Tv Sened Eritra BG Tekeste Haile Interview Part 29 August 14 - 2021

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ส.ค. 2021
  • Tv Sened Eritra BG Tekeste Haile Interview Part 29 August 14 - 2021
    ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 29 ነሓሰ 14 - 2021
    Tv Sened
    Antonio Tesfay

ความคิดเห็น • 146

  • @user-cx9pi1jp7f
    @user-cx9pi1jp7f 2 ปีที่แล้ว +26

    ኤርትራ ሃብታም ሃገር እያ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ትውንን ናይ ምዝካር ክእለቱ ዲኻ ክትብል ብሱል ዘረብኡ ዶ ክትብል ኮታ ኩሉ ምሉ :ከምዚኦም ሰባት ሓለፉ ክብሪ ይግብኦም ስሌና ስለታ ሃገር ክቡር ወርቃዊ ዕድሜኦም ዘሕለፉ ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብቅዓቱ ሃገር ኣይኮነን ኣህጉር ዝመርሕ ብልሒ ኣለዎ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ::

  • @Robeltk
    @Robeltk 2 ปีที่แล้ว +8

    ገድሊ! ናይ ባሓቂ ገድሊ ግደል :: 30 ዓመት ልዕሊ እቲ ጽላኢኩም ነንሕድሕድኩም ዝተጋደልኩሞ ይሕይል:: ናይ ብሓቂ ሓያላት ኢኩም:: ጥሜት ኣጻምእ ባህርያ ኮታስ እቲ ኣሎ ዝባሃል ሽግር ሰጊርኩም:: ብ/ጅ ተከስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

    • @awetkidane3916
      @awetkidane3916 2 ปีที่แล้ว

      ደይ 10ዓመት ጥራይ እዮም ተዋጊኦም ምስ ደርጊ እቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ዓመታት ነንሕድሕዶም ኣብ ሕድሕድ ኩናት እዮም ይሕሊፎሞ፡እንበር ህዝቢ ኤርትራ በቲ ዝተበጎ ሞራልን ብስሚዒት ሃገር ሓሪሩ መንእሰይ ኣብ ሓጺር እዋን ኣብ 70ዓ ኣብ 80 ናጽነቱ ተጎናጺፉ ምሃለወ፡ እንተኾነ ውድበይ ውድብካ ክብሉ ኣብቲ በረኻ፡ ናጽነት ኤርትራ ከም ዝናዋሕ ጌሮሞ እዚ ኹሉ ሓርጎጽጎጽ ሓሊፉ ኸ ገበል ጼሮም ኣትዮም ንህዝቢ ኤርትራ ዳግማይ ናብ ዝኸፍአ ባርነት መሊሶሞ።

  • @veronicaeyob3150
    @veronicaeyob3150 2 ปีที่แล้ว +9

    Welcome back my heroes deki Eri. BGTH our teacher thank you. I have respect, appreciation and love ❤️ for giving your golden time to free my country Eritrea. Zikri ni Suwuatna KIBRI ni Sikulatnata Journalist Antonio Tesfay I wish you good health happiness in your every day life. You both are doing great. Thank God bless both with your family.

  • @tekhaile5525
    @tekhaile5525 2 ปีที่แล้ว +25

    እቶም ኣድናቕትኩም ኣኽብሮትኩም ዝገለጽኩም ብጣዕሚ የመስግነኩም። የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ።

    • @HiyabBoy
      @HiyabBoy 2 ปีที่แล้ว

      Kibri Yegbaka u Abona Nigelena wun Abohagona Eka!! EdimenTinan ka Yemineyelka. Hito Gin Neratini Bzaiba Eza Bandera Eta Qeyah Maletey eye Zibezuhu Esseyas Balu Zisereha u Yebehal Abzi Entay Kitblena Tikil?
      Thanks.

    • @hibtzgiawalom8230
      @hibtzgiawalom8230 2 ปีที่แล้ว +1

      ግን ብሪጋደር ጀነራል ንምንታይ ኢኹም ነዞም ብስም ደቂ ኣከለ ጉዛይ ሕብረተሰብ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣከለ ጉዛይ ጽልኢ ከሕድር ዝሓሰብክዎ ዘለዎ። ዓጋብ ዘይብሃሉ?

    • @mosshow3830
      @mosshow3830 ปีที่แล้ว

      Wedi haile nberulna arkanat jeganu ayatatna

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl 2 ปีที่แล้ว +9

    ውድ ሃይለ ባሕሪ አኻ ንበረልና ❤️🇪🇷

  • @tadessekidane720
    @tadessekidane720 2 ปีที่แล้ว +9

    የቐንየልና ወዲ ሃይለ
    እዚ ታሪኽ'ዚ ናይ ወዲ ሃይለ ናይ በይኑ ታሪኽ ዝመስሎም፡ ገለ'ውን ከነኣእስዎ ይፍትኑ ኢዮም። እዚ ግን ታሪኽና ታሪኽ ናይቲ ዝሓለፍናዮ ገድሊ ኢዩ። እዚ ወዲ ሃይለ ዝትርኾ ዘሎ ታሪኽ፡ ታሪኽ ናይቶም ብምሉእ ልቦም ምእንቲ ሃገሮም ዝተቓለሱ፡ ንኹሉ ጎናዊ ተጻብኦታት ከይተገደሱ ኣብ ቀዳማይ ጸላኢ ኣድሂቦም እናተዋግኡ ብዙሕ ኣዝዩ ብዙሕ ሽርሕታት ዘጋጠሞም፡ ገለ'ውን ንሱ ዝኣንፎም ዝጠፍኡ፡ ዕድል ረኺቦም ታሪኾም ክገልጹ ዘይተዓደሉ ናይቶም ጀጋኑ ታሪኽ ኢዩ። ብወገነይ በዚ ናይ ወዲ ሃይለ ደረጃ'ኳ እንተ ዘይኮነ ኣሰራቱ ግን ብብዝሒ ተዓዚበ ኢየ። እቲ ዝገርም ዓበይቲ ኣያታትና ነዚ ተጻዊሮም፡ ምእንቲ'ታ ዝፈትዉዋ ሃገሮም ነዚ ብድሆታት'ዚ ሓሊፎም ከብቅዑ፡ ታሪኾምን ጅግንነቶም ተሰሪቑ፡ ናይ ገለ'ውን ተረሲዑ ሕጂ ዋናታት ቀይሩ ንርእዮ ኣሎና።
    ንሕና እቶም ድሒርና ዝተሰለፍና'ውን ነዚ ወሪስና ግዳያት ክንከውን ተፈሪድና ምንባርና ኢዩ።
    እዚ ታሪኽ'ዚ መበገሲ ናይ ዝዓሞቐ፡ ኣጸቢቑ ክጽናዕን ክፈሓርን ናይ ዘለዎ ታሪኽ ኢዩ። ድፍረትን ቅንዕናን ወዲ ሃይለ ንዝያዳ መጽናዕትን ምርምርን ከበግስ ኢዩ። እዚ ታሪኽ'ዚ ንግዳም ንኸይወጽእ፡ ሰብ ረጊኡ ታሪኹ ንኸይጽሕፍ፡ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ካብ ኲናት ናብ ኲናት፡ ካብ ሽግር ናብ ሽግር ክደራረቦ ንርኢ ኣሎና። እዚ ታሪኽዚ፡ ምስናይ ሽርሕታቱ ከም ዘለዎ ንህዝቢ ቀሪቡ፡ ዝቕጽል ወለዶ ክመሃረሉ እንተ ዘይተገይሩ፡ ህዝብና ኣብ ጽልግልግ ኢዩ ክነብር። ንኹሉ ኤርትራዊ ከኣ ኢዩ ሕማቕ።
    ካልኦት ኣብ ደረጃ ወዲ ሃይለ ዝነበርኩም ኣያታትና፡ ዝሓለፍኩሞ ታሪኽ ክትነግሩና ንጽበየኩም ኣሎና። ታሪኽኩም ናይ ኩሉ ጽቡቕን ክፉእን ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ኢዩ። ንሕና ዓሚቚ ትዕዝብቲ'ኳ እንተ ሃለወና፡ ነቲ ቅድመና ዝነበረ ብዕምቆት ስለ ዘይንፈልጦ፡ ትረኻና ዝተቖራረጸን ዘይምሉእን ኮይኑ ኢዩ ዝተርፍ። ብኸምኡ ከኣ ኢና ሕርኽርኽ እናበለና ንነብር ዘሎና።
    ወዲ ሃይለ ግን የቐንየልና

