gere emun Part 51

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
  • ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና

ความคิดเห็น • 892

  • @danidanghirmayslij168
    @danidanghirmayslij168 4 ปีที่แล้ว +372

    ብሩክ ሰንበት ይግበርላና። ጾምና ኣጀሚሩ ብሰላም የፈጽመና። ፈተውቲ ዘርኣብሩክ ለምለም ዓይነይ like

  • @sofiakiar7990
    @sofiakiar7990 4 ปีที่แล้ว +138

    እልልልልልልል ብናፍቆትኩም ሲ ሞይተ ቐነ. እንቃዕ ብደሓን መጻኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤩🤩🤩🥰🥰🥰🥰

    • @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
      @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት 4 ปีที่แล้ว +3

      Sofia Kiar 🤓😘😘😘😘ዎላ ኣነ

    • @sofiakiar7990
      @sofiakiar7990 4 ปีที่แล้ว +2

      @@ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት 😂😂👍👍👍👍

    • @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
      @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት 4 ปีที่แล้ว +2

      Sofia Kiar የስሕቅ ድዩ ኽይኑ🤓😹😹😹😹🤗🤗🤗

    • @sofiakiar7990
      @sofiakiar7990 4 ปีที่แล้ว +4

      @@ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት ኣቲ ዳሓን እንቃዕ ጥራይ ብ ናፍቖቶም ከይሞትና መጹና ነቲ ዝሓለፍ ክፍላት እየ ኮ ክደጋግሞ ዝውዕል

    • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
      @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว +1

      💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜

  • @zakientertainment3966
    @zakientertainment3966 4 ปีที่แล้ว +125

    ብዘይ ኣያ ዘርኣብሩኽ መቀረት የብላን እዛ ፊልም like ግበሩለይ

  • @ሳሚወዲተወልደ
    @ሳሚወዲተወልደ 4 ปีที่แล้ว +253

    ከምዚ ከማይ ኣደኹም ዝናፍቁም እስኪ like
    ኣርጊጽኩሙኒ ሕለፉ ቡሩኽ ምጅማር ጾም ከኣ
    ይግበረልና

  • @hiwetabiel2731
    @hiwetabiel2731 4 ปีที่แล้ว +461

    እስቲ ኢድነቅቲ ኣያ ዘረኣብሩኽ Like ርግጹ

  • @galtigray6523
    @galtigray6523 4 ปีที่แล้ว +41

    ዋውው እንኳዓ ሰላም መፃእኹ ብሩኸ ዕለተ ሰንበት ይግበረና ኣሜን🙏🙏🙏አስቲ ኣያ ዘብረኣብሩኽ ብምምላሱ ዝተሓጎስኹም 👍👍👍👍👍👍

  • @ወዲሽረሓልል
    @ወዲሽረሓልል 4 ปีที่แล้ว +595

    ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም
    ኣብ ሂወትኩም ሙሉእ
    ጥዕና ኣብ ስራሕኹም
    ኣሳልጦ ኣብ ስደት ዘለኹም ስደትኩም ኣብቂዑ ምስ ስድራኹም ክትራኸቡ ይምነየልኩም ብሩኽ ሰንበት ደቅታ ሓላል ትግራይ Like ርገፁኒ ❤💛👌🙏🙏🙏

    • @ፍቕሪእዩጡዑም
      @ፍቕሪእዩጡዑም 4 ปีที่แล้ว +2

      Amen 3 nkulena muqurey

    • @iloveyoumama7755
      @iloveyoumama7755 4 ปีที่แล้ว +1

      እሜን እሜን ለሁላችንም ይሁን

    • @lloveyoutigray4348
      @lloveyoutigray4348 4 ปีที่แล้ว

      Amen amenn amenn mar

    • @kulamulu.50
      @kulamulu.50 4 ปีที่แล้ว

      ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ
      th-cam.com/video/P5rPdon1HNU/w-d-xo.html

    • @haylehayle7076
      @haylehayle7076 4 ปีที่แล้ว +1

      👉♥️♥️🙏

  • @ዕባይመይዳሽምጣ
    @ዕባይመይዳሽምጣ 4 ปีที่แล้ว +24

    ሰናይ ሰንበት 😍😍😍ፆመ ሐወርያ ብሰላም ኣጀምሩ ብሰላም ያወድአና አሜን እንዳ ገሬ እሙን ተዋሳእቲ እንኳዕ ድሕና መፃእኹም 💐💐💐💐

