ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም❤
Long live ma beloved brother priest Halefom God bless you .
አሜን አቦና ቃል ሂወት የስምዓልና :አምላክ ጸጉኡ የብዛሐልኩም 🙏ነዞም ዓይኖም ብጨው ሐጺቦም ነቦታትና ፍትሒ ጎደለ ድካ ተበደለ ስለ ዝበሉ ታሃድሶ እዮም ኢሎም ዘይ ሽሞም ዝልጥፍሎም ዘለዎ:እሳቶም እዮም ነአቦና ኪሒዶም ን16ዓመት አብ ማሕዩር ከም ዝዓርፉ ዝገበሩ :ስለዚ መን እዩ እቲ ካሐዲ :ዓስቢ ተግባራቶም እቲ ኩሉ ዝክእል አምላክ ክፈድዮም እዩ:ፍትሒ ንህዝብናን አቦታትና ✝️✝️✝️✝️🙏🙏🙏
ጽብቕ መግለጺ።
Amlak Mhretu yewrdelna 💒🙏🏽
ኣሜን ቃለ ህይወት ይስማዕን ኣቦና።❤❤
አቤና ምሕረት። የዌሬደልና። ብጰሌትክም። አሜን🙏🏽🙏🏽🙏🏽✝️
Amen kale hiwet yesmealna. Xbuk meglexi
Amen amen amen💙💙💙💙
Powerful and reapectfull
እዚ ስርዓት'ዚ ንኩል ሕብረተሰብ ኤርትራ ሰላም ከሊእዎ። ኦ ልዑል ኣምላኽና ምሕረትካ ፈንወልና። ካብ ሃይማኖትና ዘጥፍኡ ስርዓታት ባዕልኻ ሓልወና። ኣሜን!
ኣምላኽ ኣብቃላትኩም አብ መዓልታዊ እዮኹምን ይስመር!ኣሕዋት ቀሺ ሓለፎም ምስ አቶ ሄኖግ
❤❤
ሄኖክ ምስ ኣቦና ሰላምቀጺለ ብዛዕ እዛ ሰብ ኮነ ኢላዝተላኣኸቶ እያ ትገብር ዘላተላኢኻ ከምዝመጸት ባዕላዘምጸአቶ መልእኽቲነቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ደገ ዝነበረ ናይ ሻዕብያ ዉዳበታትማለት ከም 4ይ ግምባርሓደ ልቢዋልታ ወዘተ ዝኣምሰሉ ካብ ሕጂ ንደሓር ክፈርስ ምኻኑመልእኽቲ ኣማሓላሊፋ ኣላሰለዚ ብሲስተም ከም ኣወል ሲዒድኣምባሳደር ኮይና ኣላ
አሜን
ሄኖክ ምስ ጋሻኻ እቃዕ ብደሓን መጻኻ ብዛዕባ ደገፍቲ ህግደፍ ንዘይፈልጠኩም በልዎም እዛ ኣተዓባቢኣ ዝበደላ ስዲ ሰበይቲ ተዛሪባ ኢሎም ዝዛረቡ ካቡኡ ንላዕሊ ዝገብሩ ጳጳሳትን ኣቕሺሽትን እንዶ ኣየለዉን ንኹቡር ኣቦና ካህናትናን እንዶ ተሃድሶ ኢሎም ኣየዋረድዎምን ኩቡር ኣቦና ኣብ ማሕዩር ሞይቶም ንምንታይ ዓገብ ዘይበሉ ኣምሰሉታት ኢዮም ።
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Nai bhaki aboi. Qshe
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Yeqeniyelna abona,,,,
Qal. Hrwt. Ysmelna
ጨለ ዘረባ፡ግን ክሕደት ኣብ እምነት ከ ምስ ምንታይ ኢና ክቆጽሮ፡
❤❤❤❤
ምስ ምሉእ ኣኽብሮት፡እታ ምስ ሲኖዶስ ተፈላልየኩም ትኽ ኢልኩም ዝይትዛረብዋ።ኣብ 3 ስላሴን ንጽህና ድንግል ማርያምን ኢዩ እቲ ፍልልይ።ኣብዚ እስከ ተዛረቡ