    • @hadgu2562
      @hadgu2562 2 ปีที่แล้ว

      ሓንቲ ሕቶ ነራትኒ ኒ በር/ጅ ተኸስተ ሃይለ ኣብ ዓዲ ዕለ ዘጥቃዕኩምሉ ናብቲ ሚአዘዚ ናይ ሓደ ኮነረል ናይደርጊ ቢዘይ ተኽሲ ከምዚበጻሕኩም ኣብ ድኮመናሪ ኪትዝንቶ ሰሚዐ ኣለኹ ከመይ አያ ነራ? አቲ ኮነረልከ ተማሪኹዶ? መን አዩ ሲሙ።

  • @john9192
    @john9192 2 ปีที่แล้ว +6

    ዝከበርካ ጀነራል ወዲ ሃይለ "
    ብመጀመሪያ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
    ቀጺለ ኩሉ እትገብሮ ቃለመሕትት ይከታተሎ ኢየ ካብ መጀመሪያ ክሳብ ሕጂ ፡
    ካብቶም ኣዚየ ዘድንቀካ ምኻንካ ክገልጸልካ ይደሊ።
    ኣብ መወዳእታ እቲ ኣብ ልዕሌካ ዝግበር ዝነበረ ውዲት ካብቲ ዝለዓለ ኣዛዚ ናይቲ ጉዳይ ክሳብ መወዳእታ ዝተሓባበሩ ዝነበሩ ብግልጺ እንተትነግረና ጽቡቅ ምኮነ ፡ካብ መሰረቱ መን ዝጠጅኦ ኢዩ ፡ ክፍለጥ ኣለዎ።
    ብዙሕ ልቢ ኣዕቢካ ዝገደፍካዮ ኣሎ እኮ
    ብዙሓት ኣያታት ምስምስ እና ኣምጻካ ብሑቡእ ብቃጻ ብዓረር ብጾቶም ዝተቀትሉ ኣለዉ ጽባሕ ኩኩ ክንገር ኢዩ ስለዚ ነዚ ናትካን መሳርሕትካን ዘጋጠመ ውን ከም ቀደምካ መን ጠጂኡዎ ሓብረና።
    ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።

  • @dendengebrengus289
    @dendengebrengus289 2 ปีที่แล้ว +5

    I am following word by word and you are absolute right.

  • @berea.5579
    @berea.5579 2 ปีที่แล้ว

    Good very interesting narration,Antonio you doing great job keep it up bro.I wish it was daily,you can't imagine how couldn't wait to listen every week.Hope the book comes soon

  • @user-xg7mu8nq1s
    @user-xg7mu8nq1s 2 ปีที่แล้ว +19

    ኣንቶንዮ ሓጺርን ቅርጥውን ሕቶ ሓቲትካ እቲ ዝበዝሐ ዕድል ነዚ ጅግና እንተ ትህቦ ይምረጽ። ታሪኽ ኣብ ምስማዕ ትኾልፈና ኣሎኻ።

    • @samitahama1278
      @samitahama1278 2 ปีที่แล้ว

      Zeyberhe hitotat kihato ewn gbue u bro

    • @Esunosamsom
      @Esunosamsom 2 ปีที่แล้ว

      I appreciate the way Antonio is using in the interview. Well done bro Antonio. We are expecting a lot from you.

    • @zerietandom1677
      @zerietandom1677 2 ปีที่แล้ว

      100% agree

  • @user-xg7mu8nq1s
    @user-xg7mu8nq1s 2 ปีที่แล้ว +21

    ብርጌድር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ባሕሪ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር። ክበር ንበር ኣተ ዓቢ ሰብ ኤርትራን ህዝባን ወትሩ ካብቶም ዝለዓሉ ጀነራላት ኤርትራ ኢኻ።

  • @jossy222
    @jossy222 2 ปีที่แล้ว +1

    Jigina eka weyo da seb mis mete tray eu jigeninu zeglxi ember harbegna abona eka god bless u

  • @aberateklehaimanot9804
    @aberateklehaimanot9804 2 ปีที่แล้ว +2

    ተጋዳላይ ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ነዚ ብምግባርካ ክብርን መጎስን ንዓኻ ከምኡ ውን ኣንተንዮ ከምዚኦም ሰብ ቅያ፡ኣኽራናት ህግ ካብቲ ባሕሪ ብጭልፋ ናይ ቃልሲ ጉዕዝኦም ንህዝቦም ንምክፋል ባይታ ብምሃብካ ምስጋና ንዓኻ።

  • @Segen91
    @Segen91 2 ปีที่แล้ว

    Thank you!

  • @ramadanmohamed8176
    @ramadanmohamed8176 2 ปีที่แล้ว +1

    ኡንቃዕ ድሓን መጻኩም ጋጼጥኛ አንትንዮ ተስፋይን B/G ተክስተ ሃይለን!!! !!! !!!

  • @dendengebrengus289
    @dendengebrengus289 2 ปีที่แล้ว +3

    Wel come eritrean hero Birgadier General Tekeste Haile.
    We are lucky that you are alive

  • @gebarmahari829
    @gebarmahari829 2 ปีที่แล้ว

    Brigadier General Kesete haile I would Appreciate u for been the part of our nation history and thank you gentle man so intelligent

  • @degoldessie1826
    @degoldessie1826 2 ปีที่แล้ว

    Welcome Jigna Arkan B/G Tekeste Haile. Antonio yikreta hito abzihkalu, kurub mikbibal bezihu...nisu bizey mikurats kezentiwo eu zihashe. Thank you

  • @yemaneyebio9629
    @yemaneyebio9629 2 ปีที่แล้ว +2

    Good to see you our country hero

  • @ygghebreyohahannes793
    @ygghebreyohahannes793 2 ปีที่แล้ว +3

    ኩቡር ሓርበኛ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ፡ ንስለ እቲ ዘወፈኻዮ ኩቡር ዘይትካእ ንእስነትካን ወርቅ ግዝየኻን ዘለኒ ኣድናቖትን ክብርን እንዳገለጽኩ፡ ሕጂ ውን ንፍትሕን ሓርነትን ህዝብና ከይተሓከልካ ታሪኽ ሰውራ እተማሓላልፎ ዘለኻ ዓቢ ህያብ እዩ ንዓና ንመንእሰያት። ክንድዚ ዝኣክል ውዲት ንብጾትካ እንታይ ንምርካብ እዩ? ብዝኾነ፡ እት ሕጂ እንማሃሮ ካብቲ ሽዑ ዝገጥመኩም ዝነበረ ካልእ ኩናት፡ ዓቕሊን መትከልን እዩ። መትከልን እምነትን ንሃገራውነት ዘይቅየር ስለዝነበረ ንኹሉ መጥቃዕቲ ተጻዊርኩሞ፡ ተዓዊትኩም።

  • @teshememsgane3008
    @teshememsgane3008 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርም

  • @timhabte6279
    @timhabte6279 2 ปีที่แล้ว

    You are hero and role model to eritrean.

