋ ከምኡ እውን ናይ ኮብልስቶን ዋጋ እንደገና ናይ ቴራዞ ስርሓልና
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ካሬ ማለት ታይ እዩ
ሸዊተይ ነመስግን ዝሓወይ
የቀንየልና ሸዊት ሓወይ ግን ካሬ ማለት ታይ ማለት እዩ ኮሞንቲ ሪአ ካኣ ኩላትና ኣይተረደአናን ዝሓትት እበር ዝምልስ ኣይ ረከብኩን
ሕራይ ክምልሰልኩም እየ ብካልእ ቪድዮ ማለት እዩ
እሺ ሓወኒ😘🙏
ካሬ ማለት ኣይተረደአንን
ሰላምካ ይብዛሕ ሓወይ መዓረይ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ስራሕ እዩ ቀዝልሉ ከናግረኩም ይደሊ እየ
ፅብቅ ዘሓወይ🥰ዋጋ ቴሌቭጅይን ከ ማዓረይ
ብውሽጢ ኣለኪ ዛሓፍተይ
@@zaydgalhadush6948 እሽኒ🥰🙏
ክብረት የሃበለይ ወገነይ ስለ መለአኽትና ኣንብቢካ ዝተረደኣኻልና ሰላም ናዓኻ
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ቀፅለሉ❤❤❤❤
ኣብ ከተማ ውቅሮ እባ ገዛጠይቀልና ወድ እኖ❤❤❤
በስማኣም ግን ብጣዓሚ እዩ ክባር
ካሬ ማለት ንሓንቲ ፍረ ድዩ ሓንቲ ክላስ ክንደይ ይውድእ ማለት እዩ ሞይትናኮ ገዛ ከቢሩና እዙኩሉ ዓመት ኣብገዛ ኣውዒልናስ ሰራሚክ ከዓ እዙይ እውን ከም ወርቂ ኮይኑ ዋይ ስብኣየይ ኣበይ ኮን ትህሉ ናዓ ሓግዘኑ መሪሩኒ እኮ ኣብ ምንታይ ክብተክ ከይንወልድስ ዕድመና ከይዱ ምምላእ ኣብዩና🙏🙏🙏💝💞 ኣረደአና እባ ከመይ እዩ ካሬ ሓንቲ ክላስ ንገረና ክንደይ ከምዝውድእ
ዋላ አነ ይገርመኒ ሓፍተይ ስደት አይመልእ ዕድመና ተወዲኡግን አጆኪ ፈጣሪ ሓሳብ ልብና አስሚሩ ምልእ ትርፍርፍ ዝበለ ሓዳር ክፍጥረልና እዩ
ካራ ማለት 1መትሮ ማለት እዩ
@@jeirejeire8992 እሺ ማዓረይ
@@Me-gq1jj ፈጣሪ ንመን ኢልዎ ሓላለይ ኣጆና ክብረተይ🙏🙏🙏💝💞
Tanks ሸዊተይ 🙏🙏
bolufn teyklna zahwey
Welcome ❤
አነስ ዘይተረደኤኒ ከመይ ማለት እዩ ንሓንቲ ፍረ ድዩ ወይስ ንሙሉእ ሓደ ክላስ አርዱኒ ዝተረደኤኹምገ
ንሓደ ሚትሮ ንጎኒ ንቁሞት ሓደ ሚትሮ ማለት እያ ትዛረብ ዘላ በቢ ደረጁ ወጉኡ ዝሽየጥ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😢
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓውና❤❤
ካሬ ማለት ክንደይ ሜትሮ እዩ ሸዊተይ
3ሓባ
የቀንየልና ሸዊተይ 🙏❤️
የቀንየልና ሸዊት ሓወይ❤❤❤
♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹💛♥️💛♥️💛♥️🙏
የቀንየልና ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሸዊተይ
💞💞💞💞💞💞🙏🙏🙏💊💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞💞
ሸዊተይ ካሬ ማለትስ ሓንቲ ሓባ ማለት ድዪስ ወይስ ንሓደ ክላስ ዝኣክል ማለት እዩ❤❤❤❤እስቲ መልስለይ❤❤❤
ካርዬ ማለት ሓደ ሚትሮ እዩ ዝመሰለኒ
@@ደሰታጓልሃገረትግራይ ❤❤❤
አብ አጉላዕ አብ ዉቆሮ እባ ገዛ ሰራሕና ዝገዛእ ብስሩሑ ወይም መሬት ዝሓወይ
ግን ናይ video ፅሬት ና ናይ ድምፂ አስተኻኽሉ
ሕራይ ሓፍተይ
በላጥ ዱዩ
Thank you marey ❤
ንሓደ ገዛ ክንደይ እዩ አብ ስደት እኮ መሱዩና አቱም ስባት እፍፍ
ካሪ ማለት ሜትሮ ማለት ድይ
እወ
ካሬ ማለት ክንደይ ሜትር እዩ ሸዊት ሓወይ
ስላም እዘ ሓውይ እስቲ ኩረነስ ብላስትክ እናጀብስም ዋጋ ነገረና
አንታይ አዩ ንሓንቲ ድያ ዋላ ታይ አዩ ኣሽሓት ኣማኢቲ ዝብሃል ዘሎ ዋላ ስ ንሓደ ክላስ ዝወድአ ገርሙና ኮ በቃ ኣብ ስደት ክንበር ማለት ድዩ ሰብ አዙይ ወድዙይ ከማልአ 😔
ካሪ ማለት 1 ሜትሮ ማለት ድይ
እወ ሜትር ብሜትር
ዝደደልዮ ዝነበሪኩ የቀነይልና ሸዊተይ በሪትዒ
ሓወይ ኣነ ኩሉ ግዜ ይከታተለካ እንድየ ግን ዝኮነ ንመሸጣ ዝውዕል ክተምጽእ ከለኻ ንፁር ጌርካ ሕተቶም ኢኻ ካብኡ ለ ብጣዕሚ ናሕፀርካዮ ምስራሕካ ዘይቀርየካስ ብደምቢ ስራሕ
ሕራይ ግን እዞም ሰብ ንብረት እናኣበዩና ስለዝኾኑ እዩዋ ሕራይ ሓፍተይ ናትይ
@@shewitmultimedia ኦ እሺ ከምኡ ተኾይኑ ደኣ ሓወይ
❤❤❤
አነስ አይተረደአንን ናይ ሰራሚክ ነገር ብከመይ እዩ ወይስ ክንደይ ዝአክል ገዛ የስርሕ
ሸዊተይ😍😍😍
ችድ ሓሻዊ ዎሉፋስ
እወዶ?? የቐንየለይ ንሃናፃይ ምኽርኻ ብጣዕሚ ሓሪፍ comment እዩ ሂብካኒ ዘለኻ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንሓደ ድዩ ዋላ ንሓደ ገዛ ሙሉእ እዩ
ኣይተረደኣንን ንሓደ ሰራሚክ ማለት ድዩ ዝተረዳኣክምባ መልሰለይ
ካር ማለት ን ሓንቲ ማለት ደይ ማዕርይ
ዋዉ እቲ ዝደለኽዎ አምፂእኹምለይ ❤
ኣነውን ደሌ ኣለኹ ኣብ ከባቢ ሽረ እንተኾይኑ ብሓደ መፀዓና ዝከኣል እንተኾይኑ የቅንየለይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ታይ እዩ ካሬ🤔
መጀመርያ ባዕለይ
Wwwwwww💗💗💗💗💗💪💪💪
