ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብሓቂ ሸዊታ ወዲ ጅግና
ክብረት ይሃበልና❤
የቐንየልና ጅግና ወዲ ጅግና ንሕዝብኻ መስዎእቲ ከፊልኻ 🙏🏻 እንኻዕ አምላክ አትረፈካ
ብትክክል ሃመዴ ፅቡቅ ሃላይ እዮ
Gobez shewity hawey enque nabzy absheka amelak. God bless and keep you safe Amen
ብጣዕሚ አየ ዘደንቀካ ተባዕ ባዓል መትከል ኢኻ ቀፅለሉ አለና ኣብ ጎንኻ
ጅግና ወዲ ቢተው ፍትው❤❤❤❤❤
ሸዊተይ ሓቐኛ ሰብ ❤❤❤
በመሰረቱ ከአብኡ ሐወቡኡ ዘወረሶ ስብእና እዬ ቀፅለሎ አየኻ ሕድጎት እዬ ዝዐቢ
ትግራይ ዝነበረ ተቃላሳይ ዝተጋደለ መንበሪ ሲኢኑ ይኽውን ካብ.ወፃኢ ተመሊስካ ምግዳል ግን 😳 ፉሉይ . Golden heart 😍❤🙏
ትክክል ኣለካ ነብሱ!
Shewitey Thanks for your service ❤❤❤❤
ይከኣሎ ዓርከይ ፅቡቅ ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ ወዲ በተው ናይ ኣብኡ ወሲዱ ኣብ ዓድና ሓደ ዛንታ ኣሎ ምስ ቢቶው በላይ ዝተተሓሓዝ ታይ ሞሲሉካ ቢቶው ኣብ ከባቢ 70ታት ኣብቲ ከባቢና ክፍለ ህዝቢ (08) ኮይኑ ተመዲቡ ህዝቢ እናለዓዓለ እናሃከወ ንቃለስ ኢሉ እንትናገር ክትቃለሱ እንተኮይንኩም ኣብ ቃልሲ ጥምየት ኣሎ፣ ድካም፣ፅምኢ፣ ዕዕርቃን፣ሞቁሰልቲ፣መስዋእቲ ኩሉ መከራ ተቀቢሉ ዝጋደል ይጋደል እዚ ኣይክእልን ዝበለ ኣይነገድድን ይብሎም እሞ ኣዘራርቡኡን ይኩን ፍትጛውበቱ ደስ ዝበሎም ክልተ ኣሕዋት ሰቡት መን ይበሃል ሽሙ ኢሎም ሓቲቶም ናብ ኣብጎኖም ዘለዉ ቢቶው ኢሎምዎም ጭርቆስ እምበር እዙይስ ኢሎም ጭርቆስ ማለቶም ታዎት ዓድና ስለ ዝኮነ ብጭርቆስ ይግለፅ ኔሩ ኣብቲ ከባቢይ ብለካ። እዚ ታሪክ ኣብኡ ይፈልጣዶ ኣይፈክጣን ሕተተለይ ኢካ?
እታ ርእሲ እንዶ ኣስተኻኽልዋ ትካል ኣይሸጠን ካብ ወፃእ መፅዩ ኣይተጋደለን:: መነባብርኡ ኣ.ኣ ነይሩ ካብ ኣ.ኣ ተጋዲሉ ኣኸለ ሰነድ ስለዝኾነ ኣይተመራስሕዎ:: እንተ ግን ክብሪ ግን ኣብ ቦትኡ እዩ::❤
ጀግና
ሸዊተይ ጅግናን ጻዕራምን ጠንካራን ኢኻ ሶ ኣዝየ እየ ዝፈትወካን ዘክብረካን❤
❤❤
ብሓቂ ሽዊታ ጀግና 🥰
ለባም ሰብ፣ በርትዕ። ናይ ትግራይ ነገር መሕዘኒ ዩ።
❤❤🎉
I from Eritrea senafe he is smart man ❤❤💙💙
ክብረት ይሃበልና ሓዉ❤
❤❤❤ ጅግና ወዳ ጀጋኑ ፈታዊ ዓዱ
❤❤❤
ጅግና TDF❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መቅረቢ ታርጌት ንፉዕ ኢካ የቀንየልና ሕማቅ ንዝዛረቡ ብሓሳብ እለዮም ከምዚ ኣይኮነን እናበልካ ሓቂ ዝኮነ ሓቂ ጌጋ ዝኮነ ውን ጌጋ ንምባል እየ።ንሸዊት ምቅራብካ ደስባሃሊ እዩ።ሽዊታ ኩሉ ዝርደኦ ጅግና እዩ።
❤❤ክብረት ይሃበልና
❤❤❤❤❤❤
ሽዊት ቢተው ለባም ተቓላሳይ ዝገርም ተወፉይነት ንዓድ ንህዝቡን መዘና ኣልቦ ካብ ወፃኢ መፅዪም ዝተቓለሱ ፉሉይ ክብሪ ይግበኦም ብአየይ ንዙ ጅግና ንሻን ይሽልሞ ❤🙏
ጀግና ❤❤❤❤
ጠፊኡ ነይሩ እንኳዕ ብሰላም ተመለሰሰለምንታይ አብ ሐዚ ዘሎ ፓሎቲካንሓዱሽ ወለዶ ዘይቀሳቅስንምንታይ ድዩ ተቃሊሱጭቆና ካብ ውሽጢ ይኩን ካብ ደገ ሓደ እዩ !!!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጆግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ክብረት ይሃበልና❤❤