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl 2 ปีที่แล้ว

    ብሰላም ተመለሱ ❤️🇪🇷

  • @tadessekidane720
    @tadessekidane720 2 ปีที่แล้ว +1

    ንእግረ መንገደይ ግን ንወዲ ሃይለ ሓንቲ ሕቶ ክሓቶ ደስ ምበለኒ።
    የማነ በርሀ ኣብ ብርገድ 51 ናይ ሓይሊ 32 ኮሚሳር ኮይኑ ንነዊሕ ሰሪሑ። ኣብ 1983 ዓ.ም ኣብ ዝተገብረ ተኽሊጥ ተቐይሩ ናብ እንዳ 85 ከይዱ። ኣብኡ "ሻባይ" ዝብል ሳጓ ዝነበሮ እመስለኒ። ወዲ በርሀ ብጠባዩ ኣዝዩ ውዑይ ኢዩ። ኣብ ካልእ ግን ዝወጾ የብሉን። ኣብ ክ/ሰራዊት 85 ምስ ከደ ካብ መራሕ ቦጦሎኒ፡ እንተ ናብ መራሕ ሓይሊ እንተ ናብ ጋንታ ከም ዝወረደ ሰሚዐ። ኣብቲ ናይ ጎላጉል ውግእ ከም ዝተሰውአ ከኣ ኢዩ ተነጊሩኒ። መኣስ ምዃኑ ኣይፈልጥን። ከምዚ ናትካ ጸገምን ክሕደትን ምስ ኣጋጠሞ፡ ክጻወሮ ስለዘይከኣለ ንኣብራሃም (ዓፋን) ብተስታ (ብርእሱ) ሃሪሙ ከም ዝዘርገሖ ይስማዕ ኢዩ። ወዲ በርሀ ብወታደራዊ ብቕዓቱ ዝወጾ የብሉን። በዚ ዝንቀፍ ኣይመስለንን።
    1. ስለዚ ወዲ በርሀ፡ ንዓፋን መህረሚኡን ካብ መራሕ ቦጦሎኒ መውረዲኡን ትፈልጦ ወይ ዝሰማዕካዮ እንተሎ? ኣብ ሓደ ክ/ሰራዊት'ውን ስለ ዝነበርኩም።
    2. መራሕ ብርገድ 51 ዓሊ ኢብሪሂም'ውን ኣብ ገለ እዋን፡ ተመሳሳሊ ክሕደት ምስ ኣጋጠሞ፡ ነዚ ናይ ሎሚ መጀር ጀነራል ተኽላይ ሃብተስላሴ ብተስታን ብጉስጥን ከም ዝጸያየቖ ይውረ ኢዩ። እቲ መህረምቲ ካብ ጭቡጥ ምንጪ ዝተረኽበ ኢዩ። ብዛዕባዚ'ኸ ጠንቁ ትፈልጦ ወይ ዝሰማዕካዮ እንተለካ?
    ትሕዝቶን ኣቀራርባን ናይዚ ተቕርቦ ዘለኻ ታሪኽ ግን ንዝቕጽል ወለዶ መምሃርን ንዝያዳ ምርምር ዘበግስን ስለ ዝኾነ፡ ቀጽሎ።
    ታደሰ ኢየ

    • @hadgu2562
      @hadgu2562 2 ปีที่แล้ว +1

      ኪነኣድ ዚጊበኦ አዩ። በር/ወዲሃይለ ካብ ምጀመርትስ ተኻታትለዮ ዓጊበ ሊዕሊ ኩሉ ኣብ ህዝባዊ ጊንባር ዚነበረ ናኩሎም ሓለፍቲ ተሳቲፎ ታሪኽ ከምታሪኽ ኣሚኑ ቢጽቡቅ ኣዘንቲይዎ። ሂዝባዊ ጊንባር ናብ ጸረመጥቃዕቲ ዲተሳጋገረሉ ኪሳብ ናጺነት ኣብዝተፋላለየ መስሪሕ ቢውልቂ ይኹን ናይ ጉጂለ ገይጋ ከጋጢም ባህሪያዊ አዩ። ከምዚ ናይዞም ሰለያ ማለተይ አየ። አቲ ኣብሚሪዲዳአ ዘጋጥም ወረድ ደይብ አዩ ከምሰባት ዘይምሲምማዕ ዝፈጥረሎም አበር ደሓርኮ ናብ ድነበርዎ ኢዮም ዲመልሱ መስሪሕ አዩ። ኣቀዲመ ቢ ድኮምንራይ ፊልም ዲራኣኺዎ ወዲ ሃይለዊን ዲደገሞ ቢዙሕ አዩ ሲለዚ ቢዙሓት ሓልፍቲ ይኹን ጋዘጠኛታት ኒምሲናድ ዓቢ ሲራሕ ይሰርሑ ኣለዉ። ከመኹም ዘኣመሰሉ ኒቲ ታሪኽ ኣጸብቆም ዲፈልጥዎ ኪስኒዱ ከኣ ኒላቦ። ሎሚ ዘለና መንአሰያት ቢዙሕ አካ መንበብቲ ኣይኮና ዚተሰነደ ቢዙሕ መጻሕፍቲ ኣሎ ዘንበቦ የለን ኣብዚ ኮመንቲ ሚጽሓብ አና ኒፉዓት። ካሊአ ወዲሃይለ ቢቀረባ ዚፈልጦ ሓላፊየይ አዩ ነሩ ኣብዚ ናይ ወራር ወያነ። ከምጠባይ ደሓን አዩ ጉድለታት ኣለዎ ጺቡቅ ከኣ ኣለዎ ጺቡቁ ሲለ ዚዓቢ ቀጽለሉ ኪብሎ ይደሊ። ቢፍላይ ኣብዚ ጀሚሩዎ ዘሎሚሲናድ ታሪኽ ዚነኣድ ዓቢ ኣበርኪቶ ቀጺለሉ ቢፍላይ ሚስ ገለሰባት ዘለካ ውልቃዊ ጊሪጪትን ናይሎሚ ፖለቲካዊ መርገጺኻን ሚስ ቢዙሓት መጋድልቲኻነበር ዘይ ምቅዳው ከምጺአልካ ይኺል አዩ። ቢውልቂ ዘይቲ ፈትዎም ሓለፍቲ አዊን ብዘሓት አዮም አፈልጥ አየ ጊን ታሪኽ ታሪኽ አዩ ቢምባል ኪተድኒቆም ሚስ ሰማኹኻ ማዕረኪንደይ ናይታሪኽ ጂግና ሚኻንካ ኣሚነ ቢዘሓት ደረስቲ ተጋደልቲ ነርና ዲብሉ ሪአ አየ ከማካ ቢሱል ሓቀኛ ታሪኽ ዚስኒት ኣይረኹን ቢዙሓት ኣብ ፓልቶክን ቢመጽሓፊን ዚጊዕሩ ዘይነበሪዎ ጺዊጽዋይ ኒዚ መንአሰይ ዘይከዉን ነንሕድሕዱ ዝጋጮ ኒቲ ሰውራ ዘይምስሉ ዘትሕዝ አና ኪንሰሚዕ ጸንሕና ዊጽኢቱ ዲማ ኒሪኦ ኣለና ነንሕድሕድና ቢዞባን ባውራጃ ኪንባኣስ ኒዕል ኣለና። ስለዚ ናትካ ታሪኽ ጊን ሚስቲ ዚተፋላለየ መጻሕፍቲ ዘንበብኩዎን ዲኮመንታሪ ፊልሚን ዚረኣኺዎን ዚራሓሓቅ ኮይኑ ኣይረኸብኩዎን ቢሉጽ ታሪኽ። ካሊአ ኪብሎ ዚደሊ ቢሕጂዊን ተጠንቂቕካ ቢሉጽ መጽሓብ ኪተምጸአልና ኒጽበ ታሪኽ ታሪኽ ኣርከናት ገድሊ ቢህወትኩም አንከለኹም ታሪኹም ኪብለል ኒሪኦ ኣለና ቢዝያዳ ኣብ ቀጻሊ ኪፋላት ኪትመጾ ቲኸዊን ኣብ ናይ ፈንቅል ዚመልከት ወያነ ቢዙሕ ታሪኽ ኣዛቢዕም ኣለዉ ኣነጽርካ ኪትምልሳ አላቦ። ኒመቃልስቲኻ ዘለካ ኪብሪጊን ይበል ዘቢል አዩ። ዘይቲፈልጦ ኣይፈልጦን ሚባልካ ኒዚታሪኽ ሓቀኛ ኪኸዊን ዊጽኢታዊ ገሪዎ ኒዓኻዊን ሰብ ኣብልዕለኻዓቢ ሚስዛን ኪሕዝ ኣኽሉዎ አዩ።