ሰላም ሓወይ ብጣዓሚ ኢና ነመስግን ንትገብሮ ኩሉኣነ ደሌ ነይረ ንኩሉ ዝኸውን ንገዛ, ክሽነ ሽንት ቤት እንተላይ ንደረጃ ዝኸውን ናብ ሽረ ዝከኣል እንተኾይኑ
ይከኣል እዩ ሓፍተይ
ስልኪኻ ክትሸደለይ ትኽእል
0939535888 imo ወይ whatsapp
ሸወት ከመይ ሰብስክራይብ ግበረለይ ቀፅለሉ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ሰላም ኣሕዋት ድሕሪ ብዙሕ ፃዕሪ ዝደለኽምዎ ንብረት ሒዘ ቀሪበ ኣለኹ ናብ መሓዙት፡ለኣኹልና ነዚ ሓዱሽ ቻነል ዝኾንኩም ኣባላትና ድማ subscribe ግበሩልና
ሸዊተይ ሰላም ዲካ እንኳዕ ሰላም መፃካ እና ናይ ማዕፆ ናይ በርን ናይ ዉሸጥን አምፀኦልና
❤
እወ ማዕፆ አምፀአልና❤❤❤ ብዝሕ ግዜ እየ ሓትተካ🎉🎉
ቪድዮታትካ ይርኢ እየ ፅቡቅ መደብ ኢኻ ተቅርብ ቀፅለሉ ።ግን ሓደሓደ ክተስተኻኽሎም ዝግቡኡኻ ነገራት ኣለዉ ክቡር ሓው።ኩሉ ኣይኮንካን ኮ ዋግኡ ትሓታ ብሮ ዝተወሰነ እዩ ዝሕተት ካብኡ ኻኣ ንሳ ንኽትዛረብ ዕድል ሃባ ንምንታይ ከምንጥቀመሉን ክንደይ ከምዝኾነ ዋግኡን ብራንዱን እስካብ ትዛረበካ ዕድል ሃባ ናይ ዝተወሰነ ተነጊራትና እኹል እዩ ካብኡ ኻኣ ሕቶ አይትደጋግመሎም ሰብ ይስልችዎ እዩ እቲ ካሜራ ኻኣ ቁሩብ ርሕቅ ኣብሎ።ሰናይ ናይ ስራሕ ዕድል ይኹነልካ ሓወይ።
ሕራይ ክቡር ሓው ተገዲስካ ርኢቶኻ ስለዝሃብካኒ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን
ሸዊተይ ብጣእሚ ደስባሃሊ❤❤❤
ሸዊተይ ናይ ቀለም ናይ ምሰትያት እባ አምፀኣና❤❤❤
ናይ ፈስብክ ስምካ እንታይ የብል ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፅቡቅ እዩ ሓወይዋ❤ ኣነስ ታይ ድየ ደልየ መስለካ ድዛይን ኣሰራራሓ ገዛ ክተርኤና ምደለኩ
ዋላ ኣነ ❤
ዋላ ኣነ ❤
ተባረክ ብጣዕሚ ጽብቅ እንዳሓሰብኩ ናይ ሰራቢክ ጠይቅልና ክብለካ ነይረ
ተባረክ ብጣዕሚ ፅብቅ ዝሓወይ
ቦሎፎን እና መስትያት ናይ ማዕፆ ጠይቀልና ኩቡር ሓውና
ብጥዕ ሚ ፅቡቅ ቀፅለሉ❤❤
ናይ ምሰትያት እባ ኣምፀኣና ❤
ስልኪ ቁጽራ ባ ሽር በለልና
ፅቡቅ ሓሳብ ቀፅሉዎ❤❤❤❤❤
በጃኻ ናይ ኣቁሑት ኣሪእየና ማዓረይ❤❤❤❤❤
ኩሽነ /ክችን /አቅርበልና በጃካ
አነ ክሽነ ክህልዎኒ ብጣዕሚ ደስ
ይበለኒ ድሓን እንተኮይኑ ዋጉኡ
ክስርሕ ኔሬ
አነሰ ክንድይ ግዜ ሰርሕ ይብለ እሞ ሰብ ሰእን ነይር
ካሪየ ማለት እንቲይ እዩ ማዓረይ አይተረዲኣኒ ❤ትፈልጥወ እንተከይንኩም እባ አረዱእኒ ተጋሩዋይ
ልጎኒ ሜትር ልቁመት ሜትር ማለት እዩ