ጅግና ወዲ ጅግና ኢካብኒ ጉጅለ አደመ ሰንኪ ዝተፈጠረ ጦርነት ክንደይ ንዓዶም ተስፋ ዝኮኑ መንአሰይ ሲኢና እያ ትግራይ ጨሪሳ ከይትሓዝን ንስካን ከማካን ዝበሉ ጀጋኑ ካብ ብሱል ጥሬ ዝተረፍኩም እንኳዕ አምላክ ንደሓር በለካ ዝሐለፈ ሐሊፉ አሎ ከምዚ ዓይነት ዳግም አብ ህዝብኩም ንከይድገም ብሐሳብ ጠንቂርኩም ክትቃለሱ አለኩም ።
ኣደመ ምናምን ዝብል እካ ኣገዳሲ ኣይኮነን ዋ ምክንያቱ ዘረኝነት ጎጥነት ስለዝኮነ ከምኡ ዝበሉ ንከይወጹ ግን ህዝቢ ባዕሉ ክድግፎም ኣይካኣሎን ዝኮነ ነገር ሰሪጽዎ እዩ ናብ ሓደ ዓይነት ጥራሕ ዘርኢ ከምፈረስ ኩሉ ህዝቢ ንለውጢ እንተዝላዓይል እዩ ግርም ነይሩ። ለውጢ የድልዮ ህዝቢ።
ከማኻ አይነት መናእሰይ ክሪኢ ተለኹ ተስፍ ይርአየኒ
ደቂ ሰረቂቲ
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Shewit gets gna tarika mis natey temesasuluni
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
ኣቡኡ ቢተው በላይ ብግእዝይና ታኣሲሩ ተፈሪድዋ። ሸዊት ስራህ ሰሪሁ ዘይፈልጥ አቡኡ ብሰረቆ ሃፍታም ኮይኑ😮 ኩሎም ደቒ ሰበ ስልጣናት ሚሊየነራት ክኾኑ እንተለዉ ደቂ ድኻ ትግራዋይ ተወዲኡ😢😢መህዘኒ እዩ😢
ቲሽ
ጉጅለ አደመ
ብሓቂ ሸዊታ ወዲ ጅግና
ክብረት ይሃበልና❤
የቐንየልና ጅግና ወዲ ጅግና ንሕዝብኻ መስዎእቲ ከፊልኻ 🙏🏻 እንኻዕ አምላክ አትረፈካ
ብትክክል ሃመዴ ፅቡቅ ሃላይ እዮ
Gobez shewity hawey enque nabzy absheka amelak. God bless and keep you safe Amen
ብጣዕሚ አየ ዘደንቀካ ተባዕ ባዓል መትከል ኢኻ ቀፅለሉ አለና ኣብ ጎንኻ
ጅግና ወዲ ቢተው ፍትው❤❤❤❤❤
ሸዊተይ ሓቐኛ ሰብ ❤❤❤
በመሰረቱ ከአብኡ ሐወቡኡ ዘወረሶ ስብእና እዬ ቀፅለሎ አየኻ ሕድጎት እዬ ዝዐቢ
ትግራይ ዝነበረ ተቃላሳይ ዝተጋደለ መንበሪ ሲኢኑ ይኽውን ካብ.ወፃኢ ተመሊስካ ምግዳል ግን 😳 ፉሉይ . Golden heart 😍❤🙏
ትክክል ኣለካ ነብሱ!
Shewitey Thanks for your service ❤❤❤❤
ይከኣሎ ዓርከይ ፅቡቅ ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ ወዲ በተው ናይ ኣብኡ ወሲዱ ኣብ ዓድና ሓደ ዛንታ ኣሎ ምስ ቢቶው በላይ ዝተተሓሓዝ ታይ ሞሲሉካ ቢቶው ኣብ ከባቢ 70ታት ኣብቲ ከባቢና ክፍለ ህዝቢ (08) ኮይኑ ተመዲቡ ህዝቢ እናለዓዓለ እናሃከወ ንቃለስ ኢሉ እንትናገር ክትቃለሱ እንተኮይንኩም ኣብ ቃልሲ ጥምየት ኣሎ፣ ድካም፣ፅምኢ፣ ዕዕርቃን፣ሞቁሰልቲ፣መስዋእቲ ኩሉ መከራ ተቀቢሉ ዝጋደል ይጋደል እዚ ኣይክእልን ዝበለ ኣይነገድድን ይብሎም እሞ ኣዘራርቡኡን ይኩን ፍትጛውበቱ ደስ ዝበሎም ክልተ ኣሕዋት ሰቡት መን ይበሃል ሽሙ ኢሎም ሓቲቶም ናብ ኣብጎኖም ዘለዉ ቢቶው ኢሎምዎም ጭርቆስ እምበር እዙይስ ኢሎም ጭርቆስ ማለቶም ታዎት ዓድና ስለ ዝኮነ ብጭርቆስ ይግለፅ ኔሩ ኣብቲ ከባቢይ ብለካ። እዚ ታሪክ ኣብኡ ይፈልጣዶ ኣይፈክጣን ሕተተለይ ኢካ?