  • @hadgu2562
    @hadgu2562 2 ปีที่แล้ว +6

    ወዲ ሃይለ ቢቀረባዝፈልጦ ኣዛዚ አካ አንተኾነ95% ጺቡቅ ታሪኽ ኣለዎ። ጊን ኣብገለ ኣነ ከምዚ ገበርኩ ከምዚ ገበሩኒ ዚቢል አንታይነቱ ደቢሪህ ባህሪያት የቢሪህ ባህሪያት ኣሎዎ ኩምሎም ከም ማሳኻኺር ደቅሪቦም ሲወኣት ቢሂወት ደየለዉ ሰባት አዮም ዲለዚ ኒቲ ታሪኽ የፍኩሶ ኣሎ። ቢህወት ዘለዉ ማሳሪሕቱ ስለዘለዉ ይዛረቡ አዮም። ካሊአ ቲቪ ሰነድ ኒ መኩየ ባርያ በርጋደር ጀነራል አልኩም ኣብ አኪሪን ጺሕፍኩሞ ኣለኹም ሞኪየ ባርያ ኮነረል አዩ። በርጀነራል ተኸስተ ሃይለ ኣብናይወያነ ወራል ቢገለ ኣጋጣሚ ኣዛዚ ክፍለሰራውትና ማለት ክ 36 ነሩ ቢዙሕ ጉድለታት ነሩዊ ቢፍላይ ኣብ ዕላቐሺ ኣኪቡና ድነበረሉ ሰዓት ቡዙሕ ዝንባለ ከምዘለዎ ኣንጻባሪቁ አዩ። ቢኡ መጠንከኣ ዚበሑ ኣዘዝቲ በራጊድ ዝነበሩ ዚዛረብሉ ኩነታት ነሩ። ኣብኩናት ዘለዎ ጂግኒነት ጊን ደውጺአሉ የብለይን። ቀንዲ መንቀፊኡ ጊን ዲሑር መስፊናዊ ሰረት ኣውራሃዊን ወገናዊን ኣታሓሳስባ በጨቅ ይብሎ ነሩን ኣሎን። ኒኣቢነት ሚስ አሪሳት ዲገበሮ ቲንታነ ኣብነት ቢዛዕባ ወዲ ፍርዙን ቢዙሕ ታዛሪቡ ኣብቲ ኣሃዱ ሚንባርና ኒኹሎም ማዕረ ኒፈልጦም ወዲ ፊርዙን ኣዛዚ በርገድ ወዲ ሃይለ ኣዛዚ ክሰራዊት ዲነበሩሉ ኒኒሕድሕዶም ዘየሳማሚዖም ደኣበር ኒሃዱ ዲምልከት ኣይነበረን። ኒወዲ ፊርዙን አዊን ኣውራጃዊ ደቢል ዋላሓደ የብሉን ኣይነበረን። ወዲ ፊርዙን ኣፉ ጺያፍ ዘምሉቅ ዘይርኑብ አዩ ኣፉ ዕረ አዩ አንተበልካና ኪናሚን ወዲ ፊርዙን ኣአራጃዊ ውዩ ቲቢልጊን ክ36 ዘይቅበላ አያ። 95% ኣቃራርባኻ ከድኒቀካ ይደሊ ሓደራ ኣብዝመጺአ ኪፋላት ጺሊኻ ከይቲንጻባሪቅ ታሪኽ አንዲሕር ኮይኑ ከምዘለዎ ኣቅሪቦ።

    • @Tv.senedNews
      @Tv.senedNews  2 ปีที่แล้ว

      ኽንእርሞ'ና፡ የቐንየልና

    • @ourunitytobekeep8508
      @ourunitytobekeep8508 2 ปีที่แล้ว +4

      ኣየ ንስኻ ስንፍና ናይ ውጩ ስለ ዝተልዓለሲ ናብ ዘይኮነ ትህውትት ወዲ ሃይለ በይኑ ኣይኮነን ኣብዚ ዛንታ ዘዘንትዎ ዘሎ ናይ ሞኩየ ባርያ ከምእውን ሃብቱ ኣብ ልዕሊ እዞም ሰባት እዚኦም ዝወረደ ውንጀላ ስዓታተን ዕለቱን ብግልጺ ይገልጾ ኣሎ ትፈልጦ እንተለካ ብዝዓባ እዚ ጉዳይ ሃየ ወጺኻ ተዛረብ እንተዘይ ኮነ ብሃውሪ ኣይትዛረብ። ውጩ ሰብ እዩ። ንብዓልኻ ሕማም ኣውራጃ ኣለካ

    • @menkabmen5751
      @menkabmen5751 2 ปีที่แล้ว

      Wedi Haile ezi kulu kolilqa n deki Hama nmwqae u wchu ktbl mereqa wedieqa ....ygerm u awrajawi xebibnetqa bglxi aghidqayo

    • @user-xn2gv9qt7y
      @user-xn2gv9qt7y 2 ปีที่แล้ว

      @@menkabmen5751 ኣታ ደንቆሮ ርእሲ ዉጩ ተጸሚምካ ስምዓዮ ኣይተጭበርብር ታሪኻ ኣቦታትካ እዚ እዩ ንኢሰያስ ከፍትዉ ሃገርን ህዝብን ለኪሞም

    • @tesfalemhailemichael3364
      @tesfalemhailemichael3364 2 ปีที่แล้ว

      @@menkabmen5751 wedi haile ab siltan zineberelu ab gimbar adi begieo n kisad eikan kifleserawit 36 kelo kindey meneseyat tefiem eyom b senki zey bukue merhnetu deskilu neyru kea b nay zigebero hagafat

  • @user-wr4ih6td4o
    @user-wr4ih6td4o 2 ปีที่แล้ว +3

    Powww ኣታ ሓቁ እባ እዩ እዚ ገድሊ 30 ዓመት ክወስደልኩም ካብቲ ምስ ጸላኢ ዝተዋጋኩሞ ነንሕድሕድኩም ዝተዋጋኩሞ ይበዝሕ።

  • @liyategay874
    @liyategay874 2 ปีที่แล้ว +2

    Wedi Haile malet Bhaxinet Zhalf Gigna bzey trtrrrrr Baaley mskru !!!!!

  • @user-pg1nl1mg4v
    @user-pg1nl1mg4v 2 ปีที่แล้ว

    Well done clear speech

  • @kobikobi4234
    @kobikobi4234 2 ปีที่แล้ว

    Wowwwwwww good job

  • @yonatansolomon4231
    @yonatansolomon4231 2 ปีที่แล้ว +1

    Intelligence general. 👏👏

  • @grmeso6369
    @grmeso6369 2 ปีที่แล้ว +2

    Wedi haile belih seb eqae bel ninegari tarik terefka Amlak zeben hiwetka ybarik

  • @berhanegebremedhin5581
    @berhanegebremedhin5581 2 ปีที่แล้ว +1

    ካብዚ ቃለመሕትት ከምንርኦ ፣ ዉጩ ለኽባጥ ከምዝነበረ እዩ። ። ። ።

  • @ghedemhirgigo6638
    @ghedemhirgigo6638 2 ปีที่แล้ว

    Thanks our heroe

  • @tesfalemtewolde6972
    @tesfalemtewolde6972 2 ปีที่แล้ว +1

    Ade welida tmken jgna btaemi sehabi tarik wedi haile enkae abona konka nay behaki

  • @user-xg7mu8nq1s
    @user-xg7mu8nq1s 2 ปีที่แล้ว +3

    ፈልፋሊ ታሪኽ ኤርትራ ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ መሕደሪ 1000

  • @tesfaaloabkulu8443
    @tesfaaloabkulu8443 2 ปีที่แล้ว

    Jigna weladi eka bihaqi .bitaemy zgerm zanta eyu.nezi kulu xegemat halifka ab kemzy bexahka wedi Haile jigna.

  • @samitahama1278
    @samitahama1278 2 ปีที่แล้ว +3

    ብ\ጀነራል ምኪኤል ሃንስ(ወዲ ሃንስ) ኣብ ሰውራ ግኑን ስም ዘለዎ ንሓቂ ዝልሕጸጽ ሎቅመጽመጽ ዘይብል ላዕለዎት ሓለፍቲ ፍጹም ዘይደፍርዎ ማራ ተሪር፡ ብዓል ሕጹብ መዓንጣዩ፡ዝያዳ ዝፍለጠሉ ቆራጽን፡ሓንጻጽን፡ሰራዊቱ ሒዙ ምስኦም ኣብ ማእከል ሓዊ(ኩናት) ዝኣቱ ምኻኑ'ዩ፡ ብዙሓት ገዳይም ተጋደልቲዮም ብዛዕብኡ ብኩርዓት ዝዛረቡ!!

    • @user-pm3fb9er7l
      @user-pm3fb9er7l 2 ปีที่แล้ว +2

      ሕጂ ኸ እንታይ ይገብር ኣሎ

    • @misghinagheb9692
      @misghinagheb9692 2 ปีที่แล้ว +1

      Adinfas kulom betekatiyom bijigninet zidaregom yeblomin.

  • @negassiokbagergsh8439
    @negassiokbagergsh8439 2 ปีที่แล้ว +1

    Velkommen tilbake

  • @MerhawiTewelde-jj9qy
    @MerhawiTewelde-jj9qy 2 หลายเดือนก่อน

    Yifeltom iye âne tenama ninkulom awrajawyan hamasien inda sileya hateeyawi wedi shermuta abrehaley kifle Nay Shahi kedamin hadamin sere,etay wedi shermuta

  • @No-miss-No-miss201
    @No-miss-No-miss201 2 ปีที่แล้ว

    Wedi Heile shul. ms tselai tray aykonkumn twagu nerkom. Jgna bahri gemel ika n hzbi eritrea wedi heile.