  • @stigheghebreyesus
    @stigheghebreyesus 4 ปีที่แล้ว +23

    ለምለም ዓይነይ ጽብቅቲ ሽርበ ብጣዕሚ ኢኺ ሽኮሪና ስፋር ማይ ጥጥቆ ሰባይ ሰፋራይ ሓሪጭ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @alemhabibi5417
    @alemhabibi5417 4 ปีที่แล้ว +72

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልኩም ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም ተጋሩ ኣድነቅቲ ቤቲ እስኪ Like ግርጭዉ

    • @ahmedibrahim9014
      @ahmedibrahim9014 4 ปีที่แล้ว

      Tegaru teblu Alekum mish kab lomi subscribe yelan wiegin

  • @cheliechelitey3109
    @cheliechelitey3109 4 ปีที่แล้ว +193

    ካብ ኤርትራዊ ሓወኹም ዘርኣብሩኽ ዓይነይ እንቋዕ ድሓን መጻኻና ።

  • @yibrahokubay6662
    @yibrahokubay6662 4 ปีที่แล้ว +45

    Welcome ገሬ እሙን ሕጂ ግርም ተቀይመልኩም እየ ነይረ እትምንታይስ ዘብራኣብሩኽ ኣይነይ ካብዛ ፊልም ታኣልዩ ምስ ሰማዓኹ ሕጂ ግን ልላይ ንፉዓት ባሓቂ ካብ ገረቤትኩም ኤርትራዊ።

  • @ምንባርንዘለካምፍቃር-ፈ7ቘ
    @ምንባርንዘለካምፍቃር-ፈ7ቘ 4 ปีที่แล้ว +108

    ዘብርኣብሩክ ቀመም ገሬ እሙን እዩ ። ትሳማምዑ ስከ ላይክ ግጨዩኒ 💓

  • @frefer7772
    @frefer7772 4 ปีที่แล้ว +163

    አነሰ ከመይ ዝበለ ,ዕድል አዩ ላይክ ተዋሂበ ዘይፈልጥ

  • @kokobkahsay5115
    @kokobkahsay5115 4 ปีที่แล้ว +35

    ዘራብሩክ ዓይነይ እንቋዕ ድሓን መጻኻ......ጽፍሪ ቤቲ ሃይላይ ግን ይተሓሰበሉ

  • @tigrayadey7559
    @tigrayadey7559 4 ปีที่แล้ว +27

    ደቂ ዓደይ ማዓራት ትግራይ ዓደይ ከመይ ኣላ? ኮሮና ድማ ካብ ምድረ ዓለም የጥፈአልና ኢትዮጵያ ዓድና ስደተኛታት ደቅኪ ኣክብና ዉይ ግን ኣነ ዘፍረሐኒ ካም ኣቦይ ዘብረኣቡሩክ ጠማዕ ቆፃሪ እንጀራ፣ዓቃኒ ሊጥ ስብኣይ ከየሁሉዉን ካብ ክራይ ገዛ ዘረባን

  • @ጋልትግራይ-ጨ9ቘ
    @ጋልትግራይ-ጨ9ቘ 4 ปีที่แล้ว +23

    ዋይ በኡኖት ዘብረኣብሩኽ ዓነይ ዘይብሉስ ኣይረአ ግርማ ዛድራማ እዩ

  • @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
    @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 4 ปีที่แล้ว +28

    ዘርኣብሩኽ ዓይነይ ቅመም ገሬ እሙን ኣምላኽ ኣቦይ ከም ዘርኣብሩኽ ቆፃሪ እንጀራ ሰብኣይ ኣይትሃበኒ ክክክ

  • @ጓልዘርኢራያትግራይ
    @ጓልዘርኢራያትግራይ 4 ปีที่แล้ว +120

    ዘርኣብሩክ ብምምፅኡ ዝተሓጎስኩም like 👈❤❤ዘጌ ዓይነይ

  • @bere81
    @bere81 4 ปีที่แล้ว +79

    Kkkk "ከም ለምለም ዓይነይ ዝበለት ባዓልቲ-እንዳ ኣይርከብን፥ ወቅኒ ዝኾነት ኢያ።" ወርቂ ማለት ዲዩ? joker !
    ብዝኾነ ጽቡቕ ሓሳብ ።ንኡድ ስራሕ። ናይ 2 ሰሙን ዕርፍቲ ብኸመይ ከዛምድዎ ኢዮም ክብል ቀንየ።ዘርኣብሩኽ ናብ ማይጨሎት ከምዝኸደ ፡ 2 ሰሙን ከምዝተሓጽበ ጌርኩም ናብ ንቡር ስራሕ ተመሊስኩም። ነታ ክንዲ ፍረ-ኣድሪ ተዃሪኹማ ዝነበትኩም ካኣ ኣብ ሞንጎ ስድራቤት ግጭት ከምዝፍጠር ግን ካኣ ብቐሊል ከምዝፍታሕ ነጊርኩሙና ። ወርቂ ሓሳብ ብሉጽ ስራሕ።

    • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
      @egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 ปีที่แล้ว +2

      Nay behaki Msaka aleku habibi

    • @alicopt4161
      @alicopt4161 4 ปีที่แล้ว +2

      ንስኻ'ውን ፅቡቕ ገሊፅካዮ።

    • @fiorinatu7330
      @fiorinatu7330 4 ปีที่แล้ว

      Bhaqi zblae zereba eya tnx tebareki 💚💛❤💙

  • @iloveyoumama7755
    @iloveyoumama7755 4 ปีที่แล้ว +16

    ስላምች ይብዛልኝ ሁሉም ተጋሩ ዋኒ ስወዳች እግዚአብሔር ከእናንተ ጋር ይሁን ሁሉም ተጋሩ ጀጋኑ አክሱም ማርያም ትጠብቃች ወለላታት

  • @borntodie6459
    @borntodie6459 4 ปีที่แล้ว +17

    ዋውውው እንኳን ብደሓን መፃኩ ገሬ እሙን ሽኮሪናታት ብጥዓሚ እዮ ዝፈትወኩም ካብ ትግራዋይ ሓውኩም ተወላዲ ኣዲስ አበባ ድማ ሰብስክራይ ግበሩና እምበር ኣይትሰስኡ

  • @filimondawit3239
    @filimondawit3239 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣቦይ ዘርኣብሩኽ ዕድመን ጥዕናን እስከ ይሃበለይ ፡ጸጊቡ ኢዩ ለምለም ዓይነይ

  • @kibrombrhane6589
    @kibrombrhane6589 4 ปีที่แล้ว +95

    Esti Adnekti Aya Zebreabruk Ms all family esti like habu ley.

  • @selamtube-vr8sz
    @selamtube-vr8sz 4 ปีที่แล้ว +8

    ዋይ ኣታ ኣያ ዘርኣብሩኽ ከምኣ ኢሎም እንየው ዋይ መርዓ ኣሕሊፍኩም ዲኹም ያ ክክክክክ

  • @mdinaal7283
    @mdinaal7283 4 ปีที่แล้ว +1

    Btaemi Des bhalti srahkum ewun Des bhali ketsilulu mukurat deki halal merat tegaru selamin tienan snitn rahwan yebzehelina fetari ftuwatey💕💕💕👌👌👌👍👍👍😍😍😍

  • @ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ
    @ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ 4 ปีที่แล้ว +12

    ኣያ ዘብረኣብሩኽ እንካዕ ብድሓን መጻኩም ብሩኽ ምጅማር ጾም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና 🇪🇹💘🇪🇷⛪️⛪️

  • @kidugalitigray4751
    @kidugalitigray4751 4 ปีที่แล้ว +16

    *ዘብራአብሩክ ዓይነይ እንካዕ ዳሓን መፃካ ግሪማ ጌሬ እሙን እካ ብዘይ ብአካስ ከመይሲ ትጥዕም comedy*

  • @selamgebray4536
    @selamgebray4536 4 ปีที่แล้ว +11

    Zerabruk ms raku kem lomi tehagisen ayfeltn grma nayza filim btami eye zfetwrka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @iattbirehanaragey3183
    @iattbirehanaragey3183 4 ปีที่แล้ว +38

    እንዳ ገሬ ዓይነይ መፅክሙለይ ዶ ከማየይ ትግራዋይ ብምካኑ ብቻ ዝሕጎስ እስከ ኢዱ ንላዓሊ ዕድመን ጥዕናን ን እንዳ ገሬ እሙን ተሳተፍቲ ብምለአክሙ & ንተካታተልቲ ገሬ እሙን ብምለአክሙ ❤