ዕድመ ይሃብኻ ወድኖ❤❤❤
እቶም ሰብ ድንኳን ኣበይ ይርከቡ ኣድራሽኦም ንገረና ኣፋልጠሎም ማለት ኣብ ወፃኢ ኮይኖም ዝመርፁ ኣይሰኣኑን ብሓደ ዕበዩ ዞም ሓተይ❤❤❤
ካሬ ታይ እዩ ኣፀብቅካ ኣረደአና ሓደ ካሬ ዕብየቱ ክንደይ ዛኣክል እዩ ኣርእየና
የቀንየልና ክቡር ሓዉና ❤❤❤
ንኽልተ ክላስ ክንደይ ይዉዲእ ሰራምክ መልሰለይ❤
500ትብላስ ንሓንቲ ድዩ ወይ ታይ
ካርየ ከ ታይ ማለት ኣዩ ተጋሩዋኒ❤ መልስለይ እባ ትፈልጥዎ
Aen wn msaki aleku mlslna aba
ካሬ ማለት ሜትር ብሜትር እዩ
ካሬ ማለት ሜትር ብሜትር እዩ
@@fhrgjr535ካሬ ማለት ሰለተ እየን ሓንቲ ኣይኮነትይ
ቀፅለሉ ዝሓወይ ብጣዕሚ እዩ ዘድንቀካ❤❤✊✊
እሰቲ ሰለ ኮሪኒሰ ከ ጠይቀና ዘሓወይ❤
ኣብ ውቅሮ እባ ገዛ ረኤልና ማዓረይ
የቀንየልና ሸዊተይ ኻሬ ማለት የተረደንን ንሓደ ገዛ ክንደይ ማለት እዩ
የቀንየልና
_ሸዊተይ ማዓረይ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ጠፍእኻ ብሰላም ድዩ ወድነይ_
እንካዕ ዳሓን መጻእኻ ዝሓወይ 😘 ውይይይ ብስምኣብ ነታ ሓንቲ ሓባ ድያ ምኢቲታት ኣሻሓት ትብሎ ዘላ 🤔 ኣነስ ኣይተረደአንን
ዋላ ኣነ ንሓንቲ ስ ክሻዕ 500😮
ጠቅላላ ንሓንቲ ክላስ ሲ ክንደይ ይውድእ ይኮን ደቂ ዓደይ
ዘጀመረ ዶ ይህሊ ደቂ ነይ ንክልተገዛ ንግድሚ ን ንመሬት ክንደይ ዝከን ያኣክሎ ሸዊተይ የቀንየልና ማዓፆ ናገዛ ጠይቀልና
አብ ሸረ አብ እን ዳባ ጉና መሬት ገዛ ሰራሕና ሓወይ ❤🙏
ዕድመ ይሃብኻ ሸዊተይ
ግን አይትረደአንን ልሓንቲ ድዩ ዋላስ
እወ ልሓንቲ
ይቅንይለና 🙏🥰🥰🥰ወዲ ነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ🙏💛❤️ ሸዊተ ሓወይ💘💘💘💘💘
ሸዊት ሓወይ ቀፅለሉ እና ካሜራ ኣስተኻኽል ማለተይ ኣስተኻኺልካ ቅረፀልና❤
ይቅርታ ልሓንቲ ሓባ ድያ 550 ማለት ስለ ዘይፈልጦ አየ ንገሩና ትፈልጥዎ ኣብ ኮሞንት❤
ናይ ክረሽ ዋጋ ከምኡ እውን ናይ ኮብልስቶን ዋጋ እንደገና ናይ ቴራዞ ስርሓልና
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ካሬ ማለት ታይ እዩ
ሸዊተይ ነመስግን ዝሓወይ
የቀንየልና ሸዊት ሓወይ ግን ካሬ ማለት ታይ ማለት እዩ ኮሞንቲ ሪአ ካኣ ኩላትና ኣይተረደአናን ዝሓትት እበር ዝምልስ ኣይ ረከብኩን
ሕራይ ክምልሰልኩም እየ ብካልእ ቪድዮ ማለት እዩ
እሺ ሓወኒ😘🙏
ካሬ ማለት ኣይተረደአንን