  • @bntk8889
    @bntk8889 2 ปีที่แล้ว

    wedi Tsige zibelikayo men shumu

  • @chaytekle3918
    @chaytekle3918 2 ปีที่แล้ว +1

    Our hero we love you

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 2 ปีที่แล้ว +1

    አቦና ጀንራል ተክስተ ሃይለ መጀመርያ ብሂወት ሃሊካ እዚ ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ክተዘንቱ ምብቃዕካ ብጣዕሚ የ ዝሑጎስ ነዚ ንኡስ ወሎዶ ዓቢ ትምህርቲ ስለ ዝኮነ በቲ ውን ንቲ ታሪኮም ከይትዘንተወ ዝሓለፉ ጀጋኑ ልሳኖም ምካንካ ክም ህልዋት ኮይኖም ዮም ዝስምዑኒ ፡ኮይኑ ግን አብ ግለ አጋጣሚታት ምሕተትካ ዕቃበ አለኒ መክንያቱ ቡዙሕ አብ ስራሕ ዝነበረ ዘይምስምማዓት ነዚ ወሎዶ ዚ ክትግልጸሉ ኮሎካ ምስቲ ዘሎ ትሑት ምርዳእ ሽግራት ዝውስክ ኮይኑ ስማዕኒ ካልእ ውን ክም ቃንቃና ዝቃንቁኦም ጎሮባብቲ አለውና ወትሩ ድካምና ክጋፍሑ ዝጽዕሩ፡ክም 3 አካል ውን ዕላልካ አብ ውልቀሰባት ዝነበረ ክም ዛንታ ክዝንቶኮሎ ካልእ ሂወት ዝነበሮ መስል አሎ ብክምዚ ዓይነ ከ ትሪኦዶ አለካ? ካልእ ምስ ውጩ ቡዙሕ ግዜ ናይ ስራሕ ውን ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ውልቂ ዘይምቅዳው ውን ዝነበረካ መስል ኮምኡ እንተኮይኑ ዘይምቅራቡ ምመረጽኩ አነ ፡ካልእ ንዞም ኩሎም ትጠቅሶም ዘለካ ሓለፍቲ ሽሞም ጥራሕ ኢካ ትጠቅሶም ዘለካ እዚ ክኣ ካብ ካልእ ዘይኮነስ ክም ልምዲ ንስካ ብቀረባ ስለ ትፈልጦምዩም ኢለየ ዝአምን ብካልእ አይሪኦን የ ኮይኑ ግን እዚ ንኡስ ወሎዶ ምዓርጎምን ሙሉእ ሽሞሙን ዝለዎ ደርጃን እንተ ትጠቅስ ጽቡቅ ምኮነ እብል እቶም መሳቱካን ወይ እቲ ማእክላይ ወሎዶን እፈልጦም ይክውን ንካልኦት ግን ንአፍልጦ ኢለየ ነቲ ካልእ ህዝቢ ፡ብዝኮነ አንቶንዮ አሳልጦ ሃብካ አምላክ አብ ስራሕካ በርትዕ ቀጽሎ ታሪክ ሃግር ኢካ ተዘንቱ ዘለካሞ ብጥንቃቀ ሓዞ ኮምኡ ውን ንካልኦት ቡዙሓት ገዳይም ስለ ዘለው ክምዚ ናይ አቦና ጀንራል ተክስተ ሃይለ ዕድል ክትህቦም ይላበወካ።

  • @danielghirmai2098
    @danielghirmai2098 2 ปีที่แล้ว

    Tarik mukanu ayxelaekuwon .gn entay u kmexie tedeliu zelo maletey axaluna du weis kem tarik hmaq gbri ngebir nerna ena mo fletuna eti shuu zgebernayo hji freduna u sorry krdani aykalen kubur abona ??? Kem tarik gn xibuk tetnegruna do aymhashen perke qimtakum abana kdegis tera txawetu zelekum koinu ysmani thanks.

  • @anbes6646
    @anbes6646 2 ปีที่แล้ว

    ጂግና ወዲ ሃይለ

  • @eritreaprotector3590
    @eritreaprotector3590 2 ปีที่แล้ว

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @buruheumexaina8749
    @buruheumexaina8749 2 ปีที่แล้ว

    Kubur abona b,r tekeste hayle abza alem keytesanabetkum adna ktmelsuna nmjxenekum

  • @danielkiflay7536
    @danielkiflay7536 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣንተኖ ምዝራብ አኮ ከሊኣካዮ ሓሳቡ ከተወዶኦ ኣለካ

  • @Teklezghi86
    @Teklezghi86 2 ปีที่แล้ว

    ሓታታይ ኣይግድን ፣ወዲ ሃይለ ይበል ኣዘናትዋን ኣተሓሕዛን ሰነድ ።እንተዘይተጋጌ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተፈነወት ዶኩመንታሪ ፋንቅል እቶም ክልተ ስለያ ከም ዝተጋገዩ እያ ተብርህ። ብልክዕ ምስ ናትካ ሓሳብ ትሰማማዕ ኮይኑ ረኺበያ።

  • @iyasutsehayet621
    @iyasutsehayet621 2 ปีที่แล้ว

    General bitami hayal Kunat Eka ahlifka

  • @thegarzado1470
    @thegarzado1470 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome, can you tell us if there was a war on 1981 at "engel",how was it and tell us pleas the martyrs name you remember. Thx

  • @-justicewithtruth
    @-justicewithtruth 2 ปีที่แล้ว

    I dont undertand why you interrupted his story and ask something else

  • @meronsimon7049
    @meronsimon7049 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሓርበኛ ወዲ ሃይለ
    ሃብቱ ግን ኣብ ኤርትራ ዶ ኣይኮነን ዘሎ ኣብ ሓደጋ ኣየእትዎን ዶ

    • @berhanejosef3613
      @berhanejosef3613 2 ปีที่แล้ว

      He was talking about the past. Befor the Eritrean Independence. So he talde us. No problem.

  • @gideyendriyas7037
    @gideyendriyas7037 2 ปีที่แล้ว

    Atahttaka sahabi aykonen nisemaen nitahatatin

  • @ramadanmohamed8176
    @ramadanmohamed8176 2 ปีที่แล้ว

    ሎምይስ ሕቶ ኣለንይ ኢዛ ጉዳይ ኣብ ሚዝይዛማ ኢያ ትመስል ኢሞ! B/G ተክስተ ሃይለ!
    ኹሉኩም ኣባብስ ኢኹም ኹሉኩምጀጋኑ ኢኩም ግን !
    ሓያል ሓታኣትይ ኣይረኸብኩምን!!! !!! !!!

  • @weldehiwettsegu
    @weldehiwettsegu 2 ปีที่แล้ว

    ጋዜጠኛ ኲኖ እቲ ክገልጾ ዝሓሰበ ኮሊፍካዮ።

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 10 หลายเดือนก่อน

    እዚ ንመን ይምህር ክብረትካ ዝናኻን ዓቅብ ከቢርካ ክትነብር ናብሕስረት ትወርድ አለኻ

    • @user-me3ry6kz8f
      @user-me3ry6kz8f 6 หลายเดือนก่อน

      Denqoro tekonu temehar tezey koynu afka haz

  • @medhanit365
    @medhanit365 2 ปีที่แล้ว +1

    Habtu habtu tiblu wuelkum, men eyu gn sbuk gerkum ngeruna

    • @alekueyezebl701
      @alekueyezebl701 2 ปีที่แล้ว

      ተዘይ ተጋግየ ኮነሬል ሃብቱ ገብሬናስ እዩ ዝብሃል ዓዱ በዚ ከባቢ ዓዲ ኻላ እዩ ሕጂ ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት 37 ዘሎ እዩ ዝኽውን

  • @hadgu2562
    @hadgu2562 2 ปีที่แล้ว

    ሕቶ ኒ በር/ጅ ተኸስተ ሃይለ ኢዛ ዓፋን ኣብ1989 ሚብጋስ መጥቃዕቲ ሽረ ኣብራሃም ዓፋን መራሒ በርገድ ነሩ አልካሞ ዓፋን ኣብ1988 መጥቃዕቲ ናደው ሚኪትል ኣዛዚ ኪፍለሰራዊት 52 ኣብ መስሓሊት ከምድነበረ ኣብ ሓደ ዲኮመታሪ ፊልም ይገለጽ አዩ። አዚኣ ከመይ ኢያ?

  • @TtTt-hz1xf
    @TtTt-hz1xf 2 ปีที่แล้ว +1

    Higna abona!!! Nberlna nihna kinkesb!!!!