  • @vanathe9396
    @vanathe9396 4 ปีที่แล้ว +7

    ዋው እንካዕ ብሰላም መፃኩም ሕቡያተይ እስኪ ከምዚ ከማይ ዝናፈቆም like ጠውቁና ጅምዒት ኣጥኒስካያ ቅቅቅ

  • @makimaki1677
    @makimaki1677 4 ปีที่แล้ว +21

    አምላክ ካብዚ ሕማቅ ሕማም ይሓልወና ደቂ ዓበይቲ

  • @yonaszerabruk6644
    @yonaszerabruk6644 4 ปีที่แล้ว +18

    Welcome back ,From Eritrea❤🇪🇷🇪🇷

  • @robelberihu2728
    @robelberihu2728 4 ปีที่แล้ว +60

    ዳኒኤል ወደይ ይኣኽለካ ጸጊብካ ኢኻ ዘርኣብሩ ማለት ኮ ዓንዲ ገርየ እሙን ገጸ ባህርያት እዩ ::😂😂😂😂👍🇪🇷

  • @salamadgo6073
    @salamadgo6073 4 ปีที่แล้ว +15

    ዘብረ ኣብሩክ ዓይነይ ድቓስ ኣቢኒ ካብ ዝብሉስ ድቓስ ኣቢኒ

  • @tediebuyebuy4543
    @tediebuyebuy4543 4 ปีที่แล้ว +87

    እስኪ ነያ ዘብራኣቡሩክ ዓባይ ላይክ ስቀጥለም

    • @KhanKhan-wb1fs
      @KhanKhan-wb1fs 4 ปีที่แล้ว

      እንካዕ ብሰላም መፃኩም ብሩክ ሰንበት ይግበርልና እሕዋተይ

  • @ትግራይዓደይምሰበልኩአንድ
    @ትግራይዓደይምሰበልኩአንድ 4 ปีที่แล้ว +11

    ክክክክክክክ .ኣያ ዘብራኣብሩክ አንካዕ ብሸላም መፃአኩም አንዳ ገሬ አሙን ዝናፍቆምዋም አሲኪ አግርጭው አብሊኒ

  • @ፀጉሸፈታዊትኩሉ
    @ፀጉሸፈታዊትኩሉ 4 ปีที่แล้ว +37

    መቀረት ዳ ገሬ ኣያ ዘራኣውርክ👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌ቋዕ ብሰላም መፃኩም ሰከ👌👌👌✋✋✋🙄🙄🙄🙄ላይክ ከኣ ዋ 😘😘😘😘😘😘😘

    • @Hopeisvisson
      @Hopeisvisson 4 ปีที่แล้ว +2

      50 seb subscribe terefenani alewa emo haye th-cam.com/video/LTAeDPGficU/w-d-xo.html

    • @fenkiljougar6052
      @fenkiljougar6052 4 ปีที่แล้ว

      ጸጊሸይ ዝረውኣ ምጥረይ የኔ ፈጣጣ

  • @asmayttesfaldet2559
    @asmayttesfaldet2559 4 ปีที่แล้ว +14

    ኤርትራዊት አዩ፡ደስዝብለኒ፡ትግርጛኹም ላዛኹም ዘይምቅያርኩም ደስ ዝብለ

  • @Tmsgenamlak
    @Tmsgenamlak 4 ปีที่แล้ว +23

    ሕጂ መቅራ ዘረኣብሩክ ደለዋ

  • @gereziherhruy1771
    @gereziherhruy1771 4 ปีที่แล้ว +19

    ብዘይ ዘውራኣብሩክ ኣይጥዕምን

  • @shewitemnet7254
    @shewitemnet7254 4 ปีที่แล้ว +15

    ክክክክክክ ኣያ ዘብራኣብሩክ ደራሲ ኮይኖም ኣነ ግን ገጢመያ እየ ነይረ መባኣሲትኩም ዋ ግን እንዃዕ ዳሕና መፃኩም ናብ ምዕራፍ ክልተ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🙌🙌🙌

  • @daniya4773
    @daniya4773 4 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ኣታ ምዓንጣይ ቆሲለ ኣያ ዘብርኣብሩክ ብስሩ ከይቀርዩ ኣየኩም ናትና

  • @ወይኩንፈቃዲከ
    @ወይኩንፈቃዲከ 4 ปีที่แล้ว +63

    ንመላእ ተጋሩ መጥምቀ የዉሀንስ ካብ ኩፉእ ሓደጋ ይሰዉርኩም አሕዋት ሰላም ከመይ ዊዒልካትኩም አታ ሓደ ምኻን ምጥዓሙ ዘረአቡሩኽ ይነይ እንካዕ መፃእኩም ብዘይ ዘራቡሩኽ ዓይነይ መስዩ አይዉጋሕ