ሰላምካ ይብዛሕ ሓወይ መዓረይ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ስራሕ እዩ ቀዝልሉ ከናግረኩም ይደሊ እየ
ፅብቅ ዘሓወይ🥰ዋጋ ቴሌቭጅይን ከ ማዓረይ
ብውሽጢ ኣለኪ ዛሓፍተይ
@@zaydgalhadush6948 እሽኒ🥰🙏
ክብረት የሃበለይ ወገነይ ስለ መለአኽትና ኣንብቢካ ዝተረደኣኻልና ሰላም ናዓኻ
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ቀፅለሉ❤❤❤❤
ኣብ ከተማ ውቅሮ እባ ገዛጠይቀልና ወድ እኖ❤❤❤
በስማኣም ግን ብጣዓሚ እዩ ክባር
ካሬ ማለት ንሓንቲ ፍረ ድዩ ሓንቲ ክላስ ክንደይ ይውድእ ማለት እዩ ሞይትናኮ ገዛ ከቢሩና እዙኩሉ ዓመት ኣብገዛ ኣውዒልናስ ሰራሚክ ከዓ እዙይ እውን ከም ወርቂ ኮይኑ ዋይ ስብኣየይ ኣበይ ኮን ትህሉ ናዓ ሓግዘኑ መሪሩኒ እኮ ኣብ ምንታይ ክብተክ ከይንወልድስ ዕድመና ከይዱ ምምላእ ኣብዩና🙏🙏🙏💝💞 ኣረደአና እባ ከመይ እዩ ካሬ ሓንቲ ክላስ ንገረና ክንደይ ከምዝውድእ
ዋላ አነ ይገርመኒ ሓፍተይ ስደት አይመልእ ዕድመና ተወዲኡ
ግን አጆኪ ፈጣሪ ሓሳብ ልብና
አስሚሩ ምልእ ትርፍርፍ ዝበለ
ሓዳር ክፍጥረልና እዩ
ካራ ማለት 1መትሮ ማለት እዩ
@@jeirejeire8992 እሺ ማዓረይ
@@Me-gq1jj ፈጣሪ ንመን ኢልዎ ሓላለይ ኣጆና ክብረተይ🙏🙏🙏💝💞
Tanks ሸዊተይ 🙏🙏
bolufn teyklna zahwey
Welcome ❤
አነስ ዘይተረደኤኒ ከመይ ማለት እዩ ንሓንቲ ፍረ ድዩ ወይስ ንሙሉእ ሓደ ክላስ አርዱኒ ዝተረደኤኹምገ
ንሓደ ሚትሮ ንጎኒ ንቁሞት ሓደ ሚትሮ ማለት እያ ትዛረብ ዘላ በቢ ደረጁ ወጉኡ ዝሽየጥ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😢
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓውና❤❤
ካሬ ማለት ክንደይ ሜትሮ እዩ ሸዊተይ
3ሓባ
የቀንየልና ሸዊተይ 🙏❤️
የቀንየልና ሸዊት ሓወይ❤❤❤
♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹💛♥️💛♥️💛♥️🙏
የቀንየልና ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሸዊተይ
💞💞💞💞💞💞🙏🙏🙏💊💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞💞
ሸዊተይ ካሬ ማለትስ ሓንቲ ሓባ ማለት ድዪስ ወይስ ንሓደ ክላስ ዝኣክል ማለት እዩ❤❤❤❤እስቲ መልስለይ❤❤❤
ካርዬ ማለት ሓደ ሚትሮ እዩ ዝመሰለኒ
@@ደሰታጓልሃገረትግራይ ❤❤❤
