ትምህርተ ልሳነ ግእዝ ካልኣይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 มี.ค. 2022
  • ➨ሕጽረተ ፊደል
    ➨ንብረተ ፊደል
    ➨ጽሕፈተ ፊደል
    ፩.ንባበ ጉርዔ
    ፪.ንባበ ከናፍር
    ፫.ንባበ ልሳን
    ፬.ንባበ አስናን
    ፭.ንባበ ሥርወ ልሳን

ความคิดเห็น • 31

  • @user-jb1ps2sk5e
    @user-jb1ps2sk5e 3 หลายเดือนก่อน

    Tsbuk qale hiwet yesmealna
    Zema gn btami abliluwo alo emo bzey zema temeratsi tekone ybl ane

  • @Abieltsegay-ur8hz
    @Abieltsegay-ur8hz หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስማዓልና

  • @MHRETAMARE-et1xt
    @MHRETAMARE-et1xt หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @user-ms4kf5vu7h
    @user-ms4kf5vu7h ปีที่แล้ว

    💖💖💖💖❤

  • @Ageazawi
    @Ageazawi 2 ปีที่แล้ว +4

    ናይቲ ዓጃቢ መዝሙር ድምጺ ዝበዝሐ ይመስል!

    • @lsanegeezwekne4922
      @lsanegeezwekne4922  2 ปีที่แล้ว

      እሺ ንዝሃቡክሙና ርኢቶ እግዚአብሔር የኽብረለይ

  • @user-df5fw6zt7h
    @user-df5fw6zt7h 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ይብዝሐዮ ክብር መምህርና

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id 2 ปีที่แล้ว

    እሰይይይ ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር አቦና አነስ ተፈሳሁኩ በልሰነ ግእዝ ተስፋ ኣለኒ ግእዚ ክለምድ አቦዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም

  • @user-df9rz4oo2o
    @user-df9rz4oo2o 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይሰባሕ መምሕርነ እንኳዕ በሰላም መፃእኩምልነ ቃለ ሰናይ ውኡቱ

  • @user-il8kq2yw3c
    @user-il8kq2yw3c 2 ปีที่แล้ว

    ያስመዐ ለነ ቃለ ሕይወት መምህርነ ጥቀ ሰናይ ወእቱ ንሰበሓከ👏

  • @kdyegalkeshi7115
    @kdyegalkeshi7115 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስምዕለነ ክቡር መምህርነ 🙏🙏🙏

  • @genigeni452
    @genigeni452 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ክቡር መምህርና

  • @evrenfnan980
    @evrenfnan980 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስመአልና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ክብር ናይ ግእዝ መምህር

  • @mebrhitfutsum7997
    @mebrhitfutsum7997 2 ปีที่แล้ว

    ያል ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓቦና

  • @fghjjcghhj3490
    @fghjjcghhj3490 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህር ና

  • @zewdihadera2132
    @zewdihadera2132 2 ปีที่แล้ว

    ፀጋ አምላክ የብዘሐሎም መምህርና የቀንየልና

  • @fghjjcghhj3490
    @fghjjcghhj3490 2 ปีที่แล้ว

    ጸጋ በረከት የብዘሓልኩም ክቡር መምህርና

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 2 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን የሃበልና አምላክ መ/ር! ቐጽልሉ! በዙዪ እንተ ቀጺልኩም ኣብ ቀረባ ብዙሓት ተናገርቲ ግዕዝ ክታፍርዩ ኢኹም። ከምኡ እናበለ ድማ ትንሣኤ ግዕዝ ኪገሃድ እዩ ዚብል እምነት አለኒ። ትንሣኤ ግዕዝ ተተጋሂዱ ድማ ተሪኽናን መንነትናን ፈሊጥና ትንሣኤ ትግራይ ክናግህድ ኢና!!