    • @kulamulu.50
      @kulamulu.50 4 ปีที่แล้ว

      ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ
      th-cam.com/video/P5rPdon1HNU/w-d-xo.html

    • @michaelmebrahtomm530
      @michaelmebrahtomm530 4 ปีที่แล้ว

      Gnayyy,Eritrawyan ke zeytbll 🌶🌶😁

    • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
      @egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 ปีที่แล้ว

      AMEN AMEN AMEN

    • @frefer7772
      @frefer7772 4 ปีที่แล้ว

      አሜን

    • @a.g751
      @a.g751 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

  • @debesayzeray6130
    @debesayzeray6130 4 ปีที่แล้ว +2

    ኡፍፍፍ ተመስገን እንቃዕ ከምዚኣ በልኩም ማራ ታሓጊሰ ኣያ ዘርኣቡሩኽ ዓይነይ

  • @bvshehhdd1458
    @bvshehhdd1458 4 ปีที่แล้ว +14

    እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ብድሓን መፃኩም ኩሎኩም አብ ሰደት ዘለኩም አሕዋተይ ብሰላም ዓድና ይምለሰና ፍጣሪ

    • @yodinayodina4162
      @yodinayodina4162 4 ปีที่แล้ว +1

      Amennnnnnnn🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤

  • @ጓልትግራይ-ጨ4በ
    @ጓልትግራይ-ጨ4በ 4 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ከመይ ድዩ ደስ ኢሉኒ ዘብራኣብሩኸይ ሪኤ ፍቅርኹም ይብዛሕ ጀጋኑ ቀፅልሉ

  • @binim5833
    @binim5833 4 ปีที่แล้ว +45

    Wel come back zerabruk 🇪🇷

  • @amam4328
    @amam4328 4 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ደሐን መፃእኩም ናይ ዓድና ፍርያት ደሞ ንኩላትና ብሩክ ሰንበት አሜን

  • @ተቱቲታቴትግራይ
    @ተቱቲታቴትግራይ 4 ปีที่แล้ว +19

    ልኣይ ጥራሕ ድዩ ናቤቲ ሃይላይ ቀልዲ ለየስሕቀኒ።

    • @tigrayeyuadey5917
      @tigrayeyuadey5917 4 ปีที่แล้ว +2

      Abraham
      Lemelem
      Zebruabrku
      Miss
      Y o u
      😍

  • @dearmom2633
    @dearmom2633 4 ปีที่แล้ว +38

    ሎሚ ገዛ ቤቲ ሪኢናዮ
    ደጊም ገዛ ኣያ ጆኬር ተሪፉና ሃሃሃ

  • @Belewkelew-s9o
    @Belewkelew-s9o 4 ปีที่แล้ว +34

    *ጆኮር ከኣ ካብ ድያቆናት ገንዘብ ክትቃጠብ ጀሚራ እዛ ጸይቂ ዝኾነት ሰብኣይ*

  • @Beedlu
    @Beedlu 4 ปีที่แล้ว +67

    በርትዑ ኣጆኹም ንሕና ኸኣ ኣብ ጎንኹም ኣለና ደቂ ትግራይ ሽኮራት 1000 ላይክ

    • @kulamulu.50
      @kulamulu.50 4 ปีที่แล้ว

      ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ
      th-cam.com/video/P5rPdon1HNU/w-d-xo.html

  • @habtomhaile6276
    @habtomhaile6276 4 ปีที่แล้ว +8

    ክክክክክ ንዳኒኤል ዝፍቱ ኢስከ ከምዚ ከማይ ላይክ ይግበረለይ

  • @hh5249
    @hh5249 4 ปีที่แล้ว +11

    ክክክክክክ እውይ መትኩ ናይለማዓንትስ ፍልይ ዝበለ ዩ ዶሞ እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እና ማራየ ዝፈትወኩም በርትዑ

  • @ማርያናጽልልቲብሞሞና
    @ማርያናጽልልቲብሞሞና 4 ปีที่แล้ว +56

    ኣድነቅቲ ዘርኣብሩክ ዓይነይ ኣልኩም ዶ

    • @samitigray4537
      @samitigray4537 4 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/Y_Qlj6cLFiY/w-d-xo.html ናይ ሕውነት

    • @23short
      @23short 4 ปีที่แล้ว +2

      አለና

    • @hanibalhanibal4427
      @hanibalhanibal4427 4 ปีที่แล้ว

      🇪🇷

  • @sabasaba1323
    @sabasaba1323 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣምላኽ ስኒት ዘለዎ ሓዳር ይሃበና ❤️❤️❤️

    • @awettesfandrias3395
      @awettesfandrias3395 4 ปีที่แล้ว +1

      Sabi Gual Agame /amen amen amen 🙏 Sabi shikor.