  • @misghinatsige4467
    @misghinatsige4467 2 ปีที่แล้ว

    kbur hawnan abonan zemehalalfo zelo tarikawi dhrebayta kflet zgbeo eyu edmen tenan kea nmneyelu

  • @chaytekle3918
    @chaytekle3918 2 ปีที่แล้ว

    Wellcom tegadaley general tekeste haile

  • @meharidawit4248
    @meharidawit4248 2 ปีที่แล้ว

    Eiway khamq gzetegna. Ita kemey zibelwo eu kemzi zeakl seb hizj si eeeeeii inda bele ko kalat yhixrlu

  • @user-pm3fb9er7l
    @user-pm3fb9er7l 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ዝኸበርካ ጀነራል ተከስተ ሃይለ ኣብ ዝሓለፈ ግዝየ ንቡዙሕ ኩነታት ድሓር ክንመጾ ኢና ትብል እሞ ደጊምካ ግን ኣይትመጾን ኣለኻ ስለዚ ንኩሉ ናጻፈፍካ ተትከይድ ጽቡቅ ነይሩ ማለት ናይ 85 ትትርኽ ተለካ ኣብ 90 ዘጋጠመ ክትነግር እንተ ኮንካ ካብ ዳሕራይ ክመጾ ምባል ከም ዘለዎ ንኩሉ ናጽፈፍካ ተትቅጽል ጽቡቅ ነይሩ ብዝተረፈ ነመስግን ።

    • @alekueyezebl701
      @alekueyezebl701 2 ปีที่แล้ว

      እዚ ሞኬ ባርያ ወዲ ኣበይ ዓዲ እዩ ኣሎ ዶ ብሂወት ኩቡር ሓው

    • @user-pm3fb9er7l
      @user-pm3fb9er7l 2 ปีที่แล้ว

      @@alekueyezebl701 መኮነን ሃይለ (ባርያ ) ብ 1974 ኣብ ጀብሃ ተሰሊፋ ድሕሪ ክልተ ዓመት ብ 1976 ናብ ህዝባዊ ግንባር ተጸንቢሩ ' ድሕሪ ናጽነት ክኣ ተሰዊኡ '፣ ዓዱ ብልክዕ ኣይፈለጥኩዎን ኣለኩ ።

    • @alekueyezebl701
      @alekueyezebl701 2 ปีที่แล้ว

      @@user-pm3fb9er7l ታንክስ ኩቡር ሓወይ ስለ ተገዳስነትካ ዓዱ ውን ካብ ሓደ ዝፈልጦ ሓበሬታ ረኺበ ከባቢ ዓዲ ኻላ ቤት ገብሪኤል ትብሃል ዓዲ እያ

    • @user-pm3fb9er7l
      @user-pm3fb9er7l 2 ปีที่แล้ว +1

      @@alekueyezebl701 ኩሉ ናተመላላእካ እዪ ኣነ ውን የመስግን ዓዱ ብዝሓበርካኒ ክቡር ሓው ' እቲ ሃብቱ እሉ ዝገልጾ ዘሎ እውን ኣብዚ ከባቢ ዓዲ ኳላ እዪ !

    • @alekueyezebl701
      @alekueyezebl701 2 ปีที่แล้ว

      @@user-pm3fb9er7l የመስግነካ ኩቡር ሓው እወ እንዳ ተማላልኣኻ እዩ

  • @mand6515
    @mand6515 2 ปีที่แล้ว

    Adem derig wedi Ali eyu zebhal enda 21 neyruo dehar ka enda 15 azeiz neyruo hegi gin aby serih yelan aby geiza eyu zelo

  • @libeymidrebeda2580
    @libeymidrebeda2580 2 ปีที่แล้ว

    Eti Foto ba aqrbulena bae qureb

  • @andatyemane2906
    @andatyemane2906 2 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ታርኽ ብርገደር ጀነራር ወድ ሃይለ ኣነ ክሓታ ደልየ ዘለኹ እዮብ ናሽሕ ምሳኻ ከም መራሕ ሓይሊ ኮይኑ ይሰርሕ ከም ዝነበረ ኣብ መግለጽኻ ሰሚዐ ነይረ ስለዚ ኣበርክትኡን ኣሳዋውኡኡን ክትነግረና ሓወቦይ እዩ ኣብ ኢራ ታሕታይ ኒኡስ ዞባ ዒላበርዒድ እዩ ዓዱ

    • @misghinagheb9692
      @misghinagheb9692 2 ปีที่แล้ว

      Asibkawin suwuat Ghebrehiwet hanbir kemuwin Mekonen gubtanin win kabtom arkanat jeganu slezikonu tarikom bizirzir kabzifelto kinegrena hito amehalalif?

  • @amanuelmehari8928
    @amanuelmehari8928 2 ปีที่แล้ว +2

    ታኣምር ኢዩ። ጀነራል ናይ ምዝካር ክእለቱ ፍሉይ ኢዩ። ከምዚ ናይ ስእላዊ ዝኽሪ (photograph memory) ዝብልዎ ዓይነት ዝኽሪ ኣሎዎ። ብዕምቆት፥ ብዝርዝር፥ ብዙር ብዝኾነ ኣገባብ ክገልጽ ተዓዚበ። ብጣዕሚ ፍሉይ ኣቀራርባ። ካልእ፥ ብ/ጀነራል ኣብ ዘይፈልጦ ኣይዛረብን። ወላ ነቶም ዘሳቕይዎን ምስ ጸላኢና እሰያስ ወጊኖም ዘሎዉ ሰባት፥ እታ ናቶም ተዘይኮይኑ ዘይናቶም ክህብ ኣይደልን። ንገድሊ ባኣወንቱኡን ባኣሉቱኡን ከም ዘሎዎ ብዘይ ምግናን ይገልጽ። ህግ ወላካ ህልኽን ምድፍፋእን ተነበሮ፣ ዘይከሓድ ሓቂ ግና ወተሃደራዊ ሓለፍቲ ኣብ ዝውስንዎ ውሳነን ዘካይድዎ ውግእን ተሓታትነት ከም ዝነበሮምን ብደቂቅ ናይ ምቁጽጻር ኣሰራርሓ ከም ዘካይዱን ተረዲኤ። ብሓቂ ህግ እንዳ ሰቡኡት ኢዩ ነሩ። ድኽም ዝበለ ሰብ ኣብዚ ውድብ ክነብር ኣዝዩ ከም ዘጸግሞ ኢዩ ዘረዳኣካ።

    • @misghinagheb9692
      @misghinagheb9692 2 ปีที่แล้ว

      Isaias xelae elkayo agame kitkewin aleka nisika?

  • @wediwuluf1606
    @wediwuluf1606 2 ปีที่แล้ว

    Wedi haile beal metkel kulu kemka kekwen nerwo

  • @hadgu2562
    @hadgu2562 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰነድ ቲቪ ኣብ ስኪሪን መኮነን ባርያ በርጋበር አልካ ኣውጺካዮ ዘለኻ ኮነረል አዩ።

    • @Tv.senedNews
      @Tv.senedNews  2 ปีที่แล้ว +1

      ክንእርሞ'ና ፡ የቐንየልና

  • @abrhammaryam4117
    @abrhammaryam4117 2 ปีที่แล้ว +3

    መኮነን ሃይለ ኣበይ ከባቢ እዩ ወደይ ብታዕሚ ቀባጽ❤❤😍በጃኩም ኔገሩኒ ዝፈልቶ እንተሎ ወዲ ምንታይ ዓዲ ምካኑ?❤

    • @dafukaku5007
      @dafukaku5007 2 ปีที่แล้ว +5

      Tay ymlketeka eritawai u beka adu sle zeyfeletka hamimka mish thzn

    • @Robeltk
      @Robeltk 2 ปีที่แล้ว +5

      ዓዱስ በል እንታይ ገዲስካ ታሪኩ ጥራይ ዘይኣክላካ

    • @karlekenkarleken1574
      @karlekenkarleken1574 2 ปีที่แล้ว +1

      Adka hdeg dia tay delikayo Eritrea u wedza junta

    • @ifyouneedmoneyjustwork7269
      @ifyouneedmoneyjustwork7269 2 ปีที่แล้ว +1

      ዓዲ ኻላ ቤቴገብርኤል

    • @misghinagheb9692
      @misghinagheb9692 2 ปีที่แล้ว

      @@Robeltk kabzom bihimam awraja zisekeru hulkusyu juntayu.wey Tigray tiewet ziblu.

  • @misghinagheb9692
    @misghinagheb9692 2 ปีที่แล้ว

    Mekonen zibil shim zidegagem zelo Mekonen gubtan ab kiya 18 dekayik mikixal nay 34 neferti sembel mikitil General Sbhat Efrem koinu neti srihit zekaydo zinebere dahar ab wigie sgredob Ethiopia ab nay asosa zitesewe harbegna tegadalay do ykewin kurub abrhalna entetekaelu?