እታ ርእሲ እንዶ ኣስተኻኽልዋ ትካል ኣይሸጠን ካብ ወፃእ መፅዩ ኣይተጋደለን:: መነባብርኡ ኣ.ኣ ነይሩ ካብ ኣ.ኣ ተጋዲሉ ኣኸለ ሰነድ ስለዝኾነ ኣይተመራስሕዎ:: እንተ ግን ክብሪ ግን ኣብ ቦትኡ እዩ::❤
ጀግና
ሸዊተይ ጅግናን ጻዕራምን ጠንካራን ኢኻ ሶ ኣዝየ እየ ዝፈትወካን ዘክብረካን❤
❤❤
ብሓቂ ሽዊታ ጀግና 🥰
ክብረት ይሃበልና❤
ለባም ሰብ፣ በርትዕ። ናይ ትግራይ ነገር መሕዘኒ ዩ።
❤❤🎉
I from Eritrea senafe he is smart man ❤❤💙💙
ክብረት ይሃበልና ሓዉ❤
❤❤❤ ጅግና ወዳ ጀጋኑ ፈታዊ ዓዱ
❤❤❤
ጅግና TDF❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መቅረቢ ታርጌት ንፉዕ ኢካ የቀንየልና ሕማቅ ንዝዛረቡ ብሓሳብ እለዮም ከምዚ ኣይኮነን እናበልካ ሓቂ ዝኮነ ሓቂ ጌጋ ዝኮነ ውን ጌጋ ንምባል እየ።
ንሸዊት ምቅራብካ ደስባሃሊ እዩ።
ሽዊታ ኩሉ ዝርደኦ ጅግና እዩ።
❤❤ክብረት ይሃበልና
❤❤❤❤❤❤
ሽዊት ቢተው ለባም ተቓላሳይ ዝገርም ተወፉይነት ንዓድ ንህዝቡን መዘና ኣልቦ ካብ ወፃኢ መፅዪም ዝተቓለሱ ፉሉይ ክብሪ ይግበኦም ብአየይ ንዙ ጅግና ንሻን ይሽልሞ ❤🙏
ጀግና ❤❤❤❤
ክብረት ይሃበልና❤
ጠፊኡ ነይሩ
እንኳዕ ብሰላም ተመለሰ
ሰለምንታይ አብ ሐዚ ዘሎ ፓሎቲካ
ንሓዱሽ ወለዶ ዘይቀሳቅስ
ንምንታይ ድዩ ተቃሊሱ
ጭቆና ካብ ውሽጢ ይኩን ካብ ደገ ሓደ እዩ !!!
ክብረት ይሃበልና❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤🎉
ጆግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ክብረት ይሃበልና❤❤
ጅግና ወዲ ጅግና ኢካ
ብኒ ጉጅለ አደመ ሰንኪ ዝተፈጠረ ጦርነት ክንደይ ንዓዶም ተስፋ ዝኮኑ መንአሰይ ሲኢና እያ ትግራይ ጨሪሳ ከይትሓዝን ንስካን ከማካን ዝበሉ ጀጋኑ ካብ ብሱል ጥሬ ዝተረፍኩም እንኳዕ አምላክ ንደሓር በለካ
ዝሐለፈ ሐሊፉ አሎ ከምዚ ዓይነት ዳግም አብ ህዝብኩም ንከይድገም ብሐሳብ ጠንቂርኩም ክትቃለሱ አለኩም ።
ኣደመ ምናምን ዝብል እካ ኣገዳሲ ኣይኮነን ዋ ምክንያቱ ዘረኝነት ጎጥነት ስለዝኮነ
ከምኡ ዝበሉ ንከይወጹ ግን ህዝቢ ባዕሉ ክድግፎም ኣይካኣሎን ዝኮነ ነገር ሰሪጽዎ እዩ ናብ ሓደ ዓይነት ጥራሕ ዘርኢ ከምፈረስ ኩሉ ህዝቢ ንለውጢ እንተዝላዓይል እዩ ግርም ነይሩ። ለውጢ የድልዮ ህዝቢ።