  • @jesuschristusmachtmichgluc910
    @jesuschristusmachtmichgluc910 4 ปีที่แล้ว +37

    እንዳ ገሬ እዚ ሕማም እንተገዲፍዎሲ ወርሒ ሓደ ክመጽእ ኢየ ምስ ኩላትኩም ተዋሳእቲ ገሬ እሙን ክሰኣል መደብ ኣለኒ ተስፋ ይገብር

  • @ቅድስትድንግልማርያምቁሚከ
    @ቅድስትድንግልማርያምቁሚከ 4 ปีที่แล้ว +5

    ደቂ ትግራይ ዓደይ ካብዚ ሕማም ኮረና ይኩን ኩፉእ ዘበለ ኩሉ ከይንካአና ድንግል ማርያም ብቀምሻ ትሸፍነና አሜን በሉ አይክፈሎን

  • @mikialenguse9934
    @mikialenguse9934 4 ปีที่แล้ว +8

    እንኳዕ ብሰላም መጻኹሙና እንዳ ገሬ እሙን ብጣዓሚ ብጽቡቕ መጽኹሙና ኣብ ህይወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኹም ዓወትን ኣሳልጦን ፍቕሪን ስኒትን እግዝኣብሔር ኣምላክ ክዕድለኩም ሰናይ ቅዱስ ፍቓዱ ይኹን💓💓💓

  • @medhanetesfay3017
    @medhanetesfay3017 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣያ ዘብራብሩኽ ንለምለም ዓይነይ ኣይተጉህያ ንሳ ጥራይ እያ ትሰትረካ ሓዳር ፋሕ ከይተብላ ።ለምለም ዓይነይ ሓላል ሰበይቲ እያ

    • @ellahealthyfoodchannel614
      @ellahealthyfoodchannel614 4 ปีที่แล้ว

      Medhane hawey subscribe tehaberni th-cam.com/video/QjwNS2etDcs/w-d-xo.html thank you 🙏 ❤️

  • @ሜሪዓቅላምስደተኛ-ሰ1ዸ
    @ሜሪዓቅላምስደተኛ-ሰ1ዸ 4 ปีที่แล้ว +13

    መፂእኩምለይ ዶ ደቂ ትግራይ ሽኮራት ♥♥ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ንኩለኩም እስከ

  • @የቅድስትአርሴማፍቅርልዩነ
    @የቅድስትአርሴማፍቅርልዩነ 4 ปีที่แล้ว +59

    እንታይ እዩ ሕጂ እዚይ? ስፍ ኢለ ኣፈይ ከፊተ ክርኢ ምጉያየይ ይገድድ እንኳዕ ዳኣምበር ኣየተስበርኩ 😂😂
    በእውነት ደስስስስ ኢሉኒ እዩ live ምክትታለይ እዚይ ንባዓሉ ዓብይ ለውጢ እዩ በርትዑ ደቂ ሓላል መሬት love u

  • @filmondebessai1281
    @filmondebessai1281 4 ปีที่แล้ว +2

    ዘርኣብሩኽ ዓይነይ ብዘይብኣኻ ኣይግድን

  • @genetgirmay4251
    @genetgirmay4251 4 ปีที่แล้ว +10

    ከዚ እያ ልደመቀት ዳ ገሬ እሙን ዘብራአብሩክ ዓይነይ ያዓኪ👌😍😍😍😘😘

  • @ፍታዉጓልሳጅንፃዕዳዘይብላ
    @ፍታዉጓልሳጅንፃዕዳዘይብላ 4 ปีที่แล้ว +2

    ንዒ ደቅሲ መልእያ ሕልሚ ኡ 😂😂ኣይትሳኣኑ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ኣጆኩም ቀፅሉሉ

  • @SamiSami-yx7fd
    @SamiSami-yx7fd 4 ปีที่แล้ว +4

    ክክክክ ኩቺ ኦታኤ ገለታት እንዳ በልና ክክክክክ ፍቅሪ ህንዲ ክብሃል ኣብዚ ንሃለ ገለታት ገለታት ክክክክክ

  • @xxtxtentacionmyking4453
    @xxtxtentacionmyking4453 4 ปีที่แล้ว +3

    😂😂😂😂 ዘብርኣብሩክ ይኣክ ጉዳይ ሕሩጭ ላዕሊ በጺሓላ 😂

  • @Yonas_Wedi_Humera_Tigray
    @Yonas_Wedi_Humera_Tigray 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣነ ንጆኮር ብጣዕሚ የ ዝፈትዋ ንስኹም ከ?