  • @user-kv7zn6hr1v
    @user-kv7zn6hr1v 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መፃኢኩም ክቡር መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ንዓናም ምስትውዓሉ ይዓድለና ዝተምሃርናዮ ኣብ ፅላት ልቢና የሕድረልና ❤️🙏✝️

  • @user-qd6cl5yx9r
    @user-qd6cl5yx9r 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ መምህርይ እንኳዐ ዳሕና መፃእኹም በቂ ቃል ህይወት የስምዓልና

  • @fghjjcghhj3490
    @fghjjcghhj3490 2 ปีที่แล้ว

    ቐፅልሉ ንከታተል አለና ኢና

  • @user-hx4uc3pv2d
    @user-hx4uc3pv2d 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይሰባህ መምህርነ ቃለ ህይወት ውእቱ.
    ግእዝ ይላመድ አለኩ እሞ ካብ ጌጋይ አርሙኒ ክቡር መምህረይን አሓተይን

    • @user-il8kq2yw3c
      @user-il8kq2yw3c 2 ปีที่แล้ว

      እግዚአብሔር ይሰባሓ መምህረነ👉ያሰመዐ ለነ ቃለ ሕይወት ሰናይ ወእቱ እዩ ዝባሃል ክብርተይ

  • @user-lh6bx6od2v
    @user-lh6bx6od2v 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይሴባሕ ክቡር መምህርነ ሰላምክሙ ይፈደፍድ
    ቃለ ሕይወት ያስምዕክሙ እግዚአብሔር ጥቀ ንሴብሐክሙ በእንተ ዘትህቡነ ትምህርት ልሳነ ግእዝ ንበሩለነ
    ምስ ይቕሬታ ድፍረት አይትቁፀሩላተይ እታ ድምፂ መዝሙርስ ንእሽተይ ድምፂ እንተትቅነሳ ትምህርት ምእንቲ አፅሪና ነዳምፆ መምህረይ

  • @gereziher
    @gereziher 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ኣቦና ድምፂ ናይ ሞዝሙር ቅንስ ተዘብልሉ ፅቡቅ ነይሩ ቀልብና ናብቲ ሞዝሙር ይከድ እሎ ምስ ሰናይ ይቅርታ🌾🌾🌿🌿

  • @sendayowlegebrial4195
    @sendayowlegebrial4195 2 ปีที่แล้ว

    ተመስገን ፈጣሪ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጥበቡ ምስጥሩ ኣብዚሑ ይዓድልኩም ክቡር መ/ምርና
    ትንሳኤ ግእዝ ኣብ ቀረባ እዩ ኣጀኹም በረትዑልና ፍረ ጻዕርኹም ካኣ ክትረኽቡ ኢኩም!

  • @kidanemuhur7300
    @kidanemuhur7300 ปีที่แล้ว

    ክብረት ይሃበልና መምህር
    1 . ቀዳማይ ቃንቃ ኣቦታትና ትግርና ድዩ ወይስ ግእዝ ?

  • @user-wr3jj9kt7h
    @user-wr3jj9kt7h 2 ปีที่แล้ว

    _እግዚአብሔር ይሰባሕ ክቡር መምሕርነ እንኳዕ_ _ብሰላም መፃእክሙለነ_
    _ቀደማይቲ በዓለይ_😍
    ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስመዐልና ክቡር መምሕርነ

  • @markosemanuel2289
    @markosemanuel2289 2 ปีที่แล้ว

    ፅቡቕ ትምህርቲ. የምስግን. ግን ኣነባብባ 'ሀ'
    እቲ ናይ መጀመርያ 'ሀ' ከም ራብዓይ 'ሃ' ሓደ ገይርካ ኣይንበብን. ሀ ግእዝ ከም በርሀ.

  • @user-rx7gi1cl5t
    @user-rx7gi1cl5t 3 หลายเดือนก่อน

    ናሆ ሓወይ ዩቱብ ዘለኻ አይመሰለንን ነይሩ
    ናብ ገዘኻ አትየ አለኹ
    ናብ ገዛይ እተው ንሰኻውን
    ግዕዝ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ቋንቋ እዩ
    ቅዳሴ ወድኤ አብ ቅኔ ትምህርቲ አለኩ ናሆ ሓወይ