    • @ifyouneedmoneyjustwork7269
      @ifyouneedmoneyjustwork7269 2 ปีที่แล้ว +1

      ሞኮነን ጉብጣን ኣይኮነን
      እዚ መኮነን ቀሺ ሃይለ ባርያ ይበሃል ዓዲ ኻላ ቤተ ገብርኤል ኢዮ መራሒ ክፍለሰራዊት ኔይሩ ኣብ ሳልሳይ ወራር ኣብ ኣዲ በጊዖ
      ላንድክሩዘር ሰሊምዎ ነይሩ ኢሰያስ ኣፍወርቂ

    • @misghinagheb9692
      @misghinagheb9692 2 ปีที่แล้ว

      @@ifyouneedmoneyjustwork7269 heray xubuk kibret yhabeley zahawey eta bariya tibil shim slezeytetekset eyember anewin abti hafexta kunat kisad adi begio yemanay wegen nereye kifleserawit 37 nay core 271 3seyti berged zineberet koine tesatifeye hawka warsay gedim abal 3say zuriya kab USA.

    • @ifyouneedmoneyjustwork7269
      @ifyouneedmoneyjustwork7269 2 ปีที่แล้ว +1

      @@misghinagheb9692
      ገንዘንካ ሓወይ ናተይ
      ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣብዘለካዮ ዋርሳይ ውጻእ መዓት ! ሰላም ኮይኑ ኣብ ሃገርና ምስ ንፈትዎም ስድራና ኣሕዋትና መተዓቢትና ንተሓዋወሰሉ ግዜ የምጻልና።
      ባርያ ሳጉኡ ኢዩ ንሞኬ፡
      ሞኬ ባርያ ኣብ መጀመርታ 1974 ኣብ ጀብሃ ተሰሊፍ ደሓር ምስቶም ፍሉል ብዝብል ጀብሃ ትሃድኖም ዝነበት ኢዩ ድሓር ናብ ህዝባዊ ግንባር ኣብ 1976 ዝተጸምበሩ ኢዩ።

    • @misghinagheb9692
      @misghinagheb9692 2 ปีที่แล้ว

      @@ifyouneedmoneyjustwork7269 Amen amen kibrin mogosin netom mezanuna warsay ayatatnan abotatnan gedayim tegadeltin ab mimxaen miwhasin hagerin hiwetom zikefelu harbegnatat suwaetna edmen tienan nihzbin haylitatin merihnetin hagere Eritrea,Eritreana wetru tehafiran tekebiran kitnebiriya bidem jeganu deka.

  • @letinak4559
    @letinak4559 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣንታ ጅግና ኣቦ💐 እቲ ብጅግንነት ንጹሓት መእሰይ ተጋደልቲ ዝሕባእ ዝነብረ ጉድ መርሕነት ህግንባር ብምግላጽካ ነመስግነካ::

    • @misghinagheb9692
      @misghinagheb9692 2 ปีที่แล้ว

      Entay gud awxiyu mushmush tarik eyu zigelix zelo junta komalat agame .

  • @Amir12395
    @Amir12395 2 ปีที่แล้ว +4

    እዚ ዋሕዚ ታሪኽ፡ ብሱል ኣቕራቢ ቃለ-መሕተት እንተዝረክብ፣ ህይወት ህ.ግ ዝፈልጥ ጋዜጠኛ እንተዝኸውን፣ ብዙሕ ምተመሃርናሉ።

  • @denden99bizen35
    @denden99bizen35 2 ปีที่แล้ว

    ነበርያ ነበረ ዓሻስ ምዉት ይናፍቕ ይበሃል ።
    ቅድሚ 30 ዓመት ዝሓለፈ ጉዳይ ኢዩ
    እቲ ጉዳይ ሞይቱ እቶም ኣብቲ እዋን ዝነበሩ ሰባት ኣውን መብዛሕትኦም ብሂወት የለዉን። ኣብዚ ግዘ እዚ
    ወላ እቶም ቁሩብ ቁራቦ ብሂወት ዘለዉ ኣሪጎም ብሕማም
    ካልእ ናይ ማሕበራውን ቁጠባውን ጸገም የሳቐዪ ኣለዉ።
    ዓረብ ክምስሉ እንከለዉ ኣልፋት ማት ይብሉ።
    እዚ ማለት ዝሓለፈ ነገር ምስሓለፈ ሞይቱ ኢዩ።

    • @user-xn2gv9qt7y
      @user-xn2gv9qt7y 2 ปีที่แล้ว

      ወዲ ሓዉ ንውጩ ዲኻ እንታይ እዩ ዘሕምመካ ዘሎ

    • @onelove7061
      @onelove7061 2 ปีที่แล้ว

      Denden & dani eye kliteikum hade eikum

  • @solomontesfaldet8490
    @solomontesfaldet8490 2 ปีที่แล้ว

    ሰላምታይ ብምቕዳም - ሕቶታት ኔረናኒ ናብ -ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ !
    ብቐዳምነት ኣብዚ ቃለ መጠየቕ ናይቲ ጋዜጠኛ ዘይብቑዕነት ጎሊሑ ዝርአ ስንፍና እኳ ንዕዘብ እንተሃለና ፣ ግና ሽለል ኢልና ክንሓልፎ ክንግደድ ኢና።
    1ይ= ምስ ኣዛዚኻ ውጩ ቅድሚ እዛ ኣብዛ መበል 29ተን ክፋል ትብላ ዘለኻ ክስን ዓመጽን ዝኾነ ግጭት ዎይ ዘይምርድዳእ ኔርኩም ድዩ ቅድሚ እቲ ኩነታት ? ምኽንያቱ ስለምንታይን ንምንታይ ናባኻን ብጾትካን ዘተኮረ ዓሎቕ ክገብር ተደልዩ ? ንዝብ ሕቶ ክተብርሃልና ?
    2ይ= ነቲ ዝነበረ ኩነታት ፣ ንስኻ በቲ ሓደ ገጽ ጥራሕ ትግልጾ ካብ ሃለኻ ፣ እቲ ሚዛን ሓቅነት ናይቲ ክሲ ንነብስኻ ሓራን ሓቀኛን ናይ ምግባራ ልዑል ግደ ኣለዎ። ከሰስትኻ ኣብ ፊትካ ነቲ ዝነበረ ኩነታት ክገልጹ እተዝቐርቡ ግና ነቲ ሓቂ ዝያዳ ሚዛናዊ ግምት ክንወስድ ምኽኣልና። ኣብዛ ትህባ ዘለኻ መግለጺ ግና ፣ ኩላ ንናይ ነብስኻ ሓራ ኣብ ምግባርን ሓቀኛ ኮንካ ኣብ ምቕራብን ጥራሕ ኮይና ኢና ንርእያ ዘለናን ትግለጽ ዘላን። ነዚ ዝያዳ ጭብጦ ምተኣማመኒ ዝኾነና ካልኣይ ኣካል ክንጽበ ክንግደድ ኢና ማለትዩ ?
    3ይ= ባህርያት ውጩ እቲ ዝጸበቐ ኣብ ሽግራት ኣፈታትሓን ግሉጽነትን ሓቅን ቅንዕናን ወገንነት ዘይሕዝን ዘይጓንን ጸግዒ ሓቂ ዝሕዝን ዝምስክርን ንጹር መርገጺ ዝወስድ ሙኻኑ ዳርጋ ብ99% ኣባላት ህግ ደጋጊሞም ዝገልጽዎን ዝዛረቡሉን ሓቂዩ። ኣብዚ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ ግና ንባህርያት ውጩ ብኣንጻሩ ዝገልጽን ዝድውን ኮይኑዩ ዝቐርብ ዘሎ። ስለዚ ነዚ ትህቦ ዘለኻ ሓሳብ ኦክሳብ ክንደይ'ዩ ሓቅነቱ ክነረጋግጽ ክንግደድን ፣ በቲ ሓደ ወገን ዝነበሩ ሰባት ክዛረቡ ክንጽበን ንግደድ ኣሎና ማለትዩ።
    4ይ= ዳርጋ ኣብ ኩሉ ዘረባኻ ንነብስኻ ኣዕቢኻ ኣብ ምርኣይን ፣ ኣነ ሓቀኛ ኣነ ዝያዳ ኩሉ ኣነ ስልጣን ተኸሊኤ ኣነ ኣነ ኣነ ዝብል ናይ ልዕልና ምድላይ ዘርኢ ባህርያት ጎሊሑ ይርአ ኣሎ።
    5ይ= ብ/ጀ/ ተኸስተ ሃይለ/ ዳርጋ ኣብ ኩሉ ዘረባኻ ንስኻ ከም ቅኑዑን ተባዕን ተበዳልን ተኸሳስን ኮይንካ ኢኻ ትቐርብ ዘለኻ። እንታይ ስለ ዝኾንካ ኢኻ ፣ ንስኻ ኩሉ ግዜ ተኸሳስን ተበዳልን ክትከውን ዝኽኣልካ ? ኣብ ባህርያትካ'ኸ እንታይ ትብለና ? ምስ ኣኽብሮት የቐኔለይ !