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +13

    ቤቲ ገዛ ተካርያ ክክክክኮ ክፍትወኪ ኣነስ

  • @ትግራይመበቆልስልጣነእያ
    @ትግራይመበቆልስልጣነእያ 4 ปีที่แล้ว +4

    ዋውውውውው ብጣዕሚ ተሓጊሰ እንካዕ ደሓን መፃእኩምለይ ኣቱም ሙቁራተይ ብሃንቀዉታ ይፅበያ ነይረ ቀፅሉሉ💕💕💕💕💕💓💓💓💓💓🌷🌷🌷🌷❤❤❤❤

  • @yonasyonas3249
    @yonasyonas3249 4 ปีที่แล้ว +5

    እንዳ ገሬ ክንጽበየኩም
    ሀረርርርርር ኢልና
    Wellcome back 😂

  • @gualasmara7770
    @gualasmara7770 4 ปีที่แล้ว +6

    ገሪ እሙን ንወዲ በሪህ ግረቤትና ዝነበረ የዘክረኒ ምስ አደይ ሐጎሳ ደቂ ዒዲ ግራት❤️❤️

  • @samirasamira-wu1yn
    @samirasamira-wu1yn 4 ปีที่แล้ว +1

    ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓባይበይ

  • @safas535
    @safas535 4 ปีที่แล้ว +20

    ብጣዕምየ ዝፈትወኩም በእውነት ያለ እናንተ ዩቱብ አስጠላይ ትናንተ አያነሷሃቹሁ ነበር ለምን ተውት እኔ ስለምወዳቸው ነው እንዴ ስል ነበር በመምጠታቹ ደስ ብሎኛል በእውነት

  • @temesgenfetari1535
    @temesgenfetari1535 4 ปีที่แล้ว +10

    እዋይ ዳኒ ሽኮር ኣብ ሎሚ በጺሕኻ ጸጊበ እንዳበልካስ ምትሳእ ኣቢኻ ኪኪኪኪኪ ግን ኣባሊላዓኻ ኬፍ ኣለዎ።

  • @selamtube817
    @selamtube817 4 ปีที่แล้ว +3

    ንዒ ሕልምኪ መልእያ ክክክክክክክክክክክ

  • @ሃናጋልመቀለ
    @ሃናጋልመቀለ 4 ปีที่แล้ว +3

    ደገሬ መቅስናት ከመይ ድኩም ፈዉሲ ናፍቆት ናዓከም እንድሕር ሪአ ትግራይ በፂሐ ዝመፃኩ እዩ ዝሠስለኒ💕💕

  • @menkemeri9004
    @menkemeri9004 4 ปีที่แล้ว +4

    Wellcame back ኣቦይ ዘርኣብሩክ ❤️🇪🇷

    • @ellahealthyfoodchannel614
      @ellahealthyfoodchannel614 4 ปีที่แล้ว

      Men kem eri Eritrea amilak yibarik biselam adina kinmilese please subscribe tehaberni th-cam.com/video/QjwNS2etDcs/w-d-xo.html thank you 🙏 ❤️

  • @goitomwereta6814
    @goitomwereta6814 4 ปีที่แล้ว +2

    ሕጂ ደስ ባሃሊ ዋው ቀፅልሉ ብፍላይ ናይ ገሪ ጥንሲ አበይ በፂሑ

  • @ተመስግንኣምላከይተመስግን
    @ተመስግንኣምላከይተመስግን 4 ปีที่แล้ว +2

    ፍቁራት ትጋሩ ኣሓዋተይ ዕዲመን ጥዕናን ያሃብኩም

  • @teklayatsbaha1975
    @teklayatsbaha1975 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ኢየ ዝካታቶሎኩም
    ግን ደስ ብዝብል መልኩዑ ኢየ ተገንዚበ ና
    ቀፅልሉ
    ከምኡ ድማ ዕድመን ጢዕናን የሃብኩም😍

  • @yafietsamuel3261
    @yafietsamuel3261 4 ปีที่แล้ว +17

    ብዘይ ዘርኣብሮኽ እዛ ፊልም ከም ጨው ዘይ ብላ ጸብሒ'ያ ብልቢ!
    ዘርኣብሮኽ ዝፈቱ like ይርገጸኒ ሓውኹም ኤርትራዊ'የ!!

