ቃለ-መጠይቕ ምስ ተመራማሪ ቋንቋ ግእዝ መሪጌታ ሄኖክ ገብረሚካኤል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 68

  • @tsegagebrezgi4623
    @tsegagebrezgi4623 7 ปีที่แล้ว +3

    አምላክ ይባርካ ተወልደ ታሪክ ግእዝ አመፃፅአን መበቆላን አቲ ሐቅ ከፍልጡ ነተሳስኦም አምላክ ይመሰገን ለሁሉ ገዘ አለዎ በለ ጠቢቡ ሰለሞን ንመሪ ጌታ ሐውና ሔኖክ ቃለ ሕይወት የሰምአልና ነዊሕ ዕድመን ናይ አገልግሎት ዘመን ምስ ሙሉዕ ጥእና የምንየልኩም ቃለ ሕይወት የስመአልና ብድጋመ !!!!!!!አሜን አሜነ አሜን !!!!!!!

  • @ensamarb.s.t.k5338
    @ensamarb.s.t.k5338 7 ปีที่แล้ว +5

    ናይ በሓቂ ደስ ዝብል እዩ እግዘኣቢሀር ይሓግኩም ቨኤኤ ከኣ ኣብዚ ግእዝ ቋንቋ ሰቂጥኩም ተትሰርሑ ክንደይ ባህ ምበለና

  • @adhanomhagos6754
    @adhanomhagos6754 7 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብኄር ይመስገን !
    ደስ ዘብል ቐጽሎ ኢልካ ኣምሓላልፈልና ተወልደ ሓውና
    ብምቅጻል ኣበይ ክንረክቦ ንክእል እዚ መጽሓፍ ተሓቲሙ ዘሎ ብመርጌታ ሄኖክ
    ኣብዚ ኤውሮጳ ዘለና
    ድልየት ዘልና ኣለን ነዚ ታሪካዊ ቓንቓ ክነጽንዕ
    ተሓባበረና ኢካ ተወልደ ሓውና ።
    ክብረት ይሃበለይ !

  • @ድንግልሆይኣትለይኝ
    @ድንግልሆይኣትለይኝ 4 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ናይ ኣምላኽ ምስ ኩላትና ይኹን ይቅረታ
    እዛ ናበር ቴሎፎን ናይ ኣቦና ምርጌታ እባ ስደደልና ይቅረታ ሓዉና ??? ❤❤❤

  • @TesfitKflom
    @TesfitKflom 6 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ

  • @michaelekasa2602
    @michaelekasa2602 6 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስማዓልና መሬጌታ ሓውና ኣምላክነ ይኩም ምስሌከ

  • @metkelzion3987
    @metkelzion3987 6 ปีที่แล้ว +1

    ሓጎስና ወሰን የብሉን ዘይምሕማቕ ጥራይ ሕዝበ ግእዝ ።💝🌻💝

  • @eritree9794
    @eritree9794 6 ปีที่แล้ว +3

    ንጋሻኻ ወድ አቡ'ዬ ወ'እም'ዬ መሪጌታ ዕድመን ጥዕናን እንዳተመነኹ ፡ ፈቲየያ እታ ቀሕ-ጽልሚ ! ልሳነ ትግረ ስለዝመልኽ ብጣዕሚ ዘመስጥ ቃለ-መሕተት'ዩ ክብል ይፈቱ ። ነአብነት ንግስቲ ማክዳ ወይ ሳባ ከምኡ'ኻአ በልቂስ ካብ ደቡብ ግዝአተ ኑባውያን ጀሚራ ክሳብ ደቡብ ዐረብ ግዝአታ ስለዝነበረ ፍደላት ግእዝ አብ ደቡብ ዐረብ ንኽርከብ ብዙሕ አይገርምን'ዩ ፡ እቲ ንዓይ ዝገርመኒ ኤርትራውነት ወትሩ ሓቂ ምንዳያ ጥራይ'ዩ !