    • @ourunitytobekeep8508
      @ourunitytobekeep8508 2 ปีที่แล้ว +3

      ኣየ ንስኻ ስንፍና ናይ ውጩ ስለ ዝተልዓለሲ ናብ ዘይኮነ ትህውትት ወዲ ሃይለ በይኑ ኣይኮነን ኣብዚ ዛንታ ዘዘንትዎ ዘሎ ናይ ሞኩየ ባርያ ከምእውን ሃብቱ ኣብ ልዕሊ እዞም ሰባት እዚኦም ዝወረደ ውንጀላ ስዓታተን ዕለቱን ብግልጺ ይገልጾ ኣሎ ትፈልጦ እንተለካ ብዝዓባ እዚ ጉዳይ ሃየ ወጺኻ ተዛረብ እንተዘይ ኮነ ብሃውሪ ኣይትዛረብ። ውጩ ሰብ እዩ። ንብዓልኻ ሕማም ኣውራጃ ኣለካ

    • @user-pm3fb9er7l
      @user-pm3fb9er7l 2 ปีที่แล้ว +1

      ንውጩ ገሊጽካዮ ኢልካ ዲካ

    • @ourunitytobekeep8508
      @ourunitytobekeep8508 2 ปีที่แล้ว +1

      @@user-dy5kf3dr4h ንምኻኑ ኣብቲ ናይ ወዲ ሃይለ ዝዛረቦ ዘሎ ነጥብታት ኣተኩሮኻ እንተዝኸውን እኮ ጽቡቕ ምኾነ እንድሕር ኣብ ኣውራጃን ጽብቡነትን እንተሊኻ ግን ወዲሓንካ

    • @user-cx9pi1jp7f
      @user-cx9pi1jp7f 2 ปีที่แล้ว +1

      ሰለሙን ተስፉልደት ሓደ ካብቶም ታሪኽ ክስነዱ ዘይ ደልዩ ሰነፍ ሰብ ኢኻ? ውጩ ኾነ ወዲ ሃይለ ኩሎም ጀጋኑ ስለ ሃገር ዘበርከቱ እዬም:: ስለምንታይ ሓሳብ ሰብ ትቃወም ኣለኻ እቲ ድሑር ልምድኻ ንምንጽብራቅ ድዩ:: ሓቂ እንተ ሃኣሊካ ኣንጻሩ ዝምግቱ ቃለ ምሕተት ግበር:: ኣብ ቃልሲ ጸገማት ክፍጠሩ ግድን እኳ እንተኾነ:: ብኸመይ ተፈቲሑ ዘይ ተተኩር? ካልእ ካብ ውጩ ይትረፍ እዚ ንእሽተይ ጌጋ ዓቢ ጉድለት ክንጽበ ውን ንቡር እዩ እቲ ምኽንያት ካብ ዘይ ምምሃር ፍልጠት እኮ የናግፍ እዩ:: ንኽትፈልጥ ሓንቲ ኣብነት ክህበካ ውጩ 3ተ ኣንስቲ ኣለውኦ እታ ዳሕረይቲ ሰበይቱ ጋል 20 ዓመት (ምርዕውቲ) ዘይ ፍትሕቲ ጋል ማእከል ዓዱ እያ:: ሰይቲ ሰብኣይ ስልጣኑ ተጠቂሙ የሕዲግዎ? ሃገር ምሉእ ዘምርሕ ስልጣን ሒዙ ኣብ ከምዚ ውርደት ክኣቱ ኣይ ግድን ግን ንጽበዬ እዩ:: ወዲ ሃይለ ብዘይ ኣፈላላይ ሓቂ ዛንታ ጀጋኑ ዛንታ ገድሊ የዘንቱ ኣሎ:: ንብዙሓት መራሕቲ ንውጩ ኮነ ፕረስደንት ሃገረ ኤርትራ ኣብ'ቲ ጽቡቅ ታሪኾም ከም ዘሎ እዩ ኮፍ ኣቢልዎ ነቲ ዝቃወሞ ስነ ሓሳብ ከኣ ከምዘሎ ኮፍ የብሎ ኣሎ:: ዝገርመካ ከምዚ ሰብኣይ ጌሩ ንምስሊ ኤርትራ ኮፍ ኣቢሉ ዘረድእ ኣይ ረኣኩን:: ምስ ምሉእ ኣኽብሮት::

    • @tesfalemhailemichael3364
      @tesfalemhailemichael3364 2 ปีที่แล้ว

      Solomon ezi akiribkayo zeleka hasab b taemi des eiluni timhritawi zihazelekoynu rekibeyo menesey Eritrea kem wihiji eyu koynu zelo ember wedi haile butsue kikewin ab buzuh zerebueu asteweilna alena eizi ke ni hzibi Eritrea welahade ayhgizena eyu kab wegen wetsiena bhankewta nismayo kemeu win kabti elal natu kea zeyberhalkum b ridieit kithatu ylabo kab adey wedi adey witsieu kab hashewiye tealeyu kitmebulu.

  • @denden99bizen35
    @denden99bizen35 2 ปีที่แล้ว

    ዝጠፈሸ ነጋዳይ ሲ ናይ ቀደም መዛግብቱ የግንጽል ይበሃል። እቲ ኣብቲ እዋን ዝነበረ ሰብ ብሂወት የለን።
    ግሊኣ ሞይታ ፡ገሊኣ ኣሪጋ ።ገሊኣ ኣእምሮኣ ስሒታ።
    ገሊኣ ኣብ ርሑቕ ገጠራት ሰፊራ ዓዲ ውዕል ኮይና፡ ገሊኣ ብሽኮርያን ጸቕጢ ደምን ትሳቕ፡ ገሊኣ ሕማም ረሲዕ ሒዝዋ ክንደይ ኢልካ ክጽብጸብ ።
    ስለዚ ወዲ ሃይለ ሱቕ ኢልካ ናይ ሶሻል ዝሃቡኻ እንዳበላዕካ ብሰላም ንበር ።
    እንተዘየሎ ዝሰምዓካ የለን ሎሚ 2021 ኢና ዘለና
    ኣብ ቀደም ኣይንበርን ኢዩ።

    • @Robeltk
      @Robeltk 2 ปีที่แล้ว +2

      ነብስኻ ወኪልካ ተዛረብ::
      እዚ ዝትርኮ ዞሎ ታሪኽ ካኣ መምሃሪ እምበር ካልእ ኣይኮነን ክብረት ይሃልካ ወድዛ ከብረተ ውሻ::

    • @denden99bizen35
      @denden99bizen35 2 ปีที่แล้ว

      @@Robeltk ካብ ጸርፊ ትጻረፍ
      ሓቀኛ ስነሞገት ኣምጺእካ ተዛረብ ጸርፊ ናይ ድኹማት ኢዩ። ኣነ ኣውን ምስ ጸርፍኩኻ ግን ኣብ ደረጃ ናትካ ክስራዕ ኣይደልን ኢየ።

    • @Robeltk
      @Robeltk 2 ปีที่แล้ว +1

      @@denden99bizen35 እንታይ ምስ በልካ ከምዝጸረፍኩኻ ኣጸቢቅካ ትፍልጥ ኪኻ::
      እንታይ ዘማጉት ጽሒፍካ ኢኻ ሞ
      ከማጎተካ ::
      ብጸርፊ ዘፍታሓ ከምዘይለስ ኣጸቢቅ እየ ዝፍልጥ::

    • @denden99bizen35
      @denden99bizen35 2 ปีที่แล้ว

      @@Robeltk ዓቕምኻ ጸርፊ ስለዝኾነ ዓቕምኻ ኢኻ ፈጺምካ ።ኣይተሓዘካን ኢዩ።

    • @aberateklehaimanot9804
      @aberateklehaimanot9804 2 ปีที่แล้ว

      @Denden 99 Bizen ኣንታ/ቲ ገስረጥ ሽለት፡ኣእምሮኻ/ኺ ተጠቀመሉ እንተሃለወካ/ኪ።