  • @ympbrandit5984
    @ympbrandit5984 4 ปีที่แล้ว +33

    Welcome back.....much lov from eri!!

    • @kulamulu.50
      @kulamulu.50 4 ปีที่แล้ว

      ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ
      th-cam.com/video/P5rPdon1HNU/w-d-xo.html

  • @ፍረኃልትግራይፃዕዳ
    @ፍረኃልትግራይፃዕዳ 4 ปีที่แล้ว +6

    አታ ከማየይ ደስስስስስስስስስ ዝበሎ ሰብ ተሃልዩ እስኪ ብላይክ አርእዩኒ አሰይይይይይይ ለምለም ዓይነይ ግን ሰበይቲ አያ ዘብራአብሩክ ክትኮን ነይርዋ ዕልልልልልልልልል ቀፅልሉ አቱም ጀጋኑ ኮሪዕና ባአኩም

  • @jcfug3355
    @jcfug3355 4 ปีที่แล้ว +13

    አንቃዕ ብሰላም መጻኹም ምቁራት 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @freedomlife780
    @freedomlife780 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome ዘርኣብሩኽ ዓይነይ ❤️❤️❤️👌👌👌100 like

    • @ellahealthyfoodchannel614
      @ellahealthyfoodchannel614 4 ปีที่แล้ว

      Team abera hawey subscribe tehaberni th-cam.com/video/QjwNS2etDcs/w-d-xo.html thank you 🙏 ❤️

  • @gddd9601
    @gddd9601 4 ปีที่แล้ว +3

    ሕማቅ ሓላሚት ዶበለ ገሬ እና ለምለም ዓይነይ ዘረኣብሩክ ዝፈቱ እስከ ላይክ ሃብኒ

  • @saymonmekonen8010
    @saymonmekonen8010 4 ปีที่แล้ว +8

    ገሪ እሙን ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ግን ቁሩብ ተሕጽርዋ ኣለኩም

  • @ሰምሃልሰምሃልጋልወየንቲተ
    @ሰምሃልሰምሃልጋልወየንቲተ 4 ปีที่แล้ว +2

    ዘብራአብኽ ዓይነይ። እንካን በሰላም መፃእኩም እሱኩም ዘይብሉ መቀረት ዘይብሉ

  • @user-habeshawit
    @user-habeshawit 4 ปีที่แล้ว +2

    Kkkkkk እዋይ ብሳሓቅ ቀቲልኩምና እንዳ ገሬ

  • @richyemamibcha287
    @richyemamibcha287 4 ปีที่แล้ว +9

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም አነሲ ብምንይ ዲኩም ተሖጉሱኒ ስዓትኩም መክበርቲ እና አጀኩም 👏

  • @ትግራይዓደይቅድስቲመሬት
    @ትግራይዓደይቅድስቲመሬት 4 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ኣያዘርኣብሩኽ

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 ปีที่แล้ว +5

    Lemlem ayney ade tgraweyti nay behaki 👌

  • @wedikeshi5322
    @wedikeshi5322 4 ปีที่แล้ว +6

    እንዳ ገርየ እሙን እንቓዕ ብሰላም መጻእኩም።

  • @gualasmara7770
    @gualasmara7770 4 ปีที่แล้ว +1

    ዳንኢል ደገ ጽናሕ ናይ ዐበይቲ ወግዒ አለና!! ንብር ሰሚዕና።

  • @jhonyemane5887
    @jhonyemane5887 4 ปีที่แล้ว +3

    አንቃዕ ብደሓን መጻአኩም አንዳ ገረ አሙን

  • @ደብሪፅጀግናወዲትግራይ
    @ደብሪፅጀግናወዲትግራይ 4 ปีที่แล้ว +3

    ተመስገንካ ቤቲ ሃይላይ ገዛ ተካርያ አያጆኮር ቀርዬም ቤቲ ክአ ደቅሲ እታ ሕልሚ ወድእያ

  • @amawidebshawi6721
    @amawidebshawi6721 4 ปีที่แล้ว +9

    ዘይትምኖ ተከታታሊት ድራማ ።

  • @ovaova-h8g
    @ovaova-h8g 4 ปีที่แล้ว +6

    ዳኒ ሽኮር ክክክ ወድስ ከም ዳኒ ክበልዕ ኣለዎ ጥቕልል ጥቕልል ኣቢሉ