    • @eritree9794
      @eritree9794 6 ปีที่แล้ว

      ከምእተረዳኒ ትምኒት ሓውና መሪጌታ ብግእዝ ፦
      ሰላምን ምሕረትን ንመላእ ህዝቢ ዓለም የውርደልና በቲ ልሳን አቦና አዳም ከምኡ'ኻ ድሕሪኡ ዝነበሩ ዝጥቀሙሉ ዝነበረ ጥንታዊ ቋንቋ ደሓር ግን ከምዘይ ናይ አቦን አደን ተረሲዑ'ሞ ብዙሕ ተስፋ አለና አብ ቦትኡ ንኽምለስ።
      ካብ ኮሌጅ ማሕበራዊ ስነ-ጥበብ ዓዲ ቀይሕ !!!
      አሜን

    • @ኣክሲማሮስከሳቴህቡእ
      @ኣክሲማሮስከሳቴህቡእ 6 ปีที่แล้ว

      Gumsama A
      Thanks

  • @kemeygerinaeditngebr9079
    @kemeygerinaeditngebr9079 4 ปีที่แล้ว

    ፅብቕ ስራሕ መጻሕፍት ኣበይ ክንገዝእ ንኽእል

  • @abebahailu5423
    @abebahailu5423 6 ปีที่แล้ว

    ዋው ጅግና ናይ ብሓቂ የቀንየልና እታ መፅሓፍ ካምረከብክዋ ክገዝኣ ነይረ ናይ ኢትዮጵያ ኢንተርናሽናል ቋንቋ ግእዝ ክንገብሮ ኢና አጋእዝያን አይዘኩም በርትዑ

  • @ealda3870
    @ealda3870 7 ปีที่แล้ว +4

    ብጥዕሚ ነመስግነኩም አዳለዉቲ ዲምጽ ብትግሪኛ መበቖልኩም ብምዝካርኩ እዝ ብወገነይ ዓብይ ዚላ ንቕድሚት እዩ የቐንየልና

  • @peacepage
    @peacepage 6 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣበይ ክንረክቦ ንከአል አዛ መጽዝሓፍ

  • @Jungle-z2j
    @Jungle-z2j 7 ปีที่แล้ว +12

    ኣይጠዓመናን ሞ እስከ ንድሕሪት ምልስ ንበል ታሪኽና ነሕድስ ሶ ንፉዓት የሕዋተይ ሓሳብ ልብኹም ይስመረልኩም

    • @metkelzion3987
      @metkelzion3987 6 ปีที่แล้ว

      ወዲ ወ መምህር ወዲ መምህር ጅግና ግዱስን መስተውዓልን ኢኻ አጆኻ እስከ ንእሽቶይ ከማይ ኢኻ ግን በሊሕ ኢኻ ። ኣጆኻ መርኣያ የሕዋትካ ኹን ኣይትተሓለል።

  • @eyobtekle4542
    @eyobtekle4542 4 ปีที่แล้ว

    ሰላም Dr.ተወልደ፡
    በጃኻ'ባ ተሓባበረና ንገለ እዘን መጻሕፍቲ ንምግዛእ።

  • @negassimengstab1649
    @negassimengstab1649 6 ปีที่แล้ว +1

    ኣመሪካውያንን ጀርመናውያን ከምኡ ውን እንግሊዛውያን ብገዛእ ቋንቋና (ግእዝ) ኣብ ዩንቨርስታቶም ከም ሓደ ናይ ምርምር ቋንቋ ጌሮም ክዘራረቡ እንከለው ንሕና እቶም ዋናታቱ ድማ ኣይኮነን ብግእዝ ብትግርኛ ከማን ካብ ሓሙሻይ ክፍሊ ክንሓልፍ ኣይክኣልናን!!!! ስለዚ ዝምልከቶም ኣካላት ኣቓልቦ እንተዝህብሉ እሞ ብቋንቋታትና እንተንኾርዕ ጽቡቕ ይመስለኒ.