ሕቶ ሓደ ቀሺ ኣብ ኣለና ዋልታ ሃገር ቀሪቦም ንሞኒካ ድሕሪ ምግሳጾም ከምዚ ይብሉ"ነቶም ግብረሶዶም ዝፈጸሙ መንግስቲ ግቡእ ስጉምቲ ወሲዱሎምዩ" ኣብ ዘይትፈልጦ ነገር ያ ሞኒካ ተዛሪባ ይብሉ አነ ታይ ርእይቶ ኣለኩም
እዚህ ንኹሉ እንታይ ዚቲኒኺፍዩ ኩለን ቢሕጊ ይቲሓዚ ይቲሓበር።ኒፖታካን ነክ ህግድፍ ንእእዉል ሲዒድ ወለደወወ
Entay kitigebir keyida eza hasawit
እዞም ክትሰምዑ ት ኣትዉ ብፍላይ እቶም ደለይቲ ፍትሒ ላይክ ጌርኩም ዘይት ኣትዉ! እንታይ ዝክፈሎ ኮይኑ
ሓሰውቲ ብስም ኣምላክን ኣብ ገዳማት ዘለው ኣባታትን ኣዴታትን ሸቀጥ ጠጠው ይባልይ 👎👎👎👎👎👎
Ati kemey zibeluki lokmegna gesret , memlekit welentawit barya,,,,
LeLTy. ny. sekriko
❤❤❤❤❤
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም❤
Long live ma beloved brother priest Halefom God bless you .
አሜን አቦና ቃል ሂወት የስምዓልና :አምላክ ጸጉኡ የብዛሐልኩም 🙏ነዞም ዓይኖም ብጨው ሐጺቦም ነቦታትና ፍትሒ ጎደለ ድካ ተበደለ ስለ ዝበሉ ታሃድሶ እዮም ኢሎም ዘይ ሽሞም ዝልጥፍሎም ዘለዎ:እሳቶም እዮም ነአቦና ኪሒዶም ን16ዓመት አብ ማሕዩር ከም ዝዓርፉ ዝገበሩ :ስለዚ መን እዩ እቲ ካሐዲ :ዓስቢ ተግባራቶም እቲ ኩሉ ዝክእል አምላክ ክፈድዮም እዩ:ፍትሒ ንህዝብናን አቦታትና ✝️✝️✝️✝️🙏🙏🙏
ጽብቕ መግለጺ።
Amlak Mhretu yewrdelna 💒🙏🏽
ኣሜን ቃለ ህይወት ይስማዕን ኣቦና።❤❤
አቤና ምሕረት። የዌሬደልና። ብጰሌትክም። አሜን🙏🏽🙏🏽🙏🏽✝️
Amen kale hiwet yesmealna.
Xbuk meglexi
Amen amen amen💙💙💙💙
Powerful and reapectfull
እዚ ስርዓት'ዚ ንኩል ሕብረተሰብ ኤርትራ ሰላም ከሊእዎ። ኦ ልዑል ኣምላኽና ምሕረትካ ፈንወልና። ካብ ሃይማኖትና ዘጥፍኡ ስርዓታት ባዕልኻ ሓልወና። ኣሜን!
ኣምላኽ ኣብቃላትኩም አብ መዓልታዊ እዮኹምን ይስመር!
ኣሕዋት ቀሺ ሓለፎም ምስ አቶ ሄኖግ
❤❤
ሄኖክ ምስ ኣቦና ሰላም
ቀጺለ ብዛዕ እዛ ሰብ ኮነ ኢላ
ዝተላኣኸቶ እያ ትገብር ዘላ
ተላኢኻ ከምዝመጸት ባዕላ
ዘምጸአቶ መልእኽቲ
ነቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ደገ ዝነበረ ናይ ሻዕብያ ዉዳበታት
ማለት ከም 4ይ ግምባር
ሓደ ልቢ
ዋልታ ወዘተ ዝኣምሰሉ ካብ ሕጂ ንደሓር ክፈርስ ምኻኑ
መልእኽቲ ኣማሓላሊፋ ኣላ
ሰለዚ ብሲስተም ከም ኣወል ሲዒድ
ኣምባሳደር ኮይና ኣላ