አብ አጉላዕ አብ ዉቆሮ እባ ገዛ ሰራሕና ዝገዛእ ብስሩሑ ወይም መሬት ዝሓወይ
ግን ናይ video ፅሬት ና ናይ ድምፂ አስተኻኽሉ
ሕራይ ሓፍተይ
በላጥ ዱዩ
Thank you marey ❤
ንሓደ ገዛ ክንደይ እዩ አብ ስደት
እኮ መሱዩና አቱም ስባት እፍፍ
ካሪ ማለት ሜትሮ ማለት ድይ
እወ
ካሬ ማለት ክንደይ ሜትር እዩ ሸዊት ሓወይ
ስላም እዘ ሓውይ እስቲ ኩረነስ ብላስትክ እናጀብስም ዋጋ ነገረና
አንታይ አዩ ንሓንቲ ድያ ዋላ ታይ አዩ ኣሽሓት ኣማኢቲ ዝብሃል ዘሎ ዋላ ስ ንሓደ ክላስ ዝወድአ ገርሙና ኮ በቃ ኣብ ስደት ክንበር ማለት ድዩ ሰብ አዙይ ወድዙይ ከማልአ 😔
ካሪ ማለት 1 ሜትሮ ማለት ድይ
እወ ሜትር ብሜትር
ዝደደልዮ ዝነበሪኩ የቀነይልና ሸዊተይ በሪትዒ
ሓወይ ኣነ ኩሉ ግዜ ይከታተለካ እንድየ ግን ዝኮነ ንመሸጣ ዝውዕል ክተምጽእ ከለኻ ንፁር ጌርካ ሕተቶም ኢኻ ካብኡ ለ ብጣዕሚ ናሕፀርካዮ ምስራሕካ ዘይቀርየካስ ብደምቢ ስራሕ
ሕራይ ግን እዞም ሰብ ንብረት እናኣበዩና ስለዝኾኑ እዩዋ ሕራይ ሓፍተይ ናትይ
@@shewitmultimedia ኦ እሺ ከምኡ ተኾይኑ ደኣ ሓወይ
❤❤❤
አነስ አይተረደአንን ናይ ሰራሚክ ነገር ብከመይ እዩ ወይስ ክንደይ ዝአክል ገዛ የስርሕ
ሸዊተይ😍😍😍
ችድ ሓሻዊ ዎሉፋስ
እወዶ?? የቐንየለይ ንሃናፃይ ምኽርኻ ብጣዕሚ ሓሪፍ comment እዩ ሂብካኒ ዘለኻ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንሓደ ድዩ ዋላ ንሓደ ገዛ ሙሉእ እዩ
ኣይተረደኣንን ንሓደ ሰራሚክ ማለት ድዩ ዝተረዳኣክምባ መልሰለይ
ካር ማለት ን ሓንቲ ማለት ደይ ማዕርይ
ዋዉ እቲ ዝደለኽዎ አምፂእኹምለይ ❤
ኣነውን ደሌ ኣለኹ ኣብ ከባቢ ሽረ እንተኾይኑ ብሓደ መፀዓና ዝከኣል እንተኾይኑ የቅንየለይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ታይ እዩ ካሬ🤔
መጀመርያ ባዕለይ
Wwwwwww💗💗💗💗💗💪💪💪
ሰላም ሓወይ ብጣዓሚ ኢና ነመስግን ንትገብሮ ኩሉ
ኣነ ደሌ ነይረ ንኩሉ ዝኸውን ንገዛ, ክሽነ ሽንት ቤት እንተላይ ንደረጃ ዝኸውን ናብ ሽረ ዝከኣል እንተኾይኑ
ይከኣል እዩ ሓፍተይ
ስልኪኻ ክትሸደለይ ትኽእል
0939535888 imo ወይ whatsapp
ሸወት ከመይ ሰብስክራይብ ግበረለይ ቀፅለሉ
የቀንየልና ክቡር ሓዉና ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
😢
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