  • @efrem3189
    @efrem3189 7 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna Egziabiher tsegua ybzhalkum

  • @AKingdom.24
    @AKingdom.24 6 ปีที่แล้ว +3

    ከመይ ክንገዝአን ንኽእል? እስኪ ናብ ቦስተን ኣከባቢ ለኣኸልና ወይ ኣብ ኦንላይ ኣእትወልና ክንዕድገልካ።

  • @negassimengstab1649
    @negassimengstab1649 7 ปีที่แล้ว

    Great job

  • @maranata2383
    @maranata2383 6 ปีที่แล้ว +1

    Oh beruk hawey betaimy xebuk serahi eyou

  • @angosomsium4412
    @angosomsium4412 7 ปีที่แล้ว

    Great

  • @fisahayeokbay886
    @fisahayeokbay886 7 ปีที่แล้ว

    Fre tsearka yerieka amlak

  • @ህግደፍናይትዕቢትመምህራን
    @ህግደፍናይትዕቢትመምህራን 7 ปีที่แล้ว +1

    Yekenyelna nkemzi zbele ketekrb mhlanka tewelde hawey

  • @freehumanity595
    @freehumanity595 6 ปีที่แล้ว

    Kemey gerna eza metsehaf nerekba?

  • @Razamedia10
    @Razamedia10 6 ปีที่แล้ว +2

    ከምቲ ኣቦና መ.ም ገብረኪዳን ደስታ ዝበሎ እቲ ጥንታዊ ግእዝን ናይ ሎም ግእዝን ይፈላለ ዩ ሞ እቲ ጥንታዊ ግእዝና ተጠቂምካ ክትከውን ንትስፎ

    • @yonasabrha5791
      @yonasabrha5791 6 ปีที่แล้ว

      Branna Tv
      anta hawey kuank ymhayesh iyu
      kidmin100 amet znebere tigrignan higin yfelaley iyu fidelu tray iyi hade
      wala english wala arab
      zkone kuanka mis gzie ykyer iyu
      nab tigrigna keman tekeyru
      melisu rigrigna nab amharigna tekeyru kemu endabele ykeyayer n yfenachel
      slezi nay tinti tikimti aytbelo
      zfelto xhifu alo tfelto intehaliu kali dima xhafelna kidimoro iyu zkonena

    • @Razamedia10
      @Razamedia10 6 ปีที่แล้ว

      Yonas Abrha ቋንቋ ኣብ ከይዲ ይዓብን ይምዕብልን ከምኡ ኻኣ ይመውት ዩ ።
      ቋንቋ ግእዝ ኻኣ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ሃብታምን ምዕቡልን ኔሩ ናይ ሎሚ ግእዝ ግን ብሓጺሩ ድኻን ኣምሓራይን ዩ እንተበልናዮ ይቐለና ነዚ 'የ ኻኣ እቲ ናይ ቀደም ግእዝ ተጠቒሙ ክኸውን ተስፋ ኣለና ዝበልኩ።

  • @Ebrahim1991mussa
    @Ebrahim1991mussa 7 ปีที่แล้ว

    Yekenyeley tewelde hawey

  • @hailufekadu8362
    @hailufekadu8362 6 ปีที่แล้ว +1

    ግዕዝ አክሱም እንከይጸዋዕካ?

  • @בךןוכהשמבךןוכהשמ
    @בךןוכהשמבךןוכהשמ 7 ปีที่แล้ว

    Tawelda eta music ba link gebarelna

    • @yeorthodoxlij953
      @yeorthodoxlij953 4 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/hJPwSg3AJF8/w-d-xo.html

  • @echigrahananit7879
    @echigrahananit7879 7 ปีที่แล้ว +2

    eway keqini ezi wedi

  • @wadghindaeritrea8794
    @wadghindaeritrea8794 4 ปีที่แล้ว

    Ana tigre eya geez ka mara tamasasali eyo mes tigre geez kefelet mara delat alani eza maxahaf abay kerakba yekel?

  • @RstiAbotatey19
    @RstiAbotatey19 4 ปีที่แล้ว

    በየን ክረኽባ ይኽእል እዛ መፅሓፍ ክተሓባበረኒ ዝኽእል በጃኹም እባ ሓቡሩኒ

  • @amanuelmussie4185
    @amanuelmussie4185 6 ปีที่แล้ว

    Memher mergeta henok mulu tenan ab hiwetkan asalolatan

  • @hiyabzekarias9043
    @hiyabzekarias9043 6 ปีที่แล้ว

    ግዕዝ አክሱም እይጸዋዕካን?

  • @ጋልቶምብውሕዶምዝሓበሩ
    @ጋልቶምብውሕዶምዝሓበሩ 6 ปีที่แล้ว

    አቤት ዳርጋ ዘየለና. ቋንቛና. ዘይንፈልጥ ቛንቛ ካልኦት ነፅንዕ ድኩማት ሰባት ኢና. አረ. ናይግእዝ ትምርቲ ይጀመር አነስ ሓደኢለ እካ ምተምሃርኩ ነይረ

  • @teklehaimanotaman3150
    @teklehaimanotaman3150 5 ปีที่แล้ว

    ብሓቒ ዓብይ ስራሕ ኢዩ። ዋናታቱ እንከለና ጓኖት ኮንና። ኣብ ክንዳና ድማ ፈርንጂ ይምሃርዎ፣ ኣዝይዩ ዘሕፍር ኢዩ። በዚ ናይ በዓል መሪሒ ጐይታ ሄኖክ ሃብተሚካኤል ዓብይ ስራሕ ግን ትድበስን ኒሕ ይሕዘካ። ኣብ መጻኢ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ሃገርና ከንተኣታትዎ ዓብይ ተስፋ ኣሎኒ። በዚ ኣጋጣሚ ንተወልደ ንቋንቋ ግእዝ ተገዲስካ ነዚ ቃለ-መጠይቕ ምምዳብካ ምክያድካን ከመስግነካ ደስ እብለኒ።

  • @AhmedOmar-eo6db
    @AhmedOmar-eo6db 6 ปีที่แล้ว

    ab Europa yrkeb do ezi mexhaf bejakum eski ngeruni agedasi eu eko ezi mexihaf

  • @Ebrahim1991mussa
    @Ebrahim1991mussa 7 ปีที่แล้ว

    Tgre ms gez entay alewo?

    • @zemuyandemichael6769
      @zemuyandemichael6769 7 ปีที่แล้ว

      ዎዎዎዎ መርጌታ ሓወይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ደስ ዝብል ስራሕ ።

    • @waterfall9624
      @waterfall9624 6 ปีที่แล้ว

      Mehreteab Fitwi nay blbka dika.

    • @batilife00
      @batilife00 6 ปีที่แล้ว

      ክክክ ግእዝ ምስ ትግርኛ ጥራይ ዝተኣሳሰር ድዩ ዝመስለካ ክገርመካ እታ ቀዳመይቲ ካብ ግእዝ ዝወጸት ቋንቋ ትግረ ኢያ። ኣማርኛ ንባዕሉ ምስ ግእዝ ይተኣሳሰር ኢዩ ።

    • @waterfall9624
      @waterfall9624 6 ปีที่แล้ว

      Daress Humed ኦ ኦ ኦ ደሮን ደሮን ኢልካ በል ሕጅስ ፡ደሮና ኣይትኹን ።

    • @berihugerezghier6451
      @berihugerezghier6451 6 ปีที่แล้ว

      ምህረታአብ ፊትዊ ግእዝ ናይ መን ድዪ መልሲ ይህልወካዶ

  • @BerhaneKbromGbrzgi
    @BerhaneKbromGbrzgi หลายเดือนก่อน

    beta nay lesan tewhado tebel yutob eba qanqa geez mharena beli

  • @wedihale7264
    @wedihale7264 6 ปีที่แล้ว +1

    Book of enock terekibu bi geez mibal ukul aykonen abey kem terekebe kitigeltso aleka.ab axum eu terekibu book of enock.

  • @abdukhalifa3327
    @abdukhalifa3327 6 ปีที่แล้ว

    Dhulat hasawti kan akilukum kithswu